Antum sebat haymanot nay wlki e u nabti tamnulu ktked gdn e u nska nmntay kmzi tgebri ktbla nsawn nmntay gemzi tgeber ktbleka newri e u seb bhaymanot aykonen zxedk bgburu e u zxedek ab polotika ke a abti tamnulu mergexi tray ktzarebu enber nay wlkawi hiwet ktzntulu gega e u nay wlad tekoynu ke a ndekukum bmare neratkum haymanot ktnegrwom allekum 18 amet ms akelu eti wsanie ndekukum ymlket nebukum smuwo neay nedekum smumi knde seb ms akelkum twsunu tblwom senay hadar ymneyelkum
ናይ ብሓቂ ኣብይ መልእክቲ ኢዩ ንዝርድኦ ቤተክርስትያን ስ ናይ ክርስቶስ ኢያ ኩሉ ኣምኒ ክሩስቶስ ከኣ ይሳለመላ ።
ስለ ዝፍትዋኹም
ትቃዳዲም ላይግ ሂባኹም
ሓንቲ ኻይስማዕኹ ብጣዕሚ ኢና ንፍትዋኹም
እንቋዕ ምጻኹም ኣብ ጾሎትኹም ኻኣ ዝኽሩና ኢኩም 🙏
ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና ጽጉእ የብዝሓልኪም
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ጸጋ እግዚአብሔር አምላክ የብዝሕ ብሓቂ ደስስስ ዝብል ትምህርት እዩ ፍቁራተይ ቅዱስ እግዚአብሔር አምላክ ሓዳርኩም ይባርክ ❤
ቃለሂወት የስማዓልና ኣሕዋተይ እቲዋና ስ ታዓዲልካ እታ ሰበይትካ ትሰምዓካ ቃልጢፋ ትምለስ
ብሐቂ ካብ ዘረኝነት ይሰውረና ቅዱስ እግዚአብሔር አምላክና
ብሓቂ ቃል ህይወት የስምዓልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላኽ
ብሓቂ መሳጢት ትምህርት እያ ክቡራት ኣሕዋተይ እግዚአብሔር ኣምላክ ፀጉኡ የብሐዘልኩም ፍትዋተይ❤❤❤❤🌺🌺🌺🌺🌺
ብሓቂ ጽብቅ ትምህርቲ አያ ቃል ሂወት የስማዓልና ኣሕዋተይ
ብሓቂ ቃል ህወት የስምዓልና ብሩኻት የሕዋት❤❤❤❤❤
እንኳዕ ብፍጹም ሰላም ልዑል እግዛብሄር ኣምላክ መጻኩም 🙏🏽🙏🏽🙏🏽ብሓቂ ጽቡቅ ትምህርቲ ደስ ዝብል ብፍላይ ምስ እዚ ዘሎ መንፈሳዊ ድክመትና ኣዝያ ምሃሪት እያ ብሓቂ ቃል ሂወት የስምዓልና ልቦናና ይክፈተልና ካብዚ ዘመን ጽልኢ ብፍጹም ሰላሙ የውጽኣና ንዓኩም ክኣ ጸግኡን ጥበቡን የብዝሓልኩም ኩቡራት ስድራ እግዛብሄር 🙏🏽🙏🏽🙏🏽
ንኩቡር ኣቦና ቡጹእ ወቁዱስ ኣውነ እንጣጥዮስን ኩቡር ኣቦና ቡጹእ ወቁዱስ ኣውነ ማቲያስን ክኣ ልዑል እግዛብሄር ኣምላክ ፍትሒ የውርደሎም ንኩሉ ውጹዕ ህዝቢ ክርስትያን ባዕሉ ይሓልዎም ይሓልወና ኣሜን, ኣሜን, ኣሜን ✝️⛪️💖🤲🤲🤲🙏🏽🙏🏽🙏🏽
ብሓቂ ፀግኡ የብዘሐልኩም ኣቦና እንጦንስ መዋፅኦ ይፍጠረሎም
ብሓቂ ቃል ሂወት የሰመዕልና እግዝኣብሄር ኣምላኽ ጸጉኡ የብዘሐልክም ኣሕዋተይ
ናይ ብሓቂ ደስ ዝብል ማዕዳ ኢዩ ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልኩም ኣንቅሑና ከምኡ ገይርኩም እዛ ስገመይ ባንዴራ ግን ላምስያ ድያ ክክክክ ሓንቲ ባንዴራ ኢያ ዘላትና
ጸግኡ የብዛሓልኩም ፈጣሪ ። ጽቡቕ ማዕዳን ትምህርትን፣ ተስፋ ይገብር ኩሉም ኤርትራውያን ክሰምዕዋ ።
ብጣዕሚ ዝፈትዋም ስድራ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ🙏💓
ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐና
Egziabher selamu yewrd haqi melekti
ብሓቂ ቃል ሂወት የስምዓልና ዓባይ ትምህርቲ እያ ንኹልና ዓይነ ልቦናና ይኽፈተልና ኣምላኽ ይባርኽኩም ዞም የሕዋተይ
ቃል ሂወት የስመዐልና
Best Explanation from Husband and Wife.
