ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
በቃ 50000 ከይተእትውዋ ኮ ሓንጊድኩም ብተወሳኺ ናብ #whatsapp ግሩፕ ኣሎ ሕብረት ንምፍጣር ተሊኹም ተሓወሱና
❤❤❤
Ygerm hzbna nezi knzeabi ab kale ywel
Ajoka kisen keteatu eya don’t worry 🎉🎉🎉
Ajoka Memhrey ❤❤❤
ኣጆካ መምህረይ ክትመልእ እያ ከም ፍቃድ እግዚአብሔር❤❤
ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ተመስገን መድሃኒኣለም ኣቦይ ብመጀመርያ ብጣዕሚ እንድየ ሓዚነ ነይረ 😢😢ብሓቂ እግዚኣብሔር ይመስገን እግዚኣብሔር ይመስገን ተባረኩ ተባረኩ ኩሎኩም ኣሕዋተይ❤❤
ቀደማይ ብጣዕሚ እየ ነቢዐ ንዛ ገዛክራይ ዝከነት ዓለም ኣብ ክንዲ ፅቡቅ ሕማቅ ንገብር ከዚ ደማ ብታሕጋስ ዕልልልልታን ንብዓትን ተሓዋዊስኒ ተመስገን ኣምላክ❤❤❤❤❤❤❤
በቃ መግለፂ ሲእነልካ እዝጋቢሀረ ይመስገን ተመስገን ኣምላከይ ኣሜን ኣሜን እልልልልልልልልልልልልልልልልል❤❤❤❤❤
ዕልልልል ኩሉ ግዜ ከምዙይ ዝበል ፅቡቅ ምርኣይ ክንደይ ይፅብቅ ነይሩ😢😢😢😢
እስመ ኣልቦ ዘይሳኣኖ ለእግዝኣብሄር ተመስገን ተመስገን ሙሉእ ምሕረት ይግበሮ
መምህር ፀጋይ ተስፋ ውፃዓት ሰብ እግዚኣብሔር ዕድመን ጥዕናን ያሃበልና
እልልልልልልልልልልእሰይይይይ ሙሉኡ ምሕረት የውርደልኹም ተመስገን ፈጣሪ
ኣሰይ እግዚአብሔር ይመስገን ክቡር መምህር ፀጋይ ሓዉና እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፀሎት ኣቦታትና ኣይፈለየና 🙏♥️
እልልልልልልልልልል እግዚኣብሔር ይመሰገን ናብዝ ዘብፅሓና ይመሰገን ኣምላክና እልልልልልልልልልልልልል🎉🎉🎉 እንዃዕ ደስ በለኩም ወሊዲና መምህሪ ፀጋይ ክቡሪ ይሃብካ ኩለኩም እግዚኣብሔር ይሃብኩም🙏🙏✝️✝️
ኣሰይ ኣሰይ ዕልልልልልልልልልል ተመስገን ተመስገን ተመስገን ተመስገን ታይ ይሳኣኖ እግዜአብሔር ኣምላክ ንሕዋትና እወን ሙሉእ ምሕረት የውርደልኩም 💗💗💗💗💗💗💗💗👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
እሰይይ ዕልልልልልል ኢለ አነስ ፀግሸይ ቃላት የብለይን ንዓኹም ዝከውን 🙏🕊አምላክ አብዓወደወርቁ ይፃሓፈልኹም ንኹልኹም 🙏🕊❤️
ተመስገን ኣምላክይ ኣነስ ብቃደማይ ብጥዕሚ እየ ሓዘን😢 ነይረ ሐዚ ግን ታይ ይስኣኑ ቅዱስ ገብርኤል ኣቦይ❤❤❤❤
ብሓቂ ሎሚ ኸመይ ተሓጉሰ ❤❤❤❤❤❤
ተመስገን ተመስገን ተመሰገን🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
ኣሰይይይይይ ተመሰገን ምላክስ ኣነሰ ዝበል ጠፍኡኒ ብታሓጉስቲ ዕድመን ጥዕናን ንኩላትኩም አሕዋተይ በገንዘበን ከጉልበት ዝተሰተፍኩም አብዝሑ ይሃብኩም ነብረኩም ኩሉ ግዘ ብርሃን ይኩን❤❤❤🎉🎉🎉
እልልልልልልል ተመሰገን ተመሰገን ተመሰገን ኣሰይይይይ እግዚአብሔር ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ መምህር ፀጋይ 🙏🙏🙏🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺
ኣብዚ በረከትዚ ዝተሳተፍኩም ተዓዲልኩም❤ ተመስገን ብሓጎስ ነቢዐ
ሳብስክራይብ ግበረለይ ማዓረይ
ዕልልልልልል ተመሰገን ኣምላክ ኩሉ ዘይሳኣኖ🙏🙏🙏🙏❤️❤️
ተመስገንካ ፈጣሪ እንታይ ይሰኣኖ ሰላካ ጎይታና መድሓኒና እየሱስ ክርስቶስ🙏🙏🙏
Temesgen Amlak hagoseyy mkuxxar sinyo mulu mhret yigberlkum zom yhwatey mearey🙏🙏🙏 memhr xegay hawey kea edmen tenan yhabka fetari zhawey🙏
ዕልልልልልል ተመስገን ድሕሪ ፀልማት ኣሎ ብሓቂ ብቃዳማይ በክየ ከዚ ግን ዓሊለ ዕልልልልልልልልልልል❤❤❤❤ኣሰይይይ ገና ክድሕጎሱ ኢኩም ኣሕዋትናለ ክድሕኑ እዮም ❤❤መምህር ፀጋይ ንኩሎኩም ገበርቲ ሰናይ ፈጣሪ ዓስብኩም ይክፈልኩም መዳሃኒ ኣለም❤❤
