ከዘክረካ ብ ተስፉ ክሮስ (ግራይ) ምስ ዓይኖመ
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 12 ม.ค. 2024
- HIDMONA TV is a channel broadcasting video clips, music, movies, series movie, comedies, interviews and other entertaining & informative arts, from people to people.
We would like to request you to like, share and subscribe to see and enjoy our media progressively.
Thank you
Hidmona - บันเทิง
🦁💪🏿🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 Eritrea is a country of heroes a country of king's 🤴 and queen's 👸 awet n hafash ✊🏾🦁 🇪🇷👑💒♥️🕌
ኤርትራውነት ክቡር መንነት። ኣብግዚኣ ዓይኖመ ጂግና ግራይን ጂግናን ኣብ ግዚኣ ኢያ ኣብጺእኩማ ጆጋኑና።ክብርን ሞሳን ንሓይልታት ምክልካል ኤርትራ። ክብርን ሞጎስን ንሰማኣታትና።❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤።
ክብርን ማገስን አናብስ ንስዋአቱና , ሰራዊትና , መንግስትና ,ህዚብና ነዛ አልማዚ 💎🇪🇷💎🇪🇷💎ኤርትራና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ልኡላዊት ሃገር ዚገበርዋ
እምላክ ባርከልና ንኤርትራና 🇪🇷🇪🇷🙏🏽🙏🏽💎💎🇪🇷🇪🇷🦁🐪🇪🇷🇪🇷❤️🕊️❤️🕊️
MUCH LOVE❤ERITREA🇪🇷FROM SOMALIA🇸🇴🔥🔥🇸🇴🇪🇷
We love you much too ower somalian Brothers and sisters, we will never forgett what the Somalia peopel have done for os during our struggel. 💪🇸🇴🇸🇴🇸🇴💪💪🇸🇴
ዓይኖመይ ይካኣሎ ግራይ ዋርሳይ ደቂ መሬት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ❤❤❤❤❤
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇬🇪🇷🇩🇯🇩🇯🇩🇯🇩🇯🇩🇯🇩🇯
@@AfwerkiRussom 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹
الله يحفظ وطنا الغالية من كل شر يارب العالمين 🤲💖🇪🇷💖🇪🇷💖🇪🇷
ዋርሳይ ንሓመዱ ይሃንጽ ኣሎ ዓዱ ።❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ብሓቂ ዓቢ ስራሕ ግራይ ሓወይ ኸምቲ ሉሙድ ዐይኖመ ሓወይ ኣብ ግዚኣን ሳዓታን proud to be erirean 🇪🇷🇪🇷💪💪
YES!!! Eritrea wins as usual !! Eritrea forever!!!!!
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ደቂ ኤረይ ሐላላት ❤🙏🏼🌹ዘለአለማዊ ዝኽርን ክብርን ንሰማእታት ኤርትራ ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ 💪🏽❤️🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷❤️🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷😘😘😘
❤❤❤ only Eritrean are capable of doing this miracle
Thank you EDF glory to our soldiers
Telamat kea texebeyu
We are proud of you 💪💪💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Peace and prosperity to Eritrea people and Victory to EDF 💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪
Wow deki erey ❤❤❤❤❤❤❤
ናይ በሃቂ ክብርን መጎስን ንህዝቢ ኤርትራ❤❤❤❤❤
መወዳእታ ዘይብሉ ውግእ!
ሰላም ወርደልና!
