ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
መምህረይ ኣቦታት ደብረ ቢዘን ሓጉዙና ይብሉ ኣለዉሞ፡ ሃየ መደብ ገርካ ጎስጉሰሎም። ኣይንፈላለ!!!!
Betami xebuk hasab u.
❤ቃለ ህይወት የሰምዕልና ክብሩ መምህርና ሰለምንታይ እና እታ ቅድሰቲ እምነትና ብሓላፊ ነገር ንልዉጣ አምላክ ምሰትዋዓል ይሃበና ❤ካብ ኣእላፋ ወርቅን ብርሩንሲ ሕጊ ኣፋካ ይሐሸኒ (መዝ ዳ119-72 ነሰትዉዕል ዳኣ ኣሕዋተይ ናይ ዓለም ኩሉ ሓላፋይን ተራፊን እዩ
ኡፍፍፍፍ 😢😢😢😢 ካብ ምግዳል እምነት ማሓረን ኣምላኸይ❤ እምነተይ ክብረተይ
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና ብጣዓሚ ይሕዝን አምላክ ልቦና ይላእክልና😢🙏
ንሕና ብክርስቶስ ዘለና ላዕሊ እምበር ታሕቲ ኣይኮናንን።ንታሕቲ ወርድና ዘይኮነ ንዛረብ ፡ምስቶም ልዕል ዘቡሉ ልዕል ይልና ኢና ንዛረብ።ኣምላኽ ወንጊል ክሰብኽ እምብር ከጠምቅ ሲ ኣይለኣኸንን ዝብል ተጻሕፉ ከም ዘሎ።ወንጌል ብመንፈስ ዝምርመር ወይ ዝገሃድ ሰለ ዝኾነ ፡ስጡም ኮይኑ እዩ ዝከይድ ፡እቲ ምግላጽ ባዕሉ ከምኡ ሰለዝገብሮ።ምኽንያቱ ቃል ኣምላኽ ካብኡ ወጻእ ኣይጎታናን እዩ።ባዕሉ እቲ መንፈስ ሰለ ዝኾነ ,ንሰባት መንፈስ ቁዱስ ዝምልኡሉ መንግዲ እዩ፡ዝፈጥር ፡ሰባት ንወዱ ብምፍላጥ ጥራይ እዮም ፡ሕድገት ሓጢኣት ክረኽቡ ዝኽእሉ።ማለት ብደሙ ፡ከምቲ ሃብቲ ጸግኡ ሕድገት ሓጢኣት ኣሎና ኤፈሶን 1፣7። ጋላ5፥16 ኣነስ ብመንፈስ ተመላለሱ እሞ ትምኒት ስጋ ኣይክትፍጹምን ኢኹም፡እብለኩም ኣለኹ።
yes,tkkl❤❤❤
ክቡር ሓውና ቃለሂወት የስምዓልና። እ/ር ብምሕረቱ ይጠምተና።
ብሕጊ ክኽሰሱ ኣሎዎም ብጥብቂ ክሕተቱ ኣሎዎም:: ጠበቓ ጌርካ::
ኣሜን(3)❤❤❤
ኦ ጎይታይ እንገብሮ ኣይንፈልጥን እሞ መጨርሻና አፀብቀልና 😢😢😢ብምሕርትካ ጠምተና ጐይታ ስራዊት አሜን ♥️♥️
Amen amen amen 👏👏👏
አቤቱ ጌታ ወይ ምውላደይ ፀሊኤዮ መምህረይ ቃለ ሂወት የስምዓልና 😢😢😢😢
ብሓቂ ብጣዕሚ እዩ ዘሕዝን ባእ 🥺
እንኳዕ ብሰላም መፃካ ክቡር መምህርና ለባም መስተዉዓሊ አድናቂትካ እየ ዝተረጎምኳልና የቀንየልና ወዳእታ ዘመን በፂሕና😢
መምህር ካሳሁን ብጣዕሚ ደስ ዝብል ትምህርቲ ናይ ኣጎልጉሎት ዘመንኩም ይባርክ።በዘን ኣዋልድ ኣሕዋትና፡ ጸዓዱ ዝወስድወን ብጣዕሚ ካብቲ ዘጕህየኒ እዩ ፡ናይ ልበይ ዝነበረ ተዛሪብክሞ ።ዕድመ ይሃብኩም።
ካብ እግዚአብሔር ምስራሓቕናን ናብኡ ምጽጋእ ምስ አበናን ሸይጣን ካኣ አብዝየኸውን ሰባት ዝመስሉ የሕሊፉ ይህበና😢
ኽቡር ሓውና ብጣዕሚ ዘገርሙ መምሃርቲ መረዳእታታት ተቕርቡልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ብዙሕ ሰብ ክጥቀቐሉን ታይ ከምዘሎ ንምፍላጥን ምምሃርን ዘኽእል ቓለ ሂይወት የስመዐልና
