ንፉዕ ተዛራቢ ክትከውን ዘኽእላኻ 5 መምርሕታት/ new eritrean Motivational speach)
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 8 ก.ย. 2024
- ንፉዕ ተዛራቢ ክትከውን ዘኽእላኻ 5 መምርሕታት new eritrean Motivational speach
ኣብ ቅድሚ ሰባት ወጽና ብርእሰ ተኣማንነት ንፋዓት መዳሪቲ ንሙዃን ዘኽእለና ትምህርቲ።
#TigrignaMotivation
#ኣብቅድሚሰባትሓሳባትናክንገልጽዘኽእለናሜላ
#tigraymotivatio
#ብኸመይንፉዓትተዛረብቲንኸውን፣
#ብኸመይኣብቅድሚሰባትብድፍረት ንዛረብ፣
ኣብ ቅድሚ ሰባት ወጽና ብርእሰ ተኣማንነት ሓሳባትናን ክእለትናን ክንገልጽ ዘኽእሉና 5 ኣገደስቲ ነገራት ብሕጽር ዝበለ ቀርቦም ኣለዉ። ብዘይ ጽቡቕ ርእሰ ተኣማንነት ንፉዓት መደርቲ ኮነ ንዘለና ፍልጠትን ክእለትን ኣብ ረብሓና ከነውዕሎ ኣይንኽእልን እና። ስለዚ ምብራኽ ርእሰ ተኣማንነት ኣዝዩ ኣገዳሲ ስለዝኾነ ኣብዛ ቭድዮ ብሓጽርን ጽፉፍን ኣገባብ ቀርቡ ኣሎ። ተጠቀምቲ ናይዚ ኣገዳሲ ትምህርቲ ክትኾኑ ግዜ ህብኩም ካብ መጀመርታ ክሳብ መጨረሻ ምሳይ ሓብርኩም ክትጸንሑ ብኽብሪ ይዕድመኩም።
© Copyright: lbonamedia
Any unauthorized use, copying or distribution is not allowed
መምህረይ ኣደ ብርሃን ትሓልወካ
ካባካ ብዙሕ ተማሂረ
ተገዲሰ የ ከኣ ዝጽሕፈልካ ❤️🥰
Amen thank you dear brother ❤️❤️❤️❤️❤️
❤❤❤❤❤❤
Waww father welcome thank you so very❤❤❤❤
የቐንየለይ የውሃንስ ወደይ ኣጆኻ በርትዕ ኣይትሕመቕ❤❤❤
ናይ ባሒቂ ኩቡር ኣያይ ኣታዓባብያና ኣዚዩ ሕማቅ ኢዩ ነሩ ኣብ ቅድሚ ሰብ ኣይዛረብን ነረ ሕጂ ግን ተቃሊሰ ከጥፍኦ ኣብ ዓወት በጺሐ ኣለኩ ዝኮነ ነገር ይካኣል ኢዩ እንተ ደሊካ thank you so much.
ብጣዕሚ ጽቡቕ ሙሉእ ሓወይ ኣጆኻ በርትዕ ከምቲ ዝበልካዮ ዘይብጻሕን ዘይከኣልን ነገር የለን❤❤❤
Wawww welcome thank you so very
Thanks hawey natey ❤❤❤
🥰🥰🥰🥰🥰
ክብረት የሃበልና ሓውና
Thank you ❤️❤️❤️
🥀❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Thanks memhrey❤
you are right absolutely teacher thank you so much for teaching us
I apprciate your comment Misgna thank you ❤️❤️❤️❤️❤️
Nay behaqi kielan mesatn memhr eka
ክብረት ይሃበለይ ሓፍተይ ናተይ❤❤❤
Thank you kebur hawey 💐
Takk skal du ha bror at du fortalt som fakta☺️
Yess hero
takk for råd bror
💪💪💪💪💪👍👍👍👍❤️❤️
waww thanks a lot memhrey❤❤❤❤❤
You done well!!!
❤❤❤🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
It's was very interesting Meded
Thank you a lot keep going brother ❤
Thank you ❤️❤️❤️❤️
Welcome 🎉🎉🎉
welcome 😊
❤️❤️❤️❤️❤️
❤❤❤