❤❤ተመስገን ኣምላኬ ተመስገን❤❤❤❤ መምህር ፀጋይ ዓስብኻ ካብ እግዚብሔር ርኽቦ ሓገዝተኻለ እግዚብሔር ኣምላክ ይሓግዞሞ❤❤❤❤❤❤
ተመስገን ጌታየ ንመድሃኒኣለም ታይ ይሰኣኖ ዕልልልልልልልልልልልልልል❤
ተመስገን ተመስገን ኣምላክይ እንታይ ስኣኖ እግዚአብሔር ንኣሕዋትና እዋን ምሉእ ምሕረት የዉርደሎም❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
እግዚኣብሔር ይመስገን አብ ለዋሃት ሰባት ሓዲሩ ነዛ ገዛን ነዞም ስድራን ምሕረት ዝላአኸላ
እልልልል እግዝአብሄር ኣምላኽ ታይ ይሳኣኖ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏
እግዚኣብሔር ይመስገን እግዚኣብሔር ይመስገን 😊😊😊
ኣይይይይይ አልልልል ብጣዓሚ ተሓጎሰ ተመስገን ኣምላክ ኣብረሃ ወ ኢሳቅ ወይ ያቆብ ኣምላክ ቅዱሳን፡ኣምላክ፡ኣቦና ኢንደረያስ ኣምላክ ደንጌል ማርያም ❤❤❤❤ ተመስገን አልልልልል
ኩላትኩም ኣብኡ ዝተሳተፍኩም እግዝኣብሄር ጻማኩም ይሃብኩም ምስ ጉልበትኩም የንብርኩም።
Temesgen amelak aboy etay yesano besb geru melak yesdlka ekon hagoskum : sdrana seytan yethard. Yehwatey kea amelak xegeu yebzehalkum 🙏🙏🙏🙏🙏🙏habtkum Eritrawit 🇪🇷
እስመ ኣልቦ ነገር ዘይሳኣኖ ንእግዚኣብሔር ተመስገን🙏ንሕዋትና ውን ሙሉእ ምሕረት ይግበረሎም🙏
ዕልልልልልልልልልልል ተመስገን ኩሉ ዘይሰኣነካ ፈጣሪ ❤❤❤❤❤❤
Asey Temesgen enqae hagosekum ajokum bhji zelo gzye hagoskum eyu tehagiskum kitnebru ikum 🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ተመስገንን ታሕጎሰይ ወሰን የብሉይ ብሓቂ ኣምላኽና ርህርህ እዩ ተመስገን እልልልልልልልልል ❤💒✝️💚🙏
አሰይ ተመስገን ፈጣሪ ክቡራት ኣሕዋተይ ነዚ ቅድስ ስራሕ ትሳተፉ ዘለኩም ነዛ ገዜ እዚኣ ሙሉእ ጥዕና ሓጎስ ግበረላ ካብዚ ዝዓብይ ሓጎስ የለን ኣሕዋትና እዉን ጥዕዮም ብሰላም ከም ዝምለሱ ምሉእ እምነት ኣለና ተመስገን ሕጂ እዉን 🙏🙏
ተመስገን ፈጣሪ ናብዙ ዘብቅዕክዮም ፈጣሪ መምህር ፀጋይ ምስ መሳርሕትካ ምስ ስድራካን እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃቡኩም❤
ዕልልልልልልልልልልዕልልልልልልልዕልልልልልል እግዝኣብሄር ይመስገን መሊኡ ልኩላቶም ምሕረት የውርደሎም መምህር ፀጋይፀግኡ ይወስከልካ ኣብዙይ ልተሳተፍኩም ብዝወፀ ይተካኣልኩም ብጉልበትኩም ልሓገዝኩም ጉልበትኩም ይባረክ🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ተመስገን ተመስገን ተመስገን ታዓዲልኩም ኣብዙይ ለተሳተፍኩም ብግልበትኩም ብገንዘብኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ብዕድመን ብጸጋን የሓሊኩም ሓጎሰይ ሙቁጽጻር ኣብዩኒ ብኡነት❤❤❤❤❤❤
❤ተመስገን ኣነሲ ንኣምላክ ብልቢ እንተለሚነዬ ኣይሓፍርን እሞ ሕዋተይ ኩላትን ብፀሎትና ንዘኩሮም ❤መድሃኒኣለም ❤ሙሉእ ምሕረት ይግበረሎም
እግዚኣብሄር ዝተመስገነ ይኹን 👏👏👏
ተመስገን ንዋሃቢ ይህቦ ንስካትኩም ለ ሓይልኩም የፅነዐዮ❤❤❤❤
ተመሰገን ተመሰገን ተመሰገን 🙏🙏🙏🤲🤲🤲
እልልልልልልልልልልልልልልልል ተመሰገን እንዃዕ ደሰ ብልኹም ንመምህር ዝኽውን ቃላት የብለይን ኣጅኻ ፅቡቅ ሰራሕ እዩብዝውፅ ይተክኢኹም ፊጣሪ
እእእልልልልልል ስለ ዘይንገር ውህብቶኡ ንአምላኽ ስብሓት ይኹኖ ምሉእ ምሕረት እግዚአብሔር አምላክ
ዕልልልልልልልልል እግዚአብሔር ይመስገን ዕድመን ጥዕና ይሀብካ እንድዒ አነስ ብታኽጓስ ቃላት ሲኢነሎካ መምህረይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰❤❤❤❤❤❤❤🧨🧨🧨🧨
ተመሰገን አልልልልልልልልልልልልልልልልል እንታይ የሰአኖ ተመሰገን ተመሰገን ተመሰገን💜💫💫💫💫💫💫💫💫💫💓💓
ተጋሩ ክንተሓባበር ከጥዕመልና። መ/ር ጸጋይን ተሓባብርትን እግዚኣብሄር ይባርኩም.
