🔴 ትምህርቲ ክገድፎ እየ ? ሮዚ በለይ ተፀበክዋ ድሕሪ ቡዙሕ ግዘ 👈🙌 ተመስገን 🙏

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 15 ธ.ค. 2024

ความคิดเห็น • 495

  • @rahwaYemaryam-7911
    @rahwaYemaryam-7911 2 วันที่ผ่านมา +81

    ሮዚ ዋላ ጆቲ ኣብ ኑሮ ብዙሕ መሰናክል ኣሎ ፣ብፍላይ ቤተሰብ ፣ምሓዛ፣ጎረቤት ክኣቱ የብሉን ብፍፁም ችግርኩም ባዕልኩም ኣብገዛኩም ምፍታሕ እዩ ማንም ክሰምዕ የብሉን ፣ችግርኩም ኩሉ ዝፈልጦ ተኮይኑ ትሓዳር ነዊሕ ኣይጓዓዝን ስለዚ ችግርኩም ብዝተከኣለኩም መጠን ባዕልኩም ክትፈትሑ መኩሩ ናይ ሓባር ፀሎት ክዓ ይሃልወኩም ምሸት ምሸት ካብልምደይ እዩ

  • @ሜሪ-መ6መ
    @ሜሪ-መ6መ 2 วันที่ผ่านมา +35

    እንኳዕ ብሰላም መፃኺ ሮዚዋይ❤ናፍቅናኪ ነይርና😢🎉

  • @tsegatsega6520
    @tsegatsega6520 วันที่ผ่านมา +14

    ብኡነት ማራ ፈሪሐ ነይረ ተመስገን እንኳዕ መፃኪ ሮዛየ ኣጆኹም ዞም ኣሕዋተይ ❤

  • @nvc6223
    @nvc6223 2 วันที่ผ่านมา +32

    ኣይትባኣሱ ብምርድዳእ ፍትሕዎ ሽኾራታይ🥰🥰🥰😊

  • @Lwam.21
    @Lwam.21 2 วันที่ผ่านมา +22

    ሮዚይ ልዕሊ ቃላት ናፊናኪ ማርያምን ብምድያ ዝፈልጠኪ ከማን ኣይመስለንን ምቅርተይ ንካልኣይ ግዜ ክይትጠፍኢ ኤባይ ለ ናፊቅናያ ሰላም ኣብ ዘለክምዎ እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣብ ሞጎኩም 3ይ ወገን ኣይተእትው ጎማ እካ ብተዳጋጋሚ እተተባላሽዩ ይልሕልሕ እስኩም ለ ኣብ ክልተኩም ፍትሕዎ ይካኣል እዩ ከይትደግምዋ ብሽም ተመልከትኩም ብጣዕሚ ኢና ንፈትወኩም❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @selamburuk
    @selamburuk 2 วันที่ผ่านมา +15

    እንኳን ብሰላም መጻኪ ሮዚ ሽኮር እግዚአብሔር አምላክ ሓዳርኩምን ወላድኩምን ይባርከልኩም ጽቡቓተይ❤ጆቲ ሓወይ ግን አተኣጣጥቃ ስረ ኣይተመቸወትንን ሓፍ ኮፍ ትብል ተለካ ኣነ ሐዚ ሞሊቓ ሐዚ ሞሊቃ እናበልኩ እየ ነይረ እና ንድሕሪ ሐዚ ስረኻ ከም ደቂ ዘመን ዘይኮነስ ከም አቦታትካ ተከደን ንድፍረተይ ይቅሬታ ዛሓወይ🥰

  • @user-hiwen
    @user-hiwen 2 วันที่ผ่านมา +16

    ኣብ ፍቅሪ መባኣስ ክቢድ እዩ ዎ ማልት ሰላምኻ ኢካ እተሰእን ብዝትክን ኣንኻዕ ታዓርክኹሙ ፍቅሪ እዩ ጥዕሙ ንኹሉ ካዓ ብጥዕግስቲ ምሕላፍ እዩ ሙቅራትይ ፍቅርኩሙ ይብዝሕዮ💝💝💝

