ድሌት ጾታዊ ርክብ ጓል ኣንስተይቲ ንምንታይ ይቅንስ ?🤔💔

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 18 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 106

  • @እመብርሃንመራሒትመንገደይ
    @እመብርሃንመራሒትመንገደይ 3 วันที่ผ่านมา +29

    አረ ኣለኩ ኣነ ኣርባዕተ ዓመተይ ገይረ ምስ ስብኣየይ ይድቅስ እበይ ምንም ስሚዒት ዝባሃል የብለይን ግን ልኡ ከሐጉስ እናበልኩ ልማንም ተናጊረ ኣይፈልጥን ሓደ ሓደ ግዜ እውን ይርደኦ እዩ ምሳየይ ምንም ስሚዒት የብልክን እናበለ ይጫካጨከኒ ክሳብ ምውቃዕ እውን ይበፅሕ ኣነ ግን ምንም የኮንኩን ሓሚመ ገለታት እናበልኩ እየ ዘመክኒ😢😢😢እሺ ክምኩር እየ

    • @HjxJjc
      @HjxJjc 2 วันที่ผ่านมา +4

      ወላ አነ ምንም ስዒት የብለይን አብ ሓዳረይ እውን ብከምኡ ተፈላሊና

    • @GhFd-v7w
      @GhFd-v7w 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      ኣነለ😢😢😢😢

    • @ሕያዋይሰምራዊ
      @ሕያዋይሰምራዊ 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      Me too

  • @ልድያ
    @ልድያ 3 วันที่ผ่านมา +19

    ዶክተር ኣቤል ብጣዕሚ ነመስግን ኣትን ጥሙያት ኣይክፈሎን 👍like ግበራ ግዚኡ ሰዊኡ ንዓና ዝጠቅም ከርበልና ከሎ ነበረታትዓዮ🙏❤

  • @ለውሃት
    @ለውሃት 2 วันที่ผ่านมา +12

    ዊይ ተመስገን በይነይ ይመስለኒ ነይሩ ታይ ዓይነት ሕማም እየ ሓሚመ ይብል ነይረ ለካ ከማይ ኣሎ😢

  • @ShewitBrhane-f
    @ShewitBrhane-f 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ደምርኒ ተጋሩዋኒ ❤ግን ኩሉ ትሰብ አነ ከምኡ ኮይነ ተፋቲሐ እዉን አነ እዉን ኢሉ መን ዳአዩ ምሰ ሓዳሩ ዘሎ 😁😁

  • @Melawitchanel
    @Melawitchanel 22 ชั่วโมงที่ผ่านมา +5

    ከምዝመስለኒ ሓቀኛ ፍቕሪ እስካብ ዘየለ ሓቀኛ ስምዒት ክህሉ ኣይኽእልን ኣነ ብወገነይ ጠቕሊለ እየ ወዲ ፀሊአ🤷‍♀️

  • @HjxJjc
    @HjxJjc 2 วันที่ผ่านมา +4

    አነ አለኩ አቤለይ ስብአየይ እንኳን ክርደአኒ መሉሱ ላይፋ ዝወደአት አረጊት እናበለ ይፀርፈኒ ነይሩ አነለ ካብኡ ሪሒቀ ወላ ካልእ ሰብአይ አይደልን እየ ዝብል
    ከምዝበልካዮ ግን ብጣዕሚ እየ ዝጨነቅ ስራሕ ውን ብዙሕ እየ ዝሰርሕ እና አጆና አሕዋተይ❤❤❤❤❤❤

