ካብ ስላም ሓፍተይ ዘይፅበዮ መልሲ😱

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 21 ธ.ค. 2024

ความคิดเห็น • 338

  • @ZzzMam
    @ZzzMam 4 วันที่ผ่านมา +78

    ዝተጋገክዎ እስኪ ኣርማኒ ደቂ እመብርሃነይ💖💖💖💖

    • @ابرهاتابرهات
      @ابرهاتابرهات 4 วันที่ผ่านมา +1

      ብሓቂ ጸጉኡ የብዘለልኪ ሰሉየይ ብሓቂ ኣነ እኮ ክንደይ ረስዐዮ ዝነበርኩ ኣዛካክርክኒ ቀፅሉሉ ጠንክሪ❤

    • @ZnabGerie
      @ZnabGerie 4 วันที่ผ่านมา +1

      Seluway natey leban amlak tseguu yebzehelkiy

    • @Frutu-e4h
      @Frutu-e4h 4 วันที่ผ่านมา +1

      ብሓቂ ጎበዝ እኪ ኣእምሮኪ ኣዕርዩ ይክፈተልኪ ሓፍተይ እና ሳብስክራይብ ግበርለይ

    • @Frutu-e4h
      @Frutu-e4h 4 วันที่ผ่านมา

      ​@@ابرهاتابرهاتሳብስክራይብ ግበርለይ ክብረተይ

    • @samerh-ho4py
      @samerh-ho4py 4 วันที่ผ่านมา +1

      እግዚአብሔር ፀጉኡ ነብዘሐልኪ ሓፍተይ

  • @FeefDwef
    @FeefDwef 2 วันที่ผ่านมา +3

    ቅዱሰ ቅንኢ ቀኒአ ኣነሰ 🙏🙏ቃል ህይወት የሰመዐና ኣሜን 👏👏👏

  • @samerh-ho4py
    @samerh-ho4py 4 วันที่ผ่านมา +10

    ዜዱ ሓፍተይ ይቅርታ ብቀደማይ ብሰንኪ እዞም ሸፋቱ ምድጋፍኪ ተፃሪፈኪ ነይረ👏ሕጂ ግን ኣብዛ ናይ ለማዓልቲ መንፈሳዊ ሕቶኪ ደስ ስለ ዝበለኒ ይቅርታ ኢለኪ ኣለኩ👏
    ሓፍትና ከዓ እግዚአብሔር ፀጉኡ የብዘሐልኪ ዝተወሰና ክእርመኪ ከዓ ጎይታና እየሱስ ክርስቶስ ኣብ ቀራንዮ ምድሪ ጎሎጎታ ትርጋሜኡ ድማ ርእሲ ሓምሓም ዝባሃል እዩ ተሰቂሉ። ኣፍቲ ቅትለት ብመን ተጀሚሩ ዝብል ድማ ብቃኤል እዩ ብኣቤል ኣይኮነን ። ኣቤል ተቀታሊ እበር ቀታሊ ኣይኮነን እንታይ ደኣ ሞት ብመን ተጀሚሩ እንተተባሂልኪ ብኣቤል ቅትለት ከ ብቃኤል እዩ ክኮን ዝግበኦ ካሊእ ኩሉ ሓቂ እዩ እግዚአብሔር ፀጉኡ የብዘሐልኪ ሳብስራክራይብ ድማ ገረኪ እየ ሰሉየይ ቀፅልሉ❤❤

    • @ዜዱ
      @ዜዱ  4 วันที่ผ่านมา +2

      @@samerh-ho4py እሺ ምክረኪ ደስ እዩ ዝብል ጎቦዝ ናሃለኪ ፅረፊ ኣይትፃረፊ😢አነ ኣይሓገዝኩን ብሚላ እዩ ነይሩ ሰለዚ ኣይትፍረድ እኪ ዛሓፍተይ🙏