🙏ኣምላኽ ብምሕረቱ ይማሓረና ✝️
እዛ ናብ ካልእ ዜጋ ምምርዓው እኮ ብጣዕሚ ጸልማት ሂወትዩ ንርአን ኣለና ደቀን ከማን ከጠምክኦም ኣይከኣላን ሕማቅ ሂወትየን ዝነብራ ኩለን ኣብ ካልእ ዜጋ ዝኣተዋ ሰላም ይብለንን ኣምላኽ ይሓግዘና እምነትና ኣጽንዕና ክንሕዝ 🙏
Genzeb Sur Hatiyat Brgs Bgbri TEazibna ADE ABo KEM AKIHA WAGA EDAGA YEtiyomwa NIGAlom AMlake mhretu yewrdelina Amen 🙏🙏🙏
Behaki kale hiwet yesmealna kubur memhrna kabzuy ysewrena🙏
Hawa diya sena negenzeb ketebel mlarat eka keykewen neber kab kemzey yesewrene fetare kulu alem deka haweka yeblex kab elfe alafate deka haweka yeblex 😭😭😭🙏🙏🙏
eway ezgyoo ata amlak n genzeb kebelus beweladom waga edaga ኣምላኽ ብምሕረቱ ይማሓረና🙏
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐና መምህር❤❤❤1ይ ጢሞ 6:10❤❤❤
ብሓቂ ኩቡር ሓወይ ቃለ ሂወት የስምዓልና 😭😭😭😭😭😭😭
አንቱም ግደፉ ወንጌል ስበኹ ግደፉ
Amen 🙏🙏🙏kbri namlak qale hiwet yesmaolna kubur መምህርና ♥️♥️♥️♥️🤲🤲🤲baynu mhretu yetemtena
❤❤❤❤❤❤❤amen amen amen
Qal hiewet yesmealna memherna egziabher exfen derebn geru yebarekka❤
😢😢😢😢😢😢😢 ቃለ፡ሒወት፡የስመዐልና፡መምሕረይ፡እግዚኣብሔር፡ይክብረልና፡ሕዝቢ፡ብገንዘብ፡ኣዊሩ፡እዩ፡ዘሎ፡እንኳንዶ፡ብሓይማናት፡ዘይመስሉና፡በሕሊ፡ዘይመስሎና፡ብኣዲ፡ዘይመስሉናስ፡ይትረፉ፡ኣምሕራይ፡ትግራዋይን፡ኦሮሞን፡ኣምሓራይ፡እኳስ፡ርኢናያ፡ኢና፡ዛልሓለፈት፡ሰለስተ፡ኣመት፡ክንደይ፡ሓዳር፡ፈርሱ፡እና፡ሕዝበይ፡ብኣግኡ፡ኣገብ፡ንበሎ፡ልገንዘብ፡ኢልና፡፡ወሎዶ፡ኣይነጥፍእ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
ተጋሩ የሕዋትና እዛ ቪዶ እዚኣ ናብቶም ስድራ ንክትበጽሕ ክትሰርሑ ኣለኩም ሽር በልዎ
መምሕረይ ጽቡቅ አልካ ኢዚ ክምዚ ግርኻ ብዓብ ክግስግስሉ ዘልኦዊ ግዘኢዩ ቃአል ሂዊት ይስማአልን አሜኢን
ብጣዕሚ ኢዩ ዝገርም
ኩቡር ሰላምታ ይብጻሕካ🙋💐❤🇪🇷
Amen amen merci 🙏
Amen amen amen 🙏 🙏 🙏 kalehiwet yesmealna
እግዚኦ ማሓረና ክርስቶስ 😢😢😢😢
አሜን ቃል ህይወት የሰመዐልና ❤❤❤
*_ብጣዕሚ ዘፍርሕ ግዜ በፂሕና ቃለ ህይወት የስመዐና መምህረይ🦋😍💜_*
