ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
2 ተ ዓመት ብጣዕሚ እዩ ሃሲና ዋ ካብ ሐዚ ፍጹም ሰላም የውርደልና 😢😢😢
ሓሽሽ ድያ ትሰርሕ ነይራ 😮 እግዚአብሔር ጥዕና ያሃባ ትውለደሉ ትዘምደሉ ገዛ ይኹን
😂😂😂😂😂😂😂😂😂
እብ ሓሙሹተ ዓመት ይቅሪያና ዋኢ 10 ገይሪና እይወዶኢናይ ሕሻት እያ
ክኮን ኣለዎ እምበር በተለይ ዙ2ዓመት እዙይሲ ዳርጋ ንባዕልና ዘይኮንናስ
@@ዩዳሄ-ቨ7ቀ ቅድሚ ጦርነት ኹሉ ሪካሽ ሰለ ዝነበረ እያ ኣስሪሓቶ 😘❤
@@tube-di1so ሓቀኛ ተኾንኪ ኣብሰዕዲ እንታይ ትሰርሕ ነራ ተናገሪ ምኽንያቱ ኣብ 5ዓመት እንዳዓረብ ተቆፂራ እዚ ኣይትሰርሕን
ቅርሺሲ ፈጣሪ ተባሪክልካ እዩ እምበር ግንደን ብዝሕ ሒዝካ ኣይኮነን ዝኮነ ዝመፅእ በቃ ወላ ሽሕ ተኮይን ፈጣሪ ተባሪክልካ እዩ ዝከነ ትሰርሕ ሓፍተይ ማዓረይ እንካዕ ደስ በለኪ ምስ ጠዕናኪ 1000 ዓመት ንበሪ ኣቲ ጅግና ጠንካራ ጋል ኣብዚ ኣለ ላይክ ባ ❤❤❤❤
ብስራት ማዓርይ ሰላምኪ ይብዛሕ ብዝኸነ አብ ዓዲ ውሽጢ ሓጋዚ ዝነበራ ይኸውም ብስራት ሓፍተይ አበይ የመና በዚሑ ክብርተይ ግን ብዝኸነ ክንብርትዕ አለና❤❤❤
ማርያምን ኣነ እጃዛ ወፅየ ኣይፈልጥን 5ዓመተይ ጌረ ገዛ የኾነይ ጥዑይ ስራሕውን የብለይን ስራሕ ዓረብ ዘይኮነስ ካሊእያ ትሰርሕ ማለትዩ ለማንኛውም በዓል ጥዕናኣ ይኩን👏
ኣሜን ማዓረይ
ትክክ 5ገዛ አሰራሓ አነማ እጃዛ አይወፅን ግን መክሪ ፅብቅ ሓሺት ወሰክተል%።
ልሕግዛ ሰብ ነይርዋ ይኮን እንበይ ሓምሽተ የኮነይ ዋ ልዕሊኡ ተቀሚጥና ሓንቲ መዓልቲ ስራሕ ለይ ኣቃረፅና እውን ልሰራሕና ተሰራሕና ምምልኣ ኣቢዩና ኣለዋ ሕደግና እማ በይዛኪ ሰብ ላታሓገዘ እዩ ኣብ ዳሕና ደርውጃ ለለዋ
ሓቂ ብተለይ ኣብዚ ኩናት ምንም ኣይሓዝናንን😢
.ባ ሓቂ
ሓቂ ሓፍተይ ኣብ ዝሓለፈ ውን ቅድሚ ዓመት ሓደ ኣማሓራይ ሼር ዝበሎ ኣብ መቐለ እዩ ኢላ ሼር ገይራቶ ሐዚውን ኣብ ሓምሽተ ዓመት እያ ስርሓቶ ትብል ኣላ ኣብ ሕማቅ ስራሕ ትስርሕ ነይራ እንተኮይና እምበር ዓስርተ ዓመት ውን ኣይስርሕን
ሰላም ኣምላክ ምሳኪ ይኩን ዝያደይ የቀንየልና ብጣዕሚ እየ ዘመስግነኪ ብምክርኪ ❤❤❤❤❤❤❤❤
ባዓል ጥዕናአ ይኹን
ዋዉዉ ደሰ ክብል እግዚአብሔረ ይባሪከላ❤❤🎉🎉🎉
እግዚአብሄር አምላክ ገዝአ ይባርከላ ናይብ ሓቂይ ዝሓፊተይ እንድሕር 5 አመት ምንም ወጪ አንተዘይ ገይራ ይሰራሕ እዩ። ዝተረፊና ደሞ ንአ የሚሰለና😊🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ኣሜን❤❤❤
ክብረት ይሃበልና ክብርቲ ሓፍተይ❤❤❤❤❤❤❤💐💐💐🌾🌾🌾🥰🥰🥰🥰🥰🥰
ሰላምኪ ይብዛሕ ደስ ዝብል እዩ ጽቡቅ ትምህርቲ ኣዩ ሓቅኪ እኪ
እግዚአብሔር ንኹሉ ጊዘ ኣለዎ ኣጆና ብሩካተይ አምላክ ኣብ ዝፈቀዶ ኹሉ ይኾንዩ
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ብሓቂ❤
Bela tmnewo edme twna yhaba
ዋይ ትምክርክስ ደስ ክብለኒ አነስ ምጭውቲ ማምየ ❤❤❤😢😢ብሓቂ ዞም አወዳት ብጣዕሚ እዮም ዝሽውደካ
ሰላም ሰላም ሰላምሽ ይብዛልኝ ብስራትዬ እህቴ በትክክል እውነት ነው የመጣንበትን አንርሳ ዋው በእውነት በጣም ጀግና ናት በሰላም በጤና የምትኖርበት መርጋት 🥰🥰🥰👍👍
ፅብቅቲ ምክሪ የቀንየልና ዛሓፍተይ ፅሪቲ
❤😍
ዋው ብጣዕሚ ደስ ክብል ፈጣሪ ብሰላም ናብ ዓዳ ይመልሳ ትወልደሉን ትከብደሉን ይኩነላ ❤❤❤ዓድዓረብ ዘአላዋ ኣሕዋተይ ከምዚ ተሳኪዑለን ክርኢ ከለኩ ብጣዕሚ እዩ ደስ ዝብለኒ ድካሙ ስለዝፈልጦ 😢 ፈጣሪ ንኩልና ስደትና የሕፅረልና❤
