CHURA BAND- KIBROM H/MARIAM( ኮብራ)& LUWAM BRHANE /HATNEY/ ሓትነይ new tigrigna Music 2021 official video

แชร์
ฝัง

ความคิดเห็น • 2.8K

  • @wedibrhijoker2324
    @wedibrhijoker2324 3 ปีที่แล้ว +2843

    እዛ ደርፊ ምስ ሰማዕኩም ከምዚ ኸማይ ውሽጥኹም ተዘዝ ዝበለኩም እስከ ረጊጽኩም ሕለፉ!!

    • @tomasmengstab1194
      @tomasmengstab1194 3 ปีที่แล้ว +21

      Nay behaki ane keman mera tezez elini wegeney

    • @ዕባይገጠርእየ
      @ዕባይገጠርእየ 3 ปีที่แล้ว +47

      ኣይካኣልኩን ህዝበይ ይረግፍ ኣነ ኣብስደት ልበይ ይነብዕ 😢😢😢😢😢

    • @ብፍቅሪሰራዊትትግራይልበይ
      @ብፍቅሪሰራዊትትግራይልበይ 3 ปีที่แล้ว +27

      ኣነ እሞ ገደፈኒ ብንብዓት ተሓፂበ 😭😭😭😭😭😭😭💔💔

    • @kusunsenay7832
      @kusunsenay7832 3 ปีที่แล้ว +12

      bflay eta sebeyti OMG

    • @ዕባይገጠርእየ
      @ዕባይገጠርእየ 3 ปีที่แล้ว +29

      @@ብፍቅሪሰራዊትትግራይልበይ ኣጆና ክሓልፍ እዩ ክብረተይ ንዝፈተዎ እዩ ኣምላክ ዝፈትን ኣነ ዝፈትዎ ሓወይ ብሰንኪ ሰራዊት ኤርትራ ሲኢነ ኣለኩ💔💔😢😢😢

  • @Zemeney-dw2qt
    @Zemeney-dw2qt 3 ปีที่แล้ว +539

    እዚ ታሪክ ናተይ ታሪክ እዩ ደርፊ ካብ ደይ ሰምዕ 6 ዓመት ኣለኒ ግን ሓደ ምስ ሰደደለይ ብጃካ ስምዓዮ ናትካ ታሪክ እዩ እሉኒ ብሓቂ ሓትነይ ሽረ ኣላ ምስ ወዳ ኣነ ድማ ኤሮፓ ኣለኩ ኣጆኩም ክወግሕ እዩ ተጋሩ ይሕዋተይ

    • @nahommhretab4261
      @nahommhretab4261 3 ปีที่แล้ว +15

      Bhaki

    • @abugnlyn2033
      @abugnlyn2033 3 ปีที่แล้ว +10

      ኣጆካ ማዓረይ ትትሓሓቆፉሉ ጊዘ ቃሪቡ እዩ 🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️

    • @WrsfdEyet
      @WrsfdEyet 2 ปีที่แล้ว

      አያካ ሓወይ ናተይ ኩሉ ከም ምሕልፉ ካሓልፍ እዩ 😭

    • @ብሳልሳይወያነወሲኸኮሪዐኣ
      @ብሳልሳይወያነወሲኸኮሪዐኣ 2 ปีที่แล้ว +1

      ኣነ ከዓ ኩሉ ግዜ ምስ ሰማዕኹወየ ኮመንት ኣንቢበ ኣይፈልጥን ናነባዕኹየ ዝውድኣ። ናይበይንኻ ኣይኮነን ናይ ብዙሓት ዝፈልጦም ታሪኽ እውን እዩ። ነቲ ርኹስ ኢሰያስ ንሱ ከየጥፋእና ህራስ የለን ንኡ ኣጥፊእና ዋላ ተበደልኩምና ጌጋኹም ተኣሚንኩም ዘይዕሪ የለን ንመፃኢ ወለዶ ኣኪብና ንግደፎም ኣደዳ ኣዕራብን ኣደዳ ሽዋን ከይንገብሮም

    • @peaceforTigray
      @peaceforTigray 2 ปีที่แล้ว

      ኣጆና ! ንዓይ እውን ታሪኸይ እዩ ሓትነይን ኣሞይን መምስ ስድርአን ገሊአን ኣስመራ ገሊአን ማይዓይኒ ኣለዋ ፈለማ ምስ ሰማዕኹዋ ንብዓተይ ምቁፅፃር እየ ስኢነ

  • @ሜሪጓልኣክሱምፅዬን
    @ሜሪጓልኣክሱምፅዬን 3 ปีที่แล้ว +528

    ዓክክክ ከመይ ኢለሞ ክናገር ንብዓት እናነባዓኩ እየ ዝፅሕፍ ዘለኩ እህህህ ህዝበይ ን ሰላም ንዘምር ትብሉ ብላይክ ግለፁለይ ኣጆና እስኪ ክወግሕ እዩ ንኩሉ ግዜ ኣለዎ

    • @beriyesegu317
      @beriyesegu317 3 ปีที่แล้ว +5

      Ajoki sebey

    • @tigraytigraytagray8404
      @tigraytigraytagray8404 3 ปีที่แล้ว +4

      ዓክክክክክ ትግራይይይይይይ አይዞን እስኪ

    • @mehariandemikal108
      @mehariandemikal108 3 ปีที่แล้ว +3

      @@beriyesegu317 ASD

    • @tesfyewelye5341
      @tesfyewelye5341 3 ปีที่แล้ว +6

      ajoki gal tigiray shikor kulu kiwegih eu

    • @Eruna1993
      @Eruna1993 3 ปีที่แล้ว +2

      ኣጆኺ ማዓረይ 🙏

  • @medebmsgana5016
    @medebmsgana5016 3 ปีที่แล้ว +568

    ኣታ እዛ ጋል ኽንደይ ይጥዕም ድምጻ እስከ ናይ ዛ ጋል ዝፈተኩም ለይክ ግበሩ

    • @አናቴህወቴአባቴኩራቴ
      @አናቴህወቴአባቴኩራቴ 3 ปีที่แล้ว +5

      አረ አነስ ማሚት ነጋሽ እዩ መስልኒ እዚ ድምፃ

    • @abelgebre8203
      @abelgebre8203 3 ปีที่แล้ว

      for what you need like

    • @tsegayabraham4247
      @tsegayabraham4247 3 ปีที่แล้ว +1

      @@አናቴህወቴአባቴኩራቴ belke ane wen kemi endblku eyi

    • @wttm7266
      @wttm7266 3 ปีที่แล้ว

      Btami fetyeya kimewit eye delye ane win btami dimaxa des yibil des yibelom!!!

    • @tiebeghebru2649
      @tiebeghebru2649 3 ปีที่แล้ว

      ሕልሚ ትጥዕም እምበር

  • @yafettewelde5350
    @yafettewelde5350 3 ปีที่แล้ว +188

    ህዝቢ ትግራይ ጸግዕና ወገና ንዘልኣለም ዝፈልየና የለን ህግደፍ መሲልዎ አምበር መሊስና ኢና ክንፋቀር ኣጆካ ህዝቢ ትግራይ ዓወት ናትካ አዩ ኣንታ ተባዕ ህዝቢ

  • @tomtom-rk8eo
    @tomtom-rk8eo 3 ปีที่แล้ว +2144

    ሰላም ክልቲኡ ህዝቢ ትድሊ ወዲ ትግርኛlike ርገጽ።

    • @yemanegebrehiwet903
      @yemanegebrehiwet903 3 ปีที่แล้ว +10

      Ok

    • @tomtom-rk8eo
      @tomtom-rk8eo 3 ปีที่แล้ว +5

      @@yemanegebrehiwet903 junta

    • @yemanegebrehiwet903
      @yemanegebrehiwet903 3 ปีที่แล้ว +11

      Juntiye natey ewe

    • @B.N17
      @B.N17 3 ปีที่แล้ว +5

      @@tomtom-rk8eo 💪💪 ሎሚ ድኻ ፈሊጥካ ምስክነይ kk

    • @tomtom-rk8eo
      @tomtom-rk8eo 3 ปีที่แล้ว

      @@B.N17 እንታይ'ዩ ዝፈልጦን ዘይፈልጦን'ከ?