  • @brhanTekle2778
    @brhanTekle2778 2 วันที่ผ่านมา +22

    ተመሰገን ሮዚየይ ፍቅርኹም ይብዛሕ ❤🎉🎉

  • @ruiojj
    @ruiojj วันที่ผ่านมา +6

    ዋውውው ሮዚ ሽኮር እንኳዕ ብሰላም መፃኺ ናፊቀኪ ነይረ🙏❤️

  • @ጓልሃገረትግራይ-ገ6ዐ
    @ጓልሃገረትግራይ-ገ6ዐ วันที่ผ่านมา +3

    ሮዚየ አንዃዕ ብሰላም መፃኪ ብጣዕሚ አየ ናፊቀኪ ነይረ ምቅርተይ ፍቅሩኩም ይባረክ👏💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖

  • @ngsti8856
    @ngsti8856 วันที่ผ่านมา +12

    አንኳዓ ብሰላም መፃኺ ማዓረይይ❤❤❤❤ሓደራ ኣይትበኣሱ ❤ ናይሰብ ወሪ ኣይትስሙዑ❤ሓደራ ሙቁራተይ

    • @ተመስገንእዩቃለይ
      @ተመስገንእዩቃለይ วันที่ผ่านมา +1

      ሄኒ&እሙ ናፊቀዮም 😢❤❤

    • @ngsti8856
      @ngsti8856 วันที่ผ่านมา

      @ተመስገንእዩቃለይ ኣነለ ማዓረይ

  • @SaraSara-e2c
    @SaraSara-e2c วันที่ผ่านมา +7

    ተመስገን ናፍቀኪ ነይረ ሮዛዋይ ወለላ 😊❤

  • @ሚሊሚሊ-ጠ4ተ
    @ሚሊሚሊ-ጠ4ተ 2 วันที่ผ่านมา +9

    ሮዚየይ ፅብቅቲ እንካ ክ ብሰላም መፃኪ

    • @NgstKahsu
      @NgstKahsu 2 วันที่ผ่านมา

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ውዴ❤

    • @MesiTubeመሲዩቱብ-k3q
      @MesiTubeመሲዩቱብ-k3q วันที่ผ่านมา

      ​@@NgstKahsuደምሩኒ ክደምረኪ እየ ብ 2🥰🥰🥰🥰

  • @TsadiFikrrr
    @TsadiFikrrr 2 วันที่ผ่านมา +16

    ሮዚየ ምቅረቲ እንኳዕ ብስላም መፅእኺ 💎💎💜💜💜💜🎉🎉🎉🎉🎉❤️❤️❤️❤️

    • @MesiTubeመሲዩቱብ-k3q
      @MesiTubeመሲዩቱብ-k3q วันที่ผ่านมา

      ደምሩኒ ማዓረይ ❤❤❤🎉🎉🎉🎉

    • @TsadiFikrrr
      @TsadiFikrrr วันที่ผ่านมา

      @MesiTubeመሲዩቱብ-k3q እሺኒ ማዓረይ 💖💖💖💖💖

  • @ጓልገራዓልታ-ዘ5ዸ
    @ጓልገራዓልታ-ዘ5ዸ วันที่ผ่านมา +6

    ረዚየይ ምቅርቲ እንካዕ ብሰላም መፃኣኪ❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @JdDs-yy9xx
    @JdDs-yy9xx 2 วันที่ผ่านมา +9

    ሮዚየይ ሸኮር እንኳዕ ብሰላም መፃኢኪ ❤❤❤

  • @Ngsti518
    @Ngsti518 22 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ሮዚዋይ መቀረት እንኳዕ ብሰላም መፃኪ ናፊቀኪ ቀንየ ናበይ ጠፊኣ ናበልኩ ቀኒየ ኡፍ ካብ ሕጂ ከይትጠፍኢ