Brukat sidra des kitblu Egzeabhier Biet Abrham kemzbareke Hadarkum eski ybarik 👏 Qalehiwet yesmealna
Behaqi nay hiwetna zeyghebrnas bel beleaka lekeaka nibl Egzeabhier Ayne libonana ykfetelna
ኦ ኣምላክ ከመዘአቶም ዘበለ ሓድራ ሃበኒ ጎይታ መንፈስዊ ቅንኢ ሓደረኒ ብእወነት
ብሓቂ ፅቡቅቲ ትምህርቲ እቲ ልዑል ኣምላኽ ልሃገርናን ህዝቢናን ልመላዕ ዓለም ሰላሙ ይልኣኸና 🙏🙏🙏
ናይ ባሓቂ ዓባይ ትምህርቲ ያ ናይ ሎሚ ኣቅሽሽቲ ካኣ ልቦና ይሃብኩም ካብ ህግደፍን ደገፍትን ምባል ይሓግዝኩም ቤት ኣምላ ቤት ኣምላክ አዩ ናይ ደገፍቲ ኣይኮነ ናይ ህግደፍ ኣይኮነንን
አሜን አሜን አሜን
Amen Amen Amen
እንኳን ብሰላም መፃእኩም ዝፈትወኩም ዘክብረክምን🌺🌺🌺👏👏👏
ናይ በሓቂ ንፉዓት ካብዚ ዝበልጽ ሒዝኩም ክትመጺና ንጽበየኩም ኣጆኹም ።
Qalehiwet yesmaoelna yehwat agzabihier amlakna mhretn mstwoeln lbonan yhabena nay bhaqi mehari melakti
ናይ ብሓቂ ዓብዪ መልእክቲ ኢዩ ቃለ ሂወት የስመዓልና
Yehwatey betami abay temherti eya nezredo amlak ayne lebonana yekfetelna amlak nehadarkum yebark zemyhwatey qexelwo
ብሓቂ መልእኽቲ ዘለዎ ጽቡቕ ስራሕ እግዚኣብሄር ሰላሙ የውርደልና 🙏❤️👍
God bless your family 👪 🙏 ❤ ♥ thank you for all
ብሓቂ ቃለ ህይወት የሰመዐልና ጸግኡ የብዝሐልኩም
ብሓቂ ቃል ሂወት የሰመዐልና ክብራት ኣሕዋተይ
🙏🏾🙏🏾❤️
Anta ane kfetwo nskum ke kemay do tkonu nay bhaki kal hiwet yesmealna egziabher meaxo yfterelom nebona kea abi tmhrti ikum mhrkumni ane nbaley komu zbl rdit eyu nerni emo yeknyeley selti kulu neger, 🙏🙏🙏
Welcom to ምቅራት ደስ ባሃልቲ ጽብቃተይ
Eway neakum zeeakebet mealti si qdsti mealti eya neyra kdsnakum yebzehalkum fkrum bzuh bietkum mamuk ykun zom ahwatey nay behaki nzestewil abi melsi eyu emo kexlwo tray eye kblekum zkiel kaleay kea wedkum hantishab rieyeyo neyre ketekexlwo alekum brukat sdra keep it uo nbona anfenyos kea qdus tegadlo eyim zgadelu zelew mewaxio yfterelom
Amlak xegu yebzhalkum yehwatey
ዓባይ መልእክቲ ኢያ ቃል ሂወት የስማዓልና
🥰🥰 Meley
Naybehaki kalhiwet yesmana kuburat yehwatna
❤❤❤🙏🙏🙏🙏😘😘
🙏🙏🙏♥
ይቅረ ይበለይ ፈጣሪ ኢንበር ነታ ቃል ኣብነ እንጦንዮስ ትብል ቃል አየ ዝጽበ Tanks you
ኣነስ. ከምኡ. ከምኡ. ክሰምዕ. ደይብል. ስቕ. ኢለ ቅዳሴ. ተሳልመ. ይመጽእ. ከምኡታት. ደይ. ሓስብ ነረ ድሓር. ግን. ኣብ ማስ መድያ. ምስ. ሰማዕኩ. ኣብቲ. ቤተክርስትይስን. ጽን. ክብል. ጀሚረ. ሕጂ. ካኣ . ጠቅላካ ገዲፈዮ ጸሎተይ. ገረ. ይመጽእ. ስለ. ኣምላኽ. ኢልና. ንኺድ. Sle. ሓትያ ትና. ንሕሰብ. ብፍርሓት. ንእ ቶ አንታይ. ይብሉ. ክንብል. ሓጥያትና. ረሲ ዕ ና. ንንስሓ. ኣይንተ ባባ ዕን. ሓጥያትና ገዲፍና ናይ. ሰብ. ሓጥያት. ከም. ነቃምት. ንኸውን ምሕረት. የውርደልና. ናብ. ኣምላኽ. ንጠምት. ንኣምላኽ. ኢልና. ካኣ. ንኺድ ናቶም. ኣምላኽ. ይፈልጦ. ብምንታይ. ተኣሲሮም. አለው. መዋጽኦ. ይፍጠረሎም. እንተ. ክልና ብዝቦም. ሱባኤ. ሒዝና. ንኣምላኽ. ንሕተት. ይምለሰልና ኢዩ