እግዚአብሔር ይመሰገን ብሰራትዬ እንኳን ሰላም መጣሸ እግዚአብሔር ኢትዮጵያን ሰላም ያደረገለን አንዳንዴ በአማርኛ ፍትህ ለኛ❤
እሺ ዉዴዋ❤😍
ፁብቅ እዩ እግዚአብሔር ተመሊሲ ብሰላም ብዕረፍቲ ትነብረሉ ይግበረላ እግዚአብሔር ኣምላክ። ኣነ እውን 4ተ ሕጂ ረጊፀ ኣለኩ ግን መሬት ገዚአ የስራሕ ኣለኩ ከም ፍቃድ እግዚአብሔር ። መጀመርታ ዘይኮነ መጨረስታ ከርእየኒ እግዚአብሔር ፆሎት ኣመብርሃን ኣይፈለየኒ ኣይፈለክን ኣሕዊተይ ። ኣጀና ጠንኪርና ነስራሕ👌ስለዚ መውፂእክን ፍለጣ ናብ ስደት ዝበልክና ናይ ባሓቂ የቀንየልና ዛሓፍተይ😘😘
ገዉዝ እኺ ብሓቂ ክብረተይ👌❤😍❤😍
ዕላማይስ ኣይሰሓትኩን ዋ ደጊም 7 ዓመተይሞ ስራሕ ኣምላኽ ይመስገን ወፅየ ኣይፈልጥን ዕረፍቲ የብለይ ይሓስብ እለኹ እምበይ የስራሕኹን😉
ዋው ደስ ክብል ሓፍተኒ ባዓል ጥዕናኣ ባዓል እንጀራኣ ይኹን🙏 ኣበይ ቦታ እዩ ማለተይ እቶም ዝሰርሑላ ሰባት ይደልዮም እየ ክብርተይ ተገዲስኪ መልስለይ
ዝሕገዙ በይተሰብ ኣሕዋት ተዘይ ብላ ክትሰርሕ ትክእል እያ ወይ ስርሓ ዳዓረብ ኣይኮነንን ማለት እዩ ዋ ብዝኮነ ብዓል እንጀርኣ ይኩን ክዳን ኣይ ገዝእን እጃዛ ኣዕራብ ተዘይ ኣውፅኣኒ ኣይ ወፅእይ ኣርብዕተ ዓመት ገይረ ግን ምንም ነገር የብለይ ብዝኮነ ኣጆክን ኣሕዋተይ ኩሉ ነርክበሉ ኢና ተስፋ ኣይትቁረፃ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤በይተሰብ ናረዳእና ኣሕዋትና ናረዳእና እሞ ምስኡ ሰሪሕና ኣዕራብ ይከልኣና ናይ ሰለስተ ወርሒ ስለ ዝኮነ እምበይ ዋ ብዝኮን ኣጆክን ዘን ሓተይ ጀጋኑ ኢና ተስፋ ኣይትቁረፃ❤❤❤❤❤❤❤❤
😍❤😍😘😍
እግዚአብሔር ይመስገን ሰላምኪ ይብዛሕ ብስራተይ ያ ናይ ብሓቂ ቅድሚ ኩሉ ዓላማካ ክተሳክዕ ኣለካ❤
ሰላም ብስራተይ ተመስገን እግዚአብሔር አምላክ ልዕድመን ልጥዕናን ይግበረላ ብሰላም መሬት ዓዳ የርግፃ ብሓቂ እንተሰሪሕካ ዘይልወጥ ነገር የለን ሐዚ አነ ሸውዓተ ዓመት ጌረ አለኩ ገዛ ተመስገን ከምዚ አይኮነን ግን አብ አርባዕተ ዓመተይ ገዚአ አብዚ ክልተ ዓመት ነበረ ናይ ዓድና ኩነታት ግን ዳርጋ አብ ስድራይን ቤተ ሰበይን እየ ላሓገዝኩ እምበር እንድሕር ዕላማ አሊዩካ ኩሉ ይካአል እዩ አይዞና ንጠንክር ጥራሕ ፍትዋተይ❤❤❤
ትክክል ለባመይ❤😍😘
ዋውውውውአግዚአብሔር አምላክ ብሰላም ተመሊሳ አተዕርፈሉ ይግበረላ
ኣሜን ማዓረይ😍
👍. Selam selam. Very good video. I wish you happiness. 👍👍👍🌹🌹🌹🌷🌷🌷🌷
ብሰራትየ ከመይ ዓይንት ጀግና እያ ግን ብራትየ ናዒልኺ እዩ ፈጣሪ ኣምላክ ይባሩክልኺ❤❤❤❤❤❤❤
❤
ዝሓፍተይ ምእካል ናኣበይና እምበይ ካብ ስራሕስ ዓዲ የዋዓልናይ ናኣፍትናለ ባዓል ጥዕናኣ ይክነላ የምንያ
ሰላምኪ ይዛሕ ብስራተይ ዝፈትወኪ ሓፍተይ እንኳዕ ብሰላም መፃእኪዋውውው ብሓቂ ንፍዕቲ እያ😍🙏
እግዚአብሔር ይመስገን እንካዕ ብሰላም መፃእኪ ብስራትየ ብሓቂ
ትክክል ንፍዒቲ ሓፍትና
ሰላም ሰላም ብስርየ ሰላምሽ. ይብዛ እኳን ሰላም መጣሽ ❤❤🙏🙏
ጅግና ቃላት ይብለይ ከምዝይ ዓነት ኪሪእ ከለኩ ደሰታ ይሰመዕኒ❤
በሓቂ ትርሓሰይ ወይዘሮ😍❤
@@tube-di1so ምቅርተይ ብራንክ ነገራት ካዓ ሰርሒ ዝላዓለ ይቲፖር ኪቲበፅሕ እኪ 🙏
@@tarhastube9099 እሺ ክበረተይ የቀንየለይ😍
