ክነፈ ርግብ New Eritrean Ortodox Mezmur 2020 Kinefe Rgb

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 1 ก.พ. 2025

ความคิดเห็น • 594

  • @dangleyadefkri3098
    @dangleyadefkri3098 4 ปีที่แล้ว +579

    ክነፈ ርግብ
    """""""""
    ክነፈ ርግብ በብሩር ዘግቡር
    ወገበዋቲኅኒ ሐመልማለ ወርቅ/2/
    ኣንቲ ምስራቅ ወወልድኪ ፀሐየ ጽድቅ አማን በአማን አማን በኣማን/2/ ኢየኅልቅ ኪዳንኪ ወላዲተ ኣምላክ
    ተስፋ ኣዳም ኢኺ ዘርሓኽሉ ገነት
    ጸሓይ ርኢናልኪ ዘርሓቀልና ጸልማት
    ህዝቅኤል ዝረኣያ ዝወጸልኪ ብርሃን
    ጓል ኢያቄም ሃና ወሊድክልና መድሕን
    መርከብ ናይ ኖህ ኢኺ ማልዶትኪ ዕቅባና
    ካብ ኣይሂ’ዛ ዓለም ሳላኺ ኣምሊጥና
    ስልማት ናይ ልብና ህያብ ጎልጎታ
    ኣደ ክትኮንና ዝሃበና ጎይታ
    ትምክኽቲ ዶኪማስ ድንግል እመ ብርሃን
    ኪዳንኪ ኣሚኑ ዝሓፈረ የለን
    ውህበት ጸጋ ኣምላኽ ዕዙዝ’ዩ ኣብ ልዕሌኺ
    ደቅኺ ዘክሪ ድንግል ሓደራኺ
    ምስ ኤፍሬም ሶርያዊ ንዓኺ ክንውድስ
    ሰላም ለኪ ኢልና ዜማኺ ክንደርስ
    ይለዓል ከበሮ ይቃነ በገና
    ማርያም ማርያም ኢልና ከነመስግን ኢና
    ዝማረ መላእኽቲ የስመዓልና ጸሎታን ኣማላድነታን ናይ ቅድስቲ ድንግል ኣይፈለየና ኣሜን።

    • @fiyorifiyori4236
      @fiyorifiyori4236 4 ปีที่แล้ว +10

      Amen Amen Amen

    • @yohanneshagos8470
      @yohanneshagos8470 4 ปีที่แล้ว +4

      ኣቱም ኣሓዋተይየ ፡ ኢቲ ሰእሊ ጎይታ ክርስቲ ከሙ ውን ቅድስቲ ማርያም መን ኢዩ "ጸዓዱ" ዝገበሮ? ጻዓዱ ባዕሎም ዶ ኣይኮኑን? መሳሪሒ ኩፉእ ምህዞኦም። በሉ ኣነስ " ንጸሊም ክርስቶስ፡ ንጸላም ማርያም ኢየ ዝሰግድ! " ኣምላክ ሓቂ ምስኩሉኽም ይኩን። ኣሜን።

    • @aregayhabtemariam4779
      @aregayhabtemariam4779 4 ปีที่แล้ว +4

      Amen Amen Amen zmare meliakt yesmealna egziabher amlak

    • @erisoc109
      @erisoc109 4 ปีที่แล้ว +1

      Mejemrta zemare melakiti yesemalna brukat yehawtey ,ezi clip gna kabzi nay alemawi entay zefeley alewo kedawnti emdkayeyarkum bota nab alemawi yetseiry alo mezamurna ab ketsali b hade aynet kedann botan ketemetsiuna tesfa yegbir welas alemawyan editor eyom zeserhuwo zelwu ezi edition plz ahwatey ab ketsali teazebuwa eza reiyoto

    • @blakiftwi3608
      @blakiftwi3608 4 ปีที่แล้ว +4

      @@yohanneshagos8470 yoni haweymejerta emo kab alietnet wxae dehar nmntey qdsti bietekrstyan nezi seli teqebilato hteta emo ktmlselka eya. behaqi ztesehahate trgum zelewom asaiel alewu gn xeadu sle zkonu aykonun . hazeni, trgmom sle ztebelasewe eyu. kawu kea n eyesus krstos b camera eko aytesealen xelim keynblo wey xeada. ezi wedhanka zhawey mearey.

