ኣዳኝ ወርቁ ናይ ዛር መንፈስ “ህዝበይ ሰኣን ፍልጠት ይጠፍእ” ት/ሆሴእ 4፥6 ንቕሑ
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 6 ก.พ. 2025
- @memihirtesfayeabera @eftahtesfasilase4230 @nkutamirtsion @ጳዝዮንpazyon @kesishenoktefera835 @kesishailemelekotgirmatube7285 @kesishenokweldemariam2240 @Aba.Samuel_Tesema @liketeguhanbanteyehunbaye1024 @KABATRANOSTV @eriorthodox @መቆምያሕይወተይmekomyahiwet #share #like #comment #eritrea #ethiopia #habesha #duet #subscribe
Amen amen amen 🙏
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና ❤❤❤
ቃል ህይወት የስምዓልና: ጸጋ በረኸቱ የብዝሓልካ: መፈጸምታኻ የጸብቀልካ: ናይ ኣጎልጉሎት ዘበንካ ይባረኽ: ሓይሊ ኣጋንቲ የርሕቀልካ: ኩሉ ዝተመረቐ ይብጻሕካ ናኦድ ሓውና። ቀጽሎ እግዚኣብሔር ምሳኻ ይኹን። ልዑል እግዚኣብሔር ኣባኻ ሓዲሩ ዝምህረና ዘሎ ክብርን ምስጋን ንዘልኣለም ኣለም ይኹኖ ኣሜን(3)።ንዓና ክኣ ዓይኒ ልቦናና ከፊቱ ኩሉ ዝተምሃርናዮ ተረዲእና ኣብ ተግባር ንክነውዕሎ ልዑል እግዚኣብሔር ይሓግዘና ኣሜን።🌿🍇🕊🌿🍇🕊🌿🍇🕊
አምላክ መስተወዐሊ ልቢ ይሃበና😢😢
Naod hawey anes kxilin ksegidin meqxoriya ktqem keleku (gin nay chrchi gemed iye ztqem) reisey azu yhkkeni. Intay malet iyu Naod hawey. Bejaka kxbeyeka iye ktmlseley nay za hton nay ten aqdme zehatetkukan.
Amlakna haylu kulu yhabka bruk hawey!🙏🏽
Nay aemro metet kkewn ykel yu ❤
❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏
አዝግኦ ምሕርና ኩርስቶስ 🤲🏾መስተውዓል ይውህብና 😢
ሰላም እግዚኣብሄር ኣምላክ ምስኩላትኩም ይኩነለይ ደቂ እመ ብርሃነይ ናኦድ ሓወይ ምሉእ ዘመን ሂወትካ ይባርከልና ፈጣሪ
ብዙሕ ተማሂረ ብዙሕ ነገር ውን ተረዲኡን ናይ ጸላኢ ሰናያት ስራሕ ኣብዚ ሕጂ ስዓት ኣብ ሊብያ ኣለኩ ከም ናይ እግዚኣብሄር ኣምላክ ፍቃድ ብኬብል እየ ዝቅጥቕጥ መቁጸርያ ክቅጥቅጥ ምስ ጀመርኩ ን 5 ዓመታት ቃንዛ ሕቆ ድሕሪ ሕርሲ ዝመጸኒ ቃንዛ ተሳቅየ እየ ብዙሕ መንገዲ ክከይድ ኣይክእልን ብዙሕ ደው ክብል ኣይክእልን ኔሬ መቁጸርያ ምቅጥቃጥ ምስ ጀመርኩ እግዝኣብሄር ይመስገን ሕቆይ ድሓን ኮይነ ካብ ሕቆይ ናብ ልበይ ኣቢሉ ሃንደበት ልበይ ድክም ኢሉኒ ዕብስ የብለኒ ብዙሕ ተተዛሪበ ይደክመኒ ዓው ኢለ ውን መዝሙር ክዝምር ኣይክእልን እየ ወላ ይድከመኒ እምበር ብዓቅመይ ጾሎት ይገብር እየ ምክኣል ወላ ይስኣን ደቂሰ ወላ ብተለፎን ጾሎት ይሰምዕ እየ ከንብብ ስለ ዝደክመኒ ካልእ ብዙሕ ፈተና እዩ ዘሎ ነዛ ጽሑፍ ዘንበብክማ ዝዓበኩም ኣቦታተ ኣዴታተይ ዝንኣስኩም የሕዋተይ ጸጋ ኢልኩም ኣብ ጾሎትኩም ዘክሩኒ