  • @breatigray1444
    @breatigray1444 3 ปีที่แล้ว +849

    ክልቲኡ ህዝቢ ሰላም ዝደሊ ላይክ እስከ
    ትግራይ ኩሉ ክሓልፍ እዩ ኣዮና

  • @kubromkobrakobra6637
    @kubromkobrakobra6637 3 ปีที่แล้ว +1251

    ንእቲህቡና ሃናጺ ሪኢቶኹም ካብ ልቢ ክብረት ይሃበልና የሕዋተይ ማዓረይ ኣዝየ እየ ዘመስግነኩም

    • @Van.dijk___4
      @Van.dijk___4 3 ปีที่แล้ว +6

      ❤❤❤❤

    • @Progressive2468
      @Progressive2468 3 ปีที่แล้ว +6

      History is documenting..... Good work bro.

    • @samriabreha1306
      @samriabreha1306 3 ปีที่แล้ว +28

      ኣነሕና ኢና ክነመስግን ዘለና ንሰላም ምዝማር ዓብይ ፀጋ እዩ

    • @galteshay3644
      @galteshay3644 3 ปีที่แล้ว +17

      ድምፂ ውፅዕ ህዝቢ ስለዝኮንኩም ብጣዓሚ ኢና ነመስግን ክቡር ሓውና !ሰለም የውርደልና

    • @ብርኽቲብርኽቲ
      @ብርኽቲብርኽቲ 3 ปีที่แล้ว +10

      ክብሪ ይሃብኩም አሕዋት ❤❤

  • @ስሉጓልትግራይ-ፐ3ጀ
    @ስሉጓልትግራይ-ፐ3ጀ 3 ปีที่แล้ว +67

    እፍፍፍፍፍ ከብድካ ትበልዕ ደርፊ የቀንየልና ሓወይ ፍቅሪ ንክልቲኡ ህዝቢ🇻🇳🇪🇷🇻🇳🇪🇷🇻🇳🇪🇷🇻🇳🇪🇷🇻🇳💟🇪🇷💟💟💟💟💖💖💟💟💟💋

  • @TitiAgameTigiray
    @TitiAgameTigiray 5 หลายเดือนก่อน +14

    እቲ ፀልማት ግዜ ኣዘኪርክሙኒ ከም በሓዱሽ ነቢዐ እቲ ግዜ እቲ ውን ሓሊፉ😢😢 ክብረት ይሃበልና ዞም ናትና💝💪💛❤🇻🇳

    • @TsgabGe
      @TsgabGe 2 หลายเดือนก่อน

      እወ የዓኽ መዓት በሰላ ገዲፉ እምበር

  • @Eritreanp
    @Eritreanp 3 ปีที่แล้ว +369

    ኣታ ከምዝከማይ ዶ ሕምስ ኢልኩም ኣለኩም ናይ ትግራይ ጉዳይ ኣይከኣልኩን። ኣምልኽ ሰማይ ኣብ ጎድኒ ጽዮን ኣኹሱም ኩን ።

  • @wintasolomon9411
    @wintasolomon9411 3 ปีที่แล้ว +236

    እዛ ደርፊ ምስ ሰማዕኩ ኣዝየ ተረቢሸ !ግን እንታይ ኣለዎ ነዚ 2 ህዝቢ ሰላም እንተዘውርደሉ ኢለ ውን እውን ንኣምላከይ ለሚነዮ እግ/ር ፀሎተይ ክሰምዐኒ ካኣ ተስፋ ይገብር ኣጀኩም ለባተይ ❤️🙏

  • @እንርታዊትትግራወይቲ
    @እንርታዊትትግራወይቲ 3 ปีที่แล้ว +120

    እፍፍፍ ንብዓተይ ምቁፅፃር ኣብያኒ ሰላም ንኩልትኡ ህዝቢ ❤⭐❤&🇪🇷👌

  • @frehailay3727
    @frehailay3727 3 ปีที่แล้ว +74

    ይፈርሕ'የ ኣመና ፍጹም ከይጸንት ዘርእና ኲናት ሕድሕድ ከይከውን ምጾታት ከይጅምር በኣና😭😭💔 ፈጣሪ ባዓለካ ሰላም ኣወርደለና

  • @elaela8604
    @elaela8604 3 ปีที่แล้ว +202

    ኣጆኹም ተጋሩ ኣሕዋትና ፅባሕ ካልአ መዓልቲ አያ ኩሉ ክሓልፍ አዩ ጀጋኑ አኩም ታሪኽኩም ነባሪ አዩ ጸላኤኩም ይንባዕ ኣጆኹም ኩሉ ኣኸለ ምሳኹም አዩ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️

    • @rahelfkrrr4872
      @rahelfkrrr4872 3 ปีที่แล้ว +1

      Tsbuk.aleka.lebamey.hawey.amlak.alo🙏🙏

    • @elaela8604
      @elaela8604 3 ปีที่แล้ว +6

      @@rahelfkrrr4872 ኣጆኹም ዓወትኩም የረየና ፈጣሪ

    • @samirawitsamirawit8815
      @samirawitsamirawit8815 3 ปีที่แล้ว +3

      ለባም ኤርትራዊ

    • @طاهرهطاهره-ك7س
      @طاهرهطاهره-ك7س 2 ปีที่แล้ว +4

      የቅንየልና ዘሓፍተይ 😭😭😭💔💔💔🇻🇳🇪🇷🇻🇳🇪🇷🇻🇳🇪🇷አላህ ንኩልና ሰላም የዉርደልና ያረብብብብብ🕌🕌☝

    • @egzabihertalaknew3508
      @egzabihertalaknew3508 2 ปีที่แล้ว

      Bahakiy hada hade lebamat sebat alekum 🇪🇷 yehwatna

  • @atchanel6181
    @atchanel6181 3 ปีที่แล้ว +118

    ጩራ ፍኣ ሰብ ሕልና ፍርያት ኩፍሎም ይካኣሎ እንዲኹም 100%
    ኮብራ ናይ ብሓቂ ኣድኒቀካ ንኡስ ወለዶ::

  • @semeretesfalem8189
    @semeretesfalem8189 3 ปีที่แล้ว +163

    *ደጊም ምስ ህዝቢ ትግራይ ፍቕሪ እንበር ጽልኢ የለን፡ ውልቀ መላኺ ዘሕደረልና ጽልኢ ኣብ ልዕሊ ትግራይ ብፍቕሪ ክንድብሶ ኢና፡ ኣጆኻ ህዝቢ ትግራይ ይቕሬታን ካሕሳን ድሕሪ እዚ ኩነታት የራኽበና🙏🏽*

    • @elieytigraweyti6874
      @elieytigraweyti6874 3 ปีที่แล้ว +10

      በዓል ሙሉእ ልቦና የቀንየልና ክብረተይ ንሶምስ በዲሎምናዋ ክብረተይ ኣደና የሓርድዋ ኣለዉ😢😢😢

    • @ንእግዚኣብሔርምፍራሕጥበብ
      @ንእግዚኣብሔርምፍራሕጥበብ 3 ปีที่แล้ว +9

      ከምዚ ከማኻ ልብና ይኽፈተልና እምበር እምበር ከምቲ ዝበልካዮ ከቢድ ጽልኢ ኢዮም ኣሕዲሮምልና ኔሮም ኣብ ልብና እዞም ውልቀ መለኽትን ባዕዳውያንን። እቶም ዝነቃሕና ምሉእ ናይ ፍቅሪ ልቦና የስፍሓልና ፈጣሪ።

    • @delaytlove8297
      @delaytlove8297 3 ปีที่แล้ว +2

      Aseyyyyyy deqi erey aye awe ab kahsom yebkana iseyas arawit zeykone tmrti asrixu ab reasi eritreawi we love more tgray 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💗

