@@azebhadgu9508King of Trigger tigriyans TPLF King of Tigger tigriyans TDF TPLF born for peoples Levolution front and Powerful to the peoples of Tigger tigriyans TPLF means Tigger tigriyans period In travel pigs
@@azebhadgu9508 who are u about anything everything about state Tigger Tigray way u are her this is only for Tigger tigriyans not ትካል eliminated for ever & ever & ever
@@azebhadgu9508 Who's TDF? Are you referring to the generals? They are TPLF fighters, as they called themsevles. There is no such a legal entity as TDF. They are hard-core TPLFites and they are trying to save their party.
General Tadese the first victims are the army so you can't look the situation silent it is you take action as far as it is to save Tigray people and return IDP and back our land.
General Taddess, thank you for your hard work. I have a question. My question is when is the interim administrator of Tigrai ended? I believe the interim administrator of Tigrai is expired. Please do something on this matter. May the Lord God give you long life to make us happy.
General Taddese THE existence of Tigrai and its border depends on you and TDF. Thank you for your efforts to take care of the people and to solve the problems of the displaced people.
ክቡር ሌ/ጀነራል ታደሰ ወረደ/ወዲ ወረደ/ ም/ፕረዚደንት ጊ/ምምሕዳር ትግራይ ዝሃቦ መብርሂ ትኽክለኛ መፍትሒ እዩ:: በዝዩ ቀፅል አብ ጎንኻ አለና::
ሓይሊታት ፀጥታ ትግራይ ንህዝቢ ዘኽብር ዝነብር ላዕለዋይ ሓላፊኡ ብምኽባር ብምሕላው ክጅምር ኣለዎ። ምኽንያተይ ግልፂ ይመስለኒ
You're absolutely right General Tades Wed worde so God beside all of you & people Tigray Amen Amen 🙏 🙌
ታናይ ልበይ ሎሚ ተገሊፅለይ ጀነራል ታደሰ ወረዳ 💐 👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍
This is absolutely the kind of stand that Tigray needs at this time. Kudos to your service general!
ጽቡቅ ሓሳብ እዩ ኩቡር ኣያና ነመስግን ብሓቂ ነመስግን
Muobl tigraway
Thank you for your service and good job my hero.
Tigray believe on TDF❤💛
Thanks for working hard for the tigray people
ግልጺ ሓሳብ ትኽክል ኣለኹም ኣያታትና
very clear idea
ፀፅታ ሓይልታት ትግራይ ዕድመ ይሃብኩም ተመስገን እንኳን ንስኹም ፈጠረላ ትግራይ ጀጋኑና ተመስገን ተመስገን ተመስገን ንበሩልና ጀጋኑና
@@kirosabrha አጆካ እቲ ቅልፅምና አብ ቦትኡ አሎ
ተመስገን እንኳዕ ከማኻ ዝበለ ሰብ ሃለዋ ትግራይ!!❤❤❤
እኒእዚኦም እዮም ኣሕዋትና ዘህለቁዎም።
