ገዛ እንዳ ኣቦይ የሕደጎ ናይ መወዳእታ ምዕራፍ ሰይጣን ብ ጸሎተ ዕጣን ተሳዒሩ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 16 ต.ค. 2024
  • SUBSCRIBE | ብምግባር ዝተፈላለዩ ናይ ቅድስት ቤተ ክርስቲያን አገልግሎት ካብ አክሱም ጽዮን ማርያም ንክበጽሖም ቤተሰብ ይኹኑ።
    ______________________________________________
    Follow this channel @
    Facebook = / tsegay.gebreslasie.5686
    Whatsapp = chat.whatsapp....
    Telegram = t.me/tseagy
    Telegram = t.me/gedamaxum
    Instagram = / gedamtube21
    ኣብ መላእ ዓለም አትርከቡ ክቡራት ተከታተልትና ኣክሱም ጽዮን ከምእትናፍቅዋን ከምእትፈትውዋን ስለ ንፈልጥ ካብኣ ድማ ንበረከት ዝከውን ስራሕቲ
    💐⛪️ካብ ሊቃውንቲ ወለዲ ትምህርት ወንጌል
    💐⛪️መዝሙራት ትግርኛ
    💐⛪️ካሎኦት ንዓኩም ዝኮኑ ጠቀምቲ መርሃግብርታት
    💐⛪️ ምህላ ፀሎትን ካሎኦት መንፈሳዊ ትረካታትን መንፈሳዊ ተሞኩሮታትን ሒዝናልኩም ክንቀርብ ኢና
    share subscribe ብምግባር ተሓባበሩና
    #ክቡራት_ተኸታተልትና_መሃሪ_ሓሳብኩምን_ርኢቶኹምን_ኣብ_Comment_ግደፉልና

ความคิดเห็น • 1.3K

  • @gedamtube
    @gedamtube  2 หลายเดือนก่อน +248

    በቃ 50000 ከይተእትውዋ ኮ ሓንጊድኩም
    ብተወሳኺ ናብ #whatsapp ግሩፕ ኣሎ ሕብረት ንምፍጣር ተሊኹም ተሓወሱና

  • @Fujk-f4c
    @Fujk-f4c 15 วันที่ผ่านมา +1

    ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ተመስገን መድሃኒኣለም ኣቦይ ብመጀመርያ ብጣዕሚ እንድየ ሓዚነ ነይረ 😢😢ብሓቂ እግዚኣብሔር ይመስገን እግዚኣብሔር ይመስገን ተባረኩ ተባረኩ ኩሎኩም ኣሕዋተይ❤❤

  • @TigtGhh
    @TigtGhh 2 หลายเดือนก่อน +83

    ቀደማይ ብጣዕሚ እየ ነቢዐ ንዛ ገዛክራይ ዝከነት ዓለም ኣብ ክንዲ ፅቡቅ ሕማቅ ንገብር ከዚ ደማ ብታሕጋስ ዕልልልልታን ንብዓትን ተሓዋዊስኒ ተመስገን ኣምላክ❤❤❤❤❤❤❤

  • @samiraahmed1322
    @samiraahmed1322 2 หลายเดือนก่อน +7

    አሰይ ተመስገን ፈጣሪ ክቡራት ኣሕዋተይ ነዚ ቅድስ ስራሕ ትሳተፉ ዘለኩም ነዛ ገዜ እዚኣ ሙሉእ ጥዕና ሓጎስ ግበረላ ካብዚ ዝዓብይ ሓጎስ የለን ኣሕዋትና እዉን ጥዕዮም ብሰላም ከም ዝምለሱ ምሉእ እምነት ኣለና ተመስገን ሕጂ እዉን 🙏🙏

  • @HgehgUgeyhe
    @HgehgUgeyhe 2 หลายเดือนก่อน +67

    ተመስገን ኣምላክይ ኣነስ ብቃደማይ ብጥዕሚ እየ ሓዘን😢 ነይረ ሐዚ ግን ታይ ይስኣኑ ቅዱስ ገብርኤል ኣቦይ❤❤❤❤

    • @sahleyonas7844
      @sahleyonas7844 2 หลายเดือนก่อน

      ብሓቂ ሎሚ ኸመይ ተሓጉሰ ❤❤❤❤❤❤

  • @kidantesfemariam6206
    @kidantesfemariam6206 2 หลายเดือนก่อน +6

    ተመስገንካ ፈጣሪ እንታይ ይሰኣኖ ሰላካ ጎይታና መድሓኒና እየሱስ ክርስቶስ🙏🙏🙏

  • @DyanaDiyana
    @DyanaDiyana 2 หลายเดือนก่อน +56

    ዕልልልል ኩሉ ግዜ ከምዙይ ዝበል ፅቡቅ ምርኣይ ክንደይ ይፅብቅ ነይሩ😢😢😢😢

  • @Samsunga535G-we2pr
    @Samsunga535G-we2pr 2 หลายเดือนก่อน +15

    ኣብዚ በረከትዚ ዝተሳተፍኩም ተዓዲልኩም❤ ተመስገን ብሓጎስ ነቢዐ

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 2 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበረለይ ማዓረይ

  • @arsutekeste2044
    @arsutekeste2044 2 หลายเดือนก่อน +48

    Asey Temesgen enqae hagosekum ajokum bhji zelo gzye hagoskum eyu tehagiskum kitnebru ikum 🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @SlamAgh
    @SlamAgh 2 หลายเดือนก่อน +5

