ታይ እዩ መፅሓፍ ቅዱስ ? | ታይ እዩ ትርጉሙ? | ክፋል 1 | መደብ ሃይማኖትና | ብዲ/ን ወልደ ጨርቆስ |

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 25 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 21

  • @meridesta8011
    @meridesta8011 9 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤ብሓቂ ቃል ሂወት የስምዓልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም ❤❤❤ብ ቀፅሉዎ ደቂ እመብርሃነይ አብ ደፍተረይ ናፀሓፍኩዎ ነይረስ ተቋሪፁኒ

    • @elohe21
      @elohe21  9 หลายเดือนก่อน

      ኣሜን ዝሓፍተይ.... ንኩልና ቃለ ሕይወት የስምዐና .... ኩሉ ግዘ ሓሙስ ሰዓት ዓሰርተ ክልተ እና ቀፀለ ክከድ እዩ ከም እግዚአብሔር ፍቃድ

  • @salamahsalamah4030
    @salamahsalamah4030 9 หลายเดือนก่อน +1

    አሜን አሜን አሜን❤❤❤

  • @ትርሓሰሓዱሸ
    @ትርሓሰሓዱሸ 9 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የሰመዐልና🙏🙏🙏

    • @elohe21
      @elohe21  9 หลายเดือนก่อน

      ኣሜን ንኩልና

  • @lemlemgerezihar
    @lemlemgerezihar 9 หลายเดือนก่อน +1

    ሰላም ኩብሮምየይይ እንካዕ ዳሓን መፃካ ከሙኡዉን ንኩለኩም ስድራ እግዚአብሔር ከመይ ዉዒልኩም
    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዕልና አነስ ሰማዒት እምበር ተግባር የብለይንዋ ሰሚዕና 30~60~100 ፍረ መንፈስ ቅዱስ ክንፈሪ እግዚአብሔር ይደግፈና

    • @elohe21
      @elohe21  9 หลายเดือนก่อน

      ኣሜን ከም እግዚአብሔር ፍቃድ በቢ ክፋሉ ሃይማኖትና ክንሪኦ ኢና

  • @AmlesuAbraha
    @AmlesuAbraha 9 หลายเดือนก่อน +1

    ቃለ ሂወት የስመዐልና 🙏🙏🙏

    • @elohe21
      @elohe21  9 หลายเดือนก่อน

      ኣሜን ንኩልና

  • @tgraweyt
    @tgraweyt 9 หลายเดือนก่อน +1

    ቃል ሂወት የስመዐልና

    • @elohe21
      @elohe21  9 หลายเดือนก่อน

      ኣሜን ንኩልና

  • @senyetsenyet7838
    @senyetsenyet7838 9 หลายเดือนก่อน +1

    ብሓቂ ደስ ዝብል መደብ ቃለ ሂወት የስመዐልና❤❤❤

    • @elohe21
      @elohe21  9 หลายเดือนก่อน

      ኣሜን ንኩልና

  • @mebrihit-d1t
    @mebrihit-d1t 9 หลายเดือนก่อน +1

    ቃለ ሂወት የስመዐልና👏👏👏

    • @elohe21
      @elohe21  9 หลายเดือนก่อน

      ኣሜን ንኩልና

  • @ግርማነሸዩቱብ
    @ግርማነሸዩቱብ 9 หลายเดือนก่อน +1

    ሰላም ሰላም ክሮም ሓወይ እንኳዕ ሰላም መፃኻ ማዓረይ ቃል ህውት ይሰመዐና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @elohe21
      @elohe21  9 หลายเดือนก่อน

      ኣሜን ንኩልና

  • @አሱጓልአክሱም-ፈ2ዘ
    @አሱጓልአክሱም-ፈ2ዘ 9 หลายเดือนก่อน

    👏👏👏👏👏👏👏

  • @tslatmedia-8404
    @tslatmedia-8404 9 หลายเดือนก่อน +1

    አነ ግን ዝገርመኒ ኦርቶዶክሳውያን ነዚ ከምዚ ዝበለ ቃል ኣምላክ ዘሕልፍ ቻነል ሼር ኮሜንት ወዘተ ዘይብል ንምታይ እዩ ዘይድግፍ ታይ እዩ ፀገሙ ? ግን ባዕሉ እዚ ሚድያ ድዩ ነቲ መንፈሳዊ ዘይደሊ ኮይኑ? ርግፀኛ እየ እዚ ምስሊ ዓለማዊ ተዝኸውን ማዓት ተኸታሊ ንሃለዎ።
    በይዛኹም ኣሕዋት ሚዲያታትና ክበዝሓ ኣለወን
    ላይክ ሼር ሳብስክራይብ ብምባል ንደግፍ ነተባብዕ
    ቂር ስለ ዝበለኒ እዩ ይቅርታ

  • @samrigaltigray6853
    @samrigaltigray6853 9 หลายเดือนก่อน +1

    ቃለ ህይወት የስመዓልና👏💗

    • @elohe21
      @elohe21  9 หลายเดือนก่อน

      ኣሜን ንኩልና