ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ጅግና ብጣዕሚ ኩልኽን ኣሕዋተይ ንዓኣ ይምስለና መሬት ዓድና የርግፀና💓💓💓💓💓 🙏🙏🙏🙏👆
አነለ ከምዚኣ እያ ደስ ትብለኒ ልመን ኢሉዎ ኣምላክ ሓንቲ ማዓልቲ ከርእየኒ ይኮን❤
ጅግና ኢኺ ምዓረይ ከየድነቅኩኺ ክሓልፍ ኣይደልን🥰ኣነ ኣብ ስደት እኔኹ 6ተ ዓመተይ ጌረ ምንም ዘጥረኽዎ ነገር የብለይን ንቤተሰብ እየ ዝብትን ገንዘበይ ግን እግዚኣቢሄር ይመስገን ዋና ነገር ጥዕና ዶ ኣይኮነን🥺✝️💖 ስደትት ምርር ኢሉኒ ድሕሪ 4ተ ወርሒ ንዓዲ ክኣቱ ይሓስብ ኣለኹ ብፀሎትኩም ሕሰቡኒ/ባኒ ደቂ ዓደይ🥰
እግዜአብሄር ዝሓሰብክዮ የሳከዐልኪ ዝሓፍተይ ግን ገንዘብ ተዘይብልኪ ንእሽተይ ሓዚ መናገድያኪ ዓዲከይድኪ ከይከብደኪ
@@fsedfsd-ch9fk ኣሜን ምዓረይ እሽኒ😔🥰🥰
ኣጀኪ ማዓርይ እግዚአብሔር ኣምላክ በሰላም ይእተኪ ማዓርይ ኩልና እና ግን እግዚአብሔር ይመስገን ጥዕና እንተ ሃልይካ🙏🥰
ኣቲ ሓፍተይ ምንም ዘይብልኪ ኣትእተዊ ጥዕና ተልዩኪ ብያንስ /1 ዓመት ንባዓልኪ ስርሒ
ብሰላም የእተኪ እግዚአብሔር አምላክ ምሳኪ ይኩን❤
ኣነስ ጀግና ሰበይት ክፈትው ብሰላም ያንብርክ ፈጣሪ ድስ ዝብል ህይወት ብሰላይ ጎብዝክ ምስራሕኪ❤
እንካዕ ናብዚ ኣብቀዐኪ ማዓረይ ንዓኪ የማሰለና ሕቶ 1ኣብ ስደት ክንደይ ዓመት ተቀሚጥኪ2 ገዛኪ ክንደይ ካሬ እዩ መስርሒ ከ ክንደይ ወዲኢልኪ ክትምልስለይ ተስፈ ይገብር 😊
አብ ክንደይ ዓመት ሰሪሒክዮ ገዛኪ ማዓረይ ንዓኪ የማስለና❤
አሜን ዛምበይተይ ንዓኺ የማስለና ክብረተይ ❤❤❤❤❤
የሙኒኪ ጓልነይ
ኣሜንኣሜንኣሜንብርሃነይ❤️❤️❤️❤️❤️
ብጣዕሚ ጎቦዝ አኪ ክብርቲ ሓፍተይ ኣደኒቀኪ ንዓኪ የምሰለና ለሙሰ ሰደት ምርር ይብለናሎ አዩዋ
ቤት ኣምበሳ ዛመዓረይ በዓል ጥዕናኺ ይግበሮ እትወልድሉ እተመርዕውሉ ይግበረልኪ 🙏♥️
ጀግና ኢኪ ብሓቂ ኣተልድሉ ኣተዝመዱሉ የገበርልኪ ማዓርይ👏💝💝💝
ኣሜን❤
ጅግና ኢኺ ብሓቂ ኣምላኽ የምኒኺ ምዓረይ ❤️❤️❤️
አምላክ ንኩልና ፍረ ፃማና ከምዚ የሪኤና አብ ስደት ዘለና🙏
አሜን አሜን አሜን
@@titilenopo ሳብስክራይብ ግበርለይ መዓረይ
አሜን(3)ወለላይ❤ ምሳጋናኽ ይብዛሕ ወለላይ ንዓኽ ያማስለና ዓድ ጥዕናኽ ይግብረልኽ እግዚአብሔር አምላኽ👏👏👏👏
ጀግን ለአኻ ይመሰለን ፈጣረ 👏👏❤❤
❤️❤️❤️❤️❤️👍👍
ኣሜን ንሰኪ ዋዕሮ ናይ ሰዑዲ ዓረብ ትባሃሊ ❤️❤️❤️❤️❤️💪👌ናዓኪ የማሰለና ገዛኪ ደሞ መሪቅናልኪ አና ርሑሰ ይኩን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ጓልነይ ጀግና ንኪድ ንከተላ ደቅ መዳም ❤️❤️❤️❤️
ተመሰገን ናይ ሱዑዲ ጓል እንደበሉ ምፍጣርና ክንፀልኦ ዝገብሩናንዓኪ ርእና ንፀናዕና ንኣክም የማሰለና ቤት ኣበሳ ይኩን 😘😘😘ጅግና እክ በእውነት
ዋውውውውው ደስ ክብል እት ስእል ኣድህኖ ናባዕሉ መቅመት ግበርሉ ኣብ ናፀሎት ቦታኽ ግበርዮ ማዓረይ🕊🕊
ኣሜን ማዓረይ ላኣኪ የዋስለና❤❤❤
አሜን ለባምይ ጋልነይ ደስ ባሃሊ ፅቡቅ ገዛየቀንየልና
ጀግኒት ንዓኺ የምስለና ደስ በሃልን ቕልል ልበለን ዋጋለ ሓሪፍ ብጣዕሚ እዛ ስእሊ ኣድኖ ናይ ባዕላ ቅልል ዝበለ መጋረጃ ተትገብርሉ ከመይ ምማዕረገ