    • @samerh-ho4py
      @samerh-ho4py 4 วันที่ผ่านมา

      ​@@ዜዱእሽኒ ዜደይ ይቅርታ ካብ ልቢ ዝፃሓፍክልኪ ፀርፊ ክድምስሶ እየ 👏 ኣሕዋተይ ብሰንኪ እዞም ሸፋቱ ኣብ ጎቦታት ስዕዲ ኣዕፅምቶም ስለ ዝተዘርገሐ ልዕሊ ዓቀን ስሚዒት ኣለኒ ኣብ ልዕሊኦም😭😭 ኣይታሓዝለይ ክብረተይ😢

    • @ዜዱ
      @ዜዱ  4 วันที่ผ่านมา

      @ ❤️🙏

    • @YfGxx-lj1uz
      @YfGxx-lj1uz 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      ኣጆኺ​ መዓረይ❤❤❤

  • @ዜዱ
    @ዜዱ  4 วันที่ผ่านมา +23

    youtube.com/@zzzmam?si=qIpT-RzEByqY2vwxሳብስክራይብ በልዋ ዛሓፍተይ ❤🙏

    • @ggubj1224
      @ggubj1224 4 วันที่ผ่านมา

      እሺ መልስ❤❤❤

    • @ااااا-ط3ه1ز
      @ااااا-ط3ه1ز 4 วันที่ผ่านมา

      ገረና ኢና❤❤

    • @الالل-م9ر
      @الالل-م9ر 3 วันที่ผ่านมา

      እሺ ግን መለስ

  • @ጓልሃገረትግራይ
    @ጓልሃገረትግራይ 4 วันที่ผ่านมา +5

    ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ጸጉኡ የብዘሐልኪ ክብረተይ ብጣዕሚ እያ ጎቦዝ ንጎይታና መድሃኒና እዮሱስ ክርስቶስ ጎኑ ዝወግኦ ለንጊኖስ ይባሃል ዝተሰቀለሉ ከዓ ቀራንዮ ❤❤❤

  • @እስመ
    @እስመ 3 วันที่ผ่านมา +1

    ጸግኡ የብዘሐልኽን ዝማሬ መላአኽቲ የሰማዐልና👏
    ብመንፈሳዊ ሂወትና ገቦዛት እንኹን ቡሩኻተይ ናይ ዓለም ክሉ ሓላፊእዩ ስጋና አይትጸግብን እያ😢

  • @tslalAeregawiy
    @tslalAeregawiy 3 วันที่ผ่านมา +2

    ዝማሬ መላእክቲይ የስመዓልና ሰሉየይ ቀፅልሉ በርትዒይ ፀጉኡ የብዘሐልክን ዘን ሓተይ ብጣዕሚይ ደስ ዝብል መምሃሪይ ዝኮነ ሕቶታ እዩ ኩሉ ሻዕ ብካምዙ ይ ዓይነት ምፅና ዘዱየይ ❤❤

  • @ጋልትግራይ-ዐ2ገ
    @ጋልትግራይ-ዐ2ገ 4 วันที่ผ่านมา +6

    ለባም ቆልዓ ይመላኣልኽይ ፈጣሪ🙏❤️🥰ደምርንይ ከይትብላኒ ሰልችይኒ ኢዩ🙅‍♀️😅😂😂

  • @gjshsh1337
    @gjshsh1337 2 วันที่ผ่านมา

    ባሓቂ ቃልሂወት የስመዐልና ክብርተይ ፀጋኡ የብዘሐልክ ካብዚ ንላዕሊ እግዚአብሔር አምላክ ምስጥረ ጥበቡ ይክፈተልኪ ዛበይተይ❤❤❤❤

  • @HalenGermey
    @HalenGermey 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ብጣዕም እኺ ጎቦዝ አግዛብሄር አምላክ አብ በቱ ያንብርኽ ሓፍትና❤

