ማህጸን ብጌጋ ሓጺብክን ኣደዳ ረኽሲ ትኾና ኣለኽን ||

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 18 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 214

  • @Arsulove-ke6xd
    @Arsulove-ke6xd 5 หลายเดือนก่อน +48

    ኣቤለይ የቀንየልና ሰብ ይተኣከብ ምኽሪ ክርከብ እዩ ንዓና ዝጠቅም እዩ ለባመይ 🙏♥️

    • @Awet355
      @Awet355 5 หลายเดือนก่อน +1

      ሳብሰክራይብ ግበርኒ ♥️👏

    • @lemlemtewelde461
      @lemlemtewelde461 5 หลายเดือนก่อน +1

      anes bkemey krekbeka ykl

    • @lemlemtewelde461
      @lemlemtewelde461 5 หลายเดือนก่อน +1

      anes bkemey krekbeka ykl

    • @Arsulove-ke6xd
      @Arsulove-ke6xd 5 หลายเดือนก่อน

      @@Awet355 ጌረልኪ መዓረይ ♥️

    • @Arsulove-ke6xd
      @Arsulove-ke6xd 5 หลายเดือนก่อน

      @@lemlemtewelde461 ኣብዚ ሓደ ቻነሎም ኣሎ ቁፅሪ ወይ ብ fb ርከብዮ ዝያዳይ

  • @Mesi-k16
    @Mesi-k16 5 หลายเดือนก่อน +10

    ዶ/ር ኣቤል በርትዕ ጎበዝ ኢካ ኩሉ ትምህሮ ❤ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ምስ ስድራካ❤❤❤

  • @EnanuGebremedhn
    @EnanuGebremedhn 5 หลายเดือนก่อน +11

    😮የቀንየልና ብዙሕ ተማሂረ እየ ብወገነይ❤ሕቶ ግን ኣለኒ ኣብ ውሽጢ ዘለው ሕርኽርኽ ዝበሉ ባዕሎም ዘይወጹ ነገራት ኣለዉ ንሶም ከ ናይ ጥዕና ድዮም ኩልሻብ ኢደይ ኣይተ ብደንቢ እንተዘይ ሓጺበዮ ጭንቀት እዩ ዝፈጥረለይ

  • @جميلهالجميله-ز5ش
    @جميلهالجميله-ز5ش 5 หลายเดือนก่อน +6

    ብጣዕሚ ጠቃሚ ትምህርቲ እዩ ደክተረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና🤲♥️

  • @Selu.s
    @Selu.s 5 หลายเดือนก่อน +14

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል ትምርቲ እዩ ዝሓወይ ቀፅለሉ❤❤

    • @Awet355
      @Awet355 5 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ወለላይ

    • @Selu.s
      @Selu.s 4 หลายเดือนก่อน

      እሺኒ ሓላለይ

  • @TsgeredaSeyfu
    @TsgeredaSeyfu 5 หลายเดือนก่อน +7

    ኣቤል ሓወይ 🥰ብዓል ፅሩይ ኽቡር ስራሕ 👌

  • @zeduGualtgray
    @zeduGualtgray 5 หลายเดือนก่อน +6

    ብጣዕሚ ፅቡቅ ትምህረቲ እዩ ቀፅለሉ ኣቤለይ የቀንየልና ❤❤❤

  • @ማዕቢላ
    @ማዕቢላ 4 หลายเดือนก่อน +2

    ደስ ዝብል ምክሪ እዩ ብሓቂ ብስሩከ ታእዩ ውሽጢ ማህፀን ምሕፃብከ ባዕልትና ሕማም ንዕድግ ደቀይ😓
    ታዝሰርሐላ ዓረብሲ ዝኮነ ነገር ከም ጀዋል ተሽሕኖሞ ወይደሞ አብ ቻርደር ገይራ ትመልኦሞ ታእዩ ዙይከ ይለያስ መሕፀቢ ማህፀን ኢላትኒ ትሪኦግን መፍርሒ እዩ ጨኪንኪ ዲኪ እሱ ኣእቲውኪ ትሓፅብዮ ኢለያስ እወ😂 ኢላትንስ ክንዳኣስ አነ ስቅቅ ኢለ እና ጥንቅቅ ንበል ባዕልትና ፍቁራተይ እተን ወለድናስ ከማናኳስ ኩሉ ግዜ ማይ አይረክባን ልነብሰን አብ ወርሒ 1ግዜ እየን ግን ከምእን ብዓል ጥዕና የለን ወረ እዩ