  • @Samira-xz7ys
    @Samira-xz7ys วันที่ผ่านมา +3

    እንካዕ ዳሕን መፃካ ኣብየለይ ሰልክካ እሰቲ ኣቅምጠለይ ይቅረታ ወድኖ🙏🙏🙏❤❤❤❤❤

  • @Nhgghi654
    @Nhgghi654 วันที่ผ่านมา +4

    ኣነ ኣለኩ በዛኽን ምስ ስብኣየይ ክራኸብ ተለኩ የመና እየ ዝፆልኦ ንሱ ተደጋጋሚ ርክብ ይሓትተኒ አነ ኽዓ ይኣብዮ ክስካብ ሽሓን ጀዋል ገይሩ እዩ ዝሃርመኒ ንምንታይ ስሚዒተይ ዘይትርድእለይ ይብለኒ ሓንሳብ ፅንሕ በል ይብሎ ሓንሳብ ኣይደሊ ይብሎ ንስ ግን ኣይሰመዐኒ ምስ መን ዲኺ ትዉዕሊ ይብለኒ ኣነ ግን ኩሉ ግዘ ኣብ ስራሕ እየ ኣብ ዝተራኸብናሉ ግዘ ግን ካብ ሓንቲ ንላዕሊ ርክብ ክገብር ደስ ኣይብለኒ ኣመና እየ ዝጭነቅ ታይ እየ ኮይነ ይብል ምስ ነብሰይ 😢😢😢 ዶሞ ብጣዕሚ እዩ ዘሕምመኒ ርክብ ክገብር ከለኩ ከም ናይ መጀመርያ ጓል ከለኩ እዩ ዘሕመመኒ እና ገለ በላኒ የሕዋተይ ኣብ ስደት እየ ዘለኩ ሓፍትክን እየ

  • @berekechtadese2084
    @berekechtadese2084 3 วันที่ผ่านมา +3

    ❤❤እንዃዕ ብሰላም መፃኻልና ክብር ዶክተርይ ግን ተሎ ምፀና ኣቤለይ❤❤❤

  • @ሜሪጓልካናዳ
    @ሜሪጓልካናዳ ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ዋውውው ክርደአካ ትምህርቱ ዋላ ኣነ ማፊ😂😂 ደምራኒ

  • @Sat43ya
    @Sat43ya วันที่ผ่านมา +1

    የቀንየልና ደኩተር ኣቤየል ሓውና❤❤❤❤

  • @Inevergiveup1992
    @Inevergiveup1992 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    እዋይ ኣታ ኣነስ ጭንቀት ዝብሃል የብለይን ግን ኣነ ዝብል ምኽንሻብ ዝብሃል ኣሎ ኣብ ኤርትራ እታ ናይ ስሚዒተይ ኣልጊበን ግዲ ጓዕሚመናኒ ስምዒት ዝብሃል ከይተረድኣኒ 4 ወለደ ዋላ ዋላ ይገርመኒ በቃ

  • @ሜሪ-ቐ7ኘ
    @ሜሪ-ቐ7ኘ 3 วันที่ผ่านมา +6

    ደኩተረይ ብጣዕሚ እየ ዘመሰገን ብምንታይ ክረኽበካ ክኽእል

  • @selulove8703
    @selulove8703 วันที่ผ่านมา +5

    ዶክተር አቤለ ሓደ ነገረ ሕቶ አለና አነ በተደጋጋሚ ግዜ የጥንሲ አየ ገና መወዳእታ ገና ይሞትና ምክንያት አንታይ አየ ችግር ይኹን በማርያም መልሰለይ ዶክተር አቤለይ ከይትሕልፍኒ አካ 🥺😥❤🙏

    • @AbelsFamily2Health
      @AbelsFamily2Health  วันที่ผ่านมา +1

      0980334977 imo dewlley ..

    • @selulove8703
      @selulove8703 วันที่ผ่านมา

      @@AbelsFamily2Health አሺ

  • @GhFd-v7w
    @GhFd-v7w 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ዋላ ኣነ ዓርኪ ኣለኒ ብፍቅር 5ዓመት ገይርና ኹሉ ጊዜ ሽማግሌ ክልእኽ ይብለኒሞ ኣነ ክዓ የማኻንይ ምክንያቱ ምንም ስሚዕት የብለይ ዕድመይ19 እዩ ካውኡ ኽዓ ድንግል እየ ሓደ ማዕልቲ ብሓደ ሓድርና ግን ምንም ክርዶኦ ኣይኻኣልኹይ ኽሳብ በትር ምውቃዕ በፅሕና ግን በቃ ምንም ክገብር ኣይካኣልኹይ😢😢😢😢😢

  • @ሻሎምተዋህዶ
    @ሻሎምተዋህዶ 23 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    Enda abi nifue ketsilelu 👈♥️ ni meri amtsialna nafikeya😢🇪🇷❤️❤️

  • @slamahslamah1321
    @slamahslamah1321 2 วันที่ผ่านมา +3

    ኣነለ ካብ ምፅላእ ሓሊፈ ቦሚት የብለኒ ካብኡ ሃፅ ኢለ ወፂአ ስደት😢😢

  • @ማምየዓለመይ
    @ማምየዓለመይ 3 วันที่ผ่านมา +5

    ኣነዉን ምስ ስብኣየይ ብኸሙኡ እና ተፈላልና ምስ ተመርዐዉና ሓደ ዓመት ኣከባብ ፀንሕና ግን ክንሰማማዕ ኣይካኣልናን ተፈላልና ናብ ስደተይ ኸይደ ይብለኩም 🥰🙏😍

