ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
Kiros Alemayehu ታሪክ ክቡር ዶክተር ኪሮስ ኣለማየሁ መደብ ኣርኣያ ሰብ 2022 th-cam.com/video/OF89F6Eo9pA/w-d-xo.html
ይበሳጮ ኣለኹ ትብል ናይ ዑስማን እያ መስለኒ። ውብ ኢንተርቪው ኣላ
እዋይ ኩልና ተጋሩ ብንክእሎ ሞያ ንትግራይ ንትግራይንጥራሕ ክከውን ቃል ይኣቱ ትብሉ ኣግርጩ ❤❤❤thanks ክብረት ይሃበልና ኮሽታ ❤️❤️❤️🙏
ቀፅልሉ ጀጋኑና ታሪክ ከየንትና ክንፈልጥ እትገብሩዎ አዚና ኢና ነመስግን🙏💛💖💊
ተፈላሊና ዲና ፍቕረዬ ጋህዲ ኾይኑ..... ዘይርሳዕ ናይ ገ/ፃዲቕ ጥዑም ደርፊ
እዋይ ዓለም ጠላም ክመውት ዘይግብኦ ባሓር ኣቦና 😪😪😪መንግስተ ሰማይ የዋርሶም.
ፉሉይ ሰነ ጥበበኛ እዩ 🤴🤴 ናይ ሐዚ ከየንትናለ ኣሰሩ ክትክተሉ ሙሉእ ተሰፋ ኣለና 💛❤️🥰🥰🥰🥰
he was truly a genius in music. He left us with his timeless, astounding songs. He was a pioneer and the youngsters should learn from him.
ብትኽኽል ናይ ወድሰብ ክእለት ንባህሊ ትግራይ ዝሰረሓ ክነድነቆ አለናባህሊ ትግርኛና ክነዕብዮ አለና
ኣየ ጀግንነት ይበል እንቋዕ ተጋሩ ኮንና🙏🙏❤️💛
Job well done KOSHTA, thank you!
ዘይክሓድ ሓደ ሓቂ ኣሎ ብጣዕሚ ኪኢላታት እዮም ክልቲኦም የሕዋት ሓዳር ጌርኪ ናይ ነፍሲሄር የማነ ገብረሚካኢለ እዪ!
ናይ የማነ ምዃኑ መረጋገፂ እስቲ አስመዓና ታ ዝበልካያ ደርፊ ናይ ገሬ ምዃኑ ካብ ቀደም የ ዝፈልጣ
መደባትኩም ግርምዩ ኣደንፉዑዎ ቀፅሉሉ ከምዚኦም ዛኣመሰሉ ስነጥበበኛታት ኣብ ክፈሪዩ ኣለዎም ናይዚ ዘመን ዚ ዘለው ስነጥበበኛታት ክበሃሉ ኣይኮነን ንስነጥበብ ንኽቐብሩ ደቃስ ዝሰኣኑ እዮም ዝመስሉ ኣደብ ክሕዝ ኣለዎ ስነጥበብ ትግራይ
ፅቡቅ መደብ ቀፅሉሉ
ብጣዕሚ ጽቡቕ ኣማውታ ገበረጻድቕ ከመዩ?
Really good program! Koshta entertainment should be on satellite with HBS (horn broadcasting service)
ፅቡቅ መደብ እዩ ከምዚ ጌርኩም ዘይንፈልጦም ዝነበርና ከይንትና ተፋልጡና ዘለኩም ቀፅሉሉናይ ነብስሄር ኣታክልቲ ሃይለሚካኤል እውን ኣቕሩቡልና
❤❤❤❤❤❤Bluts tselim kokhob❤❤❤❤❤
ፅቡቅ ሓሳብ እዩ ቀጽልሉ ታሪክ jeganuna ንሰንድ
He iş legend
ኣድላዪ እዪ❤❤❤
ናይ ፍሬው ሃይሉ ታሪኽ እባ አዘንትውሉ
I like him best s. Ger g tsadk
G tsadk ab nkhat musica tigray eritryan fluy fluy teklo znedero fluy kiela ntgrnga abiy aberkto zegebera tigraway !!!!
