Jayo Truth- ረብሪበ እየ ልቢ ወለድ ዛንታ by Yacob Dawit!
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 3 ต.ค. 2024
- subscribe (FREE) ›› goo.gl/GibN2T ‹‹
Copyright © Jayo Truth 2023
An unauthorized use, distribution, re-upload or transmitted in any form or use without the prior written permission of the publisher is strictly prohibited.
© All rights reserved.
Best Jayo Updates: bit.ly/2CzwKsN
Popular Videos: bit.ly/2CncXA0
- - - - Connect with us - - - - -
Facebook Page: goo.gl/xP39Jk
Twitter: goo.gl/k4ohFM
Facebook (Personal): goo.gl/7oE6p9 [ Yacob Dawit ]
Facebook (Personal): goo.gl/DS4RY1 [ Jayo ]
Website: www.jayotruth.co
Website: www.jayotruth.c...
|- - - - - Connect with us - - - - - |
#Jayotruth #
ያቆብ ሓወይ ቀጽሎ በጃካ ምክንያቱ ናትካ ቃላት ሓይሊ አዩ ዝህበና ነዞም ንኣሽቱ ወለዶ
ብኣካ ኩሩዓት አና የቀንየልና
Welcome yacobey ❤❤❤🎉🎉🎉
Ycob hawey bejeka mealtawi zanta zergh eki bnatka treka tewelife ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Welcome yacobey ❤❤❤🎉🎉🎉
Wellcam bro
Welcome dawit hawey gn bmntay krekbeka ykel
Ma fav voice ✨👑
እንቋዕ ብዳሓን መጻኻ ያቆባ ❤
ግን ሓጺሩ ብጣዕሚ
Enqa beselam mexaka ❤️ gn drfi eba ab zantatatek aytetewelo
My model yacob nay kulu gize bluxxxx seb nay seb
Walcomi ❤❤❤❤bor
Welcome Yacob hawey mlmls bwlwna azina ena nfetweka ❤️❤️❤️
ያቆበይ💚
❤❤❤❤❤❤❤❤
Ma fv
ኡንካዕ ብደሓን መጻኻ ሱሑል ጎሪሮ ግን ተኻታታሊ እባ ኣብጸኣልና 👍👍🥰
Wellcome ❤❤❤❤ yaqoba
Welcome back yacobey❤😊
Yacobey tkrbom mdbatka tesfa iyom zhubuni ❤❤❤thanks
ኩሉና ሸር ንግበሮ በይንና ኣይቋደሶ እዚ ዛንታ ናይ ያቆብ ዳዊት እኮ ዳርጋ መግቢ እዩ ሶ ናብ ንፈትዎም ሰባት ንስደዶ
❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤
WOW!!!!!!?😮
Yacobey fewsi lbi God bless you 💗💗
❤❤❤
❤😊
Good job ❤❤
Welcome yacobey ❤❤❤🎉🎉🎉
Welcome ❤❤❤❤ yaqobey
ዋውውው ያቆብ ሓወና ብጠዓሚ ጥዑም ዛንታ ኣቀራርባ ከኣ" ሞ" ዋውውው ቡሉጽ ዋሕዚ ናይ ዛንታ ውን ከምኡ
ኣብዚ ግዜ እዚ "ስ" ካብ ምስ ሰብ ከተዕልል/ ጸገማትካ ክትትንትን ምስ ናትካ ድያሪ ቀለምካ ኣትኪልካ ንዓኣ ከተራግፈላ ይበልጽ፡እቲ ዝበለጸ ናይ ድያርኻ ብጽሞና እያ ትሰምዓካ ክሳብ ትውድእ📖፡እታ ማራ ደስ ዝበለትኒ ድማ ንትማሊ ትጽብቅ ኔራ እናበልና ኢና ንነብር ስለዚ ሂወት ዓቅምካ እያ ትህበካ ስለዚ ነታ ዘለናያ መዓልቲ ንእግዝኣብሄር እናመስገንካ ምንባር ምክንያቱ ትማሊ ኣይትምለስን እያ 👍
" እቲ ኣነ ሓንቲ ኣሚነ ዝጎዓዘሉ እንተሎ ብእግዝኣብሄር ኣምላክ እዩ ""
"ረብሪበ" ናይ ብሓቂ የረብርብ ስደት እዩ እግዝኣብሄር ኣምላክ ስደትና ይሕጺሩ ናብታ ስፍራና ይምለሰና ያቆብ ሓወይ ❤
ብምቅጻል ኣብ መወዳእታ እታ ብሰንኪ ስደተኛ ምዃነይ "በቶም ድርባያት " ትብል ክትብላ ኣይነበረካን ይብል ኣነ ምክንያቱ ድርባይ ሰብ የለን! ድሓር ድማ ንሕና ኮ መጺናዮም ኢና? ንሱ ጥራይ ዘይኮነ ንሰብ ክሳብ ዝምህር ዛንታካ ንሰባት ዝጸርፍን ዝውንጅልና ኣይኩን ይብል እዚኣ ከም ናተይ ሓሳብ እያ ፧
ተከታታሊትካ እየ ኣጆካ ቀጽሎ ያቆብ ሓወይ ❤❤❤ብርዕካ ከም ዛራ ማይ የፈልፍሎ 📖📔
❤️❤️❤️
❤
♥️♥️♥️♥️♥️🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤❤ welcome back 🙏 😘 ❤❤❤
Welcome back jack hawey abi seb❤❤
Yacoba I want appreciate for the extraordinary work you are doing. The educational and motivational impact of your storytelling videos is truly commendable. Your ability to touch the hearts of people and encourage them is remarkable. The dedication and hard work you put into creating and sharing your stories are priceless.
Keep shining 💫
Welcome bro❤❤❤❤
Welcome yacob❤❤❤
Welcome yaqoba
ያቆበይ ❤
Welcome yaki❤❤❤❤
ያቆባ እንኳዕ ደሓን መፃእካ
ያቆብ ሙቁር ጎረሮ ❤❤❤
ያቆብ ብጃኻ ኣይትጥፍኣና ❤😢
Hubi❤❤❤
በጃካ ባ እቲ ዘቃረጽካዮ ዛንታ ቀጽለልና ረሲዕናዮ ኮ በኣዴካ ክልምነካ ቀጽለልና
እንቃዕ ብሰላም መጸኻና በዓል ስሑል ጎረሮ❤️🔥 ቡሱል አእምሮ🧠 በዓል መዘና ኣልቦ ልቦና, ሕልና♥️❣️እንኮ ሩፍታ ልቢ መንእሰይ🫶🏻❤
ነቲ ጻማ ዘይትረኽበሉ ናዓና መንእሰያት ኽትብል ትከፍሎ ዋጋ ኽብረት ይሃበልና💌
ብርዕካ የሰስነልካ ያቆባ ዓቢ ሰብ🗒️📚📝✍🏽❤❤❤❤❤❤
ያቆበይ እንቋዕ ደሓን መፃኻ❤
❤❤❤❤
Yakobey shul kanari dmxi enkae bselam mexaka
❤❤❤
❤❤❤❤
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
Memherey❤❤❤❤
ያቆብ ዛንታ ሳሮን ጀሚርካያ ዲካ? አብ fec ሪአያ ኔረ