Gual Bzey Kbri | ጓል ብዘይ ክብሪ - New Eritrean Story By Jacob Dawit 2017

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 9 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 341

  • @tesfiehabteab8904
    @tesfiehabteab8904 7 ปีที่แล้ว +132

    ያቆበይ በዓል ውሑሉል ድምጺ እንቋዕ ደሓን መጻካና በጃካ ኣይትጥፋኣና እቲ ድምጽካ ይሃሰና ኣሎ ኣጆካ፡ሶፋኒ ከኣ ኣጆኪ ቅድም ከመይ ኔረ ዘይኮንክስ ሎሚ ከመይ ኣሎኩ ኢኪ ክትብሊ ዘለኪ ኣጆኪ ኣምላክ ምሳኪ ይኩን፡ሃየ በሉ እቲ Liken ሳብስክሪብን ዘይበልና ንበለሉ የሐዋት።

    • @ermiasmeharena3153
      @ermiasmeharena3153 7 ปีที่แล้ว +1

      Tesfie Habteab ኣንታ ኣብ youtube ድኹም ተካርኹም ኩሉ ግዜ በቃ

    • @tesfiehabteab8904
      @tesfiehabteab8904 7 ปีที่แล้ว +3

      ኣደይ ሓላለይ ውዕለትኪ መኣስ ኮን ኢየ ዝመልሶ,ፊሊ ዓርከይ ኣጆካ ክብረተይ ኣለኩ

    • @dawitahferom8688
      @dawitahferom8688 6 ปีที่แล้ว

      Sami arkey

  • @swagboy4042
    @swagboy4042 7 ปีที่แล้ว +2

    ያቆብ ሐወይ ናይብሐቂ ጽቡቕ ዛንታን ማሀርን ስለዝኮነ አጆካ ቀጽሎ ዝሐወይ ደስዘብልን ንመንእሰያት ማሀርን አዛካካርን ኢዩ እሞ ቀጽሎ ይብለካ

  • @ribitv7679
    @ribitv7679 7 ปีที่แล้ว +76

    ባእ ብሰንኪ ዚ ስደት ዝመጸን ዘሎ ኣሕዋትና ኣሕሕሕ ያ ኣደንጉጸናኒ ደንጊጸለን ንኹለን ኣዋልድና ኣጆኹን ስከ ተማሃራ ካብዛ ሓፍትና

    • @ሓንቲዕድልባሃብኒ
      @ሓንቲዕድልባሃብኒ 7 ปีที่แล้ว +1

      ተሌፎኑ እባ ተሓባቡሩ በጃኩም

    • @robelkiberab2022
      @robelkiberab2022 7 ปีที่แล้ว +1

      Robi ተኽልያ TV 2

    • @ribitv7679
      @ribitv7679 7 ปีที่แล้ว +1

      Ansel Berih ኣይይ ኣነስ ኣይፈልጦን የ ግን ክንሓትት ኢና

    • @ጂጂወዲሰበይቲ
      @ጂጂወዲሰበይቲ 6 ปีที่แล้ว

      ፍቅሪ ኤርትራን ኢትዮጵያን Ribi ተኽልያ Tv ፍጉር

  • @ማህሌትገብረሚካኤል
    @ማህሌትገብረሚካኤል 7 ปีที่แล้ว +1

    መምሀሪት ዛንታ እያ ክቡር ሓውና የቀንየልና እግዚአብሔር ናይ ኣገልግሎት ግዜካ ይባርከልና
    ከምኡ እውን ክብርቲ ሓፍትና ብጣዕሚ ኢና ነመስግን

  • @መብራህቶምወዲኣብራሃ
    @መብራህቶምወዲኣብራሃ 7 ปีที่แล้ว +1

    ያቆበይ መጀምርታ ንዓኻ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ ቀጺለ ንፍልማዊት ናይ ባሓቂ ዝሓለፈ ሂወትካ ዝተገገካዎ ገጋታት ዝሓለፈሂወትካ ሓሊፉ ዩ ንጽቕጽል ሂወትካ ብምንታይ ክሓልፎ ኣለኒ ኢልካ ክትሓስብ ጥራይ ዩ ዘለካ ፍልማዊት ሓፈተይ ንስኪ ንእሽተይ ኢኺ ናይ ዝሓለፋ ሂወትኪ ደይ ኮነ ዘጣዕሰኪ ሕጂ እንታይ ዓይነት ሰብ ክከውን ከም ዘለኒ ኢልኪ ድኣሕሰቢ እንበር ብዝሓለፈ ሂወትኪ ኣይትጣዓሲ ሂወት ውረድ ደይብ እያ ብዝሓለፈ ሂወትኪ ተማሂርኪ ኣብነታዊት ኮንኪ ትሓልፊ ብተስፈ ጥራይ ተጋዓዚ ዕውቲ ሰብ ክትኮኒ ኢኪ ኣጆኺ ኣብ ዘለክዎ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ያቆብ ሓውይ ንስካ ክኣ ትገብሮ ዘለኻ ዓስብኻ ካብ ኣምላኽ እዩ እሞ ካብ እዝግኣቢሄር ርኸቢ ኣጆኻ ቅጽሎ