✊♥️✊♥️✊♥️💊💊💊♥️♥️♥️♥️
Aguqme tigrainga
You forgot to mention he was member of eritrean police orchestra Tesfai Mehari Fihira was a member too he was young dude
ፉሉይ ሰነ ጥበበኛ እዩ
አይ አርትስ ገብረፃዲቅ ወሊሃንስ ታርኹ ብጣዕሚ ክብሪዘለዎ ሚስጥሩ እስካብ ሎሚ ክብሪ ትግርኛ እዩ
ፍቁር ወናም ፍልፍል ኪነቱ ዘይነፅፍ። ንጭራ ዋጣ ዕፅፊ ደርብታት ዘደየበ ክንሱ ቀታሊኡ ግን አይተፈልጠን።
ኮሽታ እንተርቴመን ከምዚ ቀዳሞት ከየንቲ ኣብ ምዝኽኻርን ታሪኾም ምዝንታውን ከምትቅፅልዎ ተስፋ ንገብር
ታዬ ዎጋ አሎዎ?ዕትሮ ትሶሮሖ'ም ሰይራ ገልዒ ትገብሮኩቡር አርትስት ገ/ፃድቅ ወልድዮሃንስ ገሰሰ አበይ ተወልዱ ? አበይ? ሓሙሙ አበይ ሞይቱ?አበይ ተቀብሩ? አይተ ገለፀን ንምንታይ ሕማቅ ተግባር ሰብ ምብላዕ ሓጥያት ነውሮም ብዘይ ኮኖም ከይሓመመ ዝመተ ሕዝ ድሕሪ ግዜ ፁብቁ ንክዛረቡ ዘየሓፊሩ ካሓልቲ መስለን መንቆሮ ከምዝባሃል ገብረፃድቅ ከም ሃገሩ ንሜዳ ወረዱ ተቃልሱ አፊቲ ግዜ ቃልሲ ተሓሓት ሰራውት ራሽን በአግባቡ እንድሕር ዘይረከቡ ጭሩአ አውፁኡ ንግዝኡ ግጥምን ዜማን ፈጥሩ ብቅኔ አሽሙር ሓሳቡ ይገልፅን ይወቅስን ነይሩ እናበዘሐ ምስከደ ተሓሕት ከምዘይተንብሮ ምስ ፈለጠ ናብ ደርጊ ብምስላም ኪነት ባሃሊ ትግራይ ኮይኑ ሕድ ሕድ ዘአውራጃታት (ዞዎታት) ትግራይ እናዘረ አብ ዓዲ ዘሎኩምአብ በረካ ዘሎኩምትፅዎዓኩም አላ ወላድት እነኩም🇪🇹ንኢትዮጵያ ማለቱ እዮ ካቡኡ ቃልስና ንድሕርት ከመልሰልና እዮ ክባሃል እታ ክፊእቲ ተንከል ተሓሕት ቅንፀላ ተሓለመሉ ንሞት ገብረፃድቅ ትሳሓብ ቃታን ውድትን ሽርሕን ተንኮል ብቆፆሮ አብ አውራጃ ተምቤየን ከተማ ዓ/ዓዲ እንዳ ሞክርያ በት መስተ እንዳ ምየስ ናተዘናገዐ ፀንሑ ንሽንቲ ማይ ምስ ወፀ አብአ ዕሸል ዕድሙኡ አብአ ተቀንፅሉ አስካሬኑ ንመቀለ ብህልኮብተር ተላኡኩ አብ መቀለ ቀበሌ 05 እንዳባጋብር ተቀብሩ ንዙይ ሕማቅ ተግባሮም ስራሕ ሰለዘሕፊሮም ሕዝይ ወሰን ወሰን ይዛረቡ አሎው እን ኢያሱ በረሀን ካልአቱን ንምንታይ አማውቱኡ ዘይገልፁ?ናይግዜ ጉዳይ እምበር ክሳብ ብታርክ ድርሰት መፃሓፊቲ ክዝንቶ እዮ ድሮካ ጀምሩ አሎ ንገብረፃድቅ ሹሙ ካብ ተልዓለ አማውቱኡ ዝበዝሕ ይፈልጥ እዮ እት ሓዱሽ ወሎዶ ንኩነታቱ ሙሉእ ታርክ ንምግንዛብ ካብ ሓቱቱ ምርዳእ ዓዲ አይውዕልን ናይቲማሊ ተሓሓት ናይሎሚ ውድብ ሕዎሓት በላዕቶ ክትባሃል ይግባአ።
