ሰበር ዜና! ጉባኤ ተናዊሑ|| ወኪል ኣሜሪካ ንህወሓት| ብስራት ወልቃይት ብወግዒ ተቓሊሑ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 8 ก.ย. 2024

ความคิดเห็น • 91

  • @user-py3hv4vr5d
    @user-py3hv4vr5d หลายเดือนก่อน +6

    እዚ ግብዝን ግትርን ናይ ጌታቸው ባንዳ ኣካይዳ ግን ኣደብ ክሕዝ ይግባእ። እንተዘይኮይኑ እዚ ኩሉ ዋጋ መስዋእቲ ተኸፊሉ ብሽዋውያን ክንሰግድን ክንምብርከኽን ኣይግባእን።

  • @HdgHx-vt3nk
    @HdgHx-vt3nk หลายเดือนก่อน

    ተመሰገን ፈጣሪ❤

  • @user-nm5tz3qe3i
    @user-nm5tz3qe3i หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @asmelashtesfay5931
    @asmelashtesfay5931 หลายเดือนก่อน +3

    ህወሓት ተጋሩ ፅልውኡ ዘይተረዳአና ዓለም ግና ፅልዋ ህወሓት እንታይ ሙዃኑ ጠንቂቖም ይፈልጡ እዮም

  • @abinetlideto3443
    @abinetlideto3443 หลายเดือนก่อน +4

    ቀፅሉ ደቂ ዓበይቲ . ውግንና ለይገበርኩም ህዝቢ ትግራይ ማዕኸል ግበሩ ጥራሕ❤

  • @WaseWase-u3m
    @WaseWase-u3m 17 วันที่ผ่านมา

    ተመዛበልት፣ክምለሱ፣አለዎም፣ትግራይ፣ትስዕሪ

  • @kunama1170
    @kunama1170 หลายเดือนก่อน +3

    ትግራይ ብሮድ ካስት ወለስላሰ ካብቶም ጉባኤ ከይካየድ ንደቡብ ትግራይ ዝተጓዓዙ ሓደ እዩ ለይባ ሽያጢ ትግራይ እዩ።

  • @lemlemtigray8788
    @lemlemtigray8788 หลายเดือนก่อน +1

    Great news gerat voice 🙏🏽☮️🙏🏽

  • @EnanuEnanu21
    @EnanuEnanu21 หลายเดือนก่อน +1

    ሰላም ሰላም ህዋሀት ብስኪ ዘይምት ዕፂፃፋ እዩ ሀደጋ ዘፀላለወ

  • @astergebregiorgis2302
    @astergebregiorgis2302 หลายเดือนก่อน +1

    ❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💪🏽💪🏽💪🏽💪🏽Viva TDF 😍😍 Viva Tigrai 💪🏽💪🏽💪🏽💪🏽💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️

    • @blendesalegn1310
      @blendesalegn1310 หลายเดือนก่อน

      ስብሀት ነጋ ንትግራይ ዘጥፍኣ ንሱንድዩ ሌባ ማንም አይሰምኣካን።

  • @Muez_Gidey
    @Muez_Gidey หลายเดือนก่อน

    💛❤️

  • @GirmayEssak
    @GirmayEssak หลายเดือนก่อน

    ጽብቅ ኢዩ መደብኩም
    ቀጽልዎ።

  • @abeyhaileselassie3040
    @abeyhaileselassie3040 หลายเดือนก่อน +1

    Ajokum jeganu ketslulu

  • @SurprisedChurros-df2pi
    @SurprisedChurros-df2pi หลายเดือนก่อน

    ተለአአኪ ልምካን አይተካብዶ ልምሸፋን ትገብሮዘለካ ፀዓሪ ይመሰል

  • @TiblalaHager
    @TiblalaHager หลายเดือนก่อน

    ጉባኤ ብምንዋሕ ዝመፅእ ረብሓ የለን ናይ ገዛእቲ ምልኪ /ክብሪ ንምርግጋፅ ጥራሕ እዩ ትርፉ የሕዝን ሓቂ ተኾይኑ ማለት ዩ

  • @AlemaErob
    @AlemaErob หลายเดือนก่อน

    መሬት ትግራይ ናይ ትራዋይ እዩ ህዝብ ይዕወት

  • @user-jn4su5tr4b
    @user-jn4su5tr4b หลายเดือนก่อน

    Btegbar yerouyna.

