ERIPM | መልእኽቲ ሓፍቲ ስውእ ይብራህ ምስ ብርጌድ ንሓመዱ ኡጋንዳ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 14 พ.ค. 2024
  • Join ERIPM Membership:
    / @eripmeritreanpublicmedia
    Welcome to EriPM (Eritrean Public Media), your premier source for authentic Eritrean content, broadcasting directly from the diaspora to our beloved homeland and beyond.
    EriPM is your go-to destination for news, analysis, discussions and debates and everything in between, tailored specifically for the Eritrean community worldwide. Our dedicated team of journalists strives to bring you the latest updates, insightful discussions, and exclusive interviews, live events, and engaging programs all with the aim of connecting Eritreans across the globe.
    If you are eager to stay informed about developments in Eritrea, EriPM has you covered.
    Can't catch us on satellite? No problem! Subscribe to our TH-cam channel and join the digital diaspora as we stream our content live for audiences everywhere. Don't miss out on the conversation - hit that subscribe button, turn on notifications, and be part of the EriPM community today!
    Join the conversation using #EriPM and let your voice be heard.

ความคิดเห็น • 489

  • @hiayabyesus2011
    @hiayabyesus2011 19 วันที่ผ่านมา +136

    ኣቱም ደቀይ ኣነ ከም ኣደ ሓንቲ ክመኽረኩምን ክብለኩምን ዝደሊ፡ እዚ ዓስቢ፡ ሓጢኣትናን በደልናን ዓመጽናን እዩ፡ እሞ ፡ ኩሉ ኣነ ደጋፊ እየ ተቛዋሚ እየ ትብል ኩሉ ካብ ክፉእ ዓመጽናን ግፍዕናን፡ ዓላውነትናን ረሲእነታን ክፉእ፡ ግብርናን፡ ብንስሓ ናብ ኣምላኽ ንመለስ፡ ኣምላኽ ከኣ ክምለሰልና እዩ። እዞም ደቀይ እዛ ዓወትና ብቕልጽምና እትብልዋ ዘሎኹም፡ ነቲ ቕልጽም ዘጽንዕ እግዚኣብሄር ንድሕሪት ገዲፍካን ገዲፍክን፡ ብውልጽምና ትብልዎ ዘሎኹም፡ ዕድመን ጥዕናን ዝህብን ብህይወት ዘንብረና ዘሎ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ሓዲግና ዝመጽኣ፡ ዓወት የልቦን። እቲ ዝምክሕሲ ብእግዚኣብሄር ይመካሕ ይብለና ቃል ኣምላኽ፡ ኣብ ሰው ዝውከል ርጉም ይኹን ይብለና ቃል ኣምላኽ። ሕጂውን ናብ ፈጣሪና እግዚኣብሄር ብንስሓ ስጋብ ዘይተመለስና፡ ሰላም ኣይመጽእን እዩ። ሰላም ካብ ኣምላኽ እዩ ዝመዝእ፡ ሰላም ብቕልጽም ኣይመጽእን እዩ። እቲ ደም ዘሰሰ ደሙ ኸኣ ብኻልእ
    ክፈስስ፡ እዩ ይብለና ቃል ኣምላኽ። እስኪ ካብቲ ዝቐደመ ናይ ጀብሃን ናይ ህግደፍን ንምሃር። በጃኻትኩም ደገፍቲ ኢና ትብሉ ተቛወምቲ ፡ ምስትውዓል ይሃልኹም ፡ ንምንታይከ ደምኩም ደመ ከልቢ ኾይኑ ዝተርፍ፡ በዚ ኣካይዳ እዚ ዝመጽእ ሰላምን ነጻነትን የልቦን፡ በጃኹም ናብ ልብኹም ተመለሱ። ከፍ ኢልኩም ክልተ ግዜ ሕሰቡ። እየሱስ ዘሎዎ ህይወት ኣሎዎ ፡ እየሱስ ዘይብሉ ህይወት የብሉን። ኣስተውዕሉ ክልተ ኣሕዋት ኢኹም ትጣፍኡ፡ ዘሎኹም፡ ንምንታይከ ድራር እቲ ክፉእ ጸላኢና ዲያብሎስ ትኾኑ። በጃኹም ለዋሃት ከም ርግቢት፡ ጎርሓት ከም ተመን ኩኑ፡ ኣምላኽ ብኹሉ ምስትውዓል ይሃብኩም። ብምስትውዓል ተባረኹ።

    • @AruTesfu
      @AruTesfu 19 วันที่ผ่านมา +10

      btaemi des zebl mkri weladit

    • @BitaniaNatna-4yx
      @BitaniaNatna-4yx 19 วันที่ผ่านมา +19

      ​@@koala10ishቡሩኻት ኣፍኩም ጥዑም ተዛረቡ እንታይ ጸገም ኣለዎ እሞ ህዝባዊ ግንባር ኤርትራ ኢዩ ዘሎ ስደት ኮይንካ ኣይድገፍንዩ ዓድኹም እተዉ ምቅታል ከኣ ኣብቲ ግንባር ውጽእ እልካዩ እቶም ቅትለት ትኣምኑ ኣምላኽ ነዚ ሒዝኩም ዘሎ ክፉእ መንፈስ ይስበሮ 🙏

