Yonas Maynas - WEDI SHUQ 4 (Full Video) - Eritrean Comedy

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 23 มี.ค. 2020
  • New Eritrean Comedy 2020 Wedi Shuq Season 4 by Yonas Mihreteab Maynas. Check out all previous seasons of Wedi Shuq here:
    Season 1: • Wedi Shuq: Season 1
    Season 2: • Wedi Shuq: Season 2
    Season 3: • WEDI SHUQ SEASON 3 | ወ...
    © 2020 Yonas Maynas Entertainment. All rights reserved.
    Follow Yonas Maynas:
    Facebook: www. YonasMaynasOfficial/
    Instagram: / yonas_maynas
    Subscribe today: goo.gl/Zz51rG
    #YonasMaynas #WediShuq #EritreanComedy #EritreanMovie
  • บันเทิง

ความคิดเห็น • 2.2K

  • @eriboy5326
    @eriboy5326 4 ปีที่แล้ว +860

    ኩሉኹም ነዛ comment ተንብብዋ ዘለኹም ኣምላኽ ካብዚ ሕማም የውጽኣኩም ተጠንቀቑ በጃኹም እሕዋት ኣሓት pleas stay home

  • @melodymeli56
    @melodymeli56 4 ปีที่แล้ว +381

    የሕዋተይ ካብ corona ኣምላኽ ይሃልኹም🙏🙏🙏 ኣብ ርአስ ጽሎት በጃኹም ተጠንቀቁ.ካብ ኩሉ ኣብ ኤርትራ ከይዓቱ ጽሎት ነጽዕቅ.. God bless u all

    • @samuelkbromofficial
      @samuelkbromofficial 4 ปีที่แล้ว +1

      ኣትዩ ዓርከይ

    • @seagru8660
      @seagru8660 4 ปีที่แล้ว

      ateye eyu temelte hager yelan

    • @simonatadese8931
      @simonatadese8931 4 ปีที่แล้ว +1

      amlak ember yedhnena nab eri si atiyu GBU

    • @infotube8672
      @infotube8672 4 ปีที่แล้ว

      See on my TH-cam how you can protect yourself from coronavirus.

    • @samimebrahtu3091
      @samimebrahtu3091 4 ปีที่แล้ว

      Amen Amen Amen cab corona Amelka mehrte ywrdaln

  • @wedisaho6179
    @wedisaho6179 4 ปีที่แล้ว +356

    ኣብ ልበይ ሰፈርካ 😂😂😂😂😂
    ኩሉክም ነዛ comment ዝፈተኩማ
    ኣብ ልበይ ሰፈርኩም ኢለኩም ኣለኩ
    Like ካኣ ኣይትረስዑ

    • @user-uf8ji4gw9i
      @user-uf8ji4gw9i 4 ปีที่แล้ว +3

      ኢሂ ዛዓርከይ ኮሮና ሒዝካ ድዩ

    • @er2531
      @er2531 4 ปีที่แล้ว +6

      @@user-uf8ji4gw9i *sekt agame ked afti Gera eumnaka*

    • @wedimemhr4124
      @wedimemhr4124 4 ปีที่แล้ว

      @@er2531 ስንፍናካ ኢካ ትገልጽ ዘለካ ሓወይ ኣብ ደስ ዝበሎ ክርኢ መሰሉ ዩ

    • @abelhadgu124
      @abelhadgu124 4 ปีที่แล้ว

      @@wedimemhr4124 0c @ GMAIL HOW HOW

    • @Sunshine-rf3wc
      @Sunshine-rf3wc 4 ปีที่แล้ว

      @@user-uf8ji4gw9i , CORONA EKO WEYANA EYU!! ERITRAWI DEMA NE KORONA BE MEDEMSASS ALEM DEZAREBEE EYU!!!!
      FOR THE RECORD, ERITRAWI TEUMM KEMENE OR KEZAREBB KEHAMEMM OR KESHEGERR YEBELUN KEMM WEYANA!!!!
      TEKAL DEHAYKUM!!!!!!!!

  • @hyabokbay9909
    @hyabokbay9909 4 ปีที่แล้ว +95

    ኣብ ልበይ ስፍርኩም😂 ኣብ ልበይ ስፍርኩም😂
    ማንነት ናይ ፍጣሪ ምሶ ንርዳእ ናይ መናፍሶቲ ሓይሊ ኣብ ሂወትና ኣይስርሕን እዩ ወዲ ዶንግል ማርያም ጎይታና እየሱስ ክርሶቶሶ ካብ ኩፉእ ኩሉ ይሓልኩም ኣሜንንን 🙏🙏

  • @sirakyemane6423
    @sirakyemane6423 4 ปีที่แล้ว +282

    ነዛ ጽሕፍቲ ተንብብ ዘለካ ካብዚ ሕማማ የስውረና ነቶም ዝሓመሙ ክኣ ምሕረት ይኣዝዘሎም ኣምላክ ከም በደልና ዘይኾነስ ከም ምሕረቱ ይጠምተና ኣሜን ኣሜን ኣመን።

  • @mustofaosman1323
    @mustofaosman1323 4 ปีที่แล้ว +633

    ፈጣሪ ካብ ክሮና የድሕነና ን ማይናስ እስለ like ሃቡለይ ወዲ ሹቀይ ያኮ

  • @user-ts5dq1my5e
    @user-ts5dq1my5e 4 ปีที่แล้ว +64

    እናሰሓቅና ብኮሮና ንጠፍእ ኣለና 😭😊 ፈጣሪ ይሓልኪ ዓደይ መዓረይ🇪🇷❤️

  • @Smehari
    @Smehari 4 ปีที่แล้ว +41

    I am very sad and sorry about what is happening to this world of us 😢 but God is always good 🙏 so he sent us this funny 😂 comedians to break our saddens!! Thank you my Eritrean 🇪🇷 Brothers ❤️🙏💙💖 very funny

  • @eriboys1075
    @eriboys1075 4 ปีที่แล้ว +645

    ናብ ኣምላኽ ምምላስ ጥራይ እያ እታ ፍውሲ። እመኑኒ ኣብዚ ክልተ ማዓልቲ ብልቢ ጾሎት ገረ ቂድሚ ምድቃሰይ ጽቡቅ ክኣ ክድቅስ ጀሚረ።

    • @luliluli2145
      @luliluli2145 4 ปีที่แล้ว +4

      nay bhaki

    • @user-dd3un7of9r
      @user-dd3un7of9r 4 ปีที่แล้ว +5

      Kkkkkkk ferhka dika

    • @fresebhatu2457
      @fresebhatu2457 4 ปีที่แล้ว +5

      Ajoka amlak emun eu netom be lebi zekerebewo!