አብ ወረዳ ቀበሌ ዞባ ዘለዉ አመራራሐ ህዝቢ ብኔትሮክ ተአሳስሮም ሌባቡ ዘሳቅዩ እዮም እዚኦም ክዉገዱ ወይም ክቅየሩ አለዎም። ንስኻ አብ መግለፅኻ ናይ ህዝቢ ፀገም ከይኾነስ ናይ ወልቀ ሰባት ስልጣን እዩ።
ሕዚ እዉን ንኻሊእ ህልቂት እዮም ዝጎዩ ዘለዉ።
ንሰዋአትና ነክብር ንሐዝብና ብከመይ ጌርና ካብ ችግር መከራ ክወፀእ እንሰራሐ አብ ደገን አውሸጢ ዘለና እዙይ እዩ ትግራይ ትደሊ ሐዝብና አብችግር አሎሎሎሎ
ትክክል ጀግና
መንግስቲ ኽኸዉኖ ዘለዎ እዚ ዚሒሉ እና አስተዊዒሉ ዝዛረብ ሰብ አዩ ኽመርሓና ዝኽእል ለባም ክመርሓኻ አለዎ ። ዕደመን ጥዕናን ንወዲ ወረጀ ። ሓቂ ዝዛረብ ሰብ
Thank you for what you’re doing very wise 🙏❤️🙏🙏
ትኽክል ሓሳብ እዩ ኣያና
ከባባዊነት ዝበሀል ነገር ካብ ትግራይ ክጠፍእ አለዎ ሀንቲ ትግራይ ሰላም ንትግራይ ህዝቢ ብጠአሚ አመሰግን እንኳን ኩሉ ከም ጌች አይኳነ ንኩሉ አዋሪድ ተሰፋና አጨልሙልና ኔሩ አገብ በሉልና ሰላም ሓድነት ንትግራይ ሐዝቢ ብጠአሚ ንመሰግን❤️💛🙏🏾
I like your comment
ልዕለኹም ከባብያዊ የለን።
ወሪድዎ ጌታቸው 😏
ፁሩይ ሓሳብ ኣቡዚ ኣሎ❤❤❤❤
Thanks for your perfect speech abo a. Jegna ❤❤❤❤❤❤❤
Thank you, General Tadesse for all you do. If we strengthen our unity and be one people, we will always be victorious. ❤💛
ነፃን ግልፅን መግለፂ (ንህዝቢ ትግራይ ዝጠቅም)ነዚ ዝቃወም ትግራዋይ እንተሃልዩ ብሰንኪ ዅናት ሃፍቲ ዝእክብን ፃምእ ስልጣን ዘለወን ጥራሕ እዩ ።
የቐኒየልና ጅግና ኣቦና
Well said General ❤❤❤❤️👍👍👍👍👍👍👍
ደስ የሚል መግለጫ ነው👍👍👍
ትክክል ጅግናና
Muobul tigraway memhdar Fedral Ethiopia kelele 🇪🇹
ፀጥታ ሓይሊ ትግራይ ዓሪፍኹም ድንበርኹም ሓልው አብ ፓለቲካ ትግራይ ኢድኹም እናእተኹም ትግራይ አይትሓምሱዎ::የንስኹምን ዲኹም አቦ ወንበር ህወሓት ናብ ስልጣኑ ልመለስኽምዎ ብሽምግልና ኢልኹም ኾነይ መነይ ህዝቢ ታይ ከም ዝደሊ አብ ኹለን ከተማታት ትግራይ ገሊፁ እዩ::
መራሕቲ ትግራይ ኣየሐጎስኩሙናን ። ነቲ ዓቅላም ህዝቢ ግን ፈጣሪ ሰላሙ ይመልሰሉ እምበር ካብ መራሕትስ ተስፋ የለን ።
@@MuluTeka-oe9ji ጥፋ ጡት ቆራጭ ተኩላ ለማኝ አማራ ኤርትራ የሚባል በታሪክ የለም አማራ የሚባል የዘር የሀረግ ብሄር ወይም ጎሳ እንደሌለ ታሪክ ይናገራል እና አማራ ማለት ማንነታቸው የጠፋባቸው ብሄርብሄረስቦች ለማጥፋት የአፄዎች የፈጠራቸው የፓለቲካ አስተሳሰብ ተጠያቂዎች ናቸው ተኩላ የመጨረሻ ምእራፍህ ይዘጋል ቻ በሎ ምንም አይመለከትህም ሾርት ሚሞሪ ፋራ ኮካኮላ ሓገረ ትግራይ ናይ ተጋሩ ጥራህ እያ ፋራ ኮካኮላ eliminated for ever & ever
@@MuluTeka-oe9ji ጥፋ ጡት ቆራጭ ተኩላ ለማኝ አማራ ኤርትራ የሚባል በታሪክ የለም አማራ የሚባል የዘር የሀረግ ብሄር ወይም ጎሳ እንደሌለ ታሪክ ይናገራል እና አማራ ማለት ማንነታቸው የጠፋባቸው ብሄርብሄረስቦች ለማጥፋት የአፄዎች የፈጠራቸው የፓለቲካ አስተሳሰብ ተጠያቂዎች ናቸው ተኩላ ፊትህ በመስተዋት እየው ቁጭ ቻ በሎ ከስል ተቀብተህ ተቀብተሽ ብትመጡ በጣም ለይተን ገና በርቁ ተበልተሀል ህልመኞች ህልማቹህ እንዲሳካ ከወንድ ደሮ ወተት እለቡ ና ጠጡ ፊክ አምሀርኛ ክጠፍእ እዩ
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
አነ ብውልቀይ ተስፋ ዝህብ መግለፂ ኮይኑ እየ ረኺበዮ ይፅበም ኔረ እየ:: ኩሎም እንተዝዓብዱናስ እንታይ ዶ ክንገብር ነይርና ኢና ካብ ምጥፋእ ውጪ? ሓደራ TDF ትግራይ አባኹም ኢድ እያ ዘላ ከይተምልጠና ዝኹሊኡ ዕሸላትና ሂብና ሓደራ!
