ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
❤️⛪⛪⛪❤️ድንግል ፈጣሪኣ ወሊዳቶድንግል ፈጣሪኣ ወሊዳቶ በጭርቅቲ ጌራ ጠቐሊላቶየለን'ዩ'ሞ ስፍራ፣ ነጋይሽ መዕረፊኣብ መብልዕማል ደቀሰ፣ ኣብ መሕደሪ ከብቲ(2)ሰንበደት፡ ጸበባ፡ ናይ ዳዊት ከተማናይ ጎይታ ምውላዱ፡ ተኣምሩ ሰሚዓመልኣከ ብስራት ወረደ ናብ ምድሪምድሪ ውን በረሀት ብናይ'ት ህጻን ክብሪእዚ ምስጢር ግሩምዩ ፍጹም ዘይንገር ማርያም ውን ኣብ ልባ ትዓቚሮ ነበረት(2)ሰብኣ ሰገል መጹ ካብ ሩሑቕ ብምብራቕ ሃገርወርቂ ዕጣን ከርቤ ኣቕረቡ ንልዑልኣብ ሕቅፊ ኣዲኡ ጸንሖም'ት ሕጻንልደት ናይቲ ንጉስ ኣብሰሩ ንዓለምእዚ ምስጢር ግሩምዩ ፍጹም ዘይንገር ማርያም ውን ኣብ ልባ ትዓቚሮ ነበረት(2)ናይ ይሁዳ ምድሪ ምስጋና መሊኣንጉስ ተወሊዱ ካብ ናዝሬት ገሊላቤተልሄም ትንገር ተኣምሩ ትመስክርዝማሬ መሊኣ'ስ ተረስዐ ምቁጻርእዚ ምስጢር ግሩምዩ ፍጹም ዘይንገር ማርያም ውን ኣብ ልባ ትዓቚሮ ነበረት(2)ዘይርአ ተራእዩ፡ ተዳህሲሱ ከም ሰብእቲ ልዑል ኣምላኽ መሲሉ ተራ ሰብጥበቡ ገረማ ፡ ድንግል ተደኒቓስለ ዝተዋሃደ ቃል ምስቲ ስግኣእዚ ምስጢር ግሩምዩ ፍጹም ዘይንገር ማርያም ውን ኣብ ልባ ትዓቚሮ ነበረት(2)
ኣበይ ኣለዉ እዞም መዛምራን ? እመ ብርሃን ትሓልዎም።
@@emeelohe ኣብ ((ሕቡራት ኢማራት ዓረብ)) እንተ ዘይተጋጌ።
ኣሜን(3) ዝማሬ መልኣክቲ የስመኣልና፡፡ ኣነ ድ ማጆር ይበሃል፡ ከምኡ ውን ርኢቶ ኣላትኒ፡ ኣብዛ ስታንሳ እዚኣ ኣብ መልዕ ማል ደቀሰ ኣብ መሕደሪ ከብቲ፡እታ (ደቂሰ) እትብል ብርድኢት ንርኣያ፡ እቶም ሰብኣ ሰገል ናብ ጎይታ ተኣምሩ ክሪኡ ዝመጹ።
3
Amen Amen Amen Zmare melakt
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና ኣምላክ ጸጋኡ የብዝሓልኩም ።እመ ብርሃን ጽላላ ተንብረልኩም። ዝምስጢር ግሩም ኢዩ ፍጹም ዘይንገረ ድንግል ኣብ ልባ ትዓቅሮ ነበረት ።
ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል👏👏👏👏👏👏አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና
እልልልልልልልልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማረ መላእክት የስመዓልና ብጣዕሚ መሳጢት መዝሙር ኣስሚዒኩምና ብር ክትብሉ ተሓጎሱ እሾክ ኣይጋእኩም ብሩክ ልደት ይግበረልና ደቂ እመ ብርሃነይይይ። ኣብዝሃሊኩም ሃልዉ እመ ኣምላክ ድንግል ማርያም ትሓልኩም።
ዕልልልል ዕልልልል ዝማረ መላእክቲ ይስምዓልና።❤❤❤
እልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዓልና እንኳዕ ናብ ብርሃነ ልደቱ ኣብቀዓና
Eillllllllllllllllllll Aseyyyyyyyyyy 🙏🏻🙏🏻🙏🏻♥️♥️♥️AMEN AMEN AMEN
ቃለ ሕይወት ያሰማልን፤ ጸጋውን ያብዝልን። እንደ አስተያየት የመዝሙሩን ግጥም ከሥር ቢጻፍልን፥ አብረን ለመዘመር እንችል ነበር። ለቀጣይ አስተካክሉልን።
ዝማሬ መላእኽት የስምዓልና!ርሑስ በዓል ልደት!እግዚኣብሔር ዘመን ኣገልግሎትኩም ይባርኽ!
