ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
እንኳን አደረሰን ከዘመነ ዮሓንስ ወደ ዘመነ ማቴዎስ🌻ዘመናችን የሰላም🕊የፍቅር❤ ያንድነት👨👩👧👦ያርግልን የተዋህዶ ልጆች🤲🥰🌻
Amen Amen Amen ❤❤❤✝️✝️✝️🙏🙏🙏
Amen ❤Amen ❤Amen ❤Haftey Natey 🥰💕😍🙏🏾🥹😇✝️✝️✝️
ብሓቂ ስልጣን ሓውና ሰንኪሳር ከም እንሰምዖ ሰበይቶም ገዲፎም አይክእሉን ተስማዕሚዖም እንበር ምክንያቱ እቱ ሓዳርለ ሕጊ አምላክ ስለ ዝኮነ እዩ።።።
_እንኳዕ ብሰላም መጻእኻ መምህረይ ርሑስ ሓዱሽ ዓመት ይግበረልና🥀💜_
ብጣዕሚ ጌጋ መልእኽቲ ኢዩ ዘለዋ ስልጣን ከኣ በርትዕ ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን
ናይ በሓቂ
ናይ፡በሓቂ ኩቡር ሃውና ተባረክ
ናይ ብሓቂ፡ቃል ህይወት የስመዕልና ስልጣን ሓውና
እግዚኣብሄር ይመስገን ኡንካዕ ብሰላም መፃካ ኩቡር መምህርና ኡንካዕ ብሰላም ናብ ሓዱሽ ዓመት ብሰላም ኣብፀሐና ኣብፀሐኩም ደቂ ፅዮነይ ዘመነ ሰላም ዘመነ ፍቅሪ ይግበረልና ክርስቶስ ኣምላክና ኣሜን (3)
ቃለ ሕይወት የስማዓልና መምህር ሓወይ ።እንኳዕ ናብዚ ሓድሽ ዓመት አብጻሓና ።ቀጽለ እቲ ድያቆን ሓውናሲ ንሕና ናብ አፍሪቃ ክድና አብ እግሪ አቦታት መምህራን ክንማሃር እንዳበልናሲ ንሱ ክአ ምስ መስመር እንዳተቃለሰ ክጽሕፍ ከመይ ተማሕጢሉ ምክንያቱ ቀስ እሉ ነቦታት አብ እግሮም ኮይኑ ክሓትት ዝያዳ መበራሃሉ ምበልኩ
ላም ሲ ብኢዳ ገዲፋ ብእግራ ትሓክኽ 'ዩ ነገሩ:: ስልጣን ክኣ ሸምጠጥ ኣቢልካ ምሕላፍ ኣይትገድፎን ኢካ ማለት 'ዩ :: ብኣይ ኣብሽግር ከይ ኣቱ ክኣ ኢልካ ይሓትዎ ወ እንታይ ሕብረት ኣልካ ምስ ኣቦታት ቅ.ቤተክርስትያን ኤርትራ ::
@@danieldanil6592ተሰተር ስከ, ምስ ን ኣቦኦም ኣሕሊፍም ን ማእሰርቲ ዝህቡ ደኣ እንታይ ሕብረት ክህልዎ ደሊኻ. እቲ ኣብ ኣስመራ ኮይኑ ዝሓትት ዘሎ ንቑሕ ዲያቆን ግን, ከማኻ ዝበሉ ብጸገም ቤተክርስትያን ዘይኮኑስ, ብመንግስቶም ዝግደሱ ኣይሰኣኑን ሞ, ንስልጣን ተቓዋሚ መንግስቲ ሰሚዑ ኢሎም ኣሕሊፎም ን ማእሰርቲ ከይህብዎ'ዩ ስም ኣቡኡ ዓቂብሉ.
ንሱ ስለ ዘይፈልጥ ኣይኮነን ንስልጣን ሓቲትዎ, ኣብ ኩሉ ቦታ ዘሎ ህዝቢ ክመሃረሉ ብሓፈሻ ኢሉ'ዩ.
