መን ምኳና ፍለጣ ልባ ክትምርምሮን

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 11 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 11

  • @Thomasjohn1490
    @Thomasjohn1490 9 หลายเดือนก่อน

    Thanks a lot. You are smart man. I really like the way you explain your points. You earned my respect as you always come up with new and constructive ideas that are helpful to establish a very good relationship. God bless you! keep it up! ♥

  • @worldcomm9842
    @worldcomm9842 10 หลายเดือนก่อน +1

    ብጭር ኮ ኢኪ መሲ ሽኮር😄

  • @MorgenwirdbesseralsHeute
    @MorgenwirdbesseralsHeute 10 หลายเดือนก่อน +3

    ፍቅራ ምውጻእ ዝኣበየኒ ናይ ሓንቲ ጋል ኣሎ ሓግዝኒ፡ ዓሚ እዩ ኣብ ስራሕ ከለኹ ንሓደ ሰሙን ምሳይ ክትሰርሕ ብትምህርታ ተኣዚዛ ትመጽእ እሞ ይላለያ ካብታ ዝተላለኹላ ግዜ ድማ ምስዛ ጋል ፍቅሪ ይሕዘኒ፡ ንሳ ግን ኣይትፈልፍጥን እያ፡ ሕጂ ኣነ ስራሕ ቀይረ ንሳ ውን ኣብ ካልእ ስራሕ ጀሚራ ኣላ፡ ብ መሰንጀር ኣብ መስመር ክትኣቱ ከላ ይጽሕፈላ ምሽ ንሳ ግን ዘዕግብ መልሲ ኣይትህበንን እያ 😢 ን ኣብነት ድሓን'ዶ ኣለኺ ስራሕ ከመይ ኣሎ እንተ ኢለያ፡ ጽቡቅ ኢላ ጥራሕ እያ ትምልሰለይ፡ ኩሉ መልስታታ ሓጺር ጥራሕ እዩ፡ ትሕቲ ተመሃሪት ቤተ ክርስትያን እያ፡ ክቀርባ ይብል እሞ ንሳ ግን ኣይትግደሰልይን😢 ካብ ልበይ የፍቅራ ኔረ ሕጂ ግን ተስፋ ቆሪጸ እየ፡ ከመይ ኢለ ክርስዓ ምኽርኹም እስኪ ሃቡኒ ሕቡሸይ

    • @MaikelKesete
      @MaikelKesete 10 หลายเดือนก่อน +2

      1ይ ሞት ኣደ እኮ ዝርሳዕ ረስዓይ፡ ከመይ ትርስዓ ከኣ፥ ካብ ኩሉ ብሎክ ግበራ ኣብ ተለፎንካ፡
      2ይ ቀንቅጸካ (ከሕርቀካ ይግባእ) ኣለዎ እናተገደስካላ ዘይምግዳሳ
      3ይ ካልኦት ኣዋልድ ከም ዘለዋ ኣእምና ርእስኻ (ካብኣ ትበልጽ ከም ትረክብ)
      4ይ ብዙሕ ኣይትገደሰላ ቴክስ ተገራትልካ ኣይትርኣዮን ኣይትመልሰላን (ከምቀደምካ ኣይትኹነላ)
      ካብ ተሞክሮይ ኣርከይ መዓረይ።
      ብጸሎታ ተሓገዝትና ከኣ ብዙሕ ኣይትፈትና!😂

    • @samigebremedhn8713
      @samigebremedhn8713 10 หลายเดือนก่อน

      Red flag dakilkaya nierka wexikaya aleka 😂

    • @MorgenwirdbesseralsHeute
      @MorgenwirdbesseralsHeute 10 หลายเดือนก่อน

      ​@@MaikelKeseteTanks ዝዓርከይ ጽብቅ ምኽሪ 🤝

    • @MorgenwirdbesseralsHeute
      @MorgenwirdbesseralsHeute 10 หลายเดือนก่อน

      ​@@samigebremedhn8713ቀይሕ ወሲድናያ ኣለና ግን ተሕምም እያ 😂😂

    • @ablelftiwi2477
      @ablelftiwi2477 6 หลายเดือนก่อน

      ሓወይ ገመድ ተበቲኩካ ኣሎ ህኮት

  • @KahaseMezgebe
    @KahaseMezgebe 6 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤

  • @salamehager3770
    @salamehager3770 2 หลายเดือนก่อน

    Camera why?

  • @Hiff1234
    @Hiff1234 10 หลายเดือนก่อน

    Thank you so much