  • @Zakiadmas1219
    @Zakiadmas1219 3 ปีที่แล้ว +83

    እዛ ደርፊ ምስ ሰማዕክዋ ጀለምታ ንብዓተይ ዛርዩ። የቐንየለን ኮብራ ኣቦ ጥበብ።

  • @እማሓላላይናፍቀኪ
    @እማሓላላይናፍቀኪ 3 ปีที่แล้ว +77

    እሲቲ አጀኩም ፅንዓት ያሃብኪ ዓደይ ትግራይ አጀኩም ኩሉ ሓልፉ ሰላም የምጸአልና ሰላም ንትግራይ ንኤራትራ ይኹን 🇻🇳🇻🇳

  • @ፀጉሽኃልተዋህዶ
    @ፀጉሽኃልተዋህዶ 3 ปีที่แล้ว +72

    ዋይ ሰምዐ ምምናይ ኣብየዪ ብክያት እናሓነቀኒ ካምዝ ካማይ ካብዱ ሕጅቅጅቅ ዝበሎ መን ኣሎ እፍፍፍፍፍፍ

  • @aesugaltewahdo5132
    @aesugaltewahdo5132 3 ปีที่แล้ว +374

    አሕሕሕሕ እንታይ እየ ሞ ዝብሎ ብክያት ሲዒርኒ 😭😭😭😭😭😭😭😭
    ክንስዕር ኢና ✊

    • @emanuelbrhane7045
      @emanuelbrhane7045 3 ปีที่แล้ว +12

      ኣጆኻ ጸላእትኻ ደም ይንብዑ

    • @ጓልደፂየይ
      @ጓልደፂየይ 3 ปีที่แล้ว +10

      ኣጆና ክወግሐልና ዩ ሃገረይ ♥💛💊💪🙏

    • @mebrhithadish3195
      @mebrhithadish3195 3 ปีที่แล้ว +8

      ኣጆካ ዛሓወይ ኩሉ ካሓልፍ አዩ

    • @natsnettadese3685
      @natsnettadese3685 3 ปีที่แล้ว +4

      ajoka zhweyyy

    • @yemanebrhane5756
      @yemanebrhane5756 3 ปีที่แล้ว +4

      Ajoka kbretey wegeney

  • @ሜሪጋልትግራይ-ፀ5ቈ
    @ሜሪጋልትግራይ-ፀ5ቈ 3 ปีที่แล้ว +186

    ክብረት ይሃብካ ዝሓወይ ናይ ብሓቂ ጅግና
    ዘማሪ ንሰላም
    ብሰራዊት ኤርትራ ሕርር ክንብል በአካትኩም ንድበስ

    • @tiblestgere2790
      @tiblestgere2790 3 ปีที่แล้ว +3

      Ajoka trah knawet Ena zhawey azia nay mechersha eyu menasey ertrea atifeu nab hawna hazi tgray ka segiru azia arawit khalfyu dhan kulu tgray tawet💪💪💪💪❤️❤️❤️❤️🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳

    • @smichael9969
      @smichael9969 3 ปีที่แล้ว +3

      Zbezh hzbi eritra ayndgfon ena azi zgber zolo. Nhazn ka bezi zftsem zolo

    • @myownoasis
      @myownoasis 3 ปีที่แล้ว +5

      ሰራዊት ኤርትራ ዝሓለፈ 20 ዶብ ሰጊሩ ንትግራይ ዝሰገረ ተጋሩ ኣሕዋተይ ኢሉ እዩ.... እዚ ኵናት እዚ ህጻውንቲ ቆልዑ ብግዲ ዝጥበስዎ ዘለው ኵናት እዩ.. ምስ ህዝቢ ኤርትራ ኣይነመሳስሎ ኢሰያስን ሻራዊ ጉጅለ ህግደፍን እዮም ዝሕተትሉ

    • @wttm7266
      @wttm7266 3 ปีที่แล้ว

      🥰🥰🥰😘😢

    • @mariyammariyam7099
      @mariyammariyam7099 3 ปีที่แล้ว

      💞💞💞💞👌

  • @hagereynafke5994
    @hagereynafke5994 3 ปีที่แล้ว +347

    ምስ ተጋሩ የሕዋትና ዝፈልየና ሞት ጥራይ እያ ኣጆኹም ኣጆና ፋሽሽታውያን ክሳዓሩ እዮም።

    • @rahelfkrrr4872
      @rahelfkrrr4872 3 ปีที่แล้ว +3

      Tsbuk.aleka.hawey.natey.amlak.yaakelekum.yeblena🙏🙏🙏🙏🙏

    • @rahelfkrrr4872
      @rahelfkrrr4872 3 ปีที่แล้ว +1

      @m.rahaman wardag .amn sebey.domo.ftuw.eye.zeblekum.deki.tigray.mareyyyyy💘👈

    • @hagosgebreyowhones779
      @hagosgebreyowhones779 3 ปีที่แล้ว +1

      Kab tegaru keflyena zhasb Xehay arbato ala akele xla abmego azom ahzab!!!!!

    • @tigraytigraytagray8404
      @tigraytigraytagray8404 3 ปีที่แล้ว +1

      ምቃል ጎንና ንቃለስ አለና እሕዋትና ከይንቅየም

    • @hagereynafke5994
      @hagereynafke5994 3 ปีที่แล้ว +1

      @@tigraytigraytagray8404 ኣጆና ጥራይ ዓወት ናይ ግድን እዩ ።

  • @TsionZtewahdoMedia
    @TsionZtewahdoMedia 3 ปีที่แล้ว +50

    ለዃስ ደርፊ እውን ከም መዝመር ልብካ የድሚ እዩ! አንሕና ንፍተን ከም ወርቂ
    ሪመይ መሬተይ ትግራይዋይ

  • @teberhtewelde2341
    @teberhtewelde2341 3 ปีที่แล้ว +37

    ጩራ ባንድ ትገብርዎ ዘለኩም ስራሓት ነዚ ኣሕዋት ህዝብታት ናብ ፍቅሪ ዝወስድ እዮ እሞ በርትዑ
    We are with you guys bless you ❤❤❤❤

  • @frehiwetfrehiwet495
    @frehiwetfrehiwet495 3 ปีที่แล้ว +300

    መን ኣሎ 20 ግዚ እንዲደገገም ዝስማዕ ነዚ ድረፍ😭😭😭😭😭😭😭

  • @ትግራይኩሕሎ-ቘ7ተ
    @ትግራይኩሕሎ-ቘ7ተ 3 ปีที่แล้ว +378

    ዋው ሎሚ ካልኤቲ ኮይነ
    ዌል ደቂ ኢሬ ❤💛👌🙏
    የቀንየልና ክቡራት ኣሕዋትና
    በቶም ኣራዊት ሰራዊት ንሓዝን
    ብኣኹም ካኣ ንድበስ 🙏🙏🙏

    • @tirhasmichael614
      @tirhasmichael614 3 ปีที่แล้ว +7

      behaqi dehzn eyu enssatat eyom kabana halifom abakum mbxhom endiyu dea melisu dehrrena aba eba dmss ybelu

    • @bsratfishation4674
      @bsratfishation4674 3 ปีที่แล้ว +13

      ሓወይ ናተይ አወ ብቶም ኩብራት ተደቢስኩም ሓወይ & ሓፍተይ ናተይ አንበር ህግደፍ ዳ ናህና ደም ወዲኡ ሕጅ ካኣ ናብ ዓዲ ሓትነይ ሰጉሩ አታይ አሞ ክንገብር ሊዕሊ ዓቅምና አኮ ከይኖ አተይ ክንኮብሮ አልካና ኢካ ኣጀኩም ግን ደቂ ትግራይ ዓደይ ኩሉ ክወግሕ አዩ

    • @aneeyeshuqe.4570
      @aneeyeshuqe.4570 3 ปีที่แล้ว +2

      *Kibrom h/mariam tigraway u ane xbuki gare u zeftlte 💯 ::*

    • @Tesfahwetgebrihwet9
      @Tesfahwetgebrihwet9 3 ปีที่แล้ว +1

      Entay emo kngebr hamiknakum meniseyat

    • @alemtekeste919
      @alemtekeste919 3 ปีที่แล้ว +4

      ንዓና ግን አኮ 30 ዓመት አዮም ኣብክዪምና ንህዝብና ዘይ ኮነ ሰራዊት ንትግራይ ክከዉን ኢልካ ምሕሳብ ኣብ ማይ ሓንቢስካ ማይ ከጠልቀካ ምዉጻአ አዩ

