ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ሰዳይ ሰዳይ ሰዳይጓል መዓሮ ዲኺ ጓል ሳንዳይወይ ውን ጓል አብሻይመዓረ ጠስሚ ኢኺ ሽሻይንስኺ ከይበልኪዮም ሕራይኩሎም ይብሉኺ ነዓይ ነዓይመንዩ ዝወስደኪ ዳሕራይመን'ዩ ዝዕወት መንኮን'ዩ እቲ ሰዓራይእዝጊ ይፈልጥ ግዲ
ዋውውው😊❤❤❤❤
እግዚኣብሄር ይፈልጥወ❤
ቤላ ግጥሚ👍🌹🌹🌹
🫡✌🏼❤️🔥😂
ዋውውው ❤❤❤❤
ማራ ኢና ንፈትዋ እኮ ዛ Film በጃኹም እባ ክንልምነኩም ኣብ ሰሙን 2 ግዜ ግበሩዋ😢❤
Zeyhseb nsu keman nefiom enber bzuH eyu zhatt financially❤
ሰዳይ ከይትብድልዋ ኣነ ምርኣይ ክገድፋ እየ ምስ ሻም ኣራክብዋ 🙏🥲
Wala ane
Tetenkeku 😃😃😃
Yes i am with you
ካልአይ ግዜ ጥራይ ከይትብደል 😢😢😢
Ane wun kema eye ferihe zeleku
ግራዋ ዋላ ምስ ጥፋኣቱ የሕዝነን ኣሎ ልባዊ ፍቕር ኣለዎ😢❤
ዕንበባ ውቕብቲ ጽጌሬዳ ⚘️ ጸሓይ ወጋሕታ ተስፋ ቤታ 🌄 ኣጉሚ ዕንበባ ዉጺ ድመቒ 🌹 ደጋጊምኪ ድመቒ ከም ሓቂ 😊ተተሰብረ ናይ ተስፋኺ መንገዲ 💔ዝወስደኪ ናብ ናይ ፍቕሪ ዓዲ 👫ክርትምትም ዋላ እንተበለጥዉልግልግ ዋላ ተበለ 🕸ክርህዉ'ዩ ጽባሕኪ ደው በሊ ከም ጽኑዕ ዓንዲ 🌉 እመንዮ እመንዮ ንፍቕሪ 👩❤️👨 ከብርረኪ ብኽንፊ መልኣኽቲ 🕊 እመንዮ እመንዮ ንፍቕሪ ክርህወልኪ ዝጻናጸን ፈጣሪ🙏ልብኻ ዝኣትዋ ቃላት እምነት ፍርሓት ኣምላኽን ጽላል ናይ ኩሉ ነገር ኢየን ኣምላኽ ክኣሊ ኩሉ 🙏
❤❤❤🎉🎉🎉
❤
❤❤❤thank you
❤❤
🙏🇪🇷💯❤❤❤👍👏
ብስም ቢኒ ባ ላይክ ተጋሩን ኤሩን ብዘይ ኣፋላላይ 🎉🎉🎉
❤❤❤❤
ደምርኒ ዝያዳይ❤❤❤❤
❤🎉❤🎉❤🎉
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Sik bel , gis tegaru xelaiku
ከም ናይ ኣቦ ሰዳይ ጥበብ ያዓድለና ፈጣሪ
Seday zefatu like geru yehlef ❤❤
ኣባኣ ንሳዳይ ግን ብጣዕሚ ጎብዝ ንኹሎም ኮ ንዓኻ ነዓኻ ኢልዎም😂❤❤❤
ንሰዳይ ብሻቅለት ዝቀነኩም ሊይክ እስኺ😌
ሰዳይ Not ሳንዳይ 😂😂
ደምርኒ😂😂
ደምራኒ አሕዋተይ❤❤❤
@@Kabina-x3x😂😅
My favorite Artist is Aman good job guy's 👏 👍 ❤🙏🙏🙏
ርኢኻ ዘይትምኖ ፊልም። ኩሉኩም ካብብ ሕድሕድ ሕሉፋት ኢኹም❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷
መርሓባ 💯💯 ግን ግራዋ ብኹሉ ትብድልዎ ኣለኩም ኣይ ሰዳይ ረኺቡ ኣይ ክዳኑ ቀይሩ kemza natey hasab ab ታሕቲ 👍