  • @MabelAbrham
    @MabelAbrham ปีที่แล้ว +2

    ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉 e llllllll ellllllll elllllllll zmarie melakt yesmealna xegu yebzhelkum fetari lbka zeresrs mezmur

  • @sarayedinglmariamlije184
    @sarayedinglmariamlije184 3 ปีที่แล้ว +83

    ዝማሬ መላዕክት ያሰማልን ማነዉ እንደኔ የኤርትርያን መዝሙር የምወድ

  • @Zemenmisgna-m6k
    @Zemenmisgna-m6k ปีที่แล้ว +4

    ኣሜን ❤ ዝማሬ መላኣክት የስማዓልና ❤ ኣደይ ማርያም ❤ ጽላላ ተምብረልካ ❤

  • @biniamteweldebrhan1964
    @biniamteweldebrhan1964 4 ปีที่แล้ว +83

    ዝማሬ መላእኽት የስምዓልና። እግዚአብሔር ኣብ ዝዓበየ ጸጋን ኣገልግሎትን የብጽሕኹም የሕዋት። ጸሎት፣ በረኸት፣ ረድኤት፣ ቃል ኪዳን ናይ ቅድስት ኣዴና ምስ ኹላትና ይኹን።

  • @hvvhggu8635
    @hvvhggu8635 2 ปีที่แล้ว +8

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላአክቲ የስመዐልና ፍትዋተይይ🥰🥰🥰🥰🥰ዕልልልልልልልልልል ፀጋ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ፍትዋተይ ኣሕዋተይይ🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @letishgebremichael5452
    @letishgebremichael5452 4 ปีที่แล้ว +11

    ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ንዘላእለም 👏👏👏👏👏ንብረለና

    • @Kassech-p3t
      @Kassech-p3t หลายเดือนก่อน

      😅😢😢😂😢😂😢😮❤😮😂😊😊😊😊😊😊😂😅😂😅😂😊😂😅😅😮😅😊😮😂😅😂😮❤🎉😢😮😢😢❤😂😢😂😮😂

  • @nardossemerab7012
    @nardossemerab7012 ปีที่แล้ว +1

    Zmari melaekt yesmalna 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏💖💖💖💖💖💖

  • @ውዕለቱዘክሪነብሰይ-ኀ8ጰ
    @ውዕለቱዘክሪነብሰይ-ኀ8ጰ 4 ปีที่แล้ว +25

    ዝማሬ መላእኽቲ የስመዓልና እግዚአብሔር ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን የሕዋት ኣሓት
    ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያም ወላዲተ ኣምላኽ ምስ ኩልና ህዝበ ክርስቲያን ትኹን
    ክነፈ ርግብ
    ክነፈ ርግብ በብሩር ዘግቡር ወገበዋቲኅኒ ሐመልማለ ወርቅ/2/
    ኣንቲ ምስራቅ ወወልድኪ ፀሐየ ጽድቅ አማን በአማን
    አማን በኣማን/2/ ኢየኅልቅ ኪዳንኪ ወላዲተ ኣምላክ
    ተስፋ ኣዳም ኢኺ ዘርሓኽሉ ገነት
    ጸሓይ ርኢናልኪ ዘርሓቀልና ጸልማት
    ህዝቅእየል ዝረኣያ ዝወጸልኪ ብርሃን
    ጓል ኢያቄም ሃና ወሊድክልና መድሕን
    መርከብ ናይ ኖህ ኢኺ ማልዶትኪ ዕቅባና
    ካብ ኣይሂ’ዛ ዓለም ሳላኺ ኣምሊጥና
    ስልማት ናይ ልብና ህያብ ጎልጎታ
    ኣደ ክትኮንና ዝሃበና ጎይታ
    ትምክኽቲ ዶኪማስ ድንግል እመ ብርሃን
    ኪዳንኪ ኣሚኑ ዝሓፈረ የለን
    ውህበት ጸጋ ኣምላኽ ዕዙዝ’ዩ ኣብ ልዕሌኺ
    ደቅኺ ዘክሪ ድንግል ሓደራኺ
    ምስ ኤፍሬም ሶርያዊ ንዓኺ ክንውድስ
    ሰላም ለኪ ኢልና ዜማኺ ክንደርስ
    ይለዓል ከበሮ ይቃነ በገና
    ማርያም ማርያም ኢልና ከነመስግን ኢና
    ወስብሓት ወለእግዚኣብሔር
    ወለወላዲቱ ድንግል ማርያም
    ወለመስቀሉ ክብር ኣሜን

  • @keshimikiale2235
    @keshimikiale2235 11 หลายเดือนก่อน +1

    Amen amen zmarie melakit yesmelna

  • @medihintadese7390
    @medihintadese7390 3 ปีที่แล้ว +3

    _እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል_
    _ልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል_
    💐💐💐💐💐🌺🌺🌺🌺🌺🌸🌸🌸🌸🌸
    _ዝማሬ መላእክቲ የሰመዐልና ጸጉኡ የበዘሐልኩም_
    🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺
    🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸
    💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐

  • @genetgere7041
    @genetgere7041 4 ปีที่แล้ว +4

    Amen amen amen zmarie melakit yesmelna fetari yhwatey mearey 🙏🙏🙏 xolotkum bereketkumun ayfeleyena 💒💒💒⛪⛪⛪

  • @-tube142
    @-tube142 4 ปีที่แล้ว +69

    💗ክነፈ ርግብ💗
    ክነፈ ርግብ በብሩር ዘግቡር
    ወገበዋቲኅኒ ሐመልማለ ወርቅ/2/
    ኣንቲ ምስራቅ ወወልድኪ ፀሐየ ጽድቅ አማን በአማን አማን በኣማን/2/ ኢየኅልቅ ኪዳንኪ ወላዲተ ኣምላክ
    ተስፋ ኣዳም ኢኺ ዘርሓኽሉ ገነት
    ጸሓይ ርኢናልኪ ዘርሓቀልና ጸልማት
    ህዝቅኤል ዝረኣያ ዝወጸልኪ ብርሃን
    ጓል ኢያቄም ሃና ወሊድክልና መድሕን
    መርከብ ናይ ኖህ ኢኺ ማልዶትኪ ዕቅባና
    ካብ ኣይሂ’ዛ ዓለም ሳላኺ ኣምሊጥና
    ስልማት ናይ ልብና ህያብ ጎልጎታ
    ኣደ ክትኮንና ዝሃበና ጎይታ
    ትምክኽቲ ዶኪማስ ድንግል እመ ብርሃን
    ኪዳንኪ ኣሚኑ ዝሓፈረ የለን
    ውህበት ጸጋ ኣምላኽ ዕዙዝ’ዩ ኣብ ልዕሌኺ
    ደቅኺ ዘክሪ ድንግል ሓደራኺ
    ምስ ኤፍሬም ሶርያዊ ንዓኺ ክንውድስ
    ሰላም ለኪ ኢልና ዜማኺ ክንደርስ
    ይለዓል ከበሮ ይቃነ በገና
    ማርያም ማርያም ኢልና ከነመስግን ኢና

    • @yohanabeyene5048
      @yohanabeyene5048 4 ปีที่แล้ว +2

      🙏🙏🙏🙏🙏 🤲 Ellllllll Ellllllll Ellllllll Zmare melaakti yesmaalna amen

    • @sapotube3747
      @sapotube3747 4 ปีที่แล้ว

      elellllllllllllll eleeeeeeeeeellll amen amen amen

    • @shewitalem953
      @shewitalem953 4 ปีที่แล้ว

      Gt

    • @tesfahiwettezare2337
      @tesfahiwettezare2337 3 ปีที่แล้ว +1

      ዚማረ መላክቲ የስማና

    • @gfftggt6311
      @gfftggt6311 3 ปีที่แล้ว

      @@yohanabeyene5048 ዝማርየ መላእክት የስምዐልና እግዚአብሔር ኣምላክ ፀግኡ የብዝሐልኩም

  • @rahwagebreyohanns6122
    @rahwagebreyohanns6122 4 ปีที่แล้ว +26

    ዓይንን ልብን ዝመልእ ፡ ብጣዕሚ ጥዑም ዝማሬ💕
    ክትጽብቁ አግዚኣብሄር ጸጋ በረኸቱ የብዛሓልኩም🙏🙏🙏ድያቆን ናሆም ሓወይ እንቋዕ ናትና ኰንኩም😊❤

  • @ethioaddis2968
    @ethioaddis2968 4 ปีที่แล้ว +3

    kale hiwot yasemalen i am ethiopian orthodox tewhedo cherch follower but nothing stop to hear eriterian ortodox mezmur because we are one (ancient ethiopia)

  • @Ereytsda
    @Ereytsda 4 ปีที่แล้ว +15

    ዝማረ መላእክት የስምዓልና ጸግኡ የብዝሓልኩም ብጣዕሚ ደስ ዝብል ዝማረ ምሕረት ናይ ጎይታ ጎይቶት ከምኡ ውን ኣማላድነት ናይ እመ ኣምላክ ተራዳእነት ናይ ቅዱሳን ኣይፈለየና ኣሜን።
    ንመጻኢ ግን ኩልና ሓደራ ካብ ያሬዳዊ ዜማ ከይንወጽእ ንመጻኢ ንጠምት ብፍላይ ብኸምዚ ተቀሪጹ ንዝጸንሕ/ንዝዝርጋሕ ጥራይ ዘይኮነስ ኩልና እቲ ኣብ ቤትና ንዝምሮ ጽባሕ ንግሆ ንደቅና ደርፍን መዝሙርን ምፍልላይ ዝስእኑሉ ከይከውን።

  • @senichigh7781
    @senichigh7781 4 ปีที่แล้ว +17

    ዝማሬ መላእክት የስምዓልና። እግዚአብሔር ጸጋ የብዝሓልኩም። ብሓቂ ንዘልዓለም ከነመስግና ኢና ።

  • @alexandernegusse1478
    @alexandernegusse1478 4 ปีที่แล้ว +44

    እልልልልልልልል እጹብ ድንቂ መዝሙር!!! ዝማሬ መላእክት የስመዓልና!!! ደስ ዘብል ዕዮ ማሕበር!!! ሓውና ድያቆን ናሆም ድማ እግዚኣብሔር ኣምላክ ጸጋ ኣብ ርእሲ ጸጋ ይዓድልካ!!!