  • @WeWe-iz2eh
    @WeWe-iz2eh 2 วันที่ผ่านมา +10

    እንኳዕ ሰላም መፃእኩም❤❤ ፍቅርኩም የብዘሐዮ የጋጥም እዩ ዋናው ባዓልኩም ፍትሕዎ ሰብ ተሐቲትኩምሎ ከይትምልሱ መባኣሲኩም እንኳዕ ተዓረቅኩም❤❤ ድሕር ብዙሕ ናፍቆት ሰሪሐትልካ ምክርካለ ፅብቅ❤እዩ❤❤❤❤

  • @GenetiTesfay
    @GenetiTesfay 21 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    እንካዕ ብዳሓን መፃኣኪ ሮዚየ ናፊቀኪ ኢየ ነይረ 🥰🥰🥰

  • @BealaNaif
    @BealaNaif 2 วันที่ผ่านมา +10

    ሮዚየ ምቅረቲ እንኳዕ ብሰላም መፅእኺ ተናፊቅኺ ነይርኺ ሮዚ🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @KUSUGALTADIS
    @KUSUGALTADIS วันที่ผ่านมา +1

    እንኳዕ ብሰላም መፃኪ ሮዚዋይ❤ናፍቅናኪ ነይርና😢

  • @GmhlHpyu
    @GmhlHpyu วันที่ผ่านมา +4

    ኣጀኩም. ኣብ ሓደር ፍተና ኣሎ እዮ ግን ኣጆኩም ኣነማ ተፍሊጥኒ ኔሩ. እዮ. እና. ልሕማቅ ነገር ቦታ ኣይተሃብሉ. ዞምሓተይ❤❤❤
    ተጋሩ. አረ 30 ነብፀሐዮም. ኘሊስ❤

  • @Yes-d8g
    @Yes-d8g วันที่ผ่านมา +1

    ሮዝየይ እንከዕ ብሰላም መፃእኩም ናፊቀኪ ነይረ❤❤😊😊

  • @ዓጋመዓደይማይዳወሎዋሎ
    @ዓጋመዓደይማይዳወሎዋሎ 2 วันที่ผ่านมา +11

    ሮዚየ ምቅርቲ ናፊቅናኪ ነይርና ❤ ሶ እንኳዕ ዳሓን መፀኩም ዝፈትወኩም ስድራ❤❤

    • @Awet355
      @Awet355 2 วันที่ผ่านมา +1

      ደምሩኒ ተጋሩ

    • @MesiTubeመሲዩቱብ-k3q
      @MesiTubeመሲዩቱብ-k3q วันที่ผ่านมา

      ​@@Awet355ደምሩኒ ዝያዳይ ክደምረኪ እየ 🥰🥰🥰

  • @ራሄልጋልኣፅቢ
    @ራሄልጋልኣፅቢ วันที่ผ่านมา +2

    ሮዚ እወይ ወላ ኣነ ናፍቀኪ ፍቁሩኩም የብዘሕዮ❤❤❤❤❤❤🎉ሮዚእወይወላኣነናፍቀኪፍቁሩኩምየብዘሕዮ ❤❤❤❤❤❤❤

  • @EmuGalWukro
    @EmuGalWukro วันที่ผ่านมา +5

    ብጣዕሚ መምህሪ እዩ ዝኮን ብስሩ ሰብ ከተእትው ዋላ ወለድኩም ከትናገሩ ባዕሉኩም ፍትሕዎ ብፈጣሪ ክልምነኩም

  • @TesfayFkr-b4w
    @TesfayFkr-b4w 2 วันที่ผ่านมา +20

    እዛ ኮሞቲ ተንበቡ ዘለኩም እግዚኣብሔር ናይ ልበኩም ሓሳብ ይፍፅምልኩም ዩቴብ ተቀቢሉኒ ኣሎ ኣቲኩም በሪ ረእዩልይ

  • @tgr817
    @tgr817 วันที่ผ่านมา +2

    ተመሰገን ዉሸጠይ ብጣዕሚ ፈሪሐ ነይረ ተፋላልዮ ግዲ እዬም ኢለ😢ሮዚየይ ተናፋቂት😊

  • @rughbsnsngusbsj6668
    @rughbsnsngusbsj6668 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እንኳዐ ሰላም መጸአሰኪ ሮዚ❤

