- 11
- 347 507
Tigray wedding
Kenya
เข้าร่วมเมื่อ 7 เม.ย. 2020
እዚ ብፎቶ ሞናሊዛ ኣብ መርዓን ካልኦት ምድላዋትን ዝተቀረፁ መዘናጋዕቲ ቪድዮታት ዝቐርቡሉን ናይ ትግርኛ ፀጋታት ናባኩም እነቕርበሉን ቻናል እዩ፡፡ ፎቶ ሞናሊዛ ንዓማዊሉን ስራሑን ክብሪ ብምሃብ ናይ ፎቶ ግራፋትን ቪድዮታትን ቀረፃታት ባዘበናዊ ካሜራታትን መሳርሒታትን የሳልጥ፡፡ ርኢቶታትኩም ባኣዎንታ ንቕበል፡፡ ንመርዓ፣ ቀለበት፣ ክርስትና፣ ምርቓትን ካልኦት ድግሳትን ብተመጣጣኒ ክፍሊት ቪድዮን ፎቶን ንቀርፅ፣ ዝቀረፅኩምዎ ፎሮን ቪድዮታትን ኢዲት ንገብር፡፡ ኣድራሻና ከተማ ብዘት ኣብ ጎኒ ኢትዮጵያ ሆቴል ንርከብ፡፡ ስልኪ ቁፅሪ 0924463466 ደዊሎም ይረክቡና፡፡ ኣብ መላእ ትግራይ ንዝደልዩዎ ናይ ፎቶን ቪድዮን ቀረፃ ብፅሬት ንምግልጋል ድልዋት ኢና፡፡
This channel is created by Monaliza Digital studio. in this Chanel we provide different Tigray wedding videos and other related enjoyable videos to You. Monaliza digital studio is a video and photo production shop. Our dress is Bizet near Ethiopia hotel. Contact us by +251924463466 for any video and photo works.
This channel is created by Monaliza Digital studio. in this Chanel we provide different Tigray wedding videos and other related enjoyable videos to You. Monaliza digital studio is a video and photo production shop. Our dress is Bizet near Ethiopia hotel. Contact us by +251924463466 for any video and photo works.
ዋውውው!! ብጭብጨባ ፀወታ goyela ፡፡ Tigray wedding
ዝተፈላለዩ መዘናጋዕቲን መምሃርቲን ቪድዮታት ብፍላይ ስነስርዓት መርዓታት ዘቐርቡሉ ቻናል እዩ፡፡
มุมมอง: 6 125
วีดีโอ
ሙሉእ ናይ መርዓ ቪድዮ ሃይለማርያምን ሸዊትን Tigray wedding
มุมมอง 67K3 ปีที่แล้ว
ዝተፈላለዩ መዘናጋዕቲን መምሃርቲን ቪድዮታት ብፍላይ ስነስርዓት መርዓታት ዘቐርቡሉ ቻናል እዩ፡፡
ኣከባብራ በዓል ልደት አብ ከተማ ብዘት Tigray wedding
มุมมอง 1.7K3 ปีที่แล้ว
ዝተፈላለዩ መዘናጋዕቲን መምሃርቲን ቪድዮታት ብፍላይ ስነስርዓት መርዓታት ዘቐርቡሉ ቻናል እዩ፡፡
አብ መርዓ ዋሕስ እናተቆፀረ፣ ዕርክነት፣ ገዝሚን ምስጋናን ዘርኢ ባህላዊ ናይ መርዓ ቪድዮ Tigray wedding
มุมมอง 58K3 ปีที่แล้ว
ዝተፈላለዩ መዘናጋዕቲን መምሃርቲን ቪድዮታት ብፍላይ ስነስርዓት መርዓታት ዘቐርቡሉ ቻናል እዩ፡፡