እህምምም
ገብረፃዲቅ ኣበይ ኣውራጃ እዩ ተወሊዱ ክቡር ሓው
Kiros Alemayoh
ገብረጻዲቕ እወ ንፉዕዩ ነሩ እንተኾነ”ግን ኩሉ ዝደረፎ ደርፍታት ናቱ ኣይኮነን ደጊምዎ”ዩ፡ ንኣብነት ብንኡሰይ ከለኹ ይበሳጮ ኣለኩ ትብል ደርፊ ብ1969 ዓ/ም ፈረንጂ ዝወጸት ኮይና ዋንነታ ናይ ዑስማን ዓብደልረሒም ኢያ። ኣብቲግዜ”ቲ ኣተዉ ኣቶብርሃን ሰጊድ ብፍቓድ ዑስማን ደሪፉዋ ። ሓዳር ጌርኪ ሰሚዐ ብወረ ትብልን ተፈላሊና ዲና ፍቕረየ ጋዶ ኮይኑ ዝብላ ዉን ናይ የማነ ባርያ ኢየን ፡ የማነ ባርያ ብ1994 ምስ( Eri Tvi) ኣብዝገበሮ ቃለመጠይቅ እዘን ክልተ ደርፍታት ናይ መጀመርያ ድርሰታቱ ምዃነን ብክልቲአን”ዉን ከምዝጀመረ ገሊጹ ኢዩ። ተጋሩ የሕዋትና ግን ናይገብረጻዲቕ እየን ትብሉ ጌጋ ሓበሬታዩ ዘለኩም፡ ዋንነት እዘን ደርፍታት ናይ ገ/ጻዲቕ ከምዘይኮና ተስፋይ ሓው ጽቡቕ ጌሩ ይፈልጥዩ ስለምንታይ ሓቀኛ ታሪኽ ንህዝቢ ዘየመሓልፍ ግን ገሪሙናዩ ዘሎ። ኣብዝሓለፈ ሰሙን ህቡብ ድምጻዊ ዑስማን ዓብደልረሒም ምስ ገለ ሜድያታት ቃለመጠይቕ ጌሩ ኔሩ ብዛዕባዛ ብንኡሰይ ከለኹ ይበሳጮ ኣለኹ ትብል ደርፉ ፡ ኣብረሃም ገ/መድህን ዝተባህለ ትግራዋይ ብዘይ ናተይ ፍቓድ ኣብ ሲዲ ሓቲሙዋ ኢሉ ይገልጽ ኔሩ ስለዚ ዓገብ ዘይ ናትካ ኣብ ኣልቡምካ ምቕራጽ ገበን ኢዮ።
ይቅርታ ግበርለይ ብሓቂ ናይ አርትስታት ክትትኒ እተኾይኑ ብደቢ አፅንዕኺ ተዝትትንዮ ንሕብረተሰብ ተዝተተምህሪ ይሐሽ ዝተበላሸወ ታርኽ አተምህሩ
You telling us handebet megesha nay geberesadek tebelu Tekele Tesfazghi ayesmae
suq bel wedza jegal mTri hgdf
ገብረጻዲቕ ንትውልድታት እንዳ ተሰጋገረ ኽዝከር ዝነብር ስራሕቲ ኪነ-ጥበብ ሰሪሑ ዝሐለፈ መሀንዲስ ሙዚቃ ዜማ ግጥሚ እዩ።
Ata nay sb wanatat derfi eyu degimu hasot hasot zey nataka aynatkan geaga ny osman abderihm eyen ezen derfi nay yemane barya kea
ቃል ትግርኛ ስኢንኩምስ 'ኮሽታ' ኢልካ ስም ምሃብ እንታይ ይበሃል።