    ዕልልልልልል ተመስገን ድሕሪ ፀልማት ኣሎ ብሓቂ ብቃዳማይ በክየ ከዚ ግን ዓሊለ ዕልልልልልልልልልልል❤❤❤❤ኣሰይይይ ገና ክድሕጎሱ ኢኩም ኣሕዋትናለ ክድሕኑ እዮም ❤❤መምህር ፀጋይ ንኩሎኩም ገበርቲ ሰናይ ፈጣሪ ዓስብኩም ይክፈልኩም መዳሃኒ ኣለም❤❤

  • @fsefdsrg7015
    @fsefdsrg7015 2 หลายเดือนก่อน +12

    ተመስገን ንዋሃቢ ይህቦ ንስካትኩም ለ ሓይልኩም የፅነዐዮ❤❤❤❤

  • @jjgghh3724
    @jjgghh3724 2 หลายเดือนก่อน +28

    ❤ተመስገን ኣነሲ ንኣምላክ ብልቢ እንተለሚነዬ ኣይሓፍርን እሞ ሕዋተይ ኩላትን ብፀሎትና ንዘኩሮም ❤መድሃኒኣለም ❤ሙሉእ ምሕረት ይግበረሎም

  • @ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ
    @ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ 2 หลายเดือนก่อน +3

    ኣሰይይይይይ ተመሰገን ምላክስ ኣነሰ ዝበል ጠፍኡኒ ብታሓጉስቲ ዕድመን ጥዕናን ንኩላትኩም አሕዋተይ በገንዘበን ከጉልበት ዝተሰተፍኩም አብዝሑ ይሃብኩም ነብረኩም ኩሉ ግዘ ብርሃን ይኩን❤❤❤🎉🎉🎉

  • @genethagos9547
    @genethagos9547 2 หลายเดือนก่อน +3

    እግዚአብሔር ይመስገን ብዘውፃእክምዎ እግዚአብሔር ይተክአልኩም ፀግኡ የብዝሐልኩም ዝሓመሙ አሕዋትና ምሕረት የውርደሎም አሜን❤❤❤

  • @SelmeSelme-ei6dd
    @SelmeSelme-ei6dd 2 หลายเดือนก่อน +8

    አልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ብራሃን ልበሱ ብራሃን የልብስኹም እስይይይይይይ አግዚኣብሔር ዓስብኹም ይሃብኹም ብስጋን ነብስን ብራሃን ትዓደሉ ክንደይ ደስስስስ ይብል ተመስገን ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ሙሉእ ምሕረት ክህወም ኣምላክ ባዓልቲ ሙልእ ተስፋ አየ አግዚኣብሔር ኣይሕፍረን❤❤❤

  • @Arsulove-ke6xd
    @Arsulove-ke6xd 2 หลายเดือนก่อน +8

    ኣሰይ እግዚአብሔር ይመስገን ክቡር መምህር ፀጋይ ሓዉና እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፀሎት ኣቦታትና ኣይፈለየና 🙏♥️

  • @yirgalemabraha3070
    @yirgalemabraha3070 2 หลายเดือนก่อน +7

    ዕልልልልልልልልል እግዚአብሔር ይመስገን ዕድመን ጥዕና ይሀብካ እንድዒ አነስ ብታኽጓስ ቃላት ሲኢነሎካ መምህረይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰❤❤❤❤❤❤❤🧨🧨🧨🧨

  • @fanafani2638
    @fanafani2638 2 หลายเดือนก่อน +5

    ውይይይ ፈጣሪ ሆይ ከም ሎሚ ኣይተሓጎስኩን ተመስገን እስኪ ሙሉእ ይግበሮ ፈጣሪ❤❤❤❤❤

  • @SelamKahsay-iv5vu
    @SelamKahsay-iv5vu 2 หลายเดือนก่อน +8

    ማርያምን ምንም ክዛረብ ጠፊኡኒ መድሃኒአለም ባዕሉ ካብ ክፉእዘበለ ይሓሊኹም ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ እግዛብሔር አምላኽ ❤

  • @misginaabraha9834
    @misginaabraha9834 2 หลายเดือนก่อน +24

    አብየት መ/ር ጸጋይ አብ መሬት ከላኻ ጽድቅ ድራኻ እግዚአብሔር ናይ አገልግሎት ዘመንኻ ይባርክ ⛪️⛪️⛪️

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 2 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበረለይ ማዓረይ

  • @BerheGdey-q3n
    @BerheGdey-q3n 2 หลายเดือนก่อน +16

    መምህረይ መንገድኻ ብእግዚአብሄር
    መንገድኻ ብሩህ ይኹን❤❤❤❤

  • @ምስግናይንፈጣሪይኩን
    @ምስግናይንፈጣሪይኩን 2 หลายเดือนก่อน +4

    እልልልል ተመስገን ኣምላከይ ሕጉስ ኢለ ብታሓጋስ😢 ሓጎሰይ ምቁፅፃር ስኢነ ክብርን ምስግናን ንዓኻ ይኹን❤ ኣምላከይ ብሳላኻን ብሳላ ብደቅኻን ፀላኢ ሰናይ ተሰዒሩ ተመስገንንን🙏🙏 እልልልል ንዓኹም እውን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም🙏 ፀግኡን በረከቱን የብዘሓልኩም 🙏መምህር ፀጋይ ኣቦ ውፅዓት ዕድሜካ ዝተባረኸ ዝተቐደሰ ይኹን🙏 ንበረልና ክበረልና መፃኢኻ ብሩህ ይኹን❤ ቐፅለሉ ኣጆኻ ዛሓወይ❤❤ ስለሰብ ኣይትገደስ ኸልቢ ይነብሕ ግመል ይስጉም እዩ ሞ ኣጆኻ ንቕድሚት ሰጉም❤❤❤❤

