ሰበር ዜና🔥 7 ቁልፊ ውሳኔታት TDF / ጌታቸው ካውንስል ተቐቢሉ/ ሓዱሽ ግንባር ጃዋርን ኢሳያስን

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 4 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 61

  • @haddisgebreyesustedla
    @haddisgebreyesustedla วันที่ผ่านมา +4

    ተጋሩ እንልብመሉ ጊዜ ምኻኑ ምንቃሕ የድሊ
    ታሪክ ይቅር ዘይብሎ ሕማቅ ታሪክ ከንሰርሕ ንጠንቀቅ።
    ዝተፈለየ ዓቓም ንዝሓዘ ውልቀሰብ "ባንዳ:እሱብ:pp ...ዝብል ፍረጃ ምሃብ ብፍፁም ልትግራይ አይጠቅምን።

  • @TsegayDesta-z3e
    @TsegayDesta-z3e วันที่ผ่านมา

    ይበል TDF ዘን ዝበለን ተተግቢረን ዝሓሸ ይኸውን።

  • @peacelover5890
    @peacelover5890 วันที่ผ่านมา +1

    ይገርመና. 🤯🤯🤯🤯🤯🤯🤯🤯

  • @rahwag.6888
    @rahwag.6888 วันที่ผ่านมา +2

    ዋይ ሓፈርና
    ተዋረድና

  • @NiceNice-v3u
    @NiceNice-v3u วันที่ผ่านมา +1

    ጌታቸው ረዳ ጀነሳይደዊ ኩናት ትግራይ ግጭት ኢልካዮ ክሕደት እዩ እዚ ናይ ሽዋ ጎይቶትካ ከተሐጉስ ኢልካስ ህልቂት ትግራይ ኣቅሊልካ ግጭት ኢልካዮ😢😢😢

  • @TNseneca
    @TNseneca วันที่ผ่านมา

    Good job TBS for your great news as usual.

  • @Hagosnega-pl1tg
    @Hagosnega-pl1tg วันที่ผ่านมา

    Good news

  • @alguyonas3312
    @alguyonas3312 วันที่ผ่านมา

    Selam ❤❤

  • @TeshomeAlay
    @TeshomeAlay วันที่ผ่านมา

    እስታሊ ገና ህዝቢ ትግራይ ኽጠፍ ይስርሕ

  • @TNA-yj3nt
    @TNA-yj3nt วันที่ผ่านมา

    ሳብስክራይብ ብምግባር ተሓባበሩኒ ደቂ ዓደይ መዓረይ❤

  • @sibhatberhane
    @sibhatberhane วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤

  • @TesfayGebru-m4k
    @TesfayGebru-m4k 2 วันที่ผ่านมา

    ኣየ ትግራዋይይ።

  • @Muez_Gidey
    @Muez_Gidey วันที่ผ่านมา

    💛❤️

  • @netsawalta9078
    @netsawalta9078 วันที่ผ่านมา

    ኩነታት ትግራይ ብዘሕዝን ውጽኢት፡ንሓደጋ ደጋውያን ሓይልታት ተቓሊዑ። ውሽጣዊ ሓድነትን ጉድለት መሪሕነትን፡ ናብ ፋሉልነት/ረጽሚ ፡ ትጐዓዙ ከምዘለኹም ይእምት። ንህዝቢ ትግራይ ዘይምጥን ውጽኢት።

  • @haddisgebreyesustedla
    @haddisgebreyesustedla วันที่ผ่านมา

    የኸ ሁሉ ዓቅምካ ልምድካም ምካኑ ብብልጠት ምርኣይ የድሊ እዩ

  • @ጋልትግራይ-ቨ2
    @ጋልትግራይ-ቨ2 วันที่ผ่านมา

    ድዓዶም ንምድሓን ደማ ክቃለሱ ሓሰውት ንሰብ ንምፅላም ክቃለሱ ድኣም እዞም ለኻብጥ ፀለም ታርኽ እዮም ዝሰርሕለው እዞም ሓደ ሓደ ሚድያ 😥😥

  • @Welday-h6g
    @Welday-h6g วันที่ผ่านมา

    YEKNYELNA

  • @haregmusr5624
    @haregmusr5624 2 วันที่ผ่านมา

    Tigrai broken the record with the statement

  • @gebremezgebetefnsrdum148
    @gebremezgebetefnsrdum148 2 วันที่ผ่านมา +2

    እወ ክትፅናዕ ኣለካ? ስለዘይተፀንዐ እኮ እዩ ኣይተ ጌታቸው ዓድና ዝሸይጥ ዘሎ!