❤️❤️❤️❤️
😍😍😍😍😍
መለይ መለይ
QALE HABTEY YEMALNA
Antum sebat haymanot nay wlki e u nabti tamnulu ktked gdn e u nska nmntay kmzi tgebri ktbla nsawn nmntay gemzi tgeber ktbleka newri e u seb bhaymanot aykonen zxedk bgburu e u zxedek ab polotika ke a abti tamnulu mergexi tray ktzarebu enber nay wlkawi hiwet ktzntulu gega e u nay wlad tekoynu ke a ndekukum bmare neratkum haymanot ktnegrwom allekum 18 amet ms akelu eti wsanie ndekukum ymlket nebukum smuwo neay nedekum smumi knde seb ms akelkum twsunu tblwom senay hadar ymneyelkum
ከመይ ዝብሉ እዮም እቶም ህግደፍ ክክክክክክ ኩሉ ትምልሲ ምስ ረኣኹዎ ካኣ በል ለይቲ ምድሪ ስሓቐ ሞይተ መልይ ምጽያ መልይ ኣውሊዒይ ክክክክክ ሓጻር ኾይና እምበረ ጥዕምቲ ቭዶ ስርሕኹም መን ዳኣ ንግርኩም ናዓይ ደቃስ ከም ዝኣብያኒ
ንዓና ውን ኣብዩናዩ ዘሎ ብሓንሳብ ንርኣያ 😍😍
@@yodaheTv
ሕጂ 2ይ ድግሚ ይርእያ ኣለዂ ግን ታይ ኾይኑ እዩ ድቃስ ዝኣብያኒ ውላ ሓንቲ እኮ እዩ ዘይርድኣኒ ንሓድሻዕ ኻኣ ብእዋኑ ይድቅስ ናይ'ዚ መስጢር ትፈልጡዎ እባ ይሕዋት ኣኻፉሉና ውረግ ንሓደ ግዜ'ስ ይውግሖ እየ ብድወይ ?
ሰላምታ ኣይረሳዕኩን ግን ዝኾነ መጽሓፍ ኣንብቢ ዝበለጸ መስሓፍ ቅዱስ
@@yodaheTv
እሺ ስላምታኻ ይጥዓም ተስፈይ ሓወይ ! ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት ይስምዓና 🙏
Egizabeher xegua yebzahlkum
እንተ ንስኩም የቀንየልና
እዞም ናይ ሕጂ ካህናት ዝበዝሑ ደገፍትን ናይ ስርዓት ህግድፍ እዮም ንህዞም ድምጺ ኽኮኑ ዘይኩሉ ዓገብ ክብሉ ዘይኽእሉ ንርብሖም ዝነብሩ እዮም ቡዙሕ ነገር ኣሎ ግን ከይገፍሔና
aytfred keytfred bamlaki zhawey
ቅንዕቲ ባንደራ ኤርትራ መለይ ያ ፍተዉ ፅልኡ ብትኽክል እዛ ዘላ ባንደራ ናይ በላዕቲ ስጋ ሰብ እያ
ካብ ቅደም ዶ ቅንዕቲ ኣይኮንትን ኢልና ዘይትቃዎምናያስ ሕጂ ኣብ'ዚ ኾይናካ ታይ ትርጉም ኣለዎ ኣነ ንባዕለይ ሕጂ እየ ዝፈልጣ ዝለኹ ኣብ Gogol እ'ዚ ኹናት ኣብ ትግራይ ካብ ዘጀመር ንዛ መለይ ግን ንክልቲእን ባንዴራ ይፍትወን እየ ኣነ ንባንዴራ ትግራይን እዛ መለይን ሕጂ እየ ፍልጠየን ኹናት ካብ ዘጀመር
@@ሓጥያተናኢየናይእመብርሃን nay bhaqi wala ane wedi erey 🇪🇷🩸
aymlketekan eyu bandira nay eiretrawyan enber nay iseyas aykonetn
@@ሓጥያተናኢየናይእመብርሃን ናይ ባንዲራ ትግራይን እዛ መለይን ከመይ እያ ትርጉማ ክብርተይ 👏
ቀሺ ከ ዓውት ንሓፋሽ ክብል ይፍቀዶ ዶ ኣብ ቤተክርስትያን ? አቲ ጸገም ቅድስ ሓዲሮም ኣብ መወዳአታ ዓወት ንሓፋሽ አንዳበሉ አኮ ኢዩ ኮይኑ ።
መጀመርያ ሰላም ኣብ ቤቴክርስትያን ዓወት ንሓፋሽ ዝብሉ ሰሚዐዮ ከማን ኔረ ዘይጋገዩ የለዉን ኣይኮነን እኮ ህዝቦም ቡጉቡእ ተዘይ መሪሖም ክሕተትሉዮም ንሕና ከኣ ንቤቴክርስትያን እምበር ንካህናት ኣይኮናን ንስዕብ