    • @gaema9673
      @gaema9673 4 ปีที่แล้ว +1

      Eri boys
      Nay behaki

    • @atakltigebrea7792
      @atakltigebrea7792 4 ปีที่แล้ว +1

      @@user-dd3un7of9r kkkkk gedan kea Enber ferhi dea abey ketraf

  • @Merhawi745
    @Merhawi745 4 ปีที่แล้ว +188

    መዝሙር ዳዊት 127
    1፤ እግዚኣብሄር ንቤት እንተ ዘይሀነጻ፣ ሃነጽቲ ንኸንቱ ይጽዕሩ። እግዚኣብሄር ንኸተማ እንተ ዘይሐለዋ፣ ሓላዊ ንኸንቱ ይነቅሕ።

    • @abrahamtsegay6471
      @abrahamtsegay6471 4 ปีที่แล้ว +5

      Amen kebur hawey....amlakna emun yu

    • @maereymekeret8430
      @maereymekeret8430 4 ปีที่แล้ว +1

      Amen amen amen behaki " egzabher ne ketema tezeyhalewa halewti ne kantu yenakihu"

    • @Story_now
      @Story_now 4 ปีที่แล้ว +1

      Subscribe

    • @shambeltesfay7822
      @shambeltesfay7822 4 ปีที่แล้ว +1

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @haregtazebe7902
    @haregtazebe7902 4 ปีที่แล้ว +51

    ዘመን መወዳእታ ኢና ዘለና ትንቢት ኣቦታትና ይፍፀም ኣሎ ንስሓ ንእተው ዓዲ ዓረብ ዘለና እንታይ ኢና ንገብሮ እግዚኦ ማሓረነ ክርስቶስ

  • @wizfugra2920
    @wizfugra2920 4 ปีที่แล้ว +52

    ፈጣሪ ብዓይኒ ምሕረቱ ይርኣየና 😍😍😍😍😍♥️

  • @selambtna8710
    @selambtna8710 4 ปีที่แล้ว +233

    ናይ ማይናስ ኮሜዲ ምስ ርኣኹስ እዚ ኮሮና ረሲዐዮ ክክክክክክክ😂😂😂😂

  • @alexsandermulugetaalex6164
    @alexsandermulugetaalex6164 4 ปีที่แล้ว +126

    ባዕላ ኪዳነ ምህረት ኣደይ ትሓልወና ዞም ክህዋተይ ካብዚ ሕማም ብምሕረቱ ይተምተና ኣምላከይ ሓቁ አዩ ወዲ ሹቅ ጾሎት ንግበር

    • @astiraregay4518
      @astiraregay4518 4 ปีที่แล้ว

      amlak beytu tray eyu zmhr hawey natey

  • @hagerientewulgn6099
    @hagerientewulgn6099 4 ปีที่แล้ว +20

    እረ ገራሚ ሰው ነህ በቲንሹ ሰምቼ በዙ ሰቄአለሁ ትገሬኛ በጣም የምትቸሉ የሳቅ ምንጫቹህን አመስግኑልኝ
    ማየነስ አንደኛ ነህ

  • @samisenay
    @samisenay 4 ปีที่แล้ว +14

    እ/ር ኣምላኽ ከም በደልናን ተግባርን ዘይኮነስ ከም ቕዱስ ፍቓዱ ገይሩ ካብዚ ሕማቕ ሕማም ይሰዉረና። ፀሎት ናይ ችግር ቁልፊ እያሞ እስቲ ናይ ብልቢ ንለምኖ። ፀጋን ጥዕናን ይሃበና ኣምላኽ ኣሜን🙏🙏🙏

  • @vampire.-ama7308
    @vampire.-ama7308 4 ปีที่แล้ว +257

    ኩልኹም ኣብዚኣ ዘለኹም ካብ ገጽ ኮሬ ኣርሒቁ ይሰውርኩም
    ኣብ ልበይ ሰፈርኩም ❤❤❤💖💖
    ኣብ ልበይ ሰፈርኩም ❤🇪🇷😂😂

    • @hallomaialba8229
      @hallomaialba8229 4 ปีที่แล้ว +1

      🤣🤣🤣🤣🤣❤❤👍

    • @kukukuku5502
      @kukukuku5502 4 ปีที่แล้ว +2

      Amen Amen Amen Amen 🙏🙏🙏

    • @uderir8149
      @uderir8149 4 ปีที่แล้ว +1

      Amen marey🙏🙏🙏🙏

    • @lmsb3309
      @lmsb3309 2 ปีที่แล้ว

      @@uderir8149 ናይ ድንግል ማርያም መዝሙር

  • @Berbere82
    @Berbere82 4 ปีที่แล้ว +182

    ካብ ኮሮና ሃገርናን ዓድናን ስድራና ይሓልወና ኣምላክ
    በጃካ .

