እቲ ነዊሕ ጉዕዞ ናብ ገዳማት ኤርትራ ይቕጽል! ልዕሊ 20 ዝኾኑ ገዳማትን ሓጺር ታሪኽ ገዳማት ኤርትራን

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 5 ก.พ. 2025
  • ቡዙሕ ጻዕሪ ዝፈሰሶ ስራሕ'ዩ። ነተን ብዙሕ ታሪኽ ሓቚፈን ዘለዋ ገዳማትና ናብ ኩሉ ንምብጻሕ
    HIRUT TV ዝሓሰቦ ኣለዎ እዚ ግን ሓገዝኩም እንተተሓዊስዎ'ዩ። ጸጋታትና ናብ ኩሉ ክበጽሕ ኢደይ ኢድካ ንበል።
    ኣብ ቀረባ እዋን ዓቢ ስራሕ ሒዝና ክንመጽእ ኢና ደገፍኩም ኣይፈለየና ብውሑዱ ናብ ኩሉ ሸር እናገበርኩም ኣተባብዑና።
    እግዚኣብሄር ዘመንና ይባርኽ።

ความคิดเห็น • 138

  • @datlove
    @datlove  4 หลายเดือนก่อน +39

    ቡዙሕ ጻዕሪ ዝፈሰሶ ስራሕ'ዩ። ነተን ብዙሕ ታሪኽ ሓቚፈን ዘለዋ ገዳማትና ናብ ኩሉ ንምብጻሕ
    HIRUT TV ዝሓሰቦ ኣለዎ እዚ ግን ሓገዝኩም እንተተሓዊስዎ'ዩ። ጸጋታትና ናብ ኩሉ ክበጽሕ ኢደይ ኢድካ ንበል።
    ኣብ ቀረባ እዋን ዓቢ ስራሕ ሒዝና ክንመጽእ ኢና ደገፍኩም ኣይፈለየና ብውሑዱ ናብ ኩሉ ሸር እናገበርኩም ኣተባብዑና።
    እግዚኣብሄር ዘመንና ይባርኽ።
    ኣድራሻና HIRUT TV/@FACEBOOK.COM hiruttv30@gmail.com ብምባል ዝኾነ መልእኽቲ ግደፉልና።

    • @AliekTekle-i9d
      @AliekTekle-i9d 4 หลายเดือนก่อน +5

      ስላም ስላም ድያቆን ዳት ሓወይ ብመጀመርታ ስላም ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን እናበልኩ ከምዚ ጌርካ ገዳማትና ብምልላይካ ኣምላኽ ጸጋ ኣብ ርእሲ ጸጋ የብዛሓልካ ❤❤❤❤❤ቀጽሎ ንዝተረፈ ገዳማትና ክሉ ኣምጻኣልና ❤❤❤❤ብውሽጢ ከመይ ጌረ ክረኽበካ ይኽእል ተገዲስካ መልስለይ ድያቆን ሓወይ

    • @datlove
      @datlove  4 หลายเดือนก่อน +1

      facebook.com/dattekle

    • @AfwerkiRussom
      @AfwerkiRussom 4 หลายเดือนก่อน +1

      ❤️💕🙏💕🙏💕🇪🇷❤️❤️❤️💕💕💕💕🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @DanayAbraham-z3r
    @DanayAbraham-z3r 4 หลายเดือนก่อน +8

    ኣሜንንን ኣሜንን ኣሜንንን ቃለ ህይወት የስምዓልና ጋዜጠኛ ዲያቆን ክብሪ ይሃብኩም እዛ ቻነል ክትዓቢ ገዳማትና ማየ ጸሎታትና ኣድባራትና ሊቃውንትና ክተላልየልና ተስፋ ዘለዋ እያ እሞ ነዕብያ በረከት ገዳማትና ኣይፈለየልና መፈጸምታ ስደትና የርእየና ኣሜንንን