  • @MeharitMulaw
    @MeharitMulaw 11 วันที่ผ่านมา

    ዝማሬ መላእክቲ የስመዐና ። ኣምላክ ኣብ ዝዓበየ ፀጋን ኣገልግሎትን የብፅሕኩም ኣሕዋተይ ❤🙏🙏🙏👏👏👏

  • @davetse2482
    @davetse2482 4 ปีที่แล้ว +2

    Lbi ztinkif des zbl mezmur. Zmare melaikt yasemalign. EGZIABHIER AMLAK aezizu yibarkekum. AMEN.

  • @ተመስገንካፈጣሪ-ዠ6መ
    @ተመስገንካፈጣሪ-ዠ6መ 4 ปีที่แล้ว +8

    ኣሰይ ኣሰይ ኣሰይ እልልልልልልልልል ዝማረ መላእክት የስማዓልና የሕዋተይ ኣምላኽ ጸግኡ የብዛሓልኩም ኣደ ፍቕሪ ኣደ ትሕትና ትምክሕትና ዝኾነት ደንግል ማርያም ኣማላድነታ ኣይፈለየና ኣሜን !!!

  • @meronhaile4420
    @meronhaile4420 ปีที่แล้ว +1

    ዝማሬ መላእክት የሰምዓልና ክቡራት ኣሕዋትና ስምኩምን ስምናን ኣብ ዓምደ ወርቅ ይጽሓፈልና በረኸታን ጸሎታን ኣማላድነታን ቅድስተ ቅዱሳን ንጽህተ ንጹሃን ወላዲተ ኣምላኽ ዝኾነት ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ምሳኹም ይኹን

  • @tsigetesfamariam1083
    @tsigetesfamariam1083 4 ปีที่แล้ว +2

    ተመስገን ፈጣሪ ነዚ ካብ መዓር ዝጥዕም ሙዑዝ ዝኮነ መዝሙር ዘስማዕካኒ ደቂ እመ ብርሃን ኣሕዋተይ ኣጆኩም በርትዑ ኣይትህመቁ

  • @sosa9421
    @sosa9421 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ፀጉኢ ይብዛሓልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ🍀🍀🍀

  • @ጓልፖፕሺኖዳሳልሳይ
    @ጓልፖፕሺኖዳሳልሳይ 4 ปีที่แล้ว +1

    *በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ*
    *ክነፈ ርግብ በብሩር ዘግቡር ወገበዋቲሃኒ ሐመልማለ ወርቅ(2)*
    *ኣንቲ ምስራቅ ወወልድኪ ፀሐየ ጽድቅ*
    *ኣማን በኣማን(2)*ኢየሃልቅ ኪዳንኪ ወላዲተ ኣምላክ(2)*
    ብስም *ስላሴ* ሓቢርና ንዘምር

  • @AregawiZemichael
    @AregawiZemichael 2 หลายเดือนก่อน

    ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ስድራ ልዑል ኣምላኽ!

  • @semharsolomun3668
    @semharsolomun3668 4 ปีที่แล้ว +3

    ዕልልልልልልልልል ዕልልልልልልልልልልል
    ዕልልልልልልልልልልል ዝማረ መላአኽቲ የስማልና ጸጋ ጎይታናን መድሓኒናን እየሱስ ክርስቶስ ኣይፈለየኩም በረኸቱ የብዝሃልኩም ።

    • @mussiekibreab625
      @mussiekibreab625 4 ปีที่แล้ว +1

      Ellllllll zemare melakti yesmealna

  • @tsegayseyoum5449
    @tsegayseyoum5449 2 ปีที่แล้ว +3

    ዝሜሬ መላእክት ያሶማልን የስምዕልና ክቡር ሓዉ ብጣዕሚ ደስ ዝብል መዝሙር

  • @fiatentertainment6483
    @fiatentertainment6483 4 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤ኣሜን ዝማሬ መላኽት የስምዐልና❤❤❤❤❤❤❤