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ቅዱሳን ፃድቃን ብቃል ኪዳኖም ይዓቅቡካ ካብ ውዳሴ ኮንቱ ይሰውርካ ንፅቡቅ ተግባር ከኣ ጀማሪ ዘይኮነስ ፈፃሚ ይግበርካ
Egziabher ymesgen sile kulu neger naka win gedam media amlak milieu tinan Edmen yhabka tebarek zhaweyyyy ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
እግዚአብሔር ይመስገን ብዘውፃእክምዎ እግዚአብሔር ይተክአልኩም ፀግኡ የብዝሐልኩም ዝሓመሙ አሕዋትና ምሕረት የውርደሎም አሜን❤❤❤
ምሉእ ምሕረት ን ጥዕናን አምላክ የውርደልኩም አሜን🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽❤️❤️❤️
መምህረይ መንገድኻ ብእግዚአብሄርመንገድኻ ብሩህ ይኹን❤❤❤❤
Aseyyyyyyyyyy Aseyyyyyyyyy Aseyyyyyyyyyy❤❤❤❤❤❤ Temesgen Amilak amilak xeletkim semie eyi eme kabi hiji nidahar Hages ygiberelikm amilak eme Birhan misakim tikin ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
አብየት መ/ር ጸጋይ አብ መሬት ከላኻ ጽድቅ ድራኻ እግዚአብሔር ናይ አገልግሎት ዘመንኻ ይባርክ ⛪️⛪️⛪️
ተመስገን እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል መምህርና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤
አልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ብራሃን ልበሱ ብራሃን የልብስኹም እስይይይይይይ አግዚኣብሔር ዓስብኹም ይሃብኹም ብስጋን ነብስን ብራሃን ትዓደሉ ክንደይ ደስስስስ ይብል ተመስገን ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ሙሉእ ምሕረት ክህወም ኣምላክ ባዓልቲ ሙልእ ተስፋ አየ አግዚኣብሔር ኣይሕፍረን❤❤❤
ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ተመስገን ኣምላኽ❤❤❤❤❤
እልልልል ሕጉስ ኢልና ሐጎስና ምቁጽጻር ሲእና ምስ ሰበይተይ ከምዝ ጸላይ ሰናይ ተሳዕሩ እልልልልልል ናካውን እደመን ጥዕናን ይሃብካ መ / ም ጸጋይ 🙏🙏🙏🙏
ሳብስክራይብ ግበረለይ ወለላይ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን/3/🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🍀🍀🍀🍀🍀🍀🍀🍀
እግዚአብሔር ይመስገን እግዚአብሔር ይመስገን እግዚአብሔር ይመስገንናብዚ ዘብቀዕና ኣምላክ ፈጣሪና አሜን አሜን አሜን❤❤❤❤❤❤
ንዓካ ዝገልፅ ቃላት የብለይን መምህረይ 🥰💙💙🙏ኩሎም ኣብዚ ሰናይ ስራሕ ትሳተፉ ዘለኩም/ክን እግዚአብሔር ኣምላክ ዓስብኩም የክፈልኩም ኣብቲ ዘይሓልፍ ዓምደ ወርቅ ይፃሓፈልኩም ኣምላክ🙏
ኣሰይይይይ ዕልልልልልልልልልል ተመስገን ተመስገን ተመስገን ኣምላክ እስራኤል እንታይ ይሰኣነካ ታሕጓሰይ ወሰን የብሉን ❤ፀጉሽየይ ብትገብሮ ሰናይ ነገር እግዚአብሔር ኣምላክ ዋጋካ ይክፈልካ ምንም ቃላት የብለይን ንዓካ ዝገልፅ ኣምላክ ንዓካ የምስለና ክንሕግዝ ፍቃዱ ይኩንብቅርሽኩምን ብግልበትኩን እትሕጉዙ ዘለክም ፍቅራት ኣሓትና ፈጣሪ ኣብ ዓንዲ ወርቂ ይፅሓፈልኩም ናይ ስጋን ነፍስን ድሕነት ይገበረልኩም ብዝወፀ ይተክእ ኣሜን(3)✝️🤲
ተመስገን ተመስገን ተመስገን ❤🙏
ዕልልልልልልልልልልል ተመስገን ኣምላክ ኣቦይ ታይ ይሳኣነካ ንዓካ ግርማ ተከደኑ ኣሕዋተይ መምህረይ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ይሃብኩም ❤❤❤
ኣብሳሪው ቅድስ ገብሪኤል ተመስገን ተመስገን ተመስገን ❤❤❤❤