ኣይትህረቅ እባ'ሞ ኣብዛ ርእይቶይ ብዛዕባ መንግስቲ ኣንቢብካ እቲ ጥውይውይ ዘይንገድፎ ንኩላትና ክሕሸና:: ይቃወም ኣይቃውም ኣየገድሰንን'ዩ ::ዘይትፈልጠንስ ደጋፊ ትብለኒ ኣነ ደጋፊ ወይ ተቃዋሚ ምድራዊ መንግስቲ ኣይኮንኩን ክበርሃልካ ደልየ ኢየ:: እንተተጋግየ ድማ ቀስ ጌርካ ከተረድኣኒ ኔርካ ብሩክ ምሸት::
Egziabher Amlak tsegiu abzihu ybarka kbur hawey 🙏🙏🙏✝️
ብሓቂ ቃል ሂወት የሰመዐልና ፀጉኡን በረከቱን የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ ክቡር መምህረይ❤
Welcome my brother and teacher.Happy new year 2017 with family and lovers.
_ቃል ህይወት የስመዐልና መምህረይ❤️_
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ቃለ ህይወት የስመዐልና ኩቡር መምህሪና
🌺🌻🌹 አንካዓ ብሰላም መፀካ ስልጣኑየይ🎉እንኳዕ ኣብጸሐና ሓዱሽ ዓመት 🥰2⃣0⃣1⃣7⃣🌻🌿🌻🌿🌻🌿🌻🌿🌻🌿🌻🌿🌻ናይቲ ለዋህ ፈጣሪና ምሕረት ከይተፈለየና ናብዚ ዘብጸሓና እግዚአብሔር ይመስገን ሓዱሽ ዓመት እውን ዘመንና የጸብቐልና ሰናይ በዓል ሓዱሽ ዓመት ይግበረልናዘመነ ሰላም🌻ዘመነ ራህዋ🌻ዘመነ ፍቕሪ🌻ዘመነ ቅሳነት🌻ዘመነ ሓጎስ🌻ዘመነ በረከት🌻ዘመነ ተስፋ🌻ዘመነ ምሕረት ይግበረልና🙏🌻ሩሑስ ሓዱሽ ዓመት🙏🌻
Amen Amen Amen ✝️✝️✝️🙏🙏🙏❤️❤️❤️
እንካዕ ብሰላም አብፀሐና አብፀሕካ ሓዳሸ ዓመት ሰልጣነይዋ🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻 ቃል ህይወት ያስመዐልና ሰልጣነይዋ❤❤❤
Kal hiwet yesmealna Egziabher Amlak Amen Amen Amen 🙏🙏🙏✝️❤️💙
Selutan hawna ruhus awdamet,hanti kehatka deliye zelku an kea abeta film zey berhtelye zela key tegrme an wen kehtla qeniye etom monkos xeguruom rasa eu xeguri abe munkusna zenwoh alwu diyom?gn eta film reaya mo rika ketmlesley.❤❤
እንኳዕ አብፀሐኩም ንኩሉኩም ህዝበ ክርስትያን❤❤ቃለ ህይወት የስመዐልና መምህረይ❤❤❤
Kale hiwet yesmalna zeben agelglotka egzabiher ybarek bereket kudusan rediet emebrhan ms kulna ykun bereketom yhderena semaet zenbele dem bxuu wekudus abona entenyos amen amen amen mstwalu yhabena egzabiher amen ❤❤❤