  • @andebrhanteklemariam5086
    @andebrhanteklemariam5086 7 ปีที่แล้ว +1

    ብሓቂ መሃሪት ዛንታ ሰብ ውሽጣዊ ጽባቐ እምበር ደጋዊ ጽባቐ ትርጉም የብሉን ብዙሓት ብመልክዐን ተዓሻሽየን ንቡር ዘይብሉ ሂወት ዘሕልፋ ውሕዳት ኣይኮናን ንሓፍትና ምሕረት የውርደላ ንዓኻ ድማ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ንፉዕ ብሓቂ

  • @yonatanbokristion7598
    @yonatanbokristion7598 7 ปีที่แล้ว +14

    ኣታ ያቆባ ባዓል ድርብ ልቦና ከማካስ 1000000 ይወለድ ኣብ ሞንጎ ግና ጥጠፍእና ኣልካ ምልስ ምልስ እባ በለና ,,,, ሶፋኒት ኣጆኪ ኣምላክ ኣሎ ምሳኪ ናይ ሕሉፍ ግዜ ሓሊፉ እዩ ሒጂ ከመይ ኣልኩ በሊ ናይ ሰብ ነገር ኣይውዳእን እዩ እዚ ዘልናዮ ወራር እዩ ካብ ፍቅሪ ባእሲ ካብ ልግስና ጥልመት ዝኮነ ግዜ እዩ !!!!! ናይ ሕሉፍ ሓሊፉ እዩ ናይ ሕጂ ግብሪ ዝያዳይ ኣይትገደሲ !!!"

  • @samuelhagos2945
    @samuelhagos2945 4 ปีที่แล้ว

    ብሓቂ ንፍዕቲ፡ ያኮብ ድማ ብጣዕሚ ነመስግን ሰለ ተገዲስካ ምክሪ ናብ ኣሕዋትና ትገብሮ ዘለካ ጻዕሪ፡ካብዛ ሓፍትና ብዙሕ ተማሂረን ክኮና ተስፋ ይገብር።

  • @ድርብባህጊ
    @ድርብባህጊ 6 ปีที่แล้ว

    መርሓባ ያቆብ ሓውና እንካዕ ብድሓን መጻካና ብዓል ትቡዕ ጎሮሮ ብሓቂ'የ ዝብለካ ንዝሰምዓ እዝኒ ስንቂ ኢን ዝኮንኣ ፡ኣድንቆተይ መግለጺ የብሉን ንዓካ ብኣድንቆት ዝገልጹ ቃላት ርኩብ ኣይኮንኩን ይቅረታ ፡ካብዚ ብምቅጻል ንፍሊማዊት ሓብትና ክኣ ኣጆኪ ካብ ብርቱዕ መሳናክል ዝወጸ በሊሕን ተሪርን ኢዩ ዝከውን ንስኪ ክኣ ኣጆኪ ብልሒ እታ ቃል ኣቲክላ ዘለኪ ክሳብ መወዳእታ ቃልኪ ከይተዕብሪ ሓደራ ፡የቀንየልና ያቆባ ኣብ ቀጻሊ ብድሓን የጋኒየና።

  • @selamawittekle8762
    @selamawittekle8762 7 ปีที่แล้ว +114

    እንኳዕ ደሓን መጻእካ ያቆበይ ተናፋቂ ክቡር መጠን ነብሱ ስለዝኮነ፡ እቲ ክብረት ድማ ካብ ነብስካ ኢዩ ዝጅምር ኣሕዋት ንከባበር ጓል ማለት ድማ ኣደ ማለት ኢያ ጓል ኮይነ ዘይኮንኩስ በቲ ዓይኒ ሓቂ ዋላ። ብዝኮነ ያቆበይ ኣጆካ እቲ ላይክ ሳብስክራይብ ምግባር ድማ ኣሕዋት ኣይንሕመቅ እቲ ንፉዓት ድማ ሃናጺ ርእይቶ ሃብዎ ንሓውና ።GBU ያቆበይ