Best song thank you yehwatey❤🥰🙏 God bless our beautiful people and contry 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዕይኖመይ ምስ ግራይ ኩሉ ነብስኩም ታሪክ ክብሪ ይሃብኩም
ጅግናታት ደቂ ኤረ ሳላኹም ሃገር ኣላትና ኢልና ንሕበንን ንኾርዕን።ራዛ ናይኣቡኡ ሓዛ ኢዩ እሞ ውረስ ተወራረስ ኮይኑ።ካብ ይካአሎ ናብ ዋርሳይ ካብ ዋርሳይ ክኣ ናብ መንደላይ
🤝👍🏽❤️💐🇪🇷🐪✊💪🇪🇷🇪🇷🐪
So proud of you of you our hero’s
God bless Eritrea and Eritrean People
Glory to our martyrs Awet Nhafash ✊️✊️✊️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💕💕💕💕💕🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏾🙏🏾🙏🏾
ኤርትራዊነት ኩብር መንነት 😍❤ ሰራዊትና ዋሓስ ሃገርናን ህዝብናን 🇪🇷 ❤
Very good song ❤❤
Yes I remember 1998 to 2000 the defensive of Warsay Ykalo heroes fought against all odds but the strength of Eritrean military is amazing onley few countries can own like Eritrean defences.
መርሓባ ጀጋኑና ደቂ ሪመይ ሓላላት❤❤❤
Eritrea home of free because the bravest warriors ajokum deki eri jeganu, Awet nhafash peace for Eritrean people 🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️
❤❤❤❤❤❤ኤረይ ሃገረይ ንበሪይ ክበሪይ ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ሰራዊትና ጅግና ናይ ጀጋኑ ጎብለል ኣፍሪቓ❤❤
ኤረይ ሽሕ ግዜ ህግደፍ ይበድለና ኤርትራዊ ጅግንነት ኹሉ ግዜ ክንዝምረሉ እና ኽንዕቅቦ እና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ህ.ግ.ሓ.ኤ for ever
Ehi entay gearka hgdef tbl kabananlalie Mengsti u tebedilu shgir rekibu nzeyrdalu gn xubuk aleka
@saidabdella8036 ስዒዶም እስኪ ንገረኒ ህግደፍ ዝበደለና ብጭብጢ፡ደሓር ከኣ ኮነ ኢሉ ድዩ ወይስ ብጸላእትና ጸገም ምስ ወረዶ ኢዩ❤
@@michaeltewelde3646 ዝበደለና ብዙሕ ኢዩ መንእሰይ ኤርትራ ንሃገሩ ክብጆ ኣብዝኾነ ስዓት ድሉው ኢዩ ሃገራዊ ኣገልግሎት ኢልካ ዕድመ ንእስነቶም ምሉእ ኣብ በረኻ ወይ ሃገር ኣይማዕበለት ወይ እሶም ንነብሶም ኾይኖም ሓዳር ገሮም ደቆም ኣየምሃሩ ኹሉ ዘሮ... ክተት ተኾይኑ ኸም 98 ሰብ ብሓይሊ ብፍታዉ ዝኸይድ ነበረ ምከተትና ኣብዚ ዝሓለፈ ኣይ ሰላም ኣይኩናት ክንደይ ድዩ ካብ ንሃገሩ ምግልጋል ምኩብላል መሪጹ በርከ ኣብቲ ኣሃዱኻ ወላ ሓንቲ ትገብሮ የብልካን እቲ ድፋዓት ተኾኑ እኹል ገድፍካ እቲ ተረፈ ንነብሱ ክኸዉን ዘይተገብረ why....2. ንሕና እኮ ንስለ ሃገር ዝሰንከሉ ንርሽንን ዝተረፉ ኸም ሳርድን ኣብ ቃንዮ ይኹን ኣብ ኻልእ መዓስከራት ነንብር ዘለና ህዝቢ እኮ እና ሕጂ መንግስቲ ነዚኦም ዝኾውን መባኦታዊ ናይ ህወት ነገራት ከማልእ እገዳ ከልክልዎ ድና ክንብል ገዝኦም መድሃንቶም ትምህርቲ ንደቆም ዘመናዊ ዓረብያ ወርሓዊ መሻርፍ ክንገብር ዘይክኣልና ህዝብን መንግስትን እና እኮ እቲ ህዝቢ ምኣኸሎ ነዚ ነገር ከይገብር ግን ኹሉ ግዜ ዝሓላልኾ መንግስቲ..... እዚ እንዳ ርኣኻ ኸመይ ኢልካ ኢኻ ኣብ ዓዲ ኾፍ ክትብል ወታሃደር ኮንካ ወይ ልምዓት ሃገር ከይትገብር ወላ ሓንቲ ዝግበር የለን ኩናት ኣቲኻ ከይትስንክለላ ዝሰንከሉ ዝረኽብዎ ዘለዉ ንርእዮ ኣለና ስለዝስ ኣኣብ ንቕመጠን ሃገራት ዘለዉ ስንኩላን ብሃገሮም ዝግበረሎም ንርእዮ ኣለና...