ብሓቂ ደስ ይብል እግዚአብሔር ብፍቅርን ሰነያን ምስ ስድራኺ ትነብሩሉ ይግበሮ ❤
ማርያምን ደስ ክብል ክብርቲ ሓፍተይ ኣምላክ ከማኪ ይገበረልና❤❤
ጅጋን የኺ እግዚአብሔር አምላክ ዓድኺ ይባረከልኺ ንእኺ ይምሰለና ፈጣር ክብርተይ❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
ባዓል ዕድመኪ ጥዕናክን ይኩን❤
ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ውለዲ ክበዲ ዛሓፍተ ኣንስ ኣብስደት ነይረን ካምዙይ እለን ክርኢ ከለኩስ ብጣዓሚ እየ ዝሕጎስ እና ፈጣሪ ኣብስደት ዘለና ኩለና ውን ንዓኪ የምስለና ስደትና የሕፅረልና 😢ኣሜን
ኣሜንንን መዓረይ ንዓኺ የምስለና ጅግና የኺ ብሓቂ❤❤❤❤❤
ኣነስ ስብኣይ ኣለኒ ገዛ እውን በሐደ ከይንና ገዚእናዮ ግን ቅሳነት የብለይን ሰብኣየይ ግዜ ትብሃል የብሉን ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ እዩ ብጣዕሚ እየ ዝጭነቅ እግዚአብሔር ኣምላክ ሰደትና ኣሕፂሩ ናብ መሬት ዓድና የርግፀና
Ab Sdet Dikum Zelekum Marey ayzoki kulatna eina kemu fetari sdetna ahtsiru adna selam nnebr eina
@@ethiopiaislovelove9620 እወ ኣብ ስዕዲ ዓረብ ኣለኩ ኣይዘማን
Amen amen amen
ኣሰይ ደስ ክብል ኩሉ ነገርኪ ማዓረይ ንኹላትና አብ ስደት ዘለና ከም ናተኪ ይግበረልና❤️🙏ኣነ ናይ ኩሉ ግዜ ተምንተይ አዩ ከም ንትኪ ገዛ ኣቁሑ ዋና ግን ሞነርያ ገዛ ሓስብ መለአለይ ኣምላኽ ኣቦይ 🥺🙏
ኣብ ኩላትና እዩ ሞ በይነይ ይመስል ነይሩ ዝጭነቅ ብዝኽነ ፈጣሪ ሓሳብ ልብና ያስምርልና ኣሞን❤ድምራኒ እኽን ላ ❤
ንዓኪ የምስለና ማዓረይ❤❤
አሜን ክብረተይ ንዓኪ የምሰለና🙏❤❤
ጅግና ብጣዕሚ ኩልኸን ኣሕዋተይ ንዓኣ ይምሰለና መሬት ዓድና ያርግፀና❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣሰይ ጅብዕቲ ናይ ብሓቂ ጅግና ኢኺ ንሕና ካኣ ከማኺ ክንከዉን ኢና ንጽዕር ዘለና ኣዚና ኢና ነመስግነኺ ኣኽብርኺ ስለ ትምልስልና so thank you so much በርትዒ ❤️❤️❤️❤️❤️
እግዚአብሔር ብፍቅርን ስኒትን ትነብሩሉ ይግበረልኪ መዓረይ
ብጣዕሚ ደስ ይብል የቅንየልና ንዓኺ የምስለና መዓረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ❤❤❤
ዝደከመይ ይፍጠረሉ ግን ንሕና ክርስቲያን ሲ ኣብ እምነትና ብዘሕ ጥንኹራት ዘይኮና ጽቡቅ መደቀሢ መሥተይ ቡን መጻውቲ ሳሎን ንገብር ቤተ ጸሎት ግን ዘይንገብር ንምንታይ እዩ እቲ ኹሉ ዝሃበ እግዚኣብሔር ኣምላክዶ ኣይኮነን ንምንታይ ዳኣ ሓደ ክላስ ነቲ ስእሊ ኣድህኖ ዘይንፈልየሉ❤
ብጣሚ ደስ ዝብል አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እካዕ ብሰላም ናብ መሬት ዓድኪ አረገፀኪ
ብጣዕሚ ደስስ ዝብል እዩ ዝያዳይ ገዛኺ ክንነደይ ከፍሊ እዩ አርእይና ኹሉ ግዜ ኻአ ምፅና ብጣዕሚ ኢና ንፈትወኪ ብርየ ሓፍተይ♥️♥️