ምሳይ ዘለዉ ሰባት ሕክምና ክከይድ ይዛረቡኒ እዮም ኣነ ግን ክከይድ ኣይመረጽኩን ብዓቅመይ ማይ ድጋም ጸበል ይሰቲ እየ ከምቲ ዝድለ ጸበል ውን የብልናን ዉሑድ እዩ ብናይ ዝሙት መንፈስ ውን ብጣዕሚ እየ ዝሽገር ዝርኣክዎ ወዲ ካባይ ናብኡ ከይዱ ንዝሙት እዩ ዝምነየኒ ብጣዕሚ እየ ዝሽገር የሕዋተ
ካብ ልብያ ጸጋ ኢልኩም ብጾሎትኩም ሕሰቡኒ ዘኩሩኒ እግዚኣብሄር ኣምላክ ሓይሉ ክህበኒ ከበርትዓኒ ብወላዲት ኣምላክ ብእመብርሃነይ ንእመ ብርሃን ተማሕጸኑለይ
አጀኪ ፅሎት ቅዱሳን ምስኪ ይኩን
Ajoki haftey tray tesfa aytkurexi xelote anda geberki ketkteyo traye anbere ameneni ktdhni eki hayli habeni traye belyo nfetari Egzabere yhagezki 🥰🥰🥰
Ajokhi Egziabher msakhi ykun Arbn rebuen ksab seat 6 xehay turbo xumi entekielki ...ajokhi aqmi yeblun eti rgum ❤
Ajoki hafty Libya kebid u yerdani u ajoki xelaei senay aqemi yeblun mnalbat nay heqoki nay iron hexeret u kekewn yekil u ane ms welduku kemzi natki heqoy yehmni lbey yedkmni neru iron wesdku qurub yehayesh ajoki beztrefe xeliy segedi😊
ፅሎት ቅዱሳን ኣይፈለየኪ ዝያዳይ ኣይዛኪ በርትዕ ብሞቅፆርያ ቀስስስ እናበልኪ ኣብ ልብኪ ውቅዕይ ቅብኣቁዱስ ቅብእዮ ልብኪ በርትዒ
Kbri namlak ይኹን 🙏🙏🙏 amen♥️♥️♥️💐💐💐 qale hiwet yesmaolna
Enqae bedhan mexka Naod hewna Egzabiher amlak xegu yebzhilak newhi edem Tinan yhabka
ጸጉኡ የብዝሓልካ
ሓወይ ናተይ ከማካ እንፈልጦ ንዘይ ፈለጡ የሕዋትና ከነንቅሕ ትብዓት ይሃበና መድሐኒ አለም
Selam Selam Selam naod hawey ankea dehan mexaka egziabihar amlak nay agelglot zebenkna ybarik
Naod wedey Amlack edmen tienan yhabka btaemi zenqeh tmhrti qexelelu
ፀጉኡ የብዘሐልካ ናኦድ ሓወይ በርትዐልና ብጣዕሚ እዩ ዝጠቅም ኣምሓርኛ ዘይሰምዑ ወለድና ስለዘለዉ እና ቀፅለሉ❤❤
🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️
ኣሜንን ቃል ህይወት የሰመዕልና
🙏🙏🙏
ሰላም ዝከበርካ ናኦድ ሓወይ ጸጉ የብዝሓልካ እዚ ቪድዮ ኣሰኒካ ዘምጻካዮ ብጣዕሚ ጽብቅን መሃርን ካባይ ጀሚርካ ኣብ ሂወትና ዘሎ ሰብ ንክዛረበሉ ዝሓፍረሉ እዩ ሕጂ ግን ጸላኢና ከምንፈልጥ ጌርካና ጸጉ የብዝሓልካ እግዚኣብሔር ምሳካ ይኩን ሃብተማርያም ኢልኩም ኣብጸሎትኩም ዘክሩኒ።ቀጽሎ
Amlayk ybrek
👏👏👏👏👏👏❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
❤
Kal hiwet yesmalna zhawey bejaka ba krekbeka delye bkemey krekbeka ykal zhawey
❤❤❤❤❤❤❤