እግዚአብሔር ኣምላክ ብሰላም ይመልሳ : ተወልደሉ ተሕጎሰሉ ብሰላም እትነብረሉ ይግበራ : ጀግና እያ ብሓቂ : ግን ንሳ ጥራሕ ስለዝሰረሐት ኣይኮነን እቶም ኣብ ዓዲ ዘለው ቤተሰብ እውን ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም : ዕደለኛ እያ ከምዚ ገይሩ : ዘስርሕ ቤተሰብ ምህላዋ : 5 ዓመት ይኩን 8 ዋና ኣብ ዓዲ ዘሎ ቅኑዕ ቤተሰብ ተኾይኑ እዩ::
ብሓቂ ገነተይ👍
ብሓቂ 7 ዓመተይ እየ ኣነ እግዚአብሔር ይመስገን 1 ዓመት ከተማ ምስራሕኹ ገጠር ወፅኧ ኣብ ሓንቲ ገዛ እየ ዘለኹ ዕረፍት ወፅኧ ኣይፈልጥን ወለደይ እውን አውዲ አመት ኾይኑ ተዘይኾይኑ ምንም ኣይልእኸሎምን ካብኡ ግን ካብ ዝመፅእ ኣትሕዘ እስካብ ሐዝ ብዓድ ኣቦይ በዓድ እንይ ድድመጹ ክቅበል እነኧኹ ምንም የብለይን ሐዝ ግን ኣይቅበልን ተበልኩ እተን ደቀን ዝሰደዳ ቤተሰበይ ገዛይ እዳኸዳ ንወለደይ የሸግርለውኦም ንስኻትኹም ንገርዋ ትቀበሎም እናበላ እፍፍፍፍ ሐዝስ ተስፋ ውን ይቆርፅ አለኹ ስረሐይ ብጣዕሚ ሓያል እዩ ብጣዕሚ እውን ደኽመ ሐዝስ ዓደይ ከይኸድ እንታይ ሕዘ😢😢
@@ጓልድንግልማርያምእየ-ገ1መ ኣጆኺ ማዓረይ ጥዕና ብቻ❤😍
@@ጓልድንግልማርያምእየ-ገ1መ ክብርቲ ሓፍተይ ቤተሰብ ከይፃልኡ ዝብሃል ነገር የለን : ምንም ከይሓዝኪ ተኸይድኺ ይተረፍ እተን ደቀን ዝተቐበልክለን : ወለድኽውን ቆላሕ ኢሎም ኣይርእኩን : ኣይቕበልን ኣይሕውልን ኢልኪ :: ንባዕልኺ ኹኑ ሎሚ ኹሉ ፈታዊ ነብሱ እምበር ሰብኣውነት ዘለዎ የለን
ዝብሃል በሊ ምዓረይ 4ዓመትን 8 ወርሕን ስራሕ 3ሰሙን ጥራሕየ ኣቃሪፀ እምበር ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕየ ግን ዓቕሚ ክረክብ ኣይክኣልኹን😮ሓሽሽ ትሰርሕ ተነይራ ወይ የሕዋታ ተልዮምዋ እምበር ኣነስ ኣይኣምንን
ዋላ ኣነ 6ተ ዓመት ገይረ ምንም ለውጢ የብለይ
Hafitey mkrki tsbuk endyu gn akinna nnager ab hamushte amet kemzi geza aytserhn❤
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
Kdey wedia bejaki melsley 140 kare yakleni do kemzuy kserh zhaftey ❤❤❤
Melsley eba kbrti haftey bjaki ❤❤
❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤
አረ ዝእመን ተዛረቢ ደላሊት ተኮይና ደኣ እወ 8 ዓመት ዝገበርና ስራሕ ወጊፍና ዘይንፈልጥ ኣይኮነን ቤተሰብ ቀይርና ገዛ ክንሰርሕ ገዛና ጥራሕ እኳ ኣይሰራሕናን
ዋአ ሓደይ መሬት ተነርዋ እምበር ወይ ድማ ምስ አወዳት ትሰርሕ ተኮይና ኮንትሮ እምበር ዳዓረብ ሰሪሓ ከምዚ ኢላ አይትልወጥን ብሱሩ😮😮
ሰላምኪ ይብዛሕ
ኣላማጣ ዘይመፁ ተነይሮም ቤተሰባ ክትሰርሕያ ሓቅኪ ኢኪ ዘይነጥፍእ ተንኮን ናይ ዝተቀመጥናሉ ዓመት ተዋህሊሉ መስረሐና
እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድመን ጢዒናን ያሃባ እመበር ኣነሲ 5ዓመት ክመልኢለ ከማየይ ዝሰርሕ የለን ተማላለስ ግን😢ባዶ ኣዕረፈካ ዘይፈልጥ ሓንቲ ማዓልቲ ሰቂልካ መንም ኣይርደእንን 😢ኦ ኣምላከይ ንሳካ ትፈልጥ እመበር 5/የኮነነንዋ 7/ተገይረካ በዚ ከዚጊዘሲ መሬት ኣይገዘእን ዕድመ ያሃበና ጥራይ ዋንእው ቦታ ብርካሽ ናሃለዎ ገዚአቶ ኮላይለ ዘይትህብ ተከይና ቅርሺ እመበር ዕማሪ የከነይዋ ቦታካ የገዛእኩን.