ፅቡቕ ውሳነ እዩ። አኬባ ክፍቀድ አለዎ👍
Thank you FOR Your Service general tadesse
ፀፅታ ሓይልታት ትግራይ ክብረት ይሃብኩም እንተ ግምት ግን እርምጃ ክውሰደሎም አለዎም
ኣብ ምብራቅ ዘሎ ኸ ኣካል ሉዓላዊ ግዘኣት ትግራይ ኣይኮነን ብጣዕሚ ጽቡቅ ሰምዕና ኣለና
ትልቅ ሰው ነህ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
As tigrawity I believe TDF thank you ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@@azebhadgu9508King of Trigger tigriyans TPLF
King of Tigger tigriyans TDF
TPLF born for peoples Levolution front and Powerful to the peoples of Tigger tigriyans TPLF means Tigger tigriyans period In travel pigs
@@azebhadgu9508 who are u about anything everything about state Tigger Tigray way u are her this is only for Tigger tigriyans not ትካል eliminated for ever & ever & ever
@@azebhadgu9508 Who's TDF? Are you referring to the generals? They are TPLF fighters, as they called themsevles. There is no such a legal entity as TDF. They are hard-core TPLFites and they are trying to save their party.
ትኽክል ሀሳብ እዪ
I will be standing up with TPLF❤
@@freybare5825 we don't like you ተኩላ dabble standard dabble face ቻ በሎ
ጅግና አቦና ኩብር ወረጃ ጀነራል ንስኻና ካልኦት ጀጋኑ እናሃለኹመ ተግራይ ዓቢባ ተኮሊዓ ክትብርእያ ትግራይ ተስዕስዕር
ክላእ ዘይንሶም እዮም ኣብዚ ጠቁጢቆምዋ ዘለዉ።
ተስፋ አብፈጣሪ እንበር እብዘረፍቲ ንባእሎምን ንስድሮኦም ዝእምሩሩ አዛብእ አይኮናን
ዝኸበርካ መራሒ !! ኣብዚ ሕጂ ህዝቢን ሃገርን ዝሓልፎ ዘሎ ረዚን እዋን ኃይሊ ጸጥታ ትግራይ ዝምጥን ኣካይዳ ትኸዱ ከምዘለኹም ሩዱእ እዩሞ ኣሳልጦ ንምነየልኩም !!🎉
አሜን
ጀኔራል ታደሰ ወረደ ትክክል እዩ ህዋሕት ከፍርሱ ዝመፁ ዝተወሰኑ ሰባት እዮም እንቋዕ ደስበለና 2017ዓ/ም ዘመን ህዝቢ ትግራይ ክትከውንያ።
/
እንታይ ሒዙ እዩ ጀነራል ጻድቃን ርስቲ ጎጅለ ጎባኤ? በየናይ መልክ አብ ክባ ኮይንካ ሪኢናዩ ዝበዝሕ አውራጃታት መንእሰያት አብ ጎድኒ መንግስቲ እዩም ዘለው እዚ ዝኸዶ ዘሎ ልክእ ደብረጽዮን አብ ጥራሕ ኢዱ Genocide ዝገበሮ እዩ
ብጣዕሚ ፅቡቖ ዝኾነመግለፂ'ዬ ንህዝቢ ትግራይ ረብሓ ዝጠቅም'ዬ እቲ ሰልፊ ን ጭፈራን ስልጣኑ ተጠቒሙ ብሓደወገን'ዬ እሱ ድማ ቐልጥፉ ክእረም አለዎ ንውሕሉል ዝኾነ መግለፂ የምስግን ሰላምን ቅሳነትን ን'ህዝቢትግራይ
ኣንበሳ ወዲ ትግራይ።
አታ መረበትናንዶ መሉስልና
Respect General Tadesse werede.
General Tadese the first victims are the army so you can't look the situation silent it is you take action as far as it is to save Tigray people and return IDP and back our land.