ቃለ ሂወት የሰመዐልና መምህር❤🙏
እንኳዕ በሰላም መጻእኳ መምኅሪነ❤🎉ብሓቂ ቃለህይወት የስመዐልና ጸጉኡ የብዘሐልካ❤ ቃል ኪዳን ክቡር እዩ ድሕሪ ቃል ኪዳን ክልቲኣኩም ሓደ ኢኩም 😊Genesis 2 ትግ - ዘፍጥረት24: ስለዚ ሰብኣይ ኣቦኡን ኣዲኡን ይሓድግ፡ ምስ ሰበይቱ ኸኣ ይጠብቕ። ሓደ ስጋ ድማ ይዀኑ።
ቃል ሂወት የስምዓልና ክቡር ሓዉና ።ናይ ሓታቲ ግን ገሪምኒ ኣሎ ብትሕዞ ገዲፍካስ ብመሸንጎጓ ኮይኑ ነገሩ ምስኡ ዘለዉ ኣቦታት ዘይሓትት።
ቃል ህይወት ያስመዐልና ስልጣነይ👏🌺
❤❤❤ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዝሓልካ ርሑስ ሓድሽ ዓመት ❤❤❤ ዓመተ ንስሓ ፍቕሪ ሰላም ተስፋ ፍስሃ ሓጎስ ይግበረልና ❤❤❤
ቃል ህይወት የስመዐና ክቡር ሓወይ ♥️♥️♥️🙏🙏🙏
Kal hiwet yesmealna Egziabher Amlak Amen Amen Amen 🙏 🙏 🙏 ❤
ቃለ ሂይወትየስመዓልና ስልጣን ሓወይ
ገብረክርስቶስ መርዓዊ እውን ንመርዓቱ ኣብ ቃልኪዳንኪ ጽንዒ ኢሉ ገዲፍዋ ከምዝኸደ ኣብ ገድሊ ኣቡነ ኣረጋዊ ተጻሒፉ ኣሎ።
ጸጋ አምላክ የብዝሕ መምህረይ❤
ሰላም መምህረይ
ኣይመልኮሰን ኮ ሓሚሙ ከይዱ እቶም ኣቡኡ ዝፀንሑ ኣቦ ምሱኡ ዝነበሩ ንሱ ኣቡቲ ሕማሞ ዝሓወየላ ማዓልቲ እቶም ኣቦ ኣፎም ከም ዝተዓፀው ንዐኦም ሓዲገ ኣይከድን እዩ ኢሉ እቶም ሃሪሶም ትብሎም ዘለኻ ኣፎም ከም ዝተዓፀዎ እዩ ዝነግር ዳሓር ንሶም ምስ ሓወዩ ኪድ ኢለምዎ እዮም ኣይተወደአን ዘሎ ይቅፅል እዩ ተመሊሱ እምበር ገና እዩ ስልጣን ሓወይ ኣጢዒካ ረአያ ኣነ ይካታተላ እየ ምስ ይቅርታ
Kale hiwet ysemana memhrey Rhus awedamet ❤❤
May Jesus Christ Bless you and keep you safe Amen Amen Amen 🙏🙏🙏✝️❤️💙
Qal hiwetu ysmana siltan hawna ruhus awdamet ygberelka ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
God Bless You Amen Amen Amen 🙏🙏🙏✝️❤️💙
ቃል ህይወት የስመአልና ስልጣነይይ❤❤❤
God bless you dear brother❤🥰
ጸጋኡ ያብዘሐልኻ🥰
ቃል ሂወት የስመዐልና ስልጣነይ
ሰልጣን ሓውና ጽብቕ ኣላ ግን መጀመርታ እስቅ ኣብ ስደት ኢዩ ዚነብር ነይሩ ናይ ርእስ ካንስር ሓምሚ ኩሉ ሕክሚና ናይ ዓለም ፈትኑ ሽዑ ኢዩ ናብ ገዳም
ከምኡ ጌርካ ኣረድኣኒ እምበር እታ ሓንቲ ዝጽሓፍካያስ ኣይግድን ኢያ እግዚአብሔር ፍቅሪ የውርደልና ሰሰናዩ::
qal hiwet yesmalna khubur hawey ntararem dea ☦️☝️🫶🇪🇷🙏