  • @maranata5564
    @maranata5564 4 หลายเดือนก่อน +6

    ❤❤❤❤ ኣሜን ቃለ ህይወት የስመዓልና
    በረከት ገዳማትና ይክፈለና ንኣቅረብቲ ከኣ ጸግኡ የብዝሓልኩም ❤ ኣብ ስደትን ንዘለና ኣብዚ ቅዱሳት ቦታ በጽሕና ክንባረኽ ኣብጸሉትኩም ዘክሩና🤲

  • @teklaytesfay5064
    @teklaytesfay5064 4 หลายเดือนก่อน +3

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስመዓልና እግዚኣብሔር ኣምላክ ጸግኡ የብዘሓልኩም

  • @dawitmihreteab9929
    @dawitmihreteab9929 4 หลายเดือนก่อน +3

    እግዚአብሔር ዕድመ ሞቶሶላ ጸጋ ከም ላሊበላ ይሃብካ ዝሓወይ ስለ ቅዱሳን ገዳማት ሃገርና ዘርኣካና

  • @dinglmariamey387
    @dinglmariamey387 4 หลายเดือนก่อน +5

    እቶም ኩለኩም ትጽዕሩን ትደክሙን ዘለኩም እግዚአብሔር ጻማኩም ይክፈልኩም ፀግኡ የብዝሓልኩም:: በረከትኩም ይሀልው ምስ ኩለና:: በርትዑ አጆኩም

  • @yeebyotesfa3694
    @yeebyotesfa3694 4 หลายเดือนก่อน +2

    ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ዲያቆን ሓውና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @DanayAbraham-z3r
    @DanayAbraham-z3r 4 หลายเดือนก่อน +3

    ሰፊሕ መግለጺ ናይ ኣቡነ ሊባኖስ ደብረ ወርቅ ሃም፡ መስቀል ጉናጉና ሰንዓፈ፡ ኣቡነ ቴዎድሮስ ሰንዓፈ፡ ኣቡነ እንቆብርሃን ደቂ ሽሓይ፡ ኣቡነ ኣብየ እግዚእ ደቀምሓረ ማይ ዕዳጋ ዞባ ደቡብ፡ ጸበል ኣቡነ ተክለሃይማኖት ቆይሕ ኮር፡ ዝኣመሰሉ ገዳማትና ብሰፊሑ ክተምጽኡልና ብትሕትንስ ንሓትት

  • @abrehetficroy9751
    @abrehetficroy9751 4 หลายเดือนก่อน +2

    ስላም ዝወድይ ገዳም ጻዒዳባ ኣጸብቂካ ገለጾ ምጊላጽካ ዘይተርፈካ ከምቶም ትውልድ ዕዶም ዝገለጽካዮ ጊሎጾ ኣብናይ ከባቢ ከብብዎ ዘሎ ግለጾ ከመትካሊኢ

  • @daniehagos3312
    @daniehagos3312 4 หลายเดือนก่อน +3

    Amen3 ezgabiher amlake hzbenann gedamnann ybarke❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ggeorge3563
    @ggeorge3563 4 หลายเดือนก่อน +3

    አሜን ቃለኅወት ያሰማል ከሁሉም ቅዱሳን ገዳማት ያድለልን ዕድሜ ከጤና ያድልልን
    ስለሁሉም ነረገር እግዚአብሔር ይክበር ይመስገን 🙏

  • @negusebelay4012
    @negusebelay4012 4 หลายเดือนก่อน +1

    Neguse❤❤❤BELAY

  • @briktiwelday9027
    @briktiwelday9027 4 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና በረኸት ናይ ገዳማትና የካፍለና ዝተረፉ ግዳማትና ድማ ኣብቀጻሊ