ቃል ሂይወት የስዔሌና ዝኸደይ እግዚአብሔር ይባርካ ብጣዕሚ መሃርን ኣዳስን እዩ እዚ ናይ ወርቂ ሕማምን መንፈስን ብፍላይ ኣብ ኤርትራን ትግራይ ካልኣይ የብሉን ኣዴታትናን ኣሕዋትናን ኣዕብድወን እዩ ህዝብና ናይ ርኩስ መንፈስ መጥቃዕቲ ምካኑ ኣይፈለጦን ኣተረድኦን ዘሎ ምናልባት እታ ቭድዮ ግን ህጻናት ደቅና ከይርእዎ ንጠንቀቅ ዓበይቲ ግን ሽግርና ክንፈልጥን ከነለልን ጠቃሚን መሃርን እዩ ከምዚ ዓይነት ትምህርቲ ዘድሊ ኣብ ድቃስና ንቡዙሕ ሰብ ካብ ንእስነቱ ጀሚሩ ስዘጋጥሞ ተፈጥሮ ከይመስለናን ተፈጥሮ ከምዘይኮነ ርኩስ መንፈስ (ሰይጣን) ክንፈልጥ ስለዝረድኣና ብጣዕሚ ኣገደሲ እዩ የቀንየልና ዝወደይ ኣዴና ቅድስቲ ድንግል ማርያም ትሓልወካ በርትዕ
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
ቃል ሂወት ይስማዓልና ናኣድ ግን 🙏🙏
❤❤❤❤❤🎉
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ብጣዓሚ ማሃሪ ቀፅሎ ሳብስክራይብ ጉብርለይ 🎉🎉
ቅድሚ 20 ዓመት ኣብ ከባቢ ኣስመራ ካብ ዘለዋ ዓድታት ሓንቲ ዓድ ዝዓዳ ሓፍትና ኣብ ዓድ ዓረብ ተሰድዳ ትነብር ዝነበረት ናብ ኤርትራ መጽኣ መርዓ ቤተሰብ ተሳቲፋ እንተኮነ ኣብቲ መርዓ ጥልፊ ተከድና ቅናት ብወርቂ ዝተሰርሔ ቁልፊ ጌይራ ቀንያ ኣብኡ ዝራኣያ ሰብ ካትም ጨንቅዎ ከሎ ወርቂ ቁልፊ ገይራ ተባሂላ ክውረየላ ብቡዳ ክትብላዕ ቀንያ ናብ ስራሓ ምተመልሰት ሓሚማ ኣብ ውሽጢ ብሞት ተፈልያ እግዚአብሔር ኣብ መንግስቱ ይቀበላ ሹዑ ብዓይንና እያ ሞይታ ሓሲድናያ እዳበሉ የዕልሉ ነይሮም ድሕሪ እቲ ሓደጋ ማለት እዩ ብፍላይ ሕጅ ናይ መናፍስቲ ሓደጋታት ምስ ፈለጥኩ ብቡዳ ምብላዕ ወይ መተት ቅተላ ተባህሉ ዝተላእከ ክከውን ይክእል ምክንያት ዝረኣያ ሰብ ኩሉ ዓይኑ የውድቀላን ይሓምን ስለዝነበረ ቤተሰብ ይፈርሕ ነይሩ እቲ ዝፈርሖ ከኣ መጽእዎ
Ewayyy endea ezi menfes asaqyna bejakhum egziabher yegelaglena tray ❤
🎉🎉🎉❤❤❤
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Xegu yebzhalka naod hawey
ሰላም ኣምላክ ምሳካ ይኩን ናኦድ በዚ ትቅርበልና በሓቂ ኣምላክ እድመን ጥዕናን የሃብካ ካብዚ ናትካ ብዝሕ ተማሂረ ካሙ ውን ካብ ብእምነት ንቁሑ ውን ብዙሕ ተማሂረ ን ኣዲሳበባ መጼ ማየጸሎት ተሓጸበ ዘይሓሰብክዎ ናይ ከምዚ መንፈስ ኣለካ ኢሎሙኒ ኣዲስ ኮለኩ ክረክበካ ኢለ ደዊለልካ ኔረ ግን ኣይረኣካያን ምስለኒ ናበርካ ካብ ኮመንቲ እየ ወሲደያ ብጣሚ እየ ክረክበካ ደሌ ኔረ ግን ግዜ ሓጺርኒ❤❤❤❤❤❤❤
ኣጋጣሚ ካብ ናይ መምህር ተስፋየ ትምህርቲ ብዝሑ ተማሂረ ኣብ ሓደ ገዛ ተዓዲመ ከይደ እቶም ስድራቤት ኣብ መንፈሳዊ ኣይግደሱን እዮም ወዶም ግን ልኽዕ ሰባይን ሰባይትን ዝራከብዎ ይገብር ነቶም ስድራ እዚ ትርእይዎ ዘለኩም እንታይ ይመስለኩም ኢለዮም መመክነይታ ባንበር ሸይንሉ በሊዕዎ እዩ ኢሎሙኒ ሔራይ እሞ ቀይርሉ ኢለዮም ምስቀየርሉ ኣብ መደቀሲኡ ኣደቂሰሞ ከይደ እንተራክዎ ልክዕ ከምታ ቀዳመይቲ ሰብ ኣይን ሰበይትን ዝገብርዎ ክንቀሳቀስ ጸኒሕኒ ኣንተዎይ ብባንበር ብሽንቲ ኣመክኒኩም ሕጂከ እንታይኮይኑ እንተበልክዎም መልሲ የለን እሞ ወለዲ ዝኮና ደቅና ንከታለሎም ክብል ይፈቱ ሓውና ናኦድ ከኣ ተባረክ።