  • @alguyonas3312
    @alguyonas3312 หลายเดือนก่อน

  • @RobelAlem-t4l
    @RobelAlem-t4l หลายเดือนก่อน

    Yes tki kemeu ila

  • @GeriyeGebru
    @GeriyeGebru หลายเดือนก่อน

    ፅቡቕ እዩ

  • @hfdhdr7675
    @hfdhdr7675 หลายเดือนก่อน

    🙏🙏🙏♥️♥️♥️♥️💞💞💊💊

  • @UseurtimeNow
    @UseurtimeNow หลายเดือนก่อน

    እቲ ጉባኤ ኣሸበርቲ ግበሩዎ እንዶ #ድሮን #ኣብ መኣከልክም ኩዶ ንክትጻወት ብጅምላ ንክትጠፍኡ ኣትም ደቒ ጠላማት ደቒ ሓሳዳት ከም ህዝቢ ሶዶምን ጎመራን ብሓውን ዲንን ከርበን ጥፍኡ !!!!

  • @user-ei4sg9vg9w
    @user-ei4sg9vg9w หลายเดือนก่อน

    Tegaruwani Nezom Merahti Hewehat Shefatu Dedebit Fetuhat Serre, Serekti Modis kulom Reshenewom. Selam Ketrekbu 4.

  • @kidanehaddish
    @kidanehaddish หลายเดือนก่อน +1

    ህወሓትን ህዝቢ ትግራይን ዝኸፈልዎ መከረራን ከቢድ ቅፅዓት ብኣመሪካዩ ምኽንያቱ ግና ዓንቃፅን ብህዝቢ ጠላዕ ዝፃወቱ ኣመራርሓዩ።ብፍላይ ኢሳያስን ስብሓትንዮም።

  • @selamlehulum5944
    @selamlehulum5944 หลายเดือนก่อน +1

    ፅቡቕ አለኹም። ዛምስ ህግደፍ ዕርቂ ትብሉዋ ሻዕቢያ እዩ ክበሃል ዘለዎ። ዛዘረባ ምግዳፍኩም ድማ ፅቡቅ።

  • @befairbalance7507
    @befairbalance7507 หลายเดือนก่อน +2

    .Your media is unbiased great,those old senior tplf arogansy ,stubbornness, dogmatic, fanatic, narcissistic, is through the roof, shibhat group are corrupted living for their advantage at the expense of tegaru, they should transfer the power to the new dynamic educated young generations with all respect and then they can provide their expertise, experience knowledge ,wisdom to new generation..tigray media guest was right on the spot ,brothers and sisters don't forget to pass on this great message by subscribing, sharing, and like

  • @josephjoseph9440
    @josephjoseph9440 หลายเดือนก่อน

    GGURREGNA!

  • @EnanuEnanu21
    @EnanuEnanu21 หลายเดือนก่อน +1

    እዚሀሳብ ዘሀብ ሰብ ብጣዕሚ ኪደጋገም ዘለዎ እዩ አዲኒቀዮ ❤❤❤

  • @tesmegebreyesus8883
    @tesmegebreyesus8883 หลายเดือนก่อน +1

    Unless Dr. DEBRETSION resigned honorarabel, respectifuly. 2. The corrupt Alem Gebrewaihd 3. The corrupeted Mongerino, Tigrai and Tigrai peaple will suffer, hopping the 3 old leadres will come to their sensibilizimin to resigned for Tigrai to development.

  • @Mham-h1h
    @Mham-h1h หลายเดือนก่อน +1

    Sibhat(seitan belae seb)

  • @BereketKiflu-y6z
    @BereketKiflu-y6z หลายเดือนก่อน +2

    ኪድ ትግራይ አይዳለጂ አለዋ

  • @MomedMomed-uc6zw
    @MomedMomed-uc6zw หลายเดือนก่อน

    ኩሉ ግዜ አሜሪካ ንጥቅማ እያ ተጎይ ንሕና ግን ንውልቅና ኢና ንጎይ ኣፋላይና ኣብህዝቢ ዘለና አመለኻኽታ እዩ

  • @sebhattecle631
    @sebhattecle631 หลายเดือนก่อน +2

    Waw bitsay Isayas realy????