  • @AmenaAm-c5d
    @AmenaAm-c5d 4 วันที่ผ่านมา +5

    ናይ ባሓቂ ቃለ ህይወት ያስመዐልና ማዓረይ ብጣዕም ገበዝ እኽ ሰልዋ ጠንክር ✍️👏👏👏💞💞💞

    • @Frutu-e4h
      @Frutu-e4h 4 วันที่ผ่านมา

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ክብረተይ

    • @AmenaAm-c5d
      @AmenaAm-c5d 3 วันที่ผ่านมา

      @Frutu-e4h እሽን ናዓይ እውን ግበርለይ ገብረልኽ እየ ማዓረይ👏

  • @Selamgaltewehado
    @Selamgaltewehado 4 วันที่ผ่านมา +5

    ዝማሬ መልኣክቲ የስመዐልና ቃለ ሂወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልክን ንኩለክን ብጣዓሚ ኣድኒቀኪ ግቦዝ እኺ ቀፅልሉ
    ኣብ ናይ መጀመርያ መዝሙር ህድእ በሊ ናቀልጠፍኪ ነይርኪ
    ጎይታና መዳሃኒና እየሱስ ክርስቶስ ኣብ ቀራንዮ እዩ ተሰቂሉ
    ጎኑ ዝወጎኦ ከዓ ሌጅኖስ እዩ መሲልኒ ታስም ኣጋግያ ከይኮውን ካብ ኣፃሓሕፋይ እንበር
    ጲላጦስ ማ ኣቡቱ ዘመን ንጉስ ዝነበረ እዩ እንበር ኣይወጎኦን ንሱ

  • @RahelAtegawi
    @RahelAtegawi วันที่ผ่านมา

    ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ክብርቲ ሓፍተይ 🙏🙏🙏♥️♥️♥️

  • @Yes-d8g
    @Yes-d8g 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ቃለ ሂወት የስምዕልና ክብርተይይ👏👏👏👏👏😍😍😍

  • @JzjsjsDkdikd
    @JzjsjsDkdikd 4 วันที่ผ่านมา +6

    ቃለ ሂወት የስምዐልና ቀራንዮ ጎሎጎታ❤ዝተሰቀለሉ ጎኑ ዝወግኦ ድማ ለንጊዎስ🙏

  • @EyerusGher-cl5mz
    @EyerusGher-cl5mz 4 วันที่ผ่านมา +3

    ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዐልና ዝሓፍተይ🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @KalayAbadi
    @KalayAbadi วันที่ผ่านมา

    ቃለህወት ይስማዕኽ የኔ❤❤❤❤❤

  • @jvh580
    @jvh580 4 วันที่ผ่านมา +21

    ብድንግላ ኮሞን ላይክ እስኪ ግጨዉኒ ዘይ ሎሚ ለሚነ ኣይፈልጢ ዋ ወዲ ዓበይትዋይ

    • @SaraHadis-pw5hg
      @SaraHadis-pw5hg 4 วันที่ผ่านมา

      ደምረክ አለኹ ደምርን

    • @aaggss8829
      @aaggss8829 4 วันที่ผ่านมา

      መልሲ ገረልኪ

    • @aaggss8829
      @aaggss8829 4 วันที่ผ่านมา

      @SaraHadis-pw5hg ደሚረኪ ደምርኒ

    • @Medi21Tube
      @Medi21Tube 4 วันที่ผ่านมา

      ደምራኒ ኣሕዎተይ

    • @jvh580
      @jvh580 4 วันที่ผ่านมา

      @@SaraHadis-pw5hg እሽኒ

  • @Tsegaጋልትግራይ-c8d
    @Tsegaጋልትግራይ-c8d 4 วันที่ผ่านมา +4

    🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻ኣሜንኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ሰሉዋይ ጸጋ እግዚአብሔር ኣምላኽ የብዘሐልኪ 🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻_*

  • @SmiraSmira-q2w
    @SmiraSmira-q2w 4 วันที่ผ่านมา +2

    ኣሰይይይይይይይይ ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሓልኪ እግዚአብሔር ኣምላክ ሰሉዋይ ክብረተይ ቀፅልሉ ካብዙይ ንላዕሊ ትክእሊ እውን ኣምላክ ይሓግዝኪ ❤❤❤❤❤🙏