ብጣዕሚ ደስ ዘብልን ጥዑምን መዝሙር። ብሓቂ ኣዕጽምቲ ዘረስርስ መዝሙር። ቃል ናይ ህይወት የስምዓልና። ኣገልግለትኩም ይባርኽ ማሕበር ኪዳነ ምህረት። ሓውኹም ዲ.ን ዘርእሰናይ ገብረኣምላኽ(ዱባይ)
No
Asey🙏✝️❤️
Zmarie melaekti yesmealna kburat yehwatna b amhargna endye ksema zwel niere b tigrigna ms semaekwa btaemi tehagise cuz ksema keleku desta wshte lbey sle zfetreley sle zkonet eya emo egziabiher amlak nay agelgulet zemenkum ybark kburat yehwateyy
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ልቢ ዘረስርስ መዝሙር ምስ ዉህደት ኣቀራርባ ፡ጸጋኹም የብዝሓዮ
እልልልልልል ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና ድንግል ፈጣሪኣ ወሊዳቶ በጽርቅቲ ጌራ ጠቅሊላቶ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባረኽ👏👏👏👏👏👏👏ፍትሒ ሓፋተይ ጽግኡ የብዝሓልኪ 🙏🙏🙏🙏🙏
ዝማሬ መላኣኽቲ የስማኣልና ጸግኡ የብዛሓልክን የሕዋተይ 🙏🙏🙏🥰🥰🥰
Zamer malek yesmen Amen amen amen
እልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላኣኽቲ የስመዓልና ጸጋኡ የብዝሓልኩም ፈጣሪ
ዝማሬ መላዕክት ያሰማልን።ድንግል እናቴ እውደሻለው የጌታየ እናት
𝕒𝕞𝕖𝕟 /፫/ ዝማረ መልኣክት የስምዓልና.
Elelelelele zmare melakti ysmealna bukurat ahwatey fetari zmenkum ybarko
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና፥ ኣገልግሎትኩም ይባርኽ ልዑል ፈጣሪ።
Aseyyyyyyyy እልልልልልልልዝማሬ መላእክት የስመዓልና እዝጊኣብሄር ኣምላኽ ናይ ኣገልግሎት ዘበንኩም ይባርኸልኩም ኣዝዩ ደስ ዘብል ህዱእ ድምጺ ንእዝኒ ዝፍውስ ንልቢ ዘርስርስ እንቋዕ ናብዚ ብርሃነ ልደቱ ብሰላም ኣብፀኃና ❤
Elll Zmarie Melakti Yesmalna
ዝማሬ መላኢክት የስመዓልና
ዕልልልልልልልልልልል ኣሰይይይ ክንደይ ደስ ዘብል ፍቁራት ደቂ እመብርሃን የሕዋተይ እግዛቢሄር ኣምልኽ ጸጉኡ የብዛሓልኩም ናይ ኣገልጉሎት ዘበንኩም ይባርኸልኩም ፍትሒ ሓፍተይይይ ጀማሪት ዘይኮንኪ ፈጻሚት ይግበርኪ ዝያዳይ
Zmarie melaekt yesmalna.... Miss u so much my dear
Zimare melakty yesmialna
እግዚኣብሔር ጸግኡ የብዝሓልኩም ቀጽልዎ ብጥዓሚ ደስ ዘብል ዝማሬ ተባረኩ።
ኣሜን አሜን ኣሜን ዝማሬ መላአኽቲ የስመዓልና ኣሕዋት 👏👏👏💒💒💒
Zmare melekti yesmalna
ዝማሬ መላእክት የስመዓልና፡ ናይ በሓቂ ደስ ዘብል መዝሙር። ልዕሊ ኩሉ ኣብ ኣቀራርባ ዝምልከት ብስኒትን ብውህደትን ምቕራብኩም ብጣዕሚ ደስ ኢሉኒ። ኣምላክ ዘመን ኣገልግሎትኩም ይባርክ።
ም
ዝማረ መላአክት የስምዓልና፣ ርሑስ በዓል ልደት.
እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልዝማሬ መላእኽቲ የስማልናደቂ ኪዳነ ምሕረት
Amlak xegiu ybzehalkum ahwatey btami tamti mezmur 🙏🙏🙏
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና👏👏👏💖💖💖
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላአክት የሰማዓልና ደንግል ማሪያም ጸጋኣተብዝሓልኩም
Zmarie melaekt yesmialna brukat ahwat rhus awdeamet enkuae abtsehana much love ❤️❤️❤️
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽቲ ይስማዓልና።እግዚኣብሔር ጸግኡ የብዝሕ ወገናተይ ልቢ ዝምስጥ መዝሙር።
ኣሜን እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል
Aseyyyy Aseyyyy zmarie melaekti yesmealna ezom yehwatey xegua ybzahalkum egziabihier amlak edmen teanan yhabkum 💒🙏👏❤💒👏🙏❤💒👏❤
ዝማሬ መላእክት ይስምዓልና ክቡራት ኣሕዋትና ❤❤❤
ቃለ ሕይወትን የሰማልና🙏
Elelelelelelelelelelelele
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ ማላእክቲ የስምዓልና እግዚኣብሄር ዘግኡ የብዝሓልኩም
Amen Amen Amen Zimare Melaekit yesmealina ❤❤❤❤❤❤❤❤
Zmare Melaekt yesmeanaEgziabher Amlak tsegiu yebzhalkum!
Aseyyyy miqrattey Amen Amen Amen kal hawit yesebelena
Abiet des keteblu mukurat Amen🙏🙏🙏 Amen Amen amlak tsegueu yebzhalkum
ዝማሬ🌿 መላእክት 🌿 የስማዓልና 🌿🌿🌿❤❤❤😘😘😘🥀🥀🥀😍😍😍✝️✝️✝️👏👏👏⛪️⛪️⛪️
Ellllllllllllllllllllllllllll ellllllllllllllllllll elllllllllllll zmare melaktie yesmealna
ዝማሬ መላእክት የሰማዓልና ፀጉኡ የብዝሓልኩም ፈጣረ🥰🥰🥰❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏
Zemari meleaketi yesmealena nay agolegolete zemenkum yebareke🙏🙏🙏
ዝማሬ መላእክት ያሰማልን አሜን 🙏❤❤❤❤❤
አሜን ዝማሬ መላእክት የስምዓልና አምላክ የሃግዝኩም
Amen zimariye melakti yesmialna
ዝማሬ መላይክት ያሰማልን በእዉነት ደስ የሚል ነዉ
Zmarie melakt yesmealna yehwat
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና
Amen zmare melakti yesmalna ahwatey
Zmare melakti yesmana
Ellllll elllll elllllll zimare melaekiti yesmealna 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏❤
እልልልልልልልልልልልልልልልል ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የሰማኣና
This is so nice!! Zimare melakti yesmealna brukat!!
