ዝብልዎ ዘለው ስምዑ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 8 ก.ย. 2024

ความคิดเห็น • 285

  • @Welduwedikeshi-gz1jr
    @Welduwedikeshi-gz1jr 3 หลายเดือนก่อน +102

    ሰላም ንዓኻ ይኹን መምህረይ ሰላም ክትህሉ ብዓል ሙሉእ ተስፋ እየ 🙏🏻
    ኣነ ዝጽሕፈልካ ዘለኹ ካብ Libya 🇱🇾እየ plis ተገዲስካ መልሰለይ መምህረይ ናብቲ ጉዳይ ክኣቱ ሓደ ሓውና ኣሎ ኣብዚ ምሳይ ኣማኒ ምስልምና እዩ ግን ካኣ ኣየናይ እዩ እቲ ሓቀኛ እምነት ክፈልጥ ደልዩ እሞ መምህረይ ነዚ ወዲ ከራኽበካ እሞ እቲ ንሱ ዝሓተካ ካኣ ክትምልሰሉን ከተረድኦን ስለ ዝደለኹ እየ ንዓኻ ከራኽበካ ደልየ መምህረይ plis ተገዲስካ መልሰለይ ክጽበ እየ ብተስፋ 🙏🏻ደጊመ ሰላም ክትህሉ ብዓል ሙሉእ ተስፋ እየ መምህረይ 🙏🏻

    • @fgh-
      @fgh- 3 หลายเดือนก่อน +24

      ኣድራሻኻ ጽሓፈለይ ኣነ ሰብ ክገብረልካ ኣብቲ ዘለኻዮ ይቅሬታ ግን ጽሑፍ ከይበዝሖ ሞ ከይረኣዮ ሱቅ ከይብል ኢለ የ ዝጽሕፈልካ ዘለኹ እዚ ከኣ ጉዳይ ነብሲ ስለ ዝኾነ ንኩልና ከኣ ስለ ዝምልከት የ ብካሊእ ኣይትረደኣዮ ኢኻ ዝሓወይ ብዝያዳ እንተመሊስልካ ግን ጽቡቅ

    • @user-ww1yu8hm9q
      @user-ww1yu8hm9q 3 หลายเดือนก่อน

      Nhwena nablbu ymlslns

    • @user-jd8en4nz2c
      @user-jd8en4nz2c 3 หลายเดือนก่อน +6

      ብመሰንጀር ትረክቦ ትክእል ኢካ ስልጣን ከሰተ ኢልካ

    • @delinadelina4608
      @delinadelina4608 3 หลายเดือนก่อน +4

      ኣጆካ ኩሉ ክምልሰልካ እዩ ክሳብ ዝምለሰልካ ኣብ ሃይማኖትካ ጽናዕ ዝሓወይ

    • @yekidanemehretlegamen860
      @yekidanemehretlegamen860 3 หลายเดือนก่อน +4

      አደይ ማርያም ምስ ወዳ ምሳኩም ትኩን አጃካ ብሰላም አብቲ ትደልዬ አዲ ትምሬህካ

  • @enbebatukue7557
    @enbebatukue7557 หลายเดือนก่อน +1

    ካብ ቡጹእ ቅዱስ ኣቡነ ኣንጦንዮስ ኣይንበልጽን ኢና መከራ ናይ ኣቦና ክንቅበል ግደይታ እዩ ንሓቂ ደው እንተ ኢልካ መከራ ናይ ስጋ ብሓጎስ ተቀቢልናዮ ኣለና ንስጋና እንበር ንነብስና ክትንክፍዎ ኣይኽእሉን እዮም❤❤❤❤❤

  • @selamawitbrhane3334
    @selamawitbrhane3334 3 หลายเดือนก่อน +4

    ብጣዕሚ እዩ ዘሕዝን ደቂ ሓንቲ ዓዲ የሕዋት ብሃይማኖት ከምዚ ኢልኩም ክትፈላለዩ ኣጆኻ መምህር ስልጣን ሓወይ ኣብ ት/ትኻ ኩሉ ግዜ ይከታተለካ እየ ብጣዕሚ ኢኻ ጎበዝ ቀጽለሉ ብዝበለጸ ከኣ እግዚኣብሔር ኣምላክ ምሕረቱ ይልኣኸልና ንኹሉ ምድሪ ኣግኣዚት ኣብ እምነትና የጽንዓና እቲ ዘሕዝነካ ኣብ ደገ ዝሞተ ኣብ ዓዱ መጽዩ ክቅበር የብሉን ዝብልዎ ካብ መሬት ዓዱ ሓሊፉ ደኣ ናበይ እዩ ክኸይድ ምሕረት የውርድ ፈጣሪ✝️❤💛

  • @samerh-ho4py
    @samerh-ho4py 3 หลายเดือนก่อน +12

    ኣየ ህዝበይ ዝረክቦ ኣብዘለና ሃሊና እባ ሰላም ከልኡና እፍፍፍ😭 መምህረይ እግዚአብሔር ይሓግዝኩም❤❤❤

  • @ariamdawit9894
    @ariamdawit9894 3 หลายเดือนก่อน +4

    እቲ ቅኑዕ አምላክ እዩ ዝፈልጦ እግዛብሄር ባዕሉ ምሕረት የውርድ መራሕ ሃይማኖት ተባሂሎም እምኒ ምስንዳውን ሰብ ምፍጋእን ከም ቅቡል ዝወስድዎ ሐጥያት አይኮነን ዝብሉ ካልእ ነቶም ሐደወገን ናባና ገጾም ቀይቀርቡ ደጊም ተፈላሊና ኢና ዝብሉ ሐላፍነቶም ዘንጊዓም ንጽልኢ ዝጉስጉሱን ደይኮኑን ማዓልታዊ እብ ይቱብ ከይሐፈሩ ዝዛረቡ ዘለዉ ስለዚ ንሰብ አንፈቱ ዝዘራርጉሉ ዘለአኡ እዚኦም እዮም ካልእ ዘረባ ዘድልዮ አይኮነን።

  • @light8742
    @light8742 2 หลายเดือนก่อน +1

    Pls pass this message to Abune Menkerios., that what goes around .. comes around. This statement I heard it more than 10 yrs ago from Abune Menkerios. Now, when it comes from 🇪🇷 everybody, including you, get crazy. If your leader is Abune Shinoda and Abune Menkerios, you are out of your way. In person, I heard worse than this from these two leaders. Sorry, I expected you to be polite and modest than mad and blame the other side. The problem is from top to bottom inside the church and servants, but the congregation is paying the price. If not for the congregation, churchs in diaspora could be battle ground. May the Lord protect his people and place.