  • @Meri.2146
    @Meri.2146 วันที่ผ่านมา +2

    እንካዕ ብሰላም መፃእኪ ሮዚ ሽኮር ፍቅርኩም የብዛሓዮ ኣትጥፊኢ❤

  • @GhDh-x9x
    @GhDh-x9x วันที่ผ่านมา +2

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኪ ሮዝየይ ምቅርቲ ናፊቀኪ ነይረ😢😢 እና ኣጆኩም ምቁሪተይ ፈተና ሎሎ እዩ አሕዋተይ እም ኣምለክ ምሳኩም ትኩን ምቁሪተይ❤❤❤❤🎉🎉 እና ሮዝየይ ዲቢዛ ክዳንከ ኣዘኪርክኒ ቤት ት/ቲ ፕሪ ፓሪተሪ 😢😢 ናፋቀዮ❤😢

  • @samerhmahlet
    @samerhmahlet 2 วันที่ผ่านมา +6

    ተመሰገንሮዚየይ ፍቅኹምይብዛሕ❤❤😂

  • @HlftiGrazihar
    @HlftiGrazihar วันที่ผ่านมา +4

    ሮዚየይ እንካዕ ብሰላም መፃኪ ናፊቅናኪ ነይርና🥰❤

  • @HhHh-m5p
    @HhHh-m5p วันที่ผ่านมา +2

    ሮዝየ መቀረት ናፊቀኪ ነይረ እንካዕ ዳሕና መፃእኪ እምበይተዋይ❤

    • @AluChanal
      @AluChanal วันที่ผ่านมา

      ደምርኒ ወለላይ❤

  • @samiraahmed1322
    @samiraahmed1322 21 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ሮዚየ እንኳዕ ብሰላም መፃኪ እና ኣብ ሓዳር ብዝሕ ፈተነ ኣሎ ግን ንኩሉ ሓልፍካ ፅቡቅ ናብራካ ምምራሕ እዩ ንፍቅ ኣብልናክን ምስ ጓልኩም እንኳዕ ፈተሓኩሞ ተመስገን

