New Eritrean Animation Comedy 2019 // ነገር ትምህርቲ /
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 2 ต.ค. 2024
- New Eritrean Animation Comedy 2019 // ነገር ትምህርቲ //
Copyright © Star Entertainment 2019
An unauthorized use, distribution, re-upload or transmitted in any form or use without the prior written permission of the publisher is strictly prohibited.
© All rights reserved.
- - - - Connect with us - - - - -
Facebook Page: / starentertainmentethioeri
Instagram:
/ starentertainethioeri
Twitter: / starentertainm
Website: www.starenterta...
*ዎውው ክትድነቁ ዘለኩም ዞም ይሕዋተይ ብፍላይ እዞም ኣብ ከምዚ ሞያ ትነጥፉ ካርቶን ብብዝሒ ናይ ህጻናት ብትግርኛ ተትሰርሑልና ነዞም ኣብ ደገ ተወሊዶም ዝዓብዩ ቆልዑ ቆንቆኣ ኣዲኦም ክምሃሩ ዓቢ ሓገዝ ዩ ጽቡቅ ተበግሶ*
Wwttttf
Naybahaki
Ño
new Eritrean movie by merhawi and colleagues sge
ብጣዕሚ ጽቡቕ ስራሕ ብጣዕሚ ዝድነቅ ስራሕ'ዩ።
ቀጽልዎ 👍 good job
.queen
በናእሽቱና ዘይረአናዮም ድኣ ሕጂ ንሪኦም ክክክ ዝድነቅ ስራሕ
😂😂😂😂😍😘
😂😂😂😂ብሓቂ ኣነስ ቆልዓ ተቀይረ tom end jeri ክርኢ አየ ዝውዕል
Ezi nay koleo aykonen animation akal nayti horror ,action ,romantic film u
Waw great job !!! Keep it up.
Wawww bejakum kemey gerkum ezi animation film serihkumo behakum haguzni fetine fetine abini
Qexlwo deqi ERI betemi xbuq medeb u beflay nehxanat 🇪🇷🇪🇷🇪🇷😍😍😍.
Good job Ama ,sami ,abi,Betu, well done mkuratey love you 😍😘❤❣💝.
voronika voronika thanks
ትምህርትና ኣዘኪርኩምና የቀንየልና
Wawwww betaimy nifuat deqi Erey...... kemzi eba sirhulna next time betaimye zifetu Animation.
እሞ ቁጽሪ እሞ ጠብላቅ ኢዩ መምህር😃😃😃😃😃😃😃😎😎😃😎😃
ኣንቱም ሰባት እንታይ ኮይኑዩ'ሲ ህራስ ኣብዩኒ?
እንታይ ኮንና ዲና ንሕና ደቂስና
Wawww betami des teble serah fershe tegebraka betami xebeqet qexalent kehlwa gen yelabwekum yehwat 👌👌👌💞💞💞💞💌
Nice 👌👌👌👌👌👌👌👌👌 work 👍👍👍👍👍👍👍👍👍 ,
ደስ ዝብል አየ.
I love it🤣🤣
so smats think well done guys it’t important for our children
Nice work
Wawww btaemi znead srah u ajokum kemzi mjmarkum nbaelu abi neger u
Good job
I love the Video.
ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ቀጽሉዎ ንሕና ኻኣ like en comment ኣይንሓምቅን
Betami xhbuk tbgso GN naytom character msli amena nab xhada koynu, entetkailu beknretkum keyrwo. Adnakikum eye
🌻🌻💐💐💐🌻🌻
🌻🌺 እንኳን 🌺🌻
🌻 ደና መጡ 🌹🌻
🌻🌻🌾🌾🌾🌻🌻
ሚዘር ጓል ወይ ንቅንቅ ፈታዊት ሙዚቃ Hiiii mizer konjo kmy alkie enty da kemu eyu zegber tefikie eko sweety
@@ሕልናቆሪራኣዝማሪኖ2007 ከመይ ከ ሰላም ድዩ ☺☺❤👈
ሚዘር ጓል ወይ ንቅንቅ ፈታዊት ሙዚቃ selam yu kmy neskie hasiskenie ko mizu ayney beyen beyen da alkie
Ema, sami, abi, beti
🤣🤣🤣 you are great 😍
ብጣዕሚ ጽቡቅ ተበግሶ ቀጽልዎ።
በጣሚ ፅብቅ ት ግርኛ ኣብ ዩቱብ የላን ብ ዕ ጣሚ ዘናድ ሰራሕ
Wawwwww 😘😘😘😘😍
Wwwwwwwwwwwwwwwwww good job
ጽቡቕ ስራሕ። ቀጽልዎ።
ዋው ፅቡቅ ትምህርቲ ቀፅልሉ
ውውውውውው ኣለጀኩም
Wwwww kkkkkkkkkkk 👍👍👍👍👍💓❤️
Wawww nay bhaki xbkti srah eya kexlwo
Kkkkkkkk nice work
Ema & Beti and the whole cast...so proud of you....keep up the good job.....tnsie
Haha 😂 omg abkire dye ati 🤣
Wowww good job really l appreciate it keep it up
Nufoat betami xebuq
Wow 🤣🤣🤣
💗💗💗👍👍👍👍
ዋዋዋዋዋዋዎ ብጣሚ ዝድነቅ ስራሕ ዩ ቀጽልዎ ቀጽልዎ
😁
ዋውውውውውውውውውውው ደስ ዘብል ስራሕ ቀጽልዎ
ጽቡቅ ስራሕ
kkkkkkkkklkl
መኣርምታ!
"ኣነ ፌሩዝ ይብሃል" ዘይከነ "ኣነ ፌሩዝ እብሃል" ኢና ንብል ኣብትግርኛ ሰዋስው:: እዚኣ ሕሰቡላ ቃንቃ ይሓጽረኩም ኣሎ የሕዋት::
MERHAWI HAILE HADUSH እንታይ ማለትካ እዩ
MERHAWI HAILE HADUSH ሓቅኻ ኣለኻ:: እዚ ብቦታ ዝፉላሌ ቃንቃ ናይ ድምጺ ወይ ኣልሃጃ እዩ:: እዚ ንትምህርቲ ኢልካ ዝቀርብ ግን ጉቡእ ሰዋስው ዝሓለው ”standard” ዝኸነ ዓይነት ኣጸሓሕፋ ክህልዎ ይግባእ ንምባል እየ::
😂😂😂👌👍
wow
Btaami ፅቡቅ srah tanx ካብኡ ብምቅፃል ድማ ኣብ ግዜ ትምህርትና እንተዝኸውን ኔሩ ክንደይ ፅቡቅ ምኾነ
Thanks 😍🇪🇷🤣🤣🤣
🤣🤣🤣🤣🤣
ፀቡቅ ሰራህ ግን ንቆልኡት ካብ ኮነ ፀርፉን ገርጨውጨጨው አአወወግዱ
ዓገብ ብዞም ናይስደት ትቅልድ ኣለኹም ፀሊኦኩም ሕጂ
Kkkkkkkk xbuqti mezanagiet
amazing good job i love 1080 film and shool thing
Hhhhhhhhh
Weskuna eske kolaut fetyoma
Nxbe Alena
Des zebel serah, but i have one question? Who is the programmer in this animation?
Kkkk bselam mtsu
😂😂😂
ቁጽሪ ቶብላቅ 🤣🤣🤣🤣🤣
kexlo wawww
Bravo Thommy hawey
😆😅
Ata eti sami nesheneshe koynu ysimaka
Kkkkkkkkk xbuk srah
Kkkkkkkk well done.
