ድምፃዊ ታምራት ኣማረ ኣብ ቀዛሕታ - Tmarat Amare - Kezahta

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 2 ธ.ค. 2024

ความคิดเห็น • 83

  • @محمدمحمد-ن7ف4ت
    @محمدمحمد-ن7ف4ت 4 ปีที่แล้ว +36

    ፍትሒ ፍትሒ አብ ቤተ ማእሰርቲ ሳዑዲን የመንን ዘለዉ ስደተኛታት አረ ፍትሒ ሰብ ይዉዳእ አሎ አረ ፍትሒ

  • @ሜሪጋልውቅሮገርዓልታ
    @ሜሪጋልውቅሮገርዓልታ 4 ปีที่แล้ว +18

    ትኣምራት ብጣዕሚ ዝፈትወካን ዘኽብረካን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ💘

  • @ሃናጋልመቀለ
    @ሃናጋልመቀለ 4 ปีที่แล้ว +15

    ዋዉ ክንደይ ተጋሩ ኑፉዓት ደረፍቲዮም እባ ዘለዉና ዘይንሪኦም ናኮና እምበር ታምራት ቡሉፅ ደራፊ ኢካ❤❤

  • @ሰላም-ሐ1ነ
    @ሰላም-ሐ1ነ 4 ปีที่แล้ว +10

    ታምራተይ ናይ ቀደመይ
    ተዓዚበኪ ብዝብል ደርፉ እየዝፈልጦ መቐረት😘

  • @amanberhe1997
    @amanberhe1997 4 ปีที่แล้ว +11

    ታኣምራተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣምላኽ ኣመና ጥዑም ቱሑት ሰብ

    • @mesobTigray03
      @mesobTigray03 4 ปีที่แล้ว +1

      ሰላም አሕዋተይ ከመይ ኣለኩም: ናምግቢ አሰራርሓ ዩቱብ ሊንኩ ተፅዒንኩም ሰብስክራይብ ብምግባር ተሓባበሩኒ ንኩን የቀንየለይ 🙏💕 😍 th-cam.com/video/nCtsK_SN14I/w-d-xo.html

  • @marilyneabourizk6284
    @marilyneabourizk6284 4 ปีที่แล้ว +2

    ታሜ ሑቡን ትግራዋይ ችንጊ ንሕና ድማ ጅግና ኢልናዮ ኣለና ክብረት ይግብኦ ❤❤👌

  • @rgbehaylu7077
    @rgbehaylu7077 2 ปีที่แล้ว +2

    ዝፈትዎ ደራፋይ ከም ሽምካ ተኣምራት ጎበዝ ኢካ ቀፅለሉ ❤

  • @gualzomjeganu4605
    @gualzomjeganu4605 4 ปีที่แล้ว +14

    ሰይይይይይይይ ሃፍታም ማለት ዓይነ ብርኪ እዩ ብሓቂ❤❤

  • @lave9644
    @lave9644 4 ปีที่แล้ว +5

    ታሙየ & ቤብየ ግድሳት ተጋሩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ተባረኩ ዓንዲ ዓድኩም