  • @HagosHaileGebru
    @HagosHaileGebru หลายเดือนก่อน

    እዚ ዘረባ ዘረባ እዩ ኩሉ ትግራዋይ ሸር ክገብሮ ይግባእ። ዝተሸከለ ፖሊሲ ኣካል ደቂ ሰባት መልመሲ ።

  • @AdonayTeklay-o3h
    @AdonayTeklay-o3h หลายเดือนก่อน

    ናይ ትግራዋይ ባህሪ ይፈልጥ እየ ጅግና እየ አይብል ወለስላሰ ግን አብሚድያ እናወፀ ኩሉ ግዘ ይቅደድ ከምቶም ገለ አምሓሩ

  • @TiblalaHager
    @TiblalaHager หลายเดือนก่อน

    ዘይግቡእ መልእኽቲ ምሕላፍ ንባዕሉ ዝኸኣለ ፀረ ህዝብነት ተግባር እዩ፡፡ትግራይ ብኮሚኒዝም ርእዮት እትምራሕ ክልል ኣይኮነትን ኣብ ኢትዮጵያ ይኹን ኣብ ክልል ትግራይ ኮሚኒስታዊ መፈፀሚ ፖሊሲ ፍፁም የለን ስለዚ ኮነ ተባሂሉ ኣብ ህዝቢ ነውፂ ክህሉ ተባሂሉ ዝተሸረወ ሴራ እዩ

  • @MesghinaIssak
    @MesghinaIssak หลายเดือนก่อน +2

    ድምጺ ይስማዕ የለን

    • @user-zm5vs3uh9d
      @user-zm5vs3uh9d หลายเดือนก่อน +1

      እቲ ፀገም ካብ እዝንኻ ከይኾን እዝንኻ ቑሩብ ኮርክዓዮ ብፃይ

  • @bird1144
    @bird1144 หลายเดือนก่อน +10

    ትግራይ መጀመሪያ ኮምኒዝም ክተጠፍእ አለዋ

    • @yashenfalgena6247
      @yashenfalgena6247 หลายเดือนก่อน

      Andy adeka tefelta kominzem ketekayed? Wedza walite😢!

    • @TayeTessema-cs5lr
      @TayeTessema-cs5lr หลายเดือนก่อน

      ትግራይ ኮሚኒዝም የለን ነይሩ ውን አይፈልጥን ። ግዳስ tplf አሎ ንሱ ንምጥፋእ የድሊ ።

    • @abrhaahferom2413
      @abrhaahferom2413 หลายเดือนก่อน

      ወ/ስላሰ መዓዝ እዩ ናይ መረጃን ደሕንነትን ዳይሬክተር ነይሩ? ጌታቸው ከ እንታይ ነይሩ ማለት እዩ? እቲ ዝነበሮ ሐላፍነት በትኽኽል ግለፁ ዘይኮነ ሐበሬታ አይተሕልፉ።

    • @GebrekidanTeklemichael-kb5cg
      @GebrekidanTeklemichael-kb5cg หลายเดือนก่อน

      Tigrai doesn't follow communism. If it had a slightest sense of communism, its leaders couldn't have exercised corruption. It is because you only know the word of communism that you said communism out of Tigrai or otherwise it is very important at any initial social changes to take out people from diversified problems and can be improved with the people's stages of development. You are probably one of those who say and decide to exercise similar to that of the democratic process in the USA. Society of Tigrai must develop at the first stage and go to where it should reach. I hear people complain and say that or this on non excisting situations. That is of no use.