  • @massawaMedia21
    @massawaMedia21 3 ปีที่แล้ว +60

    ዓወት ንሕዝቢ ትግራይ ።
    ልቢ ትትንክፍ ናይ በሓቂ ትግራዎት የሕዋት ዓወትኩም ናይ ግድን ኢዩ🇪🇷©️🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳 ትግራይ ትዕወት የሕዋተይ ኣጆኹም ንመን ኢልዎ ኣቦይ እዝጊ
    ኣምላኽ ምስቲ ውጹዕ ኢዩ ኣጆኹም ባዕላ ኣላ እታ ማርያም ኣኩሱም ዋሕስ ኩሉ።

  • @mhreteab.yemane6126
    @mhreteab.yemane6126 3 ปีที่แล้ว +70

    ከምዚ ከማይ ውሽቱ ዝተተንከፈ አንተ ሃልዩ አስከ like eske habuni

  • @yemanebahere1332
    @yemanebahere1332 3 ปีที่แล้ว +37

    አቱም ጀጋኑ ቃላት ስኢነ ንዓኹም ዝገልጽ I’m Eritrean from the hero people akeleguzay I’m proud you you guys to be my brothers keep doing great job 😍👌😍👌💐😍👌💐😍💪💪💪💪

  • @rutatesfamariam7130
    @rutatesfamariam7130 3 ปีที่แล้ว +133

    ሎምስ ህዝብን ኤርትራን ትግራይን ደም ምተላጋገስና እምበር ሎሚ ዶ ደም ምተፋሰስና ኣሕህህ 😭😭ብጣዕሚ እዩ ዘሕዝን ጸሊም ታሪክ ይፍጸም ኣሎ ኣምላክ ሰላም የውርደልና ምስ ውጹዕ ይኩን ተጋሩ ከኣ ዓወትኩም የስምዓና 🙏🏽🙏🏽💊🇪🇷🙏🏽💊❤️🇪🇷🙏🏽🥺🥺🥺🥺

  • @afiealexissanchez9436
    @afiealexissanchez9436 3 ปีที่แล้ว +123

    ሰብ ሕልና ወገናተይ ብሉጽ ስራሕ።
    ¶ሓትነይ¶
    እወ ሓቅኻ ምቃለይ
    ሓውኻ መጽዩ 'ሎ ትግራይ
    ብፍላጥ ድዩ ብዘይ ፍላጥ
    ልፍንቲ ሒዙ ኣምሓራይ
    ግን ይፈርሕ'የ ኣመና
    ፍጹም ከይጸንት ዘርእና
    ኲናት ሕድሕድ ከይከውን
    ምጾታት ከይጅምር ባኣና.....

  • @danisolomon3750
    @danisolomon3750 3 ปีที่แล้ว +90

    ከባሪ ከም ወትሩ ብሉጽ ትሕዝቶ
    ፍቕርን ሰለምን ንህዝቢ ኤርትራን ትግራይን💖

  • @ge3865
    @ge3865 3 ปีที่แล้ว +13

    ኮብራ ሃወይ መግለጺይ የብለይን ኒኣካ ዚከዉን ቃላት ቢታአሚ ብሉጽ ናይ ብሉጻት አካ አሞ ኣጆካ ቀጽሎ ዓወት ኒህዝበይ ትግራይ ኣጆኩም ተጋሩ ኣብ ጎንኩም ኣለና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @ኣለምዓጋመ
    @ኣለምዓጋመ 3 ปีที่แล้ว +8

    ኣካለ ጉዛይ ዓጋመታይ ትግራይ ክንምሎስም ኢና ናትና አዮም ❤️💛❤️❤️💛❤️👫👫👫💛💛💛💛💛❤️❤️❤️❤️❤️❤️💛💛💛💛💛💛💛💛👫👫👫👫❤️❤️❤️❤️❤️💛💛💛💛💛💛❤️❤️❤️❤️👫👫👫👫💛💛💛💛💛

  • @habendebesay8880
    @habendebesay8880 3 ปีที่แล้ว +194

    ሙሉእ ሓይሊ ይሃብኩም ፍጣሪ ትግራይ ♥♥♥♥♥♥♥🇨🇳🇨🇳🇨🇳🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇨🇳👈

    • @wawagebrehiwot6500
      @wawagebrehiwot6500 3 ปีที่แล้ว +2

      Ethiopia tigray kemtichifchif kulu gizea yigasb neyre gin Eritrea alatina kithegizena eyea ebil nyre gin etu zihasbku aykonen gin atum fttewity tigray eritreawian nmsgin

    • @ብፍቅሪሰራዊትትግራይልበይ
      @ብፍቅሪሰራዊትትግራይልበይ 3 ปีที่แล้ว +4

      አሜን አሜን አሜን ዝሓወይ

    • @Lucky.channel23
      @Lucky.channel23 3 ปีที่แล้ว +5

      @@wawagebrehiwot6500 ezi aregit sebay kelo selam yelen

    • @alenadema8334
      @alenadema8334 3 ปีที่แล้ว +1

      @@wawagebrehiwot6500 kemu endiu kikewin zigbae neru gin eritreawit ade kinwelid enber kitliek zeyteadelet ade ya so niana mihachna💔

    • @ወይኩንፍቃድከ-ደ3አ
      @ወይኩንፍቃድከ-ደ3አ 3 ปีที่แล้ว +1

      ኣሜን (፫)

  • @We-ub3dh
    @We-ub3dh 3 ปีที่แล้ว +173

    እዛ ደርፈ ምስ ስማዕኩም ክምዚ ከማይ ውሽጥኩም ገለ ተስማዕዶ 1977/2013እሕሕሕሕ
    1,ብጣይት ኩመውት ህዝብይ
    2,ብጥምይት ክመውት ህዝብይ
    3,ሳአና ሕኩምና ክመውት ህዝብይ
    የቀንየልና ክብርት አሕውትይ አስክ #ላይክ# ሃብና

    • @sosi8340
      @sosi8340 3 ปีที่แล้ว +2

      😭😭😭💪

    • @sabamengsteab1240
      @sabamengsteab1240 3 ปีที่แล้ว +2

      💔😭😭

    • @teklitxewarshigir8403
      @teklitxewarshigir8403 3 ปีที่แล้ว +3

      Kebdey tegelabitu beza derfi amlak yieakil ybelo nezi 2 hzbi hawuki .wedi eri

    • @We-ub3dh
      @We-ub3dh 3 ปีที่แล้ว +3

      አጀና አሕውተ እግዚአብሔር ምስ ውፅዓ ይካና ትግራይ ትስዕር።

    • @ፍረገረዝሃሪ
      @ፍረገረዝሃሪ 3 ปีที่แล้ว +1

      🇨🇳🇨🇳🇨🇳🇨🇳🇨🇳🇨🇳🇨🇳ትግራይ ትሰዕር

  • @Million69-hm
    @Million69-hm 3 ปีที่แล้ว +117

    ኮብራ ዓርከይ! ውሽጠይ ከምዚ ኤለትርክ ዝሓዘኒ ጠዝዝ ኢለ በቃ።

  • @የማርያምልጅነኝ-ዠ8ሐ
    @የማርያምልጅነኝ-ዠ8ሐ 3 ปีที่แล้ว +29

    ውይ ኣታ አነስ ቲም ኢለ ይነብዕ😢😢😢
    ኣታ አምላከይ ብምሕረትካዶ ጠምተናይ👏👏👏

  • @awelmahamed837
    @awelmahamed837 2 ปีที่แล้ว +8

    ክቡር ወድ ሓትነይ ኣቲ ሽግር በዓልትና እና ፍቕድናሉ ምክንያቱ ትግራዋይን ኤርትራዊን ብጠቕላላ ህዝብ ትግሪኛ ሓንት ገይሪና ዕፅው ከምበልናያ ኣምሓራይ ኣይኮነን ኣፍሪካውን ኣይ ምደፈረትናን ።

