ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ንተጋዳሊት ኣበባ ዓምዱ እትደልዪ በዚ ስልኪ ቑ.ፅ 0966053992 ክትረኽብዋ ትኽእሉ ኢኹም
ሕራይ ክንረኽባ ኢና ልዕሊ ኹሉ ግን ንኣዳላዊት ሄለን ከመይ ኢና ኽንረኽባ ንኽእል?ብጣእሚ ነኽብራን ንፎትዋን ሓፍትና quality ዘለዋ ኣዳላዊት ስለዝኾነት ናይ ጀጋኑና ብሕልፊ ከዓ ታሪክ ዝሰርሓ ዋዕሮታት ተቕርበልና ስለዘላ ምስጋና ንምሓብ ድሌት ስለዘለኒ እዩ ክብረት ይሓበልና ንትገብርዎ ኹሉ!
ኣበባ ብሓቂ ብቕዕቲ ሓቀኛ ተጋዳሊት ህዝቢ ትግራይ እያ፡ ጀግና እንኳዕ ፀናሕኺ
ጀጋኑና ዋዓሮታትና መስዋእትኹም ፍጹም አይንርሶዖን የቐንየልና ዘልኣለም አብ ልብ ኣለኹም ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ጅግና ፡ ትግራወይቲ❤❤❤
ድምቅቲ ኮኾብ ፊሽኽታኺ ድሙቅ ገፅኪ ፃሓይ ብራቀይ❤ ብሳላኽን ንነብር ኣለና ዋዕሮ ሓፊትና ኽብሪ ምስጋናን ንስዉኣትና😢😢😢
❤❤❤ ክብረትና
ዝኸበርኩም ዝኸብርክንን ኣሕዋተይ መዓረይ እቃዕ ኣብጸ ሐኩም ኣብ ጸሐና ንዛ ጽሑፍ ተንብቡ ዘለኹም / ኺ ምስ ትፈትውዎም ወለድኹምን ኣሕዋትኩምን ብሰላም የራኽብኩም
አሜን አሜን አሜን❤
Amen Amen Amen ❤❤❤
ጅግና ኣበባ❤
ፀሓይ ገፃ ዕድመጥዕና ይሃብኺ።ብጣዕሚ መሕዘኒ ከምዚአ ዝመስላ ቆናጁ ትግራይ ተሪፈን። ዓሕ ታይሞ።
መስዋእትኻ ፈጺምና ኣይንርስዖን ኢና ናይ ጅግናና . ብኣኻትኩም ንሕበን ኢና❤
ፀላኣኪ ይንባዕ ማዓረይ😢 ዋዕሮ እንኳዕ ለ እግዚአብሔር ብሂወት ኣትረፈኪ❤
ጀግናና ጓል ትግራይ❤❤❤❤❤❤❤❤
አምበሳ ጅግና ሃፍተይ ሳላኺ አለና ጅግና ኢኺ
*_ዋዕሮና እንኳዕ ቢሂወት ተረፍኪ ክብርተይ_*
ጀጋኖ ብፅቶይ
ልሳን ብፆትና ኢኪ ኣቤ ❤
ኣቲ ጅግና መግለፂ ሲኢነሉ ጅግንነትኪ tdf ክብሪ ልዓኩም ዘልኣለማዊ ክብርን ሞጎስን ልሰማእታትና🙏
ብስልቲ ቆልዓ እንኳዕ ብህይወት ተረፍኪ ዛሓፍተይ ጅግና
ጅግኒተይ ኣቢየዋ❤❤
ኽቡራት ተጋደልትና ንበሩልና ትሕቲ እግዚአብሔር ሓበንን ኩርዓትን ሃርናን ህዝብን ኢኹም
ኣቤዋይ ዋዕሮ ጓል ዓደይ ፀላኢኺ ይንባዕ ዛ እምበይተይ ኣዮኺ 😢😢😢❤❤🙏
ኣቤዋይ ጀግና ዋዕሮ ጓል ዓደይ ትግራወይት❤❤❤
ፀላኢኺ ይንባዕ ጅግናና ዘሕዝን ንስኹም ተበጀኽምሉ ዓዲ መፃወቲ ዉልቀ ሃፍትምን መራሕትን ምዃኑ እዩ
ቃላት ሲኢነሊኪ ጀግናይ😢💘🙏
ጂግና ዋዕሮ ትግራይ
ኣይ ዝሓፍተይ እንታይሞ ይገበር ፀላኢኺ ይንባዕ ኣቲ ጅግና እንኳዕ ተረፍኪ
ጅግንነትኹም ብቃላት ኣይግለፅን ዋዕሮና እንኳዕ እሰኪ ካባኹም ተፈጠርና❤
ኣቢዋይ ጅግና😢
ጀግኒት ዋዕሮ
ክብርን ሞጎስን ንስውአትና ንጀጋኑና