ዝገርም ዩ ከመይ ኢሉ ከ ነብሰን ይገብረለን 😢
Kubur memhrna azina nemesgin. Mewedaeta yetsenkelna himak gize 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ብጣዕሚ
entay aynet hsret zemen ena bexhna 🙏🙏🙏
ኣገዳሲ ምልእክቲ❤
እግዚኣብሄር ኣምላክ ብምህረቱ ይጠምተና🙏🙏🙏
Kalehiwet yesmealna mehari medeb
እዋይ ብሰማኣብ እንታይ ዓይንት ወሎዶ ኢና ዝልና ልቅርሺ ኢልካሰ ክብርኻ 😢😢😢
nay behaki kebid eyu xegu yebzhalka 🙏🙏🙏amlak memhr zefrh gize bexihna
Waeeeee ezen Ethiopiën awalide entay yekona alwa kulu geze mes zekone seb yemrawa fooooooii gedfu gega eyu yehewat tegaru ❤❤❤❤❤❤😢🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉😢😢😢😢😢
ይሕዝንዩ እዚእኮ ብድሕሪኡ ካልእ ኣሎ እንታይ ስለዝኮኑዮም እሞ ንኢቶጳያ ከይዶም ዝተመርዓዉ ደለዉ ኣቡኡ ምስ ወሰድወን ኣካላተን ክሸጥወን ውን ይክእሉ ይጠፋ ኣለዋ መሳኪን😭
Ethiopia 🇪🇹 tibehal hager si n midri habesha ahsiratu husurat zikonu fitret china kixawetlkum way ane hifret
ኦይይይ ናይዚኦም እሲ ከፊኡ፡ኣዋልድና ምምርዓወን ኣይኮነን ሺግር እሱ ደኣ መጽዩ ዘሎ ከኣ ምስ ኩሎም ናጀርያ ኣይገድፋ ሱዳናውያን ይዘራ ካብ ዘይፈልቶኦ የጥንሱወን ይወልዳ ኣለዋ ኣምላክ ምህረቱ ይሃበና
ከምዚ ዝበለ ውድቐት ኣይተራእየን ብጣዕሚ መሕዘን 💔💔💔
ኣቤት ግዜ ንብልዒ እልካ ዶ ንእምነትካ ዶ ኣብ ዋጋ ዕዳጋ ትእቱ እኻ ዎ ኣምላኽ ምሕረትኻ ስደደድልና
እንኳን በሰላም መጽእኩም ክቡር መምህር❤
❤
Mehzeni 😢😢😢😢😢 Egziabher hoy mistwal habena
እግዚኦ ማሓረና ክርስቶስ
ጸበልኩም ስላሴ!!!
ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🏼🙏🏼🙏🏼
Eway wurdet 😢Egziabher mstwual yhabena
አሜን አሜን አሜን
እንካዕ ብሰላም መፃእኻ መምህረይ❤❤
Bhaqi qale hiwet yesmealna memhrey . Ayne lbonana ykfetelna fetari,,,,
Egziabher. Mehaeret. Aurdelena. 😢🙏
Kale hiwet yesmalna
Mhret yewrdelna ❤❤❤
Amen
እንኳን ደሓን መፃእኹም መምህር❤
❤❤❤❤❤
እግዚኦ ማሓረነ ክርስቶስ 💔😢
Bsimmmm Ab!!!!Kal hiwet yesmalna!
