ጽጹይ// ቢኒ ኣብ ኣስመራ/ ስነጥበባዊ ያሬድ ነጉ ጸሎት ግበሩለይ ኢሉ/ ዓዲእንግሊዝ ዘሎ ዘሕዝን

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 22 ต.ค. 2024

ความคิดเห็น • 106

  • @meraftesfahannes1978
    @meraftesfahannes1978 2 หลายเดือนก่อน +21

    ንዝሓመመ ምሕረት ዘዉርድ
    ንዝጸበቦ ራህዋ
    ንዝተጨነቀ ድማ ሰላም
    ዝገብር ባሕቲ ይግበረልና
    ጾምና ድማ ብሰላም ኣጀሚሩ ብሰላም የወድኣና

  • @YafetBokure
    @YafetBokure 2 หลายเดือนก่อน +2

    ንዝሓመሙ ፈጣሪ ምሕረት የውርድ) ቢነይ እንቓዕ ብሰላም ኣተኻ ህዝበይ ጻዕዳ ዓይኒ ሓሳድ ይድፈነልኩም ❤❤❤❤❤

  • @TsegaAsmorom
    @TsegaAsmorom 2 หลายเดือนก่อน +1

    መዓረይ ኣምላኽ ይምሓርካ።

  • @medhin8187
    @medhin8187 2 หลายเดือนก่อน +4

    #ጋዜጤኛ ነሹ ❤
    እንኳዕ ኣብፅሐና ነዚ ክቡር ናይ ኣዴና ድንግል ማርያም ፆመ ፍልሰታ ❤ ናይ ሰላም ኣምላክ ሰላሙ ይልኣኸልና ፆሙ ፆመ በረከት ይግበረልና ።
    ዝሓመመ ይምሓር ፈታዊ ይኹን ፀላኢ ዝሓመመ ይምሓር ኣሕዋተይ ሰብ ሰብ ዩ ።

  • @hanayemaryam12
    @hanayemaryam12 2 หลายเดือนก่อน +11

    ነሹ ማዓረይ ባሕቲ ሰላምን ፍቅርን ይገበረልና ናይ በረከት ፆም ናይ ምሕረት ዝያመመ ዝፈወሰሉ ዝተጨነቑ ዝሕጎስሉ አሜን ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @RUTABEYIN9227
    @RUTABEYIN9227 2 หลายเดือนก่อน

    Mhret yewrdelka fetari hawey nateyy 🥺🥺🥺🙏🙏🙏

  • @Stability_Daughter_of_Mary
    @Stability_Daughter_of_Mary 2 หลายเดือนก่อน +4

    ሰላም ምጅማር ጾም ደቂ እመብርሃነይ ጾምና ንለውጢ ንበረከት ይበሎ ንዝሃመመ ምሕረት ንዝተጨነቀ መፍትሒ የውርድ😊❤❤

  • @almazzehaie5766
    @almazzehaie5766 2 หลายเดือนก่อน +1

    Amen Amen Amen selam behati ❤❤❤

  • @ariamlove2191
    @ariamlove2191 2 หลายเดือนก่อน +1

    Amen amen amen 🙏🙏🙏

  • @habeshawit-k3e
    @habeshawit-k3e 2 หลายเดือนก่อน

    ነሹ እንካዕ ብሰላም መፃእካ ብርክ ባሕቲ ይግበረልና ፆመ ፍልሰታ ከኣ ብሰላም ኣጀሚሩ ብሰላም የፈፅመና እግዚአብሔር ንሓውና ያሬድ እውን ምሕረት የውርደሉ live ከኣ ብጌዜ ምፀና ኣይተምሺ ጋዜጠኛ ነሽነሽ ወ ኣየሳኣነና❤