ደምርኒ ውዴ❤❤❤
Kdanu dey keyeres nxedayyy bae kdefna bejakum😂
😂😂
ኣብ ኩሉ ደሙሩኒ😮@@ዓሳድራያTUbe
እንኳዕ ዳሓን መፃኩም ጎረቤትና ፅቡቃት🙏❤
ዕንበባ ውቅብቲ ጽገረዳ 🌷ጸሓይ ወጋሕታ ተስፋ ቤታ 🌄ኣጉሚ ዕንበባ ውጺ ድመቂ 🌹ናይ ብሓቂ ኣቦ ይላገጸሎም ኣሎ እንካዕ ድሓን መጻኹም ግን ትሓጽረና ኣላ በጃኹ ኣብ ሰዓታ ትመጽና ኣላ ግን ተሕጽርዋ ኣለኩም ሓጺራትና ትብሉ ላይክ ርገጹ 🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤🇪🇷🫶🇪🇷🥀🥀
ደምርኒ🎉
ኣረ ሓፂሩ ደቂቃ ወይ ለለ ኣብ ሰሙን 2 ግዜ ገበርዎ Please ❤❤❤
ወይ ጉድ አደን ወድን ሐደ?? ሳባ ዕድለኛ ኢኪ ካብዚኦም ምግልጋልኪ❤
እስቲ ማነው እንደኔ ፀሊም መብፅዓ በጉጉት የጠበቀ ያለው #like❤❤❤
እንቋዕ ድሓን መፃኩም ፅቡቃት❤❤❤❤በጃኩም ንሰዳይ እዞም ፁሉላት ኣደን ወድን፡ ከይብድልዋ
ኣንውሕዋ እባ ተፈታዊት ፊልሚ እያዋ ተኸታሊትኩም ትግራወይቲ💊😊
Girawa yiwuseda ❤❤❤ tiblu like eske habunu
The best movie in Eritrean shlamat kihlwa tesfa ygber qerub gn gize wesekla
ኣቦ ሰዳይ ግን ሓደገኛ እዩ ደሰ ልበል ፊልም ❤❤❤❤
well come❤🎉 ❤gorebetna bhankewita nstibyekum❤🎉❤❤🎉🎉❤❤
ደምርኒ አደዋ❤❤❤❤
Seday key tbdlwa mes sham arakbuwa ane mray key gedfo 😢
ምስቲ ሓንካስ ክትምርዖ ኣለዋ ❤😂
Wala Ane kgdfo eye mreay
To me ❤❤
ዓንጃል ንስኻ ከይትናደድስ ሰዳይ ትረኽቦ ኒአዋ ናይ ግድን😂😂
*_ግራዋ ዝፈቲ😊_*
@@zebibtesfay7954Eshi mearey😅😊
ደቒ ኢረይ ሓላላት እንቓዕ ብድሓን መጻኹም ብጣዕሚ ጽብቕቲ ፊልም ንኹሉ ወዲ ሰብ ፈጣሪ ስደትና የሕጺሩ ገጽ ዓድና የርኤና ሰላምን ፍቕርን ሂቡ ኣኣብ ዘለናዮ ይሓልወና ❤❤❤
Harmony Bravo yebl Directing Bulux Serah👏
ተስታ ገይራ ዓጠቅ ኣንሕና ኣዋልድ ንከይደፍሩና ኣብ ትሕቲ ፈጣሪ ብከምዚ ዓርስና ነድሕን
Wow badsha malet best actor
እንካዕ ዳሓን መፃኩም ብሃንቀዉታ ዝፅበያ ፊልሚ ❤❤❤❤
ጸሊም መብጻዓ:- እታ ኣዋጣሪት ፊልም ኣዝያ ግድላት ዝበዝሓ ሞቪ ብጹብቅ ድርሰትን ኣታኣላሊያን ዝተኣልየት መሳጢት ሞዚክ እትውንን ሳሓቢት ፊልሚ ።❤🎉❤🎉❤🇪🇷🎉❤🎉❤🎉!!!