ሰላም ስልጣን ሓውና ከመይ ትኸውን ፡ ሓንቲ ሕቶ ክሓትት ከም ፍቃድ እግዚኣብሄር ክትምልሰለይ ተስፋ ይገብር ፡ ጸሎት ኣብ ንገብረሉ ኣብ ገዛና ዓሰርተ ክልተ (12) ግዜ እግዚኦ መሓረና ክርስቶስ ፡ በእንተ ማርያም መሓረና ክርስቶስ ክንብል ይከኣል ድዩ ፡ ማለት ካህን ንበል ምስ ዝብለና ጥራይ ዲና ንብል ወይስ ባዕልና ውን ክንብል ይከኣል እዩ ? ❤❤❤ ቃለ ሂወት የስምዓልና ❤❤❤
እግዚኦ ማሓርና ክርስቶስ ማለት ካህን ይፍትሕኪ ካብ ማእዝር ስይጣን እዩ ዝብልና ንሕና እግዚኦ ማሓርና ክርስቶስ ማለት ናይ ኣበነ ስማያት ዝተዋጽእ እዩ ሽግር ይብሉይ ንሕና ክንስግድ ከለና ምእንተ ማርያም ማሓርና ክርስቶስ ጥራሕ እና ንብል ፅግም ይብሉይ
ሰላም ሥልጣን ሓወይ ከመይ አለኻ እና ብዉሽጢ ክረኽበካ ደልየ ብመሰጀር መልሰለይ 🤲👏
ብመሰጀር መልሰለይ
Etom aba hamimom eyom nerom sle zeywedakuma ekum yqreta
❤❤❤❤❤❤ብሓቂ
Ruhis awdaamet ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ edmen tieenan yhabla fetari kbur memhr sultan
Kale hiwet yesmalna
ብምኽንያት ዝሙት ዝፈትሓ ንዓኣ ፈቲሑ ብኪ ይንበር ዶ ኣይኮነን ዝብል፡ ብምኽንያት ሞት እንተዘይኮይኑ 2ይ ግዜ ምምርዓው ኣይፍቀድን።
🙏🙏🙏✝️✝️✝️🙏🙏🙏
ስልጣን ፡ እታ ፊልም ሙሉእ ኣይረኣኽያን ዘለኻ ከይርኣኻ ከኣ ኣይትፍረድ። ንሱ ናብ ገዳም ክኸይድ ከሎ ዕላማ ነይርዎ ኣብ ገዳም ምትራፉ እውን ምኽንያት ኣለዎ ። ሙሉእ ፊልም ከይርኣኻ ሰባት ኣይትፍረድ ።
❤❤❤
❤❤❤💒🙏🙏🙏
🙏❤️✝️
❤❤❤🙏
💒✝️🙏🙏🙏
ስልጣን ሓወይ ሓንቲ ኪብለካ ስልኪ ላኣከለይ
ኣነ ዝገርመኒ ግን ሓይማኖት ዝተንከየ ድራማ ንምንታይ ኢዮም ዘይሓቱ ንዕቐት ናይ ኣማኒዩ ዓገብ ክበሃሉ ኣለዎም
Amenamenamen🙏🙏🙏🙏🕊️🎉👏
ሰላም ስልጣን ሓወይ መጀመርታ ሰላምን ፍቅርን ብሉጽን ዕውትን ህወት ይምነየልካ ሓደ ካብቶም ተከታታሊካ ኢየ ግን ሕቶ ክሓተካ ደለ ክትምልሰለይ ተስፋ ይገብር ንሱ ምስ ሓንቲ ሓፍተይ ብመንገዲ ኢንተርነት ተላሊና ክንላለ ከለና ግን ከም ኣሕዋት ኢና ተላሊና ንሳ ኣብ ኣፍርቃ ኢያ ነራ ኣነ ግን ኣብ ኢሮፓ ማለት ኢዩ ብድሕሪኡ ግን ተፋቂርና ሕጂ ግን ኣሸኪርኑ ዘሎ ጸገም ኣሎ ንሳ ቅድምሕጂ ተመርዓ ነራ ኢያ ከምኡ ውን ሓደ ውላድ ኣለዋ ግን ምስ በዓል በታ ተፈላልያ ኢያ እዚ ክብለካ ቅድሚ ምርካብና ኢያ ተፈላያ ኣነ ክኣ ኣይተመርዓኩን ንቡር ኣይ ፈተንኩን ሕጅስ ብመጽሓፍ ቅዱስ ምሳለ እንታይ ኢዩ ዝብለና ወይ ድማ እግዚኣብሄር ኣምላክና እንታይ ኢዩ ዝእዝዘና ግቡእዱ ከ እንታይ ኢና ክንገብ ከምዚ ንዘጋጠመና ግን ክኣ ንፋቀር ኢና እንታይ ኢና ክንገብር መብርሂ ወይ መልሲ እባ ሃበና ? ሽመይ ይተዓቀበለይ ብትገብረልናን ትምህርትን ማዕዳን ብጣሚ ኢና ነመስግነካ የቀንየለይ