    • @fggi3800
      @fggi3800 3 วันที่ผ่านมา +2

      ዋላ አን ከምኢ ዓይት ገይጥምና😢

  • @silasd6790
    @silasd6790 วันที่ผ่านมา +1

    የቀንየልና ዶክተረይ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @ጋልትግራይ-ዐ2ገ
    @ጋልትግራይ-ዐ2ገ 3 วันที่ผ่านมา +5

    Dekutor ኣቤላ ኣይትጥፈኣና ቅልጥፍ ላበልካ ልቀቀልና❤️❤️❤️❤️🥰🥰🥰🥰

  • @SalamHabshi
    @SalamHabshi 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    የቅንየልና🥰👌

  • @NeemaMender-dw9wj
    @NeemaMender-dw9wj 2 วันที่ผ่านมา +2

    Wawww nay behaqi,alo ane theray eye ille yaseb neyre ❤

  • @Selam-zi8qy
    @Selam-zi8qy 2 วันที่ผ่านมา +1

    ❤😮😮 ትምህርትካ ክንፅር የቀንየልና

  • @ساره-س4ض
    @ساره-س4ض 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    እነስ ጋና ድንግል እየ ደክተርይ ግን ፈቅርኛ እንድሕር ንርክብ ሓቱቱኒ ስቅ እል ዑዉልዉል ይመፀኒ ግን እንታይ ይኽን😢

  • @ኣድማሳዊት
    @ኣድማሳዊት 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    እዚ comment ms ኣንበብኩዎስ ኩለኽን ስብኣየይ ይወቕዐኒ ሴክስ የፅልአኒ ምስ በልክን ፈሪሐ 😅ባች ሓዳር ምግባር eko ፈራሕና ለለ ኣነ ድንግል eye 😢

  • @salamhAa-u7f
    @salamhAa-u7f 3 วันที่ผ่านมา +5

    የቀንየልና አለና ኢና ከማኪ ከመይገርና ጨንቀት ንገደፎ😢

    • @Museslomon
      @Museslomon 3 วันที่ผ่านมา

      ደምርኒ ወለላይ

    • @ጓልተምቤንማይሎሚን
      @ጓልተምቤንማይሎሚን 2 วันที่ผ่านมา

      ኣቢተይ አብዛ ኮሞኒት ዚኣ ኣንፂርኻ
      መልስልና
      ርእሲ ሕማም
      ጭንቀት
      ውሽጣዊ
      ምርባሽ
      ካመይ ገይርና
      ክንቅንሶ ንኽእል
      ጎይታዋይ ብተለይ
      ጭንቀት አብስደት ኾይነ
      ርእሰይ ክፍንድእ ደልየ😢

  • @HjxJjc
    @HjxJjc 2 วันที่ผ่านมา +1

    የቀንየልና ዶክተር አቤ ሓወይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @adeyeyaalemeyadeyeyaalemey116
    @adeyeyaalemeyadeyeyaalemey116 47 นาทีที่ผ่านมา

    True doctor nearkey aganifwo same situation, she's daibtic

  • @fggi3800
    @fggi3800 3 วันที่ผ่านมา +1

    እንካዕ ብስላም መፃኻልና ዳክተርይ ግን ተሎ ምፀና

  • @rutafelaou8323
    @rutafelaou8323 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Eti tenki kab meknsha du yekwn

  • @HiwotAbrha-hh4rr
    @HiwotAbrha-hh4rr 2 วันที่ผ่านมา +1

    የቀንየልና ዶክተር

  • @MolowHadabaga
    @MolowHadabaga 3 วันที่ผ่านมา +3

    ንብሎ ጠፉኢና አብ በይነይ እዩ ቸበልካስ አብ ኩሉ ኮኒ ይጸኑሐካ ኣነ ዝገሩመኒ ናይ ለሚ ወላዶ እቶም ወለድና ዳኣ እንታይ ኢዚይ ኮነ ከይበሉ ሓሉፈምዎ ናይ ማዓር ጠስሚ ደ ይኮን😊😁😁

  • @ምንባርብሜላ-ዸ5ነ
    @ምንባርብሜላ-ዸ5ነ 2 วันที่ผ่านมา +2

    ንባዕለይ ማራ እየ ዝጭነቅ ነይረ ግን ሎምስ እንታይ ከም ዝገብር ጠፊኡኒ ነይሩ ግን በዓል ቢተይ ዘጸላእኩዎ እዩ ይመስሎ

  • @MichaelIssack-c1r
    @MichaelIssack-c1r 22 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤

  • @GuDh-zi3rh
    @GuDh-zi3rh 2 วันที่ผ่านมา +4

    ኣነስ ካብ ዝውለድ ምስ ወዲ ዝድቀስ ኣይመስለኒ😢😢😢😢

    • @Mariy-k6j
      @Mariy-k6j 2 วันที่ผ่านมา

      😂ማሓዛይ

    • @PACETOALLWORLDTHANKGOD
      @PACETOALLWORLDTHANKGOD วันที่ผ่านมา

      Dingl eki zeleki ms jemerkyo 😀🤪

  • @አደይይ
    @አደይይ 2 วันที่ผ่านมา +3

    ደሙሩኒ ተጋሩዋይ 🥰🥰🥰🥰

    • @AlmazGrmay-b8r
      @AlmazGrmay-b8r 2 วันที่ผ่านมา

      ደሚረኪ ደምርኒ

  • @Mench-w3t
    @Mench-w3t 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @tmsgnamlky6344
    @tmsgnamlky6344 3 วันที่ผ่านมา +1

    እንካዕ ብሰላም መፀካ ዳኩተረይ❤❤❤❤

    • @Museslomon
      @Museslomon 3 วันที่ผ่านมา

      ደምርኒ ክብርተይ

  • @deradubai3364
    @deradubai3364 วันที่ผ่านมา +1

    ዊል እንኳዕ ብሰላም መፃእኻና መምህረይ እሞ ስልክኻ ኣበይ ሎ ብዉሽጢ ክረኽበካ ደልየ ኔረ ወይ ብዛዕባ እቲ ማህፀን ምዉራድ ኣብርሀልና ብምንታይ ፣ ብከመይ ከ ይነቅለካ ሕክምና ከ ኣለዎ ዶ ከመይ ከ ይገብር ዝብሉን ካልኦትን ብምንታይ ከ ክንፈልጦ ንክእል ኣብ ሕክምና ከ ይፍለጥ ዶ

  • @sweetyheart85
    @sweetyheart85 3 วันที่ผ่านมา +2

    Doctor hawey natey sni nbeynu eu, bzeyka eti Rgum abo wedey mskalie wedi wala hanti smiet yebleyn, eti kea hangidu deleytey bzuhat kelewu bxmwa tebelie. Mskineyti ane

  • @AlmazGrmay-b8r
    @AlmazGrmay-b8r 2 วันที่ผ่านมา +1

    ደሙሩኒ ተጋሩዋይ

  • @ጋልትግራይ-አ6ቐ
    @ጋልትግራይ-አ6ቐ 3 วันที่ผ่านมา +6

    ዳኩተረይ ቅልፍ ናበልካእባ ምፀና ብጣዓሚ ትድንኩየና ኣለካ 🙏

  • @nnnKk-dy9ng
    @nnnKk-dy9ng 3 วันที่ผ่านมา +3

    ኣነስ መንም ኣይመስለንን

  • @nfkriyeznebr4336
    @nfkriyeznebr4336 2 วันที่ผ่านมา +1

    Telefoon yelen abel hawey please ba xehafelna

  • @SamidaWarsam-cp1lv
    @SamidaWarsam-cp1lv วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @mekkkumm9165
    @mekkkumm9165 3 วันที่ผ่านมา +2

    😢❤❤

  • @Cyx-x8b
    @Cyx-x8b 2 วันที่ผ่านมา +1

  • @LamlmLamlm-hn4cf
    @LamlmLamlm-hn4cf 3 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤

  • @MerhawitIsaak
    @MerhawitIsaak 3 วันที่ผ่านมา +2

    Kemey zeyetsla ms werhawi tsgyatka anda reayuka agedidom bel ybluka srah wielom zeydekmu kab taum dqaska atesiom komau ab zeyhmamey msebtshani guhifeyo temesgen kabau 8 hours b,train wn rihiqe

    • @FacheAkk
      @FacheAkk 2 วันที่ผ่านมา

      Kkkk

    • @selam-yi2op
      @selam-yi2op วันที่ผ่านมา +1

      😮😮😢😢 xbuq gierki mearey eziom hlna yeblomn

  • @VvVv-ld8cb
    @VvVv-ld8cb 3 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @BirBir-c2z
    @BirBir-c2z 3 วันที่ผ่านมา +3