  • @ፅሃይሓፊቲሰሉ
    @ፅሃይሓፊቲሰሉ 2 วันที่ผ่านมา +6

    ኣይረሳዕናኪይ😀 ዉዴ እንዶም ናፊቅናኪ😊❤

  • @GebrhiotLual
    @GebrhiotLual 2 วันที่ผ่านมา +9

    ሮዚየ ሸኮር እናኳዕ በስላሞ መፅእኺ❤❤

  • @titimila6283
    @titimila6283 วันที่ผ่านมา +1

    ተመስገንካ ሮዙዋ እንኻዕ ፈታሕኩሞ ዞም ኣሕዋተይ❤

  • @MakiMaki-g4o
    @MakiMaki-g4o 2 วันที่ผ่านมา +8

    እንኳዕ ብሰላም መፀኪ ሮዚ❤❤

  • @SgFh-os6rd
    @SgFh-os6rd วันที่ผ่านมา +1

    አካዕ ብሰላም መፃኣኪ ሪዙየ ተናፍቂት❤❤❤❤

  • @ቅዱስሚካኤለይ
    @ቅዱስሚካኤለይ 2 วันที่ผ่านมา +8

    #ተናፊቕኺ ነይርኺ ሮዚ❤❤❤

    • @Hadu_8
      @Hadu_8 2 วันที่ผ่านมา

      ሳብስክራይብ ግበርለይ❤

    • @MesiTubeመሲዩቱብ-k3q
      @MesiTubeመሲዩቱብ-k3q วันที่ผ่านมา

      ​@@Hadu_8ደምሩኒ ክድምሰኪ እየ ብ 2 🥰🥰🥰🥰🥰

  • @mamaayaalemey1112
    @mamaayaalemey1112 วันที่ผ่านมา +2

    ሮዚተይ እንኮዕ ሰላም መፀኪ ናፊቀኪ ነይረ ❤😍🌿

  • @AsAs-r5t8f
    @AsAs-r5t8f 2 วันที่ผ่านมา +6

    እንኳዕ ሰላም መፃኺ ሮዚዬ ምቅርቲ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ተመስገንኣምላኪ
    @ተመስገንኣምላኪ วันที่ผ่านมา +3

    ተመስገን ሮዚየይ ፍቅርኩም ይብዛሕ❤❤❤❤❤

  • @muluwelday4144
    @muluwelday4144 วันที่ผ่านมา

    ተመሰገን ሮዚየይ ፈቅርኹም ይብዛሕ❤❤❤❤❤❤❤መቁራት

  • @hgfgghgvjggf9916
    @hgfgghgvjggf9916 วันที่ผ่านมา +1

    እካዕ ብሰላም መፃእኺ ረዙየ ተናፋቂት❤❤

  • @ትዕግስቲ12
    @ትዕግስቲ12 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሮዚዋይ😍💖💖💕💕💕💖💕💕

  • @HcCg-m6h
    @HcCg-m6h วันที่ผ่านมา +1

    እንኳዕ ዳሕና መፃኪ ሮዚ ሽኮር🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @HxHs-q5o
    @HxHs-q5o 23 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እንካዓ ብሰላም መጸአኪ ሮዘየይ❤❤❤❤

  • @Kifi_Titi
    @Kifi_Titi วันที่ผ่านมา +1

    እንኳዕ ብሰላም መፃኹም ዞምሓተይ❤🥰

  • @mmn5167
    @mmn5167 วันที่ผ่านมา +2

    እንዕኮዕ ዳሓን መፃኣኪ ብጣዓሚ ናፊናቂ ነይርና❤❤

    • @AluChanal
      @AluChanal วันที่ผ่านมา

      ደምርኒ ወለላይ❤

  • @FanahHossin
    @FanahHossin วันที่ผ่านมา +1

    ኣነለ ናፍቀኩም እየ ሮዝ ጆቲ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @DyanaDiyana
    @DyanaDiyana 21 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እንዃዕ ብሰላም መፃኺ ሮዚ ሽኮር ❤❤😊

  • @gedu8644
    @gedu8644 2 วันที่ผ่านมา +4

    welcome ሮዚየ ናፈቅናኪ❤❤

  • @HabeshaFx-d4h
    @HabeshaFx-d4h 2 วันที่ผ่านมา +4

    ናበይ ኸይዳ ናበለኹ እየ ነይረ እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም ❤ 😊

  • @BRETUBE1ብሬ
    @BRETUBE1ብሬ วันที่ผ่านมา +1

    ሮዙየ ናፊቅናኪ❤❤

  • @GeniyGeniycom
    @GeniyGeniycom 2 วันที่ผ่านมา +2

    ኣሰይ ሮዚተይ እንቃዕ ብደሓን መፃእኪይ ❤🎉🎉❤❤

  • @ነኝፈቃርነቦኣ
    @ነኝፈቃርነቦኣ วันที่ผ่านมา +1

    እንካዕ ብሰላም መፃኺ ሮዚዋይ ፍቅርኹም ይብዛሕ ፉቱዋተይ🥰❤

    • @AluChanal
      @AluChanal วันที่ผ่านมา

      ደምርኒ ወለላይ❤

  • @BrhanGeretsadkan-i4k
    @BrhanGeretsadkan-i4k วันที่ผ่านมา +1

    ደሙሩኒ ጎተተይ ክምልስ እየ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @Ali-i9q
    @Ali-i9q 2 วันที่ผ่านมา +4