  • @nomoredictator7172
    @nomoredictator7172 2 หลายเดือนก่อน +51

    እልልልል ሕጉስ ኢልና ሐጎስና ምቁጽጻር ሲእና ምስ ሰበይተይ ከምዝ ጸላይ ሰናይ ተሳዕሩ እልልልልልል ናካውን እደመን ጥዕናን ይሃብካ መ / ም ጸጋይ 🙏🙏🙏🙏

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 2 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበረለይ ወለላይ

  • @YordaGerye-mt2js
    @YordaGerye-mt2js 2 หลายเดือนก่อน +2

    ኣሰይይይይ ተመሰገን ኣምላኽ እግዚአብሔር እንታይ ይሳኦና ኣብ ትሕቲ እግዚአብሔር መምረይ ንዓኻ ዝኮነ ቃላት ይሓፅረኒ እዩ ዝሓወይ ለባም🙏❤️❤️❤️❤️

  • @FatemaMehamed
    @FatemaMehamed 29 วันที่ผ่านมา +3

    እግዚአብሔር ይመስገን እግዚአብሔር ይመስገን እግዚአብሔር ይመስገን
    ናብዚ ዘብቀዕና ኣምላክ ፈጣሪና አሜን አሜን አሜን❤❤❤❤❤❤

  • @temsgnamlaky6373
    @temsgnamlaky6373 2 หลายเดือนก่อน +3

    ተመስገን ጌታየ ንመድሃኒኣለም ታይ ይሰኣኖ ዕልልልልልልልልልልልልልል❤

  • @gifjfvfjxhdghfjfhgbh6015
    @gifjfvfjxhdghfjfhgbh6015 2 หลายเดือนก่อน +5

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ቅዱሳን ፃድቃን ብቃል ኪዳኖም ይዓቅቡካ
    ካብ ውዳሴ ኮንቱ ይሰውርካ ንፅቡቅ ተግባር ከኣ ጀማሪ ዘይኮነስ ፈፃሚ ይግበርካ

  • @shashugebre8931
    @shashugebre8931 2 หลายเดือนก่อน +6

    እልልልልልልልልልልልልልልልል ተመሰገን እንዃዕ ደሰ ብልኹም ንመምህር ዝኽውን ቃላት የብለይን ኣጅኻ ፅቡቅ ሰራሕ እዩ
    ብዝውፅ ይተክኢኹም ፊጣሪ

  • @tiebedebesay8448
    @tiebedebesay8448 2 หลายเดือนก่อน +6

    ኩላትኩም ኣብኡ ዝተሳተፍኩም እግዝኣብሄር ጻማኩም ይሃብኩም ምስ ጉልበትኩም የንብርኩም።

  • @GGg-v3t
    @GGg-v3t 15 วันที่ผ่านมา +2

    ተመስገን ፈጣሪ ናብዙ ዘብቅዕክዮም ፈጣሪ መምህር ፀጋይ ምስ መሳርሕትካ ምስ ስድራካን እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃቡኩም❤

  • @WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv
    @WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv 2 หลายเดือนก่อน +34

    እልልልልልልልል ተመስገን መዳሃኔአለም አቦይ ነዞም አብ ፀበል ዘለው እውን ሙሉእ ምሕረት የውርደሎም❤❤❤❤❤❤

  • @KbKukusha-x1z
    @KbKukusha-x1z 2 หลายเดือนก่อน +3

    ተጋሩ ክንተሓባበር ከጥዕመልና። መ/ር ጸጋይን ተሓባብርትን እግዚኣብሄር ይባርኩም.

  • @asmelashtesfay5931
    @asmelashtesfay5931 2 หลายเดือนก่อน +4

    እግዚኣብሔር ይመስገን አብ ለዋሃት ሰባት ሓዲሩ ነዛ ገዛን ነዞም ስድራን ምሕረት ዝላአኸላ

  • @BirhanAbraha
    @BirhanAbraha 2 หลายเดือนก่อน +6

    ዕልልልልልልልልልልዕልልልልልልልዕልልልልልል እግዝኣብሄር ይመስገን መሊኡ ልኩላቶም ምሕረት የውርደሎም መምህር ፀጋይፀግኡ ይወስከልካ ኣብዙይ ልተሳተፍኩም ብዝወፀ ይተካኣልኩም ብጉልበትኩም ልሓገዝኩም ጉልበትኩም ይባረክ🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @bestebeste5137
    @bestebeste5137 2 หลายเดือนก่อน +4

    እግዚኣብሔር ይመስገን እግዚኣብሔር ይመስገን 😊😊😊

  • @slama-sl8yl
    @slama-sl8yl 2 หลายเดือนก่อน +2

    እልልልልልልልልልል እግዚኣብሔር ይመሰገን ናብዝ ዘብፅሓና ይመሰገን ኣምላክና እልልልልልልልልልልልልል🎉🎉🎉 እንዃዕ ደስ በለኩም ወሊዲና መምህሪ ፀጋይ ክቡሪ ይሃብካ ኩለኩም እግዚኣብሔር ይሃብኩም🙏🙏✝️✝️

