Waka TM: New Eritrean Series film 2024

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 28 ก.ย. 2024
  • Selam this is Waka TM: New Eritrean Series film 2024 #Tselim Mebxea #ጸሊም መብጽዓ #By Michael Eyasu Harmony Part 16, Aman Badsha, Shewit Sereqe, Sidon, Awet Abrha, Ruta Merhawi, Tedros, Daniel, and others enjoy it. Aiming and always refining our work to take the fastly growing Eritrea's entertainment to a new level, Waka TM will continue to feed you all the comedy, music, drama, and all kinds of fun and art. Enjoy - like our videos, engage - let us know your comments and share them with your beloved ones on Facebook, Instagram, Twitter, Tiktok and anywhere you like. Peace, and stay safe, and stay healthy. Follow us on 👉👉 Facebook for more 👇. Facebook: / waka.art.tm #WakaTM#Eritrea#EriteanComedy
    .
    .
    .
    .
    .
    .
    .
    .
    .
    .
    .
    .
    .
    .
    .
    #eritrea#asmara#artist#eritreanfilm#Xelim Mebxea# #eritreanfilmproduction#ertreanmovie#eritreanphotography#eritreanbeauty#habesha#haneshabeauty#africa#entertainment#drama

ความคิดเห็น • 732

  • @kibromSemere-gh6wz
    @kibromSemere-gh6wz 3 หลายเดือนก่อน +143

    ደቓይቕ ይሓጽር ኣሎ ትብሉ ላይክ ደቂ ዓበይቲ❤

    • @GhZv-zq5ds
      @GhZv-zq5ds 2 หลายเดือนก่อน

      ሰለ ዝሓፅርሎ እዬ ሳሓብ ዝኾነ እቲ ፍልሚ

  • @endiamo10
    @endiamo10 3 หลายเดือนก่อน +207

    ዕንበባ ውቕብቲ ጽጌሬዳ ⚘️
    ጸሓይ ወጋሕታ ተስፋ ቤታ 🌄
    ኣጉሚ ዕንበባ ዉጺ ድመቒ 🌹
    ደጋጊምኪ ድመቒ ከም ሓቂ 😊
    ተተሰብረ ናይ ተስፋኺ መንገዲ 💔
    ዝወስደኪ ናብ ናይ ፍቕሪ ዓዲ 👫
    ክርትምትም ዋላ እንተበለ
    ጥዉልግልግ ዋላ ተበለ 🕸
    ክርህዉ'ዩ ጽባሕኪ
    ደው በሊ ከም ጽኑዕ ዓንዲ 🌉
    እመንዮ እመንዮ ንፍቕሪ 👩‍❤️‍👨
    ከብርረኪ ብኽንፊ መልኣኽቲ 🕊
    እመንዮ እመንዮ ንፍቕሪ
    ክርህወልኪ ዝጻናጸን ፈጣሪ🙏
    ልብኻ ዝኣትዋ ቃላት እምነት ፍርሓት ኣምላኽን ጽላል ናይ ኩሉ ነገር ኢየን
    ኣምላኽ ክኣሊ ኩሉ 🙏

  • @abuhuz9506
    @abuhuz9506 3 หลายเดือนก่อน +134

    ናይዛ ፊልሚ ሕምቅ ነገራ ግዜ ምሕፃራ ጥራሕ 🙏

    • @betelihem823
      @betelihem823 3 หลายเดือนก่อน +3

      ጡዑም ኣይጽገበን እዩ

  • @EfremKasa-nv2ke
    @EfremKasa-nv2ke 3 หลายเดือนก่อน +418

    ስዳይ እይተዓመፀትን ትብሉ like 👍🏿

    • @ameenalam1223
      @ameenalam1223 3 หลายเดือนก่อน +9

      ህእ ኣቡኣ ኣብ ልዕሊ ድራማ ይዋሰኣሎም ዩ ዘሎ ነቶም 3😂

    • @Helenhelen-l5d
      @Helenhelen-l5d 3 หลายเดือนก่อน

      እቲ ደም. ከ ቀይሕ ሕብሪ ገዛ ኮይኑ ይረኣየካሎ😂

    • @ዓሳድራያTUbe
      @ዓሳድራያTUbe 3 หลายเดือนก่อน

      ​@@Helenhelen-l5dደምርኒ ዝያዳይ❤❤

    • @furti.mamushafurtimamusha5164
      @furti.mamushafurtimamusha5164 3 หลายเดือนก่อน +1