  • @negusebelay4012
    @negusebelay4012 4 หลายเดือนก่อน +2

    Like❤❤❤

  • @desalekahsay7504
    @desalekahsay7504 4 หลายเดือนก่อน +2

    ብጣዓሚ ጽቡቕ ኣቀራርባ ነዚ ክንርኢ ኣምላኽ ዕድመ ይሃበና

  • @semaineshtekie1394
    @semaineshtekie1394 4 หลายเดือนก่อน +2

    ብጣሚ ነመስግን እድመ ጥእና ይሃብካ ነተን ዝተረፋ አስእበን 🙏አብ ጉሕጺአ እንዳ ገዳም አባሊባኖስ ዘለውን ብጽሐልና ⛪🙏

  • @Marrybrauhan
    @Marrybrauhan 4 หลายเดือนก่อน +3

    FETARI kulu ALem Hagerna Barikilina AMENnnnnn🙏🙏🙏

  • @MizanMebrhatu
    @MizanMebrhatu 4 หลายเดือนก่อน +1

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ናይ ዘመን ኣገልግሎትካ ይባርኸልካ ከምዚ ጌርካ ገዳማትና ተፍልጠና ዘለኻ።

  • @ምንባሪብሜላ
    @ምንባሪብሜላ 4 หลายเดือนก่อน +1

    ናይ ባሓቂ ደስ ዝብል ገዳማትና ክተላልየና ዝኻኣልካ እግዚኣብሄር ኣምላክ ጸጉእ ይብዝሓልካ ናዓና ኣብ ስደት ዘለና ይሕዋትኩም ኣብ ጸሎትኩም ዘክሩና ናብ ሃገርና ተመልስና በረኸት እንረኽበሉ ግዜ ይምጻኣልና ❤❤❤

  • @GirmaySoli
    @GirmaySoli 4 หลายเดือนก่อน

    Dat bro betami xebuq ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @keshimicheale2021
    @keshimicheale2021 4 หลายเดือนก่อน +1

    ሰላም ዲያቆን ሓወይ ሰላሙ እግዚኣብሔር የብዘሓልካ ብጣዕሚ ጽቡቕ ስራሕ ኢዩ ናፍቆት ገዳማትና ኣውጺእና በርትዕ ወስኸሉ ኩሉ ግዜ ናትካ መደብ ክጽበዮ ኢየ ዝጸንሕ ናፍቆት ኣለኒ ናፍቆት ዘዕበየኒ ገዳማት ኣብያተ ክርስትያንን እግዚኣብሔር ይሓግዝካ ቀሺ ምኪኤል ኢየ ገዳም ኣቡነ ባሩኽ ደብረኮ መራጉዝ ገዳም ኣቡነ ሰረቀ ብርሃን መራጉዝ ከኣ ተሪፎም ኣለዉ ይርደኣኒ ከም ዝበዝሓካ ኣምላኽ ይሓግዝካ ኣጆኻ ምሳኻ ኣለና ።

    • @datlove
      @datlove  3 หลายเดือนก่อน +1

      እግዚኣብሄር ብዝፈቐዶ ኩሉ ክብጻሕ'ዩ ኣብ ጸሎትኩም ጥራይ ዘክሩና

  • @ወዲተዋህዶእየ-ጐ4ኰ
    @ወዲተዋህዶእየ-ጐ4ኰ 4 หลายเดือนก่อน +2

    Amen amen amen kale hiwet yesmeana deykoney hwey egzeabhr amlaki edimen teanan yehbekum ❤❤❤

  • @Natimenge
    @Natimenge 4 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤berkte qdusan ayflyna burukat tebarku kemzi mehisabukum

  • @Malak-dl9ky
    @Malak-dl9ky 4 หลายเดือนก่อน

    Thanks brother God bless u I am very happy to all explain our church I never knew we have beautiful church we have we ❤❤❤ from melake australia

  • @እመብርሃንምርሕኒመገዲቅድ
    @እመብርሃንምርሕኒመገዲቅድ 4 หลายเดือนก่อน +1

    Egziabhier Amlak xegeu yebzahlkum fqurat sdrana!🙏

  • @Marrybrauhan
    @Marrybrauhan 4 หลายเดือนก่อน +2

    Good Job Keep it twbarek 🙏🙏🙏❤❤❤🧡🧡🧡💚💚💚💙💙💙

  • @awetawet3258
    @awetawet3258 4 หลายเดือนก่อน +1

    ናይ በሓቂ ጸጉኡ የብዘሐልካ ከምዚ ገርካ ገደማትና ከተካፍለና ከተቃልሖ ❤ዓቢ ስራሕ ዩ❤

  • @minyawoldu4067
    @minyawoldu4067 3 หลายเดือนก่อน

    Amen kale hiwet yesmaalna ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @simret.bereket6400
    @simret.bereket6400 4 หลายเดือนก่อน +1