Tdf ምስ ሓላፍኹም ኾንኩም ንህዝቢ ትግራይ ኣብ ሕማቅ ካምዘይታውድቅዎ
ሙሉእ እምነት ኣለኒ 💛💛💛❤️❤️❤️💛💛💛
@@arebtaemieyetenadidenrechr3813 ጥፋእ ፋራ ኮካኮላ ወዲ ፊክ ሚሊሊክ ማለት አብደልከወል ቻ በሎ
General Taddess, thank you for your hard work. I have a question. My question is when is the interim administrator of Tigrai ended? I believe the interim administrator of Tigrai is expired. Please do something on this matter.
May the Lord God give you long life to make us happy.
ክብሪ ንጀጋኑና ! ባንዳ ዝፍክረሉ መስዋእቲ ዝኸፈለ ዝሓፍረሉ ፤ ሚድያታት ዝተጨወያሉ እዋን ኣለና ። ግን ኩሉ ብበላሕቲ ናይቲ መስዋእቲ ሰብ ዋና ዝኾኑ ህዝብታትን ብፀጥታ ሓይልናን ክፍታሕ እዩ ። "ሞት ከድዓት ግድን እዩ ዓወት ሓፋሽ ግን ዘይተርፍ እዩ !!"
1000 ዓመት ንበር ደው በለልና ሎሚ እውን አብ ጎንካ።
ላህዛይ
መድዛ ጉሓፍ ሻዕብያ
ናይ ርጉኦ ፅንፅያባ ንስኺ/ኻ ምንም ፍልጠት ለብልኺ/ኻ ኣብዙይ ስለልተፃረፍኪ/ ኻ ታሓቢእኺ/ኻ ፍልጠት ይመስለኪ/ ካ ግን ድንቁርናኺ/ኻ እዩ!
I called you irrelevant !!!
ናይ ፀጥታ ሓይሊ አብ ሹም አይትሹም እልካ ዘረባ ካብ መፈንቅለ መንግስቲ ፈልኻ ክርአ አይኽእልን🙁!
I think General Tadesse has seen Getachew drunk multiple times.
አብ ትግራይና እቶም ስአብቱ ፊክ አምሀሩ ትግርኛ ዝፍትኑ ኤርትርውያን አለው ንቀፃሊ.ሂወትና ፀሪግና ክንጉህፎም አለና አብ ማእከልና አትዬም ክህሙሱና ድሌት ስለዘለዎም ብሂደት አብ ራያ ኮሮም አላማጣ አልውሀምላሽ ሽሊኮም ዝአተው ክህስበሉ አለዎ ዘስተባሀልዎ እዩ ደም ትግራዋይ ዘይብሎም እዬም❤❤ ፀርግና ክንጉህፎም አለና ትግራይ ናይ ተጋሩ ጥራህ እያ
ዓድታት ኣንዒልካ ምፅሓፍካ ከንደይናይ ድንቁርናኻ የርየኒ ካም ቁርዲድ ህዝቢ ብካድረ ለሳቅዮ መን እዩ እቱ ሕቶ?
ትኽክል
ስግአቱ ምግላጽ እንታይ ጸገም አሎዎ ምኽንያቱሲ ካብቲ ዝሐለፈ ዘጋጠመና ሐደጋ ወይካ ጽንተት ተበጊሱ እዩ ገለጹ ዘሎ ስለዚሲ ንምንታይ ኢና ገሌና ደገፉ ገሌና ተቋዎምቲ እንኸዉን መዓስ ኢና አብ ሐደ ክንሐብሪ አብ ልዕሊ ጸገምና ተደራራቢ ጸገም ናይንሕድሕና ምንቋሪ ጠጠዉ ነብል;;
በትክክል ኩሉ በሰረአት አትሐዙልና ኩሉ ጌዜ ናይ ትግራይን ሀድነት ዝዘርግ ምኮን የብሉን
ግልጽ ኣቃም ሰብ ነናይ ባዕሉ ሓይሊ ኣለዎ ክፋል ዓዲ ኧንዳግለልካ ብሰላም ምንባር ኧንተሃልዩ ኣብ ባይታ ንራአ
keep it General wedi werede
ያም ደንጉይኹም ኢኹም ትኽክልኛ ሓሳብ እዩ ኣያና