  • @ማርያመይኣዶፍቅሪ
    @ማርያመይኣዶፍቅሪ 2 หลายเดือนก่อน +8

    ኣሰይይይይይይ ተመስገን ኣምላክ ብጣዕሚ ደስስስስ ኢሉኒ ነዚ ሰናይ ተግባር ዝገበርከም ፈጣሪ ብዝወጾ ይተካኣልኩም እንኳዕ ከምዚ ኢሎም ኣረአየና ፈጣሪ
    መምህር ጸጋይ ሓውና እግዝኣቢሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ነቲ ኩሉ ሰናት ተግባራትካ ዓስብካ ካብ ፈጣሪ ረከቦ ቡሩከይ🙏❤❤❤❤

  • @MtslalBrhane
    @MtslalBrhane 2 หลายเดือนก่อน +5

    ዕልልልልልልልልልልል ተመስገን ኣምላክ ኣቦይ ታይ ይሳኣነካ ንዓካ ግርማ ተከደኑ ኣሕዋተይ መምህረይ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ይሃብኩም ❤❤❤

  • @ንግስቲየተዋህዶልጅነኝ
    @ንግስቲየተዋህዶልጅነኝ 2 หลายเดือนก่อน +4

    ኣሰይይይይ ዕልልልልልልልልልል ተመስገን ተመስገን ተመስገን ኣምላክ እስራኤል እንታይ ይሰኣነካ ታሕጓሰይ ወሰን የብሉን ❤
    ፀጉሽየይ ብትገብሮ ሰናይ ነገር እግዚአብሔር ኣምላክ ዋጋካ ይክፈልካ ምንም ቃላት የብለይን ንዓካ ዝገልፅ ኣምላክ ንዓካ የምስለና ክንሕግዝ ፍቃዱ ይኩን
    ብቅርሽኩምን ብግልበትኩን እትሕጉዙ ዘለክም ፍቅራት ኣሓትና ፈጣሪ ኣብ ዓንዲ ወርቂ ይፅሓፈልኩም ናይ ስጋን ነፍስን ድሕነት ይገበረልኩም ብዝወፀ ይተክእ ኣሜን(3)✝️🤲

  • @asmelashtesfay5931
    @asmelashtesfay5931 2 หลายเดือนก่อน +2

    መምህር ፀጋይ ተስፋ ውፃዓት ሰብ እግዚኣብሔር ዕድመን ጥዕናን ያሃበልና

  • @selamasebaha6289
    @selamasebaha6289 2 หลายเดือนก่อน +3

    እስመ ኣልቦ ነገር ዘይሳኣኖ ንእግዚኣብሔር ተመስገን🙏ንሕዋትና ውን ሙሉእ ምሕረት ይግበረሎም🙏

  • @MK-rg1og
    @MK-rg1og 2 หลายเดือนก่อน +12

    ተመስገን እግዚአብሔር አምላኽ
    እቶም ዝሃብኩም ሂወትኩምን ናብራኹም ይባርኽ ❤
    እቶም ደኺምና ከይበኩም ውን ነዞም ስድራ ብጉልበትኩም ዝሓገዝኩም ጉልበትኩም የጽናዓዮ አምላኽ
    ማሓርቲ ምሕረት ክረኽቡ ኢዮም ቅዱስ ወንጌል አቤት ደስ ዘብል ❤❤❤❤❤❤
    ደቆም ውን ጥዕና ረኺቦም ከም ሰቦም ሰሪሖም ክኣትዉ ስድራ ከዕርፉ ደስ ይብለና
    ሓዉኹም ኤርትራዊ ኢየ❤❤❤

    • @ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ
      @ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ 2 หลายเดือนก่อน

      ክቡር ሰብ መጠን ነብሱ ይክብረካ እግዚአብሔር አምላክ ንኩላ ዓለም ሰላምን ማሕረትን ይግበረልና ዝሓወይ❤

  • @ebkebk-gs4qz
    @ebkebk-gs4qz 2 หลายเดือนก่อน +4

    እልልል ተመሰገን ፈጣሪ ሐዉና አቱም ሰናይ ትገብሩ ፈጣሪ ይሀብኩም

  • @MhretKahsay
    @MhretKahsay 2 วันที่ผ่านมา

    ኣሰይ እንቋዕ ኣብዚ ኣብቃዕኩም ኣምላኽ ጥዑም❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ሉላጓልማርያምኵሓ
    @ሉላጓልማርያምኵሓ 2 หลายเดือนก่อน +9

    እንታይ ከምዝብል ሕርብት ኢልኩም ይፈልጥ ዶ እንታይ ኢለ ከምዝፅሕፍ ሓርቢትኒ ፀጋይ ሓወይ እግዚአብሔር ዘይውዳእ ፀጋ ይሃብካ ልዕሊ ኩሉ የሕድርካ ንኣሕዋትና ሙሉእ ምሕረት ገይርሎም ፅባሕ ብስራታዊ ገብርኤል የበስረና❤❤❤

  • @tesgeg6055
    @tesgeg6055 2 หลายเดือนก่อน +3

    መምህርና ምሰ መረየሰራትሕካ አምላክ ዕድሜን ጥዕናንን ይሃበልና

  • @habengalkeshi3819
    @habengalkeshi3819 4 วันที่ผ่านมา

    Temesgen Amlak hagoseyy mkuxxar sinyo mulu mhret yigberlkum zom yhwatey mearey🙏🙏🙏 memhr xegay hawey kea edmen tenan yhabka fetari zhawey🙏

  • @DegiYouTube
    @DegiYouTube 2 หลายเดือนก่อน +5

    ክቡር ሓውና መምህር ፀጋይ ምስ መሳርሕትኻን ምስ ስድራኻን ዓስብኹም ብእግዝኣብሄር ርኸብዎ🙏እግዝኣብሄር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ሂቡ ናይ አገልግሎት ዘመንኩም ይባርኸልኩም ጀጋኑና ድርብ ክብሪ ንዓኹም🙏❤❤❤❤