    • @ይርጋጓልትግራይ
      @ይርጋጓልትግራይ 4 วันที่ผ่านมา

      ደምርኒ ክብረተይ ❤❤

    • @SmiraSmira-q2w
      @SmiraSmira-q2w 3 วันที่ผ่านมา

      @@ይርጋጓልትግራይ እሽኒ ክብረተይ

  • @miri-hp1tj
    @miri-hp1tj วันที่ผ่านมา

    እልልልልልልልልልልልልልል አሜን አሜን እሜን ቃልሂወት ይስማዓልና ኩቡራተይ

  • @liligalzaliy5054
    @liligalzaliy5054 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እሰይ ዘን ኣሕዋተይ ከም ዚ ዓይንት ናይ ምንፋሳዊ ደሰ ክብል❤❤🎉

  • @mending-k3dብዛ
    @mending-k3dብዛ 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ደምሩኒ ተጋሩዋይ ቆናጆ❤❤❤🎉🎉

  • @مريمسام
    @مريمسام 20 นาทีที่ผ่านมา

    ሓቦና 🥰🥰🥰🥰🥰🥰❤️❤️❤️❤️💋💋💋💋💋💋💋

  • @tirhasrasu6100
    @tirhasrasu6100 3 วันที่ผ่านมา

    Wow, wow she is amazing. God bless her.❤❤❤

  • @KadirKadir-sw4gr
    @KadirKadir-sw4gr 3 วันที่ผ่านมา

    እሰሰሰሰሰይ ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ክብረተይ አጀኺ አብ መንፈሳዊኸ ፀንዕ👏🥰🥰❤️🥰🥰❤️

  • @mulumulu3123
    @mulumulu3123 2 วันที่ผ่านมา

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @mlumeri2247
    @mlumeri2247 4 วันที่ผ่านมา +1

    ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኪ ክብረተይ ዝማሬ መላአክት የስመዐልና ዝሓፍተይ❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @Frutu-e4h
      @Frutu-e4h 4 วันที่ผ่านมา

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ክብረተይ

  • @user-dm8hn6ut6p
    @user-dm8hn6ut6p 2 วันที่ผ่านมา

    ዝማሬ መልክት የሰመዓልና🙏🙏🙏

  • @HiytoKashi
    @HiytoKashi 3 วันที่ผ่านมา

    ዝማሬ መላእክት ያሳማልን እህታችን❤❤❤

  • @FgGf-e4z
    @FgGf-e4z 3 วันที่ผ่านมา

    አሜን አሜን አሜንቃልህወት የስመዐልና❤❤❤❤❤❤

  • @SelamSelam-b9d
    @SelamSelam-b9d 4 วันที่ผ่านมา +7

    ብሹም ሰላም ሳብስክራይብ ገይረልኪ 😊❤

    • @Frutu-e4h
      @Frutu-e4h 4 วันที่ผ่านมา

      @@SelamSelam-b9d ሳብስክራይብ ግበርለይ ክብረተይ

  • @SelamHaftu-qz3qc
    @SelamHaftu-qz3qc 3 วันที่ผ่านมา

    እልልልልልልልልል እልልልልልልልል እልልልልልልል ዝማሬ መላኢክቲ የስመዕልና ምቅርቲ ሓፍትና❤❤❤

  • @سلامه-ل4ظ
    @سلامه-ل4ظ 23 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሰሉዋይ ፀግኡ የብዝሓልኪ ጎበዝ ኢኪ እታ ኢየሱስ ክርስቶስ ኣበይ ተሰቂሉ ትብል ግን ኣብ ቀንዲል ዘኮነስ ኣብ ቀራንዮ እዩ
    ካልኤይቲ ከዓ እታ ንጎይታ ኣሕሊፍ ዝሃቦ ከዓ ብላጦስ ዘኮነስ ይሁዳ ኣስቆሮታዊ ካብቶም 12መዛሙርት ሓደ ይሁዳ እዩ
    ዛይደይ ድማ ሕቶኪ ደስ ይብል ግን እቲ ትፈልጦ ትፈልጦ እዩ ትምልሰልክላ እቲ ዘትፈልጦ ግን ባዓልኪ መልስላ ኢኪ
    ነደና ቅድስቲ ማርያም ዘበሰራ ድማ ቅዱስ ገብሪኤል እዩ
    ኣቤት መቅደስ ምግቢ ዘመላልስ ዝምግባ ዝነበረ ድማ ቅዱስ ፋኑኤል መልኣክ
    ቅትለት ብመን ተጀሚሩ ድማ ምቅታል ዝጀመረ ቃኤል እንትኮን ተቃታሊ ድማ ኣቤል እዩ ኣሕዋት እዮም