ኣሜን ዘቤተይ ንዓኽ የምሰለና❤❤❤❤
ማርያምን ብጣዓሚ ደስ ባሃሊ በቃ ኣቃማምጣኪ ምንዳ ብጣዓሚ ኢኪ ጅግን ዝሓፍተይ ናዓኪ የምስለና ፈጣሪ እና ታይ ክብለኪ ደለይ ንፁር ካሜራ ተጥቀሚ ናዓኪ ዝበለፀ ስራሕ እዩ ንመጀመርታ ጊዘ እየ ዝካታተለኪ ዘለኩ ዛሓፍተይ🙏
ኣሰይይ ደስስ ክብል የሚኒኪ ማዓረይ ብዓል ጥዕናኪ ይኩን ምፅፉፉ ደስ ክብል ናዓኪ የማስለና ዝረሃፀስ ካሓሳ ይሃቦ ኣምላክ🙏❤❤
እግዚአብሔር ይመስገን ሓፍትና አሜን አሜን አሜን ይግበረና
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ማዓረይ🙏🙏🙏
❤❤❤❤🎉🎉ባዓል ጥዕናኪ ይግበሮ ንዓኪ የማሰለና ዛሓፋተይ ጀግና ትሕትናኪለ ከየደነቅኩኪ ኣይሓልፍን ፅሪተይ❤
የቀንየልና ክብርቲ ሓፍተይ
ዋውውው ብሓቂ ልኣምላክኪ ኣመስግን ምስድራ እውን ኣራኪብኪ ኹሉ እውን ሂብኪ ናዓኪ ይምስለና ወለላይ እና ስእሊ ኣድሂኖ ቦታ ፍልኪ መጋርጃ ግብርሉ እምበተዋይ
እግዝኣብሔር ይባርከልኽ ነውሕ ዕድመ ጥዕና ይሃብኽ ደስስስ በሃሊ❤
ኣሜን ማዓረይ ናዓኪ የምስለና ብጣዕም ደስ ባሃለይ ጅግና❤❤❤
ተዓዲልኪ እግዚአብሔር ኣምላክ ንዓኪ የማስለና ክብረተይ❤❤❤
አሜን ማዓረይ ናአኪ የማስለና❤❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዛሓፍተይ ንዓኪ የማስለና ❤❤
አሰይ ፅሪቲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ዶሞ የሙኒኪ ማዓረይ ና አብ ሰደት ክንደይ ፀኒሕኪ ተገዲስኪ መልስልና❤❤❤
ኣሰይ ባዓል ጥዕናኪ ይግበሮ ፅሪተይ ታሓጉስኪ ትነብርዮ ይግበርኪ❤❤❤
amen marey
ኣሜ ን ኣ ሜ ን ኣ ሜ ን ማ ዓ ረይ ብጣ ዕ ሚ ደስ በ ሃ ሊ ሩሑስ ገዛ ይ ግበሮ መናብርቲ ይኩን በ ዓ ል ጥ ዕ ና ኪ ይኩን ♥️♥️♥️♥️♥️🙏🙏🙏🙏🙏
ተዓዲልኪ ዛእምበይተይ ጎቦዝ እና ሶፋስ ደስ ኽብል ዋጋኡም ደሓን እዩ አበይ ይርከብ
እስይ ደስ ክብል ማዓረይ ጅግና ኢኺ ብሓቂ እስኪ ናይ ገዛኺ አሳራራሓ ብደገን ብውሽጥን አርእይኒ ከመይ ከም ዝስርሕ ግራ አትይኒ ባ በጃኺ
ብጣዕሚ ደስ ይብል ዝሓፍተይ ጠንካራ ጋል ❤ ሰፍኪ ኣበይ ገዚእክዮ
ኣሜን፫ ልኣኪ የምስለና ክብረተይ
ጠንካራ ጓል ኢኺ እንቋዕ ንዚ ኣብቀዐኪ ካብ ናዳመዳም ስራሕ ናብ ገዛኻ ምእታው ክንደይ ደስ ይብል ይኸውን ንኣኺ የምስለና❤❤❤
ኣሜን🤲💚
በእውነት ፈጣሪ ይባርኪ ደስ ክብል ጎቦዝ ጅግና ኢኪ ብሓቂ ❤❤❤❤❤❤
ኣሰይ ባዓል ጥዕናኪ ይግበሮ ዝሓፍተይ ናዓኪ የማስለና ፈጣሪ❤❤❤
አሜን አሜን አሜንብርሃነይ
ቤት አንበሳ ይግበረልኪ ማዓረይ ትወልዱሉ ታዕሪፍሉ ይግበረልኪ አሕናለ ስደትና አሕፅሩ ንዓኪ የምስለና ፈጣሪ❤❤❤❤
💛💛❤ብጣዕሚ ቆጃእዮበርትዕይ ኣድየ ኣነውን ብሰለም ዓድና የእተወና ትግራና
ኣሜን ዝሓፍተይ የቀንየልና
የምኒኺ ልዕድመ ልጥዕና ይግበረልኪ ንዓኺ ዝገበረ ይግበረልና
እቲ ስእሊ አድህኖስ ናይ በዓሉ ቦታ ግበርሉ ቦታ ተዘይብልኪ ድማ ብሓደ ቦታ እክብ አብልኪ ብመጋረጃ ሽፍን አብልዮ❤🎉
ኣብ ሳሎን እኮ እዩ ኒኦ ታይ ፀገም ኣለዎ ከምታ ዘለዋ ደስበሃሊ እዩ