    • @YirgalemTekle-sh3fu
      @YirgalemTekle-sh3fu หลายเดือนก่อน

      ትርጉም ኮሚኒዝም ትፈልጦ ኣይመስለኒን

  • @user-sw9wf6qj2e
    @user-sw9wf6qj2e หลายเดือนก่อน

    ዋይ ዞም ደቅዛ ፉልሻት ህዝብናባ ተመላልእዎ ናይ ቅድሚ 80 ዓመት መፅሓፍ አንቢቦም ዝሮዝሮ ዞም ብልሽዋት ኮሚኒስታውያን ክጠፍኡ አለዎም።

  • @user-gh1lt6nv7n
    @user-gh1lt6nv7n หลายเดือนก่อน

    እዚ ሰብአይ እዚ ግን መርገፂኡ ከመይ እየ?

  • @GeberMekonon
    @GeberMekonon หลายเดือนก่อน

    ፖለቲካ ዓለም ዘይምፍላጥ ኮሚንዝም ኣብትግራይ ኣተፈጠረን ዓለም ለኻዊ ሪኢቶዓለም እምበር

  • @AdonayTeklay-o3h
    @AdonayTeklay-o3h หลายเดือนก่อน

    ወለሰላሰ ርእሲ አለዎ እዩ ግን ተዋላዋላይ ሐሳባት ካብቶም ውሕዳት እዩ ከፍቶም ዝጥርጠሩ ሐደ ዩ ትግራይ እኮ ዓዲ ፈላጣት መሪሕነት እያ አመሪካ ድማ ንምንታይ እህወደግ አፍሪሳቶ ሕተትዎ ሕጅ እውን ክርቢት ይልኩሰ አሎ ወለስላሰ

  • @TesfayBerhe-j3o
    @TesfayBerhe-j3o หลายเดือนก่อน

    ሎም ዓይነበርሀ ትግራይ ብምልእታ ክጭብጣለየ

  • @mulugetaayenew136
    @mulugetaayenew136 หลายเดือนก่อน +1

    ኣንታ ዞም ደንቁርስ እምበርከ ይሓስቡ ዶ ? መንከ ይፈትወኩም ? ኣየናኣ ዓዲ ? ወይድማ ኣየናኡ ዓለማዊ ዉድብ እዩ ምስ ህዋሕት ዝዝሰርሕ? ወይ ፈታዊ ኣለዎም? መሕፈርቲ ህዋሕት ብክፍኣትን, ብጥልምትን ብሽም ምጽላመን እዮም ዝፍለጡ,

  • @IsacAbera
    @IsacAbera หลายเดือนก่อน

    the end justifice the means.

  • @mulugetarayaw2233
    @mulugetarayaw2233 หลายเดือนก่อน +1

    አሜሪካ ፀላኢት ህወሓት እምበር ፀላኢት ህዝቢ ትግራይ ኣይኮነትን። ህዝቢ ትግራይ ቀንዲ ፀላኢኡ ህወሓት እዩ። ህዝብን ውድብን ሓደ ኢና ብምባል ንህዝቢ ለኪሙ ኣጥፊኡ ዝጠፍእ ዘሎ። ነቦኻ ስብሓትን ኾራኹሩን ንገሮም 😂😂😂😂😂😂

  • @tbstig
    @tbstig  หลายเดือนก่อน

    ሰበር!
    👉ኮ/ደመቀ ዋስትና ጠየቀ|
    👉መቐለ-ወልቃይት ተጀምሯል|
    👉የጎንደሩ ሴራ በሽንፈት ተጠናቀቀ
    th-cam.com/video/8LTik8tIjV4/w-d-xo.htmlsi=xmrAyAJvYm8PW-8V
    ተከዘ ዴይሊ
    ውድ የተዘከዘ ዴይሊ ኒውስ ተከታታዮች ወቅታዊ መረጃዎች ለመከታተል ሰብስክራይብ፣ ላይክና ሼር በማድረግ እንድትከታተሉ ተጋብዛችኋል።

    • @tsegatsega1930
      @tsegatsega1930 หลายเดือนก่อน

      Berdkist netom baned alme end mengrno sekiert eyuom

  • @WendenehGirmayMengesha
    @WendenehGirmayMengesha หลายเดือนก่อน

    ወልደስላሰ ኣብይ መን ኣምፂኢዎ ናብ ስልጣን ያማማቶ ኸ እንታይ ተራ ነይርዎ ኣብ ህወሓት ከ እንታይ ኣመለኻኽታ ኣለዋ ።ቲቮር ናጂ ንምንታይ ኣብ ህወሓት ሪኢቶ ሂቡልኪ እስኪ ሕተቶ።