  • @MimiSelam-e4b
    @MimiSelam-e4b 2 หลายเดือนก่อน

    😢😢😢ምሕረት የውርደሉ

  • @Danini-o1i
    @Danini-o1i 2 หลายเดือนก่อน +1

    አዋእ ያረድ ነጉ ምሽ ምስ ምሌን ሃይሉ ናይት ክለብ ናይ ድሕሪትን ገለን ኔሩ። በል ምሕረት የዉርደሉ አምበር ምሌን ሃይሉ ያ ኣስሒታቶ አዛ መስሓቲት

  • @akberethaile9072
    @akberethaile9072 2 หลายเดือนก่อน +1

    ❤️❤️❤️🙏🏿🙏🏿🙏🏿🙏🏿

  • @ትግራይዓደይከመይኣላ
    @ትግራይዓደይከመይኣላ 2 หลายเดือนก่อน

    ምሕረት የውደሉ ፈጣሪ❤❤

  • @aotali8812
    @aotali8812 2 หลายเดือนก่อน

    ምሕረት የውርደሉ

  • @aexum1597
    @aexum1597 2 หลายเดือนก่อน

    Selam neshu hawey bahety ygberelna Amen 3 🙏🏾❤❤❤

  • @GM-cu9qk
    @GM-cu9qk 2 หลายเดือนก่อน +1

    Oi God save Yared Negu 🙏🙏🙏Amlak Yimareh Don't give up. 🕍

  • @KidstiZeray
    @KidstiZeray 2 หลายเดือนก่อน

    Shalom shalom neshu

  • @kidaneeyesaeb
    @kidaneeyesaeb 2 หลายเดือนก่อน

    Be proud of ur County but you like ur neighbor, as of others as I see today is the first time to see ur video

  • @EfremAfewerki-z3v
    @EfremAfewerki-z3v 2 หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @AwetTeklab-z8v
    @AwetTeklab-z8v 2 หลายเดือนก่อน +1

    Ata qerchaf qcha wedi aker kemey aleka❤👈

  • @احمدادريس-ب3ق
    @احمدادريس-ب3ق 2 หลายเดือนก่อน

    💖💖💖💖👍👍👍

  • @XehayYebyo-vt9eh
    @XehayYebyo-vt9eh 2 หลายเดือนก่อน

    God bless you Bro 🇪🇹

  • @adhanettekie2995
    @adhanettekie2995 2 หลายเดือนก่อน

    Bsemeam menfes kudus Melugermaiy komu aybhalen eu wala yemet gega ❤❤❤❤❤❤❤😊😊

  • @habtomberhane1541
    @habtomberhane1541 2 หลายเดือนก่อน +1

    Sealm sealm neshnesh Dear🙋‍♂️ 💙💙

  • @__-wj7zq
    @__-wj7zq 2 หลายเดือนก่อน +1

    _ነሹ ሓላል ዌል🎉❤ኣብ live ቡና ኣፍልሕ እኻ ናይ ባሕቲ😅🔥_

  • @merhawitnegasi4962
    @merhawitnegasi4962 2 หลายเดือนก่อน

    🙏🙏🙏

  • @Selu123.
    @Selu123. 2 หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤❤❤

  • @Ostirch
    @Ostirch 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤

  • @rozar227
    @rozar227 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤Hawey

  • @ሜሮንሜሮን-ገ8ቀ
    @ሜሮንሜሮን-ገ8ቀ 2 หลายเดือนก่อน +1

    ነሹይ❤🎉

    • @neshnesh_show
      @neshnesh_show  2 หลายเดือนก่อน

      ❤️❤️❤️

  • @mediaadna-7499
    @mediaadna-7499 2 หลายเดือนก่อน +1

    🙏🙏🙏🙏🙏

  • @Merimeri-w8z
    @Merimeri-w8z 2 หลายเดือนก่อน +1

    shlom shlom neshu

  • @HagosSamuel
    @HagosSamuel 2 หลายเดือนก่อน

    💙💙💙💙💙💙

  • @ፈራጭ
    @ፈራጭ 2 หลายเดือนก่อน

    ነሽነሽ ዝመጽእ ዘሎ ሶኑይ ኣብ Malmö ምስ ሰበይተይ ክፋታሕ የ ስለዚ ብ Private ብከመይ ክረክበካ ይክእል ? ምክሪ ክትህበኒ ምክንያቱ ጨቀቅ ኢለ ን ዓሰርት ዓመት ዘጥረክዎ ገዛይን ገንዘበይን ይግባኣኒ ዩ ትብለኒ ስለ ዘላ የ