    ተመገን ደስ ኡለኒ ሀዚ ኡፍ🤲♥️♥️

  • @UuUu-e2t
    @UuUu-e2t วันที่ผ่านมา +2

    እንካዕ ብሰላም መፃቻ❤🙏🎉 ሮዚ ተናፋቂት ፍጥረት ኣድነቅቲ ሮዚ ኣበይ ኣለኩም ላይክ ጋይስዋይ ይመችኩም የኔ ማሮች❤❤❤🎉🎉🎉

  • @MelaMela-zq7gb
    @MelaMela-zq7gb วันที่ผ่านมา +1

    እንኾዕ ብሰላም መፃኪ ምቅርተይ❤❤❤❤❤

  • @Hxgkwvgd
    @Hxgkwvgd วันที่ผ่านมา +2

    ሮዚየ ምቅረት እንዃዕ ብሰላም መፅእኺ

    • @AluChanal
      @AluChanal วันที่ผ่านมา

      ደምርኒ ወለላይ❤

  • @SgSh-u4o
    @SgSh-u4o วันที่ผ่านมา

    ኣነስ ናበይ ጠፊኣ እናልኩ ሮዙየይ ብሰላም ድዩ ጠፊኢኪ😢❤🎉

  • @tebebehareya
    @tebebehareya วันที่ผ่านมา +1

    እንካዕ ሰላም መፃኪ ሮዚየ ናፊቅናኪ ነይርና❤

  • @SalimSalim-nc1mp
    @SalimSalim-nc1mp 2 วันที่ผ่านมา +45

    ምን አለ አማርኛ ብታወሩ ዉዶች

    • @ተመስገንጌታየ-ቘ1ጀ
      @ተመስገንጌታየ-ቘ1ጀ 2 วันที่ผ่านมา +4

      ነበር ግን እያገጣጠምን ቢሆን እናሰማለን😂

    • @SalimSalim-nc1mp
      @SalimSalim-nc1mp 2 วันที่ผ่านมา

      @ተመስገንጌታየ-ቘ1ጀ እሽ

    • @SelamSoli-fr4gb
      @SelamSoli-fr4gb 2 วันที่ผ่านมา +1

      የአህዮች ቃንቃ አይመቻቸዉም

    • @smerhsoso7490
      @smerhsoso7490 วันที่ผ่านมา +1

      ​@@SelamSoli-fr4gbዋይ በስመ ስላሴ አረ ነውሪ እዩ ክብርቲ ሓፍተይ

    • @MesiTubeመሲዩቱብ-k3q
      @MesiTubeመሲዩቱብ-k3q วันที่ผ่านมา +1

      ​@@ተመስገንጌታየ-ቘ1ጀደምሪኝ ማሬ ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @KsanetTube
    @KsanetTube วันที่ผ่านมา +1