እልልልል ተመስገን ኣምላከይ ሕጉስ ኢለ ብታሓጋስ😢 ሓጎሰይ ምቁፅፃር ስኢነ ክብርን ምስግናን ንዓኻ ይኹን❤ ኣምላከይ ብሳላኻን ብሳላ ብደቅኻን ፀላኢ ሰናይ ተሰዒሩ ተመስገንንን🙏🙏 እልልልል ንዓኹም እውን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም🙏 ፀግኡን በረከቱን የብዘሓልኩም 🙏መምህር ፀጋይ ኣቦ ውፅዓት ዕድሜካ ዝተባረኸ ዝተቐደሰ ይኹን🙏 ንበረልና ክበረልና መፃኢኻ ብሩህ ይኹን❤ ቐፅለሉ ኣጆኻ ዛሓወይ❤❤ ስለሰብ ኣይትገደስ ኸልቢ ይነብሕ ግመል ይስጉም እዩ ሞ ኣጆኻ ንቕድሚት ሰጉም❤❤❤❤
እልልልልልልልልልልልልል ተመስገን አምላክይ❤❤❤❤❤❤❤
እልልል ተመሰገን ፈጣሪ ሐዉና አቱም ሰናይ ትገብሩ ፈጣሪ ይሀብኩም
ዕልልልልልልል ተመስገን ፈጣሪ ሙሉእ ፈፅም ይግበሮ❤❤❤❤ተጋሩዋይ በጃኩም ሳብስክራይብ ግበሩ😢❤❤❤❤❤❤
መምህርና ምሰ መረየሰራትሕካ አምላክ ዕድሜን ጥዕናንን ይሃበልና
እልልልልልልልልልልል ተመስገን ❤❤❤❤❤
ዝብሎ ጠፊኡን ብጣዕሚ ተሓጉሰ ኣምልክ ብርሃን ይኩን ናብራካ መምህረይ🙏🙏🙏♥️😘🥰
ተመስገን ዘዝቀደመ አምላክ ይባርኩም ብሩካተይ አብ ዓምደ ወርቁ ይፅሓፍልኩም እና ሃብኩም የንብርኩም ❤❤❤
ማርያምን ምንም ክዛረብ ጠፊኡኒ መድሃኒአለም ባዕሉ ካብ ክፉእዘበለ ይሓሊኹም ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ እግዛብሔር አምላኽ ❤
እልልልልልልልልልልልልል ተመስገን ኣምላከይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
እልልልልልልልል ተመስገን መዳሃኔአለም አቦይ ነዞም አብ ፀበል ዘለው እውን ሙሉእ ምሕረት የውርደሎም❤❤❤❤❤❤
AmenAmenAmen❤❤❤
እግዚአብሔር ተመስገን ብሓቂ ንኣሕዋትና እውን ሙሉእ ምሕረት ያዉሪደሎም👏❤❤
ኣሰይይይይይይ ተመስገን ኣምላክ ብጣዕሚ ደስስስስ ኢሉኒ ነዚ ሰናይ ተግባር ዝገበርከም ፈጣሪ ብዝወጾ ይተካኣልኩም እንኳዕ ከምዚ ኢሎም ኣረአየና ፈጣሪ መምህር ጸጋይ ሓውና እግዝኣቢሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ነቲ ኩሉ ሰናት ተግባራትካ ዓስብካ ካብ ፈጣሪ ረከቦ ቡሩከይ🙏❤❤❤❤
እሰይይ ክንደይ ደስ ይብል ተመስገንኻ ኣታልዑል ኣምላከይ እንኳዕ ናብዚ ኣብቀዐኩም❤🙏
ኣሰይ ተመስገን እንታይ ይስኣኖ እዞም ኣሕዋትና ውን ምሉእ ምሕረት የውርደሎም መ/ር ፀጋይ ሓውና ምስ መሳርሕትካ ,ውን ተባረኩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ንዝሓገዝኩም ኣሕዋትና ብዝወፀ ይተከአልኩም
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ተመሰገን ፈጣሪ ኩሉ ዓለም
ዕልልልልልልልልልል እግዚኣብሔር ታይ ይሳኣኖ ክብርን ምስጋናን ልፈጣሪና ይኩን🤲
ተመስገን ፍጣሪ🙏 መሉኡ ምሕረት ይልኣከልኩም ❤❤❤
ተመስገን እግዚአብሔር አምላኽ እቶም ዝሃብኩም ሂወትኩምን ናብራኹም ይባርኽ ❤እቶም ደኺምና ከይበኩም ውን ነዞም ስድራ ብጉልበትኩም ዝሓገዝኩም ጉልበትኩም የጽናዓዮ አምላኽ ማሓርቲ ምሕረት ክረኽቡ ኢዮም ቅዱስ ወንጌል አቤት ደስ ዘብል ❤❤❤❤❤❤ ደቆም ውን ጥዕና ረኺቦም ከም ሰቦም ሰሪሖም ክኣትዉ ስድራ ከዕርፉ ደስ ይብለና ሓዉኹም ኤርትራዊ ኢየ❤❤❤
ክቡር ሰብ መጠን ነብሱ ይክብረካ እግዚአብሔር አምላክ ንኩላ ዓለም ሰላምን ማሕረትን ይግበረልና ዝሓወይ❤
አሜን አባቀሺ ጌታ እታይ ይሳአኖ ተመስገን
ዕልልልልልልል ተመስገን አምላክ ስለት ደይንገር ውዕለታኻ ኣብዝ ትሳተፍኩም ኩላትኩም እግዚአብሔር አምላክ ሓሳብ ልቡኹም ያስብረልኹም
ተመስገን ኣምላከይ ዛሃብኩም ብደቅኩም እና ታሓጎሱኩም ንበሩ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
ውይይይ ፈጣሪ ሆይ ከም ሎሚ ኣይተሓጎስኩን ተመስገን እስኪ ሙሉእ ይግበሮ ፈጣሪ❤❤❤❤❤
ተመስገን ተመስገን አምላኽ ሙሉእ ምህረት ይግበረልኩም 🙏🙏🙏🙏
ክቡር ሓውና መምህር ፀጋይ ምስ መሳርሕትኻን ምስ ስድራኻን ዓስብኹም ብእግዝኣብሄር ርኸብዎ🙏እግዝኣብሄር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ሂቡ ናይ አገልግሎት ዘመንኩም ይባርኸልኩም ጀጋኑና ድርብ ክብሪ ንዓኹም🙏❤❤❤❤
እልልልልልል እግዚአብሔር ተመሰገን❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
