@bltblt2473 I think You got me it wrong . I mean as he is a good narrator & writer he could do a lot ,but to write a history book need a lot of interviews & research , and for someone living abroad make it harder. # it has nothing to do with bravery
@bltblt2473 my friend you need to respect him for what he is still doing , & you have to know that ,he can only write or narrate about topics he knows & and if it's only constructive for the young generation . # I Don't expect him or any other person to write or narrate about some sensitive topics , because it doesn't solve any problem & is not helpful for the whole Eritrean society !!!
There was an interview with General flipos about that war conducted by Waldeabe . That leads to victory. I wish I could find those clips to share with you.
Lingo you are doing an amazing memory on every Eritrean family.God bless you and your family.Thank you
I hope the younge generation listen your witness 🙏 . Thank you for your all efforts.
Thanks more for sharing this historical event ,,& ur service 🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Thanks for your input and telling us about our hero freedom fighters (men and women) ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️
Hi Lingo kulu Tatntno zelka zeinfllto Tarik tmhrna alokmo keslo. Hahnti tarik Afabet nkemlsu be Genral Temesgn Gmechu Airewld kemeyou neru enttzntweln subuk naru Thankyou very much.
Good job brother Lingo for the interesting our history and memory of our heroes. Proud of you.
ተጋዳላይ ሊንጎ ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ ታሪኽ ሰውራና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Thank you so much Lingo 🇪🇷 , please keep it up
መርሓባ ሊንጎ ክብረት ይሃበልና ❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷Semahtata bekirinizehleme ezekeru🙏💪💯🇪🇷🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷💪👍
Yes Sir! This is our history too.
ሰላም ብጻይ ሊንጎ፡ ከመይ ይትኸውን ጸጋ ጥዕናኻ፡ ሰናይ ክትህሉ ብልቢ እምነ።
ኣብዚ እዋን፡ያምያም፡ ዝበዝሖ መድረኽ፡ እሞ ከኣ ኣብልዕሊ ብረታዊ ቃልስናን፡ምእንቲ ነጻነት ንእተኸፍለ ረዚን ዋጋን ውዕለትን፡ ብኣንጻሩ ነዚ ረዚን ታሪኽንችውዕለትን ንምንላል እዱድ ዘመተ ኣብዝካየደሉ ዝጸንሐን ዘሎ፡ነዚ ረዚን ታሪኽ ብረታዊ ቃክስና ከተዘንቱ ምንቃልካ ኣዝዩ ዝድነቕ ተበግሶ ስለ ዝኾነ ኣዝየ አድንቐካን የመስግነካ፡ኣጆኻ ቀጽሎ።
Lingo Hawey bzaiba Izom sealti jgnnet eri tv tgelxo iya 🇪🇷🙏🏾❤️
Thank you, Lingo ❤❤ 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
We thank you as always Lingo! Keep continue sharing such an amazing history.
Thanks Lingo yes picture say more than words❤
መርሓባ ሊንጎ ሓውና ሰላም እንቛዕ ብደሓን መጻእካ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️
great!!
Well done lingo very good job,there are a lots of Amanuel still in Eritrea.
Zehebn tarik ketsilo jegna lingo hawuna❤❤
Thank you
መርሓባ ሊንጎ እዚ ታሪኽ ኣቦታትናን ኣያታትናን ነባሪ ታሪኽ ኢኹም ሰሪሕኩም እሞ የቐንየልና እግዚኣብሄር ኣምላኽ ነቶም ስውኣት መንግስተ ሰማያት የዋርሶም ነቶም ዘለኹም ድማ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
I wish what ever all you narrated to us to be written in a book, but living in America & to write a historical book is not easy.
@bltblt2473 I think You got me it wrong . I mean as he is a good narrator & writer he could do a lot ,but to write a history book need a lot of interviews & research , and for someone living abroad make it harder.
# it has nothing to do with bravery
@bltblt2473 my friend you need to respect him for what he is still doing , & you have to know that ,he can only write or narrate about topics he knows & and if it's only constructive for the young generation .
# I Don't expect him or any other person to write or narrate about some sensitive topics , because it doesn't solve any problem & is not helpful for the whole Eritrean society !!!