    ተመሰገን ሮዚየይ ምቅርተይ😊

    • @AluChanal
      @AluChanal วันที่ผ่านมา

      ደምርኒ ወለላይ❤

  • @Hwnetchanelሕውነትቻነል
    @Hwnetchanelሕውነትቻነል วันที่ผ่านมา +1

    ደሙርኒ ባ ተጋርዋይ ፈቃራት ኣሕዋተይ❤❤❤❤❤❤

  • @SooquSabya-wy4by
    @SooquSabya-wy4by วันที่ผ่านมา +1

    እንኳዕ ብሰላም መፀኪ ወለላይ ❤❤

  • @ጓልትግራይ-ዀ2ጨ
    @ጓልትግራይ-ዀ2ጨ วันที่ผ่านมา +1

    ሮዚ ምቅርተይ እንኳዕ ብሰላም መፃኪ❤❤❤❤❤

    • @AluChanal
      @AluChanal วันที่ผ่านมา

      ደምርኒ ወለላይ❤

  • @Salamh-b5w
    @Salamh-b5w วันที่ผ่านมา +1

    ተመስገን እንዃዕ ሰላም መፀኺ ዛበይተይ ናብዘይኳነ ሓስበ ነይረ ❤❤

    • @AluChanal
      @AluChanal วันที่ผ่านมา

      ደምርኒ ወለላይ❤

  • @meri3353
    @meri3353 วันที่ผ่านมา +1

    ተመስገን ሮዚየ ናፊቀኪ ነይረ❤

    • @AluChanal
      @AluChanal วันที่ผ่านมา

      ደምርኒ ወለላይ❤

  • @Sara-op6mb
    @Sara-op6mb 2 วันที่ผ่านมา +4

    ሮዝየ እንኳዕ ብሰላም መፃኹም

  • @mashotsegay2610
    @mashotsegay2610 2 วันที่ผ่านมา +1

    ተመስገን እንኮዕ ብሰላም መፀእኪ ሮዚየይ❤❤❤🙏🙏🙏

  • @miliGere-k8i
    @miliGere-k8i วันที่ผ่านมา

    እንካዕ ብሰላም መፃኪ ሮዝየይ ተነፋቂት❤❤

  • @MySelf-t5m
    @MySelf-t5m วันที่ผ่านมา +1

    እውይ ሮዛየይ ኣይ ካኣልናን ናፍቆት❤❤❤❤❤❤

    • @AluChanal
      @AluChanal วันที่ผ่านมา

      ደምርኒ ወለላይ❤

  • @ሰሉጓልትግራይ-ቀ9ሰ
    @ሰሉጓልትግራይ-ቀ9ሰ วันที่ผ่านมา +1

    አሰይ ተመስገን አንኳ ብሰላም መፃአኪ❤❤

  • @ራኪ-ዩቱበ
    @ራኪ-ዩቱበ 2 วันที่ผ่านมา +5

    temsegn rozey enkea dehan mtseki eufff bezhu hasibe nayra😢❤🙏

  • @ማህደርtube
    @ማህደርtube วันที่ผ่านมา +1

    እንኳዕ ብስላም መፃኪ❤❤

  • @TrhasTiti-
    @TrhasTiti- วันที่ผ่านมา

    እንካዕ ብሰላም መፃኪ መዓረይ ❤

  • @Selam-zi8qy
    @Selam-zi8qy 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    አሰይ ሮዚይ ክፈትወኪመዓት እየ ፍቅርኩም ይብዛሕ😮