    • @infotube8672
      @infotube8672 4 ปีที่แล้ว +1

      See how you can protect yourself from coronavirus on my TH-cam. Learn and share to others

    • @NEJATBEAUTY
      @NEJATBEAUTY 4 ปีที่แล้ว +2

      Amen amen 🙏

    • @gvhugguu4070
      @gvhugguu4070 4 ปีที่แล้ว +1

      Amen amen amen ykur 👏👏👏

  • @user-is1zk7le8b
    @user-is1zk7le8b 4 ปีที่แล้ว +20

    እንጀራ እዝጊ ብላዕ (ወዲ ሹቀይ) ማይናስ, እግዚኣብሄር ብምሕረቱ ይዘክረና, ሃገርናን ስድራናን ካብዚ ሓደገኛ ሕማም ይኽደነልና ኣሜን 🙏🙏🙏,,,

    • @user-bz5nq5kb4c
      @user-bz5nq5kb4c 4 ปีที่แล้ว

      በጣምታምራላቹ የኢሬ. ልጆች

  • @yonasbereket6000
    @yonasbereket6000 4 ปีที่แล้ว +38

    ውሕጅ አናሰሓቀ ዩ ዝወስደካ! ኪዳነ ምህረት ኣደይ ካብዚ ወሪዱ ዘሎ ሕማም ተገላግለና። ኣሜን ኣሜን ኣሜን

    • @zttgy7054
      @zttgy7054 4 ปีที่แล้ว +2

      አሜን አሜን አሜን

    • @kibromberhe9492
      @kibromberhe9492 4 ปีที่แล้ว

      Kidane meheret akmi yebelan ketegalegelena arkay. Sem YESUS bel nesu eyu hayli zelewo

  • @eritruth5252
    @eritruth5252 4 ปีที่แล้ว +167

    ናይ ብሓቂ ኣብ ሰዓታ አዛ ፊልም ተዘርጊሓ ማይ ናስ ዘይከምስምካ ምሉእ ኢለካ ኣለኩ
    ብዝኮነ ኩሉ ህዝቢ አርትራ ርኢዩ ግቡእ ምድልዋት ክገብር ተስፋ ይገብር ???
    ካብዚ ከምዚ የድሕነና ኣኣብ ዘለናዮ ኣምላኽ ጽላሉ የምብረልና ኣሜን!!!!!

    • @MA-tk9ql
      @MA-tk9ql 4 ปีที่แล้ว +1

      ወዲ ሸቃ ፈታዊ ኣዲኡ 👍

    • @asmaraxaida5841
      @asmaraxaida5841 4 ปีที่แล้ว +1

      ወዲ ሸቃ ፈታዊ ኣዲኡ amlak mhretu yhabena

    • @eritruth5252
      @eritruth5252 4 ปีที่แล้ว

      @@asmaraxaida5841 amen (3) zearkey mearey

  • @saymonermias
    @saymonermias 4 ปีที่แล้ว +59

    ይርና ይግበራ ዛ'ይር !
    ኣምላኽ ነዚ ግናይ ሕማም ኣጥፊኡ ሂወትና ሓጎስ ዝመልኡ ክኾነልና !
    ብስም ቅድስቲ ድንግል ማርያም እ/ሄር ጎይታ ሰራዊት የድሕነና ኣሜን !

    • @miriamhabtom8327
      @miriamhabtom8327 4 ปีที่แล้ว

      Amen

    • @amanuelhabte7506
      @amanuelhabte7506 4 ปีที่แล้ว +1

      ኤረይ ዓደይ ፍቕሪ ኣሜንንን

    • @godwordthetruth9332
      @godwordthetruth9332 4 ปีที่แล้ว

      መጽሓፍ ቅዱስ ኣንብብ ወይ ኣንብቢ፡

    • @liaalem1356
      @liaalem1356 4 ปีที่แล้ว

      correction, ብስም የሱስ

    • @user-is9rh5cv2z
      @user-is9rh5cv2z 4 ปีที่แล้ว

      *Amen Amen Amen🙏🙏🙏*

  • @ffcgdcccgddfv6772
    @ffcgdcccgddfv6772 4 ปีที่แล้ว +45

    ኣሕዋት ሎሚ ኪዳነ ምህረት እዩ እሞ ነዚ ዞሎ ሕማም ትፈውሰልና ሓንቲ ፍታሕ ውን ጾሎት ናብ ፈጣሪ፡ ልብና ኣንጺህና ንጸሊ፡ኢድና ዘርጊሕና ንለምን ኣሕዋት ኣይንዓሹ እዚ ሎሚ ዘለናዩ ግዜ ጸውታ ሳዕሲዒ ኣይኮነን ቡሩክ ማዓልቲ ይግበረልና ኣሕዋተይ።

    • @kibromberhe9492
      @kibromberhe9492 4 ปีที่แล้ว

      Men eyu lomi kidanemehert eluka abaynay metsehaf eka anbebekayio

    • @user-ti4be9cv2t
      @user-ti4be9cv2t 4 ปีที่แล้ว

      Amen Amen Amen 🙏🏾✝️💒🙏

  • @williamsemere6604
    @williamsemere6604 4 ปีที่แล้ว +41

    😂😂the ones who arent so fluent writing tigrinya in our original language, kemey alena my people

  • @kiebubibi8618
    @kiebubibi8618 4 ปีที่แล้ว +212

    ካብ ኮሮና ሃገርናን ዓድናን ስድራና ይሓልወና ኣምላክ

  • @user-uu3tj1lu1l
    @user-uu3tj1lu1l 4 ปีที่แล้ว +60

    "እስኪ ንናይ ቴኒኒ ከላም ዘሐቢ ላክ ይርገጸኒ
    እግዝኣቢሔር ኣምላኽ ካኣ ካብዚ ሰራም ሕማም ይሰውረና የሕዋተ ኣሜን

  • @user-kr6pk3lu8j
    @user-kr6pk3lu8j 4 ปีที่แล้ว +15

    ናይ ብሓቂ ደራሲ ኢካ !
    እግዚኣብሄር ምሕረቱ ይስደደልና።

  • @Eri-Entertainment
    @Eri-Entertainment 4 ปีที่แล้ว +21

    እዋይ ማይናስ ዝብሉኻ,ሲ
    ብስሓቅ መይተ ድየ ገለ
    ኣብ ልብይ ሰፈርካ

  • @ghebriel932
    @ghebriel932 4 ปีที่แล้ว +62

    ኤሪትሪን የሕዋተይ ኣምላክ ምሕረቱ ከውርደልና አዩ ጊን ንሒና ጸሎት ነብዚሕ ኣይንፍራህ ኣምላክ ኪንጥፍ ኣይገድፈናን አዩ ከም ሰብ አስራኤል ካብ ባሕሪ ዝወጸኦም ንዓና ከድሕነነና አዩ ጸሎት ነብዝሕ ። ዮኒ ሽኮር tanks ሰሓቅ ሞይተ ምሉእ ዘመንካ ሰሓቃ ዪግበረልካ