    🎉🎉🎉እንቋዕ ብሰላም መጻእካ ኩቡር ዲያቆን ሓውና፡ደስ ዝብል።ኩሉ ኣብ ሃገርና ዘሎ ቅዱስ ቦታታት ገዳማት ከይደጊዮኻ ኣብጻኣልና ሓደራ ብዙሕ ምእመን እዪ ናፍቆት ገዳማቱን ሃገሩን ዘለዎ።

  • @teklitbereket8263
    @teklitbereket8263 4 หลายเดือนก่อน +2

    ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ሃይማኖት ሓቀኛን፡ኣንጸፋዊትን፡ቅንዕትን ኢያ።
    ቃል ሂወት የስመዓልና ድያቆን ሓወይ!!!
    እተን መሓመድ፡ግራኝ ዘቃጸለን፡ዘጥፈአን ኩለን ክንመልሰን ኢና።
    እዛ ቅድስቲ ቤተክርስትያን ንዘላእለም ክትነብር ኢያ።
    ጾሎትን፡በረከትን ናይ ኣቦታትና ቁዱሳን ኣይፈለየና።
    ኣሜን፡ኣሜን፡ኣሜን !!!

  • @NegassiNebai-wm5me
    @NegassiNebai-wm5me 4 หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤❤❤❤❤❤ኣሜን❤ኣሜን❤ኣሜን❤ቃለ ህይወት የስመዓልና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @tatespeech6112
    @tatespeech6112 4 หลายเดือนก่อน

    ደስ ዝብል አይ ኣምላክ ጸጉኡ ይብዝሃልካ ❤❤❤❤❤

  • @MikeDamtew
    @MikeDamtew 4 หลายเดือนก่อน +2

    አግዚአብሔር አምላክ በረከና ከደሴና.... ዘል አ ለ ማዊ አምልክና ንዘላለም የባረክ አሜን

  • @samrawittesfamichael8134
    @samrawittesfamichael8134 4 หลายเดือนก่อน

    Amen qal hiwet yesmealna dyakon hawey sle tgebro zeleka kulu amlak asbi dkamka yhabka

  • @MerhawitAbraham-fn8zd
    @MerhawitAbraham-fn8zd 4 หลายเดือนก่อน +1

    Berektom yhderena kndey des zbl yu fetari nayzi berekt tsatfti knkewn amlakyhagzena🙏🙏🙏

  • @tesfabrhanhagos7899
    @tesfabrhanhagos7899 4 หลายเดือนก่อน +1

    Kal hiwet yesmalna kexlo hawey

  • @GherieRedai
    @GherieRedai 4 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ኣሜን ቃል ሂውት የሰማዓልና ዲያቆን ሓወይ ናይ ዘበነ ኣገሊግሎት ኣምላክ ይባርክሊካ ናይ በረክተ ናይ ገዳምታት ኤርትራ እገዚኣብሔር ኣምላክ ይሃብናን❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ❤❤❤❤❤