  • @mulugidena-ro6ip
    @mulugidena-ro6ip 2 หลายเดือนก่อน +2

    እልልልልልልልልልልእሰይይይይ ሙሉኡ ምሕረት የውርደልኹም ተመስገን ፈጣሪ

  • @ተስፋኣለኝይሳካልሞኘቴ
    @ተስፋኣለኝይሳካልሞኘቴ 2 หลายเดือนก่อน +7

    ኣሰይ ተመስገን እንታይ ይስኣኖ እዞም ኣሕዋትና ውን ምሉእ ምሕረት የውርደሎም መ/ር ፀጋይ ሓውና ምስ መሳርሕትካ ,ውን ተባረኩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ንዝሓገዝኩም ኣሕዋትና ብዝወፀ ይተከአልኩም

  • @SdDf-p4k
    @SdDf-p4k 2 หลายเดือนก่อน +3

    ኣሰይ ኣሰይ ዕልልልልልልልልልል ተመስገን ተመስገን ተመስገን ተመስገን ታይ ይሳኣኖ እግዜአብሔር ኣምላክ ንሕዋትና እወን ሙሉእ ምሕረት የውርደልኩም 💗💗💗💗💗💗💗💗👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @user-in4hz6ew8oSelam
    @user-in4hz6ew8oSelam 2 หลายเดือนก่อน +4

    ዝብሎ ጠፊኡን ብጣዕሚ ተሓጉሰ ኣምልክ ብርሃን ይኩን ናብራካ መምህረይ🙏🙏🙏♥️😘🥰

  • @lealemalemamen9029
    @lealemalemamen9029 2 หลายเดือนก่อน +2

    ትግራይ ከምዚ ዝበለ ቅዱስ ስራሕ ዝስርሓላ ሙኻን ምርአይና ተስፋ ክንገብር ይገብረና። ዕሙቅ ታሪኽን ክብርን ዘልዋ ዓድን ፈቃርን ሕቡኑን ዝኾነ ህዝቢ አለና። መምህር ንዓካን ንብጾትካን ጸግኡ የብዝሓልኩም።

  • @AbeGalEmbrhen
    @AbeGalEmbrhen 2 หลายเดือนก่อน +3

    ዕልልልልልልል ተመስገን አምላክ ስለት ደይንገር ውዕለታኻ ኣብዝ ትሳተፍኩም ኩላትኩም እግዚአብሔር አምላክ ሓሳብ ልቡኹም ያስብረልኹም

  • @fjgfjfg1826
    @fjgfjfg1826 2 หลายเดือนก่อน +2

    ተመስገን ኣምላክ ኩሉ ዘይሳኣኖ ንዘብ ክብራት ገዛ ኢዝኦም ዝቃየርኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ኣብዚሑ ያሃብኩም ክብራት ኣሕዋተይ🙏❤

  • @almaztesam9020
    @almaztesam9020 2 หลายเดือนก่อน +13

    እግዚአብሔር አምላክ የነፃ ኑሮ ይስጥህ ወንድሜ ሠላምህ ያብዛው❤

  • @RhGh-t6n
    @RhGh-t6n 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    በቃ መግለፂ ሲእነልካ እዝጋቢሀረ ይመስገን ተመስገን ኣምላከይ ኣሜን ኣሜን እልልልልልልልልልልልልልልልልል❤❤❤❤❤

  • @messiliyu1647
    @messiliyu1647 2 หลายเดือนก่อน +15

    ቃላት የብለይን ንኣኻ መምህረይ ❤❤❤❤❤❤

  • @militlahun871
    @militlahun871 2 หลายเดือนก่อน +1

    እልልልልልልል እግዚአብሔር ይመስገን ሽሓቂ ተመስገን ነዝይ ተይረእያ ዝሞተ ወላድት😢

  • @weyni12tube
    @weyni12tube 2 หลายเดือนก่อน +17

    ተመስገን ተመስገን ተመስገን ታይ ስኣኖ እግዚአብሔር ንኣሕዋትና እውን ምሉእ ምሕረት የውርደሎም🙏🙏🙏

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 2 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ በልለይ ማዓረይ🎉

  • @etdhgsg3879
    @etdhgsg3879 2 หลายเดือนก่อน +1

    እልልልልልልል ተመሰገን መድህን ኣለም ኣቦይ🙏🙏🙏🙏❤❤

  • @Shewitzetwahdo
    @Shewitzetwahdo 2 หลายเดือนก่อน +4

    ዕልልልልልልልልልል እግዚኣብሔር ታይ ይሳኣኖ ክብርን ምስጋናን ልፈጣሪና ይኩን🤲

  • @shewitsimon8441
    @shewitsimon8441 2 หลายเดือนก่อน +5

    Nezi zgebre Amlak kbri ykuno netom nezi kulu ktserhu amlak hayli zhabokum haylkum ybzah edme yhabkum from Eritrea 🇪🇷 ❤❤❤

    • @gedamtube
      @gedamtube  2 หลายเดือนก่อน +1

      አሜን ዝሓወይ የቀንየልና🙏🙏

  • @tiebeabraham
    @tiebeabraham 2 หลายเดือนก่อน +7

    ኣሰይይይ ተመስገንካ ፈጣሪ ኣቦይ ኣቱም ብሩኻት የሕዋተይ ከመይ ሸውዓተ ወለዶታትኩም ካብ መዓት ይውጻዮም ፈጣሪ ካብ መዓት ኣውጺኽሞም ነዞም ስድራ ኣቱም ነዞም ዝተሸገሩ ትሕግዙ ዘለኹም ኤርትራዎትን ትግራዎትን የሕዋተይ ድማ ኣምላኽ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ሰላም ዘለዎ ሂወት ይኹነልኩም ነቶም ሓሚሞም ዘለዉ ድማ ምሉእ ጥዕና ይግበረሎም