    ሰላም ዶክተር አነ አብ ሰዕድ እየ ዘለኪ ግን አብ ከብደ ሸግረ እየ ዘለኪ ማህፀንይ ያሕመን ብምንታይ ይረከበካ ብማሪያም መልሰለይ አብ ጭንቅት እየ ዘለኽ🙏😢❤

    • @ZfanMehari
      @ZfanMehari 2 วันที่ผ่านมา

      ኣነለ ከማኺ ማዓረይ

    • @Desualnami-vt4nh
      @Desualnami-vt4nh 2 วันที่ผ่านมา +1

      ሰልኪ ኣብ ኩሞንቲ አለኪ ብኢሞ ርከብዮ

    • @BirBir-c2z
      @BirBir-c2z 2 วันที่ผ่านมา

      አብ ምንታይ አለዋ አደዉአ ብይዘኸ መልሰለይ

    • @nfkriyeznebr4336
      @nfkriyeznebr4336 2 วันที่ผ่านมา

      Share elu neru zhalefe video reayo eki bzyada kea dewllu ember kulatna tesakina ena bunet hmak aleku nbaeley

    • @Desualnami-vt4nh
      @Desualnami-vt4nh 2 วันที่ผ่านมา

      @@BirBir-c2z ኣብቲ መጀመርያ ኩሞንቲ አለኪ

  • @sultansultani5501
    @sultansultani5501 3 วันที่ผ่านมา +1

    😢😢

  • @Abuki-wk1xh
    @Abuki-wk1xh 3 วันที่ผ่านมา +1

    Doketer hawey plis melseley hanti haftena 4,amet koynawa alo kebda tenfeh malet 24,seat malet hamima yewuel bekemzi nab Seb aytihewesen eya hekemna ka lewuti ayemxalan hji entay ykowun kebda Tenfah nab Seb aytihewesen eye beka abgeza terh eya nebeyna ketkowun tekel

    • @nfkriyeznebr4336
      @nfkriyeznebr4336 2 วันที่ผ่านมา

      Dewllu marey zbelexe Telefon

  • @hayeee5187
    @hayeee5187 3 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @ghgb243
    @ghgb243 3 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @hiwilove19
    @hiwilove19 3 วันที่ผ่านมา +4

    ክብራትን ክብራትን እሓት ሳብስክራይብ ግበርለይ

    • @Museslomon
      @Museslomon 3 วันที่ผ่านมา +1

      ገይረልኺ መልሲ🎉❤

  • @Tgerryjhgigucofouoxhgxicyyc
    @Tgerryjhgigucofouoxhgxicyyc 3 วันที่ผ่านมา +1

    😌❤❤

  • @EdYg-d4g
    @EdYg-d4g 3 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤❤👍👍👍

  • @WsYr-ou6se
    @WsYr-ou6se 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤

  • @HappyBirthdayCake-py1wf
    @HappyBirthdayCake-py1wf 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @wswits1098
    @wswits1098 2 วันที่ผ่านมา +1

    😢😢

  • @GenberFutshm
    @GenberFutshm วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @hdghd
    @hdghd 3 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤

  • @MedhinYbrah
    @MedhinYbrah 3 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤

  • @Sameera-h8o
    @Sameera-h8o 2 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @اللالل-ت2ظ
    @اللالل-ت2ظ 3 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @امأبراهيمفقيهي
    @امأبراهيمفقيهي 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @SataAbrehs
    @SataAbrehs 3 วันที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤❤

  • @SdSe-p8v
    @SdSe-p8v 2 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @UmArsulove
    @UmArsulove 3 วันที่ผ่านมา +3

    ❤❤❤

  • @ገብሪኤልልጅነኝ
    @ገብሪኤልልጅነኝ 2 วันที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤❤❤

  • @HnanGoshu
    @HnanGoshu 2 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @ScSe-p2j
    @ScSe-p2j 2 วันที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @JonGidey-d6x
    @JonGidey-d6x 3 วันที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤❤❤

  • @Sarah-bd7je
    @Sarah-bd7je 2 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤

  • @fsrfdsef2514
    @fsrfdsef2514 2 วันที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤❤

  • @ሰላምጋልምህረይ
    @ሰላምጋልምህረይ 2 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤

  • @Letush-wh3lm
    @Letush-wh3lm 2 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤

  • @abo0286
    @abo0286 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤

  • @hiweyoutube
    @hiweyoutube 2 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