  • @Sara-hm6qs
    @Sara-hm6qs 3 หลายเดือนก่อน +7

    እግዚአብሔር ይመስገን መምህረይ❤
    ቅድስት ቤተ ክርስትያና መንፈስ ቅዱስ ይቆፃፀረልና😢❤😊

  • @natsnetbereket3686
    @natsnetbereket3686 3 หลายเดือนก่อน +8

    ኣምላክ ኣቦይ ግብርና ሪኢኻ ኣይትፍረደልና😢 ብዓልኻ አንዶ ቤተክርስትያንና ዕርቂ ፍጠረልና😢😢😢🙏🙏🙏🙏 ስልጣን ሓወይ ኣጆካ አወ ጋሂ ኣለና ሓቅኻ ግን ንጽናዕ። አቶም ንአዝጊኣብሄር ተፍቅሩ ልብኩም ይጽናዕ አዩ ዝብል ኣጆና በብዘለናዮ ምእንቲ ቤተክርስያና ንጸሊ በብዓቅምና ሰላም የውርደልና🙏🙏🙏🙏

  • @user-gb9gw9up6p
    @user-gb9gw9up6p 3 หลายเดือนก่อน +13

    ቀዳመይቲ ባዕለይ
    ቃለ ህይወት የስመዐልና መምህርና እንኳዕ ብሰላም መፃእኻ🎚💚🕊

  • @MehariMehari-kw9uj
    @MehariMehari-kw9uj 3 หลายเดือนก่อน +8

    በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን
    መጀመርያ ኣብ ሂወትካ ጥዕና ኣብስራሕካ ኣሳልጦ የምነየልካ መንፈሳዊ ኮንካ ኣይትፈክር እስከ ሕሰብ ካብ ቮለቲካታት እንታይ መፍለይ ኣለካ ክርስቶስ ፍቅሪ እንበር ምፍልላይ ኣይመሃረናን ስለ ፍቅሪ ሓድነት ሰላም ሕብረት እዚ ትብሎ ዘለካሲ እቶም ቨሎቲከኛታት ይኣክሉና እግዚኣቢሀር ከም ግብርና ዘይኮነ ምሕረቱ ዝቀረበ የጠምተና ካብ ወገንነት ኣንነት ፈከራ ናጻ ኮንካ ስበክ ሆሴ 4:6ህዝበይ ሰኣን ፈልጠት ይጠፍ ኣሎ።ብኣካ ዝጠፍእ ዶ ዝድሕን ኢልካ ሕሰብ እግዚኣቢሀር ንሃገርና ክልልቲ ብግርማ ሕጽብቲ መንፈስ ቅዱስ ይግበራ ሰለሙ ይልኣከልና
    ስብሃት ለእግዚኣቢሀር ሉኡል ወለወላዲቱ ድንግል ወለመስቀሉ ክቡር ኣሜን

    • @user-ej2oi2rk4w
      @user-ej2oi2rk4w 3 หลายเดือนก่อน

      Amen Amen Amen Mehari hawna

    • @amanueltadiwos1904
      @amanueltadiwos1904 3 หลายเดือนก่อน

      ኩሎም ቅኑዓት ኣይኮኑን በጃኻ ኢለካ፡ ሓለይቲ ተመሲሎም ናብ ካልእ ዓለም ዝመርሑ ዘለው እዮም ዘይምስመዖም ይሓይሽ፡ ካብ ቤተ ክርስትያን ንገዛ ይምልልሳ ይበልጽ በጃኻ፡ ሰላሙ ይሃበና ፈጣሪ

  • @habtomtesfay2354
    @habtomtesfay2354 3 หลายเดือนก่อน +2

    ምስ መናፍቓን ሕብረት የብልናን። መናፍቓን ከሓዲ። ኣርዮስ ንስጥሮስ

  • @user-qq7jp6qx5o
    @user-qq7jp6qx5o 3 หลายเดือนก่อน +6

    እንዃዕ ብሰላም መፃኢካ ስልጣን ሓዉና
    እግዚአብሔር አምላክ ሰላም ይውረድልን

  • @TekleBeyene-ny1re
    @TekleBeyene-ny1re 3 หลายเดือนก่อน +2

    ኩቡር መምህረይ እቶም ኩቡር ናይመንፈስ
    አቦና ንዓሰርተ 16ተ ዓመት ብሰንኪ እምነቶም ብሞት ዝሓለፋ አቦና እንኮን ናይመወዳእታን ሓቂገዲፎም ብሰማእትነት ዝሓለፋ ንዉሉድ ወለዶ አብቃልአቦና ጸኒዕና
    ክንሔልፎ እግዚአቤሄር አብጎድንና እዩዘሎ
    እዞም እንዳ ሓደሩ አስማት ዘጠምቁ ነቦኦም ክጠልሙ ዘይሓፈሩስ አስማት ክዝርጉሑ አይክሓፋሩን ንሕናግን እታመንገዲ ሐቂዝሓዘ
    እዩዝዕወት አጀኹም ንጽናዕ አብእምነትና

  • @user-jd8wn9lh3d
    @user-jd8wn9lh3d 3 หลายเดือนก่อน +4

    ናይ ብሓቂ ዘሕዝን እዩ ኣጆኹም ክቡር መምህርና ኣምላኽ ሓድነት ይፍጠረልና እንበር ኣጆኻ ክቡር ሓዉና ስልጣን ሰላምን ፍቅርን ሓድነትን ንኹሉ ወዲ ሰብ🙏

  • @weinikeleta3461
    @weinikeleta3461 3 หลายเดือนก่อน +1

    Oh Egziabeher Amlak mehiret Yeweredlena 🙏🙏🙏 Nay behaki Sltan hawey lebina 💔💔💔 tseru😭😭😭🙏🙏🙏✝️✝️✝️

  • @BerthaGarza-n9k
    @BerthaGarza-n9k หลายเดือนก่อน +1

    Goytanan medhaninan eyesus krstos mtekkab yfterelna❤❤❤

  • @tsegaygebremedhin2233
    @tsegaygebremedhin2233 3 หลายเดือนก่อน +1

    AmEN amen amen kale hiwet kale berkete kale senay yesmalna Seltan hawey. 🎉

  • @yordanosandemichael2450
    @yordanosandemichael2450 3 หลายเดือนก่อน +1

    Amen qalehiwet yesmealna hawna
    Abiet aremiennet kab merahti haimanot kemzi zbele hsur meglexi msmaena zehzn eyu ajokum memena. Egzabihier ab emnetna yxniana amen