  • @ggeniggeni
    @ggeniggeni 2 หลายเดือนก่อน +1

    ንዓካ ዝገልፅ ቃላት የብለይን መምህረይ 🥰💙💙🙏
    ኩሎም ኣብዚ ሰናይ ስራሕ ትሳተፉ ዘለኩም/ክን እግዚአብሔር ኣምላክ ዓስብኩም የክፈልኩም ኣብቲ ዘይሓልፍ ዓምደ ወርቅ ይፃሓፈልኩም ኣምላክ🙏

  • @sarahhbashi4053
    @sarahhbashi4053 2 หลายเดือนก่อน +13

    እፍፍፍፍፍፍ😢😢😢😢😢እንታይ ክብል ሎሙስ ተመስገን ፈጣር😢😢😊😊😊❤❤❤🎉🎉🎉

  • @BrahnDesta
    @BrahnDesta 2 หลายเดือนก่อน +2

    ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ክንደይ ደሰ ይብል ዝሓለፈ ሪአ ሐዚ ብታሕጎሰ ነቢዕ ተመስገን ኣምላከይ አንኳዕ ትግራወይቲ ኮንኩ ከምዙ ካማይ ዝተሓጎሰ አንከሎ ሓጎሱ ብላይክ ይግለፀለይ ❤❤ተመሰገንካ ፈጣሪ

  • @bluekai-qz6je
    @bluekai-qz6je 2 หลายเดือนก่อน +7

    እልልልል ፀጋይ ሓወይ ኣምላክ ዓስበኩ ያሃብኩም ንኩለኩም

  • @SelamLife-sz6yl
    @SelamLife-sz6yl 2 หลายเดือนก่อน +2

    ስለ ኹሉ ነገር እግዚአብሔር ይመስገን እንታይ ይስኣኖ ፈጣሪ እልልልልልልልልልልል ዕጣንኹም ፀሎትኹም መድኃኔዓለም ይቃበለልኹም ብሓቂ ክቡር ሓውና መምህር ከምኡ ውን ማሕበርኹም ብሙልእኹም ስራሕኹም ብዓምዲ ወርቂ ይፅሓፈልኩም በረከትኹም ይብፀሐና ክብርን ምስጋናን አምልኮ ውዳሴ ይግበኦ

  • @Tete-dt6nk
    @Tete-dt6nk 2 หลายเดือนก่อน +14

    ዕልልልልልልልልልልልልል ተመስገን ኩሉ ዘይስኣነካ ኣምላክ ክብርን ምስገናን ንዓካ ይኩን 🙏🙏🙏ንገበርቲ ሰናይ ኣሕዋተይ ለ ብኣምላክ ርከብዎ🙏

    • @RxfWs
      @RxfWs 2 หลายเดือนก่อน

      ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ghch5195
    @ghch5195 2 หลายเดือนก่อน

    fetari mHret ylakelom❤❤❤❤❤ v 🙏🙏🙏🙏

  • @ZadaHabshi
    @ZadaHabshi 2 หลายเดือนก่อน +3

    እግዚኣብሄር ይመስገን ንዙይ ዘርአኻና ስምኻ ይመስገን

  • @sabaghumbot5485
    @sabaghumbot5485 2 หลายเดือนก่อน +2

    እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል እግዚአብሔር ይመስገን ሙሉእ ምህረት ይግበረልኩም መምህር ሀዋይ ፀሎት ቦታ ክገብሩ ክነቅሁ ንገሮም በፀሎትን በቅዱስ ቁርባንን ክብርትኡ ብሀቂ ንዚ ስድራ ዝሀገዝኩም አብ ናብራኩም አብ መንገድኩም እግዚአብሔር ይምራህኩም ።መምህር ፀጋይ ፀጉኡ የብዝሀልኩም።

  • @ኣቤየተዋህዶልጅ
    @ኣቤየተዋህዶልጅ 2 หลายเดือนก่อน +19

    መድሐኒያለም ስራሕካ ግሩም እዩ ምሉእ ሓጎስ ግበረሎም ቶም ዝሓመሙውን ይፈወሱ አብዚ ኩሉ ዝተሳተፍኩም ዋጋ ነብሲ ይግበረልኩም ጸጋኡ የብዝሐልኩም❤❤❤❤❤❤❤

  • @TesfitMhreteab
    @TesfitMhreteab 2 หลายเดือนก่อน +2

    ኣይይይይይ አልልልል ብጣዓሚ ተሓጎሰ ተመስገን ኣምላክ ኣብረሃ ወ ኢሳቅ ወይ ያቆብ ኣምላክ ቅዱሳን፡ኣምላክ፡ኣቦና ኢንደረያስ ኣምላክ ደንጌል ማርያም ❤❤❤❤ ተመስገን አልልልልል

