Fnote Abew - your teaching is false. Jesus might have been baptized when he was 30 but what about his followers? The Bible tells us in Mark 16:16 Mark 16:16 “He who believes and is baptized will be saved. You have to believe first in order to be baptized. Was Jesus baptized when he was a baby? Orthodox is teaching false demonic teaching. There is no such thing as baby baptism. This is false and anti-Christianity. You get baptized after you accept what Jesus has done for you on the cross. Therefore, you demonstrate that you died with Jesus and rose with him by demonstrating that with your baptism. Babies do not even know anything about death and crucifixion of Jesus Christ. What Orthodox and their false teachers are doing and teaching is a heresy and demonic. Fnote Abey, stop teaching false doctrines.
Thank you to "Tefetwi show Selten Germany" for his open his mouth firstly about baptized. In Orthodox Tewahdo baptized is the foundation Christianity f.stop. Surely many people will learn And the Protestants can learn too because they're confused with holy spirit.
Welcome bloved brother Orthodoxy Tewahdo Mhimer! Kale Hiwte Ysmana. Thank you for explain without confusion for these Protestants brothers and sisters. Hopefully can learn from you and from Orthodoxy Tewahdo believers. Christianity Orthodox biggest religion, based on the life and teachings of Jesus Christ in the first century AD. Protestants are confused with one-to-one bible verse about baptized?
Kale Hiwte Yesmalna des Zeble meglaxe ,, nay Faytawo Zema malete nayti Mesu Zetskle Chefta )Abay Tetmku nezble Aba Meskele kelewi Mes Goyta Hade Kabtom Wethadrate Nagyta ala do Yelon Meytu do alo elu meswego Lugwos Zetebahale Kab Godni Goyta ትኹስ ማይን ደምን wexyu Neti Shefta Xeykuwo So Sha eu Tetemku ,, Ba Geru ka nab Gente Atyu …. Tezkrne Egzo Bewste mengste ke kedeste .
ጽቡቅ ትንታነ ገይርካ ግን ነታ ሕቶ ብምልኣት ኣይመለስካያን ክቡር ሓው። ኣብ እምነተ ኦርቶዶክስ ህጻን ኵውለድ ከሎ ርኹስ መንፈስ ኣብ ዉሽጡ፣ ቅዱስ መንፈስ ድማ ኣብ ዙርያኡ ኮይኑ ይመጽእ። ድሕሪ ጥምቀት ድማ እዞም መናፍስቲ ስፍራ ይቀያየሩ፣ ማለት ድማ ቅዱስ መንፈስ ኣብ ዉሽጡ ርኹስ መንፈስ ድማ ኣብ ዙርያኡ ይኾኑ። በዚ ድማ ኣብ ኦርቶዶክስ ህጻን ከይተጠመቀ ከይመውት ኣብ ኣርባዓን ሰማንያን የቀላጥፍዎ። ካቶሊክ ናብ ሾብዓት ዓመት ፕሮተስታንት ድማ ዓሰርተ ሹዱሽተ ዓመት የጠምቁ። እቲ ንስኻ ክቡር ሓው ዝገበርካዮ መደረ ብቀጥታ ነታ ሕቶ ኣይመለሸትን። ኦርቶዶክስ ጥራይ እዩ ነዚ ስፍራ ምቅይያር መናፍስቲ ዝኣምን እምበር፣ ካሎኦት ክርስትና ሰብ ምስ ቅዱስ መንፈስ ኣብ ውሽጡ እዩ ዝውለድ ኢሎምዮም ዝኣምኑ። 'Holy Illumination' is a term used by the Orthodox faith to describe Baptism because it is through the holy sacrament of Baptism that Christ, the Light of the World, enters in our hearts. Candles are lit after the baptism to symbolize this newly acquired Light of Christ that will carry us throughout our lives. The baptized child has opened its eyes to the light of creation and is called to see all things through the eyes of Jesus Christ.