  • @mekonnengurmesa4121
    @mekonnengurmesa4121 หลายเดือนก่อน

    ተፈናቓሊ ህዝቢ ምምላስን ግዝአታዊ ቦታታት ምምላስን በበይኑ ምኻኑ አይትረስዑ

    • @tbstig
      @tbstig  หลายเดือนก่อน

      ነመስግን። ርዱእ ንገብሮ ነገር እዩ

  • @EnkuayTesfay
    @EnkuayTesfay หลายเดือนก่อน +1

    እተቅርብዎ ሐሳብ ሃጦው ቆጦው እዩ። አቶ ወደስላሰ ንባዕሉ መዳናገሪ ሐሳብ እዩ ።ሐሶት እዩ ዝዛረብ ዘሎ ። አመሪካ ይትረፍ ንህዝቢ ንውልቀሰብ እውን አባል ሲአይኤ ገይራ ትሰርሕ እያ አብ ትግራይ እንታይ ሰለዘሎ እዩ አመሪካ አባል ሲአይኤ እትሰርዕ ዝብል ሐሳብ አጭበርባሪን ዘይ ቁንዑን እዩ። ምስ አመሪካ ውሕሉል ብዝኾነ መገዲ ፁቡቅ ምሕዝነት ምፍጣር ናይ ግድን ክገበር አሎዎ ። ነገር ግን ንኸብድኻ ጥራሕ ብምሕሳብ ዝግበር ናይ ግለሰብ ከብዳምነት ግን ጉቡእ አይኮነን።

  • @user-cc1ci3lp4y
    @user-cc1ci3lp4y หลายเดือนก่อน

    Emo. Abay sweet ta hake Negra umbrella Gen they seme Eze I you guys can not see rialite

  • @hagosteffera4132
    @hagosteffera4132 หลายเดือนก่อน

    ናብ መረበቶም የመለሱ ድዩ ክኾን ዘለዎ ወይ ግዛኣትና የመለሰ

  • @mekonnenhafte2649
    @mekonnenhafte2649 หลายเดือนก่อน

    አብ ምንባብ ዜና , ናብ ዓብዪ አርእስተ ዜና ትሳገር ከለኻ ቑሩብ ዕርፍ ትብል አለካ ።

  • @zaebakulu8553
    @zaebakulu8553 หลายเดือนก่อน

    ፃድቃንን ጌታቸውን ካውንስል ኣብዝብል ኣኼባ ተሸኺሎም ሕውሓት እንትእከብ ናተቓወሙ ንሶም ግን ን 2 ተ ዓመት ኣብኣኼባ ኣለው

  • @AradomBerri
    @AradomBerri หลายเดือนก่อน

    እቶም ሚስጥርና ናውፅኡ ዝህቡ : ናይ አሜሪካ ተለአኽቲ አብ ውሽጥና አለዉ ዝብሎም ዘሎ : እቲ ግዕዝይና ተፀይፎም : ንጎሐላሉ መረሕቶም ዘቃልዑን: ንግዕዝ ተፀይፎም : ምስ ግዕዙያት ዝቃለሱ : ንጀጋኑ ደቂ ህዝቢ : ሽሞም ፀለሎ ንምልባስ : ዝዓለመ'ዩ ናይ ስብሐት ዘረባ :
    ከምዚ ናበሉ : ናይ ሐሶት ፖለቲካ ንህዝቢ ናሸቀጡ ስለ ዝመፁ'ዮም : ሕዚ'ዉን ናሐሰዉ ንህዝቢ ናደናገሩ ናጎሐሉ : አብ ስልጣን ዝነብሩ ናመሰሎም'ዩ እዚ ኹሉ ምልፍላፍ :
    ስብሐት ምስ ሸውዓተ ዓሌቱን ምስ ናቱ ዓሽከር ከደምቱን : ናይ ህዝቢ ትግራይ ሃፍቲ ዝኾና ናይ ትግራይ ትካላት ካብ ዝጀመራሉ ግዜ ክሳብ አብ ሕጊ ቀሪቦም
    ዝሕተትሉ : አታዊኤንን ወፃኢኤንን በእርይ ቁፅር ተፀኒዑ ዕደኦም ንኽኸፍሉ ከም ዝግበር ዘጠራጥር አይኮነን ።
    ነዚዩ ድማ : ውድብ ንምድሐን'ዶ ከመይ'ዶ ናበሉ : ህዝቢ አብ ርእሲ ፀገሙ ፀገም ዝኾኑዎ ዘለዉ ።
    ናይ ጊዜ ጉዳይ እንበር: ዘላን ዘየላን ኩላ ተሐታቲት እያ ።
    ጊዜ ለኩሉ ።