Xegu yebzhalkum egziabher ❤❤❤❤❤
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏አሰይ
EIIIIIIIIII zmarie meleakti yesmalna
ሰላም ዝማሬ መላእክት የስመዓልና እታ ኣብ መብልዒ ማል ደቀሰ ትብል ዘላ፡ኣብ መንልዒ ማል ተወልደ
ንፉዓት ብሓቂ
Zmare mealkt yesmanla
Zmare meleakt yesmealna egziabher amlak tsegu yebzhalkum.
ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና🙏🏽
Zmare melaekti ysemaelen
Zmare melakiti yesmalna
Amen Amen Amen 🙏🙏🙏 ♥️♥️♥️ 🤲🤲🤲
Amen Amen Amen 🙏zmarye Melaekti yesmeana
አሜን አሜን አሜን 🙏🙏🙏
Amen (3) zmare meliakiti yesimialina
ዝማሬ መላኣእክት የስመዐልንና ክቡራት ኣሕዋትና
Tebareku ahwety ❤️
እሰይ ዝማሬ መልእክቲ የስምዐልና❤❤❤አሜን
በጣም ነው የምታምሩት .. ቆንጆ መዝሙር
Amen Amen Amen 🙏🙏🙏
Zmarie melaekti ysmalna GBU to all
Qale hiwet
Amen
Amen 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
Elllllllllll amazing mezmur 10/10 zemari melaikt yismailna elllllllllll
Zmare melaeti yesmalna beldetu ybezewene
Amen Amen Amen
Soothing!!!Keep up the good work, guys.GBU.
Amen 😢🙏🙏
🙏🙏🙏
Wow! What a peaceful song...May God Bless you guys...
Elllllllle Amen Amen Amen
ዝማሪኹም ይቀበለልኩም። ኣብ ሕቅፉኡ ንዘልኣለም የንብርኩም።
እልልልልልልልልልልል ልልልልልልል እልልልልልልልልልልል ልልልልልልል
Ellllllllllllll Ellllllllllllllll Ellllllllllllllll Ellllllllllllllll Ellllllllllllllll Ellllllllllllllll Ellllllllllllllll Ellllllllllllllll 🙏🙏🙏🙏🙏🙏😇😇😇😇😇❤❤❤
Eritrea me
❤❤🙏🏻
Dang👍👍👍👍👍
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ Amen
❤️⛪⛪⛪❤️
ድንግል ፈጣሪኣ ወሊዳቶ
ድንግል ፈጣሪኣ ወሊዳቶ
በጭርቅቲ ጌራ ጠቐሊላቶ
የለን'ዩ'ሞ ስፍራ፣ ነጋይሽ መዕረፊ
ኣብ መብልዕማል ደቀሰ፣ ኣብ መሕደሪ ከብቲ(2)
ሰንበደት፡ ጸበባ፡ ናይ ዳዊት ከተማ
ናይ ጎይታ ምውላዱ፡ ተኣምሩ ሰሚዓ
መልኣከ ብስራት ወረደ ናብ ምድሪ
ምድሪ ውን በረሀት ብናይ'ት ህጻን ክብሪ