  • @rahwamenghesha7083
    @rahwamenghesha7083 4 หลายเดือนก่อน +1

    Qalehiwet yesmealna kubur hawna

  • @MebrihitYemane
    @MebrihitYemane 4 หลายเดือนก่อน +1

    Amen amen amen Kal hiwet yesmealna

  • @berhaneftwi468
    @berhaneftwi468 4 หลายเดือนก่อน +1

    አምላኽ አጽጉኡ የብዝሕልኻ ብሕቂ አዚ ምግባሪ ውን ጸጋ አምላኽ አዩ

  • @የማርያምልጅኘኝ
    @የማርያምልጅኘኝ 4 หลายเดือนก่อน +2

    አሜን ቃለ ህይወት ያሰማል ወንድሜ 🙏🙏🙏❤️❤️❤️

  • @militegebrenegus6390
    @militegebrenegus6390 4 หลายเดือนก่อน +2

    Kalehiwet..yesmalna. Amen.amen Amen

  • @LuwamBerhe-md1hz
    @LuwamBerhe-md1hz 4 หลายเดือนก่อน

    Amen Amen Amen bereketom yhderena ❤❤❤

  • @elk5824
    @elk5824 4 หลายเดือนก่อน

    እግዚአቢሔር ይመስገን ክቡር ሓውና ዴቆን፡እግዚአቢሔር፡ኣገልግሎት ዘበንካ፡ይባርኽ።እዚአቢሔር ናይ ገዳማትና በረኸትን ፡ናይ ቅዱሳቱን ጸሎትን ኣማላድነትን፡ንሃገርና ድሕነት ንህዝብና ጥዕናን፡ፍቅርን፡ሓድነትን፡፡ንቦታትናን ቤተክርስታና ሓድነት ሰላም፡ፍቅሪ ንኤትራ ሃገርና ናይ ብርሃን ዘመን ይግበረልና። እግዚአቢሔር፡ንኤረትራ።መሬታን ህዝባን መንግስታን ይባርኽ።ቃል ሂወት የስማዓልና፡ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤።

  • @biniamtekeste3875
    @biniamtekeste3875 4 หลายเดือนก่อน +4

    God Bless You ❤ ❤❤

  • @lemlemrezene8636
    @lemlemrezene8636 4 หลายเดือนก่อน

    Gedematena gzabiher yehalwelna metami des zebel kelehwet yesmala zehwe 🙏🙏🙏🤲🤲🤲❤❤❤💐💐💐💐

  • @Habrom
    @Habrom 3 หลายเดือนก่อน

    Amen Amen Amen qale hiwet yesmana

  • @EdenAshenr
    @EdenAshenr 4 หลายเดือนก่อน +1

    Amen Amen Amen Amen ❤️ ❤❤❤❤

  • @asmretgirmay1117
    @asmretgirmay1117 4 หลายเดือนก่อน +1

    Amen Amen Amen❤🎉❤🎉❤🎉

  • @KeseteHabtetsion
    @KeseteHabtetsion 4 หลายเดือนก่อน +1

    yeqenyelna amlak bereketom yekaflena❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @temesgenamlak4301
    @temesgenamlak4301 4 หลายเดือนก่อน +2

    አሜን አሜን አሜን ቃለሂወት

  • @fthawitnuwaye1293
    @fthawitnuwaye1293 4 หลายเดือนก่อน +2

    Amen Amen Amen qal hiwet yesmalna brukatey berketom yhdrelna kndey des zbil bota yu wedey enqa Orthodox twhado konku temesgenka amlakey ❤❤❤✝️✝️✝️🙏🙏🙏

  • @gebrehiwetweldselasse5685
    @gebrehiwetweldselasse5685 4 หลายเดือนก่อน +1

    Amen amen amen 🙏 ❤❤❤❤

  • @Selamamanuel-v5c
    @Selamamanuel-v5c 4 หลายเดือนก่อน +1

    Amen Amen Amen kale hiwet yesmalina Dikun hiwena negdematna kimzey grkum nab hezaba mekrabkum kab lieby ketmesgono yegeba Thank you Gad bless them all brkutum yekaflina Amen

  • @senyaitteklisenbet3124
    @senyaitteklisenbet3124 4 หลายเดือนก่อน +2

    Amen Amen Amen ❤❤❤

  • @selomungoytom91
    @selomungoytom91 3 หลายเดือนก่อน +1

    ኣብ ሃገርና ኮለና ዋላ ኣፍልጦ ዘይ ነበረና ቋሓይን ክሳብ ማይድማ ዓዲ ኣቦይን ኣደይን እዩ፡ግን ኣብ ደርህላሰ ጢንቋሊት ከም ዘላ እበር ቡዙሕ ማሓርን ሓጋዝን ገዳም ከም ዘሎስ ሕጂ እየ ፈሊጠ ብጣዓሚ ደስ ዝብል ብማዓልተይ ሓደ ግዜ ክበጽሖ ካኣ ተስፋ እገበር። ኣሕዋትይ እዝግኣብሔር ኣብ ስራሓኹም ኣሳልጦ ይግበረልኩም፡ ክብረት ያሃበልና ካኣ ክተላልዮና ምኻኣልኩም።