    ብዝኮነ ሰላመይ ንፍዕቲ ጠቃሪ ኢኪ ጀማሪት ኣትመስልን ተባረኪ ዝሓፍተይ ፍቅርክን የብዝሓዮ ደስ ትብላ ኣሕዋት ኣይፈላሊክን ደቅነዋ

  • @MtslalTesfa19
    @MtslalTesfa19 วันที่ผ่านมา

    ብሓቂ ቃል ህወተይ ስሉዋይ❤❤❤❤

  • @FgfGgg-e7o
    @FgfGgg-e7o 3 วันที่ผ่านมา

    ፅብቅተይ❤❤🎉🎉🎉❤❤❤

  • @SwS1-x7q
    @SwS1-x7q 2 วันที่ผ่านมา

    ቃል ሂወት ይሰመዕና❤❤❤❤❤❤❤

  • @DdDl-g2b
    @DdDl-g2b 3 วันที่ผ่านมา

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🙏🙏🙏🙏🌷🌷🌷🌷🙏🙏🙏🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷

  • @ዊንታና
    @ዊንታና 3 วันที่ผ่านมา

    ብሓቂ ቃለሂወት የስመዐልና ሰሉየይ🙏 ❤❤❤🎉🎉

  • @barhaenWlgabrol
    @barhaenWlgabrol 3 วันที่ผ่านมา

    ኣሜንሜኣሜን🙏🙏🙏💞💞🥀🥀♥️♥️

  • @HxHs-q5o
    @HxHs-q5o 4 วันที่ผ่านมา

    ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመአልና ክብረተይ ጸጉኡ የብዘሐልኪ እግዚአብሔር ኣምላክ ቀጸሉሉ ዛሓፍተይ❤❤❤❤

  • @lemetlemet2283
    @lemetlemet2283 4 วันที่ผ่านมา +1

    ዝማሬ መላእክቲ ይስመዐልና🙏🙏🙏

  • @almazalema
    @almazalema 3 วันที่ผ่านมา

    ዝማሬ መላኣክት የስመዐልና ፀጉኡ ይብዘሐልኪ ማዓረይ ሰብስክራብ ገረልኪ ኣለኩ ቀፅለሉ ክብራተይ❤

  • @نينبتنينبتبت
    @نينبتنينبتبت 4 วันที่ผ่านมา

    ኣሜን (3)ቃለ ሂወት የስመዐልና ዝሓፍተይ👏👏👏

  • @MakiGalMezgebe-x2h
    @MakiGalMezgebe-x2h 4 วันที่ผ่านมา

    ኣሜን(3)ቃለ ሃወት የሰመዐልና ሰሉየይ 👏👏👏💙💙💙

  • @ህንፃገብሪሃንስ
    @ህንፃገብሪሃንስ 2 วันที่ผ่านมา +1

    ሳፕስክራብ ግበርለይ አሕዋተይ ማዓረይ❤❤❤

  • @AAa-e3u1h
    @AAa-e3u1h 4 วันที่ผ่านมา

    ናይ ባሓቂ ቃል ህይውት ያስምዐልና ብጣዕም ስልዋ ጠንክር ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ህንፃገብሪሃንስ
    @ህንፃገብሪሃንስ 2 วันที่ผ่านมา