      Ayteamexetn halimu eyu😂😂❤

    • @Helenhelen-l5d
      @Helenhelen-l5d 3 หลายเดือนก่อน

      @@furti.mamushafurtimamusha5164 ተዝሓልም ድኣ ኣስመራ ኣትያ ሪእናያ ሰዳይ kkkk

  • @ጩራወጋሕታ-ደ1ጰ
    @ጩራወጋሕታ-ደ1ጰ 3 หลายเดือนก่อน +219

    ከምዚ ከማይ ብሃንቆዉታ ክፅበያ ዝፅነሕ like ግበሩለይ የፍትወኹም እየ ስድተኛታት ኣሕዋተይ ሰላም ፍቅሪ ስኒት ካብ ፈጣሪ እዩ ሞ ምሕረቱ ይላኣኽልና🥰🙏

    • @YerdaniosMisgna
      @YerdaniosMisgna 3 หลายเดือนก่อน

      Amen amen amen

    • @fuvg8804
      @fuvg8804 3 หลายเดือนก่อน +2

      Amen Amen Amen

    • @Danait-st3ve
      @Danait-st3ve 3 หลายเดือนก่อน

      ❤❤❤❤

    • @-uj7te
      @-uj7te 3 หลายเดือนก่อน

      amen 🙏 ኣብ ውሽጢ ዓዲ እዮም ዘለው ስደተኛታታት ኣይኮኑን። ምፍታው እንተኾይኑ ከኣ ንኹሉ ፍተዊዮ ናይ ደገን ናይ ውሽጥን ኣይትበሊ

    • @tube-pe5tl
      @tube-pe5tl 3 หลายเดือนก่อน

      😂😂😂😂

  • @dnglmaryamadey
    @dnglmaryamadey 3 หลายเดือนก่อน +104

    ሰዳይ ናይ ባሓቂ ድያ ታዓሚፃ😢 አይተዓመፀትን ትብሉ😊❤ባዕላ እያ ክዳና ፀያይቃቶ ናተይ ግምት🙂

    • @Gal_tgray
      @Gal_tgray 3 หลายเดือนก่อน +2

      ተስፋ ይገብር ኣነ እውን ከምኡ ክትኮን ❤😊

    • @TimtuGebrehiwet
      @TimtuGebrehiwet 3 หลายเดือนก่อน

      😢🙏🙏🙏

    • @ፊሊ-ነ3ገ
      @ፊሊ-ነ3ገ 3 หลายเดือนก่อน +5

      ወላ ኣነ ግምተይ ኮሙኡ እዩ ዘሎ ምስ ኣባኣ ተማኽሮም ዝገበርዎ እዩ ዝብል ግምት ኣለኒ

    • @rchigal585
      @rchigal585 3 หลายเดือนก่อน +4

      ዋላ ናተይ ሓሳብ እያ ክኮን ክኣ ኣለዎ😢😢😢😢

    • @AbibAbis-j7l
      @AbibAbis-j7l 3 หลายเดือนก่อน

      Men kfetha teasira zeykonetn niera

  • @haderakelati1160
    @haderakelati1160 3 หลายเดือนก่อน +26

    ናይዛ ሞቪ እዚኣ ካብቶም ተዋሳእታ ንላዕሊ ንዓይ እታ ሞዚቃን ዜማኣን ጣዕማን ብሓቂ እያ ትስሕበኒ ትዝታ ዘለዋ ሞዝክ ብሓቂ ተፈታዊት ደስስ ትብል ጣዕመ ዜማ ደቂኤረይ ንፉዓት ብሓቂ።
    ❤🎉❤🎉❤🇪🇷🎉❤🎉❤🎉!!!