እንታይ ከምዝብል ሕርብት ኢልኩም ይፈልጥ ዶ እንታይ ኢለ ከምዝፅሕፍ ሓርቢትኒ ፀጋይ ሓወይ እግዚአብሔር ዘይውዳእ ፀጋ ይሃብካ ልዕሊ ኩሉ የሕድርካ ንኣሕዋትና ሙሉእ ምሕረት ገይርሎም ፅባሕ ብስራታዊ ገብርኤል የበስረና❤❤❤
እሰይይይይይ እግዚአብሔር ይመስገን ኣቱም ዝሓገዝኩም እግዚኣብሔር ይሓግዝኩም❤❤❤❤
Nezi zgebre Amlak kbri ykuno netom nezi kulu ktserhu amlak hayli zhabokum haylkum ybzah edme yhabkum from Eritrea 🇪🇷 ❤❤❤
አሜን ዝሓወይ የቀንየልና🙏🙏
ሰለ ኩሉ እግዚአብሔር ይመሰገን ተመሰገን
ኣሰይይይ ተመስገንካ ፈጣሪ ኣቦይ ኣቱም ብሩኻት የሕዋተይ ከመይ ሸውዓተ ወለዶታትኩም ካብ መዓት ይውጻዮም ፈጣሪ ካብ መዓት ኣውጺኽሞም ነዞም ስድራ ኣቱም ነዞም ዝተሸገሩ ትሕግዙ ዘለኹም ኤርትራዎትን ትግራዎትን የሕዋተይ ድማ ኣምላኽ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ሰላም ዘለዎ ሂወት ይኹነልኩም ነቶም ሓሚሞም ዘለዉ ድማ ምሉእ ጥዕና ይግበረሎም
ዕልልልልልልልልልልል🎉🎉🎉🎉🎉🎉ተመስገን አምላኬ እስራኤል❤❤❤❤❤❤❤
እፍፍፍፍፍፍ😢😢😢😢😢እንታይ ክብል ሎሙስ ተመስገን ፈጣር😢😢😊😊😊❤❤❤🎉🎉🎉
ኣሰይይይይ ተመሰገን ኣምለክይ🙏🙏🙏🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
ዕልልል ኩሉ ግዜ ከምዙይ ዝበል ፅቡቅ ምርኣይ ክንደይ ይፅብቅ ነይሩ 😢😢😢😢😢😢
በቃ 50000 ከይተእትውዋ ኮ ሓንጊድኩም
ብተወሳኺ ናብ #whatsapp ግሩፕ ኣሎ ሕብረት ንምፍጣር ተሊኹም ተሓወሱና
❤❤❤
Ygerm hzbna nezi knzeabi ab kale ywel
Ajoka kisen keteatu eya don’t worry 🎉🎉🎉
Ajoka Memhrey ❤❤❤
ኣጆካ መምህረይ ክትመልእ እያ ከም ፍቃድ እግዚአብሔር❤❤
ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ተመስገን መድሃኒኣለም ኣቦይ ብመጀመርያ ብጣዕሚ እንድየ ሓዚነ ነይረ 😢😢ብሓቂ እግዚኣብሔር ይመስገን እግዚኣብሔር ይመስገን ተባረኩ ተባረኩ ኩሎኩም ኣሕዋተይ❤❤
ቀደማይ ብጣዕሚ እየ ነቢዐ ንዛ ገዛክራይ ዝከነት ዓለም ኣብ ክንዲ ፅቡቅ ሕማቅ ንገብር ከዚ ደማ ብታሕጋስ ዕልልልልታን ንብዓትን ተሓዋዊስኒ ተመስገን ኣምላክ❤❤❤❤❤❤❤
በቃ መግለፂ ሲእነልካ እዝጋቢሀረ ይመስገን ተመስገን ኣምላከይ ኣሜን ኣሜን እልልልልልልልልልልልልልልልልል❤❤❤❤❤
ዕልልልል ኩሉ ግዜ ከምዙይ ዝበል ፅቡቅ ምርኣይ ክንደይ ይፅብቅ ነይሩ😢😢😢😢
እስመ ኣልቦ ዘይሳኣኖ ለእግዝኣብሄር ተመስገን ተመስገን ሙሉእ ምሕረት ይግበሮ
መምህር ፀጋይ ተስፋ ውፃዓት ሰብ እግዚኣብሔር ዕድመን ጥዕናን ያሃበልና
እልልልልልልልልልልእሰይይይይ ሙሉኡ ምሕረት የውርደልኹም ተመስገን ፈጣሪ
ኣሰይ እግዚአብሔር ይመስገን ክቡር መምህር ፀጋይ ሓዉና እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፀሎት ኣቦታትና ኣይፈለየና 🙏♥️
እልልልልልልልልልል እግዚኣብሔር ይመሰገን ናብዝ ዘብፅሓና ይመሰገን ኣምላክና እልልልልልልልልልልልልል🎉🎉🎉 እንዃዕ ደስ በለኩም ወሊዲና መምህሪ ፀጋይ ክቡሪ ይሃብካ ኩለኩም እግዚኣብሔር ይሃብኩም🙏🙏✝️✝️
ኣሰይ ኣሰይ ዕልልልልልልልልልል ተመስገን ተመስገን ተመስገን ተመስገን ታይ ይሳኣኖ እግዜአብሔር ኣምላክ ንሕዋትና እወን ሙሉእ ምሕረት የውርደልኩም 💗💗💗💗💗💗💗💗👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
እሰይይ ዕልልልልልል ኢለ አነስ ፀግሸይ ቃላት የብለይን ንዓኹም ዝከውን 🙏🕊አምላክ አብዓወደወርቁ ይፃሓፈልኹም ንኹልኹም 🙏🕊❤️
ተመስገን ኣምላክይ ኣነስ ብቃደማይ ብጥዕሚ እየ ሓዘን😢 ነይረ ሐዚ ግን ታይ ይስኣኑ ቅዱስ ገብርኤል ኣቦይ❤❤❤❤
ብሓቂ ሎሚ ኸመይ ተሓጉሰ ❤❤❤❤❤❤
ተመስገን ተመስገን ተመሰገን🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
ኣሰይይይይይ ተመሰገን ምላክስ ኣነሰ ዝበል ጠፍኡኒ ብታሓጉስቲ ዕድመን ጥዕናን ንኩላትኩም አሕዋተይ በገንዘበን ከጉልበት ዝተሰተፍኩም አብዝሑ ይሃብኩም ነብረኩም ኩሉ ግዘ ብርሃን ይኩን❤❤❤🎉🎉🎉