  • @user-mt7cp3cj1n
    @user-mt7cp3cj1n 4 ปีที่แล้ว +294

    ብርግጽ CORONA ሒዝኒ ኩሉ ዓይነት ምልክታት ኣሎኒ ኣስታት 20 ማዓልታት ኮይኑ ግን ካብ ኩሉ ንጥፈታተይ ደው ኣይበልኩ በቃ ብተስፋ እየ። (((ጸሎት ግበሩለይ የሕዋት 🙏🤲🏼✝️)))

    • @titi-wi6fe
      @titi-wi6fe 4 ปีที่แล้ว +7

      E/r msaka ykun hawey ajoka

    • @gudarkarlekgodarkarlek4141
      @gudarkarlekgodarkarlek4141 4 ปีที่แล้ว +6

      Egziabher amlak mhret yewrdelka ajoka hawey natey.

    • @Mountfan1
      @Mountfan1 4 ปีที่แล้ว +4

      mhret yewrdelka hawey natey

    • @mussietn1966
      @mussietn1966 4 ปีที่แล้ว +6

      እግዚኣብሄር ምሳኻ ይኹን

    • @yonasaraya2402
      @yonasaraya2402 4 ปีที่แล้ว +5

      kerixkayo ika

  • @abrahamtsegay6471
    @abrahamtsegay6471 4 ปีที่แล้ว +16

    May God protects our country Eritrea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🙏

  • @kudusyebio7423
    @kudusyebio7423 4 ปีที่แล้ว +6

    ካብ ፈውሲ ኮሮና ኣብ ጎግል፡ ሓንቲ ምዕራፍ ኣብ ባይብል። ናይብሓቂ ንሱ'ዩ እቲ ፍታሕ፡ ዳዘናግዐት እትምህር comedy እግዚኣብሄር ብዓይነ ምሕረቱ ይጠምተና

  • @selyeblackboy
    @selyeblackboy 4 ปีที่แล้ว +83

    ኣምላክ ብዓይኒ ምሕረቱ ይጠምተና ኣሕዋተይ፡ ኣብ ልበይ ሰፈርኩም ።

  • @user-rw2ob7pw6m
    @user-rw2ob7pw6m 4 ปีที่แล้ว +498

    ብናይ ወዲ ሹቕ መሓበት ዛዕ ዝበለ *Like*
    ይጨልግመኒ ኣቲ ውዲዲ 👍😉
    _____________________________________
    *Edit* ካብዚ ዘሎ ኣስካሕካሒ ለበዳ ሕማም
    ኮሮና ኣምላኽ ብ'ጽላሉ ይሓልወና የሕዋተይ።''

  • @abelmieron2534
    @abelmieron2534 4 ปีที่แล้ว +12

    ማይናስ ናይ በሓቂ ጸጋ ሃገር ኢኻ ንሰብ ብልክዕ ብሓጺር ኢኻ ተረደኦ እንዳሰሓቃ እንዳ ኣዘናጋዕኻ ማራ ኢኻ ትምህር

  • @user-kv9jt3wf4g
    @user-kv9jt3wf4g 4 ปีที่แล้ว +124

    ንስድራናን ሃገርናን ፈጣሪ ይሓልወና❤️❤️✝️✝️🇪🇷✝️🇪🇷🇪🇷🛐🛐🛐 ጸሎት ንግበር ይሕዋት በጃኩም

  • @shumaytsegai2105
    @shumaytsegai2105 4 ปีที่แล้ว +190

    ***Who love Eri? Well, i am here!!! Who else***

  • @SHEWITTV
    @SHEWITTV 4 ปีที่แล้ว +75

    ማይናስ ሓወይ ጽቡቅ መምሃሪ ነዚኣ ኮሜዲ ዝፈተኩማ እስኪ ላይክ ሃቡኒ

  • @tighistiyemane3275
    @tighistiyemane3275 4 ปีที่แล้ว +35

    This is the funnest film I ever seeing
    I can’t stop laughing 😂 🤣🤣🤣
    I love deki eriy mearey ❤️💕👍👍

  • @user-xm5em4me1m
    @user-xm5em4me1m 4 ปีที่แล้ว +189

    ንቴኖ ዝሕቢ ላይክ

  • @lulanegassi9582
    @lulanegassi9582 4 ปีที่แล้ว +69

    ኣብ ልበይ ሰፈርኩም♥️ deki ኤረይ🇪🇷🇪🇷 ፡ናይ ብሓቂ ጾሎት 🙏🙏የድለየና ኢዚ ወሪዱ ዘሎ ሓጥያትና ኢዩ ሞ ዓባይ መልክቲ ማይናስ ሽኮር።💖💖

  • @dejenteklkiel957
    @dejenteklkiel957 4 ปีที่แล้ว +20

    Thank you ማይናስ ብጣዕሚ ኢና ነመስግን ነዛ ጸማልያ መሲላ ዝቐነየት ገጽና ፍሽኽ ኣቢልካያ
    ኣብ ስራሕኻ ዓወትን ኣሳልጦን ይምነየልካ ካብ ሓውኻ ኤርትራዊ ስደተኛ