    • @almazeyasu7388
      @almazeyasu7388 19 วันที่ผ่านมา +5

      Xerfe bede xlat ente bezhu wla ne sedrka eka teqtl , amlak da selm yhbna ember

    • @user-jh9du7qd8t
      @user-jh9du7qd8t 19 วันที่ผ่านมา +9

      ከም ቃልኪ ይግበረልና ፈጣሪ ኣንቲ ናይ እግዚኣብሄር ሰብ።

    • @daniyohanes
      @daniyohanes 19 วันที่ผ่านมา +12

      ንሕና ኣብቲ ሓቂ ኣብቲ መገዲ ኣምላኽ ኢና ዘለና ፥ ንእሱራት ክነድሕን ንድኻታት ክነደሕን ንውጹዓት ፍትሒ ክንህብ ንህዝብና ካብ ባርነትን ጥሜትን ከነውጽእ ኢና ንቃለስ ዘለና እዚ ማለት ክኣ ስራሕ ኣምላኽ እይ፥ ንምንታይ ግን ምስቶም ደገፍቲ ሰሪዕኽና ንባዕልኺ ስነስርዓት ከድሌኪ እዩ ከመይ ጌርኪ ምስቶም ሰይጣውንቲ ጨሚርኪ ክትምዕድና ትሓስቢ ንባዕልኪ ናብቲ መገዲ ኣምላኽ ምጺ ፥ ንሕና ተቃለስቲ ኣበር ዝብሃል የብልናን ሱቅ ኢልኪ መጸጸጽ ኣይትበሊ ወላ ሰበይቲ ኹኒ ንንሕፈኪ ከይመስለኪ

  • @Gal_tgray
    @Gal_tgray 18 วันที่ผ่านมา +11

    ኣታ ኣሕሕሕሕ 😢ከምዛ ዝፈልጦ ካብ ዓይነይ ምክዋል ኣቢኒ እምበር ኣነስ ዋይ ንኡስ ሓወይ 😭😭😭😭😭መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ፅንዓት ይሃብኩም 💔😥 ኣጀኩም 💙💙

    • @yesno5335
      @yesno5335 17 วันที่ผ่านมา +1

      ደሓን ኣጆና ጥራይ አዛ ዝሞሽሞሸት ስርዓት ሻዕብያ ኣብ ዕርበታ ብሉጻት ተኽፍለና ኣላ ግን ብሉጻት ከፊልና ደቂስና ንሓድር ኣይኮናን

  • @lmlmali79
    @lmlmali79 19 วันที่ผ่านมา +5

    ፅንዓት ይሃቡኩም ንመላእ ስድራን ፈተውቱን መንግስተ ሰማያት የዋርስካ ኑኡሰይ😢😢😢😢😢😢😢

  • @AwetLove-mu9kk
    @AwetLove-mu9kk 19 วันที่ผ่านมา +13

    ናበይ ናበይ ኢና ንጋዓዝ ዘለና እዛ ሎሚ ኒእሽተይ ትመስል ነሳውራ ዘለና ጽባሕ ማዕረ ክንደይ ከምተክስረና ዶ ኣይስቆረናንን ኢዩ ፡ እግዚኣቢሄር ብምሕረቱ ይብጸሓና ኣሕዋተይ ❤ ኣብዚ ሎሚ ንሰቫት ብሓሳብት ክንስዕሮም ንጽዓር

  • @YordaGerye-mt2js
    @YordaGerye-mt2js 17 วันที่ผ่านมา +2

    መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ዝሓወይ 😭 🖤💔ፅናዓት ይሃብኹም ንኩልኹም ደለይቲ ፍትሒ ብርገድ ንሓመዱ ኣሕዋተይ🙏💙💔

  • @Ykgxu
    @Ykgxu 16 วันที่ผ่านมา +1

    ጎይታዋይ ብሰላም ዕረፍ ወዲ ወርቁ ጅግና ሓውና ብዓል ሕልና ኩሉ ግዜ ኣብ ልብና ኣለኻ ወድነይ😭😭😭💔💔😭😭

  • @user-dc3jt3zp2s
    @user-dc3jt3zp2s 19 วันที่ผ่านมา +25

    መንእሰያትና ዘንበዔ ክነብዕ እዩ ዝነብር ሃይለ መስፍን ምስ ብጻይካ ወዲ ውርቁ ብሰላም ዕረፉ 💙💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @bererahwaesu3179
    @bererahwaesu3179 19 วันที่ผ่านมา +3

    ወለዶ ሎሚ ኣብ ዕላምኡ ነኺሱ ከየመዛዝን ኣብ ርሑቕ ፍትሒ ድለያ ኢልኩም ከተቃትልዎ ብዓል ብጫ ፡ግዳ ኣሎ ግዜ ብራኸ ንቕሓቱ ምስ ረኸባ ቅድም ንዓኹም ነዞም ሓዊ ትዘርኡን ሓኒቑ ክቀትለኩም ዩ ።ፈላሊኻ ብኽያት ሰራም ኣካይዳኹም ቆሊኹም ብልዕዎ ከም ሰባት ግን ንኹሎም ኣደዳ ክፍኣትኩም ዝኾኑ መንግሰተ ሰማይ የዋርስ ። ደቅኹም ሓቒፍኩም ደቂ ገርሂ ልባ ተራስኑ ንትዕዝብቲ እምበር ጽባሕ ኩሉ ምስ በርሃሉ ንኡስ ኣብ ክሳድኩም ክጥምጠም ዩ ።