    • @nebiteyymemakrtilebay8037
      @nebiteyymemakrtilebay8037 7 ปีที่แล้ว

      selamawit tekle sahkr nay bahki mula melsi eu hate zeyeblu ratu

    • @mikimiki9359
      @mikimiki9359 7 ปีที่แล้ว

      selamawit tekle eseki kea arekibeki wedi malet si abo malet endeyu entay iki qolo teteqo zereba tezarebi

    • @nebiteyymemakrtilebay8037
      @nebiteyymemakrtilebay8037 7 ปีที่แล้ว

      selamawit tekle sahkrrrt kerkebki fetin gan ka aykneleyn

    • @tesfittesfit6271
      @tesfittesfit6271 6 ปีที่แล้ว

      ሰላማተይ ዘይባልን እባር ምን ኣሎ ወዲ ዝደፉፍእ እስከ ረኣይ ኣዋልዲ ናይ ኣዊረፖ ካብ ሓደ ናብ ሓደ ዲጽለላ ዘለዋ እዝ እዝአን እንታይ እየ ዝባሃላ ንኩልና ምሕረት እግዝኣብሀር የውርደልና ናይ ንስሓ ዕደም የሃብና ንኩልና ኣመን

    • @merimeri7404
      @merimeri7404 5 ปีที่แล้ว

      Bateme xabak

  • @sabrinmohamedbrhan8996
    @sabrinmohamedbrhan8996 7 ปีที่แล้ว

    ንፉዕ ያቆብ!!
    ንዓና ዓቢ ትምህርቲ ኢዩ።
    ፊሊ ሓፍተይ ክኣ ንዓኪ ረቢ ሰብሪ ዪሃብኪ።

  • @ሓውኩምነሽነሽ
    @ሓውኩምነሽነሽ 7 ปีที่แล้ว +63

    yacoba asli enkae selam mexaka Haye ahwatey moral ena habna netebabeayom like like

  • @user-wz3mb1fw9p
    @user-wz3mb1fw9p 7 ปีที่แล้ว +4

    Wellcome yacobey ዓቢ ሰብ ፡ሶፊ ሓፍተይ ከኣ ኣጆኪ እቲ ዝወረደ ኣሜን ኢልካ ምቅባል እዩ።ዘይጋገ ሰብ የለን ፡ጌጋኻ ምፍላጥ ውን ዓወት እዩ።ኣምላኽ ምሳኺ ይኹን ሓፍተይ ናይተይ ።

  • @rehaseyeabyo4931
    @rehaseyeabyo4931 7 ปีที่แล้ว +5

    ja Jacob hawey entay zbele kalatn atahasasban u zeleka nay bahaki ab mulue hiwetey kem natka geru zshbeni bftsum yelen so ajoka zahawey. kexlo god bless you. wegeney nbereley like kea habuni

    • @filmonmichael3984
      @filmonmichael3984 7 ปีที่แล้ว

      Rehase Yeabyo haqiiii tezaribka really he amazing.

  • @tsegazeabmesfun9081
    @tsegazeabmesfun9081 7 ปีที่แล้ว +17

    ያቆብ ሓወይ እንቃዕ ድሓን ምጻእካ ካብ ገጋኣኺ እንቃዕ ተማሃርኪ ኣጆኪ በርትዒ

  • @mashohaiel4991
    @mashohaiel4991 7 ปีที่แล้ว

    እንኳዕ ደሓን መፅእካ ያቆበይ ሽኮሪና ዕድመ ጥዕና ይሃብካ ኣምላክ አጅካ

  • @bahlibiyemane5520
    @bahlibiyemane5520 7 ปีที่แล้ว +12

    Ajoki zhaftey zterefe edmeki tsegan tenan ymneyelki and also thank you Yacob hawuna

  • @abrahamaraya2709
    @abrahamaraya2709 7 ปีที่แล้ว

    መርሓባ ያቆብ ሓወይ እንቆዕ ብሰላም መጻካ ብምቅጻል ክኣ ሓንዲ ክብላክ ድሌዘለኩ አታ ጽባሕ እንታይ እየዝክኖ ብጃካ ያቆባ ሓወይ ኻላኣይ ክፋል ጀብረልና ቀጸለ ክኣ ባኣኻ ሕቡናት ኢና ለባማት ከማኻ ይብዙሑ ሃገርና ክኣ ሰላም ትኩነልና ዝሓወይ ብርኽ ቀጽሎ ኣጀካ