Zigerim eyu nay lomi welodo. Thank you for your advice ❤❤❤
🥰🥰🥰 ሓፈርና ለሙስ😌
Enaqe bdehan mexaka memhrey❤
Ensema.aln❤
❤❤❤❤❤😢😢😢😢
🙏🙏🙏
ብመጀመርታ ሰላም ክቡር መምህርና ...ኣብ ህይወትካ ሰላምን ጥዕናን ይምነየልካ።ስለዚ ንቅሓት ዝመልኦ ብሱል ትሕዝቶ ዘለዎ ትምህርትታትካ ኣዚና ነመስግን...ኣነ ከም ጓለ ንስተይቲ ኣዝየ ተማሂረሉ እየ ...ኩለን ደቀንስትዮ ኣሕዋተይ ውን ክመሃራሉን ነብሰንን ህይወተንን ክዕቅባን ሕብረተሰብ ከኣ ንግዝያዊ ዘይጠቅም ረብሓ ንደቆም ኣብ ገሃነ እሳት ከይድርብይወን ከስተውዕሉን ክእረምሉን ከኣ ብስምእግዚ ኣብሄር ይምሕጸን መምህርና ከኣ ብድጋሜ ቃለ ህይወት የስምዓልና እግዚኣብሄር ዘመን ኣገልግሎትኻ ይባርኽ❤
ይቅር ፈጣሪ 😢😢😢😢
Bteami zehzin wagaka zeymflat kebid u ab hmak ewan si nbretka enber kbretka aytisht zbehal azerarba zekire, ms bemnet ueymesleka kebid eu amlak ytearekena nkulna
Eritrea aytlekma awald Eritrea fetyen ember bgenze aykedan eyen
ፈትዩ ካብ ወዲ ሃገሩ ዝወፅእ የለን
Eritrawit da lomi koynu ember non do n chaynawi n ethopyawi keman aytwasebn eya lomi gn gele gele yraya alewa ms kaliot alet kwaseba😢
ኣድጊ ኩለን ሓደ ፈትየን እየን ዝኸዳ ዘለዋ፣ ኤርትራውያን ገዲደን ኣለዋ፣
Bidi e zereba eba aynzareb eten kalie dmrawa fetyen yikeda alowa bizyada dima dekina ab sdet tewelidom yiabyu alowu mis men yimrawu mis abeyu kia nfelto yeblnan emo tekilna tselot kenebzhyu delona.
eway hferet😢😢😢😢
ሓፈርና ወተሰከፈና😢😢
አቤት ውርደት አቤት ውርደት እግዝኦ ካብዚ ይምሓረና ጎይታይ
ኣሕዋተይ ንደማምር ❤❤❤❤
tubuk Mkri Memhrey
መምሕረይ፡በይዛካ፡ደጋጊምካ፡መደባት፡ስርሓሉ፡የሕዝን፡😢😢😢😢😢😢😢😢
እዋይ ዘመተ እምነት ብገንዘብ ኮይኑ እዝግዮ መሓረና ኩርሶስ ኣብደይ ወዲ ሃገረይ ኽምረዖ ኣጽቡቁን እዩ ብእምነት ኣይንራከብ ብቋንቋ ደቂ ኣንስትዮ ንጠንቀቅ ወላ ሽሕ ግዜ እንተ ጸገመኽን ነኣምላኽ ዘቆጥዕ ኣይንስራ ህዝቢ ኽርስትያን 😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢 ኣምላኽ ዓይነ ልቦና ይኽፈተና።
This is so sad I can’t wait till Jesus Christ comes back this world is going crazy 😢😢😢😢
👌👌👌👌👌👌👌
❤❤❤😢😢😢
😢😢👏👏🥰🕊️
እንካዕ ብሰላም መፅኩም ክብር መምህርና❤❤❤❤
Kalat yihaxrek fooo😢
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
❤❤❤🎉🎉🎉
Ezgyo meharena
Ageb. Ageb. Ageb. Mexaeina. Nabey. Eyu. Ab. Dege. Zelona sdra. 😢😢😢😢😢
😢😢😢😢😢😢
❤❤❤❤🎉
Zehzn u
😢😢😢😢😢😢😢
መምህረይ ኣቦታት ደብረ ቢዘን ሓጉዙና ይብሉ ኣለዉሞ፡ ሃየ መደብ ገርካ ጎስጉሰሎም። ኣይንፈላለ!!!!
Betami xebuk hasab u.
❤ቃለ ህይወት የሰምዕልና ክብሩ መምህርና ሰለምንታይ እና እታ ቅድሰቲ እምነትና ብሓላፊ ነገር ንልዉጣ አምላክ ምሰትዋዓል ይሃበና ❤ካብ ኣእላፋ ወርቅን ብርሩንሲ ሕጊ ኣፋካ ይሐሸኒ (መዝ ዳ119-72 ነሰትዉዕል ዳኣ ኣሕዋተይ ናይ ዓለም ኩሉ ሓላፋይን ተራፊን እዩ
ኡፍፍፍፍ 😢😢😢😢 ካብ ምግዳል እምነት ማሓረን ኣምላኸይ❤ እምነተይ ክብረተይ
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና ብጣዓሚ ይሕዝን አምላክ ልቦና ይላእክልና😢🙏
ንሕና ብክርስቶስ ዘለና ላዕሊ እምበር ታሕቲ ኣይኮናንን።ንታሕቲ ወርድና ዘይኮነ ንዛረብ ፡ምስቶም ልዕል ዘቡሉ ልዕል ይልና ኢና ንዛረብ።ኣምላኽ ወንጊል ክሰብኽ እምብር ከጠምቅ ሲ ኣይለኣኸንን ዝብል ተጻሕፉ ከም ዘሎ።ወንጌል ብመንፈስ ዝምርመር ወይ ዝገሃድ ሰለ ዝኾነ ፡ስጡም ኮይኑ እዩ ዝከይድ ፡እቲ ምግላጽ ባዕሉ ከምኡ ሰለዝገብሮ።ምኽንያቱ ቃል ኣምላኽ ካብኡ ወጻእ ኣይጎታናን እዩ።ባዕሉ እቲ መንፈስ ሰለ ዝኾነ ,ንሰባት መንፈስ ቁዱስ ዝምልኡሉ መንግዲ እዩ፡ዝፈጥር ፡ሰባት ንወዱ ብምፍላጥ ጥራይ እዮም ፡ሕድገት ሓጢኣት ክረኽቡ ዝኽእሉ።ማለት ብደሙ ፡ከምቲ ሃብቲ ጸግኡ ሕድገት ሓጢኣት ኣሎና ኤፈሶን 1፣7።
ጋላ5፥16 ኣነስ ብመንፈስ ተመላለሱ እሞ ትምኒት ስጋ ኣይክትፍጹምን ኢኹም፡እብለኩም ኣለኹ።
yes,tkkl❤❤❤
ክቡር ሓውና ቃለሂወት የስምዓልና። እ/ር ብምሕረቱ ይጠምተና።
ብሕጊ ክኽሰሱ ኣሎዎም ብጥብቂ ክሕተቱ ኣሎዎም:: ጠበቓ ጌርካ::
ኣሜን(3)❤❤❤
ኦ ጎይታይ እንገብሮ ኣይንፈልጥን እሞ መጨርሻና አፀብቀልና 😢😢😢ብምሕርትካ ጠምተና ጐይታ ስራዊት አሜን ♥️♥️
Amen amen amen 👏👏👏
አቤቱ ጌታ ወይ ምውላደይ ፀሊኤዮ መምህረይ ቃለ ሂወት የስምዓልና 😢😢😢😢
ብሓቂ ብጣዕሚ እዩ ዘሕዝን ባእ 🥺
እንኳዕ ብሰላም መፃካ ክቡር መምህርና ለባም መስተዉዓሊ አድናቂትካ እየ ዝተረጎምኳልና የቀንየልና ወዳእታ ዘመን በፂሕና😢
መምህር ካሳሁን ብጣዕሚ ደስ ዝብል ትምህርቲ ናይ ኣጎልጉሎት ዘመንኩም ይባርክ።
በዘን ኣዋልድ ኣሕዋትና፡ ጸዓዱ ዝወስድወን ብጣዕሚ ካብቲ ዘጕህየኒ እዩ ፡ናይ ልበይ ዝነበረ ተዛሪብክሞ ።
ዕድመ ይሃብኩም።
ካብ እግዚአብሔር ምስራሓቕናን ናብኡ ምጽጋእ ምስ አበናን ሸይጣን ካኣ አብዝየኸውን ሰባት ዝመስሉ የሕሊፉ ይህበና😢
ኽቡር ሓውና ብጣዕሚ ዘገርሙ መምሃርቲ መረዳእታታት ተቕርቡልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ብዙሕ ሰብ ክጥቀቐሉን ታይ ከምዘሎ ንምፍላጥን ምምሃርን ዘኽእል ቓለ ሂይወት የስመዐልና
🙏ኣምላኽ ብምሕረቱ ይማሓረና ✝️