እልልልልልልል ተመሰገን ተመሰገን ተመሰገን ኣሰይይይይ እግዚአብሔር ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ መምህር ፀጋይ 🙏🙏🙏🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺
ኣብዚ በረከትዚ ዝተሳተፍኩም ተዓዲልኩም❤ ተመስገን ብሓጎስ ነቢዐ
ሳብስክራይብ ግበረለይ ማዓረይ
ዕልልልልልል ተመሰገን ኣምላክ ኩሉ ዘይሳኣኖ🙏🙏🙏🙏❤️❤️
ተመስገንካ ፈጣሪ እንታይ ይሰኣኖ ሰላካ ጎይታና መድሓኒና እየሱስ ክርስቶስ🙏🙏🙏
Temesgen Amlak hagoseyy mkuxxar sinyo mulu mhret yigberlkum zom yhwatey mearey🙏🙏🙏 memhr xegay hawey kea edmen tenan yhabka fetari zhawey🙏
ዕልልልልልል ተመስገን ድሕሪ ፀልማት ኣሎ ብሓቂ ብቃዳማይ በክየ ከዚ ግን ዓሊለ ዕልልልልልልልልልልል❤❤❤❤ኣሰይይይ ገና ክድሕጎሱ ኢኩም ኣሕዋትናለ ክድሕኑ እዮም ❤❤መምህር ፀጋይ ንኩሎኩም ገበርቲ ሰናይ ፈጣሪ ዓስብኩም ይክፈልኩም መዳሃኒ ኣለም❤❤
❤❤ተመስገን ኣምላኬ ተመስገን❤❤❤❤ መምህር ፀጋይ ዓስብኻ ካብ እግዚብሔር ርኽቦ ሓገዝተኻለ እግዚብሔር ኣምላክ ይሓግዞሞ❤❤❤❤❤❤
ተመስገን ጌታየ ንመድሃኒኣለም ታይ ይሰኣኖ ዕልልልልልልልልልልልልልል❤
ተመስገን ተመስገን ኣምላክይ እንታይ ስኣኖ እግዚአብሔር ንኣሕዋትና እዋን ምሉእ ምሕረት የዉርደሎም❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
እግዚኣብሔር ይመስገን አብ ለዋሃት ሰባት ሓዲሩ ነዛ ገዛን ነዞም ስድራን ምሕረት ዝላአኸላ
እልልልል እግዝአብሄር ኣምላኽ ታይ ይሳኣኖ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏
እግዚኣብሔር ይመስገን እግዚኣብሔር ይመስገን 😊😊😊
ኣይይይይይ አልልልል ብጣዓሚ ተሓጎሰ ተመስገን ኣምላክ ኣብረሃ ወ ኢሳቅ ወይ ያቆብ ኣምላክ ቅዱሳን፡ኣምላክ፡ኣቦና ኢንደረያስ ኣምላክ ደንጌል ማርያም ❤❤❤❤ ተመስገን አልልልልል
ኩላትኩም ኣብኡ ዝተሳተፍኩም እግዝኣብሄር ጻማኩም ይሃብኩም ምስ ጉልበትኩም የንብርኩም።
Temesgen amelak aboy etay yesano besb geru melak yesdlka ekon hagoskum : sdrana seytan yethard. Yehwatey kea amelak xegeu yebzehalkum 🙏🙏🙏🙏🙏🙏habtkum Eritrawit 🇪🇷
እስመ ኣልቦ ነገር ዘይሳኣኖ ንእግዚኣብሔር ተመስገን🙏ንሕዋትና ውን ሙሉእ ምሕረት ይግበረሎም🙏
ዕልልልልልልልልልልል ተመስገን ኩሉ ዘይሰኣነካ ፈጣሪ ❤❤❤❤❤❤
Asey Temesgen enqae hagosekum ajokum bhji zelo gzye hagoskum eyu tehagiskum kitnebru ikum 🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ተመስገንን ታሕጎሰይ ወሰን የብሉይ ብሓቂ ኣምላኽና ርህርህ እዩ ተመስገን እልልልልልልልልል ❤💒✝️💚🙏
አሰይ ተመስገን ፈጣሪ ክቡራት ኣሕዋተይ ነዚ ቅድስ ስራሕ ትሳተፉ ዘለኩም ነዛ ገዜ እዚኣ ሙሉእ ጥዕና ሓጎስ ግበረላ ካብዚ ዝዓብይ ሓጎስ የለን ኣሕዋትና እዉን ጥዕዮም ብሰላም ከም ዝምለሱ ምሉእ እምነት ኣለና ተመስገን ሕጂ እዉን 🙏🙏
ተመስገን ፈጣሪ ናብዙ ዘብቅዕክዮም ፈጣሪ መምህር ፀጋይ ምስ መሳርሕትካ ምስ ስድራካን እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃቡኩም❤
ዕልልልልልልልልልልዕልልልልልልልዕልልልልልል እግዝኣብሄር ይመስገን መሊኡ ልኩላቶም ምሕረት የውርደሎም መምህር ፀጋይፀግኡ ይወስከልካ ኣብዙይ ልተሳተፍኩም ብዝወፀ ይተካኣልኩም ብጉልበትኩም ልሓገዝኩም ጉልበትኩም ይባረክ🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ተመስገን ተመስገን ተመስገን ታዓዲልኩም ኣብዙይ ለተሳተፍኩም ብግልበትኩም ብገንዘብኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ብዕድመን ብጸጋን የሓሊኩም ሓጎሰይ ሙቁጽጻር ኣብዩኒ ብኡነት❤❤❤❤❤❤