እዚ ምስጢር ግሩምዩ ፍጹም ዘይንገር ማርያም ውን ኣብ ልባ ትዓቚሮ ነበረት(2)
ሰብኣ ሰገል መጹ ካብ ሩሑቕ ብምብራቕ ሃገር
ወርቂ ዕጣን ከርቤ ኣቕረቡ ንልዑል
ኣብ ሕቅፊ ኣዲኡ ጸንሖም'ት ሕጻን
ልደት ናይቲ ንጉስ ኣብሰሩ ንዓለም
እዚ ምስጢር ግሩምዩ ፍጹም ዘይንገር ማርያም ውን ኣብ ልባ ትዓቚሮ ነበረት(2)
ናይ ይሁዳ ምድሪ ምስጋና መሊኣ
ንጉስ ተወሊዱ ካብ ናዝሬት ገሊላ
ቤተልሄም ትንገር ተኣምሩ ትመስክር
ዝማሬ መሊኣ'ስ ተረስዐ ምቁጻር
እዚ ምስጢር ግሩምዩ ፍጹም ዘይንገር ማርያም ውን ኣብ ልባ ትዓቚሮ ነበረት(2)
ዘይርአ ተራእዩ፡ ተዳህሲሱ ከም ሰብ
እቲ ልዑል ኣምላኽ መሲሉ ተራ ሰብ
ጥበቡ ገረማ ፡ ድንግል ተደኒቓ
ስለ ዝተዋሃደ ቃል ምስቲ ስግኣ
እዚ ምስጢር ግሩምዩ ፍጹም ዘይንገር ማርያም ውን ኣብ ልባ ትዓቚሮ ነበረት(2)
ኣበይ ኣለዉ እዞም መዛምራን ? እመ ብርሃን ትሓልዎም።
@@emeelohe ኣብ ((ሕቡራት ኢማራት ዓረብ)) እንተ ዘይተጋጌ።
ኣሜን(3) ዝማሬ መልኣክቲ የስመኣልና፡፡ ኣነ ድ ማጆር ይበሃል፡ ከምኡ ውን ርኢቶ ኣላትኒ፡ ኣብዛ ስታንሳ እዚኣ ኣብ መልዕ ማል ደቀሰ ኣብ መሕደሪ ከብቲ፡
እታ (ደቂሰ) እትብል ብርድኢት ንርኣያ፡
እቶም ሰብኣ ሰገል
ናብ ጎይታ ተኣምሩ ክሪኡ ዝመጹ።
3
Amen Amen Amen Zmare melakt
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና ኣምላክ ጸጋኡ የብዝሓልኩም ።እመ ብርሃን ጽላላ ተንብረልኩም።
ዝምስጢር ግሩም ኢዩ ፍጹም ዘይንገረ ድንግል ኣብ ልባ ትዓቅሮ ነበረት ።
ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል👏👏👏👏👏👏አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና
እልልልልልልልልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማረ መላእክት የስመዓልና ብጣዕሚ መሳጢት መዝሙር ኣስሚዒኩምና ብር ክትብሉ ተሓጎሱ እሾክ ኣይጋእኩም ብሩክ ልደት ይግበረልና ደቂ እመ ብርሃነይይይ። ኣብዝሃሊኩም ሃልዉ እመ ኣምላክ ድንግል ማርያም ትሓልኩም።
ዕልልልል ዕልልልል ዝማረ መላእክቲ ይስምዓልና።❤❤❤
እልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዓልና እንኳዕ ናብ ብርሃነ ልደቱ ኣብቀዓና
Eillllllllllllllllllll Aseyyyyyyyyyy 🙏🏻🙏🏻🙏🏻♥️♥️♥️AMEN AMEN AMEN
ቃለ ሕይወት ያሰማልን፤ ጸጋውን ያብዝልን። እንደ አስተያየት የመዝሙሩን ግጥም ከሥር ቢጻፍልን፥ አብረን ለመዘመር እንችል ነበር። ለቀጣይ አስተካክሉልን።
ዝማሬ መላእኽት የስምዓልና!
ርሑስ በዓል ልደት!
እግዚኣብሔር ዘመን ኣገልግሎትኩም ይባርኽ!