  • @Liam-liam
    @Liam-liam 3 ปีที่แล้ว +537

    ሓቂ ሓቂ ያ ተጋሩ ብጣዕሚ ሰብ መትከል ኢኹም ሓይሊ ይሃብኩም ፈጣሪ🙏😥💖

  • @yordigaltigray
    @yordigaltigray 3 ปีที่แล้ว +251

    ሓውካ ማለት እቲ ኣብ ራህዋካ ጥራሕ ዘይኮነስ ኣብ ጸገምካ እውን ኣብ ጎድንካ ዝከውን እዩ እቲ ትክክለኛ ሓው ዝባሃል 🤝
    ኣብዛ ጸባብ እዋን ምሳና ኮይንኩም ተካፈልቲ ቃንዛና ዝኮንኩም ኤርትራውያን ወገናት እታ ዝክእላን ዝመልካን ናይ ልቢ ምስጋና እያ'ሞ ክብረት ይሃበልና ስቃይና ተወዲኡ ሰላም ረኪብና ንተሓቋቆፈሉ ግዜ የምጸኣልና ፈጣሪ 🤲⛪️

    • @danjoschiere8012
      @danjoschiere8012 3 ปีที่แล้ว +2

      Yordi kemzi kemaki lebamat terh eyin zeflto kemzen bal jeji zebhela gen kendey yehwatna idekum akebu ends bela yegisgusa alewa balkin melsi haben

    • @ተመስገንፈጣሪንበል
      @ተመስገንፈጣሪንበል 3 ปีที่แล้ว +3

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝያደይ

    • @ትጂጓልትግራይ
      @ትጂጓልትግራይ 3 ปีที่แล้ว +3

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን ከም ፍቃድ ኣምላክ

    • @mtewahido4849
      @mtewahido4849 3 ปีที่แล้ว +1

      Walla ane efff yekenyelina kiburatey

    • @lunafutsum7327
      @lunafutsum7327 3 ปีที่แล้ว

      😓😓😓🖕🏾🖕🏾🖕🏾🇪🇹🇪🇷❌❌

  • @nevergiveuptigray7719
    @nevergiveuptigray7719 3 ปีที่แล้ว +76

    እዋይ ከምዚ ከማይ ዝነበዐ ይህልዉ ዶ
    አክክክክ ዓደይ አጆኪ ክንዕዉት ኢና ክብረት ያሃበልና ዘሞ ሓተይ ብኢሳያስ ንሓዝን ብአኩሞ ካዓ ንድበስ 💊💊💊💊💊💊💔😭ላይክ ገጭኩሙ ሕለፉ ተጋሩዋይ ምቃል ጎነይ

    • @lemigaultigray6335
      @lemigaultigray6335 3 ปีที่แล้ว +1

      anee alku zehftey aykalkhuen

    • @Yoyose5172
      @Yoyose5172 3 ปีที่แล้ว

      Am from Eritrea but l love tigray ❤️🇻🇳🇪🇷❤️🇻🇳🇪🇷❤️🇻🇳🇪🇷

  • @muluebrhanweldeselase9649
    @muluebrhanweldeselase9649 3 ปีที่แล้ว +37

    ኣቱም ሰባት ኣነ ደጋግመ እየ ሰምአያ ግን ፈጽመ ክመንዋ ኣይካአልኩን ከማይ ትህልውዶ ትኩኑ፧

    • @ንፍቅሪእየዝኣምን
      @ንፍቅሪእየዝኣምን 3 ปีที่แล้ว +1

      አነ አለኩ ሰሚዕ ምፅጋብ ዝስአንክዋ ስቅ ኢለ ይደጋግማ 😥😥

  • @yemaneghebru2698
    @yemaneghebru2698 3 ปีที่แล้ว +29

    -ኢና ደቂ ሓትነታትን-ኣኮታትን፡
    -ኢና ደቂ ኣሞታትን-ሓውቦታትን፡
    -ኢና ጎሮባ-ብትን-መባጽሕትን፡
    -ኢና ሰብ ሓደ ታሪክን-እምነት፡

    • @aaamithaylay5718
      @aaamithaylay5718 ปีที่แล้ว +1

      ሓቂ ንዘተረደኦስ

    • @Fkadugebremikal
      @Fkadugebremikal 10 หลายเดือนก่อน

      !​@@aaamithaylay5718

    • @TsgabGe
      @TsgabGe 2 หลายเดือนก่อน

      እህህህህ ዶ

  • @ጋልትግራይእየፉሎጡኒ27
    @ጋልትግራይእየፉሎጡኒ27 3 ปีที่แล้ว +211

    ኣከለ ጉዛይ ደምና ፍንፃሕ መሰገልና ኦንካዕ ረአናኩም ኣፍታ ቁርፂ እዋን

    • @estifanoskidaneghbrezghi9002
      @estifanoskidaneghbrezghi9002 3 ปีที่แล้ว +27

      ኣጆኺ ካል ትግራይ ሽኮር ኣምላክ ይሓግዝኩም ሓውኪ ካብ ኮለጉዛይ

    • @tuemzgitesfay1402
      @tuemzgitesfay1402 3 ปีที่แล้ว +20

      ኣጆኺ ማዓረይ ካብ ኣከለ

    • @primostgorge.6739
      @primostgorge.6739 3 ปีที่แล้ว +20

      Ajoki wegeney (wedi akele)💪🏿🌹❤

    • @mussielegese8072
      @mussielegese8072 3 ปีที่แล้ว +20

      ኣጆኩሜ ተጋሩ ኣሕዋትና ክሓልፍ እዩ ሓውኩም ወዲ ኣከለ🙏🙏🙏🙏

    • @ichliebemeinemutter8924
      @ichliebemeinemutter8924 3 ปีที่แล้ว +20

      Ajokum Tegaru yehwatna kehalf eye hwkum wedi seraye eye

  • @solomonberhe142
    @solomonberhe142 3 ปีที่แล้ว +223

    ኣየ ኣከለ ኩሉ ጉዜ ኩርኣት ብኣኩም ደቀምሓረ ሰገነይቲ ኣዲ ቀይሕ ሰንኣፈ ጾሮና 🇪🇷🇻🇳🥰🥰🥰😘

    • @tekestetesfalem4196
      @tekestetesfalem4196 3 ปีที่แล้ว +5

      @@orthodoxtewhdonezelalmeten6683 ata wedi kelbi hasad wedi komarit gexka habieka txaref aleka mushmush

    • @tekeatekle7559
      @tekeatekle7559 3 ปีที่แล้ว +4

      Hemam menschro tehaza adeka teref telyan orthodox kea tebl tekali

    • @solomonberhe142
      @solomonberhe142 3 ปีที่แล้ว +16

      @@orthodoxtewhdonezelalmeten6683 ኣከለ ደቀባት ድኣ ናበይ ክንወጽእ ቅድሚ እታ ኤረትራ ትብላ ዘለካ እኮ ንሕና ኢና ኔርና.ድሓር ድማ ኣፍካ ዝሃበካ ጸርፊ ኣይትጻረፍ ስምካን ተግባርካን በበይኑ 🙈🙈

    • @ብደምናዝተረክበባርነት
      @ብደምናዝተረክበባርነት 3 ปีที่แล้ว +4

      @@orthodoxtewhdonezelalmeten6683 eta Eritrea tbihal abey u zelo eti tarik adulis, metera,qahayte ,belew kelew nay Akele guzay tariki u tesekimwa zelo neza Eritrea tibhal.nezi qalsi kea deqi Akele tesekimemo zelewu

    • @myqueen7150
      @myqueen7150 3 ปีที่แล้ว

      @@tekestetesfalem4196 neska gexka enareaka dieka texarife zeleka

  • @rahwaderdar6304
    @rahwaderdar6304 3 ปีที่แล้ว +294

    ኣብ ኣፍሪቃ ንመሰሉ ዝመውት ተጋሩ ጥራይ ኢየ ዝፈልጥ.

