This is really a different Tigrian wedding from what I am used to know.my be the bridegroom-meraawi is a deacon.He is dancing @the beginning of the video.in Tigrian tradition the deacons are allowed to dance until they become a priest.after priesthood they they bless the marriage,they attend the marriage ceremony and can watch the dancing with out showing any emotions but not allowed to dance.very interesting video.
ኣሰይ ዝባህልናስ ቅጥዕም happy wedding ንመራዕዉቲ ምስ በቴ ሰብ ደላይ ሰላም ሓዉኩም from Eritrea 🇪🇷
ሰላምካ ይጣዓም ወዲ ዓበይቲ
Thanks 🙏 our brother
እፍፍፍፍ ናይኩሉ ሰብ ብመዝሙርን ብወረብን ተዝሓልፍሲ እግዝኣብሔር ኣምላክ ክንደይ መሑጎስናዬ በእውነት
ርሑስጋማ ፍቁራተይ
በሓቂ
ዋይ ደስስ ክብል መርዓዊ፣ናዓይለ ከማኻ ዝበለ ባዓል ግርማ ሞጎስ ተዝወስደኒ💆
ክክክክክ ኣኞኪ ክወስደኪ እዩ
ሳብስክራይበ በልኒ ማዓረይ
ቻናልና ሳብስክራይብ ብምግባርኩም፣ ርኢቶኩም ብምቅማጥኩም፣ ስለዝጎብነኩምዎ ባጣዕሚ ነመስግን፡፡ ፎቶ ሞናሊዛ ብዘት!!
🇪🇹👍🙏❤️ከም። አብራሃምን። ሳራን። ይግበረልኩም
ውውውውውው ባህልና ክፅብቅ እንካዕ ትግራወይቲ ኮንኩ እስኪ ደቂ ስብስክራይብ ግበርለይ
ክቡራት ኣሕዋት ኣብዚ ቪድዮ ዓለማዊን ሃይማኖታዊን ዜማታት ተሐዋዊሱ ከምኡ ይግበር ድዩ፣ ይፍቀድ ድዩ….. ኢልኩም ሓቲትኩም ኔርኩም፡፡ ናይ ተጋሩ ባህሊ ሰፊሕ ስለ ዝኮነን ብኣንፃር ኣብቲ ወራድ መርዓ ዝህልዉ ናይ ሃይማኖት ሊቃውንቲን ዝህሉ ግዜን ካብ ከባቢ ናብ ከባቢ ዝፈላለ እዩ፡፡ ኣፈላላያት ዘሎ ምኳኑ ኣብ ዘተፈላለየ ከባቢታት ባዕለይ እውን ነመርዓታት ቪድዮ ቀረፃ ኣብ ዝተንቀሳቀስኩሎም ልዕሊ 6ተ ዓመት ተሞክሮታትን ትግረዋይ ኮይነ ተዓዲመ መርዓታት ኣብ ዝሳተፈሉ እዋናት ትዕዝብተይን ንምርዳእ ክኢለ እየ፡፡ ኣይከኣልን ዝብል ግን ጌጋ እዩ፡፡ ምክንያቱ ናይቲ ሃይማኖታዊ ዜማ ትሕዝቶ ንፈጣሪ ምምስጋንን ምውድዳስን ስለዝኮነ፡፡ በዚ አጋጣሚ ኣብዚ መርዓ ድማ ካብ ኣቅሽቲን ዲያቆናትን ብተወሳኪ ልዕሊ 6 መሪጌታታት (ናይ ቅኔመምህራን ሓዊሱ ናይ ቀኔ ኣቋቋም…. ምሁራን) ተሳቲፎም እዮም፡፡ ዝሓሸ ናይ ሃይማኖት ትምህርቲ ፍልጠት ስለዘለዎም ጌጋ እንተዝኮን ባዕሎም እውን መስተካከሉዎ፡፡ በዚ ኣጋጣሚ ቻናልና ሳብስክራይብ ብምግባርኩም፣ ርኢቶኩም ብምቅማጥኩም፣ ስለዝጎብነኩምዎ ባጣዕሚ ነመስግን፡፡ ፎቶ ሞናሊዛ ብዘት!!