  • @danielmekonen4426
    @danielmekonen4426 4 ปีที่แล้ว +2

    AMEN AMEN AMEN ZMARA MELEKTI YSMALNA SDETNA YEHXRELNA

  • @rutaberha6497
    @rutaberha6497 4 ปีที่แล้ว +1

    Amen
    Amen
    Amen!
    Zamari nay ageglot zemnka yebarak🙏🙏🙏💒💒💒🤲🤲🤲

  • @wintazaid5440
    @wintazaid5440 2 ปีที่แล้ว

    አልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላክት የስማልና

  • @mrsmerry2057
    @mrsmerry2057 4 ปีที่แล้ว +4

    ዝማሬ መላእክት ዝተቀበለ ጎይታ ዝማሬኩም ይቀበለልኩም ኣፍቀርቲ እመኣምላክ ኣኅዋተይ። እመብርሃን ኩሉ ግዜ ብጸሎታ ትደግፍኩም፡ ዋህስ ጠበቃ ትኩንኩም። ብድጋሜ ዝማሬ መላእክት የስምኣለይ። ተባረኩ ፍቁራተይ

    • @emebrhaney4798
      @emebrhaney4798 4 ปีที่แล้ว +1

      Mrs Merry amen amen amen😇😇😇

  • @zebenz8300
    @zebenz8300 4 ปีที่แล้ว +1

    Aseyyy kendey des zebel mezmur Amlak xegue yebzehalkum zemaria melakti yesmalna 🙏🤲🙏🤲🙏🤲💖🇪🇷

  • @teklaytesfay9458
    @teklaytesfay9458 4 ปีที่แล้ว +4

    ዕልልልልልል ዕልልልልልልል ዕልልልልልልል
    ዝማረ መላእክት የስምዓልና!!! እግዚኣብሄር ጸጋ በረከቱ የብዝሓልኩም።

  • @adonaynegede1636
    @adonaynegede1636 4 ปีที่แล้ว +4

    ቃለ ህይወት የስመኣልና ስበሃት ለእግዛብሄር ለወላዲቱ ድንግል ወለመስቀሉ ክቡር ኣሜን ኣሕዋተይ ጽቡቅ መዝሙር

  • @milenbelai588
    @milenbelai588 4 ปีที่แล้ว +6

    ዝማሬ መላእኽት የስምዓልና! ብሓቂ ደስ ዝብል ዝማሬ! እግዚኣብሔር ጸግኡ የብዝሓልኩም!

  • @michaelteklay2105
    @michaelteklay2105 4 ปีที่แล้ว +4

    ኣሜን ዝማረ መላእኽት የስመዓልና፡
    ደቂ እመቤተይ

  • @finanteshale254
    @finanteshale254 4 ปีที่แล้ว +5

    ዝማሬ መላእክት የስምኣልና .ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባረክ 🙏🙏🙏

  • @filitytsegay7594
    @filitytsegay7594 4 ปีที่แล้ว +8

    Nohoma amlak xega ybzh,zemene agelglotkum ke ybark,xbuq srah,qale nay hiwet yesmalna

  • @WediGebriel19
    @WediGebriel19 4 ปีที่แล้ว +12

    ብሓቂ እግዚኣብሔር ጸጋኡ የብዝሓልኩ ዘምንኩም ይባርክ በረከታን ጣዕማን ፍቅራን ይክፈለኩም ብሓቂ ደስ ትብል ዝማሬ መላእክት የስመዓልና

  • @abrahamghebru8562
    @abrahamghebru8562 6 หลายเดือนก่อน

    Amen Amen Amen zmarie melakti yesmealna
    Egziabhier Amlak xegeu yebzhalka kubur hawuna Nay Agelgulot zemenka yibarkelka 🙏🏩✝️🙏🏩✝️🙏🏩✝️❤️❤️🇪🇷👍💯❤️🇪🇷👍💯😇✝️❤️🇪🇷👍💯😇😇🥰😘🥰😘🥰😘

  • @ወለተስላሴገብረጻዲቅ
    @ወለተስላሴገብረጻዲቅ 4 ปีที่แล้ว +2

    አጥንት የሚያለመልም ዝማሬ መላእክት ያሠማል

  • @MeseretEstifanos-l5v
    @MeseretEstifanos-l5v 5 วันที่ผ่านมา

    Ellllllllllllllll Ellllllllllllllll Ellllllllllllllll Ellllllllllllllll zmare melaekti yesmalna egziabher amlak segu yebzhalka orthodox nzelalem tnberelna ❤❤❤❤

  • @hhdhdhdhdhhdhdhdhheheh3863
    @hhdhdhdhdhhdhdhdhheheh3863 4 ปีที่แล้ว

    ኣሰይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይ
    ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል
    ዝሜሬ መላእክት የሰመዐና ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @yohanarussom7857
    @yohanarussom7857 4 ปีที่แล้ว +2

    አልልልልልልልልል አልልልልልልል አልልልልልልልልል ናይ ብሃቂ ተስፋና አኪ ማርያመይ

  • @fusfv877
    @fusfv877 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማን መላእኽቲ የሰምዓልና ኩቡር ሓወይ ኣሜን 🤲🤲🤲👏👏👏👏👏👏👏👏❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @adiamtekle1526
    @adiamtekle1526 4 ปีที่แล้ว +3

    Zmarie MelAkti YesmeAlna Yehwat Egziabhier Amlakna xegU yebzhalkum zemen hiwetkum ybark...embrhan thalkum Amen(3)...!