  • @EdenKahsay
    @EdenKahsay 3 หลายเดือนก่อน +2

    ብጣዕሚ ፅቡቅ ትምህርቲ እዩ የቅኔልና

  • @HvVc-j4x
    @HvVc-j4x ชั่วโมงที่ผ่านมา

    የቀንይለና ማዕረይ🙏💥

  • @hiwetgaltigray2147
    @hiwetgaltigray2147 5 หลายเดือนก่อน +4

    ብጣዕሚ ፅቡቅ ትምህረቲ እዮ ዘሓወይ❤❤❤

  • @Haregte
    @Haregte 5 หลายเดือนก่อน +4

    ክብረት ይሃበልና ኣቤለይ ምንም ዘሕፍር የቡሉን በርትዕ ቀፅለሉ ጥራሕ❤🙏

    • @Awet355
      @Awet355 5 หลายเดือนก่อน

      ሃረገይ ደምርኒ ብነኪ ♥️👏

    • @Haregte
      @Haregte 5 หลายเดือนก่อน

      @@Awet355 ብነኺ😄 እሽኒ ገይረ ኣግየይ💕 ብሰላም የራክበና😥🙏

  • @FuFg-me2eo
    @FuFg-me2eo 2 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሰይ ለባመይ ኣምላክ ይዓድልካ ብውልድካ ተካሓስ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @YyYu-l3t
    @YyYu-l3t วันที่ผ่านมา +1

    የቀንየልና ደኩተረይ

  • @GuDh-zi3rh
    @GuDh-zi3rh 5 หลายเดือนก่อน +2

    ብሓቂ ኣነ ሕጂ ብጠዕሚ እዩ ዝሕመኒ ዋይ😢😢😢😢

  • @slamsslam740
    @slamsslam740 5 หลายเดือนก่อน +9

    አረ ትክክል እክ ቀፅል ጌታዋይ ❤❤❤

    • @Awet355
      @Awet355 5 หลายเดือนก่อน

      ሰሉየ ደምርኒ ♥️👏

  • @BdMs-ci3dp
    @BdMs-ci3dp 4 หลายเดือนก่อน +1

    እግዚአብሔር ይሃበልና ዶክተር ሳሙና አይድልን ስሕተት እዩ ንፁህ ማይ ዝህም ዝበለ እዩ ዘድልይ ዋላ እቲ ናይ ውሽጢ ስረ ካብ ሳምና ምስ አውፀና ብንፁህ ማይ ደጋጊምና ንሓፅቦ 😊እዚ በቂ እዩ

  • @MamiDadi-w3k
    @MamiDadi-w3k 5 หลายเดือนก่อน +4

    Thank you my brother 🙏🙏🙏🙏

  • @ሄሩየይ
    @ሄሩየይ 5 หลายเดือนก่อน +3

    የቀንየለን ማዓረይ ❤🙏

  • @ነብያትሃይሉ
    @ነብያትሃይሉ 5 หลายเดือนก่อน +2

    የቅንየልና ደ/ር ቀፅለሉ ብጣዕሚ ፅቡቅ ት/ቲ ❤❤

  • @ሂወ
    @ሂወ 5 หลายเดือนก่อน +4

    የቀንየልና ክቡር ሓውና❤❤❤❤❤

  • @Snitey-mf6pz
    @Snitey-mf6pz 5 หลายเดือนก่อน +2

    ይቅርታ ሓወይ አብ ጥቃ ማህጸንካ ዝሕመካ ከ ካብ ምንታይ እዮ❤❤❤❤

  • @amlshaamlsha
    @amlshaamlsha 4 หลายเดือนก่อน

    ኣቤለይ ቀፅለሉ ጎይታዋይ ብጣዕሚ ነመስገን ወዲ ነይ ምክንያቱ ብከምዚኦም ዓይነት ሕቶታት ምሕታት ክንሓፍር ስለ ንክእል ንስካ ኣምፀአልና❤❤