ሩሑሰ ጋማ ፅሩያት ደቂ ትግራይና😍😍😍
beautiful wedding my bro congratulations 🎆
ናይ መርዓ ቪድዮታትኩም ኣበይ ቦታ ከምዝኾነ እንተትፅሕፉሉ ፅቡቕ ኔሩ። ባህልና ስለተርእዩና የቐንየልና።
ምፍታሕ አይትፍተዉ ሓዳር እስካብ መቃብር እዩ
እዋይ ደስ ክብል ካብ ስደት ተመሊስ ከምዚኣ ኢለ ክምርዐው ትምኒተይ እዩ
Abey werda eyu.goal tigray shikor
@@filimonbeyan6079 Gantaafeshim (bzet)
@@sabasaba1323 ተጫወቲ ክዕንሾ እግሪ ድዮም ጋንታ ትብልዮም ዘለኪ
ሳብስክራይበ በልኒ ማዓረይ
እሰየ ደስ ክበል እቲ ባህልና 😍👏
Realy traditional wedding habesha.seyyyyyyyyyyy
ዋኣው ባህልና ጥዑም ዩ ሩሑስ ጋማ ይግበረልኩም የሕዋት
እሰይ እሰይ ቡሩኽ ይግቦረልኩም ።
ኣስይ ተስፊ ሓወይ ሩሑስ ጋማ ከመይ ድየናፊቀኩም ደቂ ገዛውተይ
Congratulations both of you guys
አውይ ደስ ክብል እዚ ባህልና አሰይ
Esey deki tigray adey
ኣሰይ ባህልና ምፅባቁ ግን ናይ ባሓቂ ናይ ገጠር መርዓ ተኮይኑ እተን ኣዋልድ ንምንታይ እየን ብፀጉረን ዘይቁነና ናይምንታይ ምትሕውዋስ እዩ
ኡፍፍፍፍ አሰይይይይይ ሽኮር
Bahli Adna
Congraaaa desss ybl
Wowwwww desssss kibel eseyyy ruhus game ygberlkum
ውውውውው ይበል ደኪይ ትግራይ
ይዝከረኒ መርዓዊ ክነፋኑ ኢልና ካብ በብገዛና ጎይና ክንወጽእ ምርዓት መጺኣ ኢልና ሸበድ በድ ክንብል ግዜ ብጥዕሙ ኣያየ ሓለንጊ ዘውዲ ውፈር እሞ ተገዘም ከብቲ ክበሃል ኮሎ
ርሑስ ጋማ ደቂ ትግራይ ሽኮር
This is really a different Tigrian wedding from what I am used to know.my be the bridegroom-meraawi is a deacon.He is dancing @the beginning of the video.in Tigrian tradition the deacons are allowed to dance until they become a priest.after priesthood they they bless the marriage,they attend the marriage ceremony and can watch the dancing with out showing any emotions but not allowed to dance.very interesting video.
Thanx. what you have said is correct.
Bahli adna eka xbuk entekone gen agebab godilwo alo lemsale merawi bzey nexela bzey mkonbya
ሳብስክራይበ በሉኒ ደቂ ትግራይ 😍❤
ሩሑስ ጋማ ይግበረልኩም።ኾቦሮ ይለን ድዩ ኣብቲዓዲ
የለን ገይሹ እዪ ን 2 ሰሙን
ንክልተ ሰሙን 🤣🤣🤣🤣
ኣሜን ፍትዋት ኣሕዋት
ሰንበት ተማሃሮ አይርአዩ ብስሓቅ ክሞቱ
ረገጣ ከይገበሩ አቀራረብ ዋይ ታይ ጉዱ እዩ
እሰይ እልልልልል❤️❤️
አበይ ዓዲ እዩ
❤❤❤❤❤❤❤
ደሰ ባሃሊ ኣበይ ዓዲ እዬ???
ጉድ እዚ ንቡር ድዪ ኣሕዋት ዓለማውን ሃይማኖታውን ሕውስውስ
ኣብ መርዓ ናይ ሃይማኖት ሊቃውንቲ ኣብ ኣብ ኩሉ ክውርቡ ክውድሱ ይክእሉ እዮም፡፡ ናይቲ ወረብ (ዜማ) ትሕዝቶ ድማ ሰናይ ትምኒት፣ ወደሳን ንእግዚኣብሄር ምስጋናን ስለ ዝኮነ፡፡
ዲያቆን ድዮ???
