🛑ሕጂ ዉን ናብ ትግራይ ክንኣቲ ኢና | Eritrean Artist Nehmia Zeray ንምንታይ ምስ ተጋሩ ትሰርሕ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 29 เม.ย. 2024
  • #tigray #ethiopia #eritrea
    🛑ሕጂ ዉን ናብ ትግራይ ክንኣቲ ኢና | Eritrean Artist Nehmia Zeray ንምንታይ ምስ ተጋሩ ትሰርሕ
    Follow Me on Instagram 👇
    ➪ / maggy_showw
    is fair use under U.S. copyright law because it is non-commercial, transformative in nature, uses no more of the original work than necessary for the video's purpose, and does not compete with the original work and could have no negative affect on its market. Copyright Disclaimer Under Section 107 of the Copyright Act 1976, allowance is made for 'Fair Use' for purposes such as criticism, comment, news reporting, teaching, scholarship, and research, Fair use is a permitted by copyright statute that might otherwise be infringing, Non-profit, educational or personal use tips the balance in favor of fair use
    💚 Like ✔❤️ Share ✔ 💛 Subscribe ✔💜 Comment ✔ Enjoy and Subscribe now
    እንኳዕ ብሰላም ናብ maggy show ብደሓን መፁ ።እዚ ቻናልና ዓላምኡ ንምዝንጋዕን ንምምሃርን እዩ ። ኩሉ ግዜ በቢ 3 መዓልቲ ሃዱሽ video ናባኩናባኩ ክነብፅሕ ኢና subsribe ብምግባር ቤተሰብ ይኩኑ።
    🔥ዓገብ ! ንብዙሓት ሰባት ዘቆጥዐ ናይ ፓስተር ዮናታን ጉድ ኣብ መድረኽ
    👉👉 • Video
    🛑ብቁልጡፍ ካብ Tik tok ክጠፍእ ዝግባእ ኣፀያፊ ምስልታትI
    • 🛑ብቁልጡፍ ካብ Tik tok ክጠፍእ...
    🛑ንአርቲስት ዊንታ መኮነን ደዊለ call prank ሸዊደይ
    • Video
    Social media 👇👇👇👇👇
    Facebook ..
    / maggy.hntsa
    Telegram t.me/maggyshow
    THANK FOR WATCHING 🙏🙏🙏 DON'T
    FORGET SUBSCRIBE AND CLICK ON BEEL 🔔🔔
    yonas maynas comedy , dawit eyob comedy gangster , dawit eyob comedy 2023 ,maggy show, new, today, 2022, wez tube, Hanza Tube /ሃንዛ/, Awlo Media አውሎ ሚዲያ, ebstv worldwide,Eritrean Movie, Eritrean Comedy, New Eritrean Comedy 2023, New Eritrean Movie 2020, Wedi Shuq, Wedi Shuq 4, Wedi Shuk, Wedi Shuk 4, Wedi Shuk New, Wedi Shuq New, Yonas Mainas, Yonas Maynas, Yonas Minus,LTV World, ARARAT Entertainment, Neshnesh Tv, tigrigna, mekelle, Lele Entertainment, Minew Shewa Tube, Hope Music Ethiopia, ጦፎኛ ሚድያ, Asser Tegaru, Tigrai Mass Media Agency, Tigray Today, Dimtsi Weyane Television, Addis neger, Addis Mereja, Fana Television, EBC, Amel, Kemalatkum Entertainment, Wushatena Media, ገሬ እሙን Gere Emun, Star Entertainment, ቀዛሕታ Kezahta,Ethiopian wedding Dance, wedding, ethiopia, eritrean wedding, eritrea, eritrean music, eritrean music 2023, new ethiopian music, ethiopian news today, wedding dance, ephrem amare, admas music, new eritrean music 2023, ethiopian music 2023, new ethiopian music 2023, ethiopian movie, amharic film, new ethiopian movie, amharic movie, ethiopian comedy, ethiopian film, eritrean movie, eritrean comedy, eritrean film, seifu on ebs, seifu fantahun show, heny emu, ሳልስቲ መርዓ
    heny emu,henyemu,ሄኒ እሙ,ONE LOVE channel,couples challenge,jofi lovers,prank,neshnesh tv,eritrean couples,dadi & mami,natu hubi,ሊግ ፍቑራት,Couples league,ethiopia,eritrea,eritrean music,eritrean music 2023,new ethiopian music,ethiopian news today,ephrem amare,admas music,new eritrean music 2022,ethiopian music 2022,new ethiopian music 2023,amharic movie,ethiopian comedy,eritrean movie,eritrean comedy,eritrean film,ፕራንክ,ውድድር,መዘንግዕ ካሜራ,Eri-TV,ኮሜዲ.New Eritrean movie 202 new eritrean movie 2022,new eritrean movie 2023 this week,tik tok habesha,new eritrean movie 2023 today,eritrean movie,eritrean movie 2023,eritrean movie 2023 new,eritrean movie 2023 new today,comedy eritrean,comedy eritrean 2023,comedy eritrean 2023 new,eritrean music 2023 new today,dawit eyob comedy,yonas maynas comedy,tigray movie,gere emun,awel seid 2023,zomay channel,tefetawi talkshow,dr. sharon woldu
  • บันเทิง