Oh no the intero is Yusuf said song he is eritrean and all his songs was Yemane Bareya creation one song tefetawit Konjo kem nay adetata weyzerit Hamassen lebey wesidata all the back tracks you using are eritrean songs get real
ክትዛረቡ ከለኹም ነቲ ሙዚቃ ዘይተጥፍእዎ ወይ ዘይተትሕትዎ። ዘረባኹም ዲና ክንሰምዕ ወይስ ደርፊ።
😂😂😂😂😂እዛ ሓሶት ሲ ምዓስ ትገድፍዋ ትኾኑ😂😂😂
ጭልፋ ኣዕቢኹምዋ ብማንካ ምሐሸ
Kiros Alemayehu ታሪክ ክቡር ዶክተር ኪሮስ ኣለማየሁ መደብ ኣርኣያ ሰብ 2022 th-cam.com/video/OF89F6Eo9pA/w-d-xo.html
ይበሳጮ ኣለኹ ትብል ናይ ዑስማን እያ መስለኒ። ውብ ኢንተርቪው ኣላ
እዋይ ኩልና ተጋሩ ብንክእሎ ሞያ ንትግራይ ንትግራይንጥራሕ ክከውን ቃል ይኣቱ ትብሉ ኣግርጩ ❤❤❤thanks ክብረት ይሃበልና ኮሽታ ❤️❤️❤️🙏
ቀፅልሉ ጀጋኑና ታሪክ ከየንትና ክንፈልጥ እትገብሩዎ አዚና ኢና ነመስግን🙏💛💖💊
ተፈላሊና ዲና ፍቕረዬ ጋህዲ ኾይኑ..... ዘይርሳዕ ናይ ገ/ፃዲቕ ጥዑም ደርፊ
እዋይ ዓለም ጠላም ክመውት ዘይግብኦ ባሓር ኣቦና 😪😪😪መንግስተ ሰማይ የዋርሶም.
ፉሉይ ሰነ ጥበበኛ እዩ 🤴🤴 ናይ ሐዚ ከየንትናለ ኣሰሩ ክትክተሉ ሙሉእ ተሰፋ ኣለና 💛❤️🥰🥰🥰🥰
he was truly a genius in music. He left us with his timeless, astounding songs. He was a pioneer and the youngsters should learn from him.
ብትኽኽል ናይ ወድሰብ ክእለት ንባህሊ ትግራይ ዝሰረሓ ክነድነቆ አለና
ባህሊ ትግርኛና ክነዕብዮ አለና
ኣየ ጀግንነት ይበል እንቋዕ ተጋሩ ኮንና🙏🙏❤️💛
Job well done KOSHTA, thank you!
ዘይክሓድ ሓደ ሓቂ ኣሎ ብጣዕሚ ኪኢላታት እዮም ክልቲኦም የሕዋት ሓዳር ጌርኪ ናይ ነፍሲሄር የማነ ገብረሚካኢለ እዪ!
ናይ የማነ ምዃኑ መረጋገፂ እስቲ አስመዓና ታ ዝበልካያ ደርፊ ናይ ገሬ ምዃኑ ካብ ቀደም የ ዝፈልጣ
መደባትኩም ግርምዩ ኣደንፉዑዎ ቀፅሉሉ ከምዚኦም ዛኣመሰሉ ስነጥበበኛታት ኣብ ክፈሪዩ ኣለዎም ናይዚ ዘመን ዚ ዘለው ስነጥበበኛታት ክበሃሉ ኣይኮነን ንስነጥበብ ንኽቐብሩ ደቃስ ዝሰኣኑ እዮም ዝመስሉ ኣደብ ክሕዝ ኣለዎ ስነጥበብ ትግራይ
ፅቡቅ መደብ ቀፅሉሉ
ብጣዕሚ ጽቡቕ ኣማውታ ገበረጻድቕ ከመዩ?