  • @yorkientertainment3584
    @yorkientertainment3584 3 หลายเดือนก่อน +36

    N gerawa zfetu like yweqeteley

  • @hiayabyesus2011
    @hiayabyesus2011 3 หลายเดือนก่อน +14

    ሰዳይ ተምሳል ኤርትራ፡ ንኹሉ ግዜ ኣሎዎሞ፡ ፡ ንሕና ብምሉእ ልብና፡ ብሓጢኣትና ተኣሚንና ካብ ክፉእ ግብርና ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሄር ኣብ ትሕቲ፡ እግሩ፡ ብንስሓ ወዲቕና፡ ምስ ተመለስና ፡ ኩሉ ፡ ኩራ እግዚኣብሄር ካባና ምስ ረሓቐ፡ ኣብቲ፡ መደብን፡ ግዜን እግዚኣብሄርን፡ ሰደይ ምስሊ ኤርትራ ከምእንደገና ፡ ብሓይሊ ስምላኽ ክትዕምብብ እያ። ሕጂግን፡ ኣብ፡ ክንዲ ፡ ሓልዮትን ፡ ከም ንእሽቶ ሓፍቶም ፡ ምሕንቃቕን ፡ ምሕላውን ፡ ካብ ንእሽቲኣ ፡ ቀደምስ ብደቃ ዘይኮኑ ነገስታትን መሳፍንትን ፡ ናይ ሕጂ ግን፡ እሞኸኣ ፡ ብደቂ፡ ዓዳ፡ ተደፊራ፡ ኣብ ቃንዛ ፡ ካብ ነዊሕ ዘመናት ጀሚራ ደም ትነብዕ ኣላ ። ብናፍቖትን ብሰናይ ትምኒትን ሃረርታን ግን ብሓይሊ ሰብ ዘይኮነስ ብሓሊ እቲ ኩሉ ከኣሊ ሓደ ኣምላኽ፡ ንገዝኣ፡ ክትምለስ ፡ ብእምነት ብምስጋና ስብ ትሕቶ ኣምላኽ ኮይንና፡ ንጽበ ኣሎና። ዘይሓልፍ ይመስል ኩሉ ነበረ ኾይኑ ብሓይሊ እቲ ዓቢ ኣምላኽ ከመ ቕጽበት ክልወጥ እዩ። ክብሪ ኹሉ ነቲ ሓያል ኣምላኽ ይኹን፡ ኣሜን፡ ንእግዚኣብሄር ብምፍራሕ ተባረኹ።

  • @DaveEntertainment.
    @DaveEntertainment. 3 หลายเดือนก่อน +43

    ማነው ግን እንደኔ ጸሊም መብጽዓ ሱስ የያዘው ብቻ ለይክ❤❤❤❤

    • @life-e2t
      @life-e2t 3 หลายเดือนก่อน

      😢me

  • @Bana07tv
    @Bana07tv 3 หลายเดือนก่อน +23

    ትጭነቅ ዘለኻ ክኣ ኣምላክ ጭንቀትካ ናብ ዓቢ ሓጎስ ይቀይረልካ፤ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሓሳብ ልብኻ የስምረልካ ሕሰም ኣይትርከብ መንገድኻ ጡጡሕ ይኹን። ኣብዛ ፕሮፋይለይ ኣቲኹም ከኣ ሳብስክራይብ ግበሩለይ ። የቀኒየለይ😊😊😊

    • @وذيس
      @وذيس 3 หลายเดือนก่อน

      Amen amen amen amen

  • @ዓሳድራያTUbe
    @ዓሳድራያTUbe 3 หลายเดือนก่อน +63

    ነዛ ፍልሚ ተከታተልቲ ቅድስ ገብሬኤል ካብ ክፉእ ነገር ይሓልኹም ሰላምና ያምፀአልና ሳብስክራይብ ቤተ ሰብ ንኩን አሕዋተይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @MSho-p9h
      @MSho-p9h 3 หลายเดือนก่อน