ความคิดเห็น • 236

  • @maggyshow
    @maggyshow  หลายเดือนก่อน +50

    ብሩኽ ሰሙነ ሕማማት ይግበረልኹም ይግበረልና 🙏
    ናይታ ቪድዮ ሊንክ 👉 th-cam.com/video/3p5sY4RfCrE/w-d-xo.htmlsi=Liu3E6tXmiczsIbU

    • @tadeleberhe2115
      @tadeleberhe2115 หลายเดือนก่อน

      Maggi ye sleztebhal tolo tmyet haki eyu

  • @brhanwejerat516
    @brhanwejerat516 หลายเดือนก่อน +20

    እንኳዕ ዳሕና መፃእኻ ማጊተይ ቀዳመይቲ ባዕለይ 👏ንኹሉኹም ኣሕዋተይ ነዛ ኮሜን ታንቡ ዘለኹም ቡሩኽ ናሕማማት ቅነ ይግበረልኹም ዝተባረኸ ባዓል ትንሳኤ ይግበረልና ♥️

  • @BreFekr
    @BreFekr หลายเดือนก่อน +7

    አሕብሮ አንኳዕ አብፀሐና ንመላእ ክርስትያን❤🌿🙏🌿🙏🌿🙏

  • @user-mr4iw4tj3u
    @user-mr4iw4tj3u หลายเดือนก่อน +7

    Solo media bela🥰💯🇪🇷

  • @michaelid9914
    @michaelid9914 หลายเดือนก่อน +6

    ማጊ፡
    ንምንታይ ምስ ትግራዋይ ትሰርሒ ኣይኮነን እቲ ጉዳይ፡። ንምንታይ ምስ ጸላኢ ህዝብን ሰራዊትን ትግራይ ትሰርሒ እዩ እቲ ሓቂ። እቲ ቆንዳፍ ስነጥበባዊ'የ ዝብል ትግራዋይ ኣብ ቃለ መሕተቱ ኣንጻር ህዝብን ሰራዊትን ትግራይ ዝዛረቦ፡ ትግራይ ትግርኚ ዝብሎን ዋግኡ ክረክብ እምበር ምሳኡ ናይ ፍቕሪዶ ናይ ሰላም ዝብሃል የለን። ሕጂ'ውን ምስ ከምዚኦም ዝኣመሰሉ ተጋሩ ጽልኢ'ምበር ፍቕሪ የብልናን።

    • @loyalbelieve6954
      @loyalbelieve6954 หลายเดือนก่อน

      Keed! Hlkus!

    • @user-wn2ke3zx6y
      @user-wn2ke3zx6y หลายเดือนก่อน

      ​@@loyalbelieve6954ኪዲ ገጽ ሃመማ ትርኩስ ልሓሲ በዳን ገፊሕ ገጽ መለመኒ

  • @MmMm-zd3vu
    @MmMm-zd3vu หลายเดือนก่อน +7

    ስማዕ ውቃኖስ ጉዕሽ አንጻር ኤርትራን ኤርትራውያንን እዩ ስለምንታይ ውቃኖስ ማለት ንኤርትራ ሀገሩ ንዘፍቀረ ዓሻታት ዝብል ንኤርትራ ሀገሩ ትቃዋሚ እንተኮይኑ ክድግፎየ ዝብል አንጻር ኤርትራዩ ብጣዕሚእየ ዝዝጸልኦ አብናይ ኤርትራ ኢዱ ስለዘኦቱ

  • @user-wn2ke3zx6y
    @user-wn2ke3zx6y หลายเดือนก่อน +16

    ኣብ ስራሕ ናይ ንህምያ ኣትዩ ክዛረብ ኣይነበሮን ካልኣይ ምስ ተጋሩ ኣይትራኸቢ ኣይባሃልን እዩ ኣነውን ኣይድግፎን እየ ግን ንባዕልኻ ኢንተርቪው ናይ ውቅያኖስ ሪእኻዮ ዲኻ ኤርትራውያን እኮ ተጋሩ እዮም ክብለና ደኣ ጸላኢና እንበር እንታይ ድኣ መጀመርታ እንታይ በዲሉ ኢልካ ዘይትሓስብ ጌጋ ናይመን ክትሽፍን ወይ ፖለቲከኛ ኮንካ ተጣበቅ ወይ ሰለማዊ ኮንካ ሰላም ስበኽ ጉድለት ናይ ወድዓድኻ ኣይትሸፍኖ ናዓል ኣቡኽ

    • @rahelasmerinabelalifestyle5566
      @rahelasmerinabelalifestyle5566 หลายเดือนก่อน +1

      ብሐቅኻ ኢኻ አነ ኸአ ዝተቃወምክዎ ንማጊ ብሰንኪ ሐደ ሰብ በልማማ ኤርትራውያን ከምዝወቀስዋ ጌርካ ምዝራብ አይግድን ግን ውሽጣዊ ባህሪኻ አብ መጨረሽታ ጊዜያት ይስዕረካ ሎ ማ