Dedi erey xubukat hunqea dehan mexikum ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ናይ ሕማመይ ፊልም 🌹🌹🌹❤️❤️❤️❤️❤️
ደምርኒ ሓላለይ❤❤❤
ብሰዳይ ጭንቅ ዝቃነኹም እስኪ ላይክ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ናይ ብሓቂ ኣዝያ ስሓቢት ፊልም ❤❤❤❤❤❤ገዳይም ተዋሳእቲ ኣለውዋ ብዓል እዚ ከም ደጀን ኮይኑ ዝዋሳእ ዘሎ ካብቲኦም ሓያላት ተዋሳእቲ ፓኣውውውውው ኣጀኹም ❤❤❤❤❤❤❤
@@WejeratAdey mis man?
እንካዕ በሰላም ሐፃኩም ብጣዕሚ ዝፈትዋ ፊልሚ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
ማራ እየ ዝፍትወኩም ሓውኩም ካብ💊👈
ሓቅኻ ፍቅሪ ኢንድዩ ጥዑም
Eza gorebetkum kab tigray eba lemdwa bjakum
Hawkum kab kenina😂😂😂😂😂
Dehay sham Kea dea
ቀዳመይቲ ባዕለይ ንመጀመርያ ግዜ love you allll❤❤❤❤❤❤❤
Congrats
ደምርኒ ህያበይ❤❤
ሕጂ ካኣ ሰሙን ክንጽበ ❤
ደምርኒ ዝያዳይ❤❤
ኣብ ጥርዚ መቀረት ንኹለፍ ኣለና ደቂ ኤረይ ቅሩብ እንዶ ኣንውሕ ኣብልዋ ❤❤❤
ክላ ያኣኽ፡ ሳብስክራይብ ግበሩለይ ክብል ሓሲበስ፡ ንዝመጽእ ዘሎ ግዜ ይሓይሽ ዋላ ተተሰኪፍኩም ግን ዋላ ሕጂ መጻንሒ ግበሩለይ😂😂😂😂😂😂😂❤❤❤❤❤
እንካ ርኸብ ኣይትስኣን
ደምርኒ አደዋ❤❤❤
@@TrhasTiti-dk5nq ትርሓሲኖ ኣይትስሓቒ፡ ክጽበየኪ ኢየ ኣብ ቻነለይ ክክክክክክክክ
Wows I love it. This movie really appreciated it
My 2024 Best movie🎉🎉🎉🎉🎉
It's nice job my god bless you all eritreans ❤❤❤❤❤
እንካዕ ብሰላም መፂኩም ❤
እዛ ፊልሚ ማራ እያ ኬፍ ዘለዋ ማራ እያ ደስ ትብል subscribe like ገይረልኩም ኣለኹ ❤❤❤ ቀፅልዎ ከይተቋርፅዎ 🤞🤞🤞
ደምርኒ ህያበይ❤❤❤
Nice filim deki eray xubukt ❤️ 🍓 👌 👍
ዌልካም ተኻታተልቲ ናዛ ፍልሚ እዚኣ❤❤
ደምረኒ ማሬ❤❤
Amaney wow tibeb Solomon eka tetheqimka ❤❤❤ thanks to all artists Eritrea kemakum yelen ❤❤❤❤
እዋይ ዓርከቦይ ድአ ንኩሎም እንዲዩ አናጊዑውም ንዓኻ ሓሲበያ ኔረ እንዳበለ ብዘይ ድኻም ባዕሎም ከምዝለፋለፉ ጌሩዎም ሕጂ ክአ ባዕሎም አነ ኢየ ረኪበያ ክብሉዮም 😅😅nice film 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪we miss sham
😂😂😂😂 maexid yu sebayu
ኣበይ መዓረይ ❤አሕልፉ ዘይህብ😊
🇪🇷🇪🇷Love ደቂ ኤረይ🇪🇷🇪🇷💪💪🥰🥰🎉🎉🎉
Nai bihaqi xelim mebxea.