  • @kunama1170
    @kunama1170 หลายเดือนก่อน

    ሕጅውን ይትበራት ትግራይ ፍለጥዎ ኣብ ውሽጢ ትግራይ ዘለው ዘግናት ኣሜርካ ዘለዎም ቅድም ክብል ተጋደልቲ ህወሓት በዜሮ ድሕሪ ዓወት 2083ዓ/ም በቲኖም ሕጅውን ክብትንና ይፅዕሩ ምህላዎም ተረድኡ ።

  • @JoyfulGramophone-gt7iv
    @JoyfulGramophone-gt7iv หลายเดือนก่อน

    ኣብ ትግራይ ኮሚንዝም እይትክተል ሓሶት እዩ ካፒታሊዝም ንምምስረት እዩ ዝንቀሳቀስ።

  • @SurprisedChurros-df2pi
    @SurprisedChurros-df2pi หลายเดือนก่อน

    ግዚያዊ ይኩነ ካሊእ አረ ምሕሳብ ተሳኢንኩም አሎ

  • @BerhaneKirosEmbaye-fn4sb
    @BerhaneKirosEmbaye-fn4sb หลายเดือนก่อน

    Hiwehat poletika ayirideomn eyu gin baelom eyom eti kendi tehateti naelomn baelomn eyom Ethiopoavbiabaya enamerhus hanti ayer ab mekele zeyneberom ewae yigerim eyu baelatom zemhar8wo kitsawetelom oromon amharan aminom ab addis tekoy8tom nitigray nab riesieti kilil keyirom poletika tigray ab addis kiserhu lah silezibelu eyom abzi kulu betsihom dihrihigi Ethiopia yikbetsiwa. Denkoro eseyasin Beal debretsionin Arat kilo tiray eyu zireaom politika ayifeltun eyom bizaeba adom hizbom weledotatom ayihasbun eyom kemu silezikonu eyom ethiopia getskum ekatom hiray geberetom nisatom gida adom zeyebaebilu Abiy ahmed gegna eyu Adu yikiyira alo. Kontu weyane dima anfet zeybilu Tigray arekibu nihadhidu bisiltan men yikun nimealtat kof elu akieba yekayid kabzi zikef8e wirdet nay weyane entay sikezi weyane Arigom eyom kiekeyu tiray eyu zelewom tiroteom enabeliu mis d4kom dekidekom kinebru tiray Tigray kithizom alewa entezeykone politikaom bitaemi atsliuna eyu.

  • @legessegebrekristos8088
    @legessegebrekristos8088 หลายเดือนก่อน

    ቻይና ጎቲትኩም ስለዘምጻእኹም እዩ ኣመሪካ ንህወሓት ክገልዓ ዝኸኣለ

  • @berhanemesfin9994
    @berhanemesfin9994 หลายเดือนก่อน

    ንፉዕ ኣስተውዒልካ ኣለኻ ከማኻ ዝበሉ ክበዝሑ ኣለዎም ምስ ኣመሪካን ኣውሮፓን ክንሓብር ይግባእ ።

  • @user-vv4nq9wd8c
    @user-vv4nq9wd8c หลายเดือนก่อน

    ምጻዕ እሞ ናብ ኤርትራ ገጽካ ድራሽካ ከነጥፋእካ ኢና። እመነኒ ገለ ወስ እሞ በሉ ከምቲ ቅድሚ ሕጂ ከይመስለካ !!!