Amaniel Hadugu hawebey eyu neay ab Asmara alo nufue Nay endazena eyu❤❤❤
Kebret yehablna lingo❤
ስዩም ጽሃየ ናበይ ረሲዕካዮ
Seam lingo thanks for telling us who martyr weldai was and as usual keep up the good work
Lingo Thank you so much.🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዝኸበርካ ሊንጎ የቀንየልና:
ቀጺለ :-ነዚ መሳጥን ሰሓብን ዝኾነ ታሪኽ ጀጋኑ ኣቦታትና ተወሳኺ ቃንቃ ከም እንግሊሽ መሳሊ እንተትዝርግሖ ታሪኽና ኣብ እዝኒ ብዙሓት ወጻእተኛታት ምበጽሐን እቶም ምዑታት ጀጋኑ ከኣ ዓለም ለኻዊ ኣፍልጦ ምረኸቡን ዝብል ርእይቶ ኣለኒ ሞ ምስ ብዙሕ ኣኽብሮት :
ቸንቶ ሚላ 🇪🇷🤗
@@ቸንቶሚላ-CENTOMILLA
Dear Chonto Milla
That a brilliant idea
Ktexerelu eye
Molto Grasse
Good hop go ahead ❤
Salme erafe abona hegna harbna aynabern tariku u zewrase 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️♥️
ክቡር ጅግና ተጋዳላይ ሊንጎ። ቀጽሎ ጥራይ። ታሪኽና ባሕሪ ኢዩ። ኣብታ መፈጸምታ ትብል መጽሓፍ። ውግእ ስነጥበብ ኢዩ ብዝብል ኣርእስቲ ብጀነራል ፍሊፖስ ዝተጻሕፈት ብዛዕባቲ ውግእን ወልደኣብ ገብረልዕል ብሰፊሕ ተገሊጹ ኣሎ። ስእሊ ናይ ወልድኣብ ገብረልዑል ኣብቲ መጽሓፍ ኣሎ። ካልእ ኣብዚ ክርሳዕ ዘይብሉ 3 ኮረኔልላት ኢዮም ተቐቲሎም። ንሳቶም ድማ፡
ኮ/ል ካሳ ገብረማርያም
ኮ/ል ሰይፉ ወልዴ
ኮ/ል። ኣይተነው በላይ ኢዮም።
ኣብ youtube እውን ባዕሉ እቲ ሃዳዲ ጀነራል ናይ ደርጊ ካሳየ ጨመዳ ገሊጽዎ ኣሎ። ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።
ሰላም ወሰናይ ሊንጎ! ለባም ወርዙይ በቲ እትትርኾ ዘሎኹ ታሪኽ ይነብዕ ኣሎኹ።እግዚኣብሔር ይባርካ
Ketslo Lingo! Btaemi tsbuk Medeb!
Edmen tenan yihabka amlak
Bravo
🎉
ብዛዕባ አቃትላ ኰሎነል ካሳ ጀነራል ፍሌጳስ ተሪክዎ አሎ ንሱ ዘስሎካ ጋንታ እያ ከአ ቀታላቶ ምስ ተቀትለ ፍሌጰስ ንወዲ ፍላንሳ እንታይ ኢልዎ ወዳ ፍላንሳ ኒ ዐሊሰይድ ምስሓበሮ አንታይ ተባሃሂሎም ኩሉ አሎ: ስለዚ ከብኡ search አንተ ትገበር ጹቡቅ ነሩ
Thank you good job keep going
🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪
Welcome lingo ❤❤❤
🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷❤️🇪🇷👍🏽🌹
Ajoka ❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Welcome Lingo ❤️❤️❤️
የቐንየልና ሊንጎ
Merhaba lingo how are you I love your work keep it up the great job 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏾
ሊንጎ ኣዜየ የመስግነክካ ስለቲ ሓቐኛ ታርኽ ናተይ ሕቶ ነት ውግእ መን ይመርሆ ንሩ
@@nardostesfa4852 ተዝነግረካ ውን ኣይምፈለጥካዮን - አምሰሉ ጥሪት ህግደፍ * ንኣኻ ዝርዳኣካ ኢድ ናይ ወያነ አሎዎ ጥራይ'ዩ 🤡 ሃገር ብሓደ ዲክታቶር ዓጋመ ተገቢታ ሰብ ምንባር ጸሊዑ ይስደድ ካብ ኤርትራ ንስካ ጽውጽዎይ ህግደፍ ተስተማቅር አሎኻ - ወሽላኽ አምሰሉ 🤡🤡🤡
Biravo ❤❤❤
🇪🇷🇪🇷🇪🇷👏👏👏
❤❤ lingo
ዑቅበ አብርሃ እባ ተዘኪሩ ሎምስ።
Aygermekan
❤......