ኩሉ ነገርኪ ጽብቕቲ አበባየ
TDF ኣንቱም ጀጋኑ ይሕዋትና ዋዕሮ ደቂ ህዝቢ ትግራይ ብርክኹም ይጽናዕ ❤
ጀግና ዋዕሮ❤❤❤❤
ዋዕሮና እንዃዕ ብሂት ተረፍኺ 🙏❤❤💪💪🇻🇳
ዋዕሮና ❤❤❤
ፀላኣይኪ ይንባዕ መዓረይ😢❤❤❤
አጆኺ ጅግና ጓል ትግራይ ሐቂ እዩ ተጋዳላይ ትስሰዓሉ ኢኳ እሞ መወዳእትኡ ዘባላሸይዎ ለማሳት መሪሕነት
Thank you for your service our heroine. Your sacrifice is incomparable. Because of you and all members of TDF, all of us are saved. 💔
አጆኺ ጀግናና ግቡኺ ገይሬኺ ኢኪ ልዓድኺ ገይርኺ ብሒወትኪ ሁጉስቲ ኩኒ ምክንያቱም ግቡኺ ገይርኺ ልትግራይ ዓድኪ ጀግና ኢኪ😢😢😢😢
Extremely emotional interview! Thank you TDF! ጀጋኑ!!
ኣሕዋተይ ክንደይም ዘይሓለፍኽን ክብር ንዓኺን😢
ጅግና💪💪💪💪💪💪💪💪
ሰላም ጀጋኑናናይ ፀላኢ ወታደር ዩ ዝብሃል ናይ ፀላኢ ተጋደላይ ኣይብሃልን ኣስተላክልያ
ኣቢተይ ዛወለላይ ፀላኢኺ ይንባዕ
መስተዋዓሊት ትግራወይቲ
ካብ ጀጋኑ ጂጊና አጀኪ ዋዓሮ😢 💔🙏🙏🙏🙏
Abe jegna ❤💪💪
ኣቢተይ ህያበይ ለባም ብብዙሕ ዝፈትወኪ ሓፍተይ ኣጆኽኒ ኣይትንብዒ ፀላኢኺ ይንባዕ ኣቤዋይ❤😢
ጠላትሸ ያልቅሰ አበባዬ የትግራይ ጀግና መቼም በታሪክ የማይረሳ ጀግንነት❤❤❤❤❤
ትግራይ ወያኔ ህውኻት ትህነግ መቐለ አዲ ሃሳዌ ያለው ሃውልት እራሱን ይዞ ቀረ ï ❗😊😅
Abeba haftey ajoki gegna waero!! We are here because of you and your comrades . Long live for TDF !!!
ኣቢተይ ኣጆኪ😢
ጅግና ተጋዳሊተ አበባ ጅግንነት ተጋሩ ዝፈጠር አፍቶም በቢጊዝየኦም ከዕምፁና ከገዝእና ክጎብጥና እተመፁ አይይይይ እንቢ አብ ትሕቲ ማንም ተገዛቲን መበተካን መንነተካን ተመጢልካ ን ከትነበር ስለዘትፈቅ ወይ ስለ ዘነቅል የ ድማ ትኽክል ዩ ነቲ ቃለሲ ምስ ሂወትን ህዝቢ ትግራይ ክትገለፂ እንተለኺ ተሕልፍዮ ፍቅሪ ሐልዮት ፅንዓት እምነት ይል ኢለኪ አለኹ ተ ጋ አቤ ከበሪ ።
ቃላት የብለይ ናዓኹም ጀጋኑ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ቃንዛኻ ይስምዓኒ።
ማዓርይ 😢
ጅግና ሓፍትና ኮማንዶ ትግራይ ሳላኹም ኮርዕና ክብረት ይሓበልና ።ንሕበነልኹም ኢና
ኣቤ ሓፍትና ጅግና ኢኺ
ኣጆኪ እግዚአብሔር ሰላም ኣውሪዱልና ኣሎ
😢አጆኪ ዝያዳይ😢
ፀላኢኪ ይንባዓ ፅብቅትን ጅግና ዋዕሮ❤❤❤❤❤😢
ዋዕሮ ትግራይ
ብልፅተይ❤
Hero❤❤❤❤❤❤
I like here confidence and she is beautiful.