  • @riminho9167
    @riminho9167 4 ปีที่แล้ว +179

    😁ካብ ሓኮትኮት ኣብ google ሓንቲ ምዕራፍ bible🙏

    • @yedengelmaryamlijeney5371
      @yedengelmaryamlijeney5371 4 ปีที่แล้ว

      Wedi Tedi Rim 😂😂😂😂

    • @abrhametadesse6951
      @abrhametadesse6951 3 ปีที่แล้ว

      Yes

    • @sidonakidaneg1975
      @sidonakidaneg1975 3 ปีที่แล้ว

      As full 😬😉😯😐😐😃😂😂😂😁😁😁😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😁😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂

    • @sidonakidaneg1975
      @sidonakidaneg1975 3 ปีที่แล้ว

      As full 😬😉😯😐😐😃😂😂😂😁😁😁😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😁😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂

  • @user-xj2jd2gn1g
    @user-xj2jd2gn1g 4 ปีที่แล้ว +7

    ከምዚ ምሃሪ video ከተውርዱ ይምሕጸነኩም ማይናስ ሓወይ ኣጆካ ጽቡቅ ስራሕ
    ንዝሞቱ መንግስተ ሰማይ የዋርሶም ፈጣሪ
    ንሓሚሞም ዘለዉ ከኣ ምሕረት የውርደlom

  • @astelfavalli5471
    @astelfavalli5471 4 ปีที่แล้ว +106

    Btami xbikit funny iya gn beka nebe ab italy ske znebr afti zkefe adi b corona hima zela balu amlak khlwena iyu 🙏🙏🙏❤️❤️❤️ xolot trha ❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏

    • @teklitisaac2845
      @teklitisaac2845 4 ปีที่แล้ว +2

      Astel tsibkti love u sweetie

    • @ermiasmedhanie7345
      @ermiasmedhanie7345 4 ปีที่แล้ว +2

      shkorina ajoki amlak mhretu kewrdelna iyu🙏🙏🙏

    • @yuelgerezgher4350
      @yuelgerezgher4350 4 ปีที่แล้ว +2

      astel shikor stay safe and do not be afraid and may GOD provide his grace to Italy

    • @abrahamwediteklay872
      @abrahamwediteklay872 4 ปีที่แล้ว

      Ajoki haftey Amlak mehirteu yelakelna

    • @user-qn5so2eq6c
      @user-qn5so2eq6c 4 ปีที่แล้ว

      Ajoki zhaftey amlak alo 🙏

  • @user-hs7kb8dx1u
    @user-hs7kb8dx1u 4 ปีที่แล้ว +21

    ማይናስ ናይ ብሓቂ እዋናውን ምሃርን እዩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ምስ መሳርሕትኻ።so thank you .

  • @hanietayentertainment6682
    @hanietayentertainment6682 4 ปีที่แล้ว +19

    በጃኹም ኩሉና ኣብ ርእሲ "እምነትና" ጥንቓቐ "ንግበር !! እዚ ሕማም እንዳተዋዘኻ'ዩ ዘዘንግዓካ እግዝኣቢሄር ብዓይኒ ምሕረቱ ይጠምተና ጸሎት ቕዱሳን ኣይፈለየና ።
    ኣምላኽ ነዚ ሕማም ወረ ኮይኑ ዝሓልፍ ይግበረልና 🙏🙏🙏

  • @gaulabdula4993
    @gaulabdula4993 4 ปีที่แล้ว +4

    😍👌🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷ألله يحفظكم ويحفظ بلادنا يارب أن شاء متشوقون شر انتم الإبتسامة في هذا الزمان الصعب ألله يسهل.
    we love you mince and oll your team you our best Actors thank you for the lovely job in this difficult times thanks 😍😍

  • @liyaghebrehiwet2136
    @liyaghebrehiwet2136 4 ปีที่แล้ว +33

    ኦ! ኣምላከይ ከም ብዝሒ ምሕረትካ እንበር ከም ብዝሒ በደልና ኣይትኺደና።Yonas konjo xbuk serah ❤❤😘

  • @nahomnahom198
    @nahomnahom198 4 ปีที่แล้ว +71

    ማይናስ ኣስሊ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ

  • @wedikeyih7040
    @wedikeyih7040 4 ปีที่แล้ว +22

    ናይ ብሓቂ ኣብ ሰዓታ ረኪብካያ ማይናስ ጅግና፡ ህዝበይ ቻይና መንካዕ ምብላዕ ፈለማዮም ኣይኮነን ኮረና ዝሓሙ እንተ ዝኾኑ ቀደም ምሓመሙ ፡ እዚ ሓማም እዚ ግን ቁጥዐ ኣምላኽ እዩ ፡ መድሃኒቱ ከኣ ጸሎት እዩ ስለዚ ሓደራኹም ናብ ኣምላኽና ንመለስ ።

  • @wegahtahabtom154
    @wegahtahabtom154 4 ปีที่แล้ว +20

    😂 this made my day . I’m not going to listen to those sad news anymore, just realised how my peace was stolen by this wicked virus thanks to you minus with your team for making us smile in this worst situation . Let’s pray for each other . love, peace and hope + health - covid-19 to all of you brothers and sisters out there.

  • @eilariyaeilariya7445
    @eilariyaeilariya7445 4 ปีที่แล้ว +22

    እግዚኣብሄር ብዓይኒ ምሕረቱ ይርኣየና 😘😘😘....!!!!