Wwwww nice job gays
Good luck
Love u more Sami ❤Ama ❤Abu ❤biatu keep going
ካበይኑኩም ደው ክትብሉ እለ እየ ኣነስ ደው ከባህለኩም ኽኽኽኽኽኽ ሰሓቅ ሞይተ
ክክክ ክልተ ገዚፍ ኢድ
Waw good
😯😲😳🤣🤣🤣🤣❤️🙏
Dis like ayfeqeden u only like
እዋይ ነገር ንትምህርቲ
Waww Betami Xibuk Kexilwo
ርእየ ዘይመንዎ😂😂
😅👍😃 kkkkkmm
des zebl yu
Kkkkkkk kaf alekum
ኣነ ውን ስመይ ካላልየኩም ሰላም ይባሃል ወይከኣ ሰላማዊት ይባሃል ሽመይ እካ ብዙሕ እዩ እዚ ብውሕድ ዘሪዚረዮ ኣለኹ ሰላም ማለት ሰላም እዩ ከምኡ ተመሳሳሊ ድማ እስላም ማለት እዩ ሰለማዊት ከኣ ተመሳሳሊ ሰለማዊ ሰብ ማለት እዩ ሕጂ እንታይ ንምባል እየ ደልየ ዘለኹ ኣነ ሓሪሰ እበር ኣይተኸስተንኩን ወደይ ካብ ዝወልዶ 3ተ ዓመት ጌሩ ኣሎ ክክስተን ግዴታይ ድዩ ምክንያቱ ሰበይቲ እተወሊዳ እድሕር ዘይተኸስተነት ከም ኣስላመይቲ እያ ይባሃል ዘይ ምክስታነይ ከኣ ኣብ ኦሮባ በጊዕ ባዕልኻ ገዚእኻ ኣብ ገዛኻ ክተኽስትኖ ኣይፍቐድን እዩ ኢላ ብማሽን ዝተሓረደ ሕጂ እንታይ እዩ እቲ ሚስጢሩ ኣብ ገዛኻ ክተኽስትኖ ዘይፍቐድ ብማሽን ዝተሓረደ ግን ይፍቐደልካ ማንኛው ቖንቖ ጸገማት ኣለዎ ቕድሚቱ ጽቡቕ ይመስል ኣብ ድሕሬቱ ግን ኩፉእ ዝሓዘለ እዩ ሎሚ ንባዕሉ ብዛዕባ መምህር ኣላዓዒልና ኔርና ሓደ ማሓመድ ዝባሃል መሳርሕተይ እዩ ኣብ ስርሑ ከምዚ ዋዕይ ነገር እዩ ዳርጋ በቲ ንሱ ዝሰርሓሉ ንክትሓልፍ በጣዕሚ ኣሸጋሪ እዩ ኣነ ጸገም ዝባሃል የብለይን ቐጣን እየ ከመይ ጌሬ ብዘዴ ከምዝመሓላለፍ እንተ ንሱ ግን በቲ ኣነ ዝሰርሓሉ ክመጸኒ እከሎ ይዕንቐፍ ሕጂ ምስቲ ዋዕነቱ ከኣ ተጻውርነት ዝባሃል የብሉን ኩሉግዜ ከኣ ክትቐናቐስ እከለኻ ምስትውዓል ይሃልኻ ወይ ከኣ ዕቕፋት ካጋጥመካ እከሎ ኣይትሕረቕ ተጻወር ንጸዋወር ኣነ ንምንታይ ዘይዛረብ ብዝራብ ይኣብየኒ ከምቲ ንስኻ ትዛረቦ ኣይኣብየንን ግን እንታይ ደኣ ምጽውዋር ዝባሃል ኣሎ ክንጸዋወር እዩ ዘለና እየ ዝብሎ ሕጂ ምስ ተዓቐፈ እናዓል ኣቡኪ ሙኺክ ኢሉ ይጸርፈኒ ሽዑ ምንም ኣይበልክዎን ምስ ተረጋገአ ግን ሕቶ ሓቲተዮ ስምዓኒ መሓመድ ንኣቦኻ ትፈትዎ ዶ ይብሎ ኣቦይ የለን ሞይቱ እዩ ይብለኒ ደሓን ንስኻ ኣለኻ ዶ ይብሎ እወ ትሪእኒ እዶ እኔሀኺ ይብለኒ በቓ ንስኻ እተሃሊኻ ኣቦኻ ኣይሞተን ኣሎ ቢሂወት ስለዚ ኣቦኻ ትፈትዎ ዶ ይብሎ እወ ይፈትዎ ይብለኒ እባኣር ንኣቦኻ እድሕር ትፈትዎ ኮይንኻ ኣነ ውን ካማኻ እየ ኣቦይ ይፈትው እየ ስለዚ ናትካ ኣቦኻ ናዓይ ኣቦይ ማለት እዩ ናተይ ኣቦይ ከኣ ንዓኻ ኣቦኻ ማለት እዩ ስለዚ ንምንታይ እናዓል ኣቡሙኺክ ኢልካ ትጽርፈኒ ኣነ ምሳኻ ስለ ዘለኹ ከም ድላይካ ጽረፈኒ ቦቦይ ግን ኣልዒልካ ከይትጸርፈኒ ካልኣይ ማዓልቲ ከይትደግም ይብሎ ሽዑ ስቡሓንኣላህ ኣቦኺ እንታይ በዲሉኒ ነቦኺ ዘይጸረፍኩ ንርእስኺ እየ ጸሪፈዮ ይብለኒ ኣነከኣ ንርእሰይን ንኣቦይን ኢኻ ጸርፍካ ብከመይ ተረዲእኽዮ ይብለኒ ኣነ ከኣ ንዓይ ክትጸርፍ እድሕር ደሊኻ እነዓል ኣቡሙኺክ ዘይኮንካ እትብል እነዓል ሙኺክ ኢኻ ክትብል ዘለካ ሽዑ በቓ ሕጂ ተረዲኡኒ ኣልዓፎ ኢሉ ኣብ ግንባረይ ይስዕመኒ ገሪሙኒ በቓ እሺ ይቕሬታ ይኹነልካ ግን ንስኻ ዘይኮንካ ጌገኛ እቲ መምህር ናይ ቖንቖ ዘምህር እዩ ጌገኛ ኢለ ይምልሰሉ በቓ ሰላመይ ካልኣይ ክስዕመኪ ኣይኣመንክንን ይብለኒ ሽዑ ብጣዕሚ ኣሕዚኑኒ ይኣክል በቓ ያሓቢቢ ኢለዮ ስለዚ ማንኛው ቖንቖ እንተስቲብህናሉ ከክፉኡ ዝሓዘለ እዩ
Nay amlak diu ??????
Z🎉❤😮ህ
kkkkkkkk wey kkkkkkk😁😁😁
😂😂😂😂
Animation ምስራሕካ ፅቡቅ ግን እቶም ቀልድታት ዳርጋ ኣየስሕቁን ኩሎም!! ብፍላይ ስዲ ወዊሰበይቲ ዝብል ቃል ትክክል ኣይኮነን ስዲ ወዲ ሰብኣይ ከ የለን?? እዚ ናይ ፆታ ኣፈላላይ ከምኡ እውን ናይ ሓሶት ኣፈላላይ ብዙሓት ኣዋልድ ጎበዛት ኣለዋ!! For your referral see this is..
th-cam.com/video/D9_tOgJndc4/w-d-xo.html
we need more effort and modern way of view እዚ ናይ ብ 1990 ዓይነት ቀልዲ እዩ በተለይ ንመንእሰይ ምንም ኣየስሕቅን !! የቅንየልና ንዝሰራሕካዬ ክትጥንክር ንበር ክትደክም ኣይኮነን እዚ ዝፅሕፍ !! ጎበዝ ኢካ ብትግርኛ ምስራሕካ ትግርኛ ምስ Techenology ስለዘፋለጥካልና የምስግን..
Xbuk srah
Nice job
Kkkkkk
izi animation bailkum dikum serihkmwom gega alekum haqena mslna zenxberqu koynom ayrekbkwomn
natu natil ኣስቴር ሓቀኛ ምስልና ከመይ ከመይ ድዩ?
Mili toto
Wow
Kkkkkkk kkkkk
😂😂👌👌👌👍👍🤣
Woow ፅብቅቲ ኣኒሜሽን ብሓቂ😘😘😘
✔ሰላም ሰላም የሕዋት እዚ ሓዱሽ ዩቲብ ቻናለይ subscribe ብምግባር ካብኡ ናይ ደወል ምልክት ብምብራህ ቤተሰብ ንኩን፣ወይ እውን እቲ ፎቶ ብምንካእ ብቀጥታ ክወስደኩም እዩ።ቪድዮ እንተተመቺኩም share/like/comment ግበሩለይ።
Awwwwwww
ክክክክ ካብ ብሰብ ምምሃር ብከምዚ ከማን ይርዳካ
😂😂😂😂😂👌
Quxri toblaq
Tsibuk srah, cartoon movie bkemey gerka gemzsrah hanti video ente tserhu xbuk neru
🤣🤣🤣🤣
Kexali daytegebruwa