    • @neshnesh_show
      @neshnesh_show  2 หลายเดือนก่อน

      Selam hawey ኣነ ኣብ ከምዚ ብዙሕ ኣፍልጦ ናይ ሕጊ የብለይን ። ኽሕግዙካ ዝክእሉ ተለዉ ክሓተልካ የ ። ንስካ ግን ናይ ሕጊ ክኢላታት ኣማክር ።

    • @ፈራጭ
      @ፈራጭ 2 หลายเดือนก่อน

      @@neshnesh_showok Neshu hawey thanks

  • @godislove6329
    @godislove6329 2 หลายเดือนก่อน +1

    Ata Neshnesh please nezi meganeni amiche aytemtsayo. Bitaeimi rukus wedi eyu, hasawi.

  • @teswedi5739
    @teswedi5739 2 หลายเดือนก่อน

    Mhret yewrdelu 😢

  • @AfewerkiAbebe
    @AfewerkiAbebe 2 หลายเดือนก่อน

    ያሬድ ነጉ ህዝቢ ትግራይ ንክጭፍጨፍ ዓብዩ ተራ ዝተፃወተ እኮ እዩ ነሽነሽ ከመይ ኢልካ ብፅቡቅ ምግባር ይፍለጥ ኢልካዮ

  • @SamiLondon
    @SamiLondon 2 หลายเดือนก่อน

    ዕግርግር ኣሎ ከም ምህላዉ ግን ነዚ ዕግርግር ክዉን ክኸዉን ዝፈጠርዎ ኣካላት ኣለዉ።እዘን ቋልዑ ግዳይ ናይ ሕብእቲ ሰልፊ እየን ኮይነን ዘለዋ መሳኪን።ሕጂ እዩ ዩቱባት ተምጽእዎ ዘለኹም እንበር ቀንየን እየን ካብ ዝቅተላ።ትሕቲ ዕድመ ኩሉ ግዜ ነጻ ዝብል ሕጊ ፈሊጦም እዮም ነዚ ትዉልዲ ኣፍሪቃ ዘለዎ ተጠቂሞምሉ።ብየናይ ዓቅሙ እዩ ክሳብ ዝሞታ በብሓደ ክቀትለን እዚ ኮነ ኢሎም ብመደብ ዝሰርሕዎ እዮም።እቲ ቀንዲ ዕላማ ከኣ ንቀታሊ ብዙሕ ሽም ሂብካ ናብቲ ዝደለይዎ ስራሕ ምእታዉ እዩ።እቲ ቀዳማይ ሃይማኖታዊ ናዕቢ እዩ።ኣብ ጀርመን ዓቢ መስጊድ ድዋዕዋዕ ክብል ስቅ ኢሎም ይርእዩ ኣለዉ።ኣብ ኢንግሊዝ ምስቶም ጉሁያት ሞት ቋልዑ ጽግዕ ኢሎም ኣስላማይ ጸላኢኻ ዝብሉ ሰልፊ ዝመርሑ ኣለዉ።ጸሊም ከኣ ኩሉ ግዜ መጋበርያ ካብ ምዃን ዓዲ ኣይወዓለን።ይንዋሕ ይሕጸር ስደተኛ ስደተኛ ምዃንና ኣይተርፈናን እዩ።እዚ ኣብ ኦሎምፒክ መጽዮም ካብ መኽፈቲ ስፖርት ምባላ መኽፈቲ ዝሙት ግብረሰዶም መኽፈቲ ሸይጣዉንቲ ምባል ምቀለሎም።እቲ ዝገርም ስቅ ኢሎም እኳ ከይስተሩ ኣቀዲሞም ትንቢት ከምዝፈልጡ የተንብዩልና እንበር ከኣ።ኮቪድ ብመልክዕ ድራማ መርፍእ ክዉጋእ ሰብ ሓደ መልኣከ ሞት ነቲ መርፍእ ይሕዞ ኣፍ ኣፍ ኣፍንጫ ይሽፈኑ ገለ እዚ ድራማ ኣብዘይቦትኡ ኣቂቦሞ ጸኒሖም ከኣ ቫይረስ ሰዲዶሞ።