Diyakon aysiesien eu gin anewun kemzi nimejemerta giza eu
ብቁርባን ዝተመራዓው ይኮኑ ሐዚ እዙ ካባ ናይ ቤተክርትያን ጥራሕ አይኮነን
Kemey kemey aeu aenho
ብቁዱስ ቁርባን ዝተመረዓዉ ይኮኑ
ኣበይ ዓዲ እዩ ኣሕዋት
ዋይ ስደት ዓይኑ ይጥፋእ😢
ታገይሩ ዓይኑ ክጠፍእ ድኣ ሕደጋባ ዓገብ ኣይንዛረብ ስደት መምህርና ሂወትና ኮሌጅና ወዘተ እዩ እንታይ ገይሩ መፂናዮ እምበር ንዑ ኣይበለናን ተመስገን እዩ ዝበሃል
😘😘😘😘❤❤❤🙏🙏🙏
Awald dea yelewan diyen
ethiopia ytzerfew genzeb alke? sergun mense gemerachu brbu endlmadachu limna tgbalachu
ሓለንጊ በለስ ዘይኮነስ
ዕምባባ በለስ እዩ ዝባሃል
በለስ ዳኣ ታይ ሓለንጊ ኣለዎ
ሩሑስ ጋማ ኣይረሳዕኩን
@@yeorthodoxlij953 እሞ በለስ ኣይትፈልጥዮን ማለት ኢኺ
እምበር ብጣዕሚ ጽቡቕ እዩ ከማን ዕምባባ ናይ በለስ
@@yeorthodoxlij953 እወ
ኣበይ ዲኺ ዓቢኺ እታ ትብላዕ በለስ ክትወጽእ ክትጅምር ከላ ጽቡቕ ቀይሕ ዕምባባ ኣለዋ ኣብ ርእሳ
@@yeorthodoxlij953 ኣሃ እወ እፈልጦ እየ ዘላንበሳ ኣግዓ ጥርቀ በለስ ኣለዎ
@@yeorthodoxlij953 እሞ ታይ ኮንኪ ዳኣ ዕምባባ ዘይራኣኽሉ ኣይትበልዕን ዲኺ ኔርኪ
@@yeorthodoxlij953 እውይይይ እንታይ ዳኣ ጌረኪ ከተላፋልፍኒ ትውዕሊ ጓለይ ክትሓስሚ
ወይኔ እሎም ጎንደር ታማ ምርዳእ ኣብይኒ ድያቁን ድዩ ዋላሰ ዓለመዊ ሕውስውሰ ኣብልክምዎ በቃ ኣበይ ዓዲ እዩ ወይ ጣጣ☝🤔🤔
Abey Hager Eyu Ezi
ድያቆን ከይብሎ ከኣ ቀርኒ ሓርሽ ዝሓጹ ኣኦርክቲ ኣይረኣኩን ዋላ ውን ብደርፊ ዓለም ይስዕስዕ ኣሎ ከመይ እያ
አታሓወይ ድያቆን አይኮነን ዓለማዊ እዩ
@@genetmehari8812 እሞ መብርሂ ንምንታይ ብኣቅሽቲ ኣድልዩ ወይስ ንቡር ባህሊ እቲ ዓዲ እዩ
ምክንያቱ ካብ ዓዲ ናብ ዓዲ ዝግበር ኣቀባብላ መርዓውቲ ስለ ዝፍለ እየ
ከምዝመስለኒ ብቁርባን ዝተመርዓው ይመስለኒ እንተዘይተጋግየ ዝሓወይ
ኣብ መርዓ ናይ ሃይማኖት ሊቃውንቲ ኣብ ኣብ ኩሉ ክውርቡ ክውድሱ ይክእሉ እዮም፡፡ ናይቲ ወረብ (ዜማ) ትሕዝቶ ድማ ሰናይ ትምኒት፣ ወደሳን ንእግዚኣብሄር ምስጋናን ስለ ዝኮነ ይትግበር እዩ፡፡ ኣዕርክቲ ቀርኒ ሓርሽ ምሓዝ ብዙሕ ኣብቲ ከባቢ ኣይፍለጥን፡፡ ኣበይ ቀርኒ ሓርሽ ይተሓዝ እስቲ ዝርዝር ኣቢልካ ንገረና፡፡
ዋይ ክክክክክክክክክ ዙሓደስ ዙፀናፅል ከመይ ይገብረሎ የቅዱስ ያሬ አባቴ ፀናፅል ልትሓቲ ይደፎኦሎ ይክእሊ ዶ ነውሪ እዩ ክክክክ
ግን ካብ ጌጋ እዩ ዝእረም እምበር ክርስቲያን ንዝተጋገየ ኣይስሕቅን❤
ቶም ዓለማዊ ይሕሹ ስሕቀሙ እካ
ርሑስ ጋማ ❤️❤️❤️
Ezgio meharena kurstos entay aynet hwsws eyu zuy
Fezazat aerukti neti seb reina gen nhgos alena
ክሓትተኩም ዶ?
ዘይተረደአኒ ጉዳይ እዛ ዋዜማ ብኣቅሽሽቲ ድኣ ንድያቆን ጥራይ ዶ ኣይኮነን ዝግበረሉ
ኣብ መርዓ ናይ ሃይማኖት ሊቃውንቲ ኣብ ኣብ ኩሉ ክውርቡ ክውድሱ ይክእሉ እዮም፡፡ ናይቲ ወረብ (ዜማ) ትሕዝቶ ድማ ሰናይ ትምኒት፣ ወደሳን ንእግዚኣብሄር ምስጋናን ስለ ዝኮነ ይትግበር እዩ፡፡
ብስሩ ለክልተ ምግዛኣ አይክእልን ልቄሳር ልቄሳር ሓድኡ ምምራፅ በቤተክርስቲያን ያን ክክውን ነሩዎ ወይም ብቱ ደርፍኩም ሕውስውስ ዋይ ግዱ ሃይማኖታማት እና ካብ ማለት መጀመርያ ምምሃር
ይገርም
ኣጣጣል ፀናፅል ጎበዝ እካ መራዓዊ ካብ ኩሉ ዘቅነእኒ አጣጣል ፀናፅል
መርዓ በለይ ቅዱስ ቁርባን መርዓ አይኮነን
ewwwwwway deki adey mearey deki bzetn kebabian merakumn festakumn kabzeyre bzuh ametat koynuni bseki sdet hsum mennetka zetfe tsbuk naysrah gze ygberelka camera man
❤❤❤❤