  • @rahwamengisteab7753
    @rahwamengisteab7753 3 หลายเดือนก่อน +7

    ሰልጠነ ወደይ ኣምላኽ ይባርካ ኩሉ ግዜ ብተገዳስነት ይከታተለካ ኢየ ቀጽሎ

  • @user-uj8dq9jw1t
    @user-uj8dq9jw1t 3 หลายเดือนก่อน +11

    ጎይታዋይ ኣነስ ክፈትወኻ ልባመይ ናተይ❤

  • @geralegas47
    @geralegas47 3 หลายเดือนก่อน +4

    ስልጣን ሐውና ኩሉ ግዜ ንሐድነት ንስበክ ሐንቲ ማዐልቲ ሐድነት ክትመጽእ እያ እቲ ቀንዲ ግና በታ ቅኑዕ ኦርቶዶክሳዊት ኣጽናፋዊት ሕዚና ንሰጉም ስምዒት ዝተሐወሶ ዘረባ ኣየድልን ቤተ ክርስትያን ካብ ፖለቲካ ትውጻእ ሎሚ ግና መእመና ኣገልገልቲ ቤትክርስትያን ተሐዋዊስዎ ኣሎ ምኽንያቱ እቲ ፖለቲክኛ ኣብ ሃይማኖት ኢድ የእቲዩ እቲ መራሒ ሃይማኖት ድማ ኣብ ፖለቲካ ኢድ ይእትዩ ክልቲኦም ብእግዚኣብሄር ኣምላኽ ተሐተቲ እዮም ብዝያዳ ድማ እቲ መራሒ ሃይማኖት ህዝቢ መንገዲ ሐቂ ክመርሕን ክጋስይን ይግባእ ስለዚ እዚ ምፍልላይ እዚ ናይቲ ጥንቲ ጸላኢና ድያብሎስ ሜላ እዩ እሞ ካብ ስምዒት ወጺና በታ መንገድን ሐቅን እንዳተጋዐዝና ሐንቲ ማዐልቲ ድማ ኣብ ሐደ ንመጸሉ ግዜኣይተርፍን እዩ ።

  • @nighistieyob2685
    @nighistieyob2685 2 หลายเดือนก่อน

    Amen Amen Amen kal hiwet yesmailna

  • @tedrostewelde287
    @tedrostewelde287 3 หลายเดือนก่อน +5

    ኣጆካ ጥራይ ዝሓፍሩላ ጊዘ ቀረባ ኢያ💙💙💙💙

  • @user-gl6qo3iz6p
    @user-gl6qo3iz6p 2 หลายเดือนก่อน

    የበርትዓና እምበር ንድሕሪት ንጥምተሉ ምኽንያት የብልናን ጸገም የለን አምላክ ሓቂ እምበር ተዋስኦ ኣይፈቱንዩ

  • @weshalmedia9604
    @weshalmedia9604 3 หลายเดือนก่อน +2

    ሳልሳይ ዝምረጽ ፓትርያርክ ከ መን ይኸውን፧ ኣወል ስዒድ ከይኮነ ኣይተርፍን። 😢😢😢 እዞም ኣብ ኤርትራ ዘለዉ ጳጳሳት ኣስልሙ እንተዝበሃሉ 'ውን እምቢ ኣይምበሉን።

    • @nohkahsay9266
      @nohkahsay9266 7 วันที่ผ่านมา

      ሃላይ ብቤተ ክርስቲያን ትላገጽ

  • @user-bq7mz3vf4m
    @user-bq7mz3vf4m 3 หลายเดือนก่อน

    ሰላም ክቡር ሓው መምህር
    ብጣዕሚ እዩ ዝሕዝን ዕጫ ህዝብና ዶ አትዩኹም ናዓኹም እውን 😢😢 ይሕዝን ነቶም ነዚ ዝፃሓፉ እግዚአብሔር ዓይነ ልቦነኦም ይክፈተሎም አቱም አብ ሓቂን ፍትሕን ጠጠው ኢልኹም ዘለኹም ቃል አቦና ቅዱስ ወብፁእ አቡነ እንጦንዮስ ከም በትሪ ነቢይ ሙዜ እንተዳኣ ገይርኹም ሒዝኹሞ ርግፀኛ እየ ከም ቀይሕ ባሕሪ አብ ቅድሚኹም ዘሎ መፃወድያ ፈተና ፈንፂሕኹም ከምትወፁ ግልፂ እዩ አጀኹም እግዚአብሔር ምሳኹም እዩ አምላኹ ዝሓዘ ዝወደቀ ፍፁም የለን።።።።።። 🙏🕊ክፉኡን ተንኮለኛን ሓፂር እዩ ዕድሚኡ ።

  • @nakfa1318Tv
    @nakfa1318Tv 2 หลายเดือนก่อน

    Amen amen amen

  • @dashimetayshow
    @dashimetayshow 2 หลายเดือนก่อน +1

    እዚኦም ግብረ ሽበራ እምበር ጳጳሳት ኣይኮኑን ። ኣነ ቀቢጸዮም ኢየ ። ኣብ ሞት ኣቦና ቅዱስ እንጦንዮስ ተሓተቲ ኢዮም። ንሕና ንባዕልና በዚኦም ዝግበር ጥምቀት፡ክህነት ፡ ፍትሓይ ኣይንውበልን ።

  • @TesfahalemWoldegabriel
    @TesfahalemWoldegabriel หลายเดือนก่อน

    😭😭😭😭😭😭😭 ኣምላክ እስራኤል ተለመን እንታወት እዮም ሞሳድ ድዮም ወይስ ሲኣይኤ ወይልክን ልኣክቲ ኡይ ዓለም 💙🌍💙🌍💙🌍💙❤️😍❤️

  • @nighistieyob2685
    @nighistieyob2685 2 หลายเดือนก่อน

    Kal hiwet yesmailna egzaibihar mhretu yewrdelna.

  • @delayselam-qc4gy
    @delayselam-qc4gy 3 หลายเดือนก่อน +1

    Amlak betu yhalu beteami zhizn gize eyu😢😢

  • @user-gg7zk8ot4n
    @user-gg7zk8ot4n 3 หลายเดือนก่อน +5

    ኣምላክ ምስ ውጻዓት ኡይ ኣጁና

    • @tesfomhagos9192
      @tesfomhagos9192 2 หลายเดือนก่อน

      እንታይ ሓሶት ድዩ ክመሃር

  • @user-ck2kx6ld1x
    @user-ck2kx6ld1x 2 หลายเดือนก่อน

    ብስመስላሴ ክርስቶስ ኣምላከይ እዛ ብክቡር ደምካ ዝተሃነፀት ቅድስቲ ስፍራና ሓልወልና🙏 ታይ ማዓቱ ደቀይ ክሳብ ክንድዚ ብደቃ ክትድፈር የሐዝን ኢዩ😢