Btaemi eye zednkeka ety tmhrty thbos btaemi yekneani kemzy kemak nkkewn
🙏✝️✝️🙏🙏🙏❤️❤️❤️🌻🌻🌻🌻
ተሰማምዕካኸ ይኸውን ድዩ? ክፋትሑ እንድዮም? ከመይ ኢሉ ይኸን?
Nay bahqi
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Xbuk neti zsededelka gin smu ktikibelu neruka
🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰❤️❤️❤️❤️❤️
❤❤❤🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
🙏🙏🙏🙏❤❤🎉
🎉🎉🎉🎉🎉🎉
💕🙏💕
ቃለ ሂወት የስመዒልና መምህርና🙏
❤❤🎉
❤❤❤❤❤❤❤
Selam hawnena etom abo sel zhamemu eiu kesab tensiom kalom zehbwo xenihu meslni xebuk gerkum raywa yekreta gen
❤❤❤❤❤❤❤❤
Anta ezi entay zgmu
❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
Ezi Dyakon aykonenn meknyatu hadarka gedifaka mmnkos kemzeyfqed ente zeyfelt koynu
Mhtat gega yeblun brukey ❤❤❤
Ok diyaqn hawey bmejemerta kbri neti sleina ab mesqel zteseqle goytana lul kbiri yukuno qexile aza filim kab mejrmerta zraya aymeslenn dyaqon meiron slezi rieka mzrab xbuq eyu ati menkisu tblwo zelekum mejerta hamimu kfwes elu eyu keydu bdhriu ati abti debri zelo yqreta qeshi kblo hamimu sle zhameme kea kemey ele gedifeyo kkeyd elu eyu yxbeyo neiru slezi diyaqn hawey ati diyaqon meiron zbeleka zreaya aymeslenn amo degimka reaya bolo
ቀውስ የሻዕብያ ውሻ ተደፋ
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤
❤❤❤❤
እንኳን አደረሰን ከዘመነ ዮሓንስ ወደ ዘመነ ማቴዎስ🌻ዘመናችን የሰላም🕊የፍቅር❤ ያንድነት👨👩👧👦ያርግልን የተዋህዶ ልጆች🤲🥰🌻
Amen Amen Amen ❤❤❤✝️✝️✝️🙏🙏🙏
Amen ❤Amen ❤Amen ❤Haftey Natey 🥰💕😍🙏🏾🥹😇✝️✝️✝️