Really good program! Koshta entertainment should be on satellite with HBS (horn broadcasting service)
ፅቡቅ መደብ እዩ ከምዚ ጌርኩም ዘይንፈልጦም ዝነበርና ከይንትና ተፋልጡና ዘለኩም ቀፅሉሉ
ናይ ነብስሄር ኣታክልቲ ሃይለሚካኤል እውን ኣቕሩቡልና
❤❤❤❤❤❤Bluts tselim kokhob❤❤❤❤❤
ፅቡቅ ሓሳብ እዩ ቀጽልሉ ታሪክ jeganuna ንሰንድ
He iş legend
ኣድላዪ እዪ❤❤❤
ናይ ፍሬው ሃይሉ ታሪኽ እባ አዘንትውሉ
I like him best s. Ger g tsadk
G tsadk ab nkhat musica tigray eritryan fluy fluy teklo znedero fluy kiela ntgrnga abiy aberkto zegebera tigraway !!!!
✊♥️✊♥️✊♥️💊💊💊♥️♥️♥️♥️
Aguqme tigrainga
You forgot to mention he was member of eritrean police orchestra Tesfai Mehari Fihira was a member too he was young dude
ፉሉይ ሰነ ጥበበኛ እዩ
አይ አርትስ ገብረፃዲቅ ወሊሃንስ ታርኹ ብጣዕሚ ክብሪዘለዎ ሚስጥሩ እስካብ ሎሚ ክብሪ ትግርኛ እዩ
ፍቁር ወናም ፍልፍል ኪነቱ ዘይነፅፍ። ንጭራ ዋጣ ዕፅፊ ደርብታት ዘደየበ ክንሱ ቀታሊኡ ግን አይተፈልጠን።
ኮሽታ እንተርቴመን ከምዚ ቀዳሞት ከየንቲ ኣብ ምዝኽኻርን ታሪኾም ምዝንታውን ከምትቅፅልዎ ተስፋ ንገብር
ታዬ ዎጋ አሎዎ?
ዕትሮ ትሶሮሖ'ም ሰይራ ገልዒ ትገብሮ
ኩቡር አርትስት ገ/ፃድቅ ወልድዮሃንስ ገሰሰ አበይ ተወልዱ ? አበይ? ሓሙሙ አበይ ሞይቱ?
አበይ ተቀብሩ? አይተ ገለፀን ንምንታይ ሕማቅ ተግባር ሰብ ምብላዕ ሓጥያት ነውሮም ብዘይ ኮኖም ከይሓመመ ዝመተ ሕዝ ድሕሪ ግዜ ፁብቁ ንክዛረቡ ዘየሓፊሩ ካሓልቲ መስለን መንቆሮ ከምዝባሃል ገብረፃድቅ ከም ሃገሩ ንሜዳ ወረዱ ተቃልሱ አፊቲ ግዜ ቃልሲ ተሓሓት ሰራውት ራሽን በአግባቡ እንድሕር ዘይረከቡ ጭሩአ አውፁኡ ንግዝኡ ግጥምን ዜማን ፈጥሩ ብቅኔ አሽሙር ሓሳቡ ይገልፅን ይወቅስን ነይሩ እናበዘሐ ምስከደ ተሓሕት ከምዘይተንብሮ ምስ ፈለጠ ናብ ደርጊ ብምስላም ኪነት ባሃሊ ትግራይ ኮይኑ ሕድ ሕድ ዘአውራጃታት (ዞዎታት) ትግራይ እናዘረ አብ ዓዲ ዘሎኩም
አብ በረካ ዘሎኩም