    • @theonly3409
      @theonly3409 4 ปีที่แล้ว +1

      Amen amen meret adna bselam yergtsena🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

    • @sarajoh313
      @sarajoh313 4 ปีที่แล้ว +1

      Amen Amen Amen

  • @weredebrahnabraham
    @weredebrahnabraham 4 ปีที่แล้ว +32

    ብቀዳምነት ጽቡቅ ስራሕ የሕዋት መቸን ስሓቅ ሞተ ቀጽልዋ ወዲይ ሹቀይ
    ብዝኮነ ምሕረት የውርደልና የሕዋት
    ክንፈርሕ ዘይኮነስ ክንነቅሕ ዩ ዘለና ስለዚይ ብዝኮነ ካትም ዝተፈተንኩ የ ሞ ሓገዝ ንዝደሊ እታይ ከምዝገብር ክሕግዝ ዱሉው ኣለኩ

  • @awetabraham3537
    @awetabraham3537 4 ปีที่แล้ว +1

    ናይ ብሓቂ ማይናስ ሽኮር ካብ እግዛብሄር ስለ ዝራሕቅና እዩ እዚ ኩሉ ሕጂ ካኣ ትዝዓበየ መድሃኒት ኣብ ዓድና እዩ ዘሎ ብሙሉእ እምነት ናብ እግዛብሄር ምቅራብ እዩ 🙏🙏🙏

  • @enatmesfin
    @enatmesfin 4 ปีที่แล้ว +20

    እስኪ በአማርኛ አዴርጉት ያሰማሁት ነገር ቢኖር ኮሮና ቫይረስ በሽታ በስትንፋስ ይይዛል የሚለውን ነው ክክክክክ እሱም በጆሮ ላይ ስለተደጋገመ ነው እባካችሁ በአማርኛ አድርጉት

    • @ERReniassance
      @ERReniassance 4 ปีที่แล้ว +3

      Ask Ethiopian comedians for that, this is Eritrean comedy and we have other 8 languges unfortunately amharic is not one of them

  • @gezaegoitom214
    @gezaegoitom214 4 ปีที่แล้ว +86

    ኣምላኽ ካብዚ ኮሮና ዝብሃል ሕማም ይከላከለልኩም ከመኡ'ውን ንስድራኹም የሕዋተይ ኣሜን (3)🙏🙏🙏🙏 ኣብ ልበይ ሰፈርኩም❤❤

  • @saimonmelake3357
    @saimonmelake3357 4 ปีที่แล้ว +9

    ማይናስ መሕጎል ቀጽሎ እስከ ወዲ ኤሪ ቀጽልዎ ኩሉኹም ደቂ ሃገረይ መዓረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ፍቁራተይ ።

  • @nexanetdesta358
    @nexanetdesta358 4 ปีที่แล้ว +8

    ኣብ ልበይ ሰፊሪኩም
    ኣብ ልበይ ሰፊሪኩም😄😄
    ወድሸቀይ መቅሰን😘😘

  • @dawithadgu5923
    @dawithadgu5923 4 ปีที่แล้ว +19

    This comedy is very important message to all of Eritrea 🇪🇷 .

  • @Aduliss
    @Aduliss 4 ปีที่แล้ว +71

    Maynas
    Teno
    Like habely

  • @gidewonberakie2594
    @gidewonberakie2594 4 ปีที่แล้ว +4

    ማይናስን ብጾትካን ኣብ ግዚኣን ኣዝዩ መሃሪ እንዳ ሰሓቅካ ትመሃረሉ። ዓለምለካዊ ብቕዓት ዘለዎ ስራሕ ጥበብ ሰሪሕኩም። ዮሃና።

  • @ermisweety4895
    @ermisweety4895 4 ปีที่แล้ว +2

    ማይናስ ናይ ብሓቂ ዕቱብን እንዳ ኣዘናግዐት መልእክታ ዘይገደፈት ኣገዳሲት ካብ ኮሜዲ ክትብላ መልእክቲ ክትብላ ትቀልል ስራሕ ንፉዕ እጃም ስነጥበባዊ እዚ ኢዩ ፡ዋና ህዝቡ ኢለካ ኣለኩ፡

  • @SaeedMohammed22
    @SaeedMohammed22 4 ปีที่แล้ว +10

    ገለ ዓይነት ወዲ ሹቀይ
    ቤላ ሽም ረኺብካለሰ ንኮሬ
    ፈጣሪ ባዓሉ ይሓልወና ብፍይላ ነዚ ውጹዕ ህዘቢ ኤርትራን ኢትዮጲያን ።

  • @samueltekle8270
    @samueltekle8270 4 ปีที่แล้ว +99

    ካብ ናይ china ብእግርካ ሰላምታ and ካብ ናይ America ብግቦ ኢድካ ሰላምታ ናይ Eritrea" ኣብ ልበይ ሰፈርካ"

  • @weldaymerhu7217
    @weldaymerhu7217 4 ปีที่แล้ว +24

    ማይናስ ጅግና መስ መሳርህትኻ ካብ ኩሉ መንፈሳዊ ትምህርቲ ብምሕላፍካ
    ካብ ሰርቺ ኣብ ጎጉል ሓንቲ ምዕራፍ ባይብል
    ወይ ጸሎት ወይ ማይጸሎት ፨፨፨፨፨።+፨፨.

  • @desalegebreyohanes8616
    @desalegebreyohanes8616 4 ปีที่แล้ว +11

    ማይናስ ሓወይ በጃኻ ድገመና ገለ ዓይነት ተብዓታይ 1 ምዕራፍ ባይብል።

  • @user-zo6ww5pw5k
    @user-zo6ww5pw5k 4 ปีที่แล้ว +163

    *ሓደራኹም የሕዋት ጸበል ካብ ጁባኹም ኣይትፍለዩ*
    ተጠንተቁ እምበር ምሒር ከኣ ኣይትፍርሑ ምክንያቱ እንተኺኢልኩም ጸሎት ግበሩ ንግሆን ምሸትን ውዳሴ ማርያም ምድጋም ኣይንሕመቅ

    • @user-kv9jt3wf4g
      @user-kv9jt3wf4g 4 ปีที่แล้ว +1

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣብ ጸሎት ንዘካከር

    • @kibromberhe9492
      @kibromberhe9492 4 ปีที่แล้ว +9

      Ata entay eka tebel zeloka. Zefewes zedehen dem YESUS terah eyu.