  • @iamblessed3927
    @iamblessed3927 7 ปีที่แล้ว +14

    Good job Jacob &be strong sis God is always wz u

  • @amanteklab515
    @amanteklab515 7 ปีที่แล้ว

    ያቆብ ሓውይይይ እንኯዕ ብስላም መጻካና ኣጅካ ኣትሕመቅ ኣትጥፍእ ቅጽሎ ኣውልድ ኣሕዋትና ድማ ክብርክን ኣተድፈራ ብጃክን ከምታ እልፍ መአርምታ ግበርኦ ብጅክን ኣሕዋተይይይይ ኣትሕመቅ ያቆባ ዓቢ ስብ

  • @thashraj1541
    @thashraj1541 7 ปีที่แล้ว

    ያኮባ ብጣዕሚ መደብካ ኣዝዩ ሓጺርን ምቁርን ምዓዲ ትምህርቲ ዝሓዘለ እዩ።
    ኣጆኻ ኻብ ደለኻዮ ንላዕሊ ኽትብርትዕ ብዓል ምሉእ ተስፋ እየ።
    እቶም ንዓኻ ሕማቅ ዝሓስቡልካ ኻብ ስራሕኻ ከሰኽሉኻ ዝፍተኑ ኽኣ ንመጸበቂኻ መበርትዒኻ እዩ።
    ኸምዚ ዝበለ መሃር ዝኾነ ዛንታኻ ኣይፈለየና።
    ኣብ ስራሕኻ ሰላምን ፍቅርን ኣሳልጦን ይምነየልካ ብሩ።

  • @hanibalmogos2059
    @hanibalmogos2059 4 หลายเดือนก่อน

    Edmen tenan yhabka hasab lbka yesmrelka amlak wededey mearey ❤❤❤ Good job 🎉

  • @wedieri3095
    @wedieri3095 7 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ ደስ ዘብል ኣስተምህሮ jayo truth ቀጽሎ ኩቡር ሓዊ፡

  • @ሻንዲባንዲ
    @ሻንዲባንዲ 7 ปีที่แล้ว

    Jacob dawit ብጠዓሚ ጽቡቕ ዛንታታት ተቕርብ ማራ ከኣ ሰሓብን ማራኺን ኮይኑ ረኺበዮ ድምጽኻ ዊን ፍሉይ ውህበት ተዓዲልካ ኢዩ ኣጆኻ ቀጽሎ ሓወይ ናተይ

  • @fqriumengedyfqriumengedy7660
    @fqriumengedyfqriumengedy7660 6 ปีที่แล้ว +1

    ያኮብ ሓውና አንኮአ ብዳሓን መጸኻ ኣቱም አሕዋተይ ካኣ ንካባበር ጋል ማሌት ካኣ ኣዴና ማሌት አዩ ሰለዚ ጋል ክትብደል የብላን

  • @yosantesfalem5448
    @yosantesfalem5448 6 ปีที่แล้ว +1

    Ajoki zhaftey everything happen for reason ! God be with you

  • @yacobtesfalem5117
    @yacobtesfalem5117 7 ปีที่แล้ว

    ያ ሰላም እንቃዕ ብሰላም መጸኻና ያቆባ ሓወይ ናፊቅናካ ከኣ ቀኒና። ጽብቅ መልኣክቲ ያቆባ ኩሉ እቲ ተሕልፎ መልኣክቲ ጠቃሚ እዩ። ግዳ ንሕና ሰሚዕና ኣይ ነተግብሮን ዘለና እንታይ,ዩ ጸገምና ምርዳእ ኣቢይና። ሃየ የሕዋት #share እንዳ በልና ንኩሉ ከም ዝበጽሕ ንግበሮ። ሞራል ድማ ንሓውና ያቆብ ንሃቦ።

  • @halaleynatey7396
    @halaleynatey7396 7 ปีที่แล้ว

    መርሓባ ያቆበይ ኣንታ ጅግና ሰብ ኣይ ከማካስ ክበዝሑ ነይርዎም ስለ እቲ ኩሉ ነገር እትገብሮ ከኣ ብጥዓሚ ኢና ሕጉሳት። እቲ ጠዑም ድምጽካ ኪንሰምዓ ብጥዓሚ ኢና ንህንጠ እሞ ኣይትጥፋ ኣና ኢካ ያቆባ ሽኮር።ሓፍትና ከኣ ዝሓለፈ ሂወት ገዲፍኪ ንዝመጽእ ሂወትኪ ብከመይ ጽቡቅ ናብራ የሕልፍ አልኪ ኪትሓስቢ ይግባእ።የሕዋት ከኣ like,subscrieb ,share aynHmeq metababie metan kkono.