  • @mamaniel1965
    @mamaniel1965 19 วันที่ผ่านมา +5

    ጉዳመኛታት ኢኹም፡ ንስድራ ጽንዓት ይሃኣብ፡ እንተ ናይ ስዉእ ግን ንስዉኣት ሸፋቱ ንሽፍታ ድማ ስዉእ ትብሉ ምኻንኩም።

  • @user-bd2vs4mc9j
    @user-bd2vs4mc9j 19 วันที่ผ่านมา +6

    ፅናዓት ይሃብኩም ኣሕዋተይ ንሓውናለ መንግስተ ሰማያት የውርሶ 😭😭😭😭😭😭😭

    • @NAraya-nt5xw
      @NAraya-nt5xw 19 วันที่ผ่านมา

      ewaye Tegaru behayele ERitreawean nemukan lokimesemes elikume ketemotu meheferte.

    • @user-bd2vs4mc9j
      @user-bd2vs4mc9j 18 วันที่ผ่านมา

      @@NAraya-nt5xw ድያብሎስ ቀታሊ ሓው 👹💀

    • @gualtibxue9336
      @gualtibxue9336 8 วันที่ผ่านมา

      ​@@user-bd2vs4mc9jzeyketelo nseb keyketele do ketali ilka yfred iyu? Dehar kea Ahwat endelom lomi mesaweri ab mengo ente atewe xbah kikhyer iyu. Ab mengo Ahwat ayneto. Neu ykherbo. Gegudayu ygber seb. Nmewati wldo menesey kea Amlakh ykebelo

  • @merimehari2577
    @merimehari2577 19 วันที่ผ่านมา +5

    አግዚኣብሄር ኣብ የማናይ አዱ ይቀበልካ 😭😭😭😭😭

  • @Heufrfzgfdr
    @Heufrfzgfdr 19 วันที่ผ่านมา +10

    ፅንዓት ይሃብኩም ደለይቲ ፍትሕን ንመላእ ቤተሰብን ሓውና ለ መንግስተ ሰማይ የዋርሶ😭😭😭😭

  • @hannasebehatu2781
    @hannasebehatu2781 19 วันที่ผ่านมา +5

    እግዝአብሄር አብ የማኑ ይከበልካ ሐወይ.

  • @hailuweld
    @hailuweld 19 วันที่ผ่านมา +5

    ክብረት ይሃብኩም ዞም ኣሕዋተይ ኣቦ ፍትሒ ኣምላክ ፍትሒ ይሃበና ነቶም መሳርሕቲ ሰይጣን ካኣ ኣምላክ ይፍደዮም ፈዳይስ ፈዳይ ኢካ ግን ደንጋይ ኢካ።

  • @Alice-kr5op
    @Alice-kr5op 19 วันที่ผ่านมา +5

    ንሐዉና መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ፈጣሪ ዋይ ንኡሰይ 😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔

  • @herujunta4777
    @herujunta4777 19 วันที่ผ่านมา +9

    ፅንዓት ይሃብኩም ኩሉኩም ደልይቲ ፍትሒ ኣሕዋትና💔😭😭😭😭

  • @almazmokenne9705
    @almazmokenne9705 19 วันที่ผ่านมา +2

    Qresate kabedia yeu kunetate Eritreawin ahiwatena😭😭😭💙💙🇱🇷

  • @SamsomAron
    @SamsomAron 19 วันที่ผ่านมา +5

    ሓወይ መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ፥ ጽንዓት ንደቁን ብዓልቲ ቤቱን መላእ ስድራን ቤተሰብን የዕሩኽን መቃልስትን ብርጌድ ንሓመዱ

  • @michaeltekle66
    @michaeltekle66 19 วันที่ผ่านมา +6

    መጀመርያ ንመዋቲ ይብራህ መንግስተሰማየ የዋርስ ንስድራቤት ስውእ ድማ ጽንዓት ይሃብ
    ብተወሳኺ ክብሎ ዝደሊ እቶም ቀተልቲ ምስተፈልጡ አሽማቶምን ዓዶምን ክንገር ጸዉዒተይ የቕርብ።

    • @AwetLove-mu9kk
      @AwetLove-mu9kk 19 วันที่ผ่านมา

      ንምንታይ ዕላማ ኢዩ ፡ ግዕዞ ቅድሚ ምጅንባርናስ ናበይ ከም ንበጽሕ እባ ንሕሰብ እንታይ ኢዩ ከ እቲ ረብሑኡ ፡ ኣነ ኣነ ምባል እግዚኣቢሄር ዘይፈትዎ ሓሳባት ካብ ኣእምሮና ነወግድ