ነዚ ምኻን ንስእን ኻልእሰብ ብዘይ ፍርድ እስርቤት... ሓደ ኣብነት ክህበካ ብተወደድ ሽሕ ግዜ ገበን ይግበር 27 ዓመት ዘእስሮ ገበን መቸም ኣይገብረን እንታይ ኢዩ እዚ ሕጂ ዓመታት ንሃገር ኣብ ቃልሲ.... ናጽነት ምስ መጸት ዓመታት ኣብ እስርቤት.... እዚ እቲ ገ ገዚፉ ኢዩ
Wawwwwwwwww absolutely Excellent Job❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ዋዉ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ግጥሚ ብጣዕሚ ማሃሪት ንኩላትና ሕጃዉን ንቅሐትን ምስትዉዓል ብሐድነትና ሸጥ ምዓጣ ሕጃዉን ብሐድነትና ሃገርና ኤረትርያ ስብ አለዋ ናይ ብሐቅ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏
ታዓወት💪 🎉🎉🎉🎉ኤርትራዊ 🌹🌹🌹🌹
ዎው ጥዒም ምዚቃ ❤️❤️🎵🎵🎵❤️❤️❤️❤️❤️🎵🎵🎵👍🏼👍🏼👍🏼👍🏼
❤❤
We are proud you deki erey ❤❤🇪🇷🇪🇷
Glory to Our Martyrs
Eritrea b deqa tekebira tneber!!!🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 kiberu nberu Jeganuna!!!❤❤
Thanks Hidmona great chanel love you. 🇪🇷❤️🇪🇷
We are proud to be Eritrean honour identity ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷❤️❤️🇪🇷❤️❤️🇪🇷🇪🇷❤️❤️🇪🇷🇪🇷❤️❤️🇪🇷🇪🇷❤️❤️
Thanks deki Eri.
We are lucky and proud to be Eritrea for enemies Eritrea kubur mennet 🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍🏾👍🏾💪🏿💪🏿💪🏿💐💐💐🥛👈🏾🥛👈🏾🥛👈🏾💎💎💎💎🕊🕊🕊🕊🕊
ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ስራሕ ❤❤❤❤
Thank you ግራይ ምስ ዓነሞይ ክሉ ነብስኩም ጥበ ብ እዩ አሞ ቀጽሉዎ ዘልኣለማዊ ንሰማእታትና ዓወት ንሓፋሽ👍
Mbel 2yy ❤❤❤🎉🎉 yxhf aleku wellcome deki Erey 🎉🎉🎉
ኩላኩም ደቂ ኤረይ ላይክን ኮመንትን ከይገበርኩም ከይትወጽኡ ብሽም መንደላይ የዛኻክረኩም ኣለኩ❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ሸር ክኣ ከይንርስዕ
ናይ ብሓቂ ሸር ኣይንረስዕ ጀጋኑና ሂዎቶም እንዳሃቡስ ነዚ ክንበቅቕ💪✊🤝💐🇪🇷❤️🐪
❤ ❤ ምርሓባብኩም ዓይኖመ ዎ ተስፋይ ውላድ ፋርሶታት ! ።
النصر للجماهير، ዓወት ንሓፋሽ።
Nice deki ere jeganu
ደቂ 9 ብሄራት 🇪🇷⛪🕌❤ ጀጋኑና ንበሩልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፡ደቂ ሪመይ
❤❤❤❤ really good work 👏👏👏❤❤❤❤ proud of u 💯👏💯💯💯💯💯💯💯💯💯
ሃገረይ ሐላዊኪ ዘይድቅስ ዘይታከስ እዩ ኩሉ ግዜ አብ ጸልተይ አብ ልበይ አለኺ ❤❤❤
Good job ኣሕዋተይ 🌹🇪🇷🙏
ይበል ብሉጽ ስራሕ ሃብተስላስ (ዓይኖመ)፡ ምስ ተስፉ (ግረይ) ኣዝዩ ተዘካሪ ብሉጽ ስራሕ ምስ መሳጢ ኣርትዖት ❤። ኩሉ ግዜ ብሉጽ ስርሓት ምስ ኣብ ስጡም መስርዕ ። ንበሩልና ክበሩልና በሃራት።