  • @ጓልሽረጓልቶምጀጋኑ
    @ጓልሽረጓልቶምጀጋኑ 4 ปีที่แล้ว +6

    ታሜ ፍቅር በጣዓሚ እየ ዝፈትወካ
    ጀግና ወዲ ህዝቢ

  • @selamse4654
    @selamse4654 4 ปีที่แล้ว +2

    ተጋሩ ጀጋኑ ብጣዕሚ ኢና ንኩርዓልኩም

  • @tigraylove2764
    @tigraylove2764 4 ปีที่แล้ว +2

    እዙይ ሓሪፍ ቴኮማንድ /ቴኮማንዶ ብዝገርም ጥንካረ ስሪሕታት ብምጓዓዙ ማራ የሕብን፣ ኣጆኹም ሰላም ንዓድና ሓለዋ ጠንኪርኩም ስርሑ ዓርስኹም ሓልዉ ብምጉያይ ብዝላ ኣብ ማይ ሓመሳ ብምሕማስ ኣብ ሓሸንጌ ኣለኩም ክትለማመዱ ኣለኩም ኣብ በረኻታት ዓቐብን ቁልቁልን ብምውፃእ ኣብ ጉድጋድ ብምእታው ብምውፃእ ፈረስ ብምግላብ ጉራዴ ሴፍ ምልምማድ ኣብ ቦግሲ ኣብ ካራቴ ካብ ኣይሮፕላን ብምውራድ ኣብ ብዙሕ ተክኒክታት ብምልምማድ ኣዘውትሩ ጭንቂ ምስልቻው ምስናፍ ዝባሃል ኣርሕቑ ንጥዕና ኹላይ ፅቡቕ እዩ ኩልኹም ወታደራት ፖሊሳት ሰራዊታት መራሕትታት ትግራይና ኣብ ኩሉ ተክንክታት ተሳተፉ ፍልጠት ንዓርስኻ እዩ ዝጠቅም ንሰውነትካ ጥንካረ እውን ፅቡቕ እዩ ብኹሉ ብንቕሓትን ብምስትውዓልን ብሰላምን ስራሕኻ ምስራሕ ወለላተይ ኣጆኹም ተሓባቢርና ዓድና ነልማዓያ መፃሕፍቲ ምንባብ እውን ንፍቶ ብዕረፍቲ ስዓትና ብኣይምሮን ብሰውነታውን ክንነቅሕ ኣለና።
    ንዚኦም ሪኢኹም ድማ ኩልኹም መናእሰይ ትግራይ ጓልን ወድን ድማ ብትርፊ ስዓትኩም ብጥንቃቐ ኣድላይ ተክኒካት ተለማመዱ ከማኣቶም ኣካላትኩም ኣጠንክሩ ስፖርቲ ፍተዉ ሓመሳ ማይ ክኣሉ ብስክሌት ተለማመዱ ጉያ ተለማመዱ ቦግስን ካራቴን ተለማመዱ ብጉጅለ ኸይድኹም ኣብ በረኻ ዓቐብን ቑልቑልን ምድያብን ምውራድን ተለማመዱ ሰርከስ ተለማመዱ ምዝላል ተለማመዱ፣ ካብ ጉያ እግሪ ምስተመለስኩም ቀጥታ ናብ ማይ ኣቲኹም ሓምሱ ካብ ሓመሳ ማይ ወፂእኹም ድማ ወድያው ብብስክሌት ምጉያይ ምሽክርካር ተለማመዱ ከምዙይ እናገበርኩም ንኒ ዕርስኹም ተወዳደሩ ዝሽልሙ ኣካላት ድማ ኣዘጋጁ ካብ ቐዳማይ ክሻዕ ራብዓይ ዝወፀ ከም ደረጃኡ ክሽለም ምግባር፣ እቶም ሰለስተ ዓይነት ብሓንቲ ማዓልቲ ከየዕረፉ ሽዑ ንሽዑ ዝተወዳደሩ ካብ ጉያ ናብ ሓመሳ ማይ ካብ ሓመሳ ናብ ብሽክሌት ዝተዘዳደሩ ኩሎም ዝተወዳደሩ ሰለስቲኡ ውድድር ዝሓለፈ ኩሎም ክሽለሙ ኣለዎም ዋላ ንኡሽተይ ሽልማት ትኹን ግን ካብ ቐዳማይ ክሻዕ ራብዓይ ዝወፁ ድማ ከፍ ዝበለ ሽልማት ክዋሃቦም ምግባር ከም ዓቕሚ ተራእዩ ማለት እዩ፣ ተወዳደርቲ ድማ ንሽልማት ጥራሕ ኢሎም ዘይኮነስ ንዓዶምን ንዓርሶም ክእለት ዕብየትን ኢሎም ሓሲቦም ተተባቢዖም ክሰርሑ ኣለዎም ባሃሊት እየ። ብትምህርትኻ ብስራሕኻ ብስፖርትኻ ብኹሉ ምንቃሕን ብርእስኻን ብኣካላት ሰውነትካን ጥንኩርን ንቑሕን ምግባር ብፍጥነት ምልምማድ የድሊ እዩ ኣብ ኩሉ ተክኒታት ንሳተፍ ብፕሮግራም ንጓዓዝ ብሰላም ብሰናይ ንጎዓዝ ክብል እፈቱ ዓድና ብሕብረት ሓቢርና ነልማዓያ ነበልፅጋ ኣጆና ሒዝና ብዕርሱ ተኣማሚንና ብፀሎትን ብሰናይ ስራሕትን ንጓዓዝ ሰራሕቲ ሰባት ንኹን ከይንሰንፍ ሓደራ ካብ ቖልዓ ጀሚሩ ክሻዕ ኣረጋውያን ፈታዊ ስፖርትን ፈታዊ መፅሓፍን ፈታዊ ጥበብን ተለማማድን ፈታዊ ንቕሓትን ፈታዊ ሰናይ ለውጥን ክኾን ኣለዎ ተሓጋጊዝና ንሰልጥን ኣጆኹም ደቂ ትግራይ ወለላ ኣምላኽ ብቕድመኹም ይቕደመልኩም በረኸቱ ረዲኤቱ ይሃብኩም ፀገማትና ኹሉ ይቐንጥጠልና ንዓለም ኩሉ ሰላም ይግበረልና ኣሜን ፫። ፣፣፣፣🌳🌳🌳🌳🌳🌳🌴🌴🌴🌴🌱🌱🌱🌱🌱🌱❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @ዓጋመይጻዕዳ
    @ዓጋመይጻዕዳ 4 ปีที่แล้ว +10