    • @user-wn2ke3zx6y
      @user-wn2ke3zx6y หลายเดือนก่อน +1

      ​@@rahelasmerinabelalifestyle5566እንታይ ድዩ ሓፍተይ ናተይ እቲ ባህሪኡ እንድዩ ገሪምኒ ኩልሳዕ ምሃርን ኣዘናግዕን መደብ እዩ ዘቅርብ ኣብዝሰርሐን ሓንቲ ፖለቲካ ይሰርሕ እሱ ከኣ ንሰላም ግን ንሰላም ክትሰብኽ ከለኻ ዝገደፍካ ገዲፍካ ግን እታ ፖለቲካ ዘእትወላ ብፍልጠት ክኸውን ኣለዎ እየ ዝበልኩ

    • @samsonfoto9789
      @samsonfoto9789 หลายเดือนก่อน +1

      ዝኸበርካ ማጊ፡ ኣብ ፖሎቲካ ክትኣትው ከለኻን ዘይኮዉን ርእይቶ ክትህብ ከለኻን ነቲ ንፈተዎ ሾውካ የፍኩሶ ኣሎ፡ ምኽንያቱ ሓንቲ ካብቲ ኩሉ ቪድዮ ቁንጭል ኣቢልካ ኣምጺእካ ነሶሎ ጸሎሎ ሚድያ ክትብሎ ካባኻ ኣይጽበዮን እየ፡
      ቀዳማይ ካብ ትግራዎት ኣይበለን ካብ ዉቅያኖስ ካብቲ ንኤረትራ ሕማቅ ዝዛረብን ዝሕስብን ንምንታይ ወሲድኪዩ ቲ መልእክቲ፡ ናይ ሶሎ ከተምጽእ ከለኻ፡ ናይቲ ጉዕሽ ክኣ ከተምጽኦን ከተስምዖን ኔሩካ፡ ዝገበርካዮ ወግንነት ሒዝካ ምጽራፍካ ኣዝዩ የሕዚኑኒ፡ ንሕና ኤረትራውያን ንተምጽኦ ኩሉ ሾው ተመሲጥና ኢና ንከታተለካ፡ እሞ ዓገብ እብለካ ኣለኹ።

    • @hagoshabte2420
      @hagoshabte2420 หลายเดือนก่อน

      ሓቅኻ ኢኻ መጀመርታ ደሓን ይመስል ነይሩ እዚ ቆልዓ ሕጂ ሕጂ ግን ናይ ኣቦ ንመን ንሃቦ። እምበር ውቅያኖስ ቅድሚ ሕጂ ዝነቀሐ ኤርትራዊ ትግራዋይ ምዃኑ ይፈልጥ 'ዩ ኢሉ ይዛረብ ነይሩ። ኩሉ ግዜ ከኣ ጸረ ኤርትራን ኤርትራውያንን 'ዩ ስብከቱ ኩሉ ግዜ ኣንጻር ሰራዊትን ሃገርን ኤርትራ 'ዩ።

  • @user-hd2wu1oz6b
    @user-hd2wu1oz6b หลายเดือนก่อน +10

    ሰሌ አዝማሪኖ ፈጥፈጥ አቢልዋ መሬት😂😂😂😂

  • @bettyboo7783
    @bettyboo7783 หลายเดือนก่อน +4

    እግዚአብሄር ካብ ጧርነትን መከራን ቸሩ መድሀኒኣለም ንትግራይ ሰላም የውርደልና ይኣክል ይበለና ኣምላክ እተን ኣብ ትግራይ ኳይነን ምህለለኣን ይቀበለልና ይቅረ ይበለና ኣምላክ

    • @user-gy9ki2zr9n
      @user-gy9ki2zr9n หลายเดือนก่อน

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን 💕🙏💕

  • @MekoTBahta
    @MekoTBahta หลายเดือนก่อน +6

    ብኡነት ልበይ አይተጋገይን ንዓኻ ምፍታወይ እሞ ሐወይ ይመቺኻ

  • @kibreabesey9582
    @kibreabesey9582 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤ማጊ ንሶሎ ሚድያ ከም ንኤርትራውያን ወኪሉ ዝዛረብ ዘሎ ጌርካ አይትውሰዶ ንማንም ዘይውክል ዝኸሰረ ነጋዳይ ዓይነት ትሩፋ እዩ! ንሱዶ አይኮነን ህውሓት ንኤርትራውያን ንምሕጋዝ ብዘውጽኦ ገንዘብ ካብ ደገ ናብ ኢትዮጵያ መጽዩ ብናይ ትግራይ ገንዘብ ክሸራሸር ዝነበረ መኽሱራ እዩ!❤❤❤

  • @NahomDawitNahomDawit
    @NahomDawitNahomDawit หลายเดือนก่อน +3

    ሽኮሪና ሓወይ ከምቲ ኤረትራውያን ንፈትወካስ ትፈትወና ብፍላይ ኣነስ ተወሊፈካ ኣንብባ ኣታ ወዲ ኣንብባ

  • @rahelasmerinabelalifestyle5566
    @rahelasmerinabelalifestyle5566 หลายเดือนก่อน +5

    ብሰንኪ ሐደ ሰብ በልማማ ኤርትራውያን ከምዝወቀስዋ ምዝራብ አይግድን ግን ውሽጣዊ ባህሪኻ አብ መጨረሽታ ጊዜያት ይስዕረካ ሎ ማጊ

  • @liyag.tedlla5349
    @liyag.tedlla5349 หลายเดือนก่อน +2

    ማግይ ሐወይ ብታአሚይ አየ ዝከታተለካ ጎብዝ ካብ አድናቅትካ

  • @samuelbiede.m6088
    @samuelbiede.m6088 หลายเดือนก่อน +3

    No connection with you people, reason we can’t get along…,,
    We need peace your presence deprives us peace.
    Long live Eritrea 🇪🇷 no need Tigray in any way shape or form.