  • @Tefetawit.12.21
    @Tefetawit.12.21 2 หลายเดือนก่อน +7

    እግዚአብሔር ይመስገን🙏❤ በውኑ ለእግዚአብሔር የሚሳነው ነገር አለን? በእውነት ምንም የለም ሁሉን የምትችል አምላክ ሆይ የትናትናውን ታሪክ የቀየርክ በፀበል ያሉትንም ወንድሞች ሙሉ ጤናቸውን መልሰህ ስምህን ለማመስገንና ድንቅ ስራህን ለመመስከር አብቃቸው አሜን!!❤❤❤
    እኔም ከዚህ በረከት እንድሳተፍ መልካም ፈቃድህ ይሁን 🙏🤲

  • @ተመስገንኣምላክቲቲቲቲ
    @ተመስገንኣምላክቲቲቲቲ 2 หลายเดือนก่อน +1

    ተመስገን ኣምላክ እልልልልልልልልል እግዚአብሔር እንታይ ይሳእኖ❤❤❤❤

  • @mabrhitberhe7846
    @mabrhitberhe7846 2 หลายเดือนก่อน +8

    ቃላት የብለይን ንኣኻ ዝኾን መምህረይ

  • @Mikaelhalawuyey
    @Mikaelhalawuyey 2 หลายเดือนก่อน +2

    እግዛብሄር ይመስገን ብሓቂ ደስ ዝብል ሰናይ ተግባር ፀግፀይ እንኳዕ ደስ በለካ ፃዕርኻ ተመሲሉ ካብ ምርኣይ ዘሐጉስ ነገር የለን እሞ ተባረኽ ምልእ ይግበሮ ፈጣሪ እዙይ ንምስራሕ ዝሓገዝኩም ሰባት ኣምላኽ ብዝወፀ ይተክአልኩም ኣብ ዓምደ ብርሃኑ ይፅሓፈልኩም💒🙏🙏🙏💗💐💐💐

  • @rishanteklit1303
    @rishanteklit1303 2 หลายเดือนก่อน +13

    ምሉእ ሓጎስ ክኮነልና ንዛም ኣሕዋትና እዉን ምስ ሓወይ ብዙይ ኣምጸኣልና ኢካ መምህር ጸጋይ ሓወይ

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 2 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበረለይ ማዓረይ

    • @rishanteklit1303
      @rishanteklit1303 2 หลายเดือนก่อน

      ገይረልኪ ኣለኩ ሓፍተይ ናተይ ናዓይ እዉን ሳብስክራይብ ግበርለይ ኢኪ

  • @علي-خ8س3ح
    @علي-خ8س3ح 4 วันที่ผ่านมา

    አሰይእስመ አልቦ ለእግዛአብሄረ ሙሉእ ምሕረት ይግበረሎም እልልል እልልል እልልል እልልል

  • @عليعلي-ب3و4ض
    @عليعلي-ب3و4ض 2 หลายเดือนก่อน +13

    ተመስገን ተመስገን ተመስገን ታይስኣኖ እግዚአብሔር ንእሕዋትና እዋን ምሉእ ምሕረት የውርደሎም🙏🙏🙏

  • @Meesihaftibryeway
    @Meesihaftibryeway 2 หลายเดือนก่อน +1

    እሰይይይይይ እግዚአብሔር ይመስገን ኣቱም ዝሓገዝኩም እግዚኣብሔር ይሓግዝኩም❤❤❤❤

  • @dfgsrf
    @dfgsrf 2 หลายเดือนก่อน +3

    ፃዕዳ ሂወት ይሃብኪ ፈጣሪ መምህሪይ ወዋህብቲ ዶሞ እግዛብሄር ይሃቡኩም❤❤❤

  • @AdelaIbrahim-v8q
    @AdelaIbrahim-v8q 5 วันที่ผ่านมา

    እግዚኣብሄር ኣምላክ ፀግኡ የብዘሐልኩም ዞምየሕዋተይ ብዝወፀ ይተከአልኩም

  • @سلامالعمري
    @سلامالعمري 2 หลายเดือนก่อน +5

    ብሓቂ እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን ብዙሕ ትምህርቲ ወሲደ ተሓጊሰ ደስ ይብለካ መምህር ፀጉሸይ ዕድመካ ይንዋሕ እንጀራካ ይስፋሕ ነቶም መሳርሕትካ ብጣዕሚ ኢየ ዘመስግኖም ሓይሎም ይባረክ ነቶም ብገንዘብ ዝሓገዙ ክብራት ወለዲ አሕዋት ተጋሩን ኤርትራውያን አሕዋትና በረከት ሂወትኩም ቅሳነት ይሃብኩም ወገናተይ ተጋሩ አሕዋተይ ስደትና አሕፂሩ አድና ሙሉእ ሰላም ይግበረልና ኤርትራውያን አሕዋትና ደለይቲ ፍቅርን ሰላምን እግዚአብሔር ሓሳብ ልቡኩም አስሚሩ ሰደትኩም አሕፂሩ ምስ ስድራኩም ይሓውስኩም ካብ መጀመርያ ተካታቲለያ እየ አብዛ ግዛ ዝሓገዘ ከመይ ዝተዓደለ እዩ እናበልኩም እየ ወዲኤያ ከምቲ አነ ዓሪቀ ዝተደንኩ ኮይኑ ተሰሚዑኒ❤❤❤

  • @FevenAtoma
    @FevenAtoma 2 หลายเดือนก่อน

    Temesgen temesgen amlak to🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @RShaN-kiki
    @RShaN-kiki 2 หลายเดือนก่อน +7

    ብሓቂ ቃላት ሓፂርኒ ዝብሎ ስኢነ እግዚአብሔር ፀላእትኹም የርሕቀልኹም ♥️😘😘🥰🥰♥️♥️♥️♥️♥️🥰🥰🥰♥️♥️♥️🙏🙏🙏🙏🥰😘♥️♥️♥️🥰🥰🙏🙏🙏🙏🥰🥰♥️♥️♥️♥️♥️♥️🙏🙏🙏🙏♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 2 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበረለይ ማዓረይ