      amennnnn❤❤

    • @ዓሳድራያTUbe
      @ዓሳድራያTUbe 3 หลายเดือนก่อน

      @@MSho-p9h ሳብስክራይብ ግበረለይ ውዴ

    • @WintaAbraham-rg7pc
      @WintaAbraham-rg7pc 3 หลายเดือนก่อน

      Amen 🙏

    • @ዓሳድራያTUbe
      @ዓሳድራያTUbe 3 หลายเดือนก่อน

      @@WintaAbraham-rg7pc ሳብስክራይብ ግበረለይ ወለላይ

    • @ዓሳድራያTUbe
      @ዓሳድራያTUbe 3 หลายเดือนก่อน

      @@MSho-p9h ሳብስክራይብ ግበሩለይ

  • @HelenHedish
    @HelenHedish 3 หลายเดือนก่อน +6

    እዋይ ጋል ትረክባ 😢ሰዳይ ጽብቅቲ እዚ ኩሉ ሽግር ናዓኪ❤️‍🩹❤️‍🩹???

    • @rozaroza7147
      @rozaroza7147 3 หลายเดือนก่อน

      አይተዓመፀትን

  • @Umqueen-n9k
    @Umqueen-n9k 3 หลายเดือนก่อน +56

    መን ኣሎ ከምዚ ከማይ ብሃንቀውታ ዝፅበያ🤚💞❤️💞❤️💞

    • @LeatishLeatish
      @LeatishLeatish 3 หลายเดือนก่อน

      ኣነ❤❤

    • @AidaGerezgiher
      @AidaGerezgiher 3 หลายเดือนก่อน +1

      𝕒𝕟𝕖 ❤❤❤❤❤

    • @HabasiKhaiara
      @HabasiKhaiara 3 หลายเดือนก่อน

      ኣነ❤🎉😊

  • @rawaamer-hu9sg
    @rawaamer-hu9sg 3 หลายเดือนก่อน +6

    ሰሙን ዲና ክንጸበ ኣነስ ተሃዊኸ ኣሎኹ ሰደናየ ጽሪቲ❤

  • @ዲልተይብፃዕር
    @ዲልተይብፃዕር 3 หลายเดือนก่อน +47

    ጋልትግራይ እየ ግንንን ኤሪትራውያን ከመይ ዲየ ዝፈትኩም እዛ ፉልምኹም ደስክብለን❤❤❤

    • @Sarahll-k3c
      @Sarahll-k3c 3 หลายเดือนก่อน +1

      😅😤

    • @faswelsfr1974
      @faswelsfr1974 3 หลายเดือนก่อน

      😂😂😂

    • @KhanKhan-on7yy
      @KhanKhan-on7yy 3 หลายเดือนก่อน

      ፈሊጥኪ ኢኪ😂😂

    • @ጋልደርጋዓጀንዕባይኣራጉረ
      @ጋልደርጋዓጀንዕባይኣራጉረ 3 หลายเดือนก่อน

      ኣይ ፈሊጥኽስ😂

    • @ميريابونوفا
      @ميريابونوفا 3 หลายเดือนก่อน

      ዳሕና ግዲ ካብዚ ኮነታት ብሰላም ወፅእኺ ኤርትራውያን ቃተልትና እምበር ኣሕዋትና ኣኮነን

  • @ማርያመይኣዶፍቅሪ
    @ማርያመይኣዶፍቅሪ 3 หลายเดือนก่อน +20

    እግዝኣቢሔር ኣምላክ ሰላም ፍቅሪ የውርደልና ኣሕዋተይ🙏❤❤❤❤❤

  • @Silmat
    @Silmat 3 หลายเดือนก่อน +2

    ናይ ብሓቂ ክኢላታት ቡሉጻት ተዋሳእቲ...እዛ ፊልም ዝወጻ የብላን ግን ማራ ሓጺራ.❤❤❤

  • @haniabduselam1642
    @haniabduselam1642 3 หลายเดือนก่อน +5

    ተዋሳአቲ ባሓቂ ንፉዓት 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @BrhanHaki123-1
    @BrhanHaki123-1 3 หลายเดือนก่อน +4