ኩርዓት ትግራይና
አጆኪ ብጣዕሚ ጅግና ኢኪ ተዓዊትኪ ኢኪ አይትንብዒ ነዞም ሻዕቢያ አንቢዒኪዮም ኢኪ
❤❤❤❤ዕዲመን ጥዕናን ይሃብኪ ጂግናየ❤❤❤
Heroine ❤❤❤❤❤❤
Agoki shikorey haftey marey I love you ❤
ጸላኢኺ ይንባዕ ጽብቕትን ዋዕሮን ጓል ትግራይ ዓደይ💛♥️
አደዋይ እንካዕ ብሰላም ትመለስኽ ⛪️🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️😘😘😘
ጓል መን ዲኺ ጓቶምቶኩሶም ዘይስሕቱ ጀጋኑ አኺ እኮ!💪💪💊💊💊💊💊❤️💛❤️
Ktsbeyeki kenyeki abi hafety waerona❤❤❤
abiyey jigna akuriakni bhaqi ❤❤
ረዛን መስተውዓሊት ጀግና እንታይ እሞ ክንብል ስዉኣት ጀጋኑና ኣብዉሽጥኺ ርኢናዮም! ከመይ ብብጾትኪ ዝይትስስዒ ለባም እንዶ::
enqae bselam kab hawi awxatki adey maryam zhaftey waero tehabeni zeyhass tarik🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹
እዙ ኣምሓርኛ ዝባሃል እን ዶ ኣብ ቦትኡ ተዛረብኦ በጃኻትክን እና ዝባሃል ቃል መመወፂ ስኒ ጌርክንኦ አርሕቐኦ እባ።
ግብኣት ም ንሕበነ ጀግና
ኣጆኪ ኣቤዋ
Abeba❤❤❤❤❤❤ mearey enkuae reanaki
we love you and we so proud of you
TDF for life....
ፈተና መሰልጠንትን ኣዘዝትን...!ካብ መሰልጠኒ ማእኸላት ብኣሰልጠንተን ዝበፅሐን ግፍዒ ኣብ ግንባር ብኣዘዝተን ዝበፅሐን ግህሰታትን ፈተናታትን ኣብ ሚድያ እንተዘይተዛረብኦ እኳ ስለንሰምዖ ነዚ ተደራቢ ፀገም ክኢለን እየን ኣብ ኲናት ማዕረ ዝሳተፋ። plus ናይ ተፈጥሮ ፈተና። ስለዚ ዋዕሮታት ትግራይ ልዕሊ እቲ ተባዕታይ እየን!
Enikae biselam Metsaeki waerona Abi Jegnitey ❤❤❤
❤️🙏🏿💛💪🏿 thank you
ሞንጆሪኖ ንዚአን ዋዕሮታት ስልጣን አረክቢ::የቐንየልና ዋዕሮ ሓፍትና አጆኺ አይትንቢዒ ክነቡዑ ዘለዎም እዞም ካብ ስልጣን አይንወርድን ኢሎም ንህዝቢ ትግራይ ንሳልሳይ ወለዶ ዘንቡዑ ዘለው አረጎግቲ እዬም::ትግራይ ሰብ አለዎ!!ኽብርን ሞገስን ንሰማእታትና!!ዋዕሮ TDF አብ ጎንኽን አለና::From diaspora Tigray ❤
Xelaeikum demmm ynbae😢😢😢😢
Kalet tesinu nakne zekuwne waroutate tigray respect yegbkne❤💛❤️💛💪💪✊️🫵🙏🙏
ምቁርተይ ሓሳባት ልብኪ ክሉ ተፈጺሙ የርኢየና ጎይታ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
jeganuna enkae bHiwet trefkumln nadkumn nHzbkumn elku mekera ztekafelki jgnnetkum megleTi senelu nkore baakum ❤️❤️❤️❤️🥰🥰🥰
Meguletsi yebileyin 🎉🎉❤❤❤❤❤
እቶም ንህዞብን ንዓዶምን ክብሉ ዝተሰውኡ ኣብ ገነት ይንብሩ ንጉድኣት ድማ ኩሉ ትግራዋይ ብዛዓቅምና ሓጊዝና ቁስሎም ሃዩ ዓርሶም ዝኽእልሉ ንግበሮም ምስ ፈጣሪ
Much love you ❤❤❤❤
She is sweet hart ❤️
"ተጋዳላይ ብሂወቱ እዩ ዝሓልየልካ" ክብሪ ሂወቶምን ንእስነቶምን ንዝሃቡና ተጋደልትና።
አይዛኺ ፀላእኺ ይንብዓ ጅግና ጋል ዋዕሮ እዞም ዝተሰውኡ አሕዋትናለ መንግስት ሰማያት ይውረሶም😢❤
Waeronaaaa❤❤❤❤
No word is enough to thank u as well ur follow TDF bravery.