    • @asmaerasmaer9441
      @asmaerasmaer9441 18 วันที่ผ่านมา

      Tegrawot Deki ADWA eyom Ketilomo. Kid Ne Adwa. Hewket

    • @tgyhgchggg9259
      @tgyhgchggg9259 17 วันที่ผ่านมา

      ​@@asmaerasmaer9441በይዛ ተጋሩ ኪድ/ዲ ተጋሩ ተይልዓልኩም ዘይኮነልኩም

  • @Rufta8970
    @Rufta8970 19 วันที่ผ่านมา +1

    ደለይቲ ፍትሒ ኡጋንዳ ኣብ ርትዒ ንሕና ቀተልቲ ኣይኮንናን ጸዋዕቲ ሰላም ኢና።

  • @HhdHd-sp9px
    @HhdHd-sp9px 16 วันที่ผ่านมา +1

    ፅንዒት ንመላኣ ደለይት ፊትሕ ብሰላሞ ዕረፉ ወዲ ወሪቅ😢😢😢😢😢😢😭😭😭😭😭

  • @gueshgtsadik783
    @gueshgtsadik783 19 วันที่ผ่านมา +3

    ፅንዓት ይሃብኩም ።መንግስተሰማይ የዋርሶ እንተቀተልቲን መቅተልትን ግን ብሂወት እንዳተቃፀሉ ክነብሩ እዮም

  • @Richagamawit6035
    @Richagamawit6035 19 วันที่ผ่านมา +2

    ክንደይ ግን ይጭክኑ ከመይ ገይሩ ኣኽኢልዎም እዩ ልዝምልምልዚ ክቀትሉ ፀላኢኻ ቅዝፍ ይበል 😭😭😭

  • @abringtsehaye755
    @abringtsehaye755 19 วันที่ผ่านมา +2

    Ahhhh😭😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @TESFAYBIRHANE-nc9mw
    @TESFAYBIRHANE-nc9mw 19 วันที่ผ่านมา

    Nmewti hew ebrah mngstesemay nsdrabtn fetawtn xnat yhbkum dem bdem euzdbes Kay ndakesdo ❤❤

  • @user-tg1iv5jo1k
    @user-tg1iv5jo1k 19 วันที่ผ่านมา

    ፅንዓት ይሃብኩም ኩሉኩም ደልይቲ ፍትሒ ኣሕዋትና😭💔😭☝️😭

  • @user-bx2zl8hu8u
    @user-bx2zl8hu8u 19 วันที่ผ่านมา +9

    ፀንዕት ይሃብኩም አሕዋትና ኣስ እንድዓ ከዚ እየ ዘረአ ዘለኩ ግን ብጣዓሚ እዩ ዘሐዘን ጎይታዋይ ከብደካ እየ ዘበለዕ ሓፍትኩም ትግራዋታ እየ ንኩላትም ፀንዕት ይሃብኩም አሕዋተይ እንዳዒ መሳካ ዘዓበየ የመሰለ ጎይታዋይ ሰላም ንኩሉ ዓለም ለሚስ ንሰላም ዘዘምረ ዝቅተለሉ ግዘ ካብዚ ማሓረና ከመይ እዩ ኣክአልውም ሓውም ክቀትሉ ብሰም አብ መንግሰቲ ሰማይ የውርሶኻ ዕሸለይ 😢😢😢

  • @hiwotgebrehiwot8008
    @hiwotgebrehiwot8008 19 วันที่ผ่านมา

    ፅንዓት ያሀብኩም ደለይቲ ፍትሒን ቤተሰቡን😢😢😢

  • @user-pu5xm4oz4l
    @user-pu5xm4oz4l 19 วันที่ผ่านมา +1

    Very sad
    RIP
    🎉🎄🌿🍀💚💚💚💚💚

  • @bereketkefela4852
    @bereketkefela4852 18 วันที่ผ่านมา

    kubur Hawna wedi werqu mengsty semay yewarska abi yemany edu yqebelka 🕯️🕯️🕯️

  • @mulerhabtom5324
    @mulerhabtom5324 19 วันที่ผ่านมา +1

    Ahhhhhhh😭😭😭😭😭😭 egzabiher amlak byemanay edu ykebelka bro😭😭😭😭

  • @g.michaeltzerai7764
    @g.michaeltzerai7764 16 วันที่ผ่านมา +1

    ብርገድ ንሓመዱ ኣብ ዩጋንድ ብምኽንያት መስዋእቲ ሓርበኛና ይብራህ፣ ብኸምዚ ውዕዉዕን ሓያል መልእኽቲ ንህዝብና ዓቢ ተስፋን ደበስን እዩ፤

  • @tisionebrawit9067
    @tisionebrawit9067 19 วันที่ผ่านมา +9

    ንዘልኣለም ይብራህ ብሰላም ዕረፍ ሓወይን መቃልስተይን 😭😭😭😭😭🌿🌿🌿🌿🌿👑👑👑👑

    • @user-sh2su1lm9p
      @user-sh2su1lm9p 19 วันที่ผ่านมา

      @@koala10ish ከብቲ

    • @michaelforgiveness2964
      @michaelforgiveness2964 19 วันที่ผ่านมา +1

      Tigray tewet

    • @tsigearaya9185
      @tsigearaya9185 19 วันที่ผ่านมา

      Ata drbay hzbawi gnbar aytelelo bzaeba aremen hgdef trah tezareb derfi derfi abotatom jgnnet jgnnet abotatom eu kab aremn gujile hgdef gn edna haxibna ena

  • @kibromsolomon5613
    @kibromsolomon5613 19 วันที่ผ่านมา

    Nmewati mengste semay yewarso nsdrabietu kea tsnat yehabom fetari.....gna Aynfekr!! Hjiwn bqlxmna mbal mot tray eyu kemxealna!! Amlak selam yewrdelna!!

  • @diyanaeyob8051
    @diyanaeyob8051 18 วันที่ผ่านมา +1

    Bselam eref Jigna 😭😭😭😭

  • @bahtatesfu2187
    @bahtatesfu2187 19 วันที่ผ่านมา

    Heartbreaking news!! May Lord rest his soul in peace!!