አቱም ሰባት ፍታሕ አበይ አላ ኢና ንብል ዘለና ካብ ላንጋ ላንጋ ንውፃእ ኢና እንብል ዘለና ናይ ትግራይ ሓደጋ መን እዩ ኢልካ ዘያማትእ ውሳነ ያድሊ።
በርትዑ ጊዛዊ ምሕዳር ኣብ ጎንኹም ኣለና
ተስፋና ኣባኹም Tdf
ንተጋደልቲ ፁቡቅ ሂወት ተመነይሎም መሬት ይወሃቦም ኣይንህረፍ
አለና ኣብ ጎንኻ ክቡር ጀነራልና ፅቡቕ አንፈት እዩ ቀይሕ መስመር ይቀመጠሉ ክንደይ ዕሸላት ህፃውንቲ እና ልሂቃን ሙሁራትና መስዋእቲ ዝኾናሉ እና እናኾናሉ ዘለና እዩ እና ቃልስና ዘቕፅል ናይ ፖለቲካ መራሒ ይቐፅል እንተዘይ ኮይኑ ግና ካብ ማንም ንላዕሊ ናይ ትግራይ በዓል ዋና TDF እዩ::
TDF ምሲህዙብ ትግራይ ጎን ከክዉን ይግባዕ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ዒባን ዕነን
❤ሓድነት ህዝቢ ትግራይ አጠናኪርኩም ሓድነት ህወሓት አጠናኩሩክም ግዛት ትግራይ መልሱ ዝተፈናቀለ መልሱ በጃኩም ግን እምነትና አብ TDf ጥራይ እዩ❤
@@Weyni-lm1hv ጥፋእ ተኩላ አማራ ኤርትራ የሚባል በታሪክ የለም አማራ የሚባል የዘር የሀረግ ብሄር ወይም ጎሳ እንደሌለ ታሪክ ይናገራል እና አማራ ማለት ማንነታቸው የጠፋባቸው ብሄርብሄረስቦች ለማጥፋት የአፄዎች የፈጠራቸው የፓለቲካ አስተሳሰብ ተጠያቂዎች ናቸው ተኩላ የመጨረሻ ምእራፍህ ይዘጋል ቻ በሎ ግን ከየትኛው ነህ ከ የመን ስሀራ ከ ኡማን ስሀራ ከ ሳውዲ ስሀራ
Thanks general wedi werda
ልክዕ!!ኣብ ጎኑ ወዲ ወረደ ንቁሞ ተጋሩ ንስማዕ!!
General Taddese THE existence of Tigrai and its border depends on you and TDF. Thank you for your efforts to take care of the people and to solve the problems of the displaced people.
እዛ ጉባኤ void ትገበር እሞ ብሓደ ይስርሑ።
ዓፈና ጠጠው ይበል ናይ ምትላል ድሞክራሲ የብቅዕ
IDPs need resettlement, food, jobs, and, most importantly, peace.
Democracy a luxury at the moment.
chenawi general
አብ ምምህዳር መንግስቲ ፀጥታ ሃይሊ እእቶዎ ወደይ?
ናይ ኤርትራ ሚዲያታት አብ አስተያየት እናአተዉ መፍረሲ አስተያየተ ይህቡ አለዉ። ምኽንያቱ ናይ ጀነራል ታደሰ ሓሳብ ንተጋሩ ናብ ሐደ ከምጽኦም እዩ ኢሎም ስለዝሰንበዱ እዮም ። ምኽንያቱ ዝተዋህቦም ተልእኮ አብ ሕወሓት ሕጽቦ ምክያድ ፣ ሕወሓት ካብ ሕዝቢ ትግራይ ምንጻል ፣ሕወሓት አፍሪስካ ጥርናፈ ሕዝቢ ምፍራስ ፣ አብ መንጎ ሕዘቢ ብከባብነት ምክፍፋል ፣ ነንባዕሎም ክባልዑ ገይርካ ብቀሊሉ ትግራይ ክትሳዓር ምግባር ወዘተ ዝብል እዩ።
Aytixerun endikum hiji kea degimna kinhaxibekum.