  • @simontsige7361
    @simontsige7361 3 ปีที่แล้ว +96

    ምሳይ ኣብ ባይታ ወሪዱ ክቃለስ ዝደሊ like ይግበር

  • @lilitubetgray5616
    @lilitubetgray5616 3 ปีที่แล้ว +212

    ኣኮሎ ጉዛይ ኣሕዋትና ብጣዕሚ ነመስግን ❤️❤️

    • @robitesfa4855
      @robitesfa4855 3 ปีที่แล้ว +5

      Aytiage eritrawyan bel kulatna ena yehwaka aytifelali zihawey

    • @mikiawetawetey8898
      @mikiawetawetey8898 3 ปีที่แล้ว +3

      @@robitesfa4855 kkkkkk dhan gze tray yerakbena

    • @samsungsdaniel4708
      @samsungsdaniel4708 3 ปีที่แล้ว +17

      @@robitesfa4855 Emo netom deqi adka drefu zeytblom ? Nhna deqi Akeleguzay ezi nay tigray shgr shgrna eu. Abotatna Beal Raesi Tesema Asmerom eyom mhiromna. Ezom Ksab hji zderfu zelewu kea deqi Akeleguzay eyom.Slezi tebat entekoynkum aser natom Hazu.Entezeykoynu nay Eritrawyan U endabelka yeakl Hasewti.

    • @ariamemun9576
      @ariamemun9576 3 ปีที่แล้ว +13

      ሰላም ክቡር ሃው ንሕና ደቂ ኣከለግዛይ የሕዋትኩም ብትግርይ ናይ ጥንቲ ሃገርና ብዝሕ : ንሓስብ ንጅነቅ ንምንታይ ፍርቕ ገድና ላም ኣይትሰብሕን : ትግራይ ሃገር እያ : ዓደይ ናይ ተጋሩ የቐነለይ ትግራይ ትዕወት 4 ወርሕ ድቃስ ኣብና የሕዋትኩም ኣብ ሴሜን ትግራይ : ናይ ሎሚ ኤርትራ ወደሀንኩም 🇻🇳❤️🇪🇷

    • @ወይለከሽረኒ-አ6ፐ
      @ወይለከሽረኒ-አ6ፐ 3 ปีที่แล้ว +5

      ደቂ ኣኮሎ ጉዛይ ኣሕዋትና ብጣዕሚሚሚ ኢና ነመስግን።

  • @tsegahaylu606
    @tsegahaylu606 3 ปีที่แล้ว +54

    ክብሮም ሓወይ ጅግና ሓፍቲ ሰላምካ ይብዛ ሕኣሕሕሕ😭😭 እንታይ ኢሞ ብኽያት ሰዒርኒ ኣጆና ድቂ ትግራይ ዓደይ ትዕውት ኢና ሰላም ንትግራይ ዓደይ ንፈተዋት ትግራይና ትግራይ ትሰዕር 💊💊💪💪

  • @candytsegay1632
    @candytsegay1632 3 ปีที่แล้ว +74

    ፅብቅ ነዚ ዘሎ ፅብቅ ኢያ ትገልፅ ትግራይ ሃገር እያ ትግራይ ትስዕር ደቂ ወይነይ ክንዕዎት ኢና ብትግራውነቱ ዝሕቡን ላይክ ይበል

  • @dawitmaharezghi9617
    @dawitmaharezghi9617 3 ปีที่แล้ว +282

    ተጋሩ ዓወትኩም የርኤኒ

  • @ጋልትግራይእየጋልጀጋኑኣዶ
    @ጋልትግራይእየጋልጀጋኑኣዶ 3 ปีที่แล้ว +7

    ኡፍፍፍፍፍ ልብካ ትትንክፍ የቀንየልና እግዚአብሔር ትግራይ ዓደይ ሰላማ ይመልሶ እግዚኣብሔር ኣምላክ ሓይሊ ይሃቦም ልመላእ ህዝቢ ትግራይ

  • @luitigrweytitdf6510
    @luitigrweytitdf6510 3 ปีที่แล้ว +24

    ኣነሰ ደም ነቢዕ 😭😭😭💔💔 ኣምላክይ ባዓለካ ሰላም ኣወርደለና ንዚኣ ደርፊ ሰሚዑ ወሸጡ ዘይ ትትከፍ የሁሉ ዶ

  • @ቲቲጓልትግራይጓልቶምጀጋኑ
    @ቲቲጓልትግራይጓልቶምጀጋኑ 3 ปีที่แล้ว +102

    ብሓቂ ለብኻ ትትንክፍ መዚቃ ንብዓተይ ምቁፅፃር እምበር አብይኒ አጀና ደቂ ትግራይ ማዓረይ ኩሉ ክሓልፍ እዩ ብሓይሊ ፈጣሪ ❤️❤️❤️❤️💖💖💖💖

  • @ጓልፅዮንማርያምአክስማዊት
    @ጓልፅዮንማርያምአክስማዊት 3 ปีที่แล้ว +30

    አይ ትግራይ ዓደይ እዝይ ዶ ፈደይኪ እዞም ርጉማት
    እዛ ሙዚቃ ደጋግመ ሰሚዐያ አይካአልኩን ልብካ ዝትንክፍ😥😥💔💔💔 የቀንየልና አሕዋት ❤❤❤💛💛💛ዓደይስ አለውዋ ደቃ አሕሊፎም ዘይ ህቡ✊✊💊💊💊🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳

  • @Tumzgi-millionaire
    @Tumzgi-millionaire 3 ปีที่แล้ว +84

    ሕቡንየ በኣኹም ወገናተይ
    ከምዚ ከማይ,ዶ ነዚኣ ስርሚዒኩም ንብዓት ይነጥበኩም ይህሉ !!!!

  • @Hella1214
    @Hella1214 3 ปีที่แล้ว +13

    ሓቂ ክዛረብ እዛ ደርፊ ካብ 10 ጊዜ ንላዕሊ ሰሚዐያ እየ ግን ብዝሰማዕኩዋ ቁፅሪ ንብዓተይ ምቁፅፃር አይከአልኩን፡፡ ብጣዕሚ ከብደይ ተበሊዐ ምሒር አሕሚሙኒ ምክኣል አብዩኒ፡፡ ዓሕሕሕሕ አምላክ እዚ ኩሉ ሓሊፉ ክርኢ ግን ንቲ ኩሉ ዘይሰአኖ አምላክ ተማሕፂነ

  • @ኤደንጓልትግራይ
    @ኤደንጓልትግራይ 3 ปีที่แล้ว +21

    አሕ ዓደይን ህዝበይን ልብና እበር ተሰይሩ 💔💔💔😭😭😭እዛ ዘመን ዚኣ ሓሊፍ ተዝርኣ

  • @tsritigaltigray6720
    @tsritigaltigray6720 3 ปีที่แล้ว +51

    እፍፍፍፍፍፍ እዛ ደርፊ ሰሚዑ ከማይ ዝነብዐ ኣሎዶ💔😢 ብሰራዊት ኤርትራ ልብና ይስበር
    ብኣኩም ልብና ይሕጎስ So ኬብየይ የቀንየልና ፍትውው እና ነብለካ ለባመይ ከማካ ዝበሉ ለባማት የብዘሐዮም 🙏 ንብዓተይ ግን ታሕጋስ እዩ

    • @መሰለይመሰል
      @መሰለይመሰል 3 ปีที่แล้ว

      ክውልዓ ከለኩ ንብዓት ይስዕረኒ
      ኳብ ኣስመራ የ

    • @shamsham-pj8fm
      @shamsham-pj8fm 3 ปีที่แล้ว +1

      ኣጆኺ ዝሓፍተይ ክንዕወት ኢና፡እቲ ታሪኽ ነዊሕ እሰያስ ንህቢ ኤረትራ ንምጽናት ቅድሚ 60 ዓመት እዩ ጀሚርዎ ።ኣብዚ ደረጃ ድማ በጺሕና ህዝቢ ኤረትራ ንህዝቢ ትግራይ ኣብ ሽግሩ ኣብ ጎድኑ ምኻን ተሪፍዎስ ኣካል ናይ ቶም ፈጠርቲ ሽግር ክኸውን ኣዚና ንጉሂ ብጣዕሚ ውን ሓዘን ይስመዓኒ ሕማቅ ታሪኽ ድማ ይስነድ ኣሎ!!!ግን ድሓን ኣጆና ንሕጎሰሉን ንከሓሓሰሉን ግዜ ክመጽእ እዩ