  • @ezgahariateklom9896
    @ezgahariateklom9896 19 วันที่ผ่านมา

    Bselam eref ebrahey segar brki lilo 💔💔💔💔💔💔💔💔💔 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @sette.7151
    @sette.7151 19 วันที่ผ่านมา

    Bselam eref wegeney!!

  • @zamzammohammed9789
    @zamzammohammed9789 19 วันที่ผ่านมา

    ናይ እዶም ይሃቦም ፍጣሪ ኣጀኩም ፅንኣት ይሃብኩም 😢😢😢😢😢ንድህርት ተይኮነይ ንቅድሚት ሰጉሙ ያሕርነኩም እምበር ኣያበርኽኩምን። ኣጆና

  • @frtunatsegay4292
    @frtunatsegay4292 19 วันที่ผ่านมา +1

    Haweyyy😢😢😢😢

  • @TESFAYBIRHANE-nc9mw
    @TESFAYBIRHANE-nc9mw 19 วันที่ผ่านมา +1

    Gnzeb bzuhet blae ahwat bzuhet ay tktel xbah Kay tktel❤❤

  • @hdjf4
    @hdjf4 18 วันที่ผ่านมา

    ፅንዓት ይሃብኩም ኩሉኩም ደለይቲ ፍትሒ ኣሕዋተይ😭😭

  • @eliltawtaylor6390
    @eliltawtaylor6390 18 วันที่ผ่านมา

    My condolences to you all family 😢

  • @mizankeshi4276
    @mizankeshi4276 19 วันที่ผ่านมา +1

    በዓል ዓቢ ራኢ ብሰላምዕረፍ 💔💔💔

  • @ygg949
    @ygg949 12 วันที่ผ่านมา

    ይብራህ ሓወይ መንግስተ ሰማያት የዋርስካ ንኩሎኩም በርገድ ንሓመዱ ፅንዓት ይሃብኩም😭😭😭😭😭😭😭💔💔💔😭😭😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔😭😭💔💔

  • @Tglove--
    @Tglove-- 18 วันที่ผ่านมา

    ዞምአሕዋተ እግዚአብሔር ኣምላክ እክእሎ ይሃቡኩም ክሎኩም ደለይቲ ፍቲሒ ሰብ ሕልና ልንእሱይ እዋን መንግስተ ሰማይ የዋርሶ😢😢😢😢💔

  • @Ykgxu
    @Ykgxu 16 วันที่ผ่านมา

    ኣሕሕሕሕ ጎይታዋይ ልብና ተሰይሩ ወዲ ወርቁ ወድነይ ልበይ ደምዩ😭😭😭💔💔💔😭😭😭

  • @user-pf5lo1zt7f
    @user-pf5lo1zt7f 19 วันที่ผ่านมา +1

    ብሰላም ዕረፍ ሓወይ ናተይ

  • @sidonatekeste5888
    @sidonatekeste5888 19 วันที่ผ่านมา +1

    Kemzi wedi geru leby zetnkefe seb ab hiwety yehlw do yekewen 😢😢😢tsbuk menesey 1998 - 2000 zeksernayom meneseyat yezekrka

  • @habtomasmerom576
    @habtomasmerom576 19 วันที่ผ่านมา +1

    ጽናዓት ይሃብኩም ንመላእ ስድራቤት😢😢😢

  • @alemdesta454
    @alemdesta454 17 วันที่ผ่านมา +1

    ከም ትግራወይቲ ነዞም ቀተልቲ ክብል ዝክእል ግን ንስካቱም ሰብ ቀቲልኩም ሰላም ክትነብሩ እንድዩ ሓሳብኩም በሉ ነዚአ ረአዩዋ 👉“ነቲ ነፍስን ስጋን ኣብ ገሃነም ኬጥፍእ ዚከአሎ ደኣ ኣዚኹም ፍርህዎ እምበር፡ ነቶም ንስጋ ዚቐትሉ ንነፍሲ ግና ምቕታላ ዘይክአሎም ኣይትፍርህዎም።”
    - ወንጌል ማቴዎስ 10፥28 ንሱ መይቱ ዘይኮነ ዓሪፉ እዩ እቲ ሞት ግን ንዓኩም ክወስድ ይፅበ ኣሎ ምክንያቱ ሰብ ዝቀተለ ናብ ጋሃንም ከም ዝኮነ ማንም ዘይስሕቶ እዩ ብሂወት ከለኩም ንዝገበርክምዎ ተጣዒስኩም ካብቲ ሞት ክትምልጡ ድማ ናትኩም ግደ እዩ!! አብቲ ዝሓለፈ ኪናት ህዝቢ ትግራይ ካብ መሬት ንምጥፋእ እዩኮ ተሓሲቡ ነይሩ ግን አብ መሬት ማንም ዝተርፍ የለን እንተ ንሓደ ከም ሕሊና ዘለዎ ፍጡር ግን ሓሳብካን ስራሕካን እዩ ዘጥፈአካሞ ካብ ሰይጣናውነት ናብ ሰብአውነት ንመለስ!! አምላክ ሓድነቱ ይዓድለና ሰለማዊ ዝኮነ ሕይወት ንመርሐሉ ዘመን የምፀአልና ንዝዓረፈ ሓውና ዕረፍቲ ነብሲ ይሃበልና እግዚአቢሔር አምላክና ንስድርኡን ንመላእ ቤተሰቡን እመቤቴ ወላዲተ አምላክ ብዕድመን ጥዕናን ፅላላ ተንብረሎም💙