እዚ ሕጂ ትንቢት ይብሃል ድዩ ኖኖኖኖ እዚ ፕላን እዩ ዝብሃል።ናይ ሎሚ ፍልይ ዝበለት ግን እቲ ፕላኖም ብዜጋታቶም ምጽዋቶም እዩ።እንበር እኳ እዚ ኹሉ ተተሰሪቁ ካብ በዓል ኢትዮፕያ ዝመጽእ ቆልዓ ኣዲኡ ትቁጸረሉ ንምንታይ መዓላ ከምዘዉዕልዎም።ሙሁራቶምን ደናቁሮምን ፐረሲደንታቶምን ፓፓሳቶም ንቆልዓ ግብረሰዶም ንህጻን ቆልዓ ክራኸብዋ ጸለምቲ ደረፍቲ ንመስዋእቲ ቅንጸላ እንታይ ከ ዘይገብሩ ናይ ድያብሎስ ፈረሰኛታት።መበገሲኡ ዘይፍለጥ ከኣ ሓንቲ ስራሕ ዘይብሎም ገንዘብ ካብ ማሽን ኣቡኡ ኮሎ ይሰግረሎም ንኣፍራስ ድያብሎስ፡ዝኸበረ ማኪና ዝኸበረ ገዛ ዝኸበረ ኣልማዝ ኩሉ ወኒኖም ንምሸቱ ንቡር ሞት ዘይረኽቡ ንባዕሎም ዉን ምንባር ከምዝሕሰሙ ኢና ንርኢ ዘለና ።ብደዎም ዝተኣስሩ ነጻነት ዘይብሎም ክገድፍዎ ዘይክእሉ ፌክ ሃብቲ ወኒኖም ዝንቀሳቀሱ ሰብ መሰል ካልእ እዮም።ብዝኾነ እዚኦም እዮም ነዛ ዓለም ዝብጽብጽዋ ዘለዉ።ስለምንታይ ዕግርግር ሃይማኖታዊ ዓሌታዊ ናዕቢ ደልዮም ምስ እንብል ከኣ፡እዚ ሕጂ ዘሎ ወለዶ ናብቲ ንሶም ዝደልይዎ ዕላማ ከገልግል ምቹእ ኣይኮነን።ዝጠፍአ ጠፊኡ ኣብ ንኣሽቱ ቋልዑ እዮም ነቲ ናይ ድያብሎስ ምንጪ ሃብቶምን ዝንኦምን ኮይኑ ዘሎ መንገዶም ከትሕዝዎ ዝደልዩ ዘለዉ።ኣብ ኦሎምፒክ ዝገበርዎ ካብቲ ንሶም ዝነዝሕዎ እከይ ተግባራት ናይ ህዝቢ ንቅሓት በሊጹ ተረኺቡ።ኩሉ ክርስቲያን ኢየሱስ ክርስቶስ ኣልኻናን ንጉስናን እዩ ኢሎም ብኣሽሓት ኣኣብ ዓዶም ይወጹ ኣለዉ ክሳብ ሕጂ።ንጆርጅ ከተንፍስ ኣይከኣልኩን እንዳበለ ክሳብ ዝመዉት ቪድዮ መሊኦም ናብ ህዝቢ ከምዝሓልፍ እንዳፈለጡ ዝቀተልዎ ኩሉ ጉድ እቲ ዕግርግር ዝግ ምስ በለ እዩ ዝወጽእ ።ጸለመቲ ረሳናት ስለ ዝኾኑ ተቀቲልና ኢሎም ብዙሕ ህዝቢ ክቀትሉ ብፍላይ ምትኳስ ሽጉጥ ከኣ ድሕር ስለ ዘይብሉ ህልቂት እዮም ተጸብዮም ።ግን ብዕግርግር ጥራይ ሓሊፋ።ኣብ መወዳእታ እዚ ሓደ ምልክት ዉድቀት ናይ ኤዉሮፓን ኤሜሪካን እዩ ዘርኢ።ብዘይ ስደተኛ ዝነብሩ ህዝቢ ዉን ኣይኮኑን።መን ኢንግሊዛዊ እዩ ዌልፈር ተቆጺሩ ዝሰርሕ ፡ብ11 £ ሰዓት ሙሉእ ዝሰርሕ ዘሎ ስደተኛ ብሓቂ ስደተኛ ጽርግ ኢሉ ተዝኸይድ ከ ጽቡቕ መንበባሮ ይነብሩ ማለት ድዩ።ብዝኾነ ኣይትፍርሁ ኩሉ ግዜ ዘይዓድኻ ዓድኻ ኣይኮነን።ሙስሊም ከኣ ንቅሑ እዚ ንዓኹም ዝዓለም ኣይኮነን ንሰብ ናዕቢ ክሰርሑሉ ዝተማህዘ ምዃኑፈሊጥኩም ጥንቅቅ ምባል እዩ ዝሓሸ።