እዛ ናብ ካልእ ዜጋ ምምርዓው እኮ ብጣዕሚ ጸልማት ሂወትዩ ንርአን ኣለና ደቀን ከማን ከጠምክኦም ኣይከኣላን ሕማቅ ሂወትየን ዝነብራ ኩለን ኣብ ካልእ ዜጋ ዝኣተዋ ሰላም ይብለንን ኣምላኽ ይሓግዘና እምነትና ኣጽንዕና ክንሕዝ 🙏
Genzeb Sur Hatiyat Brgs Bgbri TEazibna ADE ABo KEM AKIHA WAGA EDAGA YEtiyomwa NIGAlom AMlake mhretu yewrdelina Amen 🙏🙏🙏
Behaki kale hiwet yesmealna kubur memhrna kabzuy ysewrena🙏
Hawa diya sena negenzeb ketebel mlarat eka keykewen neber kab kemzey yesewrene fetare kulu alem deka haweka yeblex kab elfe alafate deka haweka yeblex 😭😭😭🙏🙏🙏
eway ezgyoo ata amlak n genzeb kebelus beweladom waga edaga ኣምላኽ ብምሕረቱ ይማሓረና🙏
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐና መምህር❤❤❤1ይ ጢሞ 6:10❤❤❤
ብሓቂ ኩቡር ሓወይ ቃለ ሂወት የስምዓልና 😭😭😭😭😭😭😭
አንቱም ግደፉ ወንጌል ስበኹ ግደፉ
Amen 🙏🙏🙏kbri namlak qale hiwet yesmaolna kubur መምህርና ♥️♥️♥️♥️🤲🤲🤲baynu mhretu yetemtena
❤❤❤❤❤❤❤amen amen amen
Qal hiewet yesmealna memherna egziabher exfen derebn geru yebarekka❤
😢😢😢😢😢😢😢 ቃለ፡ሒወት፡የስመዐልና፡መምሕረይ፡እግዚኣብሔር፡ይክብረልና፡ሕዝቢ፡ብገንዘብ፡ኣዊሩ፡እዩ፡ዘሎ፡እንኳንዶ፡ብሓይማናት፡ዘይመስሉና፡በሕሊ፡ዘይመስሎና፡ብኣዲ፡ዘይመስሉናስ፡ይትረፉ፡ኣምሕራይ፡ትግራዋይን፡ኦሮሞን፡ኣምሓራይ፡እኳስ፡ርኢናያ፡ኢና፡ዛልሓለፈት፡ሰለስተ፡ኣመት፡ክንደይ፡ሓዳር፡ፈርሱ፡እና፡ሕዝበይ፡ብኣግኡ፡ኣገብ፡ንበሎ፡ልገንዘብ፡ኢልና፡፡ወሎዶ፡ኣይነጥፍእ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
ተጋሩ የሕዋትና እዛ ቪዶ እዚኣ ናብቶም ስድራ ንክትበጽሕ ክትሰርሑ ኣለኩም ሽር በልዎ
መምሕረይ ጽቡቅ አልካ ኢዚ ክምዚ ግርኻ ብዓብ ክግስግስሉ ዘልኦዊ ግዘኢዩ ቃአል ሂዊት ይስማአልን አሜኢን
ብጣዕሚ ኢዩ ዝገርም
ኩቡር ሰላምታ ይብጻሕካ🙋💐❤🇪🇷
Amen amen merci 🙏
Amen amen amen 🙏 🙏 🙏 kalehiwet yesmealna
እግዚኦ ማሓረና ክርስቶስ 😢😢😢😢
አሜን ቃል ህይወት የሰመዐልና ❤❤❤
*_ብጣዕሚ ዘፍርሕ ግዜ በፂሕና ቃለ ህይወት የስመዐና መምህረይ🦋😍💜_*
ዝገርም ዩ ከመይ ኢሉ ከ ነብሰን ይገብረለን 😢