  • @elsagaiem4132
    @elsagaiem4132 19 วันที่ผ่านมา

    Yea❤❤❤❤

  • @TESFAYBIRHANE-nc9mw
    @TESFAYBIRHANE-nc9mw 19 วันที่ผ่านมา

    Akele abakum tetfae alekum baelkum zey tkatu begakum tfeltun ekum tarik abotatom abgolgol hezamo ferah hezamo defar zazemo❤❤

  • @user-sl2ph5jf7j
    @user-sl2ph5jf7j 18 วันที่ผ่านมา

    ብሰላም ዕረፍ ሓወይ ማዓረይ ኣሕሕሕሕሕሕሕሕሕሕሕሕ😢😢😢😢😢😢😢

  • @ExcitedAlpineVillage-wc5oq
    @ExcitedAlpineVillage-wc5oq 19 วันที่ผ่านมา

    ኣጆና ጽንዓት ንኩሉ ተቃላሳይ ብፍላይ ነዛ ክብርቲ ሓፍቱ ንብዓልቲ ቤቱን ምልኡ ስድራን ግን በቅ ስቅ እንተ ኢልና ከምዛ ዘልናያ ተበቲና ክንጠፍእ ኢና እንተ ትዛርብና ውን ኣሰርና ሲዒቦም ክቕትሉና እዮም ሕንቲ ኣማኣርጺ ጥርሕ ያ ዘላትና ካብ ኩሉ ዘይ ከውን ሓሸውየ ወጺካ ከመይ ንስዕሮም ምቅላስ ምክንያቱ ወይ ሓስውትን ኣምስሉን ዄና ምንባር ወይ ክኣ ትዛሪብና ጥራይ ንቅተል ስለ ምንታይ ብግብሪ እና ትቅለስና ዘይ ንስዋእ።

  • @hadishftwi6697
    @hadishftwi6697 19 วันที่ผ่านมา +1

    selameref abgenetu yekebelka arkey marey nsedra xnat yehab😭😭😭😭😭😭😭😭😭

    • @medhaniemahari4265
      @medhaniemahari4265 19 วันที่ผ่านมา

      መንግስተ ሰማይ የዋርሶ። ግና ክቐትል ዝተበገሰ ዶ ኣይኮነን ንባዕሉ??

  • @luulasgodom3627
    @luulasgodom3627 18 วันที่ผ่านมา

    Buluxey💔😭Mengste semay yewarska halal hawey mis kidusanu yenbrka fetari
    Xinat nimelae beteseb

  • @user-um3lw8zp4m
    @user-um3lw8zp4m 19 วันที่ผ่านมา

    😭😭💔💔 wayy hewey

  • @user-tx6hy1zr5x
    @user-tx6hy1zr5x 19 วันที่ผ่านมา

    Ahhhhh😭😭😭😭

  • @AbebaGebretsadik
    @AbebaGebretsadik 19 วันที่ผ่านมา +10

    መንግስተ ሰማያት የዋርሶ ጅግና ስውእ ሓውና ።

  • @user-np6ud3ej3j
    @user-np6ud3ej3j 19 วันที่ผ่านมา

    ገነት መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ፅንዓት ይሃብኩም ንመላእ ቤተሰብን ንኩሉም መቅርቡን😭😭👏

  • @user-ci2ps9oc3w
    @user-ci2ps9oc3w 19 วันที่ผ่านมา

    Mengste semay yewarksa kbur hawna💔 💔 💔 💔

  • @simretkesete9505
    @simretkesete9505 19 วันที่ผ่านมา

    Xnat yehbkum kburat sidra hawey ka mengste semay yewrska niusey 😭😭😭😭💔💔💔

  • @noahpaulos5931
    @noahpaulos5931 19 วันที่ผ่านมา

    Neus hawey natey amlak ab yemanayu yekebelka harbegna Tekalasay 🙏🙏😭

  • @sesinna1
    @sesinna1 19 วันที่ผ่านมา +5

    እሞ እዞም ኣከለ ጉዛይ ሲ ዳርጋ ኹሎም እዮም ወጺኦም ፣ ኽንድዚ ቑጽሪ። እሞ ሓቁ እንድዩ ደኣ ዕና እንዳብኦም ዝዕጾ ዘሎ። ኣነ ነዛ comment ተምብቡዋ ደቂ ኣከለ ጉዛይ ብሕልፊ ተወላዶ ሽመጃና፣ ዓረት ሃዘሞ ጾሮና እምኒ ምድርባይ ገዲፍኩም ሕና እንዳ ኣባሓጎኹም ኽፈቱ። ብደንጎላ ዝወርድ መንግስቲ የለን፣ ደሓር ዘጣዕሰኩም ኣይትግበሩ። እዚ መለይ ዶ ብረገድ ንሓመዱ ናዕቢ እስኹም ጥራይ ኢኹም ትዓብድሉ ዘለኹም። ዞባ ማእከል 1.8 million ምሳኹም የለን ካልኦ ዞባታት፣ምህላውኩም ኣይፈልጣን። ሕዝቢ ኤርትራ ድማ ኣድጊ/ ትግራይ ንሓመዱ ይብልኹም። ኣነንኤርትራ ኸይደ ቀብሪ ወሪደ ዝረኣኽዎ ዝተዓጽወ ገዛውትን ናይ መርዓ ግዜ ዝሓለፈን ደቂ ኣንስትዮ። ኣቦታትኩም ብሂወት ዘለዉ ድማ ብስራሕኩም ጉህዮምን ሓፊሮምን እምበር ዝድግፈኩም የለን። ሕሰብሉ ፣ ኣነ ውን ለውጢ ይደሊ እየ ግን ብኸምዚ ዑዉር መገዲ ስርዓት ስለ ዘይቅየር። እዛ ሓፍቱ ኸ "ትግራይ ሰብ ኣለዋ" ድያ ትብል ፧