  • @uzziafom3565
    @uzziafom3565 หลายเดือนก่อน +5

    ውቅያኖስ ጸረ ኤርትራዊ ነት እዩ
    ቆርጫጭ እንተኮነ ሽግርየብሉን ትግራዋይ እዩ

  • @SamiraSamira-ke6ep
    @SamiraSamira-ke6ep หลายเดือนก่อน

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ሓዊተይ 🙏🙏🤲🥰🥰🧡

  • @eriwedi2222
    @eriwedi2222 หลายเดือนก่อน +5

    ኣታ ሐወይ ሶሎ ሜድያ ዝዛረብ ዘሎ ብምክንያት ኢዩ እቲ ውቅያኖስ ዝባሃል ሐደ ረሳሕ ጸላኢ ኤርትራን ኤርትራውያን ኢዩ ዓባይ ትግራይ ዝብል ትግራይ ትግርኛ ዘኣምን ረስሕ ሰብ ኢዩ ሶ ሶሎ ምስ ማንም ኖርማል ትግራዋይ ጽልኢ የብሉን እቲ ጸረ ኤርትራን ኤርትራውያን ዝኮን ረሳሕ ትግራዋይ ግን ማንም ኤርትራዊ ካቡኡ ግጥሚ ክወስድ ወይ ምስኡ ክሰርሕ ሶሎ ጥራይ ዘይኮነ እቲ ብኤርትራውነቱ ዝሕበንን ዝግደስን ኩሉ ኣይድግፎን ኢዩ ስለዚ ንነገራት ንምንታይ ስለምንታይ ይባሃል ኣሎ ፍለጡ ጭራ ሕዝኩም ካብ ትግህተፉ ሶ በዓል ውቅያኖስን መሰልቶምን ደመኛታት ጸላእቲ ኤርትራ ኢዮም ሶ ማንም ምስ እዚኦም ዝሰርሕ ድማ ጸላኢ ኤርትራ ኢዩ ኣይንቅበሎን ኢና ሶ ሱቅ ኢልኩም ዋጭዋጭ ኣይትበሉ ጽልእና ምስቶም ኣንጻር ኤርትራን ኤርትራውያንን እምበር ምስ ማንም ትግራዋይ ኣይኮነን ይረዳእኩም ፕሊዝ

  • @Awetkidanemaryam8
    @Awetkidanemaryam8 หลายเดือนก่อน +6

    ማጊቾ

  • @Asa-dv3gv
    @Asa-dv3gv หลายเดือนก่อน +1

    እንኳዕ ብዳሕን መፃእኻ ማጊተይ❤❤️

  • @eriwedi2222
    @eriwedi2222 หลายเดือนก่อน +5

    ቅድም እዚ ውቅያኖስ ዝብልዎ ረሳሕ ትግራዋይ መን ኢዩ ፍለጥ ንምንታይ ኢዩ ሶሎ ምስዚ ቆንዳፍ ምስራሐ ዘሕረቆን ዘዛረቦን ፍለጥ እዚ ሰብ ትግራይ ትግርኛ ዝብል ኤርትራ ናይ ተጋሩ ኢያ ዝብል ንዓና ነቶም ካልኦት ብሄራት ረሲዑ ኤርትራ ናይ ትግርኛ ኢያ ዝብል ረሳሕ ሰብ ከመይ ኢልና ኢናሞ ንኤርትራዊት ግጥሚ ክህብዶ ምስ ኤርትራዊ ክሰርሕ ክንገድፎ ወይ ደስ ክብለና ? ሶሎ ሜድያ ይኩን ካልእ ኤርትራዊ ምስ ዝኮነ ኖርማል ንጹህ ትግራዋይ ጽልኢ ዘይሰብክ ይኩን ኣንጻር ኤርትራ ዘይሰርሕ ትግራዋይ ጸገም የብልናን ምስ ኤርትራዊ ክሰርሕ ናትካ ግን ኩሉ ግዜ ዝገርመኒ ውሽጥካ ብክፍኣት ዝመለኤ ኣምሰሉ ኢካ ፍቅሪ ኢየ ዝሰብክ ባሃሊ ኢካ ግን እቲ ጽልእካን ናይ ኣቦታትካን ከይተርፍ ግን እቲ ክፍኣትካ በጨቅ ይብለካ ኢዩ ሕጂ ድማ ናይ ሶሎ ሐውና ምክንያት ገርካ ያኢ ንስኩም ትግራዎት ንጹሃት ደለይቲ ፍቅሪ እቲ ኤርትራዊ ግን ጽልኢ ዝሰብክ ገርካ ክትገልጾ ትፍትን ኣለካ ብዝኮነ ሳክት ጭራ ሕዝካ ኣይትጋህተፍ እቲ ምክንያት ፍለጦ ንወዲ ዓድካ እሞ ድማ እቲ ኩፉእ ጻሕታሪ ጽልኢ ነጻ ሰብ ገርካ ንኤርትራዊ ከምዚ ኢሉ ከምዚ ደጊሙ ኢልካ ክትወቅስ ኣይትጉየ የሕዋትካ ማዓድ ቅድም ቆንዳፍ