  • @TtYy-pi6wk
    @TtYy-pi6wk 2 วันที่ผ่านมา +2

    እንኻዕ ብሰላም መፃኪ ሮዚየይ❤❤

  • @RgatGebrekurstes
    @RgatGebrekurstes 2 วันที่ผ่านมา +1

    ሮዚየይ አንካዕ ብሰላም መፃኪ ❤❤❤❤

  • @AbhaAbha-pq1vi
    @AbhaAbha-pq1vi วันที่ผ่านมา +1

    ተመስገን ብጣዕሚ ተጨኒቀ ነይረ🎉🎉

    • @AluChanal
      @AluChanal วันที่ผ่านมา

      ደምርኒ ወለላይ❤

  • @UmArsulove
    @UmArsulove วันที่ผ่านมา +1

    እንዃዕ ብሰላም መፃኪ ሮዚ ሽኮር ናፊቀናኪ ነይረና 😘

    • @AluChanal
      @AluChanal วันที่ผ่านมา

      ደምርኒ ወለላይ❤

    • @AluChanal
      @AluChanal วันที่ผ่านมา

      ደምርኒ ወለላይ❤

  • @SalamSha-wl4tm
    @SalamSha-wl4tm วันที่ผ่านมา +1

    ተመስገን እንኳዕ ሰላም መፃእኪ ሮዚየ🌹❤

    • @AluChanal
      @AluChanal วันที่ผ่านมา

      ደምርኒ ወለላይ❤

  • @ASeTube-b4o
    @ASeTube-b4o วันที่ผ่านมา +1

    እንዃዕ ንሰላም መፃእክይ ሮዝዬ❤🎉❤

    • @AluChanal
      @AluChanal วันที่ผ่านมา

      ደምርኒ ወለላይ❤

  • @SaraSaa-le1oo
    @SaraSaa-le1oo วันที่ผ่านมา +1

    እንቃዕ ብሰላም መፃእኺ. ዛሓፍተይ

    • @AluChanal
      @AluChanal วันที่ผ่านมา

      ደምርኒ ወለላይ❤

  • @rfduv1457
    @rfduv1457 วันที่ผ่านมา +1

    ሮዙየ የኔ ማር እንኳዕ ብሰላም መፃእኽ❤❤

    • @AluChanal
      @AluChanal วันที่ผ่านมา

      ደምርኒ ወለላይ❤

  • @vshjd5931
    @vshjd5931 วันที่ผ่านมา +1

    ኣይትባኣሱ ብምርዳእ ፍትሕዎ ፍቅርኩሙ ይብዝሕዮ💞🌹💞🌹💞🌹💞🌹💞😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘

  • @ነፃነትአርጋዊጎልተዋህዶ
    @ነፃነትአርጋዊጎልተዋህዶ 2 วันที่ผ่านมา +2

    እንካዕ ብሰላም መፀኪ እግዚአብሔር እሰካብ መጨረሽታ ሓዳርኩም ይባርከልኩም🎉❤🎉

  • @HdOi-w9r
    @HdOi-w9r 2 วันที่ผ่านมา +7

    እንኳዕ ብሰላም መፃአኩም ፅቡቃት ፋሚሊ❤❤❤❤❤❤

  • @ሕልናዊትሄዋን
    @ሕልናዊትሄዋን 2 วันที่ผ่านมา +1

    ተመስገን እንኳዕ ብሰላም መፃእኪ ሮዚየይ❤

  • @ahmqhkma2859
    @ahmqhkma2859 วันที่ผ่านมา +2

    ሽኮራተይ❤🎉

    • @AluChanal
      @AluChanal วันที่ผ่านมา +1

      ደምርኒ ወለላይ❤

  • @00-2du3zu6d
    @00-2du3zu6d วันที่ผ่านมา +1

    ሮዚተይይ እንኳዕ ብሰላም መፃኺ🙏

    • @AluChanal
      @AluChanal วันที่ผ่านมา

      ደምርኒ ወለላይ❤

  • @mmn4535
    @mmn4535 วันที่ผ่านมา +1

    እንካዕ በሰላም መፃእክም❤🎉

  • @AsSa-bd7nk
    @AsSa-bd7nk วันที่ผ่านมา +1

    አጆኩም አብ ሕድሕድ ናብራ ፈተና አሎ እና አብ ሓዳር ምክአኣል ምክብባር ግልፅነት እምነት ዋና ነገር ግን ዋላ እዛ ዝደቀቀት ምንግጋር ግልፅነት እንተ ሃሊዮ ፅቡቅ እዩ እና ናብ ፈተና ከይትአትዉስ ፀልዩ ይብል እግዚአብሔር ስለዚ ፆሎት አዘውትሩ❤❤❤ እና ብጣዕሚ ኢና ንፈትወኩም ነክብረኩም

  • @GooklGookl-c2l
    @GooklGookl-c2l วันที่ผ่านมา +1

    ተመሰገን ረዚየ ክፈትየኪኮ🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤

    • @AluChanal
      @AluChanal วันที่ผ่านมา

      ደምርኒ ወለላይ❤

  • @frehagoslove6462
    @frehagoslove6462 2 วันที่ผ่านมา +1

    እንካዕ ብሰላም መፅኪ ረዚተይ❤❤❤

  • @haya11-p4w
    @haya11-p4w วันที่ผ่านมา

    እንካዕ ብሰላም መፃእኪ ሮዚየይ🙏❤️