    • @mahderbrhane9117
      @mahderbrhane9117 3 ปีที่แล้ว

      @@መሰለይመሰል 😥😥

  • @merafetawinebsu8778
    @merafetawinebsu8778 3 ปีที่แล้ว +106

    ኣበት ደምፂ ሉሊ ሽኮር ብድምፃ ዝተሓጎሰ እስከ ኣደይ ማርያም እዩ ሞ ሎሚ ባዕላ ተሓልኩም ትግራይ ዓደይ ላይክ ገርኩም እስከ አመን በሉኒ ፅቐጥ አቢልኩም ሕለፉ 🙏🙏🙏

  • @YoniERiboy
    @YoniERiboy 3 ปีที่แล้ว +69

    ሰላም ናይ ክልቱኡ ህዝቢ ምምናይ እንታይ፡ ሕማቅ አለዎ? ኡካ ዳአ ሰናይ።

  • @habentesfay1570
    @habentesfay1570 3 ปีที่แล้ว +48

    ኣጀኩም ተጋሩ የሕዋትና ሓዘንኩም ሓዘና
    ስቃይኩም ስቃይና አዩ እዚ ውን ኽሓልፍ እዩ
    ናይ ግድን እዩ እቲ ዓወት !! 💪

  • @wedisenafewedimetera277
    @wedisenafewedimetera277 3 ปีที่แล้ว +18

    ትግራይ ንህዝቢ ሰንዓፈ ወኪለ ኣብ ጎነኩም አዩ 100% 101% ኣጀኩም ጥራይ ኣብ ጎንኩም ኣለና ክንድምስሶም ኢና

    • @samriabreha1306
      @samriabreha1306 3 ปีที่แล้ว +1

      ❤️❤️

    • @melatdrar5802
      @melatdrar5802 3 ปีที่แล้ว

      Men wekali geruka bzaba senafe?tedelika natka tezareb nebska wekilka ok

    • @Eruna1993
      @Eruna1993 3 ปีที่แล้ว

      @@melatdrar5802 ይውክልን ፈረቃን . ህዝቢ ሰንዓፈ ማለት ፍቅሪ ስለዘኾነ

  • @slamahakrh6448
    @slamahakrh6448 3 ปีที่แล้ว +30

    በቀ ንበዓተይ ምቆፁፅሪ አበይነየ ዕደሙን ጥዕናን የሃበከም ፈጣሪ

  • @agtes216
    @agtes216 3 ปีที่แล้ว +25

    ጩራውያን ስብ ሕልና
    ጩራውያን ስብ ተስፋ
    ጩራውያን ካባኹም ብዙሕ ተስፋ ኣለና ከም ወትሩ........ጽቡቕ ስራሕ።

  • @ጋል20ዓዲ
    @ጋል20ዓዲ 3 ปีที่แล้ว +48

    ንክልቲኡ ህዝብ ሰለም ትደሉ like ረጉፅኩም ሕለፉ

  • @bangeb1884
    @bangeb1884 3 ปีที่แล้ว +21

    Heartbreaking!! I can’t stop crying 😢 😭😭God please protect our innocent children and women 🙏🙏🙏🙏

  • @dejennuguse1878
    @dejennuguse1878 3 ปีที่แล้ว +10

    እግዚአብሔር ኣቦይ ሰላማዊ ፍቅርን ጉርብትናን ነስታማቅረሉ ግዜ ሃበና,
    ጸላኢ ሰናይ ድማ ብተግባሩ ዝሓፍረሉ ዘመን ኣምጽኣልና, ኣሜን

  • @መምህርጆርጆዩመምህረይ
    @መምህርጆርጆዩመምህረይ 3 ปีที่แล้ว +124

    ሃገር ሰላም ኣፍሪቃ
    ትግራይ ትሕበን ብደቃ💪
    ናይ ግድን ክትሕበን እያ ኮብራ ሓወይ &ልዋመይ ሽኮር ስሑላት ድምጺ ብእዝንካ ደይኮነ ብልብካ ትስማዕ ጽፍፍቲ ስራሕ ቀጽልዎ ምጭዋት ❤ከምኡ ድማ ጩራ ባንድ ክትምስገኑ ይግባእ 😍

    • @dc8625
      @dc8625 2 ปีที่แล้ว

      Nay bhaki

    • @ስንዓለ20ዓዲ
      @ስንዓለ20ዓዲ 2 ปีที่แล้ว +1

      ሃገር ሰላም ኣፍሪቃ ትግራይ ትሕበን ብደቃ

  • @Tumuzigi
    @Tumuzigi 3 ปีที่แล้ว +38

    ኣብ ጎድኒ መንነትካ ደው ምባል ልቦና እንበር ዕሽለት ኣይኮነን ትግራይ ክትነብዕ ዝኾርዕ ኤረትራዊ ኣራዊት እንበር ሰብ ኣይኮነን ኣጆኻ ኮብራ ሓበን ሕብረተሰብና እኻ ኣምላኽ ሓይሊ ያብካ።

  • @ኃልዓባይዓጋመ
    @ኃልዓባይዓጋመ 3 ปีที่แล้ว +75

    ከምዚ ከማይ ዶ ትኮኑ ብንብዓት ውዲኩምዋ ኣጆኪ ኣደይ ዓደይ ግን ኣይክኣልኩን በቃ ዓድይ ኣደይ ትበኪ ኣላ😭😭😭😭

    • @tsiontesfay3632
      @tsiontesfay3632 3 ปีที่แล้ว +2

      ብጣዕሚ አብ ቀረባ ግዲ ስለ ዘለና ብንብዓት ተሓጽበ አነስ ዓኽኽ..... ንህዝበይ ዶ እዙይ ኢዱ ነይሩ::

    • @abrahamafewerkimyking8757
      @abrahamafewerkimyking8757 3 ปีที่แล้ว

      😭😭😭😭

    • @ጓልትግራይ-ቐ6ዠ
      @ጓልትግራይ-ቐ6ዠ 3 ปีที่แล้ว

      አይዘና ኣሕዋተይ ክወግሕ እዩ እግዚአብሔር ምስ ዉፅዕ ህዝቢ እዩ እና ኣሕዋተየ ሰላም ዝምነ ሰላም ይግበረሉ
      ትግራይ ትዕወት ❤️💛❤️

  • @ፍቅሪጥዑም-ዘ5ጰ
    @ፍቅሪጥዑም-ዘ5ጰ 3 ปีที่แล้ว +13

    ንዘልኣለም ዘይርሳዕ ስራሕ ሰሪሕኹም ሽኾራት ወገናትና ማራ እና ንፈትወኩም😍😍ሰላምኺ ይመለስ ትግራይ ዓደይ ዓለመይ🙏💛❤💛

  • @bertukanmahri7955
    @bertukanmahri7955 3 ปีที่แล้ว +4

    ጩራ ባንዲ ብ ማሪያምኩም ብ ታ ትፈትዉዋ ወላዲትኩም ምስ ክብሮም ኣራኽቡኒ በጃኹምም 😢🙄❤️👈

  • @awetnegasi1815
    @awetnegasi1815 3 ปีที่แล้ว +35

    እዛ ደርፊ ምስ ሰምዓኩዋ ከም ገለ ጌራትኒ ኮብራ ሓወይ ጥዕምቲ ደርፊ ኣምላክ ምሳካ ይኩን።

  • @ወዲበለሳ
    @ወዲበለሳ 3 ปีที่แล้ว +35

    ዋው ኮባሪ & ልዋም መረዋሕ ዝኾነ ድምጺ ኣለኩም ናይ ባሓቂ ግጥሚ ዜማ ህርመት ሙዚቃ ኮታስ ኩሉ ይበል ካብ ሓውኹም ወዲ በለሳ ፈታዊ ህዝቢ ትግራይ

  • @betizetgray6893
    @betizetgray6893 3 ปีที่แล้ว +57

    ዘይተረፍ ዓወት ብፅንዓት 💊💊💊💪💪💪💪 አቱም ምሳን ኮይንኩም ትሳቀዩ ዘልኩም አሕዋት ክብሪ አለኒ አቱም ዓያሹ ክሳብ ትልቡም ንሕናን ሓሪርና😡 ፅቡቅ ድምፅ ስራሕ እንታይ ክወፆ 😍😍