  • @ቅድስትድሜናገዳምኤርትራ
    @ቅድስትድሜናገዳምኤርትራ 4 หลายเดือนก่อน +2

    Eritrea
    🇪🇷❤️

  • @abrhiwadebru2401
    @abrhiwadebru2401 4 หลายเดือนก่อน +1

    Amen amen amen

  • @weletehaymanottewahdo9597
    @weletehaymanottewahdo9597 4 หลายเดือนก่อน

    Medhanialem rediatu yebizahalikum niana elikum filitet kinikesim elkum zidekemikum ahiwat thanks 🙏

  • @LucchiGebreamantekelu
    @LucchiGebreamantekelu 4 หลายเดือนก่อน

    Amen kal hwet ysmeana dyaqoen
    Hwna ❤❤⛪️⛪️⛪️❤️🇪🇷❤️🙏🙏🙏

  • @freweynihailemichael3385
    @freweynihailemichael3385 4 หลายเดือนก่อน +2

    Temesgen amlake israel 🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻⛪️⛪️⛪️⛪️nafkot gedamna alena 🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻⛪️⛪️⛪️⛪️

  • @FnanGebre
    @FnanGebre 4 หลายเดือนก่อน +1

    ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልኩም የሕዋተይ please በጃኹም ገዳም ቁስቋም ድባርዋ

  • @FreweyniMahari
    @FreweyniMahari 2 หลายเดือนก่อน

    Xegau ybzhalka kem feqad azgabhier gedmatna nbexha ygbrena sel ti kulu temsegen 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @NahomSereqe
    @NahomSereqe 4 หลายเดือนก่อน +1

    Nay behaqi qale hiwet ysmalna gedamatnan haqernan yehalwelna amlak

  • @SamiGotom-d2p
    @SamiGotom-d2p 3 หลายเดือนก่อน

    AMEN AMEN AMEN ❤🎉

  • @michaletkesete7179
    @michaletkesete7179 3 หลายเดือนก่อน

    Amen Amen Amen🙏🙏🙏🥰

  • @samuelzeray8804
    @samuelzeray8804 4 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤
    ❤❤
    ❤❤
    ❤❤
    ❤❤

  • @MichaelAbrham-lf9zj
    @MichaelAbrham-lf9zj 4 หลายเดือนก่อน +1

    ጋዜጠኛ ዲያቆን ዳዊት
    ብጣዕሚ ዝምስገን ዓቢ ስራሕ ብዙሕት ገዳማትና ሰብ ንኽፈልጠን ትገብሮ ዘለኻ ስራሕ ኣዝዩ ዝድነቕ ስራሕ እዩ እግዚአብሔ ዓስቢ ቅዱሳን ይኽፈልካ፡ ነቶም ብማዕዶ ንርእዩ ዘሎና ድማ ነዚ ገዳማት ክንበጽሕ ዕድመ ይሃበና።
    ኣብዚአ ግና ሓንቲ ዓበይ ገዳም ፈጺምካ ኣምጽእካያ ዘይትፈልጥ ገዳም አቡነ መርቆሬዎስ እያ፡ ብዙሕ ጊዜ ተጸቢናካ ኣምጺካያ ኣይትፈልጥን ወይ ዝኾነ ጸገም ኣሎ እዩ። መኪናኸኣ ትኣትዎ እያ መስለኒ ግና ብዙሕ ኣቓልቦ ዘይረኸበ ገዳም ይመስልውኒ፡ ገዳም ኣቡነ መርቆሬዎስ ካብቶም ቀዳሞት ጥንታውያን ዝብሃሉ ገዳማር ሃገርና እዩ።
    ብዝኾነ ኣብ ቀጻሊ ክንጸበያ ኢና።