ብሓቂ ስልጣን ሓውና ሰንኪሳር ከም እንሰምዖ ሰበይቶም ገዲፎም አይክእሉን ተስማዕሚዖም እንበር ምክንያቱ እቱ ሓዳርለ ሕጊ አምላክ ስለ ዝኮነ እዩ።።።
_እንኳዕ ብሰላም መጻእኻ መምህረይ ርሑስ ሓዱሽ ዓመት ይግበረልና🥀💜_
ብጣዕሚ ጌጋ መልእኽቲ ኢዩ ዘለዋ ስልጣን ከኣ በርትዕ ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን
ናይ በሓቂ
ናይ፡በሓቂ ኩቡር ሃውና ተባረክ
ናይ ብሓቂ፡ቃል ህይወት የስመዕልና ስልጣን ሓውና
እግዚኣብሄር ይመስገን ኡንካዕ ብሰላም መፃካ ኩቡር መምህርና ኡንካዕ ብሰላም ናብ ሓዱሽ ዓመት ብሰላም ኣብፀሐና ኣብፀሐኩም ደቂ ፅዮነይ ዘመነ ሰላም ዘመነ ፍቅሪ ይግበረልና ክርስቶስ ኣምላክና ኣሜን (3)
ቃለ ሕይወት የስማዓልና መምህር ሓወይ ።እንኳዕ ናብዚ ሓድሽ ዓመት አብጻሓና ።ቀጽለ እቲ ድያቆን ሓውናሲ ንሕና ናብ አፍሪቃ ክድና አብ እግሪ አቦታት መምህራን ክንማሃር እንዳበልናሲ ንሱ ክአ ምስ መስመር እንዳተቃለሰ ክጽሕፍ ከመይ ተማሕጢሉ ምክንያቱ ቀስ እሉ ነቦታት አብ እግሮም ኮይኑ ክሓትት ዝያዳ መበራሃሉ ምበልኩ
ላም ሲ ብኢዳ ገዲፋ ብእግራ ትሓክኽ 'ዩ ነገሩ:: ስልጣን ክኣ ሸምጠጥ ኣቢልካ ምሕላፍ ኣይትገድፎን ኢካ ማለት 'ዩ :: ብኣይ ኣብሽግር ከይ ኣቱ ክኣ ኢልካ ይሓትዎ ወ እንታይ ሕብረት ኣልካ ምስ ኣቦታት ቅ.ቤተክርስትያን ኤርትራ ::
@@danieldanil6592
ተሰተር ስከ, ምስ ን ኣቦኦም ኣሕሊፍም ን ማእሰርቲ ዝህቡ ደኣ እንታይ ሕብረት ክህልዎ ደሊኻ. እቲ ኣብ ኣስመራ ኮይኑ ዝሓትት ዘሎ ንቑሕ ዲያቆን ግን, ከማኻ ዝበሉ ብጸገም ቤተክርስትያን ዘይኮኑስ, ብመንግስቶም ዝግደሱ ኣይሰኣኑን ሞ, ንስልጣን ተቓዋሚ መንግስቲ ሰሚዑ ኢሎም ኣሕሊፎም ን ማእሰርቲ ከይህብዎ'ዩ ስም ኣቡኡ ዓቂብሉ.
ንሱ ስለ ዘይፈልጥ ኣይኮነን ንስልጣን ሓቲትዎ, ኣብ ኩሉ ቦታ ዘሎ ህዝቢ ክመሃረሉ ብሓፈሻ ኢሉ'ዩ.
ኣይትህረቅ እባ'ሞ ኣብዛ ርእይቶይ ብዛዕባ መንግስቲ ኣንቢብካ እቲ ጥውይውይ ዘይንገድፎ ንኩላትና ክሕሸና:: ይቃወም ኣይቃውም ኣየገድሰንን'ዩ ::ዘይትፈልጠንስ ደጋፊ ትብለኒ ኣነ ደጋፊ ወይ ተቃዋሚ ምድራዊ መንግስቲ ኣይኮንኩን ክበርሃልካ ደልየ ኢየ:: እንተተጋግየ ድማ ቀስ ጌርካ ከተረድኣኒ ኔርካ ብሩክ ምሸት::
Egziabher Amlak tsegiu abzihu ybarka kbur hawey 🙏🙏🙏✝️
ብሓቂ ቃል ሂወት የሰመዐልና ፀጉኡን በረከቱን የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ ክቡር መምህረይ❤
Welcome my brother and teacher.Happy new year 2017 with family and lovers.