@@swswots6782 ስለ ክብሩ ብግብእ አብ ናይ በዓሉ ቦታ ብክብሪ ክቅመጥ እዩ ፅብቅ ኢለ እየ አብ ዝደለካዮ ሰዓት አቲካ አብ ቅድሚ ስእሊ አድህኖካ ኮይንካ ትፅልየሉ እዩ ደስ ዝብል ንአብነት እቲ አብ መንጎ አቅሑ ቡን ዘሎ ስእሊ አድህኖ አብ ፀግዒ ቴሌቪዥን(Tv) ድማ ደርፍ ደራማ ካልእ ብዙሕ ነገር ይረኣዮን ይስመዖን ይከዉን አብ ፀግዑ ስእሊ አድህኖ ሰቂልካ ፅብቅ አይኮነን ኢለ እየ ተተጋግየ ይቅሬታ ግበሩለይ አሕዋተይ
@@swswots6782 ስለ ክብሩ ብክብሪ ክትቅምጦ እዩ ፅብቅ። ናይ በዓሉ ቦታ ክህልዎ ፀሎት ቦታ ንበይኑ ቦታ ፍልይ አቢልካ ብመጋረጃ ዉን ሽፍን አቢልካ እዩ ፅብቅ። አብ ፀግዒ ቴሌቪዥን ግን ድራማታት ደርፊ ሰዓሲዒት ካልእ ብዙሕ ነገር ክትርእን ክትሰምዕን ስለትክእል ስእሊ አድህኖ አብ ፅግዑ ክከዉን ፅብቅ ኮይኑ አይስመዓንን እቲ አብ መንጎ አቁሑ ቡንን ገለን ዘሎ ስእሊ አድህኖን ዉን። ካብ ዝተመሃርክዎ ድማ ናይ ፀሎት ቦታ ክህልወካ ከም ዝግባእ ስእሊ አድሆኖ ድማ አብ ናይ ፀሎት ቦታካ ብክብሪ አቀሚጥካ አብ ዝደለካዮ ሰዓት ትፅልየሉ ትሰግደሉን።💗💐ተተጋግየ ድማ ይቅርታ አሕዋተይ🙏
✅
ስባስክራያብ ጉቡሩለይተጋሩዋይ❤❤
ብሓቂ ማዓረይ ላኣኺ የምስለና❤
ኣሜን ማዓረይ ቤት ኣምበሰ በዓል ጥዕናኺ ይግበሮ ዝያዳይ❤❤❤
ናይ ብሓቅ ደዝ ብሃል ንዓና ውን እስኽ የምስልና❤ ጅግናዋ
ኣሰይ ዛንበተይ ባዓል ጢዒናኪ ይኩን እትወልድሉ እትዝምድሉ ይግበርኪ❤❤❤❤
Amen marey
ላአኺ የምስለና ፈጣሪ ጋልኖዋ ❤❤❤❤❤❤
ጅግና እኽ ማዓረይ ናዓኽ የምስለና ዕድመይ ጥዕናይ ደማ ይሃብኽ 🙏🙏♥💘
ቤት ኣምበሳ ይኩን ባዓል ጥዕናኪ ይግበሮ ፈጣሪ እቲ ንብረት ውን ፅቡቅ ኣሪእክና ዋጋ ውን ኣነስ ፅብቅ እዩ ኢለ❤❤❤❤
ጅግና ጅግና ኢኪ ማዓረይ ክንደይ ዓመት ገይርኪ ኣብ ስደት ሰሪሒኽዮ 🎉🎉🎉
አነሰ ጀግና ሰበይት ክፈትዉ ጎብዝክ ምሰራሕኪ
ብጣዕም ደስ ባሃል ምጥን ዝበለ ደስ ክበለካ ዝሓፍተይ እግዚአብሔር ብሰላም ትነብሩሉ ይግበረልኺ ማዓረይአብ ቀፃል ናይ ሰራምኪ ንገርና ሰራምኪ ንገዛኻ አድላይ ድዩ ወይስ ዝብል ምስ ዋጋኡ አምፅእልና ሓፍተዋ
ቤተ አንበሳ ብፍቅር ብሰላምን ብጥዕናን ትነብርሉ ይግበረልኪ ወሊድኪ ዘሚድኪ ትነብርሉ ይግበረልኪ ማዓረይ ንሕና ውን ንዓኪ የምስለና❤
ኣሰይ ዝሓፍተይ እኳዕ ላብዚይ ኣብቀዐኪ ማዓረይ ንዓናውን ንዓኪ የምስለኒ ብጣዕሚ ደስ ባሃሊ❤❤❤❤🎉
አሰይይይይይ ብሓቅ ለባመይ ንዓክ የምስለና ፈጣር❤
አሜን ልኣኪ የምስለና ክብረተይ ❤
ባዕል ጥዕናኪ ይኩን ዝትወልድሉ ዝትከብድሉ ይኩን ከምኡ ይብሃል ድዩ😂😂 ዝርዝሮ ካብ ልቢ መርቀኪ አለኩ❤❤❤
አሜን❤❤❤(3)
ንዓኺ የምስለና እምበይተዋይ ደስ ኽብል ሰራሚኽ ሓንቲ ኽላስኽገበር ነይረ ኽንደይ ይውድአኒ መልስለይ ኣጉላዕ ናፊቀያ ደኺሙናኾ ሎምስ ስደት ደኺሙኒ ሓያል መዳም ኣዳቂቃትኒ ፈጣሪ ስደተይ ኣሕፅረለይ በረኸት ምለሰሉ ቕርሸይ ምሓዝ ኣብዩኒ🙏❤❤❤❤
በዓል ጢዒናኺ ይኹ ዛሓፍትይ ብጣዓሚ ደስ ዝብልዩ 🙏🙏🙏💖💖💖
ዋውውውውው❤❤❤❤ኣሜን ዋሓለዋይ ኣቃማምጣ ኣቑሑት እውን ይበልዩ እና ወሊድኪዶ ንገርና ክንደይ ዓመትከ ኣብ ስደት ተቐሚጥኪ ኣብ ክንደይ ዓመትኪ ገዛ ገዚእኺ