  • @brananai8977
    @brananai8977 4 หลายเดือนก่อน +1

    የቀንየልና ክቡር ሓዉና ቀፅለሉ ብጣዕሚ ፅቡቅ ት/ ቲ እዩ ❤❤🕊

  • @AberhatsyonGebresilse
    @AberhatsyonGebresilse 5 หลายเดือนก่อน +3

    የቅንየልና ኩቡር ሓውና ቀፅለሉ 🎉🎉🎉❤❤🎉🎉❤❤

  • @MilaTekle
    @MilaTekle 5 หลายเดือนก่อน +3

    ኣቤለይ ዋውው ብሉፅ ዶክተር የቀኔልና❤❤❤❤

  • @Fufyf-q2g
    @Fufyf-q2g 5 หลายเดือนก่อน +3

    ፅቡቅ ትምህርቲ እዩ ቀፅለሉ❤❤❤❤❤

  • @tesgategrewyti6347
    @tesgategrewyti6347 3 วันที่ผ่านมา +1

    ደስ ዝብል ምኬሪ

  • @ሙሉእሰላምይግበረልና
    @ሙሉእሰላምይግበረልና 5 หลายเดือนก่อน +2

    የቀንየልና ደክተር ኣቤል

  • @newacnt3261
    @newacnt3261 5 หลายเดือนก่อน +2

    ፅቡቅ ትምርቲ እዩ ቀፅለሉ ደክተረይ ❤❤❤

  • @ssll7812
    @ssll7812 4 หลายเดือนก่อน


    ዶ/ር ኣቤል በርትዕ ብጣዕሚ ንፍዕ❤❤❤

  • @mlaetdesta85
    @mlaetdesta85 2 หลายเดือนก่อน

    ደክተር አቤል ጸቡቅ ትምህርቲ❤

  • @hgfgghgvjggf9916
    @hgfgghgvjggf9916 5 หลายเดือนก่อน +2

    እካዕ ብሰላም መፃእካ ማዓረይ❤❤❤❤

  • @ዎዮልሸነብሴሆይፈራሁልሸአ
    @ዎዮልሸነብሴሆይፈራሁልሸአ 5 หลายเดือนก่อน +3

    ❤❤❤❤ሓድ ሕቶ ካሓተካ ናይ ኽብድ ደረቀት ብምንታይ ንካለኸሎ አብ ሰድት ዘለና አሕዋተኻ

    • @AlganeshTekulu
      @AlganeshTekulu 4 หลายเดือนก่อน

      ናተይ ሕቶ እዉን እያ እዝኣስ

  • @tsegatsega238
    @tsegatsega238 5 หลายเดือนก่อน +3

    ብአም ፅሕፈልካ ነይረ

  • @AaAa-kq7kh
    @AaAa-kq7kh 5 หลายเดือนก่อน +3

    የቀንየልና ደክተረይ እንታይ ኣሎ ዘሕፍር ተፈጥራኣዊዶ ኣይኾነን ንስኹም ከዓ ናዓና ትምህሩ እኹም ኮ ዶክተር ኮዩኑኹም ያቀንየልና መምህረይ

  • @Tsion-u3t
    @Tsion-u3t 4 หลายเดือนก่อน +1

    Good to know my dear brother keep up 💪❤️❤️❤️❤️🙏

  • @LibanosMsgna
    @LibanosMsgna หลายเดือนก่อน

    መጀመረያ የቀንየልና ኣቤል ሃወይ ሰለ ምክሪካ ከሽግረካ ቀልጢፍካ ቁፅሪ ልኣከለይ እና ሃደራ

  • @zaharazahara502
    @zaharazahara502 2 หลายเดือนก่อน

    የቀንየልና ዘሓወይይ🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @ufig6973
    @ufig6973 4 หลายเดือนก่อน

    የቅንየልና ዶኩተር ኣቤል ፅቡቅ ኣለካ ቀፅለሉ❤🙏

  • @arsema-j8s
    @arsema-j8s 4 หลายเดือนก่อน

    የቀንየልና ክቡር ሓውና ቀፅለሉ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ትምህርቲ

  • @zainabdoo8580
    @zainabdoo8580 21 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ብርኪና😂❤👍