ብጣዕሚ ደስ ዘብልን ጥዑምን መዝሙር። ብሓቂ ኣዕጽምቲ ዘረስርስ መዝሙር። ቃል ናይ ህይወት የስምዓልና። ኣገልግለትኩም ይባርኽ ማሕበር ኪዳነ ምህረት። ሓውኹም ዲ.ን ዘርእሰናይ ገብረኣምላኽ(ዱባይ)
No
Asey🙏✝️❤️
Zmarie melaekti yesmealna kburat yehwatna b amhargna endye ksema zwel niere b tigrigna ms semaekwa btaemi tehagise cuz ksema keleku desta wshte lbey sle zfetreley sle zkonet eya emo egziabiher amlak nay agelgulet zemenkum ybark kburat yehwateyy
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ልቢ ዘረስርስ መዝሙር ምስ ዉህደት ኣቀራርባ ፡ጸጋኹም የብዝሓዮ
እልልልልልል ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና
ድንግል ፈጣሪኣ ወሊዳቶ በጽርቅቲ ጌራ ጠቅሊላቶ
ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባረኽ👏👏👏👏👏👏👏
ፍትሒ ሓፋተይ ጽግኡ የብዝሓልኪ 🙏🙏🙏🙏🙏
ዝማሬ መላኣኽቲ የስማኣልና ጸግኡ የብዛሓልክን የሕዋተይ 🙏🙏🙏🥰🥰🥰
Zamer malek yesmen Amen amen amen
እልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላኣኽቲ የስመዓልና ጸጋኡ የብዝሓልኩም ፈጣሪ
ዝማሬ መላዕክት ያሰማልን።ድንግል እናቴ እውደሻለው የጌታየ እናት
𝕒𝕞𝕖𝕟 /፫/ ዝማረ መልኣክት የስምዓልና.
Elelelelele zmare melakti ysmealna bukurat ahwatey fetari zmenkum ybarko
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና፥ ኣገልግሎትኩም ይባርኽ ልዑል ፈጣሪ።
Aseyyyyyyyy እልልልልልልል
ዝማሬ መላእክት የስመዓልና
እዝጊኣብሄር ኣምላኽ ናይ ኣገልግሎት ዘበንኩም ይባርኸልኩም
ኣዝዩ ደስ ዘብል ህዱእ ድምጺ ንእዝኒ ዝፍውስ ንልቢ ዘርስርስ እንቋዕ ናብዚ ብርሃነ ልደቱ ብሰላም ኣብፀኃና ❤
Elll Zmarie Melakti Yesmalna
ዝማሬ መላኢክት የስመዓልና
ዕልልልልልልልልልልል ኣሰይይይ ክንደይ ደስ ዘብል ፍቁራት ደቂ እመብርሃን የሕዋተይ እግዛቢሄር ኣምልኽ ጸጉኡ የብዛሓልኩም ናይ ኣገልጉሎት ዘበንኩም ይባርኸልኩም ፍትሒ ሓፍተይይይ ጀማሪት ዘይኮንኪ ፈጻሚት ይግበርኪ ዝያዳይ
Zmarie melaekt yesmalna.... Miss u so much my dear
Zimare melakty yesmialna
እግዚኣብሔር ጸግኡ የብዝሓልኩም ቀጽልዎ ብጥዓሚ ደስ ዘብል ዝማሬ ተባረኩ።
ኣሜን አሜን ኣሜን ዝማሬ መላአኽቲ የስመዓልና ኣሕዋት 👏👏👏💒💒💒
Zmare melekti yesmalna
ዝማሬ መላእክት የስመዓልና፡ ናይ በሓቂ ደስ ዘብል መዝሙር። ልዕሊ ኩሉ ኣብ ኣቀራርባ ዝምልከት ብስኒትን ብውህደትን ምቕራብኩም ብጣዕሚ ደስ ኢሉኒ። ኣምላክ ዘመን ኣገልግሎትኩም ይባርክ።
ም
ዝማረ መላአክት የስምዓልና፣ ርሑስ በዓል ልደት.
እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል
ዝማሬ መላእኽቲ የስማልና
ደቂ ኪዳነ ምሕረት
Amlak xegiu ybzehalkum ahwatey btami tamti mezmur 🙏🙏🙏
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና👏👏👏💖💖💖
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላአክት የሰማዓልና ደንግል ማሪያም ጸጋኣተብዝሓልኩም
Zmarie melaekt yesmialna brukat ahwat rhus awdeamet enkuae abtsehana much love ❤️❤️❤️
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽቲ ይስማዓልና።እግዚኣብሔር ጸግኡ የብዝሕ ወገናተይ ልቢ ዝምስጥ መዝሙር።
ኣሜን እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል
Aseyyyy Aseyyyy zmarie melaekti yesmealna ezom yehwatey xegua ybzahalkum egziabihier amlak edmen teanan yhabkum 💒🙏👏❤💒👏🙏❤💒👏❤
ዝማሬ መላእክት ይስምዓልና ክቡራት ኣሕዋትና ❤❤❤
ቃለ ሕይወትን የሰማልና🙏
Elelelelelelelelelelelele
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ ማላእክቲ የስምዓልና እግዚኣብሄር ዘግኡ የብዝሓልኩም
Amen Amen Amen Zimare Melaekit yesmealina ❤❤❤❤❤❤❤❤
Zmare Melaekt yesmeana
Egziabher Amlak tsegiu yebzhalkum!