TDF ቃልሲ ወሎዶና ብፀላኢ ከይጭወ ብዕቱብ ንከታተል
ብወገነይን 90%ህዝቢ ትግራይ ውሕስነት ደሕንነቱ ኣብ ኣባላት ጸጥታ ማለት TDFእዩ።።።።።።።።።።።!!እምበር ፓለቲከኛታትስ ንሰምዖም ኣለና!😪
ክቡር ጀነራል ወዲ ወረደ ንስካ ፀጥታ,ትግራይ ኢካ ግዝያዊ መንግስቲ ትግራይ ንምንታይ ድዮ ተሸይሙ አየስረሖን ዝበለ የዉርድ የደይብ እዙይ ዘይገብር መንግስቲ ዲኩም ትገብሩ ዘለኩም ፀጥታ ሓይሊ,ንሓደ ወገን አይትወግኑ ካድረ ዲኩም?
😂😂 ewedooo
ኣብ ሓቅ ኣሎ
ሕጅስ እቲ ግዝያዋ ምምሓዳር ሺባ ዩኹን'ዶ ኣይኮነን?
❤❤❤❤❤❤❤
Tigray Kenzie ziteregaga Seb tideliember Kem hitsawnti zihonu aytdeliy.Hizbi ewun rigid yibel.
ምሉእ ብሙሉእ ጌጋ ዝኮነ መግለፂ መንግስቲ ክሸይም ንዘይሰርሕ ድማ ከውርድ ሕገመንግስታዊ ስልጣን ኣለዎ
IRA doesn't have that mandate, of course even it's limited mandate is expired
Anewen ekko ayteredeennen entay malet eyu?
Mengiste messele yeblune deyu nay mewerad kone nay meshuame. Hekekeni kehakeka zela temesele, Mellese kende 1000 sebuuet neyeru Tigray agudelula.
መምህር 😂😂😂
What’s?
እዚ ዓናን ትግርኛ ዝመሰል ናይ ቡን ዘረባ ሃለዉ ለዉ ምባል አይደክምን ድዩ?
ወያነ ብኹሉ ጠፊሻ
አዋጅ ን አገባባቱን ናይ ግዜ መለሊኸ እዮም ጋና ዝጥቀሙ ዘለዉ ዘለዉ
ሳክት ናይ ቡን ዕላል ዝመሰል ዘረባ እዩ
ዋላ አሮሞ ምሰ ኩሉ ዱሕረቶም አዋጅ ምዉጻእ ሲ ኪኢሎማ ሰ መዓልቲ መዓልቲ ከማን ንርኢናዮም አለና
ግምምት ግዝያዊ እዬ ህዝቢ ዝመረጸ አይኮነን ዝኸዶ ዘሎ ኸያዶን ስጉምቲን ቀይሕ መስመር ዝሓለፈ ደስጨዘይበሎ ካብ ስሩሑ የባርሮ ብዘዘይ ሓደ ገበን 🙈🙄 እዞም ሰባት ዚኦም ተጋሩ እዬም ስድራ አለዎም ናተይ ፖርቲ የደገፍካን ካብስሩሑ ምብራር እዙየረ ሓደገኛ ትግራይ ዝብትነረ ናብ ዲክታተር ይቕየረሎ 😌
ብጣዕሚ ፅቡቕ መግለፂ እዩ ሓደ ፈቓዲ ሓደ ተኸልካሊ ክኸውን የሕዝነና እዩ ሕዚ ግን ክሳዕ ዝኾነ ዝኸውን በቲ ሒዝኩምዎ ዘለኹ አካይዳ ቐፅሉሉ አብጎንኹ አለና
ዘዕበኻዮ ከልቢ ይነኽሰካ እዩ ናይኒ ጌታቸውምንቅስቃስ
Wetedarewi mengisti
ጀነራል ታደሰ ዘቕረብካዮ መግለፂ ሕጋዊ ዝኽውን ካቢኔ ግዚያዊ ምምሕዳር ዘትይሉ በዚህ መልክዑ መግለፂ ክወሃበሉ እንተወሲኑ እዩ። ካብዚ ወፃኢ ዝወሃብ ዘሎ መግለፂ እንተኾይኑ ግን ካሊእ ፀገም ክፈጥር ከምዝኾነ ክትፈልጥ ኣለካ።