❤❤❤❤❤
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷☝️
🌹🌹🌹🌹🌹🌹
❤❤❤🎉❤❤❤🎉❤❤❤🎉
ወልዳኣብ መርሒ ጋንታይ ኢዩ ነይሩ ካብ ምቅልቃል ምኪኤል ተበጊስና ኢና ድሕሪ ናቅፋ ምስ በጻሕና ኣብ እምባልቆ ዝባሃል ቦታ የዕሪፍና ናብ ሕዳቅ ወይ ኣግራዕ ኣቲና ድሕሪ ስለስተ ወይ ኣርባዕተ ማዓልቲን ለይትን ውግእ ኣብ ከባቢ መደኔ ወይ መደኒ ኢዩ ኮነሬል ካሳ ተቀቲሉ ንወልደኣብ ልክዕ ገሉጽካዮ Thanks
ሰላም @Simon-pz1ey ኣብዚ ትገልጾ ዘለኻ እዋንን ቦታን ኣብ ኣግራዕ ዝተሰውአ ተኸስተ ኣስፍሃ (ቁምጣ) ዝብሃል ትፈልጥ`ዶ ትኸውን።
❤❤❤🇪🇷❤❤⚘
ጽቡቅ ትረካ አብ መንጎ ዕላልካ ካብተን ናይ ሽዑ መድረክ ደርፍታት እንተ ብከፊል እንተ ትእቱ ጽቡቅ ኔሩ
🙏🇪🇷
🎉🎉🎉❤❤🐅🐅🐆🐆✊✊✊💪💪💪
የቀንየልና ሊንጎ: በጦሎኒ 23 ኣብ ወርሒ ታህሳስ 1979 ኣብዚ ዚጠቀስካዮ ኵናት ድያ ተሳቲፋ:: ሓሬና ዝበሃል ቦታ'ኸ ኣካል ናይዚ ኵናት ድዩ ኔሩ::
Merhaba staz lingo
Lingo abo tarik betaimi aghdasi tarik meharin thibo zeleka ied nkeka zemesghen serah kezilo ( ane Aster Kelati ie)
Aster Haftey. I thank you
ኣንታ ክቡር ሓው ብለባምካ ፡ እቲ መዕቆቢ ስደተኛታት ዝበልካዮ እቲ ቦታ ዘይኮነ ኣገዲሱንስ ፡ እቶም ኣብኡ ተዓቑቦም ነይሮም ዝበልካዮም ኤርትራውያን ፡ ስደተኛታት ዘይኮኑስ ፡ ኣብ ውሽጢ ሃገሮም ብሰንኪ ስእነት ሰላምን ሓርነትን ካብ መረበቶም ፡ ዝተመዛበሉን ዝተፈናቕሉን ኤርትራውያን ፡ ሙዃኖም ተቐቢልካ ኣብ መጻኢ ካብ መረበቶም ዝተመዛበሉ ኢልካ ከተቕርቦ ሓደራ ይብለካ ።
ዓወት ንሓፋሽ ኣታ ፡ ዓወት ንሓፋሽ ! ! ! !
© ጸዓተ 2024
ሰላም ሰላም ሊንጎ ሓወይ
ከመይ ኣለኻ
ብጣዕሚ ጽቡቕ ትረኻ
ይመስግነካ
እሞ ሓንቲ ሕቶ ኣላትኒ
ንሳ ኽኣ ሃብቶም ዝበልካዮ ምራሒ ጋንታ ሃብቶም መን ይብሃል ?