    • @JonNati
      @JonNati 2 วันที่ผ่านมา

      ንጌታቸው ዝጽናዕ የብሉን ራየታይ ትግራዋይ ንህዝቡን ንዓዱን ዝሰርሕ ዘሎ ነገር ግን ብቶም ብከባቢያዊ ዘኣምኑ ን50 ዓመት ትግራይን ህዝባን ዘንበዑ ናሻዕቢያ ከዳሞ ደቃሉ ግን ክፍቶ ዘይከኣለ ምዃኑ ንፈልጥ፡፡

    • @destakassa3048
      @destakassa3048 วันที่ผ่านมา

      @@JonNati ትግራዋይ ኮይኑ መርየት ትግራይ ዝሸይጥ ዘሎ ወልቃይት ፀለምትን ገለ ክፋል ናይ አምሓራ መርየት ሓዊሱ ካሊእ ክልል ብሹ ሪፈረንደም ትግራይ አብ ክልተ ክትክፈል ተስማሚዑ ህዝብን መርየትን ንስልጣን ክብል ዝሸጠና ዞሎ ሓተላ ትግራዋይ ዑሱብ እዩ ትግራዋይ አስተውዕል ☝️

    • @gebremezgebetefnsrdum148
      @gebremezgebetefnsrdum148 วันที่ผ่านมา

      @ ጌታቸው ረዳ ካሱ ኣበይ ትፈልጦ ? ሓሳዊ

  • @petrosabraha7220
    @petrosabraha7220 2 วันที่ผ่านมา

    የቀኒየልና TBS❤

  • @gereziherhagos3398
    @gereziherhagos3398 วันที่ผ่านมา

    ተወላይ ሓሳዊ

  • @haddisgebreyesustedla
    @haddisgebreyesustedla วันที่ผ่านมา

    ቭሕን ሚኢትን ስልጠናታት እንተገበረ ምንም ዘምፀኦ ነገር የለን እቲ ቀንዲ ፀገም ናይ ውሽጥና ዘሎ ሕትኩቱክ ምውፃእ እዩ እቲ ቀንዲ ነገር።

  • @arayagezahegn2638
    @arayagezahegn2638 วันที่ผ่านมา

    አብ ትግራይ ራዐይ ዘይብሉ ሙሁር ንምንታ ዘየለ?5 ሚሊዮን ሕዝቢ ሐደኳ ተሳኢኑ። ንምንታይ? ህጂከ ንመጻኢ 10 ዓመት ትግራይ ራዐይ (vision)
    እንታ ኢዩ ሕዝቢ ኽዳሎ።

  • @samson4774
    @samson4774 วันที่ผ่านมา +2

    Betami mehezni.adena teweriru,hezbena laytmelse,ferki tigray hezkas...seltan ayleken meheferti eyom.

    • @ShishayAkli
      @ShishayAkli วันที่ผ่านมา +2

      ተመዛበልቲ ግን ን ግምት ዝምልከት ኣይኮነን ሙሽ?😭😭😭

    • @samson4774
      @samson4774 22 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @ShishayAkli kulom meare eyom....

  • @LualAbraha
    @LualAbraha วันที่ผ่านมา

    Demti. Tcortu. Alo

  • @haddisgebreyesustedla
    @haddisgebreyesustedla วันที่ผ่านมา

    እዚ ሆን ተብሎ የትግራይ ዓቅም ለማዳከም የተደረገ ሊሆን እንደሚችል መገመት ብልጥነት ይጠይቃል።

  • @marcelllyewsang5485
    @marcelllyewsang5485 วันที่ผ่านมา

    "እቶም ዘጽንቱና ብምክኒያት ጀዋር ገይሮም ይተዓረቁ አለዉ ኸምኡ ኸዓ ብዛዕባ መሬት ምዕራብ ትግራይ ዝምልከት ኸዓ ፋኖን ኤርትራን ንምውጋእ ስለዘይተሐባበርኩሙኒ ምክኒያት ገይረ ከምዘይተኽቡ ክገብር ኢዬ ኢሉ ዝሠርሖ ዘሎ ንምርድአእ መራሒ ኽትኸውን ግዲን አይኮነን ብጣዕሚ ዘሕዚን ኸዓ ኢዩ ሕምቀት ኸመሐዲረና ሱቅ እልካ ምርአይ ድኽመት ናይ ኹሉ ትግራዋይ ኢዩ (የፉከከር ቤት ሳይዘጋ ያድራል ይበል) ርእናዮ"!!