አሜን አሜን አሜን🙏🙏🙏💕💕💕
asey zhaftey edmen tenan yhabki kabizi nlaeli yfterlki des mbalu ms thtnaki❤❤❤❤❤❤
ትግራይ ኣበይ ቦታ እዩ ገዛኪ ማዓረይ❤
ኣድንቀክ ብሓቅ ዳኣኽ የምስለና እግዚአብሔር ኣምላኽ
ኣሰይ ጅግና ኢኪ ወለላይ ደስ ባሃሊ ኩሉ ምልእ ኣቢልክዮ ጎዶሎ ዘይብሉ ተገዲስኪ ብምምላስኪ ከምስግነኪ ይደሊ ብዓል ጥዕናኪ ይኩን ሓዳርኩም ይባረክ 👏ስብኣይኪ ለ ሒዝክዮ ንዒ ምእንቲ ኣፀቢቅና ኣሕንቅቀልና ክንብሎ ጓል መዳም ክትሕንቅቕ ኣለዋ ጨለ ዶ❤😁
ኣሰይ ጎይተይተይ ንዓኪ የምስለና እሰኪ እምበር ለሙስ ሰደት ፀሊእዮ😢
ጅግና ኢኺ እዛ ሓፍተይ ደስ ክብል ብስላም ብፍቅሪ እልትነብርሉ ይኹን🙏🥰🥰🥰🥰🥰🥰
ደስ ብሃሊይ ዝያዶይ ሐንቲይ ጥያቀ ክጥይቀኪ ናይ ሳሎን እና መደቀሲ ሰራሚክ ክንደይ ይዉድእ አንተ ፈሊጥክዩ ብካመንት ፀሐፊለይ
ምስ በለፈኑ 150 ሽሕ ይብሎ ነይርም ጥይቅሰ
@@Albaadallbadr እሺ ይቀንይለይ
ጠቅላላ ምስ መስሪሕኡ ድዩ ዋላ ንሰራሚክን ቦለፈንን ጥራሕ @@Albaadallbadr
ጅግና ብጣዕሚ ኩልኽን ኣሕዋተይ ንዓኣ ይምስለና መሬት ዓድና የርግፀና💓💓💓💓💓 🙏🙏🙏🙏👆
አነለ ከምዚኣ እያ ደስ ትብለኒ ልመን ኢሉዎ ኣምላክ ሓንቲ ማዓልቲ ከርእየኒ ይኮን❤
ጅግና ኢኺ ምዓረይ ከየድነቅኩኺ ክሓልፍ ኣይደልን🥰
ኣነ ኣብ ስደት እኔኹ 6ተ ዓመተይ ጌረ ምንም ዘጥረኽዎ ነገር የብለይን ንቤተሰብ እየ ዝብትን ገንዘበይ ግን እግዚኣቢሄር ይመስገን ዋና ነገር ጥዕና ዶ ኣይኮነን🥺✝️💖
ስደትት ምርር ኢሉኒ ድሕሪ 4ተ ወርሒ ንዓዲ ክኣቱ ይሓስብ ኣለኹ ብፀሎትኩም ሕሰቡኒ/ባኒ ደቂ ዓደይ🥰
እግዜአብሄር ዝሓሰብክዮ የሳከዐልኪ ዝሓፍተይ ግን ገንዘብ ተዘይብልኪ ንእሽተይ ሓዚ መናገድያኪ ዓዲከይድኪ ከይከብደኪ
@@fsedfsd-ch9fk ኣሜን ምዓረይ እሽኒ😔🥰🥰
ኣጀኪ ማዓርይ እግዚአብሔር ኣምላክ በሰላም ይእተኪ ማዓርይ ኩልና እና ግን እግዚአብሔር ይመስገን ጥዕና እንተ ሃልይካ🙏🥰
ኣቲ ሓፍተይ ምንም ዘይብልኪ ኣትእተዊ ጥዕና ተልዩኪ ብያንስ /1 ዓመት ንባዓልኪ ስርሒ
ብሰላም የእተኪ እግዚአብሔር አምላክ ምሳኪ ይኩን❤
ኣነስ ጀግና ሰበይት ክፈትው ብሰላም ያንብርክ ፈጣሪ ድስ ዝብል ህይወት ብሰላይ ጎብዝክ ምስራሕኪ❤
እንካዕ ናብዚ ኣብቀዐኪ ማዓረይ ንዓኪ የማሰለና ሕቶ 1ኣብ ስደት ክንደይ ዓመት ተቀሚጥኪ
2 ገዛኪ ክንደይ ካሬ እዩ መስርሒ ከ ክንደይ ወዲኢልኪ
ክትምልስለይ ተስፈ ይገብር 😊
አብ ክንደይ ዓመት ሰሪሒክዮ ገዛኪ ማዓረይ ንዓኪ የማስለና❤
አሜን ዛምበይተይ ንዓኺ የማስለና ክብረተይ ❤❤❤❤❤
የሙኒኪ ጓልነይ
ኣሜንኣሜንኣሜንብርሃነይ❤️❤️❤️❤️❤️
ብጣዕሚ ጎቦዝ አኪ ክብርቲ ሓፍተይ ኣደኒቀኪ ንዓኪ የምሰለና ለሙሰ ሰደት ምርር ይብለናሎ አዩዋ
ቤት ኣምበሳ ዛመዓረይ በዓል ጥዕናኺ ይግበሮ እትወልድሉ እተመርዕውሉ ይግበረልኪ 🙏♥️
ጀግና ኢኪ ብሓቂ ኣተልድሉ ኣተዝመዱሉ የገበርልኪ ማዓርይ👏💝💝💝
ኣሜን❤
ጅግና ኢኺ ብሓቂ ኣምላኽ የምኒኺ ምዓረይ ❤️❤️❤️
አምላክ ንኩልና ፍረ ፃማና ከምዚ የሪኤና አብ ስደት ዘለና🙏
አሜን አሜን አሜን