  • @Light51178
    @Light51178 3 หลายเดือนก่อน

    ሓዋርያ ኣቦታትና ኣብ ዘመኖም ዝተፈልየ ፈተና ኣየጓነፎምን።
    ንሓወርያዊ ተልእኾኦም እሙናት ኮይኖም፡ ንናይ ሽዑኡ ነገስታት፡ ዓለማዊ ሕግታትን ተጽዕኖታት ብምቁዋም ብሰማእትነት ኢዮም ሓሊፎም።
    ሕጂውን ንሱዩ እቲ ፈተና። ንዓለማዊ ሕጊ ልዕሊ መንፈሳዊ ሕጊ ልዕልና ዝህቡ ፈሪሳውያን ብግልጺ ክድገም ንርኢ ኣሎና።
    እታ እንኮ መንገዲ፡ እታ መንፈሳዊ መንገዲ ሰማእት ሓወርያ ኣቦታትና ምኽታል ኢያ።

  • @hani165
    @hani165 3 หลายเดือนก่อน +1

    ሰላም ብሩኽ ሓውና ፡ኣምላኽ ኣብቲ ሓቂ ቃል ሂወት የንብርካ ፡ ኣነ እኮ ሙስሊም እየ እንተ ኾነ ፍርቂ ስጋይ ክርስትያን እዩ ሓሰበይ ክህብ ይግባኣኒ ድዩ ወላ ይግባኣን ኣምላኽ ከም ሓጥያት ኣይቑጸረለይ ፡ብጣዕሚ ዘሕዝን እዩ ኣብ ኦረተዶኽስ ዘጋጥም ዘሎ ፡ብሰንኪ እቲ ዘሎ ስርዓት ኤርትራ ፡ እዞም ኣብ ኤርትራ ዘለዉ ኣቦታት ድማ ኣብ ልቦም ይምለሶም ኣብላኽ፡""ብንእሽቶይ ከለኹም ምስጽሓፍ ቁዱስ የንብብ ኔረ """ እብራውያን ምዕራፍ 6 ጥቅሲ 4 ክሳብ 6 ዘላ ጽሑፍ ከይርስዕዋ ይምሕጸኖም ነቶም ዓበይቲ ጳጳሳት ኤርትራ ፡ኣምላኽ ምስ እቶም ከም ቃሉ ሓቂ ዝሓዙ ስለ ዝኾነ ፍረ ጻዕርኹም ክህበኩም እዩ ህዝብኹም መንፈስ ኣልቦ ከይኮነ ከተርክብሉ ድማ ዘይውዳእ ጽንዓት ይሃብኩም

  • @talkingtooth9871
    @talkingtooth9871 2 หลายเดือนก่อน

    ስልጣን ሀወይ በርትእ አጆኻ እግዚአቢሄር አምላኽና ይሃልኻ ወላዲተአምላኽ ትሀልኻ አሜን

  • @user-bz4jj8wg2h
    @user-bz4jj8wg2h 2 หลายเดือนก่อน

    እግዚኦኦኦ መሓረና ክርስቶስ፡ እንታይ ዝበለ ግዜ ኢና በጺሕና፡ ኣብ ሓደ ሃይማኖት ከኣ ክንድዚ ምፍልላይ፡ ኣቱም ሰባት እግዚኣቢሀር ዶ ኣይኮነን ከ ዝቅበልን ዘይቅበልን? ኣቦየ ይቅረ በለልና።

  • @user-uo7hp4wm6t
    @user-uo7hp4wm6t 3 หลายเดือนก่อน +1

    😢😢😢 ሓድነቱ ይላኸልና እግዚኣብሔር ኣምላክና.ኣሜን!

  • @user-fe7te5wg6y
    @user-fe7te5wg6y 3 หลายเดือนก่อน +3

    ኣይይይይ ከፍርሕ ጊዝኡስ የሕዝን ፈጣሪ ናብ ሓደ ይጠርንፈና🤲

  • @user-xh8un8cc4v
    @user-xh8un8cc4v หลายเดือนก่อน

    Eigzabihra amlak yqre ybelelna❤❤❤

  • @user-if2oz2wt9e
    @user-if2oz2wt9e 3 หลายเดือนก่อน +2

    ኣብ ኤርትራ ዘሎ ሲኖዶስ ደቁ ዘሳድድ ትዕቢተኛ ተንኮለኛ ካሓዲ ደቁ ዝበልዕ ሑሱር ዕርቂ ዘይፈልጥ ካሓዲ ፈላላይ እዩ ተዋሃዶ ነዘላኣለም ትንበር ምሕረቱ ይልኣኸልና ❤❤❤

    • @Orthodox-pz2zn
      @Orthodox-pz2zn หลายเดือนก่อน

      ተጠንቀቕ

    • @nohkahsay9266
      @nohkahsay9266 7 วันที่ผ่านมา

      ከመይ ኢሉ ምሕረቱ ክልእከልና መዓት ዘምጽእ ጸርፊ እንዳ ጸረፍካ ኣይትሓፍርን ዲኻ ኦርቶዶክስ ዲኻ፡ ተጋግዮም ተኾይኖም፡ናብ ልቦም፡ክምለሱ ጸሊ ተዘይ ኮይኑ ስቅ ምባል፡ሓጥያት ኣይኮነን

  • @user-cg7is4sl6r
    @user-cg7is4sl6r 3 หลายเดือนก่อน

    ቃል ህይወት ያስመዐልና እግዚአብሔር ቅድስት ቤተክርስቲያንና ያሓልው👏😌

  • @michaelissack9271
    @michaelissack9271 3 หลายเดือนก่อน +2

    God bless you and your family thanks ❤❤❤deacon seltene

  • @SegudTv
    @SegudTv 2 หลายเดือนก่อน

    ኣሜን (3) ቃል ሂወት የስማና ብዓይኒ ምሕረቱ ይጠምተና ሰላም ፍቅሪ ዕርቂ ይስደደልና ምእንቲ ድንግል ማርያም ምእንቲ ቅዱሳን ኣቦታት ቅዱሳን መላእክቲ ኢሉ እንበር ኦርቶዶስክ ክንስና ኣብ ክልተ ክንከዉን ጽቡቅ ኣይኮነን በጃኩም ህዝበይ ንሳማማዕ😢😢😢

  • @rasiykidane1455
    @rasiykidane1455 3 หลายเดือนก่อน

    Ane zigermeni Nay Amlak sibketn timrti du Wels nay kemzi yigebru alewu ilka miswar mimen ika kemzi ilka tigeltselu zeleka resa keyatu do gele ilka Musikanten entau saebenu ab meda wesika nimntau kemu tegeru do miglas aymhadhen endegena kea eti haki aytzarebn ika kulu gizie nay hade tsegi koynka ika tzareb ane kab zifelteka nay meshaf kitmhir keleka tsibuk eu Ente ezi gin tsegie koynka mittanzen ayedlin eu Aytfelali Aytesawir tekilka tselot nigber kabzi himak gizie mihret yewrdelna nibel kulatn Akshtkum diykonatkum selm yewrdelna Amlak 🙏

