ብስም እግዚኣብሄር ዚመጽእ ንጉስ ብሩኽ እዩ።

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 12 ก.ย. 2024
  • Luke 19 (ትግ) - ሉቃስ
    30: ናብዛ ኣብ ቅድሜኹም ዘላ ዓዲ ኺዱ። ኣብኣ ምስ ኣቶኹም፡ ሰብ ዘይተወጥሖ እሱር ጻዕብ ክትረኽቡ ኢኹም። ንእኡ ፈቲሕኩም ኣምጽእዎ።
    31: ሓደ፥ ስለምንታይ ትፈትሕዎ አሎኹም፥ ኢሉ እንተ ሐተተኩም ከኣ፥ ጐይታ ይደልዮ አሎ፡ በልዎ።
    32: እቶም እተላእኩ ኸይዶም ከምታ ዝበሎም ረኸቡ።
    33: ንሳቶም ነቲ ጻዕብ ኪፈትሕዎ ኸለዉ፡ ዋናታቱ፥ ነዚ ጻዕብ ስለምንታይ ትፈትሕዎ አሎኹም፧ በልዎም።
    34: ንሳቶም ድማ፥ ጐይታ ይደልዮ አሎ፡ በልዎም።
    35: ናብ የሱስ ሒዞምዎ መጹ። ኣብቲ ጻዕብ ክዳውንቶም ጠይቂ ምስ ገበሩ ኸኣ፡ ንየሱስ ኣብኡ ኣወጥሕዎ።
    --------------------
    2ይ ሳሙኤል 2
    1፤ ኰነ ከኣ፡ ድሕርዚ ዳዊት፡ ካብ ከተማታት ይሁዳ ናብ ሓንቲዶ ኽድይብ፡ ኢሉ ንእግዚኣብሄር ጠየቖ።
    ደይብ፡ በሎ። ዳዊት ከኣ፡ ናብ ኣየነይቲ ኽድይብ በለ። ንሱ ኸኣ፡ ናብ ኬብሮን፡ በለ።
    --------------------
    Solo Christo
    WongelAdvocate.com

ความคิดเห็น • 1