Perfect movie🇪🇷🌹🇪🇷🌹💯
Well came deqi erey ❤❤❤
Well come deqi erey jeganu 🥰👍🇪🇷
Jigana Aman hawey wedi Negede klu tonxo Btaeni dessss zbl eyumo kexlo ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Gele aynet film ❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤
Dehay sham kea dea❤❤
Great job i beautiful day
ግራዋ ኣደንጊጹኒ 😢👍👏❤
Well Come burukatey ❤❤❤
ኣቦ ሰዳይ በሊሕ ❤❤
Welcoome dekiy erey🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🍓🍓🍓
ደምርኒ❤❤❤
ሳዳይ😢😢ከይትብደል
ብተስፋ ንፅበ 18👏👏❤
Welcome deki erey
Ewayyy aden wedin kilte hade 😢😢😢
ኣሕ ጋል ትረኽቦ ሳዳይን ሳባን ኣሕዝነናኒ ግደፉ እባ አወዳት ኣይትበዲሉና 😢
ኣቦ ሰዳይ ኣሐጉስካኒ😅❤
Ewae eza move thxra aleka mara mara
Well come ❤❤❤❤❤
Mother and son, Very funny people ❤
Amaney my hero artist 🇪🇷👑🥰❤️🇪🇷
Wellcom deqi eri ❤❤❤
Grawa btaemi adengixni 😢😢😢 nay bhaqi fqri alewo❤❤
Welcome deki erey marey miki hawey xibuk serha 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ደምርኒ❤❤❤❤
Grawa mskin 🥰🥰🥰
agelaltsa sham fkri zfetu like gberu 😍🥰fkri hizuni
Welcome deqi erey nty ❤❤❤❤
Uyy wa seday aytbedlu 😢 and sham keyteshelchwna
ሰዳይ ን ሻም ሰለ ተፍቅሮ ምስኡ ትምርዐ ኣለዋ❤🎉
Well done
ሰዳይ ከይትብድልዋ ምስ ቲ ተፍቅሮ ኣራክብዋ ኣነ ምርኣይ ዛ ፍሊም ከየቋርጾ
ስራሕ እኮ ምስራሕ ክኢልና❤love it 🇪🇷🌹🇪🇷🌹💯
ደምረኒ❤❤❤❤
Wel come deqi erey ❤❤❤❤❤❤
@@ዓሳድራያTUbeTarewaeee
My fav serie of 2024
Gerawia❤️
Well come❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
እንኳዕ ዳሓን መፀኣኩም ግን በጃኩም ትፀቢት የበዘሐና ሎ😔😔
ሰላም ሚኪ ሓወይ ኣድናቂኻ እየ ብጣዕሚ ኸኣ ዝፈትዎ ስራሕኻግን ሓንትስ ኣላ ደስ ዘይትብለኒ ሰዳይ ምዚ ኩሉ ነገራስ ማዕተብ ክሳዳ ዘይምህላዋ ንእሽቶ ወስ ክብልበቲ ካራክተር ከኣ ክህልዋ እዩ ዝመስለኒ
Emo n Kristiyan tray twekil ktkwen eya nsu hasabu gn eta seday gn wey nkulen deqi anstyio eya twekil wey ka n hagere Eritrea eya twekil