አብ መርዓ አዕርክቲ እናዓረኩ Tigray wedding
มุมมอง 2.4K3 ปีที่แล้ว
ዝተፈላለዩ መዘናጋዕቲን መምሃርቲን ቪድዮታት ብፍላይ ስነስርዓት መርዓታት ዘቐርቡሉ ቻናል እዩ፡፡
Tigray wedding ወራድ መርዓ ምፍናውን ምቅባልን መርዓዊ ካብ እንዳ ወዲ ክሳብ እንዳጓል፤ ወራድ መርዓ ብሁራ ሰለስተን ወረብን ናብ ዳስ እንክአትዉ
มุมมอง 60K4 ปีที่แล้ว
ዝተፈላለዩ መዘናጋዕቲን መምሃርቲን ቪድዮታት ብፍላይ ስነስርዓት መርዓታት ዘቐርቡሉ ቻናል እዩ፡፡
Tigray wedding መርዑት እንክለሃዩን ሎሚዓይነይ በርሀ ናይ ወለደኛ ትልሂትን tesfu Vs Nebyat
มุมมอง 21K4 ปีที่แล้ว
ዝተፈላለዩ መዘናጋዕቲን መምሃርቲን ቪድዮታት ብፍላይ ስነስርዓት መርዓታት ዘቐርቡሉ ቻናል እዩ፡፡
New Tigray Wedding Video @ Woreda Bizet and Glomekada ባህላዊ መርዓ ትግራይ Tesfu vs Nebyat part 3
มุมมอง 23K4 ปีที่แล้ว
Tigray wedding ባህላዊ መርዓ ትግራይ፡- ኣዕርክቲ ኣብ ዳስ እናዐረኩን እናሳዕስዑን ዘርኢ ብ ፎቶ ሞናሊዛ (MONALIZA PHOTO AND VIDEO PRODUCTION) ዝቀረበ ደረፍቲ መርሃዊ ኣስገለ (ጋርዛ)ን ዘርኣብሩክ ደበበ (ወዲ ደበበ)ን ምስ ውህደት ባንድ ብሓባር ብምኳን ኣብ ወረዳታት ብዘትን ጉሎመካዳን ዘቅረብዎ ደርፊን ስነስርዐት ባህላዊ መርዐን ዘርኢ ቪድዮ፡፡
New Tigray wedding @ Bizet and Glomekada ባህላዊ መርዓ ትግራይ ዝገርም ጭራ (ወዲ ደበበ) Tesfu vs Nebyat part 2
มุมมอง 29K4 ปีที่แล้ว
Tigray wedding ባህላዊ መርዓ ትግራይ፡- ኣዕርክቲ ኣብ ዳስ እናዐረኩን እናሳዕስዑን ዘርኢ ብ ፎቶ ሞናሊዛ (MONALIZA PHOTO AND VIDEO PRODUCTION) ዝቀረበ አርቲስት ዘርኣብሩክ ደበበ (ወዲ ደበበ) ምስ ውህደት ባንድ ብሓባር ብምኳን ኣብ ወረዳታት ብዘትን ጉሎመካዳን ዘቅረረቦ ደርፊን ስነስርዐት ባህላዊ መርዐን ዘርኢ ቪድዮ፡፡
New Tigray wedding ኣብ መርዓ ኣዕርክቲ እናዓረኩን እናሳዐስዑን Tesfu vs Nebyat part 1
มุมมอง 79K4 ปีที่แล้ว
Tigray wedding ባህላዊ መርዓ ትግራይ፡- ኣዕርክቲ ኣብ ዳስ እናዐረኩን እናሳዕስዑን ዘርኢ ብ ፎቶ ሞናሊዛ (MONALIZA PHOTO AND VIDEO PRODUCTION) ዝቀረበ ቪድዮ፡፡ ደረፍቲ መርሃዊ ኣስገለ (ጋርዛ)ንዘርኣብሩክ ደበበ (ወዲ ደበበ) ምስ ውህደት ባንድ ብሓባር ብምኳን ኣብ ወረዳታት ብዘትን ጉሎመካዳን ዘቅረብዎ ደርፊን ስነስርዐት ባህላዊ መርዐን ዘርኢ ቪድዮ፡፡
ታይ ዓይነት ባህሊ ዩ ደስስስ ኽቭል ናይ ኤረና ይመሦል
Bravooo nice bahli
Senesrat mera naybahlina deskbil
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤❤
Aseye hgus enka belet nebseye yoweye❤❤❤