ኣጆና ማዓረይ ጥዕና ብቻ😍😘❤
Aesa. Das kebel. Masya baley nana ewn tahibabrna zyaday
አብ ሓሙሽተ ዓመት አረ አይስራሕን ወይ ሓጋዚ እንተነይርዋ ወይ እቲ መሬት አይገዘኦተን ትከውን ምክንያቱም ብሓሙሽተ ዓመት መሬት እካ አየሰርሕን
ስራሕ ይፋላለ እየ ክብርቲ ሓፍተይ ሓሳብኪ ብጣዕሚ ፅብቅ እዩ እግዚአብሔር የኽብርኪ ግን ኣነ ገዛ ኽራይ የብለይ ቅርሺ ኣይጥፍኢ 10 ዓመተይ እየ ዕማራስ ይቅረየኒዋ እቲ ነርማል ገዛ ኣይወዳእኹይ
ኣጆኺ ማዓረይ😍❤😍❤😍
10ዓመተይ እየ ምንም ኣይገበርኩን ገንዘበይ ኣብ ባንኪ እዩ ወዲቁ ብቻ ዘይምጭናቅ
@@abititube6919 😍❤
welcome my sister Good job keep bhaki bisert😢❤❤
ሰላምኪ ይብዛክ ክብረተይ እንኳን ዳሒን መፃእኪ ❤❤❤❤
በት ኣበሳ❤
Egzabher nekulu gizye alewo
Kahsu zedgem hasu😅😅😅😊
Ate hafty kedey gebzat eko alewa mmsal sel zabyen eyen enber
Abtgray meret gezia ezu geza asirha elki kitzareb demay 5 amet ho
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
💖💖💖💖💖💖💖💖
ሰላም ሰላም መአረይ ብደሓን መጸና
😍❤❤
ብካሊአ ድአ እምበር ክንድዝይ ለይመስል ነገር እዩ ድማ ምስ እማትኪ አይተወዳድሪ ስው እንደቤቱ እንጂ እንደ ጎረቤቱ አይሆንም
😮😮😮😮😮😳😳ዓቂንኪ ሓሽይ
እሺ ዛሓፍተይ😍😂😂😂
ሰላም ሰላም ብሰራትየ ኣንኳዕ ብሰላም መፂኺ ውውውውውውው በጣዕ ደሰ ባሃልይ❤❤❤❤❤
አሰይ ደስ ክብል ብሓቂ
ዓዲ ዓረብ እዩ:: ግን መምሃሪ ክኮነና ግን ፅቡቅ እዩ❤
ሰላም ሰላምኪ ይብዛሕ ብስራተይ ሓፍተይ እንኮዕ ብሰላም መፃእኪ 😍😍😍😍ብሓቂ ትምህርትኪ ፅቡቅ እዩ ።ግን ብሓሙሽተ ዓመት ቤተሰብ ሓግዝኮ ገዛ ምስራሕ እንድዒ እሞ እዚ ዝመስል ገዛ ዓፈና ተሓውሳታ እያ😂😂😂😂ብርግፅ መሬት ኣብ ዳሕና ግዜ ገዝኣቶ ፀኒሓ ቅድሚ ጦርነት ተስርሓቶ ይካኣል ይከውን ።ግን ንቤተስ ናሓገዝኮ ኣይመልአልካን 😢😢😢😢ብቻ ኣምላክ ይመስገን ሰለ ኩሉ ነገር🙏🙏🙏
ኪዳን እዛ ጉዳይ ከመይ እያ ኣብ 5 ዓመት ቤተሰብ እናረዳእኻ ነዚ ዝመስል ገዛ ምስራሕ ይከኣል ድዩ? ህህህ😂
@@efremnega1781 ኤፍሬመይ ኣይ ዓፈና ተሓውስው እዩ በዚሐዚ ግዜ እኮ መሬት ብጣዕሚ እዩ ከብሩ ዘሎ 🙈😂😂😂
@@kidan5256 😅😅😅እዝ እማ ከለ ኩላልተይ ከሸጥ 😅😅ማለት ኡዩ ሐዝ ኹሉ ነገር ሰማይ ኡየዋ 😮😮😅
@@ጎልራያኩኩፉቶ 🙈🤣🤣🤣🤣
@@kidan5256 ክክክ ሓቀይ እየ
Kndey wediaula
Wowwwwwwቤት ኣንበሳ ኢልና ኢና😍😍😍
ክብርቲ ሓፍተይ ዕላማ ምርሳዕ ዘይኮነስ እግዚአብሔር ስለ ዘይፈቆዶ እምበር ስራሕስ ካባና ልሰርሕ ወዲያ ዋንኡ እግዚአብሔር ይባርከልና እዩ። እምበረሲ ክንትሮ ድያ ትሰርሕ ነይራ 🤔
በትክክል አነለ አይአምንን
እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን ንኩሉና አምላክ ሓሳብ ልብና የስመረልና🙏 ናይ መዳም ቀመማተይ ❤😍😍😍😍😍😍😍
ኣሜን ክበረተይ❤😍
ሰላምኺ ይብዛሕ ብስራተይ ግን ካሕተኪ ኣነ ኣብ ሓምሽተ ዓመት ቦታ ኡዩ ገዘአ ብከመይ ገዛኣ ይግርም ኡዩ ዋላ ኣነ ብዙሕ ገንዘብ ኣይዋጹኡይ እንታይ ኡዩ ምሽጡሩ😭😢
ዋላ አነ እየ አብ ሓሙሹተ ዓመት መሬት እየ ገዚአ እዚ ግን ከመይ እላ እያ ሓሙሹተ ዓመትሲ እዚ አሲሪሓ ግን ንስድራአ አይትሕግዚ ነይሪ ማለት እዪ ።
ዓረፍቲ ወፅየ አይፈልጥን እየ ብሱሩ ወይ ተሓግዛ አላ ማለት እዩ
ወው ሓሰት አይንድልን አነ ሓሙሸት ዓመት ገይረ እየ ከብ ሰራሕ ወፂአ አይፈልጥን ግና አብ ንእሸተይ ከተማ ቦታ ገዚአ ከዚ አብ ሰረት እያ ዘለኹ ደቀይ አብ ገዛ ሓዲገ ዝመፀአኹ አየ ሓሶት ግን አይጠቅማናን አለና አበቲ ሰራሕሱ