Hager salkum dew ila ala. Amlak kulu gize misakum ykun. 🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷291
Nice job thank you kiros and aynom
ኤረትራዉነት ክቡር መንነተ❤❤❤❤❤
❤❤🇪🇷🇪🇷🐅🐅💪🏽💪🏽ትዓወት ትዓወት ትዓወት አንታ ጅግና ወዱ ኤረየ አንበሳ 🎉🎉🎉🐅💪🏽👏🏿👏🏿🇪🇷🫶🏾🫶🏾⛪️⛪️🇪🇷🇪🇷🐅🕌🕌✅️✅️✅️✅️✅️✅️❤️🫶🏾🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽❤️❤️❤️❤️❤️
Gray & Aynome great job. Glory to our heroes. Victory to the masses 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
ኣታ ጅግና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤
esey esey abet jigenent deki hagerey. proud to be eritrean❤❤❤❤
ERITREAWI Kubur Mennet forever Alawys YESSSS 🇪🇷 ♥️ 🕌 🙏🏽 ⛪️ ❤️ 🇪🇷 ♥️ 🇪🇷🤩🇪🇷💞💟🇪🇷💗🇪🇷🥰👑🇪🇷👑🇪🇷💝‼️‼️
Thanks deki erie 🇪🇷💯👍👍💯gray jigna 🤙
We are proud to be Eritrea Honour Identity!❤️❤️🇪🇷🇪🇷❤️❤️🇪🇷🇪🇷🩸🩸🇪🇷🇪🇷💪🏽💪🏽👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Welcome deqi abeyti❤❤❤
Eritrea live for ever god bless eritrea 🇪🇷
በየናይ ርሶም ክዝክሩ ባዓል ሓንጎል ደርሆ ግዳ ሳላኹም ሳላ ጀጋኑና ስዒራ ወጽያ ኤርትራና ክብረት ይሃብኩም ክብርን ሞጎስን ንሓይልታት ምክልኻል ዘላኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትና ዓወት ንሓፋሽ👍💪💯🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷❤
Kbren mogsen njegnuna wetru
Awet Nhafash 🇪🇷🇪🇷💪💪❤️❤️
Proud of you 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹
❤❤❤❤❤❤ኤረትራውነት ኪቡር መንንተ❤❤
We proud of you guys ❤❤❤
ጀጋኑ ፡ ጀጋኑ ናይ ብሓቂ ፡ ጀጋኑ ብተግባር ፡ አውረስቲ ኻኣ ፡።
ኤረትሪን ፣! አየ እዚ ጀግንነትኩምን ስሬኹምን ፡ እዞም ጎረቤትና ዓጢቆሞ እንተዝኾኑስ ነዛ መሬት ምገልበጥዋ ።
ክብርን መጎስን ንጀጋኑ ኤርትራ ።
Yes weskuna bejakum tarkina ..tarik jignenet ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Deki Erey Tsaeda deki halal Meriet!! 💚❤️💙
Deki erey jegnuna ❤🇪🇷🥰🥰👍👍👍💪💪💪❤️❤️🥰🇪🇷🇪🇷
God-bless you, brother 🎵🎶🎶💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Wow 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👑👑👑
Next part please ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰🥰🥰🥰
ኤረይ 🇪🇷🇪🇷ሰብ ኣሎዋ 🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷
We are grateful for your sacrifices our beloved family for making the impossible possible!