  • @BrhaneHaile-je3gq
    @BrhaneHaile-je3gq 2 วันที่ผ่านมา +1

    ናብ መደብትግራይ ብሮድካስትል ሰርቪስ ኣብ መጀመርያ ዘሎ መእተዊ ቀይርከምዎ ደንጓይ ኮይኑ ናብ ቀደሙ እንተትምልስዎ ይብል
    ብተወሳኺ ካብክልቲኦም ናይሕዋሕት ክፋላት እቶም ንመናእሰይ ዝድግፉ ጀነራላት ከም እን ጆን መዲድ ጉዑሽ ገብረ ኣተባብዑልና።

    • @tbstig
      @tbstig  2 วันที่ผ่านมา +1

      @@BrhaneHaile-je3gq ነመስግን🙏

    • @BrhaneHaile-je3gq
      @BrhaneHaile-je3gq 2 วันที่ผ่านมา

      @tbstig TBS ካብቶም ፅቡቅ ሚዛን ዘይዛብዑ ሚድያ እዮም በርትዑ።

  • @HailuMehari-s4x
    @HailuMehari-s4x วันที่ผ่านมา

    ናይ ብሓቂ ጀጋኑ ኢኩም ቐጽልሉ ነጻ ኮይንኩም ሽካልኩም ዓድኹምን ህዝብኩምን ግበሩ ንኩሎም ገዲፈድማ ብወገነይ ንዓኩም ጥራሕ ሳብስክራይብ ገይረኩም ኣለኹ. ... ሓደራ ሓሊኮም ከይጠልፍኩም

  • @BerhaneKirosEmbaye-fn4sb
    @BerhaneKirosEmbaye-fn4sb 2 วันที่ผ่านมา

    Begaki kibirti haftina ezom kilite tihti kilte amet hitsanat ayiteriena kolut kemey elom nihizb8 t8gray werega zikone yimitinu TDF eyu tesfa Tigray ezom kilite gugile hade eyom begaki ezom kilite ayiterieyina ane kiriom enkeleku bkitur horkan avza screen koyne tsifiayom eyu zimetseni.

  • @yemdos7222
    @yemdos7222 2 วันที่ผ่านมา

    ናይ ሓሶት ዜና TDF ከምኡ ኣይበለን

  • @al.ak12
    @al.ak12 2 วันที่ผ่านมา

    ሓሳዊት

    • @samson4774
      @samson4774 วันที่ผ่านมา

      Adi 3 eka

  • @melay222
    @melay222 วันที่ผ่านมา

    ነስምአም ብባአልኩም ክትካሰሱ አብይ ክበላአኩም እዪ። ጉድ ሐፊርና ብአለገተታት።

  • @hanstesfu3624
    @hanstesfu3624 2 วันที่ผ่านมา

    ኣብ ምዕራብ ትግራይ ንህላወ ህዝቢ ዝፈታተን ጭካነን እንዳጸብጸብኩም። እቲ ካውንስል ዶ ካትስል ዝብል ቅኑዕ ድዩ? ህላወ ህዝብን ግዛኣትን ከየውሓስካ ብ ምንታይ ሞራል እዩ ካውንስል ዶ ጅኒዕፍሪት ዝብሃል? ላግጺ ብደም ጀጋኑን ንባዓት ህዝብን ያኣክል በልዎም

  • @TesfayGebru-m4k
    @TesfayGebru-m4k 2 วันที่ผ่านมา

    ኣይይይይ ትግራይ ሎሚ ዶ ሞይትኪ።

  • @ShishayAkli
    @ShishayAkli วันที่ผ่านมา

    እቲ የተከዜ ዘብ ዝብል ስልጠና ብተዛዋሪ ብጀ/ል ፃድቃን ዝበሃል ፅያቕ እዩ ዝሕገዝ።
    ካባኹም ንላዕሊ ወዲ ሓደ ጉጅለ ከዳሚ ዩቲዩብ ድማ የለን እዩ።
    ናይ ጌጋቸው ተጎተትን ተመወልትን ምዃንኩም ዝፍለጥ እዩ።
    ዓመት ይግበር ወርሒ ይግበር ነቲ ጆኖሳይድ ግጭት ብምባል ዘናኣእስ ከዳዕ ሸያጢ ዓዱ እዩ። መሬት ዘመሓደረ የመሓድሮ ዝበለ ንኸብዱ ጥራሕ ዝሓደረ ከዳሚ እኮ እዩ ጌጋቸውኩም ከደምቲ