    ሰይ ሰሉተይ ምቅርተይ❤❤❤❤

  • @ትጂtdf
    @ትጂtdf 2 วันที่ผ่านมา

    ኣሰይ ሰልዋይ ፅሪቲ ቃለ ሂወት የስምዓና ህያቨይ ዝፈትወኪ ምሓዛይ ብርዕኪ ይሰስን ምቃለይ❤❤❤❤❤❤❤

    • @Mahigaladwa
      @Mahigaladwa 2 วันที่ผ่านมา

      @@ትጂtdf ደምርኒ

  • @SmareSmare-m7f
    @SmareSmare-m7f 3 วันที่ผ่านมา

    ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክብርተይ❤❤❤❤

  • @HfhGdh-e2f
    @HfhGdh-e2f 3 วันที่ผ่านมา

    Egzabhier amlak tseguu yebzhelki seluway maarey❤❤❤❤❤❤❤

  • @TmsegnAmlak
    @TmsegnAmlak 3 วันที่ผ่านมา

    ዝማሬ መላኢክቲ የሰመዕልና ሰሉዋይ

  • @makeshMeres
    @makeshMeres 4 วันที่ผ่านมา

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኪ እግዚአብሔር አምላክ❤❤❤🎉🎉🎉🎉

    • @Frutu-e4h
      @Frutu-e4h 4 วันที่ผ่านมา

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ክብረተይ

  • @debesegaltewahdo456
    @debesegaltewahdo456 3 วันที่ผ่านมา

    ፀጋኡ ያብዘሐልኽ ሰሉየ❤❤❤🎉🎉

  • @adoadonayadoadonay
    @adoadonayadoadonay 3 วันที่ผ่านมา

    አስይ ዝሓፈትይ ቃል ህይወት ይስማዓና እዝን ይሓዋትይ

  • @HxBx-wo5ki
    @HxBx-wo5ki 4 วันที่ผ่านมา

    ዕድመን ጥዓና ያሃብክን ፈጣሪ ዛን ሓተይ ማዓርይ ❤❤❤ናዓኪ ሰሉዋይ ደማ ዕድመን ጥዓና ያሃብኪ ዝያዳይ❤

  • @موسىادريس-ط5غ
    @موسىادريس-ط5غ 4 วันที่ผ่านมา

    አሜን አሜን አሜን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ

  • @syshdjddnj
    @syshdjddnj 3 วันที่ผ่านมา

    እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል አሜን አሜን አሜን❤❤❤❤❤

  • @AbeyAse
    @AbeyAse 4 วันที่ผ่านมา

    ዝማሬ መላአክቲ የስምዐና ፀግኡ የብዝሐልኪ ማዓረይ ተባረኪ ዜድየ❤🎉❤⛪️✝️🌿🙏

  • @RgbeWslase
    @RgbeWslase 4 วันที่ผ่านมา

    ዝማረ መላእክት ያስመዐልና ማዓረይ 🙏🙏🙏

  • @SaraHadis-pw5hg
    @SaraHadis-pw5hg 4 วันที่ผ่านมา +3

    እልልልልል ዝማራ መላእክት ያሰማልን ቀንድል ማለት ቀራንዮ ማለት ድዩ❤❤❤🎉🎉🎉🎉

    • @ጓልሃገረትግራይ
      @ጓልሃገረትግራይ 4 วันที่ผ่านมา

      ❤❤❤

    • @Frutu-e4h
      @Frutu-e4h 4 วันที่ผ่านมา

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ክብረተይ

    • @Frutu-e4h
      @Frutu-e4h 4 วันที่ผ่านมา

      ​@@ጓልሃገረትግራይሳብስክራይብ ግበርለይ ክብረተይ

  • @kidan6500
    @kidan6500 4 วันที่ผ่านมา

    ዋው ዜዱየ ደስ ዝብል ምሸት የቐይንየልና ❤ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኽን ምስ ሓፍትኺ ዜዱዋይ ጠንካራ ሓፍትና❤❤

  • @LamlamHaqos
    @LamlamHaqos วันที่ผ่านมา

    ዛይድ ሽኳር

  • @ሜሪይቱብMeriytb
    @ሜሪይቱብMeriytb 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ደሙሩኒ ክምልስ እየ ተጋሩዋይ ❤