  • @AfariMadSleuthExportedSalt
    @AfariMadSleuthExportedSalt หลายเดือนก่อน

    ዕቩዳት ናይ ሻዕቭያ አክላቫት ዓድኹም ኪዱ ፡፡

  • @tesfaygebru6712
    @tesfaygebru6712 หลายเดือนก่อน

    CIA ነኢህወደግ ከፍርስ ከሎ በዓል አይተ ስብሓት ነጋ አበይ ነይሮም ? መሕፈሪ መግለጺ ።

  • @arayabirhane9347
    @arayabirhane9347 หลายเดือนก่อน

    ቅድሚ ኩሉ ንተመዛበልቲ ጠመተ

  • @solomonnegash9391
    @solomonnegash9391 หลายเดือนก่อน

    ኣብ ፀብፃብኩም ኮነ ኢልኩም ናይ ውሕዳትን በለፀኛታት ጉጅለ ደገፍቲ ኮይንኩም ተራኣዩኒ፡
    1. 123 ን4 ድምፂ ዘለዎ ኣፈላላይ መሪሕነት ማዕረ ጌርኩም ኣቕሪብኩም።
    2. ናይ ህዝቢ ርኢቶም ድልየት ኢልኩም። ክንደ ፐርሰንት ናይ ትግራይ ህዝቢ ኢኹም ሓቲትኩም?
    3. ወልደስላሴ ምክትል እምበር ዋና ዳሪክቱሬት ዳሪክተር ኣይነበረን፣

  • @wediere2238
    @wediere2238 หลายเดือนก่อน +1

    ናይ ሕውሓት ጉባኤ ተናዊሑ ዝስተ ደም ተሳኢኑ፡ ዝገርም ኢዩ ኣብ ጸጌዴ ይኹን ኣብ ምዕራብ ትግራይ ዋላ ሓንቲ ወግእ የሎን ኣይትሓስውውው፡ መንእሰያት ሰለማዊ ሰልፊ ክገብሩ ኣብ መቐለ ይቃራረቡ ኣሎው።😢😢😢😢ዝሰንከሉ ኣብ ወግእ ከተእትውዎም ኣረሜናውያን ጀነራላት።😅😢😅😢😅

  • @NelesAsgele
    @NelesAsgele หลายเดือนก่อน

    አስቲ ኦርያ ሚድያ ዘማሓላልፎ ዝለ ረኤይዎ ገበነኛ ስጉምቲ ክቅፅል ክዉሶዶ ትቡሉ ነይሪኩም ግን ብግሚጣሉ እዩ ዝኮን ዘሎ

  • @weykefetek3020
    @weykefetek3020 หลายเดือนก่อน

    ገ‍ኡባኤ ህወሓት ኣይተናወሐን ሕሶት።
    ፓለቲካ ብሽምግልና ኣይዕረቕን። ከንቱ ድኻም እዮ፣ ናይ ጌታቸው ዕድመ ንምንዋሕ ተኣልመ ሽጣራ እዩ።
    ስብሓት ትኽክል ነይሩ፣ ግምት ተንበርካኺ ጉጅለ ምዃኑ ግልፂ እዩ፣ ፃድቃንን ጌታቸውን ኣኻልብ ኣመሪካ ምዃኖም ዘይፈልጥ የለን።