  • @GebremedhinArefayneh
    @GebremedhinArefayneh วันที่ผ่านมา

    ግጭት ድዩ ኔሩ እዚ ኹሉ ፎቆዶ ተከዘ ተምቤን እናተሽሎኽለኽካ ዝነበርካ ዓብይ ብዕራይ

  • @tsehayekidanemariam8306
    @tsehayekidanemariam8306 วันที่ผ่านมา

    ሓቂ ሒዝኩም ተጓዓዙ ፣ ሓበካ በለካ አይንደልን ፣ ካብ ኢትዮ ፍረም ተማሀሩ ፣ ነቲ ሓደ ምድጋ ነቲኻሊእ ኢሎም እናበልካ ምንቃፍ አየዋፀአኩምን።

  • @GebruhadFisha
    @GebruhadFisha วันที่ผ่านมา

    ንሥኺ ናይት ሠካራም ደጋፊት እንድኺ ሥለ ሕሞራ ምዕፋርኪ ደሞ ትኽክል እንድኺ ሠካራም እንተይኮነስ ንትግራይ ነፃ ዘውፃ ወያነ ንጸላኣቱ መርዚ እዩ *ውያነ ብእትዮጵያ ዝፅላእን ንኽፈርስ ዝግበር ሥለ ዘፍርሖም እዩ ሰለ ዚ ወያነ ይንበር

  • @peacelover5890
    @peacelover5890 วันที่ผ่านมา

    መሰረት ናይ ትግራይ, ህዝቢ ትግራይ ጥራሕ ምኻኑ ፈሊጦም እዞም 2 ጉጅለ ሰላም ተዝገብሩ ማሓሸ, እንተዘይ ኮይኑ ሰልጣን መሳጋገሪ TDF ክኸውን ኣለዎ ኢለ ይምን ኣነ. 👌👌

  • @tekletesfay6596
    @tekletesfay6596 วันที่ผ่านมา

    Fake news

  • @atsedetessma7425
    @atsedetessma7425 วันที่ผ่านมา

    እሞ ጌታቸው ረዳ እዩ እዙ ኩሉ ዚገብር ዘሎ እንበር ምዕራብ ትግራይ ዘይምልሱ እንዲሂር ዘይከአለ እንታይ እዩ አብ ሲልጣን ምቅማጡ???????

  • @GebregergsGebreslasie
    @GebregergsGebreslasie วันที่ผ่านมา

    ከመይ ኢልና ግና ኢና ስላም ክንረክብ እዚ ኣቶ ገይታቸው ተዛረብዎ ዝባሃል ብሓቂ ካልእ ኣባል ሕዋሓት ኢልዎ ተዝኮን ባዓል ስታይልን ደደቢት ሚድያን ምተዛረቡሉዶ ኮሙኡ እንተዝኮውን ነይሩ ነቲ 1.5 ሚሊዪን ህዝቢ ምይቱ ዝባሃል መረዳእታን መርቶዖ የቡሉን እኻዳኣስ ኣዎዲኦምና መራሕቶ ንምባል ተባሂሉ ዝቀረበ እዩ ንዝበለ ደብረጺዮን ዳኣ ዘይተቃዎሙ

  • @WedimhreyDire
    @WedimhreyDire วันที่ผ่านมา

    Even if this happens what is wrong with it ? Getachew is not bagging Abiy Ahmed for leadership it is TPLF's leader like Debretsion , Alem and Monjorino who is doing so ,

  • @WedimhreyDire
    @WedimhreyDire วันที่ผ่านมา

    Do people like Estalin or Welay belong to Tigray?

  • @omkhaled6864
    @omkhaled6864 วันที่ผ่านมา

    ❤❤

  • @gebremezgebetefnsrdum148
    @gebremezgebetefnsrdum148 2 วันที่ผ่านมา

    እወ ክትፅናዕ ኣለካ? ስለዘይተፀንዐ እኮ እዩ ኣይተ ጌታቸው ዓድና ዝሸይጥ ዘሎ!