@@titilenopo ሳብስክራይብ ግበርለይ መዓረይ
አሜን(3)ወለላይ❤ ምሳጋናኽ ይብዛሕ ወለላይ ንዓኽ ያማስለና ዓድ ጥዕናኽ ይግብረልኽ እግዚአብሔር አምላኽ👏👏👏👏
ጀግን ለአኻ ይመሰለን ፈጣረ 👏👏❤❤
❤️❤️❤️❤️❤️👍👍
ኣሜን ንሰኪ ዋዕሮ ናይ ሰዑዲ ዓረብ ትባሃሊ ❤️❤️❤️❤️❤️💪👌ናዓኪ የማሰለና ገዛኪ ደሞ መሪቅናልኪ አና ርሑሰ ይኩን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ጓልነይ ጀግና ንኪድ ንከተላ ደቅ መዳም ❤️❤️❤️❤️
ተመሰገን ናይ ሱዑዲ ጓል እንደበሉ ምፍጣርና ክንፀልኦ ዝገብሩና
ንዓኪ ርእና ንፀናዕና ንኣክም የማሰለና ቤት ኣበሳ ይኩን 😘😘😘ጅግና እክ በእውነት
ዋውውውውው ደስ ክብል እት ስእል ኣድህኖ ናባዕሉ መቅመት ግበርሉ ኣብ ናፀሎት ቦታኽ ግበርዮ ማዓረይ🕊🕊
ኣሜን ማዓረይ ላኣኪ የዋስለና❤❤❤
አሜን ለባምይ ጋልነይ ደስ ባሃሊ ፅቡቅ ገዛየቀንየልና
ጀግኒት ንዓኺ የምስለና ደስ በሃልን ቕልል ልበለን ዋጋለ ሓሪፍ ብጣዕሚ እዛ ስእሊ ኣድኖ ናይ ባዕላ ቅልል ዝበለ መጋረጃ ተትገብርሉ ከመይ ምማዕረገ
ብሓቂ ደስ ይብል እግዚአብሔር ብፍቅርን ሰነያን ምስ ስድራኺ ትነብሩሉ ይግበሮ ❤
ማርያምን ደስ ክብል ክብርቲ ሓፍተይ ኣምላክ ከማኪ ይገበረልና❤❤
ጅጋን የኺ እግዚአብሔር አምላክ ዓድኺ ይባረከልኺ ንእኺ ይምሰለና ፈጣር ክብርተይ❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
ባዓል ዕድመኪ ጥዕናክን ይኩን❤
ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ውለዲ ክበዲ ዛሓፍተ ኣንስ ኣብስደት ነይረን ካምዙይ እለን ክርኢ ከለኩስ ብጣዓሚ እየ ዝሕጎስ እና ፈጣሪ ኣብስደት ዘለና ኩለና ውን ንዓኪ የምስለና ስደትና የሕፅረልና 😢ኣሜን
ኣሜንንን መዓረይ ንዓኺ የምስለና ጅግና የኺ ብሓቂ❤❤❤❤❤
ኣነስ ስብኣይ ኣለኒ ገዛ እውን በሐደ ከይንና ገዚእናዮ ግን ቅሳነት የብለይን ሰብኣየይ ግዜ ትብሃል የብሉን ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ እዩ ብጣዕሚ እየ ዝጭነቅ እግዚአብሔር ኣምላክ ሰደትና ኣሕፂሩ ናብ መሬት ዓድና የርግፀና
Ab Sdet Dikum Zelekum Marey ayzoki kulatna eina kemu fetari sdetna ahtsiru adna selam nnebr eina
@@ethiopiaislovelove9620 እወ ኣብ ስዕዲ ዓረብ ኣለኩ ኣይዘማን
Amen amen amen
ኣሰይ ደስ ክብል ኩሉ ነገርኪ ማዓረይ ንኹላትና አብ ስደት ዘለና ከም ናተኪ ይግበረልና❤️🙏
ኣነ ናይ ኩሉ ግዜ ተምንተይ አዩ ከም ንትኪ ገዛ ኣቁሑ ዋና ግን ሞነርያ ገዛ ሓስብ መለአለይ ኣምላኽ ኣቦይ 🥺🙏
ኣብ ኩላትና እዩ ሞ በይነይ ይመስል ነይሩ ዝጭነቅ ብዝኽነ ፈጣሪ ሓሳብ ልብና ያስምርልና ኣሞን❤ድምራኒ እኽን ላ ❤
ንዓኪ የምስለና ማዓረይ❤❤
አሜን ክብረተይ ንዓኪ የምሰለና🙏❤❤
ጅግና ብጣዕሚ ኩልኸን ኣሕዋተይ ንዓኣ ይምሰለና መሬት ዓድና ያርግፀና❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣሰይ ጅብዕቲ ናይ ብሓቂ ጅግና ኢኺ ንሕና ካኣ ከማኺ ክንከዉን ኢና ንጽዕር ዘለና ኣዚና ኢና ነመስግነኺ ኣኽብርኺ ስለ ትምልስልና so thank you so much በርትዒ ❤️❤️❤️❤️❤️