ደጋጊመ ውርሒ ምልእ ደውለልካ ስልክኻ ኣይልዓልኻንን መሰንጅር ክርክበካ ይኽእል ዶ በጃኻ ተግድስካ መልስለይ መን ይብል ፍስብካ 🎉🎉🎉
ቃልህይወት የስምዓልና ክቡር ሓውና
ኣብ መርዓና እማ እንታይ ንገብር ማለት እዪ ሱቅ ንብል ድዩ መልስለይ❤😮
😂😂
Kulika Eritreaw habsa werky kab libika awsayo wey werky gezekum abe bank aymitiwo ne mesai kumute genzeb kekonelikum yehewat sadu werky be kilotate alwom gen abe nebsom aykonene zegberiwo abe bank nay werky alo abu yekmetwo ne dekom mesaei hewet enber rayeni rayini kerayia kebla yeryia due zetbahele
ንእሽ ተይ ካብ ናተይ ህይወት ከካፍለኩም ከምሰብ ምክዕቲ አይኮንኩን ግንከ ካብ ንእሽተይ ክሳብ አረጊት ካብ ድኻ ክሳብ ሀፍታም ክዩም ንዓይ ንዓይ ዝብሉ ንምንታይ ግን ንዝሙት እቶም ንቁምነገር ዝመጹ ውልዕ ኢሉ ዝጠፍእ ንዝተወሰነ እዋን ምሳይ ዘዕለለ ሰብ ክሃርመኒ እዩ ዝጅምር ።
መቸም ሐዳር ከምቲ ዝበልካዬ ብሓይሊ ድልየት ሀሊዩኒ ዘይኮነስ ሓዳር ጌራ ንኽብሀል ጥራይ ዕድመውን ይከይድ ስለዘሎ ሓዳር ተጀሚሩ እብለካ አተመርዓኩ አብ5 መዓልቲ ቅጥቅጥ አቢሉኒ ደመይ ጃሕጃሕ ክሳብ ዝብል በቃ ሲኦል ኮይና ቤተይ አብዛስደት አበይ እንታይ ክገብር አብ ዓራት ____ ብዙሕ ኦ ክትዛረበሉ
ብዝኾነ ክብሪ ንመድሐኒ ዓለም ይኹኖ
2ጌረ አለኩ ካብ ዝርድአኒ ንአባ ግርማን ትምሕርቶምን ግን ቀደም እየ ዝፈልጦም
እዝኩሉ ዝተረብኩ አሕዋተይ ውሽጥና ክንፍትሽ ከነስተውዕል እየ እሞ ቡሩኻት አሕዋተይ ንንቃሕ
My God , just because you don’t want to buy your wife kutsha all this wrong explains. Get delivered your self bro
ብፍሉይ ወርቂ ዝፈትዋ ኣለዋ። ወርቀን ጠፊኡ ኣእምሮአን ዝድንዝዛ ዝጽለላ። ብዝይሓት እየን። እንበር ኣይትግዝኣላ ንሰበይትካ ማለት ኣይኮነን። ኣብ ዕድና ወርቀን ሸይጠን ንደቀን ብባሕሪ ዝሓለፉ ደቀን ልዕሊ ወርቂ ደቀን ስለ ዝበልጽወን እየን ኮ ዝሸጥኦ ወርቀን ተዘይተመሊሱ ዝሓምማ ዝድነሳ ኣዴታት ኣለዋ ዝነፍዑ ደቀን እንተኮይኖም ይገዝኡለን ክሳብ ዝገዝኡለን ብዙሕ ሕማም እየን ዘሕልፋ ካልኣይ ድማ ኣብ ዝኮነ ጊዜ ወርቂ ካብ እዝነን ዘይፈልያ ካብ ክሳደን ዘይፈልያ። ኣዴታት ኣለዋ ኩሉጊዜ ዉራይ ዘለወን ዝመስላ እዚኤን ድማ ምስዚ መንፈስ ዘተሓሕዝ ኣለዋማለት እዩ
ንእሽቶ ኮለኩ ሓንቲ ኤርትራዊት ጓለን መዓት ወርቂ ሰሪቃተን ነፋስ አቲወን ፅብቅቲ ሰበይቲ ሓሚመን ቀስ ቀስ ኢለን መይተን። ጨጉረን ነዊሕ ቀያሕ ሰበይቲ ካብገዛ ደይወፃ መይተን። ንሳ ጠፊአ ቀቤሪ አዴአ ተደልያ መፂአ። ሓዋ ወፂኡ አቦአ ግዳጅ ይከዱ በይና ኔራ ከምድላያ ንሳውን መይታ። ስለዚሕ ደይትፈልጦ አይትዛረብደ። እዝኩሉ ንፋስ ብወርቂ ስርቂ ዝአተወ።@solianagebrehiwet2029
❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