    • @user-br2fp8su1r
      @user-br2fp8su1r 4 ปีที่แล้ว +1

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን ንሕናስ ብዘይ ምውልዋል እምነትን ስርዓትን ኣቦታትና ክንክተል ኢና።

    • @filimonandom3609
      @filimonandom3609 4 ปีที่แล้ว +1

      ቆሎሴ 4 (Colossians)
      2፤ ጸሎት ኣዘውትሩ፡ ብእኡውን ብምስጋና ንቕሑ።

    • @kinfeokubaslassie2904
      @kinfeokubaslassie2904 4 ปีที่แล้ว +3

      @@kibromberhe9492 dehan ezi arkey entay alewo emo niska natka tigebir nihna kea tsebelna nilike.

  • @user-gy9ve2sy9v
    @user-gy9ve2sy9v 4 ปีที่แล้ว +27

    ክኽክክክክ ማይ.ናስ ሰሓቕ ቀትልካና
    ጽሙዋ ተበሌና ኢና ኣብ ገዛ ሙውጻኤ የለ ገለ የለ.
    ኣይትትፈኣና ባ

  • @WPFDj
    @WPFDj 4 ปีที่แล้ว +10

    ሊፍታሌም ወደይ ጎቢዙ ኣሰይይይይ
    እዛ ፊሊም ምስ ሸየፍኩ ሲ ገዛውትና ናፊቀዮ ብልቢ ኣሕ ብድሕሪና ምድረ በዳ መሲሉ ደቂ ካምፓ ፖሎ ኣብ ልበይ ሰፈርኩም ደቂ ኣስመራ ጻዕዳ ።

  • @Heri-ve4ch
    @Heri-ve4ch 4 ปีที่แล้ว +7

    ሙቁረይ ፡ ጅቡዕ ወዲ ኣብ ልበይ እዩ ሰፈርካ 👌 😂😂😂😂😂

  • @ziad-cp4ci
    @ziad-cp4ci 4 ปีที่แล้ว +35

    The episode delivers a very important massage Which is:
    The Corona virus does not have a nationality.
    Good job guys 👏🏾👏🏾👏🏾👏🏾👏🏾👏🏾

    • @asmaraeritrea1780
      @asmaraeritrea1780 4 ปีที่แล้ว

      ziad 2000 exactly gien Eza kula habesha teredieato do ilkayo ika?????

    • @purrrrrr5657
      @purrrrrr5657 4 ปีที่แล้ว

      Yes exactly

  • @filmonmos6864
    @filmonmos6864 4 ปีที่แล้ว +40

    Zereba yelen gezaka tray ixo
    We love u broiiii 😍😍
    Corona
    Stay at home

  • @asmirgalnegash332
    @asmirgalnegash332 4 ปีที่แล้ว +1

    ማይናስ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ እዚ ሕማም ብጀካ ፈጣሪ ካሊእ ዝዓግቶ የለንዩሞ ኦ ጎይታ ብምሕረትካ ጠምተና ከም በደልና ኣይትኺደና

  • @hermonhaba
    @hermonhaba 4 ปีที่แล้ว +5

    ናይ ብሓቂ መሃሪትን ኣዛናጋዒትን ኮሜዲ ወዲ ሹቆይ::ኣብ ልበይ ❤️ ሰፈርካ(2)

  • @Even_Media
    @Even_Media 4 ปีที่แล้ว +19

    ማይናስ ሽኮር ያኣኽ ከምዚ ጌርካ ድእ ኣዛናግዐና እምበር ጽሙዋ ሞይትና ኣለና
    ጽቡቅ ስራሕ ካኣ። ካብ ሓርኮትኮት ኣብ ጎግል ሓንቲ ምዕራፍ ባይብል ❤️🇪🇷🙏

  • @yacobjakob1444
    @yacobjakob1444 4 ปีที่แล้ว +62

    ማይናስ ዓቢ ሰብ ንዝርድኦ ዓባይ መልእኽቲ ኢያ ብዋዛ ኣምሲልካ ቁምነገር ምምሃር ዝበለጸ ኢዩ። ማይናሰይ ኣብ ልበይ ሰፈርካ(3)

  • @bdegbssc4tg202
    @bdegbssc4tg202 4 ปีที่แล้ว +1

    የ እናታች ድንግል ማርያም ምህረት አይለየን

  • @asma11asmara
    @asma11asmara 4 ปีที่แล้ว +7

    ሽኮሪናታት ኣሕዋትና ፈጣሪ ባዕሉ ይሓልኩም ፣ይሓልወና 🙏🙏🙏

  • @kbromgrmay19santi30
    @kbromgrmay19santi30 4 ปีที่แล้ว +171

    *ሎሚ ስድራይ ደዊለ ሕጉስ ኢለ ዊዒለ*

    • @zelenayo1964
      @zelenayo1964 4 ปีที่แล้ว +1

      kbrom grmay 19 santi ደስዶ ኢልኪ

    • @Berbere82
      @Berbere82 4 ปีที่แล้ว +1

      enkae des beleka

    • @anditbraun7550
      @anditbraun7550 4 ปีที่แล้ว

      Enkae des beleka zarkey

    • @lovepeace717
      @lovepeace717 4 ปีที่แล้ว +2

      ኣብ ክንደይ ዓመትካ ደዊልካ bro

    • @kbromgrmay19santi30
      @kbromgrmay19santi30 4 ปีที่แล้ว

      @@lovepeace717 ኣብ ክልተ ሰሙን ኢዩ ዝድውል

  • @user-lr9wc7cb9h
    @user-lr9wc7cb9h 4 ปีที่แล้ว +51

    ኣብ ልበይ ኢዩ ሰፈርኩም ኩሉኩ ይሓዋት ኤርትራዊያን hahh

  • @sissymissy1920
    @sissymissy1920 4 ปีที่แล้ว +2

    Message delivered, we are proud of you

  • @eritreaentertainment3055
    @eritreaentertainment3055 4 ปีที่แล้ว +26

    Dear Lord protect the whole world from the corona virus AMEN 🙏🌎

    • @purrrrrr5657
      @purrrrrr5657 4 ปีที่แล้ว +3

      Rahwa Berhe it is already spreading I hope they will find the cure very fast

  • @heri2068
    @heri2068 4 ปีที่แล้ว +100

    ኣይገርመኩምን ብስምባደ ጥራሕ ጎሮሮይ ዝነቐጸ እንዳመሰለኒ ጥፍጣፈይ ክውሕጥ ይውዕል ኣለኹ። ኣምላኽ መዋጽኦ ይፍጠረልና። ነቶም ተታሒዞም ዘለው ከኣ ኣምላኽ ምሕረት የውርደሎም።