    • @estifanoskidaneghbrezghi9002
      @estifanoskidaneghbrezghi9002 3 ปีที่แล้ว +2

      ኣጀኩም ትግራወት የሕዋትና ኣምላክ ይሓግዝኩም

    • @kibrombahta3918
      @kibrombahta3918 3 ปีที่แล้ว +1

      Ajokum tegaru yehwatena wedket iseyasn abiyn keriba eiya 🇻🇳💪💪

  • @emakeshigebregergs7220
    @emakeshigebregergs7220 3 ปีที่แล้ว +8

    መን ኣሎ ከምዚ ከማይ ብሃቀውታ ክጽበያ ዝጸነሐ ሕጂ ውን ትግራይ ትዕወት አያ :: ኮብራ ኣርከይ & ሉዋም ሓፍተይ ቀጽልዎ ንፉዓት 🙏❤

  • @ጋልዓድዋ-ቘ9አ
    @ጋልዓድዋ-ቘ9አ 3 ปีที่แล้ว +3

    ኣነስ እዛ ሙዚቃ ማራ ከብደይ ትበልዐኒ ዓሕ ።ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ጩራ ባዲ።

  • @ህግደፍመንሽሮሃገር
    @ህግደፍመንሽሮሃገር 3 ปีที่แล้ว +35

    ኮቡራ ኮኾብ ሃገርና ኣደ ወሊዳ ትምከን ራዛ ናይ ኣቡኡ ሓዛ ትባሃለ ቕደም
    ግጥሚ 100%
    ዜማ 100%
    ህርመት 100%
    ዳርግተር 100% ኮታ ኮሉ ስራሓታ ዘበለ ፉሉይ ስሚዒ ዘለዋ ደርፊ
    ድምጺ መረዋሕ ኩቡራ ሓወይ & ሉሊ ሓፍተይ ከምዛ ኤሌትርክ ዛሓዘካ ፈዘዝ ቀዘዝ ዘብል ድምጺ! ናይ ባሓቂ 77 ንዘክር ።

  • @ተመስገንኣምላክያትግራይዓ
    @ተመስገንኣምላክያትግራይዓ 3 ปีที่แล้ว +38

    ክብሮመይ ምዓረይ ሰላምካ ይብዛሕ ኣሕሕሕሕ 😭💔💔😭እንታይ ኤሞ ኣጆና ጥራሕ ክሓልፍ እዩ ትግራይ ትዕወት 💪

  • @frehagos4199
    @frehagos4199 3 ปีที่แล้ว +15

    ኣጆና ደቂ ትግራይ ክወግሕ እዩ ፀልሚቱ ኣይቀርን ንሕበር ንስመር ጥራሕ ብዝካኣለና💊💊💊💊💊💊🙏🙏🙏🙏🙏🙏 ኩቡር ሓውና ክብርቲ ሓፍትና የቀንየል ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም

  • @ጁጁ-ጸ6ከ
    @ጁጁ-ጸ6ከ 3 ปีที่แล้ว +16

    የቀንየልና እንታይሞ ይዓብስ እንተንስኩም ክብረት ይሃበልና ዓሕ ህዝበይ😢😢😢ትግራይ ትስዕር

  • @loveismyway4710
    @loveismyway4710 3 ปีที่แล้ว +23

    ኣታ ክንደይ ትነፍዑ ኢኩም ኣሕሕሕ ኣጆኩም ተጋሩ ኣብ ጎኑኩም ህዝቢ_ኤርትራ @100%

  • @metkel100
    @metkel100 3 ปีที่แล้ว +37

    ዋው! ናይ በሓቂ ልብኻ ትትንክፍ ደርፊ። ንፉዓት። ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም።

  • @ዮኒ-ጨ7ገ
    @ዮኒ-ጨ7ገ 3 ปีที่แล้ว +46

    ናይ ብሃኪ ልቢ ሰብ ትትንከፍ ደርፊ ሶ ፍክረን ሰላመን የውርድልና ።🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇻🇳🇻🇳🇻🇳🙏🙏🙏

    • @rahelfkrrr4872
      @rahelfkrrr4872 3 ปีที่แล้ว

      Amn hawey.natey. amlak.yakelekum yeblena🙏

  • @angosomyigzaw6062
    @angosomyigzaw6062 3 ปีที่แล้ว +96

    ብልጽቲ እዋናዊት ስራሕ ኮብራ ብራቮ
    ንውጹዕ ህዝቢ ሰላም ንምነ

  • @hailealem8501
    @hailealem8501 2 ปีที่แล้ว +2

    ሰላም፣ኤሪ፣ትግራይ፣፣እዝግኣብሄር፣ፍትሂኣውርደልና፣

  • @lilitubetgray5616
    @lilitubetgray5616 3 ปีที่แล้ว +12

    ክብሮመይ ሰለምካ ይብዛሕ ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @Jonifetawiadiu
    @Jonifetawiadiu 3 ปีที่แล้ว +33

    ጩራ ጩራ ተስፋ ጩራ ብርሃን ❤️❤️❤️❤️✅✅✅✅✅✅✅✅✅💪💪💪💪💪💪

  • @habtomtesfahans3579
    @habtomtesfahans3579 3 ปีที่แล้ว +32

    ካናሪ ኮብራ
    ዚናኣድ ነብሪ ስራሕ
    ዓወት ተጋሩ ዘይተርፍ ኢዩ

  • @hayet6576
    @hayet6576 3 ปีที่แล้ว +36

    ትግራይ ትሕበን ብ ደቃ 💪💊💪🇪🇷

  • @ኣይከሰክንየ
    @ኣይከሰክንየ 3 ปีที่แล้ว +23

    ንስካ ከ ከባሪ ጅግና ናይ ጀጋኑ ናትና ሕቡናት ኢና ባኣኩም

  • @ራሄልጓልገርዓልታ
    @ራሄልጓልገርዓልታ 3 ปีที่แล้ว +4

    አጆና😥😥አነስ በኽየውን ኡፉፉፉ ሰላም ማአዝ ኢና ንረክቦ
    ሶ ክብረት ይሃበልና ምቁራት😥😥💊❤🙏

  • @ራህዋይምሰበልኩእንድየ
    @ራህዋይምሰበልኩእንድየ 3 ปีที่แล้ว +40

    ኣንብዕካኒ መዓረይ ሰቃየይ ቀሰቅሰካለይ የቀንየልና ከኣ ዝያዳይ
    ደቂ አከለ ሰሱኑልና 😘

  • @alemtekeste919
    @alemtekeste919 3 ปีที่แล้ว +15

    ኣቱም ሰባት ካብዞም ተጋሩ ንምሃር ነዚ ኣንጻርናን ኣንጽስር ትግራይን ዝኮነ ሰባይ ሓቢርና ንመክቶ ንአለዮ

  • @merabeyney9710
    @merabeyney9710 3 ปีที่แล้ว +25

    ከብደይ ዝበለዐት ደርፊ ❤️🙏👍💘ድሕሪ ዛደርፊ ምስማዕኩም ከማይ ዶ ትዚዝ ኢልኩም

  • @moo9930
    @moo9930 3 ปีที่แล้ว +4

    እዋይ ህዝበይ ዓደይ ኩሉ ገፍዒ ናዓካ ኣይመተገበአካይ ህዝበይ ኣጆካ ኩሉ ክትሰግሮ ኢካ ኣምላካ ኣሚኒካ 😭😭😭 ኣኒቢዒኪምኒ ደቂ ኣኩሎ ጀጋኑ የቀኒየልና ክብራተይ
    ዓወት ሃገረይ ትግራይ

  • @ወዲበላይ
    @ወዲበላይ 3 ปีที่แล้ว +21

    ሓብት ደይ ኢኺ ሓትነይ
    እቶም ደቅኺ ምቃለይ
    ገይሸ መጽየኪ ኮ ነይረ
    ካብኡ ናብ ስደት ሰጊረ
    ደዊለ ነይረ ናብ ስድራ
    ሻቁሎት ኣሎ ብዓዲ
    ሓዉኻ ከይዱ ሎሙኒ
    ትግራይ በጺሑ ብግዲ(2)
    Perfect,ግጥሚ ምስ ዜማ።