    • @datlove
      @datlove  3 หลายเดือนก่อน +1

      ከም ፍቓድ ኣምላኽ ሓደ መዓልቲ ክንከዶ ኢና ምስ ስራሕ ስለዝበዝሓና'ዩ እምበር ንዓናስ በረኸት እንድዩ።

    • @MichaelAbrham-lf9zj
      @MichaelAbrham-lf9zj 3 หลายเดือนก่อน

      @@datlove ክብረት ይሃበልና፡ እወ ንሱስ ምስ ርሕቐት ቦታ ከቢድ ስራሕ ሙዃኑስ ይርድኣና እዩ፡ ናፍቖት ገዳማት እዩ ዘዛረበና እምገር ቀልሊስ ስራሕ ኣይኮነን እግዚአብሔር ጸግኡ የብዝሓልኩም።

  • @መንከምእግዚኣብሄር
    @መንከምእግዚኣብሄር 4 หลายเดือนก่อน +2

    ኣውነ ኣብሳሳዲ ውን ኣንስቲ ኣይኣትዎኦን እየን ካብ ገጽ ኣንስቲ ገጽ ኣናብስቲ ኢሎም እዮም ይባሃል

  • @merhawitgoje2967
    @merhawitgoje2967 4 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @selamyohannes1993
    @selamyohannes1993 4 หลายเดือนก่อน +1

    🙏🙏🙏🙏

  • @Robel-r9t
    @Robel-r9t 4 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤

  • @HabtomTekele-y8c
    @HabtomTekele-y8c 4 หลายเดือนก่อน +1

  • @HanibalTesfagabr
    @HanibalTesfagabr 4 หลายเดือนก่อน

    ኣምላኽ ናይ ኣጎልጉሎት ዘመንካ ይባርኸልካ ዝሓወይ ብሩኽ ❤❤❤

  • @freweynihailemichael3385
    @freweynihailemichael3385 4 หลายเดือนก่อน +1

    Temesgen amlak enkae bselam mexaeka nafkot gedamna alena abune Libanos aboy xelotkum ay feleyena

  • @AmbesaGhebretnsae
    @AmbesaGhebretnsae 4 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @mizanfisum1002
    @mizanfisum1002 4 หลายเดือนก่อน

    Amen((3))🙏🙏🙏🥰🥰🥰🥰🥰

  • @himanteklemariam8749
    @himanteklemariam8749 4 หลายเดือนก่อน +1

    🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️

  • @lulamozulo5358
    @lulamozulo5358 4 หลายเดือนก่อน

    🙏🏿🙏🏿❤️❤️❤️

  • @Rigat-l5g
    @Rigat-l5g 4 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @እመብርሃንምርሕኒመገዲቅድ
    @እመብርሃንምርሕኒመገዲቅድ 4 หลายเดือนก่อน

    ❤️⛪️❤️👏🙏

  • @ሳሚወዲቀሺ
    @ሳሚወዲቀሺ 4 หลายเดือนก่อน

    🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @AziebAbraham
    @AziebAbraham 4 หลายเดือนก่อน +1

    ⛪️⛪️⛪️🙏🙏🙏🙏

  • @missg7480
    @missg7480 4 หลายเดือนก่อน

    🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹

  • @AaAa-lm1ui
    @AaAa-lm1ui 4 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤አሜኀ❤❤አሜኀ❤❤❤አሜኀ❤❤❤አሜኀ❤❤አሜኀ❤❤❤❤አሜኀ❤❤አሜኀ❤❤❤

  • @wediandom1218
    @wediandom1218 3 หลายเดือนก่อน

    Xbuk akerarba Tarik gedam abune teklehaymanot liban zelo wn tekielka akrbelna

  • @akliluamanuel
    @akliluamanuel 4 หลายเดือนก่อน +1

    ሰላም እግዚኣብሔር ምስ ኩሉና ይኹን። መኣረምታ ክትገብረላ፣ ገዳም ማርያም ዓይላ ብ ኣባ ተወልደመድህን ረድእ ኣቡነ ኣብሳዲ እዩ ተገዲሙ።