  • @MulerTigraweti
    @MulerTigraweti 2 หลายเดือนก่อน

    *_አምላኬ ምሕረትካ ልኣከልና ክፉእ ዘበን በጺሕና😢😢_*

  • @user-hv7md2ud6s
    @user-hv7md2ud6s 2 หลายเดือนก่อน

    ሰላም ሃወይ ትምህርትካን ኣጎልጉለትካን ኣምላክ ይባርከልካን ኣብ ሚዲያ ወጺካ ኣይትፋካከር ኢዚ ኩሉ ትምህርትካን ኣጎልጎለትካን ኣይተጸበኩካን ህጂ ድማ ኢስካን ቤተክርስቲያንን እትፍጽሙዎ ኣጎልጉለት ንኣምላክ እንበር ንሕዝብን ጳፓሳትን ዲካ ትፍጽም ዘለካ ተጠንንቀቅ ዝሃወይ ካብ ኩሉ መፍሳውነትካ ኣሐይል ጸሊ ንጸሊ በተኩሉ ምክፋፋል ኣይትበል ሃይል በርትዕን ግን በዚ ዘልካዮ ኣይኮነን ኣበይ ኣሎ ኢቲ ና ቀደም ስልጣን ስልጣን ሃወይ ውራይ ትምህትካን ገድልካን ስብከትካን ግበር ኢቲ ጽቡቅ ትምህሮ ዝነበርካ ትምህርትካ ጠፊኡ ዋእ😂😂😂 ህጂ ኣምላክ ሰላም ይዓድል ኣብ ሰላም ከምጽእ ብቴክስቲያናን ህዝብና ኣብ ኣምላክ ተስፋ ይገብር ግን ጸሎት ኣይነቃርጽ ሃደራ ህዝበ እግዝኣብሄር ብምህረቱ ይጠምትና ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @letischsamuel7908
    @letischsamuel7908 2 หลายเดือนก่อน

    እግዝኣቢሔር ምሕረት የዉርደልና

  • @user-yx6gz9em4q
    @user-yx6gz9em4q 2 หลายเดือนก่อน

    Ab eritrea bwetahaderawi zimirah irtidox emmber bhakena emnet timrah ortodix yelan bzeyka ab dege zelewu wuhudat

  • @user-rp4eo1te6w
    @user-rp4eo1te6w 2 หลายเดือนก่อน

    ኦ ኣምላኽ ኣቦይ ምሕረትኻ ላኣኸልና

  • @frezgiraessi6435
    @frezgiraessi6435 3 หลายเดือนก่อน +2

    ስዕረቶም ኢዮም ዝነግሩኻ ዘለዉ ሰልጠነ ሓወይ ኣጆኹም ጥራይ

  • @berekettsegabirhan5451
    @berekettsegabirhan5451 3 หลายเดือนก่อน +2

    ኣነስ ልበይ ተሰረ በሓቂ ቤት ኣቦይ ካብ ዝበኣሰ ናብ ዝበኣሰ ኣኪልና ድዩ ከምዚ ኮና😢😢😢😢

  • @Arsulove-ke6xd
    @Arsulove-ke6xd 3 หลายเดือนก่อน +1

    እንቃዕ ሰላም መፃካ መምህረይ ♥️
    ኣቤቱ ኣምላኸይ ሆይ ባዕልኻ ሓልወና 😥🙏

  • @samer-wh6rk
    @samer-wh6rk 3 หลายเดือนก่อน +2

    እህህህህ ብጣዕሚ እዪ ዝሕዝን ፈጣሪ ኣቦይ ዓይነ ልበነኦም ኣብረሀሎም 😢😢

  • @ambesajirtesheme980
    @ambesajirtesheme980 3 หลายเดือนก่อน +1

    Qale hiwet yesmealna egziabher memhrey ❤
    Nzrdeo eko bilibi eyu zeguhin zehzinin gin kea bruh eyu mgedi haqi men hizwa alo. Tref neana n goyta goytet keman asadidemo agafiemo nbtom natu koydu ayteqebeliwo ngoyta goyta win elu alem neay ayteqebeletinin eya emo neakum win aytiqbelekmun eya kesadidukum eyom elwom eyu n hawariyat . Lomi kea yehwat betekrstian oriental church teqebilenana etom natna bsga gin yesadudna kerhuqna bzuh yxieru alewu ygerim gin kea xega eyu. Qrub zesekfeka naytom lewahat maemenanna eyu. Egziabher amlak mengedi yeman ymrhayom. Neana dima xiniat yehabena ab agoligiletna. Nmerahtina xegan tienan yhabom egziabher ❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-gz3cy1cv6r
    @user-gz3cy1cv6r 3 หลายเดือนก่อน +1

    እግዚአብሔር ሰላም የዉርደና እንበይ ቤተክርስቲያን ምድሪ ሓበሻ ምሰ ፖለቲካ ኣጨማሊቀምዋ እዮም😢

  • @buucsbb8535
    @buucsbb8535 2 หลายเดือนก่อน

    እግዚአበሔር አምላክ ሓድነቱ ሰላሙን ይልኣከልና ክብር መምህርና ጸጋኡ ያብዘሐልካ ብእውነት🎉❤❤❤❤

  • @rahwamengisteab7753
    @rahwamengisteab7753 3 หลายเดือนก่อน +10

    ህግደፍ ካሳብ ዘሎ ቤተ-ክርስትያን ሓድነትና ክመጽእ ኣይንጽበን ጸላኢ ሰናያት ኣብ ዓድና ዘሎ ብስም ኣብ ወልድ መንፈስ ቅዱስ ክርሕቅ ብሓባር ንጸሊ

    • @user-ww1yu8hm9q
      @user-ww1yu8hm9q 3 หลายเดือนก่อน

      Ezi bzaba kale eu nmnty poltica tutu newri aytgage❤

    • @HermonnaAndat
      @HermonnaAndat 3 หลายเดือนก่อน

      Really , betekrstyan do teaki hgdef....