  • @salamhAa-u7f
    @salamhAa-u7f 5 หลายเดือนก่อน +1

    ብጣዕሜ እየ ዘመስግነካ❤❤❤

  • @assass8589
    @assass8589 4 หลายเดือนก่อน

    የቀንየና ክብር ሓውና❤❤❤❤❤

  • @SaddFzxc
    @SaddFzxc 2 หลายเดือนก่อน

    የቀንየልና ዛሓወይ የቀንየልና❤
    ግን በጃካ ናዓይ መልሰለይ
    ማሕጸነይ ብጣዕሚ የሕክከኒ ነውሕ ገይረ ክገድፈኒዩ ናበልኩ ግን ናገደደ ከይዱ ብጣዕሚ ተሳቅየ😢

  • @aabaditmumu2317
    @aabaditmumu2317 5 หลายเดือนก่อน +1

    ይየቀንየልና ክቡር ሓውና ቀፅለሉ❤

  • @zfanlave7057
    @zfanlave7057 4 หลายเดือนก่อน

    የቀንየልና ክቡር ዶ/ር ቀፅለሉ❤❤❤❤❤

  • @LamlmLamlm-hn4cf
    @LamlmLamlm-hn4cf 3 หลายเดือนก่อน

    የቀኒየልና ደጉተር አቢየል ቀፅለሉ❤❤❤

  • @desietmaekele
    @desietmaekele 4 หลายเดือนก่อน

    Thank you doctor Abel

  • @LeltiyGirmay
    @LeltiyGirmay 4 หลายเดือนก่อน +1

    Anbesa 100 k neetwo❤❤❤

  • @MeriAlemayu
    @MeriAlemayu 4 หลายเดือนก่อน

    Docter abel thank you kexlo ezi medeb❤❤❤❤❤

  • @MenlsegbaBerhe
    @MenlsegbaBerhe 5 หลายเดือนก่อน +1

    የቀንየልና❤

  • @سارهساره-س8ش
    @سارهساره-س8ش 3 หลายเดือนก่อน +1

    የቀንየልና ❤️❤️🥰🥰

  • @ተስፋ-ኀ2ቐ
    @ተስፋ-ኀ2ቐ 5 หลายเดือนก่อน

    ክብረት ይሃበና ዶክተር ኣቤላ ቀፅለሉ😘

  • @musayemane2268
    @musayemane2268 4 หลายเดือนก่อน

    ብዙሕ ት/ቲ ኢና ንወስድ እለና🤲😌

  • @AberhatsyonGebresilse
    @AberhatsyonGebresilse 5 หลายเดือนก่อน +1

    ሰላም ሰላም ኣቤል ሓወይ🎉🎉🎉🎉

  • @Gfd432-n8q
    @Gfd432-n8q 4 หลายเดือนก่อน

    የቀንየልና ኣቤለይ ቀፅለሉ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @AbiGaltigray-ce3yt
    @AbiGaltigray-ce3yt 4 หลายเดือนก่อน

    የቀንየልና ኣቤለይ❤💛🙏

  • @brhaneye
    @brhaneye 5 หลายเดือนก่อน

    የቐንየልና ዶክተር ኣቤል 🙏

  • @sweetyheart85
    @sweetyheart85 5 หลายเดือนก่อน

    Takk Doctor khareka delye bkemey krekbeka ykiel plz melseley

  • @BrahnDesta
    @BrahnDesta 4 หลายเดือนก่อน

    የቀንየልና ደኩተረይ ❤❤

  • @meharittesfom9930
    @meharittesfom9930 5 หลายเดือนก่อน +1

    Thanks hawey natey

  • @zengisbagds4223
    @zengisbagds4223 5 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤የቀንየልና።

  • @merigaltewahdo1460
    @merigaltewahdo1460 4 หลายเดือนก่อน

    የቀንየልና ክቡር ሓውና ጠቃሚ ትምህርቲ እዩ

  • @ሰብእንታይዘይበለ
    @ሰብእንታይዘይበለ 5 หลายเดือนก่อน

    Thank you abiyel hawey 🙏🙏🙏

  • @wweewwwweerwe
    @wweewwwweerwe 4 หลายเดือนก่อน

    የቀንየልና ኣቤል ሓወይ

  • @rgvcfajxf5923
    @rgvcfajxf5923 4 หลายเดือนก่อน

    የቀንይልና ክቡር ሓውና❤🙏

  • @MulueNuguse-bu3ci
    @MulueNuguse-bu3ci 5 หลายเดือนก่อน +1

    Xubuk murtat dektere ❤️🥰😍😍

  • @hdas4779
    @hdas4779 5 หลายเดือนก่อน +1

    Enkae bselam metsaka dokterey

  • @teklifinance
    @teklifinance 5 หลายเดือนก่อน +1

    Thank u bro i admire ur idea ቀጽሎ

  • @FevenFtwi
    @FevenFtwi 5 หลายเดือนก่อน +1

    Abeley mara ina nemesgneka habibi ❤❤❤❤bertie

  • @Mebrahti-YouTube
    @Mebrahti-YouTube 4 หลายเดือนก่อน

    Thanks ዶክተር❤

  • @wgytffg7406
    @wgytffg7406 4 หลายเดือนก่อน

    የቀንየልና ክቡር ሓወይ❤❤❤❤

  • @hdas4779
    @hdas4779 5 หลายเดือนก่อน +1

    Waw dokterey btaemi memhri ❤

  • @PoPo-gu1jk
    @PoPo-gu1jk 3 หลายเดือนก่อน

    thanks you ❤❤❤

  • @AmbessaAmbessa21
    @AmbessaAmbessa21 3 หลายเดือนก่อน

    ይቕንየልና ዶክተር 🎉🎉

  • @Monliaz
    @Monliaz 4 หลายเดือนก่อน

    ኣብልይይ ይቅንይልና❤❤❤❤

  • @Aaa-kx1kb
    @Aaa-kx1kb 4 หลายเดือนก่อน

    thanks 👨‍⚕️❤❤🙏🙏

  • @natsinettesfay4018
    @natsinettesfay4018 4 หลายเดือนก่อน

    ፅቡቅ ትምህርቲ ብሓቂ ቀፅለሉ ።እንዃዕ ደስ በለኩም እዞም ኣሕዋተይ ካልኣይ ቆልዓ ኣምፂኩም 😊 ፀገም ኣለኒ ብግሊ ክረክበካ ደሌ ኣቤለይ ብከመይ ክረክበካ?

  • @almazghebrehans5496
    @almazghebrehans5496 4 หลายเดือนก่อน

    Thanks bro

  • @AmitYouTubeChanelአሚትዩቲብ
    @AmitYouTubeChanelአሚትዩቲብ 4 หลายเดือนก่อน

    የቀንየልና ኣቤለይ❤❤

  • @rigbe7054
    @rigbe7054 2 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤🎉

  • @samerh-ho4py
    @samerh-ho4py 3 หลายเดือนก่อน

    የቀንየልና ደክተረይ

  • @mashotigray6643
    @mashotigray6643 4 หลายเดือนก่อน

    የቀንየልና

  • @mssalam3983
    @mssalam3983 5 หลายเดือนก่อน +1

    🙏🙏

  • @hfhjesggbfhunsaiokh
    @hfhjesggbfhunsaiokh 4 หลายเดือนก่อน

    Yeqnlena kebur hawey❤❤❤❤

  • @zaydey3145
    @zaydey3145 4 หลายเดือนก่อน +2

    ደስ ዝብል ትምህርቲ እዩ ክብር ሓውና እና ሕቶ አለኒ አነ ሓፍቲካ ለ አብ ስደት እየ ዘለኩ ሓራስ ደማ እየ 40ተ ገይረ ግን ዝከነ ፀገም አጋጥምኒ ደገ ሽንቲ ክሸን ከለኩ ብጣዕሚ እዩ ዘሕመኒ ከፍ ክብል እውን አይክእልይ ክሳብ ከፍልካ ቆልዓ ምጥዋይ እዩ ዝአብየኒ ካብ በዝሒ ቃንዛ ዝተልዓለ አብ ውሽጢ ማዓንከረይ እውን ዝሓበጠ ከም ዘለኒ ተረድእኒ አለ በካር ሰለ ዝከንኩ ግን ፈርሐ ማለተይ ከምኩ ይገብር ድዩ እለ ተጨንቀ መድሓንት እውን ስእነ በጃካ ልምንታይ ከምኡ ከም ዘጋጠመኒ ምክርካ ለግሰለይ አብ በይነይ ድዩ አብ ካልእ ሰብ እውን ከምኡ ዘጋጠሞ አሎ እዩ ትፈልጥ ተከይንካ ዛሓወይ ብተገዳስነት መልሰለይ ካብ ጭንቂ ዝተልዓለ እንጀራ ምብላዕ ክሓድጉ እየ ዝሓስብ ዘለኩ😢