    • @datlove
      @datlove  4 หลายเดือนก่อน

      ኣቦታት ዝነገሩና 'ዩ

  • @berhaneftwi468
    @berhaneftwi468 4 หลายเดือนก่อน +1

    ኩልና ሽሬን ዓባይ ሕገዚ አዩ የሕዋት

  • @GenatGotom
    @GenatGotom 4 หลายเดือนก่อน

    Egzabiher nezi knrei nab adna ymlesne berekrtom yhderena

  • @MuluHailu-zd4tm
    @MuluHailu-zd4tm 3 หลายเดือนก่อน

    እዞም ገዳማት ብመን ይከምዝተመስረቱ ካበይ ዓዲ መፅዮም ከምዝመስረትዎ ትፈልጡ

  • @amaniealhabte8604
    @amaniealhabte8604 4 หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @robeltekia3388
    @robeltekia3388 4 หลายเดือนก่อน

    Egziabhier amlak xegau yebzhalkum nezi kulu srah ketedalwu fkadu slezkone Egziabhier ymesgen

  • @ኤረናጻዕዳዕባይገጠርቖሓይ
    @ኤረናጻዕዳዕባይገጠርቖሓይ 4 หลายเดือนก่อน +1

    ይቕረታ ግበረለይ ኢበር ብጣዕም ኢዩ ዝገርመን ናትካ ነገር ምኽንያቱ ግዳም ኣብነ ኣብሳድ ደረማርያም መደፈራ ማይ ዱማ ኢልካ ኮለል ትብልስ ደበረማርያም ኣብ ቆሓይን ከባቢ ማይ ምነ ኢዩ ዝርከብ ገዳም ኢዮሱስ ጋብላ ኣብ ቆሓይን ንዝርከብ ብኑኡስ ዞባ ኢልካ ንዓድኻላ ኣጥርካዮ ሕጅ ድማ ገዳም ኣብነ ኣብሳድ ንማይ ዱማ ስድድካዮ ሃይማኖታው ስራሕ ድኻ ትሰርሕ ዘለኻስ ምፍልላይ ኢዩ ስርሕካ ንኣማእት ዓመታት ዝጻዓሩልን ዝዓቀብዎ ገዳማት ቆሕይን ብናይ ካልእ ከባብ ዝጽዋዕ ምኽንያት ኢታይ ስለ ዝኾነ ኢዩ ኢቲ ሕብረተሰብ ኢታይ ይስሞዖ ኢልኩም ኣቲ ሓስቡን ዓገብ

    • @datlove
      @datlove  4 หลายเดือนก่อน

      ደብረማርያም ኣብ ቆሓይን ከምዝርከብ ስሒትናዮ ማለት ኣይኮነን ካብ ኣስመራ መንደፈራ ዓረዛ ሰጊርካ ከምዝርከብ ንምሕባር'ዩ። ሰብ በየን ጌርካ'ዩ ዝኽየድ ኢሉ ስለዝሓተና ኢና።
      ንዝያዳ ሓበሬታ ግን ብናይ ውሽጢ መስመር ርኸበና እንተድኣኣቖጢዕናካ ኣይትሓዘልና .facebook.com/dattekle

  • @weldumengsteab2222
    @weldumengsteab2222 4 หลายเดือนก่อน

    amen amen amen kal hiwet yesmalna

  • @MbrakMlash-h9y
    @MbrakMlash-h9y 4 หลายเดือนก่อน

    Amen amen amen❤❤❤

  • @RgdgFhdbb
    @RgdgFhdbb 4 หลายเดือนก่อน

    Amen Amen Amen

  • @SamiGotom-d2p
    @SamiGotom-d2p 3 หลายเดือนก่อน

    AMEN AMEN AMEN

  • @mehrethabteselassie5307
    @mehrethabteselassie5307 4 หลายเดือนก่อน +1

    🙏🙏🙏❤❤💚

  • @lidyaeyob9267
    @lidyaeyob9267 4 หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @simratbeley5677
    @simratbeley5677 4 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