❤ተመስገን ኣነሲ ንኣምላክ ብልቢ እንተለሚነዬ ኣይሓፍርን እሞ ሕዋተይ ኩላትን ብፀሎትና ንዘኩሮም ❤መድሃኒኣለም ❤ሙሉእ ምሕረት ይግበረሎም
እግዚኣብሄር ዝተመስገነ ይኹን 👏👏👏
ተመስገን ንዋሃቢ ይህቦ ንስካትኩም ለ ሓይልኩም የፅነዐዮ❤❤❤❤
ተመሰገን ተመሰገን ተመሰገን 🙏🙏🙏🤲🤲🤲
እልልልልልልልልልልልልልልልል ተመሰገን እንዃዕ ደሰ ብልኹም ንመምህር ዝኽውን ቃላት የብለይን ኣጅኻ ፅቡቅ ሰራሕ እዩ
ብዝውፅ ይተክኢኹም ፊጣሪ
እእእልልልልልል ስለ ዘይንገር ውህብቶኡ ንአምላኽ ስብሓት ይኹኖ
ምሉእ ምሕረት እግዚአብሔር አምላክ
ዕልልልልልልልልል እግዚአብሔር ይመስገን ዕድመን ጥዕና ይሀብካ እንድዒ አነስ ብታኽጓስ ቃላት ሲኢነሎካ መምህረይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰❤❤❤❤❤❤❤🧨🧨🧨🧨
ተመሰገን አልልልልልልልልልልልልልልልልል እንታይ የሰአኖ ተመሰገን ተመሰገን ተመሰገን💜💫💫💫💫💫💫💫💫💫💓💓
ተጋሩ ክንተሓባበር ከጥዕመልና። መ/ር ጸጋይን ተሓባብርትን እግዚኣብሄር ይባርኩም.
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ቅዱሳን ፃድቃን ብቃል ኪዳኖም ይዓቅቡካ
ካብ ውዳሴ ኮንቱ ይሰውርካ ንፅቡቅ ተግባር ከኣ ጀማሪ ዘይኮነስ ፈፃሚ ይግበርካ
Egziabher ymesgen sile kulu neger naka win gedam media amlak milieu tinan Edmen yhabka tebarek zhaweyyyy ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
እግዚአብሔር ይመስገን ብዘውፃእክምዎ እግዚአብሔር ይተክአልኩም ፀግኡ የብዝሐልኩም ዝሓመሙ አሕዋትና ምሕረት የውርደሎም አሜን❤❤❤
ምሉእ ምሕረት ን ጥዕናን አምላክ የውርደልኩም አሜን🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽❤️❤️❤️
መምህረይ መንገድኻ ብእግዚአብሄር
መንገድኻ ብሩህ ይኹን❤❤❤❤
Aseyyyyyyyyyy Aseyyyyyyyyy Aseyyyyyyyyyy❤❤❤❤❤❤ Temesgen Amilak amilak xeletkim semie eyi eme kabi hiji nidahar Hages ygiberelikm amilak eme Birhan misakim tikin ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
አብየት መ/ር ጸጋይ አብ መሬት ከላኻ ጽድቅ ድራኻ እግዚአብሔር ናይ አገልግሎት ዘመንኻ ይባርክ ⛪️⛪️⛪️
ሳብስክራይብ ግበረለይ ማዓረይ
ተመስገን እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል መምህርና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤
አልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ብራሃን ልበሱ ብራሃን የልብስኹም እስይይይይይይ አግዚኣብሔር ዓስብኹም ይሃብኹም ብስጋን ነብስን ብራሃን ትዓደሉ ክንደይ ደስስስስ ይብል ተመስገን ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ሙሉእ ምሕረት ክህወም ኣምላክ ባዓልቲ ሙልእ ተስፋ አየ አግዚኣብሔር ኣይሕፍረን❤❤❤
ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ተመስገን ኣምላኽ❤❤❤❤❤
እልልልል ሕጉስ ኢልና ሐጎስና ምቁጽጻር ሲእና ምስ ሰበይተይ ከምዝ ጸላይ ሰናይ ተሳዕሩ እልልልልልል ናካውን እደመን ጥዕናን ይሃብካ መ / ም ጸጋይ 🙏🙏🙏🙏
ሳብስክራይብ ግበረለይ ወለላይ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን/3/🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🍀🍀🍀🍀🍀🍀🍀🍀
እግዚአብሔር ይመስገን እግዚአብሔር ይመስገን እግዚአብሔር ይመስገን
ናብዚ ዘብቀዕና ኣምላክ ፈጣሪና አሜን አሜን አሜን❤❤❤❤❤❤
ንዓካ ዝገልፅ ቃላት የብለይን መምህረይ 🥰💙💙🙏
ኩሎም ኣብዚ ሰናይ ስራሕ ትሳተፉ ዘለኩም/ክን እግዚአብሔር ኣምላክ ዓስብኩም የክፈልኩም ኣብቲ ዘይሓልፍ ዓምደ ወርቅ ይፃሓፈልኩም ኣምላክ🙏