hhakki dekisom kelewu keyteredom kab arat tesiom sheynom endegena zdksu alewu❤❤❤❤❤
ትግራይ ትስዕር እንዳበልኩም እባ ሰብ ወዲእኩም
ናይ ብሓቂ እዛ ጓል ግን ብዙሕ ዝተመሃረት ትመስል ወላ ዝረብኣ ብሱል
ትግራይ እኮሞ ሲዒራ ፀላእታ ፀራሪጋ ሓመድ ድበ ኣእትያቶም
እንካዕ ብሰላም ወፃኺ ኣቤዋ ጂግናቅ❤
@@HaftomDesta-r5r መሬት ወልቃይት ራያ ክሳብ ሕጂ ኣብ ትሕቲ ጸላኢ ከሎስ ስዒርና ትብል ኣለኻ
ንተጋዳሊት ኣበባ ዓምዱ እትደልዪ በዚ ስልኪ ቑ.ፅ 0966053992 ክትረኽብዋ ትኽእሉ ኢኹም
ሕራይ ክንረኽባ ኢና
ልዕሊ ኹሉ ግን ንኣዳላዊት ሄለን ከመይ ኢና ኽንረኽባ ንኽእል?
ብጣእሚ ነኽብራን ንፎትዋን ሓፍትና quality ዘለዋ ኣዳላዊት ስለዝኾነት ናይ ጀጋኑና ብሕልፊ ከዓ ታሪክ ዝሰርሓ ዋዕሮታት ተቕርበልና ስለዘላ ምስጋና ንምሓብ ድሌት ስለዘለኒ እዩ
ክብረት ይሓበልና ንትገብርዎ ኹሉ!
ኣበባ ብሓቂ ብቕዕቲ ሓቀኛ ተጋዳሊት ህዝቢ ትግራይ እያ፡ ጀግና እንኳዕ ፀናሕኺ
ጀጋኑና ዋዓሮታትና መስዋእትኹም ፍጹም አይንርሶዖን የቐንየልና ዘልኣለም አብ ልብ
ኣለኹም ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ጅግና ፡ ትግራወይቲ❤❤❤
ድምቅቲ ኮኾብ ፊሽኽታኺ ድሙቅ ገፅኪ ፃሓይ ብራቀይ❤ ብሳላኽን ንነብር ኣለና ዋዕሮ ሓፊትና ኽብሪ ምስጋናን ንስዉኣትና😢😢😢
❤❤❤ ክብረትና
ዝኸበርኩም ዝኸብርክንን ኣሕዋተይ መዓረይ እቃዕ ኣብጸ ሐኩም ኣብ ጸሐና ንዛ ጽሑፍ ተንብቡ ዘለኹም / ኺ ምስ ትፈትውዎም ወለድኹምን ኣሕዋትኩምን ብሰላም የራኽብኩም
አሜን አሜን አሜን❤
Amen Amen Amen ❤❤❤
ጅግና ኣበባ❤
ፀሓይ ገፃ ዕድመጥዕና ይሃብኺ።
ብጣዕሚ መሕዘኒ ከምዚአ ዝመስላ ቆናጁ ትግራይ ተሪፈን። ዓሕ ታይሞ።
መስዋእትኻ ፈጺምና ኣይንርስዖን ኢና ናይ ጅግናና . ብኣኻትኩም ንሕበን ኢና❤
ፀላኣኪ ይንባዕ ማዓረይ😢 ዋዕሮ እንኳዕ ለ እግዚአብሔር ብሂወት ኣትረፈኪ❤
ጀግናና ጓል ትግራይ❤❤❤❤❤❤❤❤
አምበሳ ጅግና ሃፍተይ ሳላኺ አለና ጅግና ኢኺ
*_ዋዕሮና እንኳዕ ቢሂወት ተረፍኪ ክብርተይ_*
ጀጋኖ ብፅቶይ
ልሳን ብፆትና ኢኪ ኣቤ ❤
ኣቲ ጅግና መግለፂ ሲኢነሉ ጅግንነትኪ tdf ክብሪ ልዓኩም ዘልኣለማዊ ክብርን ሞጎስን ልሰማእታትና🙏
ብስልቲ ቆልዓ እንኳዕ ብህይወት ተረፍኪ ዛሓፍተይ ጅግና
