ሓንቲ ዓረር ምስተረፈትኒ ምስ ፀላኢ ተፋጢጥና ፡ ሳላ ፀላኢ ኢና ተዓንጊልና ፡ ከውፀኦም ተከድኩ ተሰዊኦም ➡️ተጋዳላይ መለስ 0945517555

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 1 ก.ค. 2024
  • Subscribe and hit the notification bell and stay updated with us with all new uploads!
    ሓንቲ ዓረር ምስተረፈትኒ ምስ ፀላኢ ተፋጢጥና ፡ ሳላ ፀላኢ ኢና ተዓንጊልና ፡ ከውፀኦም ተከድኩ ተሰዊኦም ➡️ተጋዳላይ መለስ 0945517555
    ንሓደሽቲ ስራሕቲ ሳብስክራይብ ብምግባር ቤተሰብ ንኩን!
    Copyright ©2024: seret media; 🔔Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibeted

ความคิดเห็น • 29

  • @lemlem1974
    @lemlem1974 หลายเดือนก่อน +3

    ብጅግንነት ዝትባሀለሉሁ እዩ እሞ ሐወይ ምስ ወድ እምበይተይ እዩ ምድቡሁ ነይሩሁ ገና ሕዋህት ካብ መቀለ ክወፅእ ተሎሆ እዩ ተጋዲሉ እሞ ሐደ ነገር ክጥይቀካ ግን ከይትህሸወኒ መሐል በልክዎ እሽ በለኒ ዝተስውኡ ብፀትኹሙ ሐዲግኹሙ ትኽዱ ዶሆ በልኽዎ ብጭራሽ እንድያውም አብ ገብርኤል ቤተክርስትያን እንተሀልዩ አብኡኢና ንቀብሮሞ በለኒ ካብኡ ድማ ብደንቢ ምልክት ገይርና አብ ዝፊለጥ ከምዝፊለጥ ገይርና ኢና ንቀብር በለኒ ይገርም ጅግንነት

  • @AgzitAraya
    @AgzitAraya หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤❤❤❤ ሳላኹም ቅንዕ ኢልና ጀጋኑ ክብሪ ይግበአኩም

  • @kidaneweldegebrial-fc8gu
    @kidaneweldegebrial-fc8gu 27 วันที่ผ่านมา +1

    ኣብ ውግእ ትብዓትን ቆራፃትን ንምውናን
    ሓንቲ ሻዕ ገፅ ተባዕ ዘወር ኢልካ ምጥማት እኹል እዩ።
    ኣብ ገፅ ተባዕ ኒሒን ሓቦን ኢኻ ተንብብ
    ኣብ ገፅ ተባዕ ፅንዓትን ተወፋይነትን ኢኻ ተንብብ
    ኣብ ገፅ ተባዕ መንፈስ ሰዓራይነት ኢኻ ተንብብ....ኮታስ ዘርዚርካ ኣይውዳእን
    ካብቶም ኣብ ጎኒ ተባዕ ኮይኖም ዝተቓለሱ ብምዃነይ ናይ ገድሊ ፃኒሒተይ ድርብ ሓበን ይስመዓኒ💪💪💪
    ተባዐይ ጅግና ጀጊኑ ዘጀግን💪💪💪

  • @elenikahsay8212
    @elenikahsay8212 หลายเดือนก่อน

    ጀጋኑና ከብሪይ ይግባአኩም ❤❤❤❤❤❤

  • @user-lw8hw3fc7j
    @user-lw8hw3fc7j 6 วันที่ผ่านมา

    እንኳዕ ብሂወት ተረፍካልና ጅግናና🙏💪❤💛

  • @TesfuHuluf
    @TesfuHuluf 29 วันที่ผ่านมา

    ተባዐይ ጅግና ትፍለ ኢካ ❤❤❤❤❤

  • @user-fx6ys6yd6m
    @user-fx6ys6yd6m 5 วันที่ผ่านมา

    Welcome ❤

  • @filmongirmay1683
    @filmongirmay1683 หลายเดือนก่อน +1

    Wedi ahsea baray jigina

  • @Sara-hm6qs
    @Sara-hm6qs 29 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤

  • @emirufisseha6811
    @emirufisseha6811 หลายเดือนก่อน

    ❤❤🎉🎉

  • @benyamasgdom4722
    @benyamasgdom4722 29 วันที่ผ่านมา

    My hero❤ TIGRAWAY

  • @user-pp9tv7gw1j
    @user-pp9tv7gw1j 27 วันที่ผ่านมา

    ኪዳነ አቅርብልና

  • @beletu7041
    @beletu7041 หลายเดือนก่อน +1

    ሉቡ ሙለእ ተጋዳላይ ትግራይ አመስገኒን ብፀገማትን መስዋእቱን ዘየማርር ግቦኤይን ግዴታይን ዩ ኢሉ ዝአምን ክቡራትን ጀጋኑን ኩረዓትናን ኢኹም ሞ ክበሩ ወለደኹም ነመከራን ፀበ ባን ተሰዋዊኹም ዝሳዓርኩም ።

  • @avielavi990
    @avielavi990 หลายเดือนก่อน

    You Tegaru are warrior 🦁💯but not diplomatic

  • @negasitsehaye2529
    @negasitsehaye2529 หลายเดือนก่อน

    I called him “Jegna “

  • @habtemariammebrahtu6947
    @habtemariammebrahtu6947 27 วันที่ผ่านมา

    😂😂 ስዒሮም ዝወጹ ይመስሉ😂😂

  • @klant17denbosch44
    @klant17denbosch44 หลายเดือนก่อน

    ሞይቶም ጸኒሖሙኒ ክብልድዩ ተሰዊኦም ጸኒሖሙኒ ዝብልዘሎ?

  • @tamutafu528
    @tamutafu528 28 วันที่ผ่านมา

    Who Is She??Anetume. Sebate. Etene. Nahena. Nabeye. Keyedene. Eyene. ??????

  • @LetushGeremariam
    @LetushGeremariam หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤❤

  • @Karneshmawi
    @Karneshmawi หลายเดือนก่อน

    ዕጥቂ ደኣ ስለምንታይ ተፈትሑ ?
    ሃገረ ትግራይ ስለምንታይ ዘይተምሰረተት ?
    1.5 ምልዮን መንእሰይ ንምንታይ ሃሊኾም ?

    • @Sara-hm6qs
      @Sara-hm6qs 29 วันที่ผ่านมา

      😮

  • @hailetekle6023
    @hailetekle6023 หลายเดือนก่อน

    ክላላ,ኢንካዕ ኣይመትካ።ኢንታይ ክገብረልካ ምትባዕ

  • @michaelandemichael9183
    @michaelandemichael9183 หลายเดือนก่อน

    አታዮ ከምዚ ዓይነት ጀግንነት እንተፈጺምካማ ብኸመይ መንገዲ ብስሩ መሳርያይ ከውርድ እየማ ኢልካ ፈሪምካ? ወይ ዓዶኽዶኽ!

    • @Karneshmawi
      @Karneshmawi หลายเดือนก่อน

      ይገርመካ እዩ በፈፍ ክብሉ ዓፈና 😂 ክትሰምዖም ከለኻ ሲ ሃገር ፈጥሮም ቅያ ሰርሖም ትብል 😂

    • @me-msd9407
      @me-msd9407 หลายเดือนก่อน

      ​@@Karneshmawiእዚኦምሲ እንቓዓካ ኣደፉኡና እንበር ሰብ ኣይመስፈሩን ።
      ክሃድሙ ጥራሕ 1.5 seb regifom😅😅

  • @user-pp9tv7gw1j
    @user-pp9tv7gw1j 27 วันที่ผ่านมา

    ኪዳነ አቅርብልና

  • @user-pp9tv7gw1j
    @user-pp9tv7gw1j 27 วันที่ผ่านมา +1

    ኪዳነ አቅርብልና