    • @tirhashailu619
      @tirhashailu619 3 หลายเดือนก่อน

      Tikikil Rahwa

    • @tirhashailu619
      @tirhashailu619 3 หลายเดือนก่อน

      Merahti emnet nay krstos tiezaz gedifom ko nay higdef yitgbru alewu. gud

  • @awetkibreab9859
    @awetkibreab9859 3 หลายเดือนก่อน

    ኣገልግሎትካ ይባረኽ ሰባኺ ሓቂ ስልጣን ሓወይ በረኸት ናይ ቁዱስ ዮሐንስ ኣፍወርቅ ይሕደረካ❤❤❤❤❤❤

  • @NATMAHARITV
    @NATMAHARITV 3 หลายเดือนก่อน +1

    እዚ ኩሉ ሓጢኣትና ኢዩ ኣምላኽ ናብ ሓድነት ዘምጽኡ ንፉዓት ኣቦታት ይሃበና

  • @user-sw6di9pe6k
    @user-sw6di9pe6k 3 หลายเดือนก่อน +2

    ናይ ፖሎቲካ ጉዳይ ከም ዝኮነስ በቲ ሓደ ሰብ ዝመተስ ኣብ መሬት ዓዱ ኣይቅበርን ኢዩ ምባል እኩል ኢዩ።

  • @TesfomTekeste
    @TesfomTekeste 2 หลายเดือนก่อน

    እግዚኣብሄር ካብ ሰብ መሪጹ ንሽመት ካብ ዕንጨቲ መሪጹ ን ታህቦት ክምዝብል ዝሸይም ኣምላኽ እበር ሰብ ኣይኮነን እንተኾነ ግን ከምዚ እንዳበልካን እንዳገበርካን መንግስተ ሰማይ ክውረስ ኣይከኣልን እዩ ብፍላይ ሰብ ክንፈርድ ስልጣን የብልናን እሞ ብዛዕባ ሰብ ምዝራብ ደው ኣብሎ ዝሓወይ ኣምላኽ ናቡ ቤቱ ይምለስኩም

  • @user-oj7we6zq6t
    @user-oj7we6zq6t 3 หลายเดือนก่อน +2

    ሰላም ስልጣን፥ ኣነ ኣብ ናይ ሲኖዶስ ቤተክርስትያን እየ ዝግልገል፥ ብዘሕዝን መልክዑ፥ ብዙሓት ንፈትዎም ኣዕሩኽትና ኣገልገልቲ ካብዛ ዘለናያ ቤተክርስትያን ወጽዮም እዮም። ኣምላኽ ሰላም ይሃበና፥
    ኣነ ሕቶ ኣለኒ፥ እዚ ቅድሚ 3ተ መዓልቲ ዝወጸ ናይ ሕብረት ኣብያተ ክርስትያናን መግለጺ፥ ብዛዕባ ሲኖዶስ ኤረትራ ዘሕለፎም ውሳኔታትን፥ ፓትርያርክ ክሸይም ይሸባሸብ ከም ዘሎን እዩ፣ እቲ ከምኡ ዝብል ናይ ሲኖዶስ ኤረትራ መግለጺ፥ ኣበይ እዩ ዘሎ? ከምቲ ዝበልኩኻ ኣነ ኣብታ ናይ ሲኖዶስ ቤተክርስትያን እየ ዘገልግል፥ እዚ ጉዳይ ካባኹም እየ ዝሰምዖ ዘለኹ፥ ኣብ ቤተክርስትያና ዝተበሃለ የለን፥ ስለዚ እቲ ሓበሬታ ካበይ እዩ መጽዪ? ኣሎ እንተኾይኑ ውን እዚ ናይ ሕብረት ኣብያትክርስትያናት መግለጺ ዝቀልጠፈ ዶ ኣይመስለካን፧ ማለት፥ እቲ ተባሂሉ ዝበሃል ዘሎ ኣብቲ ዕላዊ ናይታ ቤተክርስትያን ሜድያ ክሳብ ዝወጽእ ንምንታይ ዘይጸንሐ፧
    ብዝኾነ እዚ ብ ሲኖዶስ ተባሂሉ ዝተበሃለ ነገር እንተ ሃልዩካ ግልጺ ግበሮ፥ ኢሎም ጥራሕ ኢና ንሰምዕ ዘለና!
    ሰላም ለይቲ!

    • @user-ft1xf9st2c
      @user-ft1xf9st2c 3 หลายเดือนก่อน

      ሰላም ኽቡር ሓው ብናይ ሲኖዶስ ብውሽጢ ውሽጢ እዩ ዝከይድ ዘሎ እቲ ጉዳይ ጥቡቅ ርክብ ዘለዎ እዩ ዝፈልጦ እምበር መግለጺ ኣየውጽኡን ዘለው ግን ምስ ኮነ ዘረባ ኣየድልን እዩ ከይኮነ ኢኻ ከይከውን ትዛረብ ናብ ግብጺ ሉኡኻት ሰዲዶም ክሸሙ ይዳለው ከም ዘለው ግን ኣነ ቅድሚ እዚ ሓበሬታ ፈሊጠ ዋላ ክትሓትት ትኽእል ኢኻ። ናይ ግብጺ እንታይ መልሲ ከም ዛሃቦም ግን ኣይፈልጥን ከምቲ ናይ ቀደም ባዕሎም ዲዮም ክሸሙ ዋላ እንታይ ኣይፈልጥን ምኽኒያቱ መረሕቲ ሃይማኖት ዘይኮነ መራሕቲ ሃገር እዮም ኣቲሞ ዘለው እቲ ጉዳይ

    • @adegoytayruftalbey2558
      @adegoytayruftalbey2558 3 หลายเดือนก่อน +1

      Ezi sltan zbehal merzam eu mear zhb zelo zamesele ere eu zekols wwla hji smayo ab wshtu nay xlei wegennet hizu eu zzareb zelo skuf politicenya eu fxm nay fkri selam menfes yeblun melhasu kemsl eu kalat axebabiku zmexe

  • @djddbbd3177
    @djddbbd3177 3 หลายเดือนก่อน +3

    ቃልነ ሂወት የስመዐልና መምህር ሰልጥነይ❤❤❤🎉

  • @ezgabheryemasegen6009
    @ezgabheryemasegen6009 3 หลายเดือนก่อน

    እዋይ ማዐልቲ ውድቀት ክትቀርብ ከላ ማዐት ደንበርበር እዩ ዘጋጥም እግዚአብሔር ምሳና እዩ አጆና 🙏🏽💙💙💙💙

  • @user-bx7qz3qo1m
    @user-bx7qz3qo1m 3 หลายเดือนก่อน +2

    ኣምላኽ ምሕረቱ የውርደልና💔
    ካብኡ ኣይኽፋእ😢 ዋይ ግዜ።

  • @efremnega1781
    @efremnega1781 2 หลายเดือนก่อน +1

    ሰላም መምህረይ🙋🙌🙋

  • @abrahamybchelsea5276
    @abrahamybchelsea5276 3 วันที่ผ่านมา

    Krmti zbelkayo eyu memhir tekeste, ember kemana nhagernan haymanotnan zhali zgdes yelen. Tekonegn Menafiqan , tegaru eya zerebiom . Aqmi zeybilu seb kea kemiu eyu kbil . Kerediakan kretakan aykiel eyu::