There was an interview with General flipos about that war conducted by Waldeabe . That leads to victory. I wish I could find those clips to share with you.
እተን ' ናይ ኣማኒኤል ስእልታት' ተተቅርበልና ግና ፣ ክንደይ ምጸበቀ 😊
❤❤❤❤❤✅✅✅✅✅🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉🎉🎉🎉🎉🇨🇦
ሳሊና ትብል ደርፊ ትዂል
ብድምጺ ሓቂ (ድምጺ ሓፋሽ ) ኣብ ዝሰምዓሉ ዝነበርኩ ብፍላይ ኣብ ቅነ መዓልቲ ሰማእታት 20 ሰነ፡ ሰሊና ክሰምዕ ከለዂ ስሚዒተይ ኣይቆጻጸሮን። ተጋደልቲ ዘሕለፍዎ ቃልስን ሽግርን ስለ ዝርእዮ ዝነበርኩ። ምስ ዚ ኩሉ ሽግር ግን ዝነበሮም ሞራልን ፍቕርን ዓሕሕ ኣደ ወልዳ ትምከን ጥራይ እለ ይሓልፎ!!
ፈቐዶ ሽንጥሮ ፍቖዶ ጎቦታት
ፍቐዶ ሩባታት ፈቖዶ ታባታት
ፋሕ'ሎም ዘለው ብጾትና ሰናእታት
ንዓኩም ንዝክር ህዝባዊ ሓይልታት
ጅግና ተጋዳላይ ደሙ እንዳፍሰ
ኣብ ጎልጎል ሰሊና እግሩ እንዳ ሓንከሰ
ብከላሽ ናቶም ጌሩ እንዳ ተኾሰ
ንዘሎ ጸላኢ ኣጋሩ ሓንሸሸ
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤𝑡ℎ𝑎𝑛𝑘𝑠𝑠 𝑡𝑎𝑟𝑖𝑘 𝑎𝑏𝑜𝑡𝑎𝑡𝑛𝑎 𝑧𝑒𝑓𝑙𝑒𝑡𝑘𝑎𝑛𝑎 𝑙𝑖𝑛𝑔𝑜
ካብ ነሩኒ እንአኒ ከምዝባሃል: እዚ ገርና እዚ ፍጢርና ምባል እንታይ ይዓብስ:: ዝኽርን ክብርን ንቶም ሰለ ዛሃገር ዝተበጀዉ: ጅግንነቶም ኣብታሪኽና ተሰኒዱ,ሎ። ሕጂ,ኸ እዛ ደምን ዓጽምን ከስኪስ ናጽነታ ዘውሓሰት ሃገር ኣበይ ኲነታት ኣላ ደቃ ደቅ ሰውኣት ኣበይ ኣለዉ: አዴታት ሰውኣት ኣብ ከመይ መናብራሮ ኣለዋ? ወዘተ ወዘተ
ዓሊ ሰይድ ንምንታይ ኢዩ ስሙ ዘይለዓል፡ እቲ ቆልዑ ከለናስ ብቀጽሊ የቕርብዎ ኔሮም፡ ስደት ምስ ወጻኩ ግን ዓሊ ሰይድ ኣብ ታሪኽ ሲኢነዮ' ንምንታይ ስሙ ዘይጽዋዕ ኢየ ዝብል
Colonel Kasa G.Marysm was the Hero of Ethiopian army who scarfired and killed himself for Ethiopian people when he was fighting with Wanbade Shabia.
❤🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
ጽቡቅኣለኻ ሊንጎ 120 ዝብሀል 12 ቅላዕ ዝሕዝ ፊልም ነይሩ እዩ
Ee Ee what about Syum Stehaye Lingo pls seb kun Ayfelton Kemzey .......
Ligo abgize gedli c abeyenay zineberu yom jigna zibehalu
Tewagai Cadir hakayim Zena bahli logestic ?
Lingo bitaemi xibuq medeb
ዓልጌን , ኣልጌን ወይሲ አልጌና ????