  • @Manjuse252
    @Manjuse252 หลายเดือนก่อน +1

    Sibhat is one of the major enemy of Tigray people and strongly supports Shaibiya

  • @gorfubitew6142
    @gorfubitew6142 หลายเดือนก่อน

    ብመርፍእ ኒዮ ሊብራሊዝም እተወገኡ ሽየጥቲ ዓዶም ከም እኒ ወለስላሰን አሜሪካ ዘአተወቶ ዓዲ ዝደሓነት እንተሊኣ ክነግሩናዶ ይክእሉ ??? እቲ ዓለም ዘስደመመ ቅልጡፍ ዕብየት በቶም መዳርግቲ አልቦ ደቂ ሕወሓት ከምተተግበረ አሜሪካ ስለትፈልጥ ከምዙይ ዓይነት ቅልጡፍ ዕብየት አብ አፍሪቃ ከይመፅእ ህወሓት ክጠፍእ ዘካየድዎ አሜሪካዶ አይኮኑን ብስሩ እቲ መዕነዊን ፅንተትን ጆኖሳይድ አብ ትግራይ እተካየደ እኮ በሸማያዊ መብራህቲ አሜሪካን ዓምረርቲ ኒዮ ሊብራሊዝ ዝኸተላ ዓድታትን እዩሞ እዞ ብመርዚ ኒዮ ሊብራሊዝ እተወግኡ ተበለፅትን ደናቁር ኽዉንነትን እዮም እሞ ካብ ሻንጋይ ተምሃሩ ዝበላ አቦ ወምበርን 1.4 ብሊዮን ህዝብን ሞኦ እያ ታሓቂ !!! ካብ አሜሪካ ዕንወትን ኢሰብኣዊነትን ዓምራርነትን መርዛም አፅዋርን ግዚይና ባህልን ድንቁርናን ከምሓሰማ ምህጣርን እበር ካሊእ ሰላም ቅሳኖት ሓቢርካን ባዕልካ ኮይንካ ዕብየትን ከቶ አይካልን እኒ ኩስቶ ምስቶ ዘየብልኩም ትሕዝቶ በሉዋቶም !!👹💀😡🤮

  • @BereketKiflu-y6z
    @BereketKiflu-y6z หลายเดือนก่อน

    ስብሐት ነጋ ካብ ዝበላ ወጻኢ ሐንቲ ጌጋ የብላን። ማይክ ፓምፒዬ ዶ አይኮነን ኤርትራ አይአተወትን ዝበለ

  • @areaareaarea4587
    @areaareaarea4587 หลายเดือนก่อน

    ናይ ድንቁርና ፀግዒ ዩ
    ኣቶ ወለስላሴ ዝዛረቦ ዘሎ
    ፃድቃን ገብረተንሳይ ብኣማሪካ ልዕሊ 5 ሚልየን ባጀት መዲባህሉ ንህወሓት ንኸጥፍእ ዝተልኣኸ ሰብ ዩ ።
    ባዕሉ ውን ተገቲሩ ገሊፅዎ ዩ ሕጂ ፈላጥ መሲልካ ኣብ ዩቲቢ ምልፍላፍ ።
    እቲ ዘሕዘነኒ ግግ ኣብ ስለላ ስራሕ ንነዊሕ ዓመታት ክቅመጥ ከሎ እዚ ኹሉ ናይ ሲኣይኤ ምንቅስቃስ ዘይምፍላጡን ምግማቱን ማለት ደቂሱ ዝነበረ እንስሳ ዩ ምባል ይከኣል ።
    ናይ ትግራይ ጆኖሳይድ ብኣማሪካ ፈልሳፍነት ብኣቢይን ኢሳያስን ፈፃምነት ብፕላን ተጀሚሩ ዝተወደኣ መደብ ዩ
    እዙይ ብዝምልከት ብዙሕ ማስረጃ ኣብኢድና ኣሎ ዩ ።
    እዙይ ብዝምልከት ፍልጠት ዘየብሉሠ ወለስላሴ ሕጂ ተገቲሩ ከይሓፈረ ይዛረብ መሕፈሪ ።
    ብናይ ባዓል ወለስላሴ ደቃስነት ዩ ህዝቢ ትግራይ ብዙሕ ዋጋ ከፊሉ ዘሎ።

  • @KenaWaki
    @KenaWaki หลายเดือนก่อน

    ዘይጉቡእ መልእኽቲ ምሕላፍ ንባዕሉ ዝኸኣለ ፀረ ህዝብነት እዩ።ምኽንያቱ ትግራይ ብኮሚኒዝም እትምራሕ ክልል ኣይኮነትን ከም ርእዮት ኮሚኒዝም ዝኽተል ፖሊሲ ኣብ ኢትዮጵያ ይኹን ትግራይ የለን እዙይ ኮነ ተባሂሉ ሕምስምስ ንምፍጣር ዝተሸረወ ሴራ እዩ