  • @ااااا-ط3ه1ز
    @ااااا-ط3ه1ز 4 วันที่ผ่านมา +1

    ቀራንዮ
    መላእክ ቅዱስ ሩፋኤል እዩ ዝመግባ ዝነበረ
    ኣቦና ሕርያቆስ ይባሃሉ
    መሉእ መልእ መልሲ እዩ ካሊእ ሕቶ ግን ብሓቂ ኩሉ ኣብ ቃላ ተሕዛቶ ገብዝ እያ ቀፅልሉ ሰላመይ❤❤❤❤

    • @SelamHaftu-qz3qc
      @SelamHaftu-qz3qc 3 วันที่ผ่านมา

      መልኣክ ቅዱስ ፋኑኤል እዩ ወላለይ

  • @Fatemhh-z1l
    @Fatemhh-z1l 3 วันที่ผ่านมา

    ፀጉኡ ይብዘሐልኪ ❤

  • @HarfeyaHayle-dv7qh
    @HarfeyaHayle-dv7qh 4 วันที่ผ่านมา

    ዝማረ መላእክት ያስመዐልና ዝያዳይ👏👏❤️❤️🎉🎉🎉

  • @GfKj-p6m
    @GfKj-p6m 4 วันที่ผ่านมา

    ዝማሬ መልኣክት ያሰመዐልና ሙቅረተይ🙏🙏❤❤

  • @ااااا-ط3ه1ز
    @ااااا-ط3ه1ز 4 วันที่ผ่านมา

    ኣሰይይይ ዝሓፍተይ ጸጉኡ የብዝሕልኪ

  • @MySelf-t5m
    @MySelf-t5m 4 วันที่ผ่านมา

    ቃል ሂወት የስምዐና ቀፅሉሉ ፍትውተይ❤❤❤❤❤❤❤

  • @agh65ngjlc12
    @agh65ngjlc12 วันที่ผ่านมา

    ኣሰይ ምቅርቲ❤❤❤🎉

  • @ااااا-ط3ه1ز
    @ااااا-ط3ه1ز 4 วันที่ผ่านมา

    አቡነ ሰማያት ኩሉ ግዜ እዩ ዝደገም
    ወዳሴ ማርያም ለ ኩሉ ግዜ ዝደገም ማለት ኣብ መዓልቲ 7ተ ግዜ ይደገም ዛይደይ❤❤❤

  • @ተዋህዶሃይማኖቴ-ፀ6ደ
    @ተዋህዶሃይማኖቴ-ፀ6ደ 3 วันที่ผ่านมา

    ዋው ደስ ባሃልቲ ፀጉኡ የብዘሐልክን ❤❤❤❤❤❤😊

  • @zaharazahara502
    @zaharazahara502 4 วันที่ผ่านมา

    ተባርኺ ዘሓፍተይ🎉🎉🎉❤❤❤

  • @AmenaAm-c5d
    @AmenaAm-c5d 4 วันที่ผ่านมา +1

    ሽልማት ይግባኣ ይኡ ሸልምያ እኽ ማዓረይ😘😘😘😘😘

  • @MariamSorry-m6q
    @MariamSorry-m6q 3 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @smkle7079
    @smkle7079 4 วันที่ผ่านมา