  • @loveyoumom5023
    @loveyoumom5023 7 ปีที่แล้ว

    ዳዊት እንኳዕ ብስላም ምፃኻ
    እዋይ ደቃ ኣንስቱዬ ትህቡ ሓለዮት ብጣሚ እየ ዝድንቅኻ

  • @abrishhaile6081
    @abrishhaile6081 7 ปีที่แล้ว

    Yacoba nay bhaki xbuk srah nhaftna zhashe hiwet yfterela so thanks for teaching us.

  • @ኖህኣሮንቃልኣብ
    @ኖህኣሮንቃልኣብ 7 ปีที่แล้ว

    ኣምላክ ኣብዚሑ ይሃብካ ያቆብ ሓወይ፡ አዚ ትገብሮ ዘለካ መደብ ብዝሓየለ መልክዑ ክትቅጽሎ ይላቦ፡ አቲ ምንታይ ዝሓለፈ ጌጋታት ናይ ኣሕዋትና፡ ንካልኦት ኣሕዋትና Save ኢዩ ዝገብር አሞ ከይታሓለልካ ክትቅጽሎ ይላቦ፡ ዓስብካ ካብቲ ሰማያዊ ኣምላክና ርከቦ። ኣጆካ God bless you bro!

  • @ftwiefkadu3453
    @ftwiefkadu3453 7 ปีที่แล้ว +2

    ያቆብ ሓወይ ኣብነታዊ መንሰይ ኢካሞ ዕዲመን ጥዕናን ይሃብካ በርትዕ ቀጽሎ ካኣ

  • @berieluul4501
    @berieluul4501 7 ปีที่แล้ว

    Sdet seb mezmizka txawetelna aleka beka
    Eway yehwatey lomis mara eko adengiknani bel eki ajoki bhlufki temahirki ab zlale dereja ktbexhi tesfa ygebir
    Yacob👍👍👍✍✍✍

  • @Aberhamafwerki
    @Aberhamafwerki ปีที่แล้ว

    ዝሓለፈ ሓሊፎዩ ናይ ኣዋልድ ጸገም ዘኽብረን ዝጸልኣ ስለ ዝኩናየን ሱ ኽትማሃርሎ ኣለኪ ናብኦ ኽኣ ደይምምላስ

  • @biniwedimama3484
    @biniwedimama3484 6 ปีที่แล้ว

    ቢጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ አዩ
    ኣጀኪ ግን ። ናይ ባሓቂ ታንክስ ።

  • @pityeritrea7252
    @pityeritrea7252 4 ปีที่แล้ว

    Men alo nezia ab 2020 zsema.... Haftey nski neay nezi kwedq keribu znebere hiwetey iki atesikyo tnx mearey Ajoki berti ❤❤❤❤

  • @feruzhailu2642
    @feruzhailu2642 7 ปีที่แล้ว +5

    😭😭💔❤ajoki hafteyy amlak msaki ykun

  • @hermimeda675
    @hermimeda675 6 ปีที่แล้ว

    waw bunet my complement kihibeka zahawey nay behakiy you are amazing amlak yehagizeka etigebro serihatika kulu ane mebel 3 history yeseme aleku anabibaka yekun akeraribaka kabty history nelaily iyu zimisiteka so thanku so much! hanty rito gin bezabaka interviuw inte tigeber des mebelena kale yetref men ika kinfelit thanku again

  • @abelisaias7255
    @abelisaias7255 7 ปีที่แล้ว

    ያቆባ እንቅዓ ድሓን መጻካ ብርሃን ገጹ ን ሓፍትና ክኣ ሰላምን ጥዕናኣን ኣብ ሂወታ ይምነየላ

  • @lukasdasilva754
    @lukasdasilva754 7 ปีที่แล้ว

    Naja Intels Selam tinan Jakobno amlak jibarikelkm burukat hawey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷😇

  • @amanielmario4099
    @amanielmario4099 7 ปีที่แล้ว

    Good job jacob hawey. Pls keep it up. And sis don't think about past. Just live for today and be happy. It is not end. Just start a new chapter.