Wellcame❤❤❤
ትጭነቅ ዘለኻ ክኣ ኣምላክ ጭንቀትካ ናብ ዓቢ ሓጎስ ይቀይረልካ፤ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሓሳብ ልብኻ የስምረልካ ሕሰም ኣይትርከብ መንገድኻ ጡጡሕ ይኹን። ኣብዛ ፕሮፋይለይ ኣቲኹም ከኣ ሳብስክራይብ ግበሩለይ ። የቀኒየለይ😊😊😊
❤❤❤😢ሰዳይ
Welcome back 🙏 deqi Rimey 🙏 ❤
like & comment first deqi erey well come
ደምርኒ አደዋይ❤❤❤
seday ms sham tray ❤❤❤
ግራዋ የሕዝነኒ ኣሎ ሚስክናይ😢
ሰዳይ ሰዳይ ሰዳይ
ጓል መዓሮ ዲኺ ጓል ሳንዳይ
ወይ ውን ጓል አብሻይ
መዓረ ጠስሚ ኢኺ ሽሻይ
ንስኺ ከይበልኪዮም ሕራይ
ኩሎም ይብሉኺ ነዓይ ነዓይ
መንዩ ዝወስደኪ ዳሕራይ
መን'ዩ ዝዕወት መንኮን'ዩ እቲ ሰዓራይ
እዝጊ ይፈልጥ ግዲ
ዋውውው😊❤❤❤❤
እግዚኣብሄር ይፈልጥወ❤
ቤላ ግጥሚ👍🌹🌹🌹
🫡✌🏼❤️🔥😂
ዋውውው ❤❤❤❤
ማራ ኢና ንፈትዋ እኮ ዛ Film በጃኹም እባ ክንልምነኩም ኣብ ሰሙን 2 ግዜ ግበሩዋ😢❤
Zeyhseb nsu keman nefiom enber bzuH eyu zhatt financially❤
ሰዳይ ከይትብድልዋ ኣነ ምርኣይ ክገድፋ እየ ምስ ሻም ኣራክብዋ 🙏🥲
Wala ane
Tetenkeku 😃😃😃
Yes i am with you
ካልአይ ግዜ ጥራይ ከይትብደል 😢😢😢
Ane wun kema eye ferihe zeleku
ግራዋ ዋላ ምስ ጥፋኣቱ የሕዝነን ኣሎ ልባዊ ፍቕር ኣለዎ😢❤
ዕንበባ ውቕብቲ ጽጌሬዳ ⚘️
ጸሓይ ወጋሕታ ተስፋ ቤታ 🌄
ኣጉሚ ዕንበባ ዉጺ ድመቒ 🌹
ደጋጊምኪ ድመቒ ከም ሓቂ 😊
ተተሰብረ ናይ ተስፋኺ መንገዲ 💔
ዝወስደኪ ናብ ናይ ፍቕሪ ዓዲ 👫
ክርትምትም ዋላ እንተበለ
ጥዉልግልግ ዋላ ተበለ 🕸
ክርህዉ'ዩ ጽባሕኪ
ደው በሊ ከም ጽኑዕ ዓንዲ 🌉
እመንዮ እመንዮ ንፍቕሪ 👩❤️👨
ከብርረኪ ብኽንፊ መልኣኽቲ 🕊
እመንዮ እመንዮ ንፍቕሪ
ክርህወልኪ ዝጻናጸን ፈጣሪ🙏
ልብኻ ዝኣትዋ ቃላት እምነት ፍርሓት ኣምላኽን ጽላል ናይ ኩሉ ነገር ኢየን
ኣምላኽ ክኣሊ ኩሉ 🙏
❤❤❤🎉🎉🎉
❤
❤❤❤thank you
❤❤
🙏🇪🇷💯❤❤❤👍👏
ብስም ቢኒ ባ ላይክ ተጋሩን ኤሩን ብዘይ ኣፋላላይ 🎉🎉🎉
❤❤❤❤
ደምርኒ ዝያዳይ❤❤❤❤
❤🎉❤🎉❤🎉
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Sik bel , gis tegaru xelaiku
ከም ናይ ኣቦ ሰዳይ ጥበብ ያዓድለና ፈጣሪ
Seday zefatu like geru yehlef ❤❤
ኣባኣ ንሳዳይ ግን ብጣዕሚ ጎብዝ ንኹሎም ኮ ንዓኻ ነዓኻ ኢልዎም😂❤❤❤
ንሰዳይ ብሻቅለት ዝቀነኩም ሊይክ እስኺ😌
ሰዳይ Not ሳንዳይ 😂😂
ደምርኒ😂😂
ደምራኒ አሕዋተይ❤❤❤
@@Kabina-x3x😂😅