    • @Eritrea-dg8qj
      @Eritrea-dg8qj หลายเดือนก่อน +1

      አቲ ጸገም lQ ቲሕቲ ዜሮ አዮም።

  • @Abea-gw6ud
    @Abea-gw6ud หลายเดือนก่อน +1

    magway mearey enkae bselam metsaka ❤❤❤❤

  • @tsehayekibreabzerioum7340
    @tsehayekibreabzerioum7340 หลายเดือนก่อน +2

    Anxar Eritrea wqyanos zgebro znebere do trfiuna du .nskum engerakum ktebslu

  • @user-nt5rs9me7h
    @user-nt5rs9me7h หลายเดือนก่อน

    ማጊ የኒ ቖንጆ ልጂ በታም ነው የም ትወድህ ምጽፍልክ ከመኪሊ ነው ❤❤❤❤

  • @ggggggfg9183
    @ggggggfg9183 หลายเดือนก่อน

    እንኳዕ ድሓን መፃኻ ማገይ ❤❤

  • @wediosman5487
    @wediosman5487 หลายเดือนก่อน +1

    መርሓባ ብካ ከኣ ማኪ ዓቢ ሰብ 😊

  • @wedibahta6789
    @wedibahta6789 หลายเดือนก่อน +1

    ሓቂ እዩ ምስ ትግራዋይ ክንሰርሕ ነውሪ እዩ

  • @CffGgg-eu4if
    @CffGgg-eu4if หลายเดือนก่อน +3

    እንኳዕ ብሰላም መፃኣካ❤ ክብር ሓው ሳብስክራይብ ግበሩኒ ኣብ ፍረፋይረይ ደለይቲ ፍቅሪ ሰላምን ብድሪ ሓበሻ ተጋሩዋኒ ካ ሓደራኩም ተሓባበሩኒ ሓጉዙኒ ካብትገብሩለይ ሓገዝ ብጣዕሚ እየ ከመስግን ኣብ ስደት ዘለኩም ብሰላም ይመልስኩም ላብ ሃገርኩም ውልዲ ወላዲ የታሓቃቅፈኩም ለሓመሙ ፈውሲ ልተኣሰሩ ልፍትሕሉ ል ሓዘኑ ልፀናነዐሉ ልተባኣሱ ልዕረቁሉ ሕማማት ኣፈፂሙ ላብ ብርሃን ትንሳኤኡ የብፀሓና ክብራት ደቂ ክብራት ኣሕዋተይ ይግበረልና ፍቅሪ ሰላምን ልምነ ንኩሉ ወዲሰብ ላይክ❤

    • @user-dj1bi6ml7o
      @user-dj1bi6ml7o หลายเดือนก่อน

      Amen amen amen kbretey eshni❤❤❤❤❤

  • @teresaaraiaberhe2842
    @teresaaraiaberhe2842 หลายเดือนก่อน

    ትግራይ ናጽነታ ክትወጽእ ኣለዋ ብኸመይ.....?❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @user-ww8si1jz8w
    @user-ww8si1jz8w หลายเดือนก่อน

    Wooooo maggy 😂atum hzbi zeytgdfuna ikum fkri yhshena aytrebshuna eske ezi kea snetbeb eyu hkot❤kexlo maggy hawey ka kan 🇪🇷Elu🕊️🥀🦋

  • @Oneforall-ux3iw
    @Oneforall-ux3iw หลายเดือนก่อน

    እንኳዕ ብሰላም መፃእካ ክቡር ሓወይ ❤❤❤❤

  • @lelegualadwa2871
    @lelegualadwa2871 หลายเดือนก่อน

    Maghiy shekor enkuae beselam metsaka ❤❤❤❤

  • @SoloTewelde
    @SoloTewelde หลายเดือนก่อน

    ሰላም ሰላም ተጋሩን ኤረትራውያንን ይሕዋተይ ብዘይ ኣፈላላይ ❤ ሰላምታካ ይጥዓብ ኣታ ብሩክ ወዲ ዓቦይቲ ቡም ቡም ቡም ከቃጽለካ የ ማጊ