    ተሚ ሽኮር💘💘

  • @ነፂጓልውቅሮ
    @ነፂጓልውቅሮ 2 ปีที่แล้ว

    ትኣምራት ጅግና ወዲ ህዝቢ ብጣዕሚ ዝፊትወካን ዘኽብረካን ሑቡን ትግራዋይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፊጣሪ 💗💗💗💗💗💪💊💪

  • @ለፍቅርታማኝነኝፀዳል
    @ለፍቅርታማኝነኝፀዳል 4 ปีที่แล้ว +2

    ታሜ የኛ ጅግናአንበሳ ጎበዝዝዝዝዝዝዝ አየካናይና ፅቡቅ የቅንየልና ቤኪ

  • @AaaSss-tt8ym
    @AaaSss-tt8ym 4 ปีที่แล้ว +1

    ትግራይ ዘዓደይ ተበለ ደርፊ ብጣዕሚ አየ ዝፊትዋ ኩሉ.ሰራሕትካ ብጣዕሚ ፅብቅ ኤዩ ኩሉሻዕ ኣብ ልብና ኢካ ከምኡ ዝበለ ሰራሕ ደሰ ዘብለ

  • @tedroshadgos3619
    @tedroshadgos3619 4 ปีที่แล้ว +24

    ታምራት ሓወይ ወዲቶም ተኩሶም ዘይስሑቱ እካ ኣሰር ኣቦታትካ እንዳስማዓካ ዓብካ ሕጂ ውን ናይ ስድራክ ታርክ ትደግም ኣለካ 1000 ዓመት ንበረልና እካ

  • @kabitalkabitalkabital2024
    @kabitalkabitalkabital2024 4 ปีที่แล้ว +2

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ተሜ

  • @salojj2828
    @salojj2828 3 ปีที่แล้ว +1

    ኣሰይ ተኣምራት ሽኮር ብሩህ ገፅ እንኳዕ ናትና ኮንካ

  • @ሊሊጋልቶምወየንቲ
    @ሊሊጋልቶምወየንቲ 4 ปีที่แล้ว +1

    ታሚየይ ጅግና

  • @lissaneworkgebremedhin6706
    @lissaneworkgebremedhin6706 2 ปีที่แล้ว

    God bless you my brother !!!
    Wish to help and encourage you one day.
    Simply you are a great musician with many qualities.