    • @theonly3409
      @theonly3409 4 ปีที่แล้ว +3

      Amen amen amen

    • @filientertainment1639
      @filientertainment1639 4 ปีที่แล้ว +3

      Ajoka arku fetari teray mehrtu yewrdlena

    • @anditbraun7550
      @anditbraun7550 4 ปีที่แล้ว +4

      Ajoka zarkey ezgabiher amlak msana eu xolot tray ngber

    • @ozilYagunnersYa1011
      @ozilYagunnersYa1011 4 ปีที่แล้ว +7

      እምነት ኣጉድልና ።
      ፈጣሪ ካኣ ተቆጥዑ ።
      ምሕረት የውርደልና

    • @sabagerensea2610
      @sabagerensea2610 4 ปีที่แล้ว +2

      Ajoka hawey 🙏🙏🙏⛪⛪⛪🤲🤲🤲

  • @MM-yi4dg
    @MM-yi4dg 4 ปีที่แล้ว +130

    እቶም ኣብ ልበይ ሰፈርኩም Like ፈይ ኣብሉለይ

    • @merkebblessed1813
      @merkebblessed1813 4 ปีที่แล้ว +1

      Fanta M
      Abe libey seferka🥰🥰🥰🥰

    • @MM-yi4dg
      @MM-yi4dg 4 ปีที่แล้ว

      Merkeb Blessed
      Ab Libey Seferki ❤️

    • @godislove7721
      @godislove7721 4 ปีที่แล้ว

      Ab lbey seferkum deki erey marey

    • @yelekunkemqedem5021
      @yelekunkemqedem5021 4 ปีที่แล้ว

      ኣብ ልበይ ሰፈርኩም ሕቡሽ ዓይነይ

  • @singermewaelghirmay2309
    @singermewaelghirmay2309 4 ปีที่แล้ว +15

    ኢሳይያስ 64 (Isaiah)
    9፤ ዎ እግዚኣብሄር፡ እምብዛ ኣይትቈጣዕ፡ ኣበሳውን ንሓዋሩ ኣይትዘክር። እንሆ፡ ጠምት፡ ንልምነካ ኣሎና፡ ኲልና ህዝብኻ ኢና። ኣምላኽ ብርክ የብልካ ማይናሰይ ነዛ ጽሑፍ ዘንበብኩማ like habuley tebareku kea

  • @nfhdbgdgj8335
    @nfhdbgdgj8335 4 ปีที่แล้ว +154

    ናይ ቻይናስ ኣይኮኑን እዚ ቁጥዐ ኣምላክ እዮሞ የሕዋተይ ናብ ኣምላክ ንመለስ

  • @saraahmed1543
    @saraahmed1543 4 ปีที่แล้ว +5

    Atiwidi nmaynas zfetu like 👍👍👍ygbereley

  • @astelfavalli5471
    @astelfavalli5471 4 ปีที่แล้ว +40

    Neza film kri keleku beka nebe 😓😓😓😓😭😭😭😭❤️❤️❤️🌍🌍🌍🙏🙏🙏

  • @sirugrm5492
    @sirugrm5492 4 ปีที่แล้ว +3

    achi wedi wellcome and God bless (Hagerna)❤🇪🇷

  • @salamispa3389
    @salamispa3389 4 ปีที่แล้ว +2

    Ab lbey seferkum deki ere shkorat ane tgraweyti eye ena 👍👍👍habuni

  • @user-xb7lq4rc5v
    @user-xb7lq4rc5v 4 ปีที่แล้ว +13

    39 minutes nnesah we nay behaki. maynas mehgol bless you 🙏🏻

    • @tirgeakelati3424
      @tirgeakelati3424 4 ปีที่แล้ว

      😂😂😂 Eway maynas mehgol abe tamerta eya

  • @joba342
    @joba342 4 ปีที่แล้ว +12

    ጽቡቅ ግዝያውን እናዛናግዐ ሕብረተሰብ ዘንቅሕን ዝምህርን ስራሕ ኣምላኽ ንህዝብናን ሃገርናን ይባርኽ ፡ ኣብ ንስኻ ውን ኣብ ልብና ዩ ሰፈርካ ።

  • @bt6264
    @bt6264 4 ปีที่แล้ว +12

    Ha ha 😂😂 , I cannot stop laughing. I watched this like a hundred times. This is the best thing that came out of this COVID and better than watching the news. Great job - Maynas.

  • @ail-ip7rq
    @ail-ip7rq 4 ปีที่แล้ว +11

    The funniest 😂 comedy like if u like maynas

  • @angsetearaya8705
    @angsetearaya8705 4 ปีที่แล้ว +9

    wow 🤩 I needed this👏🏽👏🏽👏🏽👏🏽👏🏽
    Funny: educational: and silly😄😄🤩
    Too many bad news. This was great
    Keep it up🇪🇷🇪🇷🥂🍾🌎

  • @erilifey
    @erilifey 4 ปีที่แล้ว +42

    🙏pray for italy

  • @VeleroMedia4952
    @VeleroMedia4952 4 ปีที่แล้ว +4

    Great job wedi Shukey & ur team

  • @fst5833
    @fst5833 4 ปีที่แล้ว +3

    Merhaba enqae bselam mexakum Edmen Tenan Nakum 💯💯💯💯💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @eyasukidane4465
    @eyasukidane4465 4 ปีที่แล้ว +14

    ኬፍ ዘለዋ ወቅታዊ ኮሜዲ:thanks ዮኔ: :