  • @azmeruaynalem5861
    @azmeruaynalem5861 หลายเดือนก่อน

    ውቅያኖስ ንኤርትራውያን ከመይ ከም ዝፈትው ፍሉጥ እዩ ፍቅርን ስኒትን የውርደልና

  • @loveghe
    @loveghe หลายเดือนก่อน +1

    ተጋሩ ደረፍቲ ካብ ኣኽሊሉ ተስፋጼን ግጥሚ ዝወሰዱ ኣለው:: ምውህሃብን ምልቕቓሕን ካብ ጎሬቤትካ ዝነበረን ዘሎን እዩ:: ንዓያሹን ንደናቁርን እዝንኹም ኣይትኽፈቱ::

  • @RedaeGebre-ww6uj
    @RedaeGebre-ww6uj หลายเดือนก่อน

    Oh my tigray 😢 ❤❤❤ I don't care about the leaders of tigray!!!!!!!❤ I am caring for the community 😢😢

  • @hhshdhjdueiirh1923
    @hhshdhjdueiirh1923 หลายเดือนก่อน

    እንኳዕ ብሰላም መፃኣካ ወድኖዋ

  • @MeazaTube12
    @MeazaTube12 หลายเดือนก่อน

    ኣነስ ክፈትወካ ማዓት ማጊ ሽኮር ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @user-py8dv9ir9i
    @user-py8dv9ir9i หลายเดือนก่อน

    እወ ትግሬ ተጋዳላይ አብዚሑ አሎ እና ምስዓሮም አይአመኑን ስለዚ ክንጥቀቅ አለና

  • @Tsega-ent-27
    @Tsega-ent-27 หลายเดือนก่อน +1

    ማጊዋይ ናተይ

  • @AnnoyedDalmatianPuppies-cc5lz
    @AnnoyedDalmatianPuppies-cc5lz หลายเดือนก่อน

    Amennnn👏👏👏

  • @Tesfayhailu12
    @Tesfayhailu12 หลายเดือนก่อน

    ጎበዝ ❤❤❤❤

  • @mossier2599
    @mossier2599 หลายเดือนก่อน

    ሰላም ማጊ.. መጀመርያ ሰላምን ጥዕና ምስ ኩሎም ስድራካ ይምነየልካ። ብምቅጻል እዛ ናይ ኣወል ሲዒድ ሓዳሽ ተዘርጊሓ ዘላ ቪድዮ ሪኢካያ ክትከዉን ተስፉ ይገብር፣ ኩናት የለን ድሕሪ ደጊም ኢሉ
    ስለዚ ነዛ መልእክቲ ንህዝብካ ኣንቃሓላ ፍቅርን ሰላም ይግብረልና 2025 ዓመትና ይግበራ 🎉🇪🇷❤️🇪🇹

  • @hanayemaryam12
    @hanayemaryam12 หลายเดือนก่อน

    ማጊ ሽኮር ምብላዕ ትብላዕ ግን አብ ሜዳ ልምታይ ትበልዕ

  • @user-uf5ol7sd1c
    @user-uf5ol7sd1c หลายเดือนก่อน +1

    እዋይ ማጊኖ ሐወይ እንታ እሞ ክንብል ዓወቲኖ መሊስሉ አሎ እንበር ሽሕ ሱኑ 'ስ ደንቆሮ እዩ😂😂😂😂😂😂😂😂

  • @user-ky4vz1xx8c
    @user-ky4vz1xx8c หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤

  • @user-yx6bx9sv3x
    @user-yx6bx9sv3x หลายเดือนก่อน

    አሰይ ደስ ክብል ❤❤❤❤

  • @GgsdStfyy
    @GgsdStfyy หลายเดือนก่อน

    Amen (3)🙏 🙏 🙏 😢😢

  • @heidshop4103
    @heidshop4103 หลายเดือนก่อน

    👍👍👍👍👍

  • @Sarah-ge6zu
    @Sarah-ge6zu หลายเดือนก่อน

    😢😢

  • @berha824
    @berha824 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤🙏🙏🙏

  • @user-me7xn4sk5p
    @user-me7xn4sk5p หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤

  • @Slamh-qv4gm
    @Slamh-qv4gm หลายเดือนก่อน

    ባርቹ ሽኮር🥰♥️

  • @GgsdStfyy
    @GgsdStfyy หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-qz4rz5dz2l
    @user-qz4rz5dz2l หลายเดือนก่อน

    ማግዋይ❤

  • @user-kk7kh3ew1b
    @user-kk7kh3ew1b หลายเดือนก่อน

    ወው ማጊ ማለት❤️❤️❤️❤️💘💘💘

  • @dhhdbbddb4027
    @dhhdbbddb4027 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤

  • @romaweldu2400
    @romaweldu2400 หลายเดือนก่อน

    Teserah solu teserah gedefu neselam tezarebu xebah selam mes kune kulu seb bahage kesereh eyou. Tegaru ab eretrea beselam befekere yeneber alou

  • @user-pj5wt5ci8d
    @user-pj5wt5ci8d หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤

  • @Kebi-kq2du3zu6d
    @Kebi-kq2du3zu6d หลายเดือนก่อน

    ማጊተይይ ለባም ዓብዪ ሰብ❤🎉❤

  • @jejrjjrjfjf2376
    @jejrjjrjfjf2376 หลายเดือนก่อน

    😍😍😍😍😍😍😍

  • @user-ty8ov5fm9l
    @user-ty8ov5fm9l หลายเดือนก่อน

    ንህሚያ ንምንታይ ምስ ትግራዋይ ትሰርሕ ኣይኮነን አቲ ዋና ነገር አቲ ትብሎ ዘልካ ገጣማይ ሓደ ካብቶም ምስ ን ኤርትራ ኣጥፊኦም ዓባይ ትግራይ ክገብሩ ዝሓስቡ ሰባት ምኳኑ ምስርሓ ናይ ጌጋ ጌጋ አዩ::

  • @user-pj5wt5ci8d
    @user-pj5wt5ci8d หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤🙏

  • @user-tb2tj8es9z
    @user-tb2tj8es9z หลายเดือนก่อน +1

    መል እክተይ ትነበብ ማጉ ሓወይ ደመይ መጸለለይ ክብረተይ ሰሊም ሳልማን ድዩ ሓንቲ ክትከውን ዘለው ብ ብሌን ( ጉራምራኩ ) ብ ዓፋር ( ራት ) ብ ኩናማ ( እኩንዳ ) ካብ ኣፍቃሪ ኤሪ & ትግራይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ps

  • @user-jy2xc6ng1n
    @user-jy2xc6ng1n หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @morimord6775
    @morimord6775 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏👌👌👌👍

  • @FtwiFutwi-kf6hc
    @FtwiFutwi-kf6hc หลายเดือนก่อน

    Amen Amen Amen maegwi gein nmentay eka gin kmenty xbk eywi ok

  • @medmed1714
    @medmed1714 หลายเดือนก่อน

    እቲ ዳእላ፥ ንደርሆይ መግባ ክኽውን እዩ ኢለኖኦ ነቲ ፈተሪኖ። ኣዝያ አስሓቕ እምበር።

  • @GgsdStfyy
    @GgsdStfyy หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @MajiEsak-wc1tp
    @MajiEsak-wc1tp หลายเดือนก่อน

    Maggy tehrkeni aleka ezi kulu habtey hibekas zomay eka elka aytenbbenn mara tekeymeka

  • @sarasarha7302
    @sarasarha7302 หลายเดือนก่อน

    ማጊ❤❤❤

  • @fesehagerezighar9662
    @fesehagerezighar9662 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-mn1wm1nb8y
    @user-mn1wm1nb8y หลายเดือนก่อน

    Magitey btami ye zfetweka gin krstan zey tbl amenti catholic win xom eina ezi kbl gin btami yu kbri zeleni ab tewahdo

  • @LovelyBirdNest-zv9fj
    @LovelyBirdNest-zv9fj หลายเดือนก่อน

    Anqa bdahan mexaka magi natey❤❤❤❤❤❤

  • @Combeshtato
    @Combeshtato หลายเดือนก่อน

    I love ❤️ man.

  • @yorsaliembeyene270
    @yorsaliembeyene270 หลายเดือนก่อน

    😢😢wegi segai kedey gdat abhiezb nerayom hiezb felstem🇵🇸😢😢 iserel 🇮🇱❤🇺🇦🕊🤝

  • @solomonsolomon5826
    @solomonsolomon5826 หลายเดือนก่อน

    ወያል

  • @akberethaile9072
    @akberethaile9072 หลายเดือนก่อน

    ❤️❤️❤️❤️🙏🏿🙏🏿🙏🏿🙏🏿

  • @LetinaGHiwot
    @LetinaGHiwot หลายเดือนก่อน

    Ashkalal gedefu

  • @Hiyba123
    @Hiyba123 หลายเดือนก่อน +1

    Ehi haku endiw solo hanti gohafe anjal selzkonet eber hejewen mese tegaru meado nemado eu dewaxe kemzi kemsn koynena megdafe abikumna alekum nebskum kilkum geda zey texgeu meshem kabe tegaru xebuk aynxbeyn ina selzi xegekum hazulna ayndelykumen ina ok do

  • @user-sf8pu5se7g
    @user-sf8pu5se7g หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @AzebMehoni
    @AzebMehoni หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @ElzbethElzabeth
    @ElzbethElzabeth หลายเดือนก่อน

    2nd Mohamed 7

  • @romaweldu2400
    @romaweldu2400 หลายเดือนก่อน

    Kunat zebahal yetefaalena yeakelekum yebelena kulatena eretrawe tegeraway newege I nedelen nebel selamn fekeren yehabena kulu meneesey neadu beselam zeneber yegeberelena 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @TuemKahsay
    @TuemKahsay หลายเดือนก่อน +1