ሴሮ ዓደይ ❤️❤️❤️❤️❤️❤️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹 ትግራይ ♥️♥️♥️♥️♥️
Wwww rihs gama
ቂውቃውቆዉ እህህህህህህህሆ❤ ባህልና ጥዑም
interesting music
❤❤❤❤❤❤❤
Bzet eyu
ሩሑስ ጋማ ይግበረልካ ሞናሊዛ ሓወይ ፈረይትን ፀገይትን ኩኑ ወዲ ዓደይ ማዓረይ🙏❤🥀🙏
ርሑስ ጋማ 🎉❤ ብዘተይ💚 ናይ ማዓዝዪ ሕጂ እየ ሪአዮ🥰
arike eye ayarekan keytblani kkkkkk ymechka
❤️❤️❤️❤️❤️❤️
ኣሰይይይይይይይይ ደሰ ክብል እሰቲ ክብርና ንሓሉ ኣብ ሰደት ዘለና ያሕዋት
ከምዚ ዓይነት ዋሕስ ሪአን ሰሚዐን ኣይፈልጥን ኣነ አዳወዲ አዩ ደው ዝብሉ አንበር
ane wne kema eye zfelste
Des zebl bahli abay tigray
Asey bahlna tum,abey Adi yu gn nab Eritrea zedawb kkewn alewo, natna keman blemzi yu zhalf
Bjjo
Eway zom band whdet zelewom 😍
ሳብስክራይበ በሉኒ ደቂ ትግራይ 😍❤
እሰየ ደስ ክበል እቲ ባህልና 😍👏
ኣሕፎሮም እንዴሓሞይ😘😘😘🙏
ርሑስ ጋማ
ኣቤት ባንዲ የዕብድ ♥️♥️♥️🌹🥀💞💞💕💕💓💚💔💕💌👈✍️
Feeling missed back home so amazing wedding 🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🤙
My favourite wedding ever 🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🐝
My favourite wedding ever 🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳
መን እዩ ስማይ😍😍😍
💖💖💖💖💖💖💖💖👍👍👍👍👍
Bahli Adna
Congraaaa desss ybl
Desssssss behali
Gogol adna
Ruhhus gama
ክክክክክ መን እዪ ዝብሃል ነበር
ሩሑስ ጋማ ይገብረልኩም መርዓ ኣብራሃመን ሳራን ይግብረለኩም❤❤❤❤❤
Assey desssssss
እሰይ እልልልልል❤️❤️
ግን ሕቶይ ብዘት ማለት ኣበይ ካባቢ እያ ትርከብ ወይ ቅፅል ስማ ታይ ተባህላ ትፅዋዕ የሕዋት
ዳሞ
ወይኔ እሎም ጎንደር ታማ ምርዳእ ኣብይኒ ድያቁን ድዩ ዋላሰ ዓለመዊ ሕውስውሰ ኣብልክምዎ በቃ ኣበይ ዓዲ እዩ ወይ ጣጣ☝🤔🤔
ናይ ወረዳ ሕጊውንዶ ኣሎ እዩ
መኒኻ ስርዓተ ባህሊ ዓድኻ ፍለጥ...ዋሕስ ምቁፃር ኣብ መርዓ ካብ ጥንቲ ዝነበረ ናየ ተጋሩ ባህሊ እዩ..ሎሚ ዝተፈጥረ ከይመስለካ
Ewe alo meareye
ወዲ ብዘት እቲ መርዓዊ ይመስለኒ Congress ሓወይ
Gobezat aerkti beteley wedi haleka eyasu
Des behalti ahwatey
❤❤❤❤
ሰየ ወ ዝባህልና ደስ ክብል ከምዚኣ እይልና ብሰላም ከይንነብር ደቂ ሸርሙጣ ወያነን ሻዕብያን መላገጺኦም ጌረሙና ነጃውስ
🥺🥺
ትግራይ ዓደይ ናፊቀያ እዙይ ግን ዓዲ አፍከና ይመስለኒ