Hi lingo ኮነሬል ካሳ ገብረማርያም ምስ ካብ ሓሙሽተ ንላዕሊ ዝኾኑ ወታሃደራቱን ኦፐሬተሩን ኢዩ ተቐቲሉ ወልደኣብ ዝመርሓ ዝነበረት ጋንታን ናይ ብርጌድ 44 ተን ገለ ካብ ሓይልታት ናይ ብርጌድ 23 ምስ ሰራዊቱ ተኸቢቡ ኣብኡ ተቀቲሉ ቅድሚ ሕጂ ውን ብዛዕባ ናይ ቢዘን ክንደይ ደቅንስትዮ ከም ዝሓለፋ ጽሒፈልካ ነይረ ንኹሉ ር ኢቶታት ግን ተንብቦ ኣይመስለንን
ቅንጥብጣብ ኮይኑ፡ ነቲ ታሪክን ሰብ ውዕሎን ዘይምጥን፡ ዕላል ደቂ ገዛውቲ፡ መሲሉ። እቶም ዝነበርኩም ናይ ዓይኒ ምስክር ነቲ ብቀሊሉ ዘይእመን ጅግንነት ብዕቱብ ኣቅርብዎ።
ሰላም ሓው ተጋዳለይ ሊንጎ:ሓደ ካብ መደባትካ ብሃንቀውታ ን ብተከታታልን ዝከታተል ኢየ: የቀንየልና! ተኪኤ ቀሺ ኣዘርዎስ ካብ ውግእ ሳልሳይ ግንባር ረኪብካዮ ስለዝነበርካ ኣፍልጦ እንተለካ ብከመይ ከመልጥን ክድሕንን ከምዝከኣለን ክትሕብረና? ነዚ ውጥን ናይ ሳልሳይ ግንባር ቀንዲ ሃንዳሲን ሓሳብ ኣመንጫውን ንሱ ምዃኑ ስለዝዝረብ ኣፍልጦ እንተለካ ሓቅነቱ ከተረጋግጸልና::
ሊንጎ እቲ ስእሊ ግን ብልክዕ ስሞም ኣይገለጽካን፡ ምክንያቱ ናይ ብዙሓት ኣስማት ኢካ ጠቂስካ እዚ ኩስቶ ኢዩ ክትብል ይግባእ
Zembebnayo
Y ? Etom teketatelki ke ?
Lingo still you do’t answer my Question .
Can you talk about Ethiopian airlines hijiak in Pakistan karchi . …. Aliside group I hope you see my Q …. ?
ንዓና'ውን የቐንየልና ሊንጎ! ብፍላይ ናይ ፈንቅል ሰአልቲ እቲ ንዘልአለም ዘይሕከኽን ዘይርሳዕን ሰንዳት'ዮም ኣበርኪቶም። ( ደረቕን ቪድዮንን)።
** ጀጋኑ ! ጀጋኑ እነተ ኔርኩም ተጋደልቲ ነበር - ድህሪ ናጽነት ሃገር ብሓደ ዲክታቶር ዓጋመ ኢሳያስ አፈወርቂ ተመን ወዲ ተምቤን ክጭወ ኾሎ * ትም ምባል ድመረጽኩም * ኣበይ ከይዱ ጅግንነትኩም - ንናጽነት - ንሓርነት ተጋዲልና እንዳበልኩም - ባርነት አብ ትህቲ ወዲ በራድ ዝመረጽኩም ደናቁር አበይ አሎ ጅግንነትኩም።
** ጅግንነት ከድልየካ ኮሎ ትኽደኖ ጃኬት ኣይኮነን ** ሊንጎ ዝሓለፈ ዘይኮነ ዘገድሰና ህጂ አበይ አሎና - ተጋዲልካ ደምጻኻያ ሃገር ክትነብረላ አይከኣልካን ንምንታይ ?
** አምሰሉ ጥሪት ህግደፍ ** ወሽላኽ
ወጻእ ኣታ ጉሓፍ መልመጺ ወዲ ኣመንዝራታት ዓጋመ።game over🇪🇷💪
Eti n tselae zimerhie ka Tekie Keshia eu
❤❤❤❤
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤❤❤❤
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍👍👍❤️❤️❤️❤️🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹
❤❤❤❤
🙏🙏🙏💚♥️💚♥️💚♥️💚♥️💚♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🏨🕌