ኣብ ሓሙሽተ ዓመት ከምዚ ዓይነት ገዛ ኣይስራሕን መን ኢኪ ዳስ ዝሰርሕ ግንዲዚ ገቢ የብሉን
እግዚአብሔር ኣበርኪቱላ እንበይ ኣነ ኹንትራት እየ ልሰርሕኳ ግን 12 ዓመት ገይረ ዕረፍቲ ኣይወፅእ ልባዕለይ ኣይኽደን ግን ሀምዙይ ልበለ ገዛ ለስርሕ ቅርሺ የሓዝኹይ መዓረይ😄
ኣጆኺ ክትሰርሒ እኺ ማዓረይ😍😘
ሠላም ሠላም ብስራተይ ሐቂ❤
ሓሙሽተ ዓመት ሰሪሕካ ከምዚ ዝበለ ገዛ ዝስራሕ ታይ ዓይነት ስራሕ ድዪ ትሰርሕ ነይራ ዘይመስል ነገር ሰብ አተናውፃ
❤😘
ግን አትን ሓሶት እዩ ትብልአ ዘለኽን ዳሕና ዲኽን ዋላኳ ሓቂ ተዘይኾን ጠንካራ መንገዲ እያ ከም አብነት አቅርባትልና እና ንክንጥንክር እዩ ስለዚ ንጠንክር ❤❤❤❤
በሓቂ ለባም
😢😢😢አይ ግደፍና ማሓይላ ዳኣ አለና ዶ ዋ ባች
ዋይ ኤረ ቤይዛኪ ታይ ድያ ትሰርሕ ነይራ ኢጃዛ ለ ወፂና የንፈልጥዋ ክንደይ ዓመትና ገይርና ተመስገን ቤቴሰብና ነማሐድር አለና ግን ካሊእ ዳአ ትውስኮሉ ነይራ እንበይ ዳሰብ ሰሪሐ ክክክክ ልማነኛው መባልዕታ ይኮን
በት ኣንበሳ ይግበሮ 🎉🎉🎉❤❤❤
ኣሜን❤
ዳመዳም ሰሪሓ ነንዶ 5 ዓመት 10 ዓመት ሰሪሓ እዉን ከምዚ ኣይተስርሕን ::ኣይተጋንኒ ወይ ሓሺሽ ገለ ትሰርሕ ነይራ ተኾይና እንበር እቲ 5ዓመት እኮ ክንደይ ምኾነን እቲ ሒሳብ ፍልጥ እዩ ቋንቋ ክሳብ ትለምድ እኮስ ብርካሽ እያ ትሰርሕ ሰለዚ ሰቅ ኢልኪ ኣይተጋንኒ ወይ እቲ ትስርሖ ካብ ደማደም ወፃኢ ተኾይኑ ንገርና ኣብ ዓድና ንቦታ ንምስርሒ ነቁሒት ኣብ 5 ዓመት ክምዚ ተለወጠ ተትኾን ክሉ ምተለወጠ::
መአከብ ፎሎዉ የኡ ኮ😢😅😅😅😅😅😅
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
እሰይ ለባማት ኣሕዋተይ ባሓቂ ልመፀናሉ ዕላማ ንፍለጥ ኣሕዋት ካብ ባዕለይ ጀሚሩ 👆👏
❤❤
ኣብ 5ዓመት ክዱዝይ ዝኣክል ገዛ ተዓዲላ ኣብ ስደት10 ዓመተይ ገዛ ኣስሪሐ ግን የከምዝይን ማርያምን ዕረፍቲ ወፂኢ የፍልጥን መሓዝተይ ክጥልባ የጠልብ ገንዘብ ኣጥፍአ ኣይፍልጥን ግን ወለደይ ኣይቀየርኩ ወይ ኣተቀየርኩ ድካም ብቻ😢
ኣይዘኪ ብዘለኪ ተመስገን በሊ ክንደይ ኣሓት ኣለዋ 10ዓመት ገረን ምንም ዘይሰርሓ😢
❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ብሓቂ አበሲት 😍😍😍
👍👍👍👍✅✅❤
😍😍
Bkndey krshi asrihato
ወይ ሰብ ላይበፅሖ😥😥😥
ታይ ኮንኺ ማዓረይ ኣጆና😍
gin bisrtay kendeye waduwa
ልዕሊ 1ሚልየን ግን ቅድሚ ጠሩነት ኹሉ ርኮሽ እዩ ነይሩ😍
Afena🫣🤣🤣🤣
ሓሻዊት ከይተዕብድና ኣሹካይዶ ኣብ 5 ዓመት 10 ዓመት ገይርናዉን ኣይተቀየርናንዋ ኣይተብዝሕዮ
ስልክኪ ላኣክለይይ ብስራተይ❤
ኩንትሮ ሰሪሖም አውን ከምዚ የሰሩሕንዋ ሕደገና ድኣ ወይ ካሊአ ሰራሕ ትሰርሕ ማለት አዩ
አስይ ደስ ክብል ብሓቂ💘
😍❤
Silam ekan dena metashi❤
ጎበዝ ኮይና ግን ሓሙሽተ ዓመተይ ስራሕ ኣይወፅእን እየ ገዛስ ይቅረዋ መሬት ከማን ዘግዝእ ኣይሓዝኩን ብተለይ እዚ ኩናት ህስይ ኣቢሉና ያዓክ😢
ሰላምኪ ይብዛሕ ቡሱር ዓነይ ግን ካሓተኪ ስድራ ሓግዛ እሞ 5 ዓመት ገራ ከመይ ኣብለ ከምዚ ሰሪሓ ዋይ ኣያአምነሉይ ምክኒያቱስ እዙ ገዛ ኣሳራርሑስ ናይ ሓምሽተ ዓመት ኣይመስሊ እዚኣ ቦታ ሸይጣ ክትኾን ኣለዋ😮😮
አስየ ኣይሸጠትን ግን እንተሸጠን እዉን ኣብ ስደት ኮይና ዝገዘአቶን ዘጥረየቶን ቦታ እያ እየ እንበር ናይ ወለዳ ወይ ናይ ሰብ ኣይኮንን
Eizi zeyikon neger ayu azi 70karea ayu bota tewahiba asirihato kitikon alew amber ab 5 amet bota gezias eizi ketesirih atikieili