    እግሪ ኾሞዲኖ 😂ዘስተብሃለ ላይክ ይግበር

  • @michealbirhane
    @michealbirhane 3 หลายเดือนก่อน +1

    Shiweya tidinguyena ala ember bitaemi bilixti film eya ajokum kexilwo deki erey ❤❤❤❤

  • @azebhagos9374
    @azebhagos9374 3 หลายเดือนก่อน +7

    ጉራዋ ሹኮር❤❤❤❤❤❤❤

  • @Mhretabkdusan
    @Mhretabkdusan 3 หลายเดือนก่อน +5

    ግራዋ❤❤❤

  • @MulubrhanTesfay-lc5wo
    @MulubrhanTesfay-lc5wo 3 หลายเดือนก่อน +5

    ጽብቅቲ ፈልሚ ❤❤❤❤❤❤ ግራዋ ግን ኣደጊጽና

  • @ማርያምሆይኣማልድሽ
    @ማርያምሆይኣማልድሽ 3 หลายเดือนก่อน +5

    ብጣዕሚ መራኪት ፊልም እያ ብፍላይ ኣብ ኣክቲ ዘሎ ጽቡቅ ሽፋን እዩ ኣብ ምርካብ ናይ ሰዳይ ግን ኣቀልጢፍኩምና ተመስጦ ከነሕድር ዋላ ኣብ ዝቅጽል ክፋል ተዝከውን ጽቡቅ ኒሩ ዝብል ሓሳብ ኣለኒ ኩሉ ስጡምን ጽፉፍን ስራሕ እዩ ! ቀጽልዎ ኣብ ስራሕኩም ዓወትን ኣሳልጦን ይምነየልኩም ❤❤❤

  • @fugi7821
    @fugi7821 3 หลายเดือนก่อน +3

    ጠዕምቲ ፍሊሚ ❤❤❤

    • @AdisuKahsay-f4p
      @AdisuKahsay-f4p 3 หลายเดือนก่อน +1

      ፊልሚ ናይ ኤርትራ ዳኣ ኩፉኡ ኣለዎ ድዩ

    • @fugi7821
      @fugi7821 3 หลายเดือนก่อน

      @@AdisuKahsay-f4p ኣይውፅንን

    • @yorsalamberaki
      @yorsalamberaki 3 หลายเดือนก่อน

      Nay behaqi temti❤❤❤

    • @FiriHadad
      @FiriHadad 3 หลายเดือนก่อน

      ​@@AdisuKahsay-f4pነገር ምድላይ ድዩ ከሙኡ ዘይበለት

  • @mesginahabte3391
    @mesginahabte3391 3 หลายเดือนก่อน +4

    Great xbuk Sirah deki Eri ❤

  • @የርዱጋልሃይልሽ
    @የርዱጋልሃይልሽ 3 หลายเดือนก่อน +12

    እቱ ዝዓመፃ ክተርኡዩና ኣለኩም ኣብ ቀፃሊ ቀፅሉሉ

    • @ABZ2014
      @ABZ2014 3 หลายเดือนก่อน +4

      ዝተዓመጸት ኣይመስለንን ኣቦኣ ኢዩ ኣብ ልዕሊኦም ድራማ ሰሪሑ ናብ ኣሞኣ ናብ ኣስመራ ወሲድዋ

    • @Bahrenegstatenterteiment
      @Bahrenegstatenterteiment 3 หลายเดือนก่อน

      ኣይትዓመጸትን መስለኒ

  • @DawitTeferi-yp7oe
    @DawitTeferi-yp7oe 3 หลายเดือนก่อน +2

    Kemzi kemay beza film zabedka habeni👍

  • @NatiMan-xi9dw
    @NatiMan-xi9dw 3 หลายเดือนก่อน +5

    እንቋዕ ብድሓን መጻኹም እንዳ ግራዋ 😂❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @MilenaHabteab-n4d
    @MilenaHabteab-n4d 3 หลายเดือนก่อน +5

    Betami haxira anwhwa bjkum

  • @SemereHabte-q8l
    @SemereHabte-q8l 3 หลายเดือนก่อน +9

    ደቂ ሓላል መሪት 💯🇪🇷💯🇪🇷💯🇪🇷💯🇪🇷💯🇪🇷💯🇪🇷💯🇪🇷እንካዓ ብሰላም መጻኹም 💯🇪🇷💯🇪🇷💯🇪🇷

  • @aizzabraham5279
    @aizzabraham5279 3 หลายเดือนก่อน +1

    THE BEST MOVIE EVER!!!!