  • @RalphAzeb
    @RalphAzeb 2 หลายเดือนก่อน

    ያሬድ ነጉ ዓይነት ኮንዎ እዩ አብ ቅድሚ ሰብ
    ሰለዝገበረ እዩ? ንሚለን ሀይለ ማለት

  • @abebadebese7360
    @abebadebese7360 2 หลายเดือนก่อน

    ማዘር ምባል ግደፋ ባሕትን ኣደይ ኢዩ ዝሳነ 🎉

  • @eyobhaile2888
    @eyobhaile2888 2 หลายเดือนก่อน +1

    Nesh

  • @AwetTsegay130
    @AwetTsegay130 2 หลายเดือนก่อน +1

    Mehirat yewrdalka yard nagu nashu kea bahite mederi aytebxbixna 🤣 🥰✌️

  • @Kbdcitawrodri1716
    @Kbdcitawrodri1716 2 หลายเดือนก่อน +1

    ብመክንያ ባሕቲ ኣይጸርፈካን እየ ሎሚ ጽባሕ ግን ኣዘክረኒ ኢኻ ነሹ ክሳህለካ እየ

  • @fioryabraha7235
    @fioryabraha7235 2 หลายเดือนก่อน +1

    Amlak ymherka imebetye msaka tkun

  • @regataraya7861
    @regataraya7861 2 หลายเดือนก่อน

    Lord have mercy British people come down he is just an individual evil.

  • @AzaibAsgodom
    @AzaibAsgodom 2 หลายเดือนก่อน

    Mehrat yewudalu

  • @yerusalemyemane1794
    @yerusalemyemane1794 2 หลายเดือนก่อน

    Neshney slemtay gn ny beal goitom vidio ab natka texieno? Xbuq aykonen ab natu keydom kireewom zigbeo ab natka mixean fithawi aykonen baelka zeraribka zeytewrd. Ny behaqi gega eyu vidio natom wesidka mexian