My favorite Artist is Aman good job guy's 👏 👍 ❤🙏🙏🙏
ርኢኻ ዘይትምኖ ፊልም። ኩሉኩም ካብብ ሕድሕድ ሕሉፋት ኢኹም❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷
መርሓባ 💯💯 ግን ግራዋ ብኹሉ ትብድልዎ ኣለኩም ኣይ ሰዳይ ረኺቡ ኣይ ክዳኑ ቀይሩ kemza natey hasab ab ታሕቲ 👍
ደምርኒ ውዴ❤❤❤
Kdanu dey keyeres nxedayyy bae kdefna bejakum😂
😂😂
ኣብ ኩሉ ደሙሩኒ😮@@ዓሳድራያTUbe
እንኳዕ ዳሓን መፃኩም ጎረቤትና ፅቡቃት🙏❤
ዕንበባ ውቅብቲ ጽገረዳ 🌷
ጸሓይ ወጋሕታ ተስፋ ቤታ 🌄
ኣጉሚ ዕንበባ ውጺ ድመቂ 🌹ናይ ብሓቂ ኣቦ ይላገጸሎም ኣሎ እንካዕ ድሓን መጻኹም ግን ትሓጽረና ኣላ በጃኹ ኣብ ሰዓታ ትመጽና ኣላ ግን ተሕጽርዋ ኣለኩም ሓጺራትና ትብሉ ላይክ ርገጹ 🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤🇪🇷🫶🇪🇷🥀🥀
ደምርኒ🎉
ኣረ ሓፂሩ ደቂቃ ወይ ለለ ኣብ ሰሙን 2 ግዜ ገበርዎ Please ❤❤❤
ወይ ጉድ አደን ወድን ሐደ?? ሳባ ዕድለኛ ኢኪ ካብዚኦም ምግልጋልኪ❤
እስቲ ማነው እንደኔ ፀሊም መብፅዓ በጉጉት የጠበቀ ያለው #like❤❤❤
እንቋዕ ድሓን መፃኩም ፅቡቃት❤❤❤❤
በጃኩም ንሰዳይ እዞም ፁሉላት ኣደን ወድን፡ ከይብድልዋ
ኣንውሕዋ እባ ተፈታዊት ፊልሚ እያዋ ተኸታሊትኩም ትግራወይቲ💊😊
Girawa yiwuseda ❤❤❤ tiblu like eske habunu
The best movie in Eritrean shlamat kihlwa tesfa ygber qerub gn gize wesekla
ኣቦ ሰዳይ ግን ሓደገኛ እዩ ደሰ ልበል ፊልም ❤❤❤❤
well come❤🎉 ❤gorebetna bhankewita nstibyekum❤🎉❤❤🎉🎉❤❤
ደምርኒ አደዋ❤❤❤❤
❤
Seday key tbdlwa mes sham arakbuwa ane mray key gedfo 😢
ምስቲ ሓንካስ ክትምርዖ ኣለዋ ❤😂
Wala Ane kgdfo eye mreay
To me ❤❤
ዓንጃል ንስኻ ከይትናደድስ ሰዳይ ትረኽቦ ኒአዋ ናይ ግድን😂😂
*_ግራዋ ዝፈቲ😊_*
@@zebibtesfay7954Eshi mearey😅😊
ደቒ ኢረይ ሓላላት እንቓዕ ብድሓን መጻኹም ብጣዕሚ ጽብቕቲ ፊልም ንኹሉ ወዲ ሰብ ፈጣሪ ስደትና የሕጺሩ ገጽ ዓድና የርኤና ሰላምን ፍቕርን ሂቡ ኣኣብ ዘለናዮ ይሓልወና ❤❤❤
Harmony Bravo yebl Directing Bulux Serah👏
ተስታ ገይራ ዓጠቅ ኣንሕና ኣዋልድ ንከይደፍሩና ኣብ ትሕቲ ፈጣሪ ብከምዚ ዓርስና ነድሕን
ደምርኒ🎉
Wow badsha malet best actor
እንካዕ ዳሓን መፃኩም ብሃንቀዉታ ዝፅበያ ፊልሚ ❤❤❤❤
ጸሊም መብጻዓ:- እታ ኣዋጣሪት ፊልም ኣዝያ ግድላት ዝበዝሓ ሞቪ ብጹብቅ ድርሰትን ኣታኣላሊያን ዝተኣልየት መሳጢት ሞዚክ እትውንን ሳሓቢት ፊልሚ ።
❤🎉❤🎉❤🇪🇷🎉❤🎉❤🎉!!!