  • @Ethioahle
    @Ethioahle 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የስመዕልና

  • @shiferweldegabir3524
    @shiferweldegabir3524 2 ปีที่แล้ว +3

    ቃል ሂወት የስመዓል፡ እግዚአብሔርን ናይ ጸጋ ዕድመኩም ይባርክ ።

  • @kesanetyebio2079
    @kesanetyebio2079 2 ปีที่แล้ว

    Elllllllllllll Amen 3 zemare melakti yesmalna kiberti yhwatey Egzabhr segue yebzahalka kiberti yhwatey 🙏🥰🤲👏💒✝️

  • @awettberihu4404
    @awettberihu4404 4 ปีที่แล้ว +7

    ዝማሬ መላእክት የስመዓልና. ኣምላክ ናይ ኣገልጉለት ዘመንኩም ይባርኽ🙏

  • @siemeyob4503
    @siemeyob4503 4 ปีที่แล้ว +4

    ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ጥዕምቲ መዝሙር ድያቆን ናሆም

  • @rahelsiyum9668
    @rahelsiyum9668 4 ปีที่แล้ว +1

    Assey asse elllllllll ellllllllll ellllllllll zmare nay dawit ztekebeke goytana ykebelelkum emebetey maryamey hiyab nay keraniyo kiberlna 💖💖💖💖💖💖💖💓💓💓💓💓

  • @__-pd7tc
    @__-pd7tc 4 ปีที่แล้ว +17

    ዝማሬ መላእክትን ያሰማልን ደስ የሚል ዝማሬ ነው እግዚአብሔር ይጠብቃችሁ

  • @helenzemlckael992
    @helenzemlckael992 4 ปีที่แล้ว +3

    Elelelelelelelelelelele zemare melakti yesmalna amaladenat nayi kodese kodsan dengel mareyam ayifleyena nekolatena deki tewhado

  • @elaryayohannes2485
    @elaryayohannes2485 4 ปีที่แล้ว +1

    Amen Amen Amen zmare melakt yesmalna,egziabher amlak tsegu yebzhalkum

  • @oamlkkabhemakezerabasawern3646
    @oamlkkabhemakezerabasawern3646 4 ปีที่แล้ว

    Zemare malekti yesemalkum nay agolgulot zamenkum ybarek asyyyyy betami zhegus eyu ab sedat kemzi ketri abi xega eyu 💯💯💯❤❤❤🙏🙏🙏👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷⛪⛪⛪

  • @Zemenmisgna-m6k
    @Zemenmisgna-m6k ปีที่แล้ว

    ዝማሬ መላኣክት የስማዓልና ሓወይ❤ ኣደይ ማርያም❤ ጽላላ ተምብረልካ

  • @netsiart
    @netsiart 3 ปีที่แล้ว +1

    Zemare melakt yasemalen 🙏
    Gn tnsh fetenebgn ykerta🙏

  • @saraahamd8319
    @saraahamd8319 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና 👏👏👏👏

  • @ቃልስጋኮነ-ረ2ቀ
    @ቃልስጋኮነ-ረ2ቀ 4 ปีที่แล้ว +3

    Amen zmare melakti yesmalna egzabiher amlak xegakum yebzhalkum des zebl egzabiher b xolotkum yhalwena

  • @nebyattesfazgi3423
    @nebyattesfazgi3423 8 หลายเดือนก่อน

    Amen (3) qalehiwetu yesimialina kuburat ahiwatey

  • @ZeyadaZeyada-s4s
    @ZeyadaZeyada-s4s 3 หลายเดือนก่อน

    My favorite mezmur ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ማርያመይብርሃንሂወተይ
    @ማርያመይብርሃንሂወተይ 4 ปีที่แล้ว +1

    Amen Amen Amen
    Zmare melaekt yesmealna
    Dngle maryam mskulatna tkun tbarkena wn ርህርህቲ ኣዴና