ጅግኒተይ ኣቢየዋ❤❤
ኽቡራት ተጋደልትና ንበሩልና ትሕቲ እግዚአብሔር ሓበንን ኩርዓትን ሃርናን ህዝብን ኢኹም
ኣቤዋይ ዋዕሮ ጓል ዓደይ ፀላኢኺ ይንባዕ ዛ እምበይተይ ኣዮኺ 😢😢😢❤❤🙏
ኣቤዋይ ጀግና ዋዕሮ ጓል ዓደይ ትግራወይት❤❤❤
ፀላኢኺ ይንባዕ ጅግናና ዘሕዝን ንስኹም ተበጀኽምሉ ዓዲ መፃወቲ ዉልቀ ሃፍትምን መራሕትን ምዃኑ እዩ
ቃላት ሲኢነሊኪ ጀግናይ😢💘🙏
ጂግና ዋዕሮ ትግራይ
ኣይ ዝሓፍተይ እንታይሞ ይገበር ፀላኢኺ ይንባዕ ኣቲ ጅግና እንኳዕ ተረፍኪ
ጅግንነትኹም ብቃላት ኣይግለፅን ዋዕሮና እንኳዕ እሰኪ ካባኹም ተፈጠርና❤
ኣቢዋይ ጅግና😢
ጀግኒት ዋዕሮ
ክብርን ሞጎስን ንስውአትና ንጀጋኑና
ኩሉ ነገርኪ ጽብቕቲ አበባየ
TDF ኣንቱም ጀጋኑ ይሕዋትና ዋዕሮ ደቂ ህዝቢ ትግራይ ብርክኹም ይጽናዕ ❤
ጀግና ዋዕሮ❤❤❤❤
ዋዕሮና እንዃዕ ብሂት ተረፍኺ 🙏❤❤💪💪🇻🇳
ዋዕሮና ❤❤❤
ፀላኣይኪ ይንባዕ መዓረይ😢❤❤❤
አጆኺ ጅግና ጓል ትግራይ ሐቂ እዩ ተጋዳላይ ትስሰዓሉ ኢኳ እሞ መወዳእትኡ ዘባላሸይዎ ለማሳት መሪሕነት
Thank you for your service our heroine. Your sacrifice is incomparable. Because of you and all members of TDF, all of us are saved. 💔
አጆኺ ጀግናና ግቡኺ ገይሬኺ ኢኪ ልዓድኺ ገይርኺ ብሒወትኪ ሁጉስቲ ኩኒ ምክንያቱም ግቡኺ ገይርኺ ልትግራይ ዓድኪ ጀግና ኢኪ😢😢😢😢
Extremely emotional interview! Thank you TDF! ጀጋኑ!!
ኣሕዋተይ ክንደይም ዘይሓለፍኽን ክብር ንዓኺን😢
ጅግና💪💪💪💪💪💪💪💪
ሰላም ጀጋኑና
ናይ ፀላኢ ወታደር ዩ ዝብሃል ናይ ፀላኢ ተጋደላይ ኣይብሃልን ኣስተላክልያ
ኣቢተይ ዛወለላይ ፀላኢኺ ይንባዕ
መስተዋዓሊት ትግራወይቲ
ካብ ጀጋኑ ጂጊና አጀኪ ዋዓሮ😢 💔🙏🙏🙏🙏
Abe jegna ❤💪💪
ኣቢተይ ህያበይ ለባም ብብዙሕ ዝፈትወኪ ሓፍተይ ኣጆኽኒ ኣይትንብዒ ፀላኢኺ ይንባዕ ኣቤዋይ❤😢
ጠላትሸ ያልቅሰ አበባዬ የትግራይ ጀግና መቼም በታሪክ የማይረሳ ጀግንነት❤❤❤❤❤
ትግራይ ወያኔ ህውኻት ትህነግ መቐለ አዲ ሃሳዌ ያለው ሃውልት እራሱን ይዞ ቀረ ï ❗😊😅
Abeba haftey ajoki gegna waero!! We are here because of you and your comrades . Long live for TDF !!!