Aseyyyy miqrattey Amen Amen Amen kal hawit yesebelena
Abiet des keteblu mukurat Amen🙏🙏🙏 Amen Amen amlak tsegueu yebzhalkum
ዝማሬ🌿 መላእክት 🌿 የስማዓልና 🌿🌿🌿❤❤❤😘😘😘🥀🥀🥀😍😍😍✝️✝️✝️👏👏👏⛪️⛪️⛪️
Ellllllllllllllllllllllllllll ellllllllllllllllllll elllllllllllll zmare melaktie yesmealna
ዝማሬ መላእክት የሰማዓልና ፀጉኡ የብዝሓልኩም ፈጣረ🥰🥰🥰❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏
Zemari meleaketi yesmealena nay agolegolete zemenkum yebareke🙏🙏🙏
ዝማሬ መላእክት ያሰማልን አሜን 🙏❤❤❤❤❤
አሜን ዝማሬ መላእክት የስምዓልና አምላክ የሃግዝኩም
Amen zimariye melakti yesmialna
ዝማሬ መላይክት ያሰማልን በእዉነት ደስ የሚል ነዉ
Zmarie melakt yesmealna yehwat
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና
Amen zmare melakti yesmalna ahwatey
Zmare melakti yesmana
Ellllll elllll elllllll zimare melaekiti yesmealna 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏❤
እልልልልልልልልልልልልልልልል ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የሰማኣና
This is so nice!! Zimare melakti yesmealna brukat!!
Xegu yebzhalkum egziabher ❤❤❤❤❤
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏አሰይ
EIIIIIIIIII zmarie meleakti yesmalna
ሰላም ዝማሬ መላእክት የስመዓልና
እታ ኣብ መብልዒ ማል ደቀሰ ትብል ዘላ፡ኣብ መንልዒ ማል ተወልደ
ንፉዓት ብሓቂ
Zmare mealkt yesmanla
Zmare meleakt yesmealna egziabher amlak tsegu yebzhalkum.
ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና🙏🏽
Zmare melaekti ysemaelen
Zmare melakiti yesmalna
Amen Amen Amen 🙏🙏🙏 ♥️♥️♥️ 🤲🤲🤲
Amen Amen Amen 🙏zmarye Melaekti yesmeana
አሜን አሜን አሜን 🙏🙏🙏
Amen (3) zmare meliakiti yesimialina
ዝማሬ መላኣእክት የስመዐልንና ክቡራት ኣሕዋትና
Tebareku ahwety ❤️
እሰይ ዝማሬ መልእክቲ የስምዐልና❤❤❤አሜን
በጣም ነው የምታምሩት .. ቆንጆ መዝሙር
Amen Amen Amen 🙏🙏🙏
Zmarie melaekti ysmalna GBU to all
Qale hiwet
Amen
Amen 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
Elllllllllll amazing mezmur 10/10 zemari melaikt yismailna elllllllllll
Zmare melaeti yesmalna beldetu ybezewene
Amen Amen Amen
Soothing!!!
Keep up the good work, guys.
GBU.
Amen 😢🙏🙏
🙏🙏🙏
Wow! What a peaceful song...
May God Bless you guys...
Elllllllle Amen Amen Amen
ዝማሪኹም ይቀበለልኩም። ኣብ ሕቅፉኡ ንዘልኣለም የንብርኩም።
እልልልልልልልልልልል ልልልልልልል