ደምርኒ🎉
Dedi erey xubukat hunqea dehan mexikum ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ናይ ሕማመይ ፊልም 🌹🌹🌹❤️❤️❤️❤️❤️
ደምርኒ ሓላለይ❤❤❤
ብሰዳይ ጭንቅ ዝቃነኹም እስኪ ላይክ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ናይ ብሓቂ ኣዝያ ስሓቢት ፊልም ❤❤❤❤❤❤ገዳይም ተዋሳእቲ ኣለውዋ ብዓል እዚ ከም ደጀን ኮይኑ ዝዋሳእ ዘሎ ካብቲኦም ሓያላት ተዋሳእቲ ፓኣውውውውው ኣጀኹም ❤❤❤❤❤❤❤
ደምርኒ🎉
@@WejeratAdey mis man?
እንካዕ በሰላም ሐፃኩም ብጣዕሚ ዝፈትዋ ፊልሚ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
ማራ እየ ዝፍትወኩም ሓውኩም ካብ💊👈
ሓቅኻ ፍቅሪ ኢንድዩ ጥዑም
Eza gorebetkum kab tigray eba lemdwa bjakum
Hawkum kab kenina😂😂😂😂😂
Dehay sham Kea dea
ቀዳመይቲ ባዕለይ ንመጀመርያ ግዜ love you allll❤❤❤❤❤❤❤
Congrats
ደምርኒ ህያበይ❤❤
ሕጂ ካኣ ሰሙን ክንጽበ ❤
ደምርኒ ዝያዳይ❤❤
ኣብ ጥርዚ መቀረት ንኹለፍ ኣለና ደቂ ኤረይ ቅሩብ እንዶ ኣንውሕ ኣብልዋ ❤❤❤
ክላ ያኣኽ፡ ሳብስክራይብ ግበሩለይ ክብል ሓሲበስ፡ ንዝመጽእ ዘሎ ግዜ ይሓይሽ ዋላ ተተሰኪፍኩም ግን ዋላ ሕጂ መጻንሒ ግበሩለይ😂😂😂😂😂😂😂❤❤❤❤❤
እንካ ርኸብ ኣይትስኣን
ደምርኒ አደዋ❤❤❤
😂😂
@@TrhasTiti-dk5nq ትርሓሲኖ ኣይትስሓቒ፡ ክጽበየኪ ኢየ ኣብ ቻነለይ ክክክክክክክክ
😂😂
Wows I love it. This movie really appreciated it
My 2024 Best movie🎉🎉🎉🎉🎉
It's nice job my god bless you all eritreans ❤❤❤❤❤
እንካዕ ብሰላም መፂኩም ❤
እዛ ፊልሚ ማራ እያ ኬፍ ዘለዋ ማራ እያ ደስ ትብል subscribe like ገይረልኩም ኣለኹ ❤❤❤ ቀፅልዎ ከይተቋርፅዎ 🤞🤞🤞
ደምርኒ ህያበይ❤❤❤
Nice filim deki eray xubukt ❤️ 🍓 👌 👍
ዌልካም ተኻታተልቲ ናዛ ፍልሚ እዚኣ❤❤
ደምረኒ ማሬ❤❤
Amaney wow tibeb Solomon eka tetheqimka ❤❤❤ thanks to all artists Eritrea kemakum yelen ❤❤❤❤
እዋይ ዓርከቦይ ድአ ንኩሎም እንዲዩ አናጊዑውም ንዓኻ ሓሲበያ ኔረ እንዳበለ ብዘይ ድኻም ባዕሎም ከምዝለፋለፉ ጌሩዎም ሕጂ ክአ ባዕሎም አነ ኢየ ረኪበያ ክብሉዮም 😅😅nice film 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪we miss sham
😂😂😂😂 maexid yu sebayu
ኣበይ መዓረይ ❤አሕልፉ ዘይህብ😊
🇪🇷🇪🇷Love ደቂ ኤረይ🇪🇷🇪🇷💪💪🥰🥰🎉🎉🎉
Nai bihaqi xelim mebxea.