    • @tmelles610
      @tmelles610 19 วันที่ผ่านมา +1

      Tkikl kbur haw eti haki nsu u abzi nenbailka teketatilka zmexie lewti yelen entrfo nay kulu ksaratat

  • @kibreabokbahhnes8766
    @kibreabokbahhnes8766 19 วันที่ผ่านมา

    Eway hawey

  • @dtguduruy3519
    @dtguduruy3519 19 วันที่ผ่านมา

    ኣብ ገነት ያንብርካ ንእሰይ😢😢 ፅንዓት ይሃብኩም

  • @user-uy2nz9qx4r
    @user-uy2nz9qx4r 19 วันที่ผ่านมา

    RIP 😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔💔

  • @eseyasberhe7842
    @eseyasberhe7842 19 วันที่ผ่านมา +1

    መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ንይብራህ ሓውና ፣ አምላኽ ብየማኑ ይቀበሎ:

  • @user-jz9ti8dm9s
    @user-jz9ti8dm9s 19 วันที่ผ่านมา

    ግን ክጭክኒ ንኡሰይ እግዚኣብሔር ኣምላክ ኣብ ገነት የንብርካ ንምላእ ቤተሰብን ባዓልቲ ቤቱ ፅንዓት ይሃብኩም😢😢

  • @user-br8xt8ge8y
    @user-br8xt8ge8y 19 วันที่ผ่านมา

    A Betu kimeri aykalani yibrahi hawey mengste semay yewariska muchu hawey 😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔

  • @tarekeweldemichael2897
    @tarekeweldemichael2897 19 วันที่ผ่านมา +1

    ንወዲ ወርቁ ነብሱ እምበር ሓሳቡ ኣይቀትልዎን እዮም ሓርነት ናይ ግድን እዩ ።ጽንዓት ንኹሉ ደላይ ፍትሒ

  • @kecomekel2000
    @kecomekel2000 19 วันที่ผ่านมา

    Rest in peace

  • @Familyfithi
    @Familyfithi 19 วันที่ผ่านมา

    እህህህ እዋይ ኣነ ኣሕዋተይ ንዓኩም ከኣ ኣርኪብልኩም😢😢😢

  • @tesfu87
    @tesfu87 19 วันที่ผ่านมา

    ኣሕሕሕሕ 😭😭😭

  • @elilhagos9952
    @elilhagos9952 17 วันที่ผ่านมา

    I heard that there is also one guy who is beaten and hospitalized before the death of this poor soul, let’s us be balanced, they are all our brothers

  • @brananai8977
    @brananai8977 17 วันที่ผ่านมา

    ክንደይከ ከብብድካ ይበልዐካ ጎይታዋይ አብ ሕቁፊ አብራሃም ይሳቅ ያዕቆብ የንብርካ አቦ ሓቂ👏💔💔

  • @tekamsgane9062
    @tekamsgane9062 19 วันที่ผ่านมา

    መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ንብጻይ ሓውናን ምቃል ጎድንናን መቓልስትናን 💙💙💙 ሰላም ዕረፍ

  • @RahbotNhzbey
    @RahbotNhzbey 19 วันที่ผ่านมา

    በጃኩም መንእሰያት የሕዋተይ ገሌኩም ከአ ደቀይ ጽንዓት ይሃብኩም አምላክ። ሕድርኩም ነብስኩም ሐልው ካብ ኩሉ ዘይጠቅመኩም ሕማቅ መገዲ ርሐቁ ካብ ፈቆዶ መስተን ካልእ ነገራትን ርሐቁ ደለይቲ ፍትሒ ናብ ጽቡቅ ነገራት ጉዩዩ። ክወግሕ እዩ ተስፋ አይትቁረጹ ደም ባእሲ ፎእ በልዎ አምላክ ሕነ ምፍዳይ ንዓይ ግደፉለይ ኢሉ። ተስፋ ዝቆረጸ ንሕማቅ ነገር እዩ ዝደፍአካ እሞ ዓቅሊ ትዕግስቲ ግበሩ ተማሃሩ መጽሐፍ ቅዱስ አምብቡ አምላክ ይሐልኩም ጽቡቃተይ ዓይኒ ጸላኢኩም ይደፈን። አምላክ ንኩሎም ቤተሰብ ምጽንናዕ የብዝሕ😭😭😭💙🌿❤️