  • @salihyassin6713
    @salihyassin6713 6 ปีที่แล้ว

    Fetari mesaki yekon haftey natey nay bahki ka kebrat yehbika yacob dawet

  • @sabanfakiwa3926
    @sabanfakiwa3926 7 ปีที่แล้ว

    እንካዕ ዳሃና መጻአካ ያቆብ ሓወይ ማራ ማሀሪት ዛንታ

  • @nebiathaile4170
    @nebiathaile4170 7 ปีที่แล้ว +1

    Enkuae dehan mexaka yacobey Thanks kea azyu mehari zkone zanta eyu!

  • @legesehabte1422
    @legesehabte1422 7 ปีที่แล้ว +2

    Yakob great. I'm proud of you

  • @ወዲዕባይጭዓናዲ
    @ወዲዕባይጭዓናዲ 7 ปีที่แล้ว +11

    አንቃዕ ደሓን መጻካ ያኮብ ሓወይ ጽቡክ መድዳ አንተ ሰሚዕንስ ።

    • @merhawiyemaneyemane9099
      @merhawiyemaneyemane9099 7 ปีที่แล้ว

      kemaka si shshi ykunu nay bhaqi mhari zatatat amlak edmen tanan yhabka fetari ajoka amlak yhagzka

  • @merhawitteklemariam5200
    @merhawitteklemariam5200 7 ปีที่แล้ว

    unka dhan mexaka yacoba abi seb ab hiwetka mlu tina ab srahka asalto ymneyelka sleti tgebro mkrin maidakan kemesgneka yfetu GBU sofanit haftna kea ajoki amlak msaki ykun

  • @ጛልቀሺ
    @ጛልቀሺ 7 ปีที่แล้ว

    ኣምላክ ያሓግዘና ።

  • @kisanetberhe2131
    @kisanetberhe2131 7 ปีที่แล้ว

    Jacob Hawey emkoe bdahan mexeka fili haftey ajoki enkoa trah hji ab hanti Elma haleki 😭😭😭 amlak wetru ykum ab zuriyaki btami memharit zkonet zanta so like 😙❤

  • @maryameywehabitselamey7859
    @maryameywehabitselamey7859 7 ปีที่แล้ว +1

    nateyyy behaki btaemi xebuk mkri eyu so thanks zhaftey Amlak edmen tenan yehabki

  • @temutadese5936
    @temutadese5936 7 ปีที่แล้ว

    Yaqob asliiii des eyu zbleni dmxka eti temxo zeleka zantatat mehri eyu aziu teqami slezi ajoki aythmeq nhaftna dma ajoki temokreki nab hzbi mkfalki yehgus eyu thanks

  • @samielkiflom3955
    @samielkiflom3955 7 ปีที่แล้ว

    nay behaqi mehari eu Thanks hawena

  • @robelabrham3558
    @robelabrham3558 7 ปีที่แล้ว

    ajeki a thameki genea b zeha mexse zeleki seb eki hiwete fetenea ey amelki a mesgeni

  • @awetselemun5238
    @awetselemun5238 5 ปีที่แล้ว

    ajeki haftey natey fetari msaki ykun

  • @unitasefaw7858
    @unitasefaw7858 7 ปีที่แล้ว

    Aajoki haftey natey bertea ! Nice yakoba

  • @SamiSami-yo7sp
    @SamiSami-yo7sp 7 ปีที่แล้ว

    wawwwww nic ያቆባኣ ኣጆካኣ ቀጽሎኦ እንቃዕ ብደሓን መጻእካኣ

  • @alemefrem6699
    @alemefrem6699 7 ปีที่แล้ว

    ኣሕ ኣታ ጅግና ወዲ ኣሕጉራዊ ሂወት ወዲ ሰብ ገሊጽካዮ ብፍላይ ኣብ ሱዳንን ኢትዮጵያ ዘሎ ጸገማት ፍቅሪ ኣንጸባሪቃዮ በሃቂ ንፋዕ ወዲ

  • @shishiAlexander
    @shishiAlexander 7 ปีที่แล้ว

    Amlak ymharki flmawit haftey thanks hawuna xbuq medeb u qexlo

  • @nanuyelove1614
    @nanuyelove1614 7 ปีที่แล้ว

    eten tarik hiwetkn keyhabaekn bmengedi yacob tmhrana zelkn ahwatey btaemi nemesgn komeu wn yacoba💗

  • @fenklboy5043
    @fenklboy5043 7 ปีที่แล้ว

    Nay bhaki yakob hawey ajoka kexlo

  • @fevenemaniel9439
    @fevenemaniel9439 7 ปีที่แล้ว

    Yakob tuem demxi enkoae dahan mexaka sefanit haftey ajoki kulu halifkiyo eki meqrti ✌✌✌✌

  • @hawsenu6087
    @hawsenu6087 7 ปีที่แล้ว +3

    Nice advice kubur hawey continue.