  • @tenafakit9136
    @tenafakit9136 4 ปีที่แล้ว +1

    ጅግና መንእሰይ ታምራት

  • @titigaltigray6116
    @titigaltigray6116 4 ปีที่แล้ว

    Tame abiy seb beki Hawey bitami ina nifotyeka deki Tigray ayiney selamkum yibzehleyyyyyyy ❤💛❤💛🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳❤💛🙏🏻💪💪💪💪💪💪💛❤🇻🇳🇻🇳🇻🇳

  • @tedroshadgos3619
    @tedroshadgos3619 4 ปีที่แล้ว +2

    Wwwawwww kemey dena nehena tegaru tamerat hawey newih edmen tenan endatemenku aytitifana ba

  • @hjcjxjjj8679
    @hjcjxjjj8679 4 ปีที่แล้ว +2

    ኣጆኹም ናይና ሰላም ይምነየልኩም

  • @ጓልውቅሮፃዕዳኩርዕቲዓጋመ
    @ጓልውቅሮፃዕዳኩርዕቲዓጋመ 4 ปีที่แล้ว +5

    ተሜ ማራ እየ ዝፈትወካ ቤኪ ዓይነይለ

  • @samitigray4537
    @samitigray4537 4 ปีที่แล้ว +3

    ነዛ ፅሑፍ ተንብብ ዘለካ ብር ክተብል ተሓጎስ ፀላእ ዓይንካ ይደፈን ፍቅርን ስኒትን ይምለኣዮ ቤትካ/ኪ subscribe ግጨውኒ የቀንየለይ።
    ተሙየ love you bro

  • @nwnjwwnwnjwwjnw8550
    @nwnjwwnwnjwwjnw8550 4 ปีที่แล้ว +1

    ተኣምራተይ ሽኾር ተዓዚበኪ ዕዝብ ኢለኺ

  • @alazar._.2112
    @alazar._.2112 4 ปีที่แล้ว +1

    ታሜ ሓቦኛ ክብረት ይሃበልና

  • @ትግራይዓለመይናፈቅ
    @ትግራይዓለመይናፈቅ 4 ปีที่แล้ว

    የቀንየልና ዝሓውይ

  • @ወዲሽረሓላል
    @ወዲሽረሓላል 4 ปีที่แล้ว +2

    ታሜ ጅግና

  • @yosieftekle9153
    @yosieftekle9153 4 ปีที่แล้ว

    Viva agazian viva tigray tigrini

  • @aresmaaxum2771
    @aresmaaxum2771 3 ปีที่แล้ว +1

    ታሜየ ❤❤❤❤✊✊✊

  • @የራያዋጂንታ
    @የራያዋጂንታ 4 ปีที่แล้ว +1

    ወዲ ትግራይ ❤❤❤❤👈💪💪

  • @burhanhanz3010
    @burhanhanz3010 4 ปีที่แล้ว +2

    እወ ታሜ ሓወይ ዓይነብርኪ ሓዝካ ኩሉ ግዜ ሃፍታም እዩ ወድሰብ ግን ኣይመስለናን

  • @ዕባይገጠርእየ
    @ዕባይገጠርእየ 4 ปีที่แล้ว +2

    ታሜ ለባም💓💓💓

  • @maymayorecordsandentertain5523
    @maymayorecordsandentertain5523 4 ปีที่แล้ว