  • @hiwetnegasi7134
    @hiwetnegasi7134 22 วันที่ผ่านมา

    🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @mogeslovetv4818
    @mogeslovetv4818 3 หลายเดือนก่อน +1

    Brgied nhamsdu agelgali amlak kkewn aykieln eu sultan seytan

  • @fishalegebreyosus862
    @fishalegebreyosus862 3 หลายเดือนก่อน

    😂😂😂😂😂😂❤ልብኻ ዝሰብር ኢዩሞ ምሕረት የውርድ-ኢልና ንልዑል ፈጣሪና ብምልማን ክንጸንዕ ጥራዩ ዘለና ብጽንዓት።

  • @mihretkidane8294
    @mihretkidane8294 2 หลายเดือนก่อน +1

    Abyetu yqrbelel egzabiher mhretka fenwelna

  • @bsrattesfaldete5478
    @bsrattesfaldete5478 9 วันที่ผ่านมา

    Sltan ezi ab leli orthodox betekrstiyan tghebro zelkan mfllayn xelemn bmealtu kab amlak ktfdeyo eka egziabher ab zfekedo selamn erano kmexe u nska keythafr akmka ghber

  • @user-wk9pl7qe9g
    @user-wk9pl7qe9g หลายเดือนก่อน

    እየሱስ ይመፅእ ኣሎ እዮ ንሰሀ እተዉ

  • @user-dj1ge7in9z
    @user-dj1ge7in9z 3 หลายเดือนก่อน

    ሰላም አምላክ የብዘሐልካ ስልጣን ሓውና እግዚአብሔር ልቦና ይሃበና እግዚአብሔር ይሓግዝኩም😢 መምህረይ አምላክ የበርትዕኩም😢

  • @user-ss5ml4zo6o
    @user-ss5ml4zo6o 3 หลายเดือนก่อน

    ቃለ ሂወት የስመዐልና ስልጣን ሓወይብሓቂ ኣምላክ ልቦናና ይክፈተልና 😢😢😢

  • @user-sn8ui2mj2c
    @user-sn8ui2mj2c 3 หลายเดือนก่อน

    Egzabiher amlak Selam yewrdelna

  • @edendebesai4077
    @edendebesai4077 2 หลายเดือนก่อน

    Kulukum subai etew eti haki kab egziabhier eyu .tezaribom endyom aytihazeley wegen hizka eka tzarebn kulu ke a tsemo eka gn netom natna tblom zeleka temkniyelom eka .

  • @MebrhitGebrhiwet-go7xb
    @MebrhitGebrhiwet-go7xb 3 หลายเดือนก่อน +1

    Eway ant amalk betem eu zehazen negs medr kihegses negs semayn yhezan aliw mehrit ywradlom.amalk kebzem teot ydhenin memhrey ❤❤❤

  • @user-vh9jl9hc9b
    @user-vh9jl9hc9b 3 หลายเดือนก่อน

    እንካዕ ብሰላም መፃኢኻ ሰልጣነ ሓወይ ብጣዕም ኢዩ ዘሕዝን ደቅ ሓንቲ ዓደ ብሃይማኖት ከምዚ ኢልኹም ክትፈላለዩ አጀኻ መምህረይ ሰልጣነይዋ😘
    እግዚአብሔር አምላኽ ምሕረቱ ያውርደልና😭

  • @Dyaz-cd5nj
    @Dyaz-cd5nj 3 หลายเดือนก่อน +1

    መስተዋዊሊ ልቦና ይሃበበና

  • @rigatheyle359
    @rigatheyle359 3 หลายเดือนก่อน

    Amen Amen Amen kale hiwet yesmalna ❤😢

  • @user-zl6vh2yj3l
    @user-zl6vh2yj3l 2 หลายเดือนก่อน

    ተማሃራይ ካብ መምህሩ ኣይበልጽን እዩ ፡ ንስኻ ምስጢራት ካልእን ነጺጎሙልና ኢልካ ኣይንቅበልን ኢሎሙና ትጉሂ ኣለኻ ፡ ነቲ ህይወት ምሕራትን ዝህብ ምቅባል ኣብዮም ከም ዝሰቀልዎን ዘዋረድዎ ከይትርስዖ ድኣ ፍራሕ እምበር እቲ ኣቦ ዝጸውዖ ሓደ እኳ ኣይክጠፍእን እዩ

  • @user-uj8dq9jw1t
    @user-uj8dq9jw1t 3 หลายเดือนก่อน +4

    ❤❤❤

  • @betielyohannes8653
    @betielyohannes8653 3 หลายเดือนก่อน

    Nay bhaki korbet begie zitekednu toqualu. Ezi melekti zehlefuwo fre menfes kidus kemzeykone terediena aynrebesh nimahlel Egziabhier kiredanaeyu ajokum yehwat, ab emnetna nitsinae.🙏🏽😢

  • @AmmanuelAmmanuel
    @AmmanuelAmmanuel 3 หลายเดือนก่อน

    Amlak mharetu yewrdelna ❤❤❤

  • @aziebwoldu3898w
    @aziebwoldu3898w 2 หลายเดือนก่อน

    Amlak mehret yewredelna neabotatn ka nablbom yemlesom

  • @user-sf9px5vk1p
    @user-sf9px5vk1p 3 หลายเดือนก่อน

    ን ካህና ብረት ብግዴታ የዕጢቆም ካብ ኣብ ቤተክርስትያን ንዋርድያ ዝፈረዱ እንታይ ትጽበ😭😭😭😭

  • @birhankidanu5493
    @birhankidanu5493 3 หลายเดือนก่อน

    እግዚአብሔር አምላኽ ከም ህዝበ እስራኤል ይአካክበና እምበር ከቢድ እዩ ክቡራት አሕዋትና
    መስተውዓሊ ልቦና ይዓድሎም
    ንዓካቱም ከኣ መንፈስ ቅዱስ ይዓድልኩም ❤🙏🙏🙏

  • @ghenethaile4185
    @ghenethaile4185 3 หลายเดือนก่อน +1

    🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @MoralGebreab
    @MoralGebreab 22 วันที่ผ่านมา

    🙏🙏🙏

  • @user-hu2ho8rf7b
    @user-hu2ho8rf7b 3 หลายเดือนก่อน

    እግዚኣብሔር ይመስገን ስልጣን ሓወይ ሰላም ካ ይብዚሕ 🙏🙏🙏🙏♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️

  • @temesgengoytaytv
    @temesgengoytaytv 3 หลายเดือนก่อน +1

    Ezi natka aferfer mnfkna n Aryos aytekemon.