    • @neshnesh_show
      @neshnesh_show  2 หลายเดือนก่อน +1

      ምስ ጎትሽ ስለ ዝፋለጥ ፍቃድ ስለ ዝህበኒ የ እንበር ናይ ካልእ ስቅ ኢለ ምሉእ ትሕዝቶ ኣየምጽኦን የ።

    • @yerusalemyemane1794
      @yerusalemyemane1794 2 หลายเดือนก่อน

      @@neshnesh_show ok xbuq yqreta

  • @asmerthabte2492
    @asmerthabte2492 2 หลายเดือนก่อน

    Ay neshu bahti do ajibuk fesh da a bel anta wiegien

  • @SAMdave183
    @SAMdave183 2 หลายเดือนก่อน

    መን ኢዮ ያሬድ ደጉ? ደጉ ዝብሓል ኤርትራዊ የብልናን for sure:: ኤርትራ ዋህዲ ጸሎት ዝገብር ስብ አለዋ 3 ሚሊዮን ህዝቢ ንብኣሉ ጸሎት ዘይገበረ ንመኣል ደጉ ይገብር ኢልኻ ዘይመስል ኢዮ:: እቲ ሓድሽ ወለዶ ኣብ ሳዋ ኢዮ ዝኣብዘሎ ፈጺምካ ጽሎት ዝብሓል አይፈልጣን ኢዮ:: ዘይንገል ብዙህ በደል ኣብ ህዝብና ወሪፍድ ኢዮ::

  • @LemlemHagos-z7s
    @LemlemHagos-z7s 2 หลายเดือนก่อน

    Hasawi Lequmax sile dikonika kedae🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @albadralbadr945
    @albadralbadr945 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤😂🎉

  • @MebrahtomBidayMebrahtomBiday
    @MebrahtomBidayMebrahtomBiday 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Sibhat-pj2ih
    @Sibhat-pj2ih 2 หลายเดือนก่อน

    Neshinesh clown of the century

  • @anbesmebrahtom5560
    @anbesmebrahtom5560 2 หลายเดือนก่อน +1

    አብ ባሕቲ ገንዘብ አይተውጽእ ኢዩ ዝባሃል

  • @TesfalemGhirmay-eb5jw
    @TesfalemGhirmay-eb5jw 2 หลายเดือนก่อน

    ነሽነሽ ፈኩስ ካን ኣኪልካ ዘይጠቅም ዘረባን ክትሕሱን ኣኪልካ።ኣየ ባህለዊ ጋዜጠኛ ።ጋዜጠንኘት ኮ ፕሮፈሽን ኢዩ ክትምሃር ኣለካ በየናይ ርእሱ ደኣምበር

    • @neshnesh_show
      @neshnesh_show  2 หลายเดือนก่อน +1

      ባሕቲ ስለ ዝኮነ ላይክ ሂበካ

  • @MuluGermay
    @MuluGermay 2 หลายเดือนก่อน +7

    ወላይሙት😂😂😂😂😂አድጊ

    • @neshnesh_show
      @neshnesh_show  2 หลายเดือนก่อน +13

      ኖ ነውሪ ከምኡ ኣይበሃልን ንዝሓመመ

    • @lemlemmirach7838
      @lemlemmirach7838 2 หลายเดือนก่อน +1

      Ewy yimut aybehalin newri

    • @MuluGermay
      @MuluGermay 2 หลายเดือนก่อน

      @@lemlemmirach7838 ፃዲቅ

    • @almazgebrengus7164
      @almazgebrengus7164 2 หลายเดือนก่อน +2

      Entay hiznala eza hiwetna mhret yewrdelu ybhal😢

    • @medhin8187
      @medhin8187 2 หลายเดือนก่อน +1

      ነዉሪ እዛ ፅሑፍ እናፅሓፍኪ ዘለኽላ ግዜ ናይ ፈጣሪ ያ ። ስለዚ ህልናና ኣይንሽጥ ኣሕዋተይ ።

  • @robeltekle775
    @robeltekle775 2 หลายเดือนก่อน

    Kkkk yatesfie asli eta jebena abeytrkeb

  • @shewitarefayne8834
    @shewitarefayne8834 2 หลายเดือนก่อน

    Werenga were bicha

  • @Dsaert-jf7mq
    @Dsaert-jf7mq 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤

  • @asmaytadam4334
    @asmaytadam4334 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤

  • @mediaadna-7499
    @mediaadna-7499 2 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤

    • @neshnesh_show
      @neshnesh_show  2 หลายเดือนก่อน

      ❤️❤️❤️