Perfect movie🇪🇷🌹🇪🇷🌹💯
Well came deqi erey ❤❤❤
Well come deqi erey jeganu 🥰👍🇪🇷
Jigana Aman hawey wedi Negede klu tonxo Btaeni dessss zbl eyumo kexlo ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Gele aynet film ❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤
Dehay sham kea dea❤❤
Great job i beautiful day
ግራዋ ኣደንጊጹኒ 😢👍👏❤
Well Come burukatey ❤❤❤
ኣቦ ሰዳይ በሊሕ ❤❤
Welcoome dekiy erey🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🍓🍓🍓
ደምርኒ❤❤❤
ሳዳይ😢😢ከይትብደል
ብተስፋ ንፅበ 18👏👏❤
Welcome deki erey
Ewayyy aden wedin kilte hade 😢😢😢
ኣሕ ጋል ትረኽቦ ሳዳይን ሳባን ኣሕዝነናኒ ግደፉ እባ አወዳት ኣይትበዲሉና 😢
ኣቦ ሰዳይ ኣሐጉስካኒ😅❤
Ewae eza move thxra aleka mara mara
Well come ❤❤❤❤❤
Mother and son,
Very funny people ❤
Amaney my hero artist 🇪🇷👑🥰❤️🇪🇷
Wellcom deqi eri ❤❤❤
Grawa btaemi adengixni 😢😢😢 nay bhaqi fqri alewo❤❤
Welcome deki erey marey miki hawey xibuk serha 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ደምርኒ❤❤❤❤
Grawa mskin 🥰🥰🥰
agelaltsa sham fkri zfetu like gberu 😍🥰fkri hizuni
Welcome deqi erey nty ❤❤❤❤
Uyy wa seday aytbedlu 😢 and sham keyteshelchwna
ሰዳይ ን ሻም ሰለ ተፍቅሮ ምስኡ ትምርዐ ኣለዋ❤🎉
Well done
ሰዳይ ከይትብድልዋ ምስ ቲ ተፍቅሮ ኣራክብዋ ኣነ ምርኣይ ዛ ፍሊም ከየቋርጾ
ስራሕ እኮ ምስራሕ ክኢልና❤love it 🇪🇷🌹🇪🇷🌹💯
ደምረኒ❤❤❤❤
Wel come deqi erey ❤❤❤❤❤❤
ደምርኒ❤❤❤❤
@@ዓሳድራያTUbeTarewaeee
My fav serie of 2024
Gerawia❤️
Well come❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
እንኳዕ ዳሓን መፀኣኩም ግን በጃኩም ትፀቢት የበዘሐና ሎ😔😔
ሰላም ሚኪ ሓወይ ኣድናቂኻ እየ ብጣዕሚ ኸኣ ዝፈትዎ ስራሕኻ
ግን ሓንትስ ኣላ ደስ ዘይትብለኒ ሰዳይ ምዚ ኩሉ ነገራስ ማዕተብ ክሳዳ ዘይምህላዋ ንእሽቶ ወስ ክብል
በቲ ካራክተር ከኣ ክህልዋ እዩ ዝመስለኒ