  • @Joseph-st7ze
    @Joseph-st7ze 3 หลายเดือนก่อน +1

    Sorry hawey bikedamnet kulu seb zeyrido koynu inber kindi aba Mekaryos zikewn abo yeblnan gin men yifletom tahadso ilkum kindey meniseyat asagukum hiji nab kulu mis metse tizarebu. Hiji iwn int temelisu kulu seb intay iu iti haki ilkum n hizbi ab hade amitsiwo kab zitefiwo mileswom nisikum zetfakumom meniseyat win keleliti aykonun ahwatkum milesu please

  • @KheihBahri-cg7on
    @KheihBahri-cg7on 3 หลายเดือนก่อน

    ድሕሪ 1800 ዓመታት ተዋሕዶ ሓበሳ ክትበታተን ንርእይ ኣሎና። እቲ ፍታሕ ናብ ናይ ኣቦታትና እምነተ ጸሓይን ምድርን ፡ ማይን ንፋስን ንመለስ። ግደፍዎ ኣይትኽእልዋን ኢኹም።

  • @samer-wh6rk
    @samer-wh6rk 3 หลายเดือนก่อน

    ኣምላኬ እስራኤል ኣቦይ ካብ ሓጥያትና ምሕረትካ ይዓቢ እሞ ምሕረትካ ስደደና ምእንቲ ቅደስቲ ድንግል ማርያም ንኩሉ ሓጥያትና ይቅረ በለልና😢😢😢

  • @Rahiel47
    @Rahiel47 3 หลายเดือนก่อน

    🤝 ሰላም ነዛ ጽሒፍቲ ተንብባደለካ'ኪ ንንታይ ኣለዎ ሞት ኣለዎ ይብሉ ከምዚ ሓውና ሰልጣን ደሎ! ምፍልላይ ካብ ድጅምር እኮ ሒደት ዓመታት ተደይ ገበረ ብወዓል ሕደር በቢ ቁሩብ 🤌🏼 ድማ ናብ ኣጎልጉሎት ዉልደክህነት ተቀባልነት ከምደይቡሉ በጺሖም ኣለዉ ቅ'ጳውሎስ ብጸበባ ተዓገሱ ከምድብሎ እግዚኣቤሔር ይመስገን
    🤲🏼 ! ትዕግስቲ ጽቡቅ ኢዩ ሎሚ ምስ መንግስቲ ተጸጊዖም ምእመናን ደም የንብዕዎሎዉ ኢድ እግዚኣቤሔር ሓጻር ተደኣ ኮይና ክፍደይዋዮም ! እንታይ ኢዩ ድብል ጠቢቡ ንዓሻ ከም ዕሽነቱ ምለሰሉ ድለበመ ከይመስሎ ኢብል ቅዱስ ቃል
    🤔 ዎዮ ደኣ ብድብድቡ ደሓን ንስገሮ ኢሉዩ ሰብ ትዕግስቲ ጌሩ ደሎ እንበሪ (ሰሚዕክሞም ተደኣ ኮንኩም ቅድሚ 3 ዓመት ቐሽ ማሪቆስ ደባስ * ኣቡነ ሉቆስ ደልዎ ብቃሎም ኣምጼኦሞ ኔሮም ሰሚዕክሞ ተደ ኮንኩም ብዩቲብ ተመሓላሊፉ ኣብ ዓለም ደሎ 🌍 ተጠቃሚ ማስሜድያ ደጊሙ ክሰምዖ ይክእልዩ ካብቲ ብዙሕ ብዉሑድ ክምዚ ኢሎም ኔሮም ብዛዕባ ቅዱስ ወቡጹእ ኣቡነ እንጠንዮስ ነብሱ የዕርፍ! ዘረበኦም ድማ ከምዚ ይብል ኣቡነ እንጠንዮስ ሎሚ ኣይኮኑን መናፍቅ ኮይኖም ቀደም ቅድሚ ፓትርያሪክ ምኮኖም ኢዮም መንፊቆም ዝብልዩ እዚ ደልዎ ኣብ ሰሜን ኣሜሪካ ዑደት እናዘሩ ኢዩ ¡ ትቅብል ኣቢሉ ኣቡኡ ድጸንሐ ቆሞስ ድማ ኣቡነ ሉቆስ ከምዚ ተደኣ ኮይኑ እዚ ጉዳይ ንዓኩም ተመሊሱ ክወግኣኩምዩ ቅዱስ እንጠንዮስ ተደኣ ቅድሚ ፓትርያሪክ ምኮኖም መናፍቅ ኮይኖ ትፈልጡ ኔርኩም ንስኩም ውን ጵጵስና የብልኩምን ንስኩም ድቀባእክሞም ካህናትን ድቃቆናትውን ተቀባልነት የብሉን ክብሉዮም ግብረመልሲ ድሃብዎም ሽዑ ኣብቲ ጉባኤ ብልሳኖም ደውጽዎ ንዖኦም ትሃርም ምስኮነ ዋዕዋዕ ዕዝምዝም ንስገሮ ንሕለፎ ኢሎም ኣብ ማእከልቤተክርስትያን 💒 ግ፣ሓ 9፥5 ኣብ ኣንፊ ብልሒ እንተ ኣድሓርሓርካስ ንርእስካ ደደካ ።
    ከምድብል ሕጅ ድማ ከምቲ ቅዱስ ቃሉ ድብሎ ጎይታይ ንሓወይ ክንደይ ግዜየ እቅረ ክብለሉ ሸውዓተ7 ግዜዶ ላላእ 7×70ሸውዓተሳዕ ሰብዓ ከምደሎ ሕጅ ድማ ሕድገታት ጌርና ንሓድነትን ዕርቅን ደኣ ንጎስጉስን ይጎስጉሱን እንበሪ ተደኣ በደላትን ጌጋታትን ምጽብጻብ ኮይኑ ካብ ንምቅርራብ ንምፍልላይ ዝዕድም ኢዩ! ሰላም ይሰዓበና ደሓን ኩኑ !!!

  • @khtt8663
    @khtt8663 3 หลายเดือนก่อน +1

    Esika eti nayeisrael keshi kalie neyru tezkewun mistezarebka neyrka entay qeinka zeytezarebka

  • @user-cw2yi3ne8x
    @user-cw2yi3ne8x 3 หลายเดือนก่อน +1

    O amlakey eti kulu zelenayo tirio zeleka nisika tifolto ekamo baelika melsi hab haylimenfes quduska lakelna goytaymienti wuxue bedelna gedifka teareqena

  • @Orthodox-pz2zn
    @Orthodox-pz2zn หลายเดือนก่อน

    Sltan hawey krekbeka delie aleku