  • @tewzoldebereket9952
    @tewzoldebereket9952 19 วันที่ผ่านมา +6

    ብርጌድ ንመዱ ጨንፈር ኡጋንዳ ድማ ነዚ መደብ ዘዳለኹም የመስግን

  • @Gl.f
    @Gl.f 19 วันที่ผ่านมา +6

    Antum quymatn seb rebhan gdefwom nezom niashtu weledo

    • @gabigunners8073
      @gabigunners8073 19 วันที่ผ่านมา

      ኣታ ወዲ ለማኒ መን ዩ ናይ ረብሓ ብረብሓ ጥፋእ

  • @zth-pq6jg
    @zth-pq6jg 19 วันที่ผ่านมา

    ነብስ ይምሓሪ😢😢😢

  • @albadralbadr945
    @albadralbadr945 19 วันที่ผ่านมา

    እግዝአብሄር አብየማኑ ይከበልካ ሐወይ😢😢😢😢😢

  • @AZuchiKiflemariyam-fm1lg
    @AZuchiKiflemariyam-fm1lg 19 วันที่ผ่านมา

    Egziyabhre abe Gent yenbrom 😢😢😢😢

  • @annopyjvvcfhtuo536
    @annopyjvvcfhtuo536 18 วันที่ผ่านมา

    ፅንዓት ይሃብኩም የሕዋተይ😢😢

  • @user-ry8pg3wu6r
    @user-ry8pg3wu6r 19 วันที่ผ่านมา

    ጸላእትኩም ከይትንዕቁ ካብ ሎሚ ንደሓር ብሓበራ ደለይቲ ፍትሒ

  • @temsgenamlake3558
    @temsgenamlake3558 19 วันที่ผ่านมา

    ,ahhhhh😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @ngstipopo3749
    @ngstipopo3749 18 วันที่ผ่านมา

    ፅንዓት ይሃብኩም ኣሕዋትና

  • @HdulNrrb
    @HdulNrrb 11 วันที่ผ่านมา

    ፅንዓት.ይሃብኩም.ንመላእ.ቤተሰብን.መሓዙቱን

  • @eyobyergalem8284
    @eyobyergalem8284 19 วันที่ผ่านมา +1

    rest in peace kabur haw shabia toreriest baryu daftun hiwtka anber almaka aykatlwon selam aref , Please azi nay shabia kuzema classical kamu awen sawua tabel hareg qual tettaref kandey sabuk neru haru

  • @fjgfjfg1826
    @fjgfjfg1826 18 วันที่ผ่านมา

    ኣሕሕሕ ጎይታዋይ ብሰላም ዕረፍ😭😭😭

  • @meharimeles3993
    @meharimeles3993 13 วันที่ผ่านมา

    መንግስተ ሰማይስ ከምቶም ዝሓለፉ ሰማዕታት ንእኡ ንይብርህ ተሓዚኢሉ ተዳልዩሉ እዩ! ኽብሪ ንኣምላኽ ይኹን!
    " ብሓላፊ ወርቂ ኣይኮነን ገዚኡና: ኽቡር ደሙን ነብሱን እዩ ተበጅዩልና!"

  • @user-lt2fo9ep3d
    @user-lt2fo9ep3d 15 วันที่ผ่านมา +1

    መንግስተ ሰማያት የዋርሶ! ግና እዛ ከም መግለጺ ሓዘን መእተዊት ዝተጠቀምካላ ዜማ ግን ንስለሃገር ፍቅሪ በጃ ንዝዀኑ ጀጋኑ ዝተዘየመትያ!!!!

    • @Lily-zo6jd
      @Lily-zo6jd 13 วันที่ผ่านมา

      ረሳሕ ጋዕጋዕ እዙይስ ስለ በጃ ዓዱ እንድዩ ተሰዊኡ

  • @aronberhane6179
    @aronberhane6179 19 วันที่ผ่านมา

    Rest in peace my brother

  • @Salam177-en5gs
    @Salam177-en5gs 19 วันที่ผ่านมา

    😢😢ብሰላም ዕረፍ ሓወይ ናተይ😢

  • @user-zc4gr8zs9u
    @user-zc4gr8zs9u 19 วันที่ผ่านมา

    Xenat yehbkum bergday 😭😭😥😥💔💔

  • @Eyasuasfaha-ev3ju
    @Eyasuasfaha-ev3ju 19 วันที่ผ่านมา

    RIP HERO

  • @fqrihaqi5453
    @fqrihaqi5453 19 วันที่ผ่านมา +1

    ይብራህ ተቃላሳይ መንግስተ ሰማይ የዋርሶ😢😢😢

    • @hdhcndhch1320
      @hdhcndhch1320 19 วันที่ผ่านมา

      God will give him what he deserves

  • @elsagaiem4132
    @elsagaiem4132 19 วันที่ผ่านมา

    ሚኢኒቲ ሒዚቢ ኢካዊዲቂኪ ዒሊሙኻ አብ ሙዒሪፍእ ኺኒቢጺሕ ኢና❤❤❤❤❤❤

    • @sinnithm.6972
      @sinnithm.6972 17 วันที่ผ่านมา

      ተመሃር ትግሪኛ ዝሐወይ 1ኽፍሊ ከማን ከምዛ ናትካ አይኲሙቱን

  • @banateklay650
    @banateklay650 18 วันที่ผ่านมา

    Antan daki ansto ebar do adetat ekan ezgo geda zaynebal kebid zeman eyu zemaxana zalo welada kemota tedali adea yelan zaysenka huxa kortumolu aytigbaruwo 😢😢😢😢😢😭😭😭😭😭😭😭