አነዉን አይአመንኩይ አብ ሓምሹተ ዓመትሲ መሬት እየ ገዚአ አነ ግን ዚቆልዓ ልወለዲ አይትሕግዚ ነይሪ ማለት እዩ
❤❤❤🙏🙏🙏👏👏👏👍
ዋይ ትሕሽው 5ተ ዓመትስ ኽንድዝ ትሰርሕ 😮😮😮😮
እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን ሰላምኪ ይብዛሕ ብስራተይ እንኳዕ ብሰላም መጻኺ ብሓቂ ደስ ብሃሊ ዝይክኣል የለን ዓለማ ዘለዎ ሰብ ጎቦዝ !! ይካአል እዩ አነ አብ 6ዓመት ካልኣይ ገዛ ይስርሕ አለኹ ግን አብዚ ዓዲ ክስርሕ እምብር ክውራዕ ክዕርፍ አይበልኩን ዝዕርፍሉን ዝዘናገዕሉን ሰርሔ ናብ ሃገረይ ምስ አተኹ እዩ sp ይቻላል አይዞና
ብሓቂ ፃድቃነይ ሓደ ሓደ ኣለዋ 8ተ ዓመተን 7ተ ዐመተን ገይረን ምንም የብልናን ይብላኻ ናበይ እየን ናገበረኦ ይገርመን እና ዋላ ኣነ ከምታ ናትኺ ዕላማ እየ ዘለኹ ኣምላከ ይመሰገን👏
መባልዕታ ይኩን ጊን አሕዊተይ ኣይትመካሓ 7 | 8 ዓመት ገይረን ናበይ ይገብሮኦ ኣለዋ ኣይትበላ ምክንያቱ ስደት ንኩሉ ኣይ ጥዕሞን ኣነ እግዚኣብሄር ይመስገን 11 ዓመት ገይረ ኣለኩ ስድራይ ሓጊዘ አሕዋተይ ኣምፂአ ድሮ እኮ ቅሙነገር ኮይኖም ብቲ ዓቅመይ እዉን ዝተፀገሙ ይሕግዝ እየ ዘለና ኣብ ዉሽጥና ንገበሮ ሰብ ኣይንጉዳእ
@@ABi585 ሰላምኪ ይብዛሕ ምቅረትይ ሓፍተይ ኹሉ ናይ ባዕሉ መንገዲ አለዎ 11ዓመት ተቀምጥኪ ንቤተሰብክን ንአሕዋትክን ቁምነገር ገይርኺ አለኺ ተመስገን ካብዚ ንላዕሊ ይለን!! ግን #ትምክሕቲ አይኮነን ዝያዳይ ዝወጻአኻሉ ዓለማ ገድፍና አብ ካልእ እንውዕል ዘለና ከ ንምንታይ ህይወትና ባዕልና ንበላሽው አይ ንሰብካ አይ ንባዕልካ ስለዚ ክንነቅሕ እምብር !!! ክንምካሕ አይኮነን እዛ ሓፍተይ !!! ካብ ሓፍትና ክንምሃር እዩ እቲ ዋና ዓለማ ዓዲ ማቱ ዝተርፍ የለን ኹላትና ምእታውና አይተርፍን ! ሰለዚ ተነቃሕና እዩ ክንደይ ሞ አሎ አብዚ ዓዲ ዘይተሳቀይ ኹሉ ዘይድገፍ የለን ካብ 10 ዓመት ንላዕሊ አብዚ እናተሳቀና ግን ከ ወይከ ንሕና ከ ከመይ ኢና? ስለዚ ቅር እንተእሉኪ ይቅረታ 👏😣
ይቅረ ይኩንኪ ክብርተይ ከሙኡ ዝበለኒ ምክንያት ክንደይ ኣለዋ ኣብ ስረሐን ዝዉዕላ ስሪሐን ቅርሸን ንዓዲ ናብ ቤተሰበን እናሰደዶ ብዓዲ ዝክሕድወን ስለ ዘለዋ ንኣተን ከይንጎደአን እለ እየ ካብተን ዝተካሓዳ ሓንቲ ኣነ እየ እግዚኣብሄር ንፅቡቀይ ኢሉ እዩ ግዲ ከሙኡ ገይርወ ብርግፅ ክዓ ክብርተዕ ገይርኒ
@@ABi585 አይዞና እዛ ሓፍተይ ናተይ በቲ ዝሓለፍ ተማህርና ህይወት ቀጻልት እያ መምሃሪ ገይርና ንበርትዕ ገንዝብ ሰርሕናዮ እምብር አይሰርሓናን እግዚአብሔር አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃበና ንኹሉ ክንበጽሖ ኢና 😘😘😘
መባልዕታ ይኹነላ
2 ተ ዓመት ብጣዕሚ እዩ ሃሲና ዋ ካብ ሐዚ ፍጹም ሰላም የውርደልና 😢😢😢
ሓሽሽ ድያ ትሰርሕ ነይራ 😮 እግዚአብሔር ጥዕና ያሃባ ትውለደሉ ትዘምደሉ ገዛ ይኹን
😂😂😂😂😂😂😂😂😂
እብ ሓሙሹተ ዓመት ይቅሪያና ዋኢ 10 ገይሪና እይወዶኢናይ ሕሻት እያ
ክኮን ኣለዎ እምበር በተለይ ዙ2ዓመት እዙይሲ ዳርጋ ንባዕልና ዘይኮንናስ
@@ዩዳሄ-ቨ7ቀ ቅድሚ ጦርነት ኹሉ ሪካሽ ሰለ ዝነበረ እያ ኣስሪሓቶ 😘❤
@@tube-di1so ሓቀኛ ተኾንኪ ኣብሰዕዲ እንታይ ትሰርሕ ነራ ተናገሪ ምኽንያቱ ኣብ 5ዓመት እንዳዓረብ ተቆፂራ እዚ ኣይትሰርሕን
ቅርሺሲ ፈጣሪ ተባሪክልካ እዩ እምበር ግንደን ብዝሕ ሒዝካ ኣይኮነን ዝኮነ ዝመፅእ በቃ ወላ ሽሕ ተኮይን ፈጣሪ ተባሪክልካ እዩ ዝከነ ትሰርሕ ሓፍተይ ማዓረይ እንካዕ ደስ በለኪ ምስ ጠዕናኪ 1000 ዓመት ንበሪ ኣቲ ጅግና ጠንካራ ጋል ኣብዚ ኣለ ላይክ ባ ❤❤❤❤
ብስራት ማዓርይ ሰላምኪ ይብዛሕ ብዝኸነ አብ ዓዲ ውሽጢ ሓጋዚ ዝነበራ ይኸውም ብስራት ሓፍተይ አበይ የመና በዚሑ ክብርተይ ግን ብዝኸነ ክንብርትዕ አለና❤❤❤