  • @Fili-jm1dl
    @Fili-jm1dl 3 หลายเดือนก่อน +6

    wow deqi eri 🇪🇷👑☔️☔️☔️🇪🇷

  • @ErmiasEstifanos-wi8th
    @ErmiasEstifanos-wi8th 3 หลายเดือนก่อน +1

    Wel come ♥️♥️♥️♥️deqi eri🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷

  • @suzisuzam5162
    @suzisuzam5162 3 หลายเดือนก่อน +2

    Btami nfuat tewasaeti 🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤

  • @SelamAmanuel-ws5wi
    @SelamAmanuel-ws5wi 3 หลายเดือนก่อน +1

    Wawww enkae bselam mexakum deqi arey xaeda❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤

  • @berekettewelde3044
    @berekettewelde3044 3 หลายเดือนก่อน +5

    Well come ❤❤❤❤

  • @mebrahtsamuel2348
    @mebrahtsamuel2348 3 หลายเดือนก่อน +1

    ናይ ብሓቂ ብሉጽ ስራሕ 💖💖💖

  • @abelkidane6968
    @abelkidane6968 3 หลายเดือนก่อน +4

    Yeballlll, movie ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @NshsKd
    @NshsKd 3 หลายเดือนก่อน +8

    ሻምን ሰዳይን ክራኸቡ ኣለዎም 😢

  • @Hiyba123
    @Hiyba123 3 หลายเดือนก่อน +5

    🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️

  • @habtomberhane1541
    @habtomberhane1541 3 หลายเดือนก่อน +1

    Well come back guys 😍😍

  • @AsmeromTesfaldet
    @AsmeromTesfaldet 3 หลายเดือนก่อน +1

    Derasi meglexi yebleyn btami xbuk srah tray eye zbleka,❤❤gn shwiya tehxrwa alekum ❤❤deki erey 🇪🇷💪🇪🇷🇪🇷

  • @aumwjdan4142
    @aumwjdan4142 3 หลายเดือนก่อน +2

    Waww❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @BiniBibi-jk3kq
    @BiniBibi-jk3kq 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤ xbuk srah tnx erey shkorinatat🎉🎉🎉🎉

  • @Rashaida1980
    @Rashaida1980 3 หลายเดือนก่อน +1

    Thank you waka TM!

  • @Helenhelen-l5d
    @Helenhelen-l5d 3 หลายเดือนก่อน +2

    ወድ ነገደ ይፃወተሎም ኣሎ😂

  • @yaredyesab6162
    @yaredyesab6162 3 หลายเดือนก่อน +5

    Welcome ❤

  • @MussieTeweldmedhn
    @MussieTeweldmedhn 3 หลายเดือนก่อน +1

    ሰላም ኒኹሉኩሚ ኣፉቅሪቲ ፈኢሊሜ🎉🎉🎉

  • @SjYey
    @SjYey 9 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @KokobNebari
    @KokobNebari 3 หลายเดือนก่อน +1

    seday ayteamexetn dya natey gmt eko baela kdana xeyqato ktkewn u ❤🎉

  • @samuelfierdos
    @samuelfierdos 3 หลายเดือนก่อน

    Wow btaemi des tebl film eya qexlwo yoni(bozi) hawey kea ajoka qexlo btaemi nfue eka❤❤🎉🎉🎉

  • @geregebre353
    @geregebre353 3 หลายเดือนก่อน +1

    Wawwww des tibl film ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤

  • @hkt4505
    @hkt4505 3 หลายเดือนก่อน +3

    ኣንታ እዚ ደጀን ከመይ ዝበልዎ ዕቡድ ከልቢ'ዩ? ስቕ ኢሉ የናውጸካ.. ሰዳይ ኣብቲ ሃገርገር ዝብል ገዝኦም እንታይ'ያ ክትውዳኣሎም? ከምዚ ዓይነት ኣንነት ከኣ ኣሎ'ዩ?