  • @bahransolomn3068
    @bahransolomn3068 7 ปีที่แล้ว +1

    Wellcome Jacob hawena

  • @ክንደይኣሎኮ
    @ክንደይኣሎኮ 7 ปีที่แล้ว

    Yacoba enkae bselam mexakana des tbln meharitn zanta eya habta kea btami nemesgneki

  • @filmonmichael3984
    @filmonmichael3984 7 ปีที่แล้ว

    Yaqobaa meqsen good job bro & sefanii nay bhaqi lebamn nfetin ajoki bert e eti ab lomi znebr yu hgus mo zhalefe resiki selamn qsanetn zmelo hiwet emneyelki.

  • @filimonabrham9630
    @filimonabrham9630 2 ปีที่แล้ว

    Hi yakob hawey kemey aleka ane ab asmera keleku eye kulu medebatka ziketatelo nere biflay zantatatka wow amlak xegue yebzihalaka biflay eza zanta tenkifatni eya

  • @habentecklemichal9446
    @habentecklemichal9446 7 ปีที่แล้ว

    bravo yakob mon frère alors merci beaucoup

  • @abzkirhasabeymajunatey3142
    @abzkirhasabeymajunatey3142 7 ปีที่แล้ว

    Ahhh eweyy anta amleka aboy bejka mhertka lakelna filmawit haftey ajeki

  • @kokobhadish7410
    @kokobhadish7410 7 ปีที่แล้ว

    wellcome yakob hawey
    ajoki haftey natey amlak mesaki yukun

  • @ንጸዋወርእንዶ
    @ንጸዋወርእንዶ 7 ปีที่แล้ว

    ንፉዕ ጻሓፊ ኢኻ ቀጽሊ ፡ሶፋኒት ፍልማዊት

  • @ziniyaziniyan7043
    @ziniyaziniyan7043 7 ปีที่แล้ว

    ዋው ደስይላል ወሏሂ ትክክል ማለቴ ሴትልጅ ምስኪን ናት ሆኖምግን ወንዶች እባካቹ በሴትልጅ ሂወት ኣትጫወቱ ኣሏህን ፍሩ ፈጣሪያቹ ኣትርሱ
    ብዝተረፈ ብጣዕሚ ነመስግን ሓውና ንሓፍትናእውን ኣጆኺ ዓለም ጎደሎ እያ መቼም ኣይትመልእን
    ያው ናይኩልና ዘይተፈፀመሂወት ኮይኑና ኣሎ ግኔ እንታይ ይገበር 😭😢

  • @tes8903
    @tes8903 6 ปีที่แล้ว +2

    Thank you sis 🧡

  • @ሕልናቆሪራ-ኀ1ጘ
    @ሕልናቆሪራ-ኀ1ጘ 6 ปีที่แล้ว

    ያቂተይ ከምቲ ልሙድ እንዳመስገንና ኢና ቀጽሎ ጥራይ

  • @luwam7719
    @luwam7719 7 ปีที่แล้ว

    Ajoki eza haftey berti gal mkaney ember xelieyo loms

  • @Merana10632
    @Merana10632 7 ปีที่แล้ว +4

    Bravo jacoba

  • @maebelmehari7589
    @maebelmehari7589 6 ปีที่แล้ว

    Omg when I hear just cry be strong sweetie tomorrow is another day

  • @saronesack9765
    @saronesack9765 7 ปีที่แล้ว

    Bitami thank you haftey natey. Kullu gize ab midri alem kisa zeleka edil aleka slezi kab gegaki temahriki hiwetki mistikikalki jigna eiki mibar b amlak eyu kemey kem tinebir gin natna mircha eyu.