ማርያምን ኣነ እጃዛ ወፅየ ኣይፈልጥን 5ዓመተይ ጌረ ገዛ የኾነይ ጥዑይ ስራሕውን የብለይን ስራሕ ዓረብ ዘይኮነስ ካሊእያ ትሰርሕ ማለትዩ ለማንኛውም በዓል ጥዕናኣ ይኩን👏
ኣሜን ማዓረይ
ትክክ 5ገዛ አሰራሓ አነማ እጃዛ አይወፅን ግን መክሪ ፅብቅ ሓሺት ወሰክተል%።
ልሕግዛ ሰብ ነይርዋ ይኮን እንበይ ሓምሽተ የኮነይ ዋ ልዕሊኡ ተቀሚጥና ሓንቲ መዓልቲ ስራሕ ለይ ኣቃረፅና እውን ልሰራሕና ተሰራሕና ምምልኣ ኣቢዩና ኣለዋ ሕደግና እማ በይዛኪ ሰብ ላታሓገዘ እዩ ኣብ ዳሕና ደርውጃ ለለዋ
ሓቂ ብተለይ ኣብዚ ኩናት ምንም ኣይሓዝናንን😢
.ባ ሓቂ
ሓቂ ሓፍተይ ኣብ ዝሓለፈ ውን ቅድሚ ዓመት ሓደ ኣማሓራይ ሼር ዝበሎ ኣብ መቐለ እዩ ኢላ ሼር ገይራቶ
ሐዚውን ኣብ ሓምሽተ ዓመት እያ ስርሓቶ ትብል ኣላ ኣብ ሕማቅ ስራሕ ትስርሕ ነይራ እንተኮይና እምበር ዓስርተ ዓመት ውን ኣይስርሕን
ሰላም ኣምላክ ምሳኪ ይኩን ዝያደይ የቀንየልና ብጣዕሚ እየ ዘመስግነኪ ብምክርኪ ❤❤❤❤❤❤❤❤
ባዓል ጥዕናአ ይኹን
ዋዉዉ ደሰ ክብል እግዚአብሔረ ይባሪከላ❤❤🎉🎉🎉
እግዚአብሄር አምላክ ገዝአ ይባርከላ ናይብ ሓቂይ ዝሓፊተይ እንድሕር 5 አመት ምንም ወጪ አንተዘይ ገይራ ይሰራሕ እዩ። ዝተረፊና ደሞ ንአ የሚሰለና😊🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ኣሜን❤❤❤
ክብረት ይሃበልና ክብርቲ ሓፍተይ❤❤❤❤❤❤❤💐💐💐🌾🌾🌾🥰🥰🥰🥰🥰🥰
ሰላምኪ ይብዛሕ ደስ ዝብል እዩ ጽቡቅ ትምህርቲ ኣዩ ሓቅኪ እኪ
እግዚአብሔር ንኹሉ ጊዘ ኣለዎ ኣጆና ብሩካተይ አምላክ ኣብ ዝፈቀዶ ኹሉ ይኾንዩ
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ብሓቂ❤
Bela tmnewo edme twna yhaba
ዋይ ትምክርክስ ደስ ክብለኒ አነስ ምጭውቲ ማምየ ❤❤❤😢😢ብሓቂ ዞም አወዳት ብጣዕሚ እዮም ዝሽውደካ
ሰላም ሰላም ሰላምሽ ይብዛልኝ ብስራትዬ እህቴ በትክክል እውነት ነው የመጣንበትን አንርሳ ዋው በእውነት በጣም ጀግና ናት በሰላም በጤና የምትኖርበት መርጋት 🥰🥰🥰👍👍
ፅብቅቲ ምክሪ የቀንየልና ዛሓፍተይ ፅሪቲ
❤😍
ዋው ብጣዕሚ ደስ ክብል ፈጣሪ ብሰላም ናብ ዓዳ ይመልሳ ትወልደሉን ትከብደሉን ይኩነላ ❤❤❤ዓድዓረብ ዘአላዋ ኣሕዋተይ ከምዚ ተሳኪዑለን ክርኢ ከለኩ ብጣዕሚ እዩ ደስ ዝብለኒ ድካሙ ስለዝፈልጦ 😢 ፈጣሪ ንኩልና ስደትና የሕፅረልና❤
እግዚአብሔር ይመሰገን ብሰራትዬ እንኳን ሰላም መጣሸ እግዚአብሔር ኢትዮጵያን ሰላም ያደረገለን አንዳንዴ በአማርኛ ፍትህ ለኛ❤
እሺ ዉዴዋ❤😍
ፁብቅ እዩ እግዚአብሔር ተመሊሲ ብሰላም ብዕረፍቲ ትነብረሉ ይግበረላ እግዚአብሔር ኣምላክ።
ኣነ እውን 4ተ ሕጂ ረጊፀ ኣለኩ ግን መሬት ገዚአ የስራሕ ኣለኩ ከም ፍቃድ እግዚአብሔር ። መጀመርታ ዘይኮነ መጨረስታ ከርእየኒ እግዚአብሔር ፆሎት ኣመብርሃን ኣይፈለየኒ ኣይፈለክን ኣሕዊተይ ። ኣጀና ጠንኪርና ነስራሕ👌
ስለዚ መውፂእክን ፍለጣ ናብ ስደት ዝበልክና ናይ ባሓቂ የቀንየልና ዛሓፍተይ😘😘
ገዉዝ እኺ ብሓቂ ክብረተይ👌❤😍❤😍
ዕላማይስ ኣይሰሓትኩን ዋ ደጊም 7 ዓመተይሞ ስራሕ ኣምላኽ ይመስገን ወፅየ ኣይፈልጥን ዕረፍቲ የብለይ ይሓስብ እለኹ እምበይ የስራሕኹን😉
ዋው ደስ ክብል ሓፍተኒ ባዓል ጥዕናኣ ባዓል እንጀራኣ ይኹን🙏 ኣበይ ቦታ እዩ ማለተይ እቶም ዝሰርሑላ ሰባት ይደልዮም እየ ክብርተይ ተገዲስኪ መልስለይ
ዝሕገዙ በይተሰብ ኣሕዋት ተዘይ ብላ ክትሰርሕ ትክእል እያ ወይ ስርሓ ዳዓረብ ኣይኮነንን ማለት እዩ ዋ ብዝኮነ ብዓል እንጀርኣ ይኩን ክዳን ኣይ ገዝእን እጃዛ ኣዕራብ ተዘይ ኣውፅኣኒ ኣይ ወፅእይ ኣርብዕተ ዓመት ገይረ ግን ምንም ነገር የብለይ ብዝኮነ ኣጆክን ኣሕዋተይ ኩሉ ነርክበሉ ኢና ተስፋ ኣይትቁረፃ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤በይተሰብ ናረዳእና ኣሕዋትና ናረዳእና እሞ ምስኡ ሰሪሕና ኣዕራብ ይከልኣና ናይ ሰለስተ ወርሒ ስለ ዝኮነ እምበይ ዋ ብዝኮን ኣጆክን ዘን ሓተይ ጀጋኑ ኢና ተስፋ ኣይትቁረፃ❤❤❤❤❤❤❤❤