    • @BdMs-ci3dp
      @BdMs-ci3dp 4 หลายเดือนก่อน

      አጆኺ ክብረተይ ንዓበይቲ አዴታት ጠይቒ ክብረተይ ምሕረት የውርደልኺ😢

    • @የማክቤልእናትነኝ
      @የማክቤልእናትነኝ 4 หลายเดือนก่อน

      ክብርቲ ሓፈተይ አነ ንባዕለይ ሓራስ እየ ብጣዕሚ እየ ዝሳቀ ደም ከይተረፈ እየ ዝደሚ እና ኪንታሮ ዝብሃል ሓምም ዘለና እዩ ዝመስለኒ እንተኪኢልኪ ልስሉስ ምግቢ ብልዒ ፈሳሲ እውን አብዚሕኪ ስተይ እና ኽገድፈኪ እዩ አጆኪ ዝሓፍተይ💚

    • @hiwanmuauz5210
      @hiwanmuauz5210 2 หลายเดือนก่อน

      አጆኺ ዝሓፍተይ ኣነውን 5ተ ዓመት ገይረ ግን ክሳብ ሐዚ ይሳቀ ኣለኹ ናይዙ ዝተሰፈናዮ ይመስለኒ

    • @ጓልትግራይ-ትግ
      @ጓልትግራይ-ትግ 2 หลายเดือนก่อน

      መጀመሪያኺ ተኮይነ መድሐኒት ኣሎ ከምኡ ኢለ ነይረ

  • @ተመስገንፈጣሪ-ቀ6ወ
    @ተመስገንፈጣሪ-ቀ6ወ 4 หลายเดือนก่อน

    ክብረት ይሃበልና

  • @YordanosZeweldi
    @YordanosZeweldi 2 หลายเดือนก่อน

    Hi DR kemey selam diyu b kemey kerekbeka yekele

  • @meariggerezger
    @meariggerezger 4 หลายเดือนก่อน

    Zikone hito alatni kihateka delye aleku

  • @ግዘ
    @ግዘ 2 หลายเดือนก่อน

    🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @negasitesfaye9978
    @negasitesfaye9978 4 หลายเดือนก่อน

    Good job

  • @hgffkkkh
    @hgffkkkh 5 หลายเดือนก่อน +1

    Btaemi nemesgn zhawey

  • @LwamLwam-gt5bv
    @LwamLwam-gt5bv 4 หลายเดือนก่อน

    የቀንየልና ዶክቶር ኣቤል ይ ❤ ክቡር ሓው ዝሕፍር የብሉን ጥዕና ቀደማይ ነገር እዩ። ቀፂለ ስለ ኮላሊት እባ መፍትሒኡ ናይ ፀፀርን ጨው ርስሓት ዘለዎ ኮላሊት መፍትሒኡ እንታይ ይመስለካ መልሰለይ እካ please 😢

  • @alemberihu5297
    @alemberihu5297 2 หลายเดือนก่อน +1

    ዶጉተር ሰላም ዝሓወይ ስልክኻ ባ ላአከለይ

  • @ድንግልማርያመይዋሕስሂወተ
    @ድንግልማርያመይዋሕስሂወተ 5 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤🎉❤❤

  • @milli6220
    @milli6220 3 หลายเดือนก่อน

    Namberka tehefelna

  • @galaxyprime7626
    @galaxyprime7626 4 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤💐💐💐

  • @Gigi-hi9ix
    @Gigi-hi9ix 5 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤

  • @HhBb-lr4tn
    @HhBb-lr4tn 5 หลายเดือนก่อน +1

    አረ ይመችይካ ንስካ ሞያካ እዩ ።