_ቃል ህይወት የስመዐልና መምህረይ❤️_
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ቃለ ህይወት የስመዐልና ኩቡር መምህሪና
🌺🌻🌹
አንካዓ ብሰላም መፀካ ስልጣኑየይ🎉እንኳዕ ኣብጸሐና ሓዱሽ ዓመት 🥰2⃣0⃣1⃣7⃣
🌻🌿🌻🌿🌻🌿🌻🌿🌻🌿🌻🌿🌻
ናይቲ ለዋህ ፈጣሪና ምሕረት ከይተፈለየና ናብዚ ዘብጸሓና እግዚአብሔር ይመስገን ሓዱሽ ዓመት እውን ዘመንና የጸብቐልና ሰናይ በዓል ሓዱሽ ዓመት ይግበረልና
ዘመነ ሰላም🌻
ዘመነ ራህዋ🌻
ዘመነ ፍቕሪ🌻
ዘመነ ቅሳነት🌻
ዘመነ ሓጎስ🌻
ዘመነ በረከት🌻
ዘመነ ተስፋ🌻
ዘመነ ምሕረት ይግበረልና🙏🌻ሩሑስ ሓዱሽ ዓመት🙏🌻
Amen Amen Amen ✝️✝️✝️🙏🙏🙏❤️❤️❤️
እንካዕ ብሰላም አብፀሐና አብፀሕካ ሓዳሸ ዓመት ሰልጣነይዋ🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻 ቃል ህይወት ያስመዐልና ሰልጣነይዋ❤❤❤
Kal hiwet yesmealna Egziabher Amlak Amen Amen Amen 🙏🙏🙏✝️❤️💙
Selutan hawna ruhus awdamet,hanti kehatka deliye zelku an kea abeta film zey berhtelye zela key tegrme an wen kehtla qeniye etom monkos xeguruom rasa eu xeguri abe munkusna zenwoh alwu diyom?gn eta film reaya mo rika ketmlesley.❤❤
እንኳዕ አብፀሐኩም ንኩሉኩም ህዝበ ክርስትያን❤❤
ቃለ ህይወት የስመዐልና መምህረይ❤❤❤
Kale hiwet yesmalna zeben agelglotka egzabiher ybarek bereket kudusan rediet emebrhan ms kulna ykun bereketom yhderena semaet zenbele dem bxuu wekudus abona entenyos amen amen amen mstwalu yhabena egzabiher amen ❤❤❤
ቃለ ሂወት የሰመዐልና መምህር❤🙏
እንኳዕ በሰላም መጻእኳ መምኅሪነ❤🎉
ብሓቂ ቃለህይወት የስመዐልና ጸጉኡ የብዘሐልካ❤ ቃል ኪዳን ክቡር እዩ ድሕሪ ቃል ኪዳን ክልቲኣኩም ሓደ ኢኩም 😊
Genesis 2 ትግ - ዘፍጥረት
24: ስለዚ ሰብኣይ ኣቦኡን ኣዲኡን ይሓድግ፡ ምስ ሰበይቱ ኸኣ ይጠብቕ። ሓደ ስጋ ድማ ይዀኑ።
ቃል ሂወት የስምዓልና ክቡር ሓዉና ።ናይ ሓታቲ ግን ገሪምኒ ኣሎ ብትሕዞ ገዲፍካስ ብመሸንጎጓ ኮይኑ ነገሩ ምስኡ ዘለዉ ኣቦታት ዘይሓትት።
ቃል ህይወት ያስመዐልና ስልጣነይ👏🌺
❤❤❤ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዝሓልካ ርሑስ ሓድሽ ዓመት ❤❤❤ ዓመተ ንስሓ ፍቕሪ ሰላም ተስፋ ፍስሃ ሓጎስ ይግበረልና ❤❤❤
ቃል ህይወት የስመዐና ክቡር ሓወይ ♥️♥️♥️🙏🙏🙏
Kal hiwet
yesmealna Egziabher Amlak Amen Amen Amen 🙏 🙏 🙏 ❤