እግዚአብሔር ብፍቅርን ስኒትን ትነብሩሉ ይግበረልኪ መዓረይ
ብጣዕሚ ደስ ይብል የቅንየልና ንዓኺ የምስለና መዓረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ❤❤❤
ዝደከመይ ይፍጠረሉ ግን ንሕና ክርስቲያን ሲ ኣብ እምነትና ብዘሕ ጥንኹራት ዘይኮና ጽቡቅ መደቀሢ መሥተይ ቡን መጻውቲ ሳሎን ንገብር ቤተ ጸሎት ግን ዘይንገብር ንምንታይ እዩ እቲ ኹሉ ዝሃበ እግዚኣብሔር ኣምላክዶ ኣይኮነን ንምንታይ ዳኣ ሓደ ክላስ ነቲ ስእሊ ኣድህኖ ዘይንፈልየሉ❤
ብጣሚ ደስ ዝብል አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እካዕ ብሰላም ናብ መሬት ዓድኪ አረገፀኪ
ብጣዕሚ ደስስ ዝብል እዩ ዝያዳይ ገዛኺ ክንነደይ ከፍሊ እዩ አርእይና ኹሉ ግዜ ኻአ ምፅና ብጣዕሚ ኢና ንፈትወኪ ብርየ ሓፍተይ♥️♥️
ኣሜን ዘቤተይ ንዓኽ የምሰለና❤❤❤❤
ማርያምን ብጣዓሚ ደስ ባሃሊ በቃ ኣቃማምጣኪ ምንዳ ብጣዓሚ ኢኪ ጅግን ዝሓፍተይ ናዓኪ የምስለና ፈጣሪ እና ታይ ክብለኪ ደለይ ንፁር ካሜራ ተጥቀሚ ናዓኪ ዝበለፀ ስራሕ እዩ ንመጀመርታ ጊዘ እየ ዝካታተለኪ ዘለኩ ዛሓፍተይ🙏
ኣሰይይ ደስስ ክብል የሚኒኪ ማዓረይ ብዓል ጥዕናኪ ይኩን ምፅፉፉ ደስ ክብል ናዓኪ የማስለና ዝረሃፀስ ካሓሳ ይሃቦ ኣምላክ🙏❤❤
እግዚአብሔር ይመስገን ሓፍትና አሜን አሜን አሜን ይግበረና
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ማዓረይ🙏🙏🙏
❤❤❤❤🎉🎉ባዓል ጥዕናኪ ይግበሮ ንዓኪ የማሰለና ዛሓፋተይ ጀግና ትሕትናኪለ ከየደነቅኩኪ ኣይሓልፍን ፅሪተይ❤
የቀንየልና ክብርቲ ሓፍተይ
ዋውውው ብሓቂ ልኣምላክኪ ኣመስግን ምስድራ እውን ኣራኪብኪ ኹሉ እውን ሂብኪ ናዓኪ ይምስለና ወለላይ እና ስእሊ ኣድሂኖ ቦታ ፍልኪ መጋርጃ ግብርሉ እምበተዋይ
እግዝኣብሔር ይባርከልኽ ነውሕ ዕድመ ጥዕና ይሃብኽ ደስስስ በሃሊ❤
ኣሜን ማዓረይ ናዓኪ የምስለና ብጣዕም ደስ ባሃለይ ጅግና❤❤❤
ተዓዲልኪ እግዚአብሔር ኣምላክ ንዓኪ የማስለና ክብረተይ❤❤❤
አሜን ማዓረይ ናአኪ የማስለና❤❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዛሓፍተይ ንዓኪ የማስለና ❤❤
አሰይ ፅሪቲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ዶሞ የሙኒኪ ማዓረይ ና አብ ሰደት ክንደይ ፀኒሕኪ ተገዲስኪ መልስልና❤❤❤
ኣሰይ ባዓል ጥዕናኪ ይግበሮ ፅሪተይ ታሓጉስኪ ትነብርዮ ይግበርኪ❤❤❤
amen marey
ኣሜ ን ኣ ሜ ን ኣ ሜ ን ማ ዓ ረይ ብጣ ዕ ሚ ደስ በ ሃ ሊ ሩሑስ ገዛ ይ ግበሮ መናብርቲ ይኩን በ ዓ ል ጥ ዕ ና ኪ ይኩን ♥️♥️♥️♥️♥️🙏🙏🙏🙏🙏
ተዓዲልኪ ዛእምበይተይ ጎቦዝ እና ሶፋስ ደስ ኽብል ዋጋኡም ደሓን እዩ አበይ ይርከብ
እስይ ደስ ክብል ማዓረይ ጅግና ኢኺ ብሓቂ እስኪ ናይ ገዛኺ አሳራራሓ ብደገን ብውሽጥን አርእይኒ ከመይ ከም ዝስርሕ ግራ አትይኒ ባ በጃኺ