  • @Sim-rv8rl
    @Sim-rv8rl 3 หลายเดือนก่อน +7

    The first ❤..

    • @Sim-rv8rl
      @Sim-rv8rl 3 หลายเดือนก่อน +2

      Tekedimka😂

  • @MiliMili-rg4yf
    @MiliMili-rg4yf 3 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤ deqi erey shkorat

  • @Selam-w4n
    @Selam-w4n 3 หลายเดือนก่อน +2

    መሓሪ ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉

  • @SilvanaBrhane-w1z
    @SilvanaBrhane-w1z 3 หลายเดือนก่อน +4

    ❤❤wellcome ❤❤❤

  • @NardisGrmay
    @NardisGrmay 3 หลายเดือนก่อน

    ጽብቅቲ ፊሊም ግዜ ግን ታሓባበሩና ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @MoultonLeila-q7x
    @MoultonLeila-q7x 10 วันที่ผ่านมา

    Leffler Overpass

  • @Fere-h9w
    @Fere-h9w 3 หลายเดือนก่อน +3

    bselam mitsuna❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤

  • @BrktiMebrahtu-wz9kq
    @BrktiMebrahtu-wz9kq 3 หลายเดือนก่อน +1

    አቦይ ተኽላይ ዝድነቅ አቦ ዩ❤

  • @yosanbiniamjosi8055
    @yosanbiniamjosi8055 3 หลายเดือนก่อน

    ግራዋ ድንግል😅😅😅

  • @selamkiros4672
    @selamkiros4672 3 หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤❤❤❤Wowwww

  • @Jbsr-m4f
    @Jbsr-m4f 3 หลายเดือนก่อน +1

    ሎሚ ጀሚረያ ካብ 1ይ ኪፋል ኣጋጣሚ የ ረኺበያ

  • @AmaTsegay
    @AmaTsegay 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤

  • @zufanzufan9990
    @zufanzufan9990 3 หลายเดือนก่อน +1

    ደንጉኩምስ ረሲዐያ ነይረ ደስ ክትብል ከላ ተደንጉያ ክተሰልቹ ያ ንርስዓ ከኣ

  • @tgakterentertainment3855
    @tgakterentertainment3855 3 หลายเดือนก่อน +1

    እንካዕ ብሰላም መፃኩም

  • @tsehaitesfai4665
    @tsehaitesfai4665 3 หลายเดือนก่อน +1

    🇪🇷💐💐💐💐❤️❤️❤️

  • @Wedimassawa525
    @Wedimassawa525 3 หลายเดือนก่อน

    Riham ayney 😂😂😂😂 GBU Sister ❤❤❤❤❤

  • @welodey
    @welodey 3 หลายเดือนก่อน

    Grawa hakena afkari eyu. Xbkti filmi eya aboy teklit gn ms lbonaka zey keyd hade hade hmak kalat ywexeka alo ❤❤❤❤

    • @noahnatey2275
      @noahnatey2275 2 หลายเดือนก่อน

      Egri komedino dya 😂😂😂

  • @Flowerblossom900
    @Flowerblossom900 3 หลายเดือนก่อน

    Kemnay lewhat gerkuma-xbkte and haxar
    Please keburat directors kurub anweh endabelkum max 45 minutes
    Other than that, we really appreciate your constant hard work and determination

  • @Denna-d9r
    @Denna-d9r 11 วันที่ผ่านมา

    Chance Roads

  • @AdisuKahsay-f4p
    @AdisuKahsay-f4p 3 หลายเดือนก่อน

    ያኣከ ደቂ ኤረይይይይ ኣይተደንግይዋ ባ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-bj2vv3wz6b
    @user-bj2vv3wz6b 3 หลายเดือนก่อน