ኣሰይይይይ ዕልልልልልልልልልል ተመስገን ተመስገን ተመስገን ኣምላክ እስራኤል እንታይ ይሰኣነካ ታሕጓሰይ ወሰን የብሉን ❤
ፀጉሽየይ ብትገብሮ ሰናይ ነገር እግዚአብሔር ኣምላክ ዋጋካ ይክፈልካ ምንም ቃላት የብለይን ንዓካ ዝገልፅ ኣምላክ ንዓካ የምስለና ክንሕግዝ ፍቃዱ ይኩን
ብቅርሽኩምን ብግልበትኩን እትሕጉዙ ዘለክም ፍቅራት ኣሓትና ፈጣሪ ኣብ ዓንዲ ወርቂ ይፅሓፈልኩም ናይ ስጋን ነፍስን ድሕነት ይገበረልኩም ብዝወፀ ይተክእ ኣሜን(3)✝️🤲
ተመስገን ተመስገን ተመስገን ❤🙏
ዕልልልልልልልልልልል ተመስገን ኣምላክ ኣቦይ ታይ ይሳኣነካ ንዓካ ግርማ ተከደኑ ኣሕዋተይ መምህረይ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ይሃብኩም ❤❤❤
ኣብሳሪው ቅድስ ገብሪኤል ተመስገን ተመስገን ተመስገን ❤❤❤❤
እልልልል ተመስገን ኣምላከይ ሕጉስ ኢለ ብታሓጋስ😢 ሓጎሰይ ምቁፅፃር ስኢነ ክብርን ምስግናን ንዓኻ ይኹን❤ ኣምላከይ ብሳላኻን ብሳላ ብደቅኻን ፀላኢ ሰናይ ተሰዒሩ ተመስገንንን🙏🙏 እልልልል ንዓኹም እውን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም🙏 ፀግኡን በረከቱን የብዘሓልኩም 🙏መምህር ፀጋይ ኣቦ ውፅዓት ዕድሜካ ዝተባረኸ ዝተቐደሰ ይኹን🙏 ንበረልና ክበረልና መፃኢኻ ብሩህ ይኹን❤ ቐፅለሉ ኣጆኻ ዛሓወይ❤❤ ስለሰብ ኣይትገደስ ኸልቢ ይነብሕ ግመል ይስጉም እዩ ሞ ኣጆኻ ንቕድሚት ሰጉም❤❤❤❤
እልልልልልልልልልልልልል ተመስገን አምላክይ❤❤❤❤❤❤❤
እልልል ተመሰገን ፈጣሪ ሐዉና አቱም ሰናይ ትገብሩ ፈጣሪ ይሀብኩም
ዕልልልልልልል ተመስገን ፈጣሪ ሙሉእ ፈፅም ይግበሮ❤❤❤❤
ተጋሩዋይ በጃኩም ሳብስክራይብ ግበሩ😢❤❤❤❤❤❤
መምህርና ምሰ መረየሰራትሕካ አምላክ ዕድሜን ጥዕናንን ይሃበልና
እልልልልልልልልልልል ተመስገን ❤❤❤❤❤
ዝብሎ ጠፊኡን ብጣዕሚ ተሓጉሰ ኣምልክ ብርሃን ይኩን ናብራካ መምህረይ🙏🙏🙏♥️😘🥰
ተመስገን ዘዝቀደመ አምላክ ይባርኩም ብሩካተይ አብ ዓምደ ወርቁ ይፅሓፍልኩም እና ሃብኩም የንብርኩም ❤❤❤
ማርያምን ምንም ክዛረብ ጠፊኡኒ መድሃኒአለም ባዕሉ ካብ ክፉእዘበለ ይሓሊኹም ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ እግዛብሔር አምላኽ ❤
እልልልልልልልልልልልልል ተመስገን ኣምላከይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
እልልልልልልልል ተመስገን መዳሃኔአለም አቦይ ነዞም አብ ፀበል ዘለው እውን ሙሉእ ምሕረት የውርደሎም❤❤❤❤❤❤
Amen
Amen
Amen❤❤❤
እግዚአብሔር ተመስገን ብሓቂ ንኣሕዋትና እውን ሙሉእ ምሕረት ያዉሪደሎም👏❤❤
ኣሰይይይይይይ ተመስገን ኣምላክ ብጣዕሚ ደስስስስ ኢሉኒ ነዚ ሰናይ ተግባር ዝገበርከም ፈጣሪ ብዝወጾ ይተካኣልኩም እንኳዕ ከምዚ ኢሎም ኣረአየና ፈጣሪ
መምህር ጸጋይ ሓውና እግዝኣቢሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ነቲ ኩሉ ሰናት ተግባራትካ ዓስብካ ካብ ፈጣሪ ረከቦ ቡሩከይ🙏❤❤❤❤
እሰይይ ክንደይ ደስ ይብል ተመስገንኻ ኣታልዑል ኣምላከይ እንኳዕ ናብዚ ኣብቀዐኩም❤🙏
ኣሰይ ተመስገን እንታይ ይስኣኖ እዞም ኣሕዋትና ውን ምሉእ ምሕረት የውርደሎም መ/ር ፀጋይ ሓውና ምስ መሳርሕትካ ,ውን ተባረኩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ንዝሓገዝኩም ኣሕዋትና ብዝወፀ ይተከአልኩም
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ተመሰገን ፈጣሪ ኩሉ ዓለም
ዕልልልልልልልልልል እግዚኣብሔር ታይ ይሳኣኖ ክብርን ምስጋናን ልፈጣሪና ይኩን🤲
ተመስገን ፍጣሪ🙏 መሉኡ ምሕረት ይልኣከልኩም ❤❤❤
ተመስገን እግዚአብሔር አምላኽ
እቶም ዝሃብኩም ሂወትኩምን ናብራኹም ይባርኽ ❤
እቶም ደኺምና ከይበኩም ውን ነዞም ስድራ ብጉልበትኩም ዝሓገዝኩም ጉልበትኩም የጽናዓዮ አምላኽ
ማሓርቲ ምሕረት ክረኽቡ ኢዮም ቅዱስ ወንጌል አቤት ደስ ዘብል ❤❤❤❤❤❤
ደቆም ውን ጥዕና ረኺቦም ከም ሰቦም ሰሪሖም ክኣትዉ ስድራ ከዕርፉ ደስ ይብለና
ሓዉኹም ኤርትራዊ ኢየ❤❤❤