ብጣዕሚ ደስ ይብል ዝሓፍተይ ጠንካራ ጋል ❤ ሰፍኪ ኣበይ ገዚእክዮ
ኣሜን፫ ልኣኪ የምስለና ክብረተይ
ጠንካራ ጓል ኢኺ እንቋዕ ንዚ ኣብቀዐኪ ካብ ናዳመዳም ስራሕ ናብ ገዛኻ ምእታው ክንደይ ደስ ይብል ይኸውን ንኣኺ የምስለና❤❤❤
ኣሜን🤲💚
በእውነት ፈጣሪ ይባርኪ ደስ ክብል ጎቦዝ ጅግና ኢኪ ብሓቂ ❤❤❤❤❤❤
ኣሰይ ባዓል ጥዕናኪ ይግበሮ ዝሓፍተይ ናዓኪ የማስለና ፈጣሪ❤❤❤
አሜን አሜን አሜንብርሃነይ
ቤት አንበሳ ይግበረልኪ ማዓረይ ትወልዱሉ ታዕሪፍሉ ይግበረልኪ አሕናለ ስደትና አሕፅሩ ንዓኪ የምስለና ፈጣሪ❤❤❤❤
💛💛❤ብጣዕሚ ቆጃእዮበርትዕይ ኣድየ ኣነውን ብሰለም ዓድና የእተወና ትግራና
ኣሜን ዝሓፍተይ የቀንየልና
የምኒኺ ልዕድመ ልጥዕና ይግበረልኪ ንዓኺ ዝገበረ ይግበረልና
እቲ ስእሊ አድህኖስ ናይ በዓሉ ቦታ ግበርሉ ቦታ ተዘይብልኪ ድማ ብሓደ ቦታ እክብ አብልኪ ብመጋረጃ ሽፍን አብልዮ❤🎉
ኣብ ሳሎን እኮ እዩ ኒኦ ታይ ፀገም ኣለዎ ከምታ ዘለዋ ደስበሃሊ እዩ
@@swswots6782 ስለ ክብሩ ብግብእ አብ ናይ በዓሉ ቦታ ብክብሪ ክቅመጥ እዩ ፅብቅ ኢለ እየ አብ ዝደለካዮ ሰዓት አቲካ አብ ቅድሚ ስእሊ አድህኖካ ኮይንካ ትፅልየሉ እዩ ደስ ዝብል ንአብነት እቲ አብ መንጎ አቅሑ ቡን ዘሎ ስእሊ አድህኖ አብ ፀግዒ ቴሌቪዥን(Tv) ድማ ደርፍ ደራማ ካልእ ብዙሕ ነገር ይረኣዮን ይስመዖን ይከዉን አብ ፀግዑ ስእሊ አድህኖ ሰቂልካ ፅብቅ አይኮነን ኢለ እየ ተተጋግየ ይቅሬታ ግበሩለይ አሕዋተይ
@@swswots6782 ስለ ክብሩ ብክብሪ ክትቅምጦ እዩ ፅብቅ። ናይ በዓሉ ቦታ ክህልዎ ፀሎት ቦታ ንበይኑ ቦታ ፍልይ አቢልካ ብመጋረጃ ዉን ሽፍን አቢልካ እዩ ፅብቅ። አብ ፀግዒ ቴሌቪዥን ግን ድራማታት ደርፊ ሰዓሲዒት ካልእ ብዙሕ ነገር ክትርእን ክትሰምዕን ስለትክእል ስእሊ አድህኖ አብ ፅግዑ ክከዉን ፅብቅ ኮይኑ አይስመዓንን እቲ አብ መንጎ አቁሑ ቡንን ገለን ዘሎ ስእሊ አድህኖን ዉን። ካብ ዝተመሃርክዎ ድማ ናይ ፀሎት ቦታ ክህልወካ ከም ዝግባእ ስእሊ አድሆኖ ድማ አብ ናይ ፀሎት ቦታካ ብክብሪ አቀሚጥካ አብ ዝደለካዮ ሰዓት ትፅልየሉ ትሰግደሉን።💗💐
ተተጋግየ ድማ ይቅርታ አሕዋተይ🙏
✅
ስባስክራያብ ጉቡሩለይተጋሩዋይ❤❤
ብሓቂ ማዓረይ ላኣኺ የምስለና❤
ኣሜን ማዓረይ ቤት ኣምበሰ በዓል ጥዕናኺ ይግበሮ ዝያዳይ❤❤❤
ናይ ብሓቅ ደዝ ብሃል ንዓና ውን እስኽ የምስልና❤ ጅግናዋ
ኣሰይ ዛንበተይ ባዓል ጢዒናኪ ይኩን እትወልድሉ እትዝምድሉ ይግበርኪ❤❤❤❤
Amen marey
ላአኺ የምስለና ፈጣሪ ጋልኖዋ ❤❤❤❤❤❤
ጅግና እኽ ማዓረይ ናዓኽ የምስለና ዕድመይ ጥዕናይ ደማ ይሃብኽ 🙏🙏♥💘
ቤት ኣምበሳ ይኩን
ባዓል ጥዕናኪ ይግበሮ ፈጣሪ እቲ ንብረት ውን ፅቡቅ ኣሪእክና ዋጋ ውን ኣነስ ፅብቅ እዩ ኢለ❤❤❤❤
ጅግና ጅግና ኢኪ ማዓረይ ክንደይ ዓመት ገይርኪ ኣብ ስደት ሰሪሒኽዮ 🎉🎉🎉
አነሰ ጀግና ሰበይት ክፈትዉ ጎብዝክ ምሰራሕኪ
ብጣዕም ደስ ባሃል ምጥን ዝበለ ደስ ክበለካ ዝሓፍተይ እግዚአብሔር ብሰላም ትነብሩሉ ይግበረልኺ ማዓረይ
አብ ቀፃል ናይ ሰራምኪ ንገርና ሰራምኪ ንገዛኻ አድላይ ድዩ ወይስ ዝብል ምስ ዋጋኡ አምፅእልና ሓፍተዋ