Kubur memhrna azina nemesgin. Mewedaeta yetsenkelna himak gize 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ብጣዕሚ
entay aynet hsret zemen ena bexhna 🙏🙏🙏
ኣገዳሲ ምልእክቲ❤
እግዚኣብሄር ኣምላክ ብምህረቱ ይጠምተና🙏🙏🙏
Kalehiwet yesmealna mehari medeb
እዋይ ብሰማኣብ እንታይ ዓይንት ወሎዶ ኢና ዝልና ልቅርሺ ኢልካሰ ክብርኻ 😢😢😢
nay behaki kebid eyu xegu yebzhalka 🙏🙏🙏amlak memhr zefrh gize bexihna
Waeeeee ezen Ethiopiën awalide entay yekona alwa kulu geze mes zekone seb yemrawa fooooooii gedfu gega eyu yehewat tegaru ❤❤❤❤❤❤😢🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉😢😢😢😢😢
ይሕዝንዩ እዚእኮ ብድሕሪኡ ካልእ ኣሎ እንታይ ስለዝኮኑዮም እሞ ንኢቶጳያ ከይዶም ዝተመርዓዉ ደለዉ ኣቡኡ ምስ ወሰድወን ኣካላተን ክሸጥወን ውን ይክእሉ ይጠፋ ኣለዋ መሳኪን😭
Ethiopia 🇪🇹 tibehal hager si n midri habesha ahsiratu husurat zikonu fitret china kixawetlkum way ane hifret
ኦይይይ ናይዚኦም እሲ ከፊኡ፡ኣዋልድና ምምርዓወን ኣይኮነን ሺግር እሱ ደኣ መጽዩ ዘሎ ከኣ ምስ ኩሎም ናጀርያ ኣይገድፋ ሱዳናውያን ይዘራ ካብ ዘይፈልቶኦ የጥንሱወን ይወልዳ ኣለዋ ኣምላክ ምህረቱ ይሃበና
ከምዚ ዝበለ ውድቐት ኣይተራእየን ብጣዕሚ መሕዘን 💔💔💔
ኣቤት ግዜ ንብልዒ እልካ ዶ ንእምነትካ ዶ ኣብ ዋጋ ዕዳጋ ትእቱ እኻ ዎ ኣምላኽ ምሕረትኻ ስደደድልና
እንኳን በሰላም መጽእኩም ክቡር መምህር❤
❤
Mehzeni 😢😢😢😢😢 Egziabher hoy mistwal habena
እግዚኦ ማሓረና ክርስቶስ
ጸበልኩም ስላሴ!!!
ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🏼🙏🏼🙏🏼
Eway wurdet 😢Egziabher mstwual yhabena
አሜን አሜን አሜን
እንካዕ ብሰላም መፃእኻ መምህረይ❤❤
Bhaqi qale hiwet yesmealna memhrey . Ayne lbonana ykfetelna fetari,,,,
Egziabher. Mehaeret. Aurdelena. 😢🙏
Kale hiwet yesmalna
Mhret yewrdelna ❤❤❤
Amen
እንኳን ደሓን መፃእኹም መምህር❤
❤❤❤❤❤
እግዚኦ ማሓረነ ክርስቶስ 💔😢
Bsimmmm Ab!!!!
Kal hiwet yesmalna!