  • @suzan-vc6wz
    @suzan-vc6wz หลายเดือนก่อน

    Egziabher Amlak mhretu yewrdlkum yhwatey marey nskum ka glbetkum ydabru amlak bzgu ydgufkum❤❤

  • @Mahder-eg8kc
    @Mahder-eg8kc 2 หลายเดือนก่อน +10

    እድብተይ እውቀትኪ ልዕሊ ኩሉ ቡሉፅ እዩ እሞ እቶም ፅቡቃት ቁሞና ለዋሃት ኣሕዋትኪ እውን ድሒኖም ንምስገና የብቃዓዮም ✝️❤

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 2 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበረለይ ማዓረይ

    • @Mahder-eg8kc
      @Mahder-eg8kc 2 หลายเดือนก่อน

      @@merhawitmuaz1619 ኣቲ ሕምምቲ ዲኪ ናሓለፍኪ ሳብስክራይብ ግበርለይ ትብልኒ ፎቆዶ ዝከሞትክዎ ከልዕላ እየ በሊ ።

  • @freywoldu9901
    @freywoldu9901 2 หลายเดือนก่อน +2

    ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️ አስይ አስይ አስይ አልልልል ❤❤❤❤❤❤ አግዝአቢሕር ይምስገን

  • @ferejunta6083
    @ferejunta6083 2 หลายเดือนก่อน +8

    ዕልልልልል ሓጎሰይ ወሰን የብሉን ተመስገን ኣምላኽ ኣቦይ እንታይ ይሳኣነካ ❤❤❤

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 2 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበረለይ

  • @ማርያመይኣዶፍቅሪ
    @ማርያመይኣዶፍቅሪ 2 หลายเดือนก่อน +2

    ክብርን ምስጋናን ንዓካ ይኩን ኣምላከይ ተመስገን🙏❤❤❤❤❤

  • @TitiGelTewahdoቲቲጓልተዋህዶ
    @TitiGelTewahdoቲቲጓልተዋህዶ 2 หลายเดือนก่อน +8

    ተመስገን አምላክ አቦይ እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ሙሉእ ሓጎስ ይግበረሎም አሕዋትናለ ብሰላም ሓዉዮም ብሓጎስ ናብ ቤቶም ይምለሶም

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 2 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበረለይ ማዓረይ

  • @merhawitteweldemedhin9077
    @merhawitteweldemedhin9077 2 หลายเดือนก่อน

    Ellllllllll Elllllllll
    Tamesgn madhen
    Alem abey ❤❤❤❤

  • @tsgleglassle-8857
    @tsgleglassle-8857 2 หลายเดือนก่อน +5

    ሰለ ኩሉ ነገር እግዚኣብሔር ኣምላክና ይመስገን ዓስብኩም ብሰማይ ርከብዎ
    ‭ሉቃስ 14:12-
    ] ኢየሱስ ድማ ነቲ ዝፀውዖ ሰብኣይ ከምዙይ በሎ፦ “ምሳሕ ወይ ድራር እንተ ገበርካ፥ መሊሶም ከይፅውዑኻ እሞ፥ ልቓሕ ምምላስ ከይኾነካ፥ ኣዕርኽትኻ ወይ ኣሕዋትካ፥ ኣዝማድካ ወይ ሃብታማት ጐረባብትኻ ኣይትፀውዕ። ምሳሕ እንተ ገበርካስ፥ ድኻታትን ቈራያትን ሓንካሳትን ዕዉራትን ደኣ ፀውዕ። ዝፈድዩኻ የብሎምን እሞ ብፁእ ክትከውን፥ ብትንሳኤ ፃድቃንውን ክትፍደዮ ኢኻ” በሎ።

  • @AzmeraAzmera-i8n
    @AzmeraAzmera-i8n 2 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን/3/🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🍀🍀🍀🍀🍀🍀🍀🍀

  • @ራህዋራህዋ-ጨ8ቨ
    @ራህዋራህዋ-ጨ8ቨ 2 หลายเดือนก่อน +8

    ኣሰይይይይይ ተመስገን እስመ አልቦ ነገር ዘይሰኣኖ ለእግዚአብሔር ክንደይ ደስ ይብል እግዚአብሔር ምሉእ ምሕረት ይግበረሎም ብገንዘብ ብጉልበት ዝሓገዝኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ዓስብኩም ይኽፈልኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣሕዋተይ መዓረይ ♥️ መግለፂ ስኢነልኩም በኡነት😢

  • @almazmengesha9651
    @almazmengesha9651 2 หลายเดือนก่อน

    ተመስገን ተመስገን አምላኽ ሙሉእ ምህረት ይግበረልኩም 🙏🙏🙏🙏

  • @trhasgide6583
    @trhasgide6583 2 หลายเดือนก่อน +6

    ሰይይይይይይይይይይ እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል
    ተመስገን ፈጣሪ ኩሉ ዓለም ንጉስ ሰማይን ምድሪን ኣቤት እንካዕ ነዚ ኣርኣየና ንዓኩም ከኣ ኣቦታተይ የሕዋተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ዕድመኩም ዕድመ ማቱሳላ ይሃብኩም ስምኩም ኣብታ ዘይትሓልፍ ዓንደ ወርቂ ይጽሓፈልኩም ❤❤❤❤❤🙏🙏🙏በረከትኩም ይሕደረና