😍❤😍😘😍
እግዚአብሔር ይመስገን ሰላምኪ ይብዛሕ ብስራተይ ያ ናይ ብሓቂ ቅድሚ ኩሉ ዓላማካ ክተሳክዕ ኣለካ❤
ሰላም ብስራተይ ተመስገን እግዚአብሔር አምላክ ልዕድመን ልጥዕናን ይግበረላ ብሰላም መሬት ዓዳ የርግፃ ብሓቂ እንተሰሪሕካ ዘይልወጥ ነገር የለን ሐዚ አነ ሸውዓተ ዓመት ጌረ አለኩ ገዛ ተመስገን ከምዚ አይኮነን ግን አብ አርባዕተ ዓመተይ ገዚአ አብዚ ክልተ ዓመት ነበረ ናይ ዓድና ኩነታት ግን ዳርጋ አብ ስድራይን ቤተ ሰበይን እየ ላሓገዝኩ እምበር እንድሕር ዕላማ አሊዩካ ኩሉ ይካአል እዩ አይዞና ንጠንክር ጥራሕ ፍትዋተይ❤❤❤
ትክክል ለባመይ❤😍😘
ዋውውውውአግዚአብሔር አምላክ ብሰላም ተመሊሳ አተዕርፈሉ ይግበረላ
ኣሜን ማዓረይ😍
👍. Selam selam. Very good video. I wish you happiness. 👍👍👍🌹🌹🌹🌷🌷🌷🌷
ብሰራትየ ከመይ ዓይንት ጀግና እያ ግን ብራትየ ናዒልኺ እዩ ፈጣሪ ኣምላክ ይባሩክልኺ❤❤❤❤❤❤❤
❤
ዝሓፍተይ ምእካል ናኣበይና እምበይ ካብ ስራሕስ ዓዲ የዋዓልናይ ናኣፍትናለ ባዓል ጥዕናኣ ይክነላ የምንያ
ሰላምኪ ይዛሕ ብስራተይ ዝፈትወኪ ሓፍተይ እንኳዕ ብሰላም መፃእኪ
ዋውውው ብሓቂ ንፍዕቲ እያ😍🙏
እግዚአብሔር ይመስገን እንካዕ ብሰላም መፃእኪ ብስራትየ ብሓቂ
ትክክል ንፍዒቲ ሓፍትና
ሰላም ሰላም ብስርየ ሰላምሽ. ይብዛ እኳን ሰላም መጣሽ ❤❤🙏🙏
ጅግና ቃላት ይብለይ ከምዝይ ዓነት ኪሪእ ከለኩ ደሰታ ይሰመዕኒ❤
በሓቂ ትርሓሰይ ወይዘሮ😍❤
@@tube-di1so ምቅርተይ ብራንክ ነገራት ካዓ ሰርሒ ዝላዓለ ይቲፖር ኪቲበፅሕ እኪ 🙏
@@tarhastube9099 እሺ ክበረተይ የቀንየለይ😍
እግዚአብሔር ኣምላክ ብሰላም ይመልሳ : ተወልደሉ ተሕጎሰሉ ብሰላም እትነብረሉ ይግበራ : ጀግና እያ ብሓቂ : ግን ንሳ ጥራሕ ስለዝሰረሐት ኣይኮነን እቶም ኣብ ዓዲ ዘለው ቤተሰብ እውን ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም : ዕደለኛ እያ ከምዚ ገይሩ : ዘስርሕ ቤተሰብ ምህላዋ : 5 ዓመት ይኩን 8 ዋና ኣብ ዓዲ ዘሎ ቅኑዕ ቤተሰብ ተኾይኑ እዩ::
ብሓቂ ገነተይ👍
ብሓቂ 7 ዓመተይ እየ ኣነ እግዚአብሔር ይመስገን 1 ዓመት ከተማ ምስራሕኹ ገጠር ወፅኧ ኣብ ሓንቲ ገዛ እየ ዘለኹ ዕረፍት ወፅኧ ኣይፈልጥን ወለደይ እውን አውዲ አመት ኾይኑ ተዘይኾይኑ ምንም ኣይልእኸሎምን ካብኡ ግን ካብ ዝመፅእ ኣትሕዘ እስካብ ሐዝ ብዓድ ኣቦይ በዓድ እንይ ድድመጹ ክቅበል እነኧኹ ምንም የብለይን ሐዝ ግን ኣይቅበልን ተበልኩ እተን ደቀን ዝሰደዳ ቤተሰበይ ገዛይ እዳኸዳ ንወለደይ የሸግርለውኦም ንስኻትኹም ንገርዋ ትቀበሎም እናበላ እፍፍፍፍ ሐዝስ ተስፋ ውን ይቆርፅ አለኹ ስረሐይ ብጣዕሚ ሓያል እዩ ብጣዕሚ እውን ደኽመ ሐዝስ ዓደይ ከይኸድ እንታይ ሕዘ😢😢
@@ጓልድንግልማርያምእየ-ገ1መ ኣጆኺ ማዓረይ ጥዕና ብቻ❤😍
@@ጓልድንግልማርያምእየ-ገ1መ ክብርቲ ሓፍተይ ቤተሰብ ከይፃልኡ ዝብሃል ነገር የለን : ምንም ከይሓዝኪ ተኸይድኺ ይተረፍ እተን ደቀን ዝተቐበልክለን : ወለድኽውን ቆላሕ ኢሎም ኣይርእኩን : ኣይቕበልን ኣይሕውልን ኢልኪ :: ንባዕልኺ ኹኑ ሎሚ ኹሉ ፈታዊ ነብሱ እምበር ሰብኣውነት ዘለዎ የለን
ዝብሃል በሊ ምዓረይ 4ዓመትን 8 ወርሕን ስራሕ 3ሰሙን ጥራሕየ ኣቃሪፀ እምበር ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕየ ግን ዓቕሚ ክረክብ ኣይክኣልኹን😮
ሓሽሽ ትሰርሕ ተነይራ ወይ የሕዋታ ተልዮምዋ እምበር ኣነስ ኣይኣምንን