ትፅዎዓኩም አላ ወላድት እነኩም
🇪🇹ንኢትዮጵያ ማለቱ እዮ ካቡኡ ቃልስና ንድሕርት ከመልሰልና እዮ ክባሃል እታ ክፊእቲ ተንከል ተሓሕት ቅንፀላ ተሓለመሉ ንሞት ገብረፃድቅ ትሳሓብ ቃታን ውድትን ሽርሕን ተንኮል ብቆፆሮ አብ አውራጃ ተምቤየን ከተማ ዓ/ዓዲ እንዳ ሞክርያ በት መስተ እንዳ ምየስ ናተዘናገዐ ፀንሑ ንሽንቲ ማይ ምስ ወፀ አብአ ዕሸል ዕድሙኡ አብአ ተቀንፅሉ አስካሬኑ ንመቀለ ብህልኮብተር ተላኡኩ አብ መቀለ ቀበሌ 05 እንዳባጋብር ተቀብሩ ንዙይ ሕማቅ ተግባሮም ስራሕ ሰለዘሕፊሮም ሕዝይ ወሰን ወሰን ይዛረቡ አሎው እን ኢያሱ በረሀን ካልአቱን ንምንታይ አማውቱኡ ዘይገልፁ?ናይግዜ ጉዳይ እምበር ክሳብ ብታርክ ድርሰት መፃሓፊቲ ክዝንቶ እዮ ድሮካ ጀምሩ አሎ ንገብረፃድቅ ሹሙ ካብ ተልዓለ አማውቱኡ ዝበዝሕ ይፈልጥ እዮ እት ሓዱሽ ወሎዶ ንኩነታቱ ሙሉእ ታርክ ንምግንዛብ ካብ ሓቱቱ ምርዳእ ዓዲ አይውዕልን ናይቲማሊ ተሓሓት ናይሎሚ ውድብ ሕዎሓት በላዕቶ ክትባሃል ይግባአ።
እህምምም
ገብረፃዲቅ ኣበይ ኣውራጃ እዩ ተወሊዱ ክቡር ሓው
Kiros Alemayoh
ገብረጻዲቕ እወ ንፉዕዩ ነሩ እንተኾነ”ግን ኩሉ ዝደረፎ ደርፍታት ናቱ ኣይኮነን ደጊምዎ”ዩ፡ ንኣብነት ብንኡሰይ ከለኹ ይበሳጮ ኣለኩ ትብል ደርፊ ብ1969 ዓ/ም ፈረንጂ ዝወጸት ኮይና ዋንነታ ናይ ዑስማን ዓብደልረሒም ኢያ። ኣብቲግዜ”ቲ ኣተዉ ኣቶብርሃን ሰጊድ ብፍቓድ ዑስማን ደሪፉዋ ። ሓዳር ጌርኪ ሰሚዐ ብወረ ትብልን ተፈላሊና ዲና ፍቕረየ ጋዶ ኮይኑ ዝብላ ዉን ናይ የማነ ባርያ ኢየን ፡ የማነ ባርያ ብ1994 ምስ( Eri Tvi) ኣብዝገበሮ ቃለመጠይቅ እዘን ክልተ ደርፍታት ናይ መጀመርያ ድርሰታቱ ምዃነን ብክልቲአን”ዉን ከምዝጀመረ ገሊጹ ኢዩ። ተጋሩ የሕዋትና ግን ናይገብረጻዲቕ እየን ትብሉ ጌጋ ሓበሬታዩ ዘለኩም፡ ዋንነት እዘን ደርፍታት ናይ ገ/ጻዲቕ ከምዘይኮና ተስፋይ ሓው ጽቡቕ ጌሩ ይፈልጥዩ ስለምንታይ ሓቀኛ ታሪኽ ንህዝቢ ዘየመሓልፍ ግን ገሪሙናዩ ዘሎ።
ኣብዝሓለፈ ሰሙን ህቡብ ድምጻዊ ዑስማን ዓብደልረሒም ምስ ገለ ሜድያታት ቃለመጠይቕ ጌሩ ኔሩ ብዛዕባዛ ብንኡሰይ ከለኹ ይበሳጮ ኣለኹ ትብል ደርፉ ፡ ኣብረሃም ገ/መድህን ዝተባህለ ትግራዋይ ብዘይ ናተይ ፍቓድ ኣብ ሲዲ ሓቲሙዋ ኢሉ ይገልጽ ኔሩ ስለዚ ዓገብ ዘይ ናትካ ኣብ ኣልቡምካ ምቕራጽ ገበን ኢዮ።