ኣቢተይ ኣጆኪ😢
ጅግና ተጋዳሊተ አበባ ጅግንነት ተጋሩ ዝፈጠር አፍቶም በቢጊዝየኦም ከዕምፁና ከገዝእና ክጎብጥና እተመፁ አይይይይ እንቢ አብ ትሕቲ ማንም ተገዛቲን መበተካን መንነተካን ተመጢልካ ን ከትነበር ስለዘትፈቅ ወይ ስለ ዘነቅል የ ድማ ትኽክል ዩ ነቲ ቃለሲ ምስ ሂወትን ህዝቢ ትግራይ ክትገለፂ እንተለኺ ተሕልፍዮ ፍቅሪ ሐልዮት ፅንዓት እምነት ይል ኢለኪ አለኹ ተ ጋ አቤ ከበሪ ።
ቃላት የብለይ ናዓኹም ጀጋኑ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ቃንዛኻ ይስምዓኒ።
ማዓርይ 😢
ጅግና ሓፍትና ኮማንዶ ትግራይ ሳላኹም ኮርዕና ክብረት ይሓበልና ።ንሕበነልኹም ኢና
ኣቤ ሓፍትና ጅግና ኢኺ
ኣጆኪ እግዚአብሔር ሰላም ኣውሪዱልና ኣሎ
😢አጆኪ ዝያዳይ😢
ፀላኢኪ ይንባዓ ፅብቅትን ጅግና ዋዕሮ❤❤❤❤❤😢
ዋዕሮ ትግራይ
ብልፅተይ❤
Hero❤❤❤❤❤❤
I like here confidence and she is beautiful.
ኩርዓት ትግራይና
አጆኪ ብጣዕሚ ጅግና ኢኪ ተዓዊትኪ ኢኪ አይትንብዒ ነዞም ሻዕቢያ አንቢዒኪዮም ኢኪ
❤❤❤❤ዕዲመን ጥዕናን ይሃብኪ ጂግናየ❤❤❤
Heroine ❤❤❤❤❤❤
Agoki shikorey haftey marey I love you ❤
ጸላኢኺ ይንባዕ ጽብቕትን ዋዕሮን ጓል ትግራይ ዓደይ💛♥️
አደዋይ እንካዕ ብሰላም ትመለስኽ ⛪️🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️😘😘😘
ጓል መን ዲኺ ጓቶምቶኩሶም ዘይስሕቱ ጀጋኑ አኺ እኮ!💪💪💊💊💊💊💊❤️💛❤️
Ktsbeyeki kenyeki abi hafety waerona❤❤❤
abiyey jigna akuriakni bhaqi ❤❤
ረዛን መስተውዓሊት ጀግና እንታይ እሞ ክንብል ስዉኣት ጀጋኑና ኣብዉሽጥኺ ርኢናዮም! ከመይ ብብጾትኪ ዝይትስስዒ ለባም እንዶ::
enqae bselam kab hawi awxatki adey maryam zhaftey waero tehabeni zeyhass tarik🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹
እዙ ኣምሓርኛ ዝባሃል እን ዶ ኣብ ቦትኡ ተዛረብኦ በጃኻትክን እና ዝባሃል ቃል መመወፂ ስኒ ጌርክንኦ አርሕቐኦ እባ።
ግብኣት ም ንሕበነ ጀግና
ኣጆኪ ኣቤዋ
Abeba❤❤❤❤❤❤ mearey enkuae reanaki
we love you and we so proud of you
TDF for life....
ፈተና መሰልጠንትን ኣዘዝትን...!
ካብ መሰልጠኒ ማእኸላት ብኣሰልጠንተን ዝበፅሐን ግፍዒ ኣብ ግንባር ብኣዘዝተን ዝበፅሐን ግህሰታትን ፈተናታትን ኣብ ሚድያ እንተዘይተዛረብኦ እኳ ስለንሰምዖ ነዚ ተደራቢ ፀገም ክኢለን እየን ኣብ ኲናት ማዕረ ዝሳተፋ። plus ናይ ተፈጥሮ ፈተና። ስለዚ ዋዕሮታት ትግራይ ልዕሊ እቲ ተባዕታይ እየን!
Enikae biselam Metsaeki waerona
Abi Jegnitey ❤❤❤