  • @nigistihaile8323
    @nigistihaile8323 2 ปีที่แล้ว +1

    ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና
    ናይ ኣገልግሎት ዘበንካ ይባረኽ

  • @robelzeru9641
    @robelzeru9641 2 ปีที่แล้ว +1

    ዝማሬ መላኣኽቲ የስምዓልና ጸግኡ የብዝሓልኩም ፈጣሪ

  • @andemeskelzeramriam136
    @andemeskelzeramriam136 3 ปีที่แล้ว +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላእክት የማልና ነቶም ብዘይ ምስትውዓል dislike ዝብሉ ሰባት ድማ ምስትዓሉ ይሃቦም ።

  • @Berhanekiflu3065
    @Berhanekiflu3065 4 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስማኣልና እዚ እውን ህያብ እግዚኣብሔር እዩ ። ብርድኢት ውዕለት ኣምላኽን ምክንያት ድሕነትና ወላዲተ ኣምላኽ ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያምን ተረዲእኻ እትገብሮ ኩሉ መወዳድርቲ ዘይርከቦ ፍጹም ሐጉስ እዩ ዝፈጥረልካ ኣብ ልብካ ። እዛ ናትካ መዝሙር ድማ ሐንቲ ካብተን ዝምስጣኒ እያ ። ኣነ ብዓቅመይ ዝመኽረካ እምበኣር ዝተዋህበኻ ጸጋ ኣለኻ ብውዳሴ ኸንቱ ከይተጥፍኦ ጥንቅ ብል እዚ መንፈሳዊ ምክረይ እዩ። ዘረባ ደኣ ኣብዚሔልካ እምበር እታ መዝሙር ጽብቅት እንተ ኮይናስ ደቃይቅ ውስክ ደኣ ኣብለላ ምክንያቱ እቲ እተሕልፎ መልእክቲ እቲ ዝሰምዕ ሰብ ከስተማቅሮ ኣለዎ ዝብል ርኢቶ ኣለኒ ። ሰላም እግዚኣብሔር ምስ ኩልና ይኩን ኣሜን

  • @sahragoitom7317
    @sahragoitom7317 3 ปีที่แล้ว +2

    Amen 🙏 qal hiwet yesmelna 🕊🙏🙏🙏

  • @tekleageba9071
    @tekleageba9071 4 ปีที่แล้ว +2

    Amen
    Amen
    Amen zemari Melakti yesmalena &god bless you orthodox tewehado church 💒⛪💒🙏🙏🙏

  • @gereshishay1241
    @gereshishay1241 4 ปีที่แล้ว

    እልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልልልል ኣሰይ ኣሰይ ኣሰይ እግዚኣቢሄር ኣምላክ ናይ ኣጎልጉሎት ዘመንኩም ይባርከልኩምን ይቀድሰልኩምን

  • @milionyirgaw1249
    @milionyirgaw1249 4 ปีที่แล้ว +4

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላእክት የስማልና ዘመን ኣገልግሎትኩም ይባርክ

    • @mussiedebesay2350
      @mussiedebesay2350 4 ปีที่แล้ว

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዘመርመልእኪት ይስመዓልና

  • @bellezabella6266
    @bellezabella6266 4 ปีที่แล้ว

    Kndey libka zeresris mezmur yehwatey tsegakum yebzihayo zmarie melaekti yesmialina.

  • @musearayagaltigray8682
    @musearayagaltigray8682 2 ปีที่แล้ว +1

    አሜን አሜን አሜን ዕልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ጥዑምቲ መዝሙር ✝️🤲❤

  • @yohannesmebrahtom1916
    @yohannesmebrahtom1916 4 ปีที่แล้ว +1

    Amen Amen Amen 🙏 zimar melaekit yesmalna

  • @semerecheay2153
    @semerecheay2153 4 ปีที่แล้ว +2

    ዘማረ መላእክት የስማአልና.እልልልልልልልልልልእልለልልልልልልልእልልልልልልልል

  • @ereyereyerey1376
    @ereyereyerey1376 2 ปีที่แล้ว

    Asey orthodox tewahdo mukan ko kbri iyu asey elllllllllll zmare melakt yesmealna brukatey 😇😇🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @TesfaldetHagos
    @TesfaldetHagos 2 ปีที่แล้ว

    ኣሚውን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ኣምላክ ጸጋ የብዝሓልኩም

  • @feruzaman9391
    @feruzaman9391 3 ปีที่แล้ว

    Zmare melaekiti yesmaalna semekay zey timuno mezmur

  • @mezerberha5269
    @mezerberha5269 5 หลายเดือนก่อน

    እልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ❤❤❤❤❤❤

  • @simonkifleyesus3929
    @simonkifleyesus3929 3 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የስማዓልና ቅዱስ እግዚኣብሔር ኣምላክና

  • @Mariam-ha1239
    @Mariam-ha1239 4 ปีที่แล้ว +2

    *ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላእክት የስምዓልና ፡ እግዚኣብሄር ኣምላክ ጸገ በዲበ ጸጋ የብዝሓልኩም ኣሕዋት፡*