    thanks

  • @ove6164
    @ove6164 4 ปีที่แล้ว +2

    ታሜ ልቤ💓

  • @lulatekle6118
    @lulatekle6118 8 หลายเดือนก่อน

    Hji aby alo taemrat

  • @temesgenamlak5651
    @temesgenamlak5651 4 ปีที่แล้ว +1

    welcome

  • @tenafakit9136
    @tenafakit9136 4 ปีที่แล้ว +2

    ታምራት አማረ ሽኮር

  • @ሃናጋልመቀለ
    @ሃናጋልመቀለ 4 ปีที่แล้ว +9

    ደርፍታቱ ኣሊሸ ክመፅእ እምበር ኣየቀፈልጦን ነይረ ታኣምራት ዝባሃል

    • @mekelletigray3048
      @mekelletigray3048 4 ปีที่แล้ว +2

      gasha deki ati kemey ntamrat zeytfelti

    • @nwnjwwnwnjwwjnw8550
      @nwnjwwnwnjwwjnw8550 4 ปีที่แล้ว

      ዋይ ተዓዚበኪ ዕዝብ ኢለኺ ድርድር ኣላታኪ

    • @ሃናጋልመቀለ
      @ሃናጋልመቀለ 4 ปีที่แล้ว

      @@mekelletigray3048 ዳሓርስካ ፈሊጠዮዋ

    • @ሃናጋልመቀለ
      @ሃናጋልመቀለ 4 ปีที่แล้ว

      @@nwnjwwnwnjwwjnw8550 ከመይ ማለትዩ ኣይተረደአንን🤔

    • @nwnjwwnwnjwwjnw8550
      @nwnjwwnwnjwwjnw8550 4 ปีที่แล้ว

      @@ሃናጋልመቀለ ናቱ ደርፊ ያ ተዓዚበኪ

  • @egzabherhaylihiweteyeyu4282
    @egzabherhaylihiweteyeyu4282 4 ปีที่แล้ว

    teamrat amare jigna wedi jeganu

  • @sofiasofia3018
    @sofiasofia3018 3 ปีที่แล้ว

    selam tame hawey krekbeka delye neyre bmegemerya ruhus gama ybleka gn nay kedem ? enekielka

  • @almazeyassu6532
    @almazeyassu6532 4 ปีที่แล้ว +1

    Artist Amare desta teftawi dimsi mis kirar kabeu halifu le nay adina tigray hasetat Geganu meqaninti tarikat enzentewka litekribo derfi liaye linibeb meshaf geyre eye likibelo emo bitaemi nufue slelikonka hadera kesilelu bertie ze hawey 🏗⛪💕

  • @ሊሊጋልቶምወየንቲ
    @ሊሊጋልቶምወየንቲ 4 ปีที่แล้ว +1

    ቢኪየይ ንሕሉፍ ኣለሙን
    ሰሎሚን ሃይለን እባ ኣቅርበልና በጃካ

  • @AaaSss-tt8ym
    @AaaSss-tt8ym 4 ปีที่แล้ว

    ታሚየ ጅግና

  • @ዜናገብረገርግስዜናጓልዓድ
    @ዜናገብረገርግስዜናጓልዓድ 4 ปีที่แล้ว +2

    ❤❤❤❤❤❤🥀🥀🥀🥀🥀🥀🌿🌿🌿🌿🌿

  • @stardesta8098
    @stardesta8098 2 ปีที่แล้ว

    💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖

  • @Adonay_Dvora143
    @Adonay_Dvora143 4 ปีที่แล้ว +4

    ክስታይ ከ ባ ዘይንገብር ሰብስክራይብ ዘይንገባበር ሀ ፅቡቅ ምሽ 😂ንዓመታ ኣብ ዩቱብ ቪዶታት ንምርኣይ ሕጂ ሰብስክራይብ ግበሩ 🤗

  • @ጓልውቅሮፃዕዳኩርዕቲዓጋመ
    @ጓልውቅሮፃዕዳኩርዕቲዓጋመ 4 ปีที่แล้ว +5

    ሽኳን ናትካ ናትካ ናይ በይንካ ልጓና ኳ ዝብሃል ናበይ ካ ትብል ደርፍካ ማራ እየ ዝፈትዎ ኩሉ ደርፍካ እና ኣይትጥፋእ

  • @ሳምራዊትጋልኣሕፎሮምተመስ
    @ሳምራዊትጋልኣሕፎሮምተመስ 4 ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤

  • @galtigray6523
    @galtigray6523 4 ปีที่แล้ว

    ታሜ ለበም💘

  • @teklomteklom3802
    @teklomteklom3802 4 ปีที่แล้ว

    nic bro

  • @kbromgebremikael6754
    @kbromgebremikael6754 4 ปีที่แล้ว +1

    በሊሕ ወዲ(መስተውዓሊ ትግራዋይ)ታኣምራት

  • @guggyg6285
    @guggyg6285 4 ปีที่แล้ว

    👍👍👍👍👍👍👍😍😍😍😍

  • @muluberhe8448
    @muluberhe8448 4 ปีที่แล้ว

    ታሜ ጅግና ክትዛረብ ዝድምፅኻ ብጣዕሚ እዩ ፉሉይ ናይ ቡዙሓት ሰሚዐ እየሞ ንትካ ክትዛረብ ፉሉይ እዩ

  • @ايميايمي-ح8ز
    @ايميايمي-ح8ز 2 ปีที่แล้ว

    😘😘😘😘💘💘💘💞💞

  • @ሜሪጓልኣክሱምፅዬን
    @ሜሪጓልኣክሱምፅዬን 4 ปีที่แล้ว

    Tame yene jgna

    • @mesobTigray03
      @mesobTigray03 4 ปีที่แล้ว

      ሰላም አሕዋተይ ከመይ ኣለኩም: ናምግቢ አሰራርሓ ዩቱብ ሊንኩ ተፅዒንኩም ሰብስክራይብ ብምግባር ቤተሰብ ንኩን የቀንየለይ 🙏😍 th-cam.com/video/nCtsK_SN14I/w-d-xo.html

  • @tees1045
    @tees1045 2 ปีที่แล้ว

    Wedi hadey shekor

  • @ሓበሻዊት-ሐ6ጠ
    @ሓበሻዊት-ሐ6ጠ 4 ปีที่แล้ว

    💝💝💝💝💝💝💝💝

  • @jdhdhdxhddjdjxh9419
    @jdhdhdxhddjdjxh9419 4 ปีที่แล้ว +2

    ውውውውውውውውውው

  • @emebetshishay2465
    @emebetshishay2465 4 ปีที่แล้ว

    Teme ambesa

  • @ኣደይማዓረይብርሃንገ-ደ2ዘ
    @ኣደይማዓረይብርሃንገ-ደ2ዘ 4 ปีที่แล้ว

    ታሜ ሽኮርርር

  • @ትግራይዓለመይናፈቅ
    @ትግራይዓለመይናፈቅ 4 ปีที่แล้ว

    አጅካም ናይና

  • @ለፍቅርታማኝነኝፀዳል
    @ለፍቅርታማኝነኝፀዳል 4 ปีที่แล้ว +1

    ኩሉስራህ እዩ ታሜ ዘህፍርየብሉን አሻእዩ ዝፃረፍ በተለይ በዚህጂግዘ ነቶምተሰዲዶም ዝሳቃዩ ዘለው ዘለው አህዋተይ እንዳረአየ. ዝፃረፍሰብ ንባእሉ አሻእዩእየዝብልአነ. አብ አድካትህት ኢልካ ምስራህዝመስልዎ የብሉን ካብስቃይስደትይምሃረና በቃ ስደት

  • @urbanhymns6757
    @urbanhymns6757 4 ปีที่แล้ว +2

    በጃኻ በኪ ንፍሳሃ ዘሪሁን ኣቕርበልና።ናይ ፍሳሃ ዘሪሁን ገድላዊ ደርፍታት ዝምስጡ ኢዮም።

  • @jeneralafrikaalulaabanegah2655
    @jeneralafrikaalulaabanegah2655 4 ปีที่แล้ว

    Tizarebo zleka amhagna diyus tigrigna emba

  • @kabitalkabitalkabital2024
    @kabitalkabitalkabital2024 4 ปีที่แล้ว +2

    ተሜ ከመይ ድየ ዝፈትወካ

  • @kalabempire3684
    @kalabempire3684 4 ปีที่แล้ว

    Please bereket your Mike quality is so bad fix it it shouting በጣም ነው የሚጮሆው

  • @hehehhsyutu1780
    @hehehhsyutu1780 2 ปีที่แล้ว

    ❤❤❤