    ብርዕኹና የሰሰ ዛና ይሓዋተይ 🙏🙏🙏❤️❤️

  • @abrhetknfe186
    @abrhetknfe186 4 วันที่ผ่านมา +2

    ደምራኒባ ደቂ እመብርሃነይ ኣነለ መንፈሳዊ ነገር ሒዘ ክመፅእ እየዋ❤✝️

    • @alemalem-d9y
      @alemalem-d9y 4 วันที่ผ่านมา

      እሺ መልሲ ♥️

    • @abrhetknfe186
      @abrhetknfe186 4 วันที่ผ่านมา

      @@alemalem-d9y መሊሰ ማዓረይ🥰

    • @Maebel6-p7k
      @Maebel6-p7k 2 วันที่ผ่านมา

      ደምራኒ 2 ክድምረክን❤❤

  • @Adajx
    @Adajx 4 วันที่ผ่านมา

    ቃለ ሂወት የስመዐና ❤❤❤❤❤❤

  • @AsAs-b7z
    @AsAs-b7z 4 วันที่ผ่านมา

    ዝማሬ መላእክቲ የስመዐና🤲🙏🙏🙏❤🌿🕊

  • @Ali-i9q
    @Ali-i9q 4 วันที่ผ่านมา

    ቃል ሂውት የሰመዕና🤲

  • @VgCf-fn6mt
    @VgCf-fn6mt 4 วันที่ผ่านมา +1

    ብርዕኪ የሰስን ሓፍቲ ዜዱየይ❤

  • @AmenaAm-c5d
    @AmenaAm-c5d 4 วันที่ผ่านมา +3

    2ይ ሕቶ ቀራንዮ ጎልገልታ ይባሃል💞✍️

  • @debesegaltewahdo456
    @debesegaltewahdo456 3 วันที่ผ่านมา

    ጎለጎታ ወይ ቃራንኦ ይባሃል❤❤

  • @Tgyhchxhxg
    @Tgyhchxhxg 3 วันที่ผ่านมา

    ሰሉዋይ❤

  • @ZnabAbrha-j1s
    @ZnabAbrha-j1s 4 วันที่ผ่านมา +2

    ኣሰይ ምቅርቲ❤❤❤❤ ፀጉኡ የብዘሐልኪ ፅሪተይ🙏🙏🙏

  • @Fksj-b2s
    @Fksj-b2s วันที่ผ่านมา

    🙏🙏🙏🙏

  • @assass8589
    @assass8589 3 วันที่ผ่านมา

    ቃለ ሂወት የስመዐልና❤❤❤❤❤❤

  • @GenetGenet-l4j
    @GenetGenet-l4j 3 วันที่ผ่านมา

    🙏🙏🙏

  • @MariChannel-h5o
    @MariChannel-h5o 3 วันที่ผ่านมา

    ምቅርቲ ዝማሬ መላእክቲ የስመዐና ሰሉየይ❤❤❤❤❤❤❤

  • @MadiHen-k3d
    @MadiHen-k3d 3 วันที่ผ่านมา

    እልልልልልልል ዝማሬ መልኣክቲ የስምዐና 👏👏👏👏👏✝️✝️✝️✝️✝️

  • @sarayan525
    @sarayan525 4 วันที่ผ่านมา

    አሰይ ዝማሬ መላአኽቲ የስመዐልና ❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏

  • @DdDf-mx4fg
    @DdDf-mx4fg 4 วันที่ผ่านมา +1

    ዕልልልልልልልልልልልልልልል❤❤❤❤❤❤

  • @ተመሰገንተመሰገን
    @ተመሰገንተመሰገን 4 วันที่ผ่านมา

    ሰላምይ ዝማሬ መላእክት የሰመዕልና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Shewit_Brhane12
    @Shewit_Brhane12 4 วันที่ผ่านมา

    ምስጋናኺ ይብዛሕ ሰላመይ ምቅርቲ ❤❤❤❤ ሶ ኣይፈላሊኽን❤❤❤

  • @AmmAnn-ic2ke
    @AmmAnn-ic2ke 4 วันที่ผ่านมา

    🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏ብርዕኪ ይሰስን

  • @yyghhu9146
    @yyghhu9146 4 วันที่ผ่านมา

    ኣረ ጎብዝ ብጣዕሚ💞💞❤❤

  • @እስመ
    @እስመ 3 วันที่ผ่านมา

    እየስስ ክርስቶስ ዝተሰቀለሉ ቦታ ቀራንዮ ይባሃል

  • @RhamtiSotre
    @RhamtiSotre 4 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤ዝማሬ መለእቲ የስምዕና

    • @Frutu-e4h
      @Frutu-e4h 4 วันที่ผ่านมา

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ክብረተይ

  • @GgGg-e3o5f
    @GgGg-e3o5f 2 วันที่ผ่านมา

    🎉🎉🎉🎉🎉