    Wawww xbqti film deqi erey ❤❤❤

  • @simonnega5185
    @simonnega5185 3 หลายเดือนก่อน

    Xbati flim eya gn bezihu rekram

  • @kidankidankidankidan7031
    @kidankidankidankidan7031 3 หลายเดือนก่อน +1

    ጉራዋ 😅❤❤❤

  • @RobelHayelom-s6j
    @RobelHayelom-s6j 3 หลายเดือนก่อน +3

    Daqi eriyy anqa bselam mxkom

  • @SemharTekali-dn6mj
    @SemharTekali-dn6mj 3 หลายเดือนก่อน

    Badsha azye ey zednqka nskum ms tefukum filim mexwti koynu kemzi kemay nay qedem filim teray zeres yehlu do❤

  • @JoelTitus-o6r
    @JoelTitus-o6r 18 วันที่ผ่านมา

    Brooklyn Island

  • @SamriBasi
    @SamriBasi 3 หลายเดือนก่อน +1

    I feel ike this movie is pure politics, Tseday represents Eritrea, her father as president, and the 3 kidnappers represent enemies of Eritrea who try to control by force. May be i might be wrong, but if u agree, press like 👍 😊

    • @aarsu830
      @aarsu830 3 หลายเดือนก่อน

      😂😂😂 Maybe, but everything can be bent or shaped according to your own plot.

  • @AnnaHenderson-b9o
    @AnnaHenderson-b9o 25 วันที่ผ่านมา

    Hauck Alley

  • @Dfbbhbj
    @Dfbbhbj 3 หลายเดือนก่อน +7

    ብስም ምክላልካል ከምቲ ልሙድ ባ 🎉🎉🎉🎉🎉

  • @aman6148
    @aman6148 3 หลายเดือนก่อน

    Welcome back deqi eri ❤

  • @Kflom-ku4ni
    @Kflom-ku4ni 3 หลายเดือนก่อน +1

    ሚኪኤለ እያሱን ሳሚ ዘርአን ግን ቅድሚ ዝተወሰነ ዓመት ናይ ሬድዮ መደባት የቕርቡ ኔሮም ሓቀይ? መደብ መንእሰያት...

  • @kiroskiroskiros
    @kiroskiroskiros 3 หลายเดือนก่อน +1

    Seday shkor❤❤❤❤❤

  • @suzimebrhatom2295
    @suzimebrhatom2295 3 หลายเดือนก่อน +3

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @MossKudus
    @MossKudus 3 หลายเดือนก่อน

    Keep up the good work ❤❤❤

  • @AnthonyOsteen-h8r
    @AnthonyOsteen-h8r 21 วันที่ผ่านมา

    Ferry Harbor

  • @LichomTewelde
    @LichomTewelde 2 หลายเดือนก่อน

    Mhtsar trah

  • @mihreteritreayoutubechanne9899
    @mihreteritreayoutubechanne9899 3 หลายเดือนก่อน

    Welcome Deki Eri🎉❤

  • @GuntherClaire-l5m
    @GuntherClaire-l5m 25 วันที่ผ่านมา

    Ziemann Road

  • @HarryGregory-i4q
    @HarryGregory-i4q 27 วันที่ผ่านมา

    Rath Falls

  • @JudithPhilip-i2x
    @JudithPhilip-i2x 21 วันที่ผ่านมา

    Lenora Roads

  • @mhretberih7827
    @mhretberih7827 3 หลายเดือนก่อน

    ለኩላክ 'ለኩሳስ ቶርማስ 'እግሪ ኮሞዲኖ
    😂😂 ግራዋ ዝረከቦ 😂
    Wedi negede shekor ❤️🤞

  • @mebrihat5349
    @mebrihat5349 2 หลายเดือนก่อน

    እመንዮ ልፊቅራ 😔😥

  • @merkebtube7760
    @merkebtube7760 3 หลายเดือนก่อน

    Anes ayteamexetn ybl aleku? Gin kea teteratire nmntay himimti gedifulna keydu ma belu ezom atyatom zela enda amoa.😢

  • @DuFss-c1p
    @DuFss-c1p 3 หลายเดือนก่อน +3

    Are ab semun 2 gzye gberulna

  • @freweyni-jk3yi
    @freweyni-jk3yi 3 หลายเดือนก่อน

    waooooo aseyyyyy 🎉🎉🎉❤❤❤❤❤