ተስፉ ኪሮስ ኣቦ ጥበብ ጥራሕ ዘይ ኮነስ ንባልካ ጥበብ ኢኻ ሞ ኣምላኽ ኣብ ሂወትካ ጥዕና ኣብ ስራሕካ ዓወትን ኣሳልጦን
🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤ aye ewe jeganuna kbrn megosn nserawitna,edmen tenan yhabkum fetari terfulu gzie yhabkum er❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Yesss
ካብዚኦም ምኳንካስ ሕብን ኩርዕ ትብል ደቂ መትከል ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ።💯💯💯💯💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤❤❤ ጀጋኑ ደቂ ሃገር ሓዊ ናትናያ ።
Eritrawnet kubur mennet ❤❤❤ U deki Erey abgrayn aynomen blux sirah.
❤❤❤❤❤❤
Sabia Sabia Nizehleme Eritrea 🇪🇷 Wedi Afomo Nizehleme anekaratte
Eritrea 🇪🇷
በለው መጺዮም ❤❤❤
Anbes yehwatey htru ab metkel azkryom ❤❤❤❤❤❤❤
Love you my country♥️🇪🇷💐
ታሪክ አቦታትናን አያታትናን ዘይርሳዕ ናይ ጂግንነት ታሪክ ዩ ንዘላለም ክአ ታሪኮም ክስነድዩ አሰሮም ክአ ንወሎዶታት ክወራረስዩ ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪👍👍👍
Yes 🇪🇷🇪🇷❤️❤️🥰👌
Keep up a good job Gray.
Great job 👏 👍 gray nebsi thanks so much
Proud of you guys Tesfu and Aynome
alena ajoki eriy
لسع هيا في قلوبنة إريتريا 🇪🇷🥷
ጀጋኑ ሃገረይ ቅሰኑለይ❤❤
መርሃባ ዓንዲ ማእከል ጀጋኑ ስብ መትከል🇪🇷❤️🌹ንበሩልና ክበሩልና ዕድመን ጥዕናን
ኩሉ ንዓደይ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏🙏
Wellcom to be Eritrea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Proud Eritrean 🇪🇷
ታዓወት 🫡🇪🇷🫡🇪🇷🫡🇪🇷💪
Congregation 🎉🇪🇷❣️🐪
ዓሽ ዓሽ ዓሽ ዓሽ ዓሽ ዓሽ ዓሽ
ድምጺ ቀደም ሰሚዕና፡
ኣጆኹም ወትሩ ጀጋኑ
ኣራካናት ዛ ሓላል መሬር
ዓደይ ኤርትራ ትንበረለይ
ትቐጽለለይ ንዉሉድ ዎሎዶታት
ንዘመናት ን'ኣእላፍ ኣሽሓት ሚልዮናት ዓመታት!
ኣጆኹም ኣያታት ሰራሕቲ
ቅያታት ስንጮር ምስ ኩርባ
ደየብቲ ጎቦታት፡
ደኺምና ዘይወጾም ፍጹም
ኩላሳዕ ወናማት
ደኺማ ዘይወጾም'ዎ
ኩሉሳዕ ወናማት
ዕድመን ጥዕናን ንዓሙም
ኣያታት ዓይኖመን ተስፉን
ደቂ ሓደ ልቢ ወትሩ ኣንቲ ቃል ዓደይ 😍😍😍
እምባሕ ንበል ! ሻዕብያ ምስተፈጥረትዩ እቲዓወት ጀሚሩ ።
ወዴ ሪመይ ንሓመዱ ኣብ ሓመዱ, ታሪኽ ኣቦታቱ ነቅ ከየበለ ንመጻኢ ኣቀሚጥዎ ይቅጽል ኣሎ። ኣቤት ኤርትራዊ ምዃን, ❤
ክብርን. ሞጐሰን. ንሐይልታ ት. ምክልካል. ኤረትራ. ሃብተስላሰ መቅሰን. ኩሉ. ሕጉሰ. ሰላም. ንህዝቢ. ኤረትራ