  • @weditabaendasete9891
    @weditabaendasete9891 7 ปีที่แล้ว

    Yacob hawey enkua bselam mexekana meszi kanari ztiem dmxka, sefanit kea ajoki tesfay keykorexkl nhiwet seariya Kemey niere zeykonki tbli Hji Kemey aleku eki tbli btaemi eyu xubuk keman kemzi gierki nkulen deki anstiyo maeda meliekti tmhrti mhabki nhna awedat kea deki anstiyo malet adietatna eyen slezi lkie kem yehwatna gierna nrayen bxubuk trah nhsebelenn! Like habuley n yockob hawey kea

  • @abduali1185
    @abduali1185 7 ปีที่แล้ว

    enkiea besilam mexekia yecob hawey habibe.....✌👍

  • @edenyakob8082
    @edenyakob8082 7 ปีที่แล้ว

    Ohhhhh yakob hawey Nice job

  • @helenweldu4200
    @helenweldu4200 7 ปีที่แล้ว

    Jacob hawey enkoa bselam mexekana

  • @kuwameyhabuni1351
    @kuwameyhabuni1351 7 ปีที่แล้ว

    Yacob hawey you ar hero

  • @teswedibaka8055
    @teswedibaka8055 7 ปีที่แล้ว +8

    1st without nothing

  • @abelas1h1rigenc3
    @abelas1h1rigenc3 5 ปีที่แล้ว

    ajoki kabki zekefi alo.good info

  • @ichgehedirektenurnachvorne5736
    @ichgehedirektenurnachvorne5736 7 ปีที่แล้ว

    Herzlich willkommen mein Bruder
    Yacobey enka bselam mexaka aglalxaka bteami eu zmsteni bflay bzaqba fkri ktgelx keleka nbaley ab fkri yatu ajoka yacob hawey like kulu knhbeka ena 🤙🤙!

  • @robinwedisultan5089
    @robinwedisultan5089 7 ปีที่แล้ว

    Yacob btami des tbl zanata. amlak selamka yebzehayo

  • @ኢትዮዽያሀገሬክብሬ
    @ኢትዮዽያሀገሬክብሬ 7 ปีที่แล้ว

    ጓል ብዘይ ክብሪ ምሽ አብ ዓይኒ ወዲ አብ ዓይኒ ኩሉ እንነብረሉ ማህበረሰብ ክብረት የብላን ስለዚ ክነስተውዕል ይግባእ .

  • @yorsiweldu5578
    @yorsiweldu5578 7 ปีที่แล้ว

    Btaemi zhzen amlak msaki ykun

  • @mebrihtadhanom4901
    @mebrihtadhanom4901 7 ปีที่แล้ว

    Btaemi des zebl mkri hawey amlak edmen tenan yhabka kemaka zbelu ybzhu memhr hbrete seb

  • @atakltinegasi8000
    @atakltinegasi8000 7 ปีที่แล้ว

    enqe dahan maxseka yekoba ajoki haftey kulu helfay u

  • @af8405
    @af8405 7 ปีที่แล้ว

    Ajoki thanks bro

  • @ፋቃርሙካንጸዋርፈቃርሙካን
    @ፋቃርሙካንጸዋርፈቃርሙካን 7 ปีที่แล้ว

    thanks more yakoba hawna

  • @yonashadgu5138
    @yonashadgu5138 7 ปีที่แล้ว

    Jacob shikor nice one guy !!! God bless you 4ever my lovely bro !!

  • @solomonsihle1646
    @solomonsihle1646 7 ปีที่แล้ว

    Ahhhh ajok my sister kabz nmhar wadi tbatey kseb zdelay zrekub entay zey yblun

  • @የኮርኩትኣፍቃሪነኝ
    @የኮርኩትኣፍቃሪነኝ 7 ปีที่แล้ว +1

    እንኳዕ ድሓን መፃካ ያቆበይ
    ኣጆኺ ሶፋኒት ኣምላክ ምሳኺ ይኹን ንዝሃብክና ምኽሪ ካብ ልቢ ነመስግን ነብስኺ ኣይተዋድቂ ፅባሕ ትኮንዮ ስለዘይፍለጥ

  • @semerkiflay3322
    @semerkiflay3322 7 ปีที่แล้ว

    Yacoba jegna nay behaki tsbuk srah ajoka

  • @matherlove-j4t
    @matherlove-j4t 7 ปีที่แล้ว

    Yacob konjo enqae bselam mexaka so nice👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍

  • @abrehethans7389
    @abrehethans7389 ปีที่แล้ว

    ብሉፅ❤

  • @zftwoderfaytaniqo2356
    @zftwoderfaytaniqo2356 6 ปีที่แล้ว

    Ewy haftey ajoki eye zbl

  • @tigestberhane3023
    @tigestberhane3023 7 ปีที่แล้ว

    Nemsgn hawey natey