    Haqu lo solo bahlawi werar yu

  • @danieltsegay1413
    @danieltsegay1413 หลายเดือนก่อน +1

    ያ እቲ ምፍትሒ ምርድዳእ ዩ ኩናት ኣየድልን ግን ምስ መን ዮም ክረዳድኡ ምስ ህውሓት ዝረዳዳእ ውዱብ ዘይኮነ ብዛዕባ እዚ ሰሌ ዝብሎ ዘሎ ጌጋ ዩ ትግሪኛ ክሳብ ዝኮነ ምስ ድላያ ትረዳዳእ ግን ውቅያኖ ከኣ ጌጋ ኣለዎ ማጊ ምክንያቱ ውቅያኖስ ኤርትራውነት ይብርዝ ኣሎ ኤርትራዊ ትግርኛ ዝዛረብ ትግራዋይ ዩ ኢሉ ተዛሪቡ ኣብ ክብረትካ ዝመጽኣካ ሰብ ጽቡቅ ኣይኮነን እንተ እቲ ምስራሕ ግን ግድን ብሓደ ክንሰርሕ ብሓደ ክንሰርሕ ኣይኮነን ብሓደ ከማን ክንምርዖ ኢና ክንወልድ ኢና ኣሕዋት ኢና እወ ግን ተከባቢርካ ዩ በዓል ውቅያኖስ እቲ ሶሎሙን ዝብሃል ብጣዕሚ ብጣዕሚ ጌጋ ኣለዎም ጽብሕ ንግሆ ንክልቲኦም ዋጋ ዘክፍሎም ዘረባ ዮም ዝዛረቡ ዘለዉ ንስኩም ተጋሩ ኢኩም ንሕን ኤርትራውያን ኢና ተከባቢርና ብሰላም ንንበር ንፋቀር በዓል ማጊ ከኣ ብጣዕሚ ጌጋ ኣለኩም፡ነቲ ዝተጋገየ ኤርትራዊ እምበር ነቲ ዝተጋሀየ ትግራዋይ ብዛዕባ ኤርትራ ትድግፍዎ ብከመይ ዩ ደኣ ሰላም ክመጸእ ሰሎሙን ሕጂ ተዛሪቡ ኢልካ ክሳብ ትጻረፍ ኣለካ ውቅያኖስ ብቀዳማይ እንዳተጋገየ ኣየምጻእካዮን ከማን ሶ ኩላትኩም ዓሌታውያን ኢኩም ወላ ንስካ መልሓስካ ዩ እምበር ውሽጥካ ንጽህ ኣይኮነን ።

    • @user-mr4iw4tj3u
      @user-mr4iw4tj3u หลายเดือนก่อน +1

      ካብ ንትግራይ ምእማን ንጻሓይ ብኢድካ ምጭባጥ ይቀልል: ዘይምህማል ምኽንያቱ ሩጉማት'ዮም😢

  • @HappyBulldogPuppy-pk7um
    @HappyBulldogPuppy-pk7um หลายเดือนก่อน

    ዮዲ ሹኮር❤❤❤❤ ክፈትዋ

  • @y0hannesbereket607
    @y0hannesbereket607 หลายเดือนก่อน

    Weyane sigab ab tigrayi zelo selam yelen

  • @user-dj1bi6ml7o
    @user-dj1bi6ml7o หลายเดือนก่อน

    Magitey❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @letshgeremariam9258
    @letshgeremariam9258 หลายเดือนก่อน

    🥰🥰🥰❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛

  • @user-co5ep6kt9y
    @user-co5ep6kt9y หลายเดือนก่อน

    Nehmy My hero

  • @user-ds4pv9by5r
    @user-ds4pv9by5r หลายเดือนก่อน

    ይእተው ዋኝኝ ብስሩለ እንዳለዋውና እንዳቀትልቲ ተቀይራላ ትግራና😢ብስሩ ናሓደረ እንሰምዖ ዜና ከም ሰብ መጠን የሕምመካ ሰብ ትእዛዝ ፈጣሪኡ ረሲዑ ናቃተለና ናሰርቀ እዩ ዝውዕል ዘሎ

  • @user-qq7xx5tr6v
    @user-qq7xx5tr6v หลายเดือนก่อน

    ምስ አጋሜ ዝራከብ ደራፊ አጋሜ ኢዩ ሶል ጅግና ልካ አስሚኢዋ አሎ እዝያ ፓንፐርስ አጋሜ ቆርጫጭ ባንዴራ ውዲቃ ህጂ ውን ነሒማ ቻው

  • @Brihentsify-zc8wc
    @Brihentsify-zc8wc หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @LetinaGHiwot
    @LetinaGHiwot หลายเดือนก่อน

    Anty fetariky. Firhi

  • @uzziafom3565
    @uzziafom3565 หลายเดือนก่อน

    ኩሉ ደርፊ ናታ ዝገዝኦ የለን

  • @tseghegirmay1
    @tseghegirmay1 หลายเดือนก่อน

    በጣም የሕዝን ሱብስክራየብ ዘይትመልስ 🤔🤔🤔 mi dispiace

  • @KirosGtatioss
    @KirosGtatioss หลายเดือนก่อน

    ማጊ ኣነን ንስኻን ዘመሳስለና ሓደ ነገር ኣሎ ንሱ ድማ ጉዳይጭሕሚ እዩ

  • @WwfFwef
    @WwfFwef หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @AfewerkiZeru
    @AfewerkiZeru หลายเดือนก่อน

    ማጊ ሓወይ ማራ እየ ዝፈትወካ ግን ኣብ እዛ መዝሙር ግን ኮስሞቲክስ ኣሎዋ ናይ ሕማማት ኣይኾንትን ናይ ሕማማት ግብራ ምሰ ይቅርታ 🙏🙏🙏