  • @WeldeMaryam185
    @WeldeMaryam185 2 ปีที่แล้ว

    ዝማሬ መላእክት የዝምዓልና። ዝማረኹም ይቀበለልም ፉቑራት ስድራ ክርስቶስ ይሕዋተይ።

  • @qestedebena859
    @qestedebena859 4 ปีที่แล้ว +3

    ዝማሬ መላእክት የስማዓልና ጸግኡ ይብዝሓልኩም ኣሕዋት

  • @tahgasabrahum6888
    @tahgasabrahum6888 4 ปีที่แล้ว +1

    ኣልልልልልልልልልል ኣሜን ዝማሬ መልኣኽቲ የስማዓልና።

  • @awita2732
    @awita2732 4 ปีที่แล้ว +1

    Zimare melakty yesmealna egzabher amlak nay zemen agelgulotkum ybark abxelotkum zekuruna

  • @mariameygoytay4676
    @mariameygoytay4676 4 ปีที่แล้ว

    እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል
    እልልልልልልልልልልልልልልልልል
    እልልልልልልልልልልልልልል ብሓቂ ኣማን ብ ኣማን ዝማሬ መላኢክቲ የስማዓልና

  • @michaelmehari1053
    @michaelmehari1053 4 ปีที่แล้ว

    ዝማሬ መላእክት የስመዓልና አሜን አሜን አሜን ረድኤትን በረከትን ኣማላዲነትን ናይ ኣዴና ቅድስት ቅዱሳን ንጽህት ንጹሃን ድንግል ማርያም ይሕደረና አሜን አሜን አሜን።

  • @haileshishay6173
    @haileshishay6173 2 ปีที่แล้ว

    Zemra melakti yesmaelna ⛪⛪✝️✝️✝️

  • @g-expressmedia6377
    @g-expressmedia6377 4 ปีที่แล้ว +2

    ዝማሬ መልእክት የስምዓልና። እዝጋብሄር ባዕሉ ይሓግዝኩም ክብራት ኣሕዋተይ ኣሓተይ ሓሳብ ልብኩም ይስመረልኩም፡

  • @delinatekle674
    @delinatekle674 4 ปีที่แล้ว +2

    ዕልልልል ዝማሬ መላእክት የስምዓና!!!!!!!

  • @adhanetgabremeskal8431
    @adhanetgabremeskal8431 2 ปีที่แล้ว

    Elllllllllllllllllll Elllllllllllllllllll zemara melakti yesmalna egzabhre amlak xegu yebzhalkum deki ema berhaney naye agoleglot zemen yebarkelkume ✝️⛪️✝️❤️🥰🥰🥰🌺❤️❤️🕊

  • @helenyismaw3979
    @helenyismaw3979 3 ปีที่แล้ว +1

    ዝማሬ መላዕክትን ያሰማልን በጣም የምወደው መዝሙር ነው ግን በጣም አፈጠናችሁት ሩጫ ነው ቀስ አድርጋችሁ ዘምሩት እንደመናፍቃን አይሁን

  • @ኤፍታህወለተሩፋኤል
    @ኤፍታህወለተሩፋኤል 4 ปีที่แล้ว

    ኣሰይይይይይ ዝማሬ መላክት የስመዓና እልልልልልልል ልልልልልልልል 💞💞💞💞💞💞💞💞💞🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏💞💞💞💞💞💞💞💞🌹🌹🌹🌹🌹🙏🙏🙏🙏🙏እግዚአብሔር ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሕ ኣሕዋተይ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይዓድልኩም ፍቁራተይ 💞💞

  • @beletekiros7632
    @beletekiros7632 4 ปีที่แล้ว +1

    ዝማሬ መላእክት የስምዓልና እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልየአገልግሎት ዘመንኻ እግዚአብሔር ይባርከልኻ

  • @asakelmariyemmariyem3638
    @asakelmariyemmariyem3638 4 ปีที่แล้ว

    zemare malikt yesmlin ewdachowalew ye Orthodox lijochi ke Ethiopia

  • @እኔየድንግልማርያምልጅነው
    @እኔየድንግልማርያምልጅነው 4 ปีที่แล้ว +1

    ዕልልልልልልልልልልልል ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላእክት የስመዓልና

  • @ortomezmurtube7181
    @ortomezmurtube7181 2 ปีที่แล้ว

    አንቲ ምስራቅ ወወልድኪ ዐሐየ ፅድቅ አማን በአማን ዝማሬ መላእክት ያሰማልን

  • @merasales8450
    @merasales8450 4 ปีที่แล้ว +2

    ዝማሬ መላክት የስመዓልና : እግዚኣብሄር ይባርኽኩም የሕዋት