መን መንግስቲ ከምዝኾነ ኣብ ዘይፍለጠሉ ኩነታት ናይምንታይ ካቢኔ እዩ
ንግዚያዊ ምምሕዳር ኣልሚስካ ዝወሃብ ውሳነ ሃጓፍ ትፈጥሩ ኣለኹም። ሓይልታት ጸጥታ ኣብ ጉዳይ ምምሕዳር ጣልቃ ከይኣቱ ክጥንቀቕ ኣለዎ።
Ni hizbi tigray TDF Tiray tiray eyu wahusu demu duku zikefelelu
ሌ/ጀ ታደሰ ወረደ ም/ጊ/ም ትግራይ ምኻኑ አይትዘንግዕ መን አሎ ድዩ ካሊእ ጊ/ም/ር ትግራይ
❤ እቲ ሓቂ እዚ እዩ ግን ዘንጊዑ
ብልቢ ቀሲኑ ዕድመ ን TDF ቀሲነ።
አብ ደቡብ ትግራይን ዓድግራትን ተንቤንን ዝወፅአ ህዝቢ ዘፍርሐኩም ነገር ክህነት የብሉን ን ድጋፍ ከዚያዉ መንግስቲ ትግራይ እና ዝወፃእና no more ስብሓታውያን ሓተላውያን ኢና ዝበልና
well. good idea but the visible fact is people of Tigray is in need of change
gigna
ቶም ሀዚ አብሰልፊ ዝወጸኡ ዘለው መብዛህትኦም ወንጀለኛታት ብህጊ ክህተቱ ዝግበኦም መህደሚ ዝተጠቀሙሉ እዮም
ወይዚ ባህላዊ😂
Anitum hitulat .jen zibilo zelo higen higen tiry temerikisu eyu.kelas tikibeliwo
ፀጥታ ናይ ፀትኡ ስራሕ ይስራሕ ፖለቲካ ብፖለቲከኛታት ይመራሕ አብትሕቲ ግዚያዊ መንግስቲ ኮይንካ መንግስቲ ዘይፈልጦ መግለፂ ምሃብ ፀጥታ ህዝቢ ምዝራግ እዩ። ናይ ፓርቲ ውዝግብ ነቲ ፓርቲ ይምልከት።
መንግስትን ህዝብን ይፈለዩ ህዝብ ንሃገር ኢንበር ንዚኾነ ዉድብ አይተቃለሰን ናብ አይታላግቡ
ብስሓቦ ጉቶቶ ግዜኹም አባኺንኩም ነናሻዕ አብ ናይ መሳኹቲ ተለቪዥን ወጺኢኹም ምልፍላፍ ትርጉም የብሉን።
" እዞም ሰባት ስቕ ተተባሂሉ መጨረሻኡ እንታይ ዓይነት መግለፂ ከምዘስምዑና አይፍለጥን" ዝበልካያ😂😂😂😂
ትግራይ ዓደይ ኮሪዔልኪ !!
ብሐቂ ትግራይ ሰብ አሎኪ ፣ ፀገምኪ ው’ን ፅባሕ በቶም ብዙሐት ድማ ብሉፃት ደቅኺ ኩሉ ነገር ክንሐልፎ ኢና ።
እቲ ዘሕዝን ሸርሒ ፀላእትና ዘይኮነስ መሳሪሒ ናቶም ዝኾኑ ወገናት እዮም ። አቱም ዘይናተኩም ዝኾነት ናይ ህዝቢ ስልጣን ናብ ኢድኩም ክትጭብጡ እትደልዩ መለኽቲ ውልቀሰባት ዕረፉ ፣ ወረጃ ህዝበይ ዝብለኩም ዘሎ >>>
_ አቱም ሰብ ሐዱሽ ሽሞትየ ፣ ሰብ ሐዱሽ ቀሚስየ
_ ምሶኦም ዶ አይነበርኩምን ፣ እዚ ኹሉ ዓመትየ
እሞ ህዝበይ ንኹልኹም አፀቢቁ ስለ ዝፈልጠኩም ናብ ህዝቢ ውረዱ ሽዑ ዝግባአኩም በቲ ዝምጥነኩም ልክዕ ሠፊሩ ክህበኩም እዩ ።
ስለዝኾነ ወደኽደኽ ሐዲኩም ፣ ካብ ካሊእ ግዳም ከይተለቃሕኹም ናብቲ ለባም ወረጃ ህዝቢ ውረዱ እታ ስልጣን በዓል ዋና እዩ ።
ህዝበኝነት ደው ይበል !
ትግራይ ትስዕር !
ወዲ ወረደ ናይ ነብሪ ምስሊ ዘለዎ ዝመስለኒ ንበይነይ ድዩ!