መምህር ደስ ዝብል እዩ ንትፈትወ ሰብ ምግሳጽ ሰናዩ ተጋግዩ ከሎ ሱቅ ምባል ዓቢ ገበን እዩ ዘይጋገ ሰብ የለን 🙏🙏🙏
ቃል ሂወቱ የስምዓና ኣምላኽ ዓይነ ልቦና ይኽፈተና መምህር ካሳሁን ሓወይ ጸጉኡ የብዝሓልካ ፈጣሪ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ቃለ ሂወት የስመዓልና፡ ኣምላኽ ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባረኽ፡ ሓወይ ካሳሁን
ሰልጠነ ኣብቲ ናይ ቀደምካ ኣብቲ ፓሎቲካ ኣብኡ ይሕሸካ ኣብ ኩሉ ጠብሎቅ ኣይትበል
ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና
Fnote Abew - your teaching is false. Jesus might have been baptized when he was 30 but what about his followers? The Bible tells us in Mark 16:16
Mark 16:16 “He who believes and is baptized will be saved. You have to believe first in order to be baptized. Was Jesus baptized when he was a baby? Orthodox is teaching false demonic teaching. There is no such thing as baby baptism. This is false and anti-Christianity. You get baptized after you accept what Jesus has done for you on the cross. Therefore, you demonstrate that you died with Jesus and rose with him by demonstrating that with your baptism. Babies do not even know anything about death and crucifixion of Jesus Christ. What Orthodox and their false teachers are doing and teaching is a heresy and demonic. Fnote Abey, stop teaching false doctrines.
Hxanat aytimekun eyom. ፍኖተ ኣበው ሜድያ nay hasot tmhirti aytmharu. Yesus, Peter, Paul...etc ms abeyu eyom tetemikom. Ms Amenka eka titimek. Orthodox b kal Amlak zeykone, bnay dinkurinan sihtetin sle zkedu dea ember, hxanat ytemeku aybln eyu. Nay ፍኖተ ኣበው ሜድያ tmhrti hwswas tmhrti eyu. Haki ms hasot enda hawaweska aykeydn eyu. Tenesah.
Etom qolu key gebezu deqi 10 amet koyenom ente meytom mein eyu zhtetelom eski
Mark 16:16"
Beta zela tshfeto eski melseley?
Thank you to "Tefetwi show Selten Germany" for his open his mouth firstly about baptized. In Orthodox Tewahdo baptized is the foundation Christianity f.stop. Surely many people will learn And the Protestants can learn too because they're confused with holy spirit.
@@WongelNkuluኣታ ሰነፍ ንርእስካ መስክር ተዋህዶ ከምዚ ንስካ ትብላ ዘለካ ኣይኮንውትን ግን ደሓን እቲ ልብን ኮላሊትን ዝምርምር እግዚኣብሄር ባዕሉ ይፍረድካ
ካሳሁን ዝህዝቢ ኣባካ እዩ ወዲቁ እቲ ቅኑዕ ትምህርቲ ትሕልፎ ንስካ ጥራይ ኢካ❤❤❤❤ ኣምላክ ጸጉኡ የብዝካ
ኣነ ኣባኻ ወዲቐ ቀይራ
ካሳሁን ሓወይ ቃል ኣምላኽ ንጹር ኢዩ ፣ንስኻ ግን ሓዋዊስካዮ፣ ብሓቂ ንቓሉ እሙን ኩን bless you
@@ebuyategai3110 ልክዕ ሕውስውስ ኣቢሉዋ ንስልጠነ ዲዩ ክድግፍ ፡ ውይስ መጽሓፍ ቅዱስ ቅኑዕ ኣሎ ክብልስ ኣይተረዳኣንን።
@@samuelemaha8615
Hanti Heto Eu Akribu Seleten Na Ka bemxehafe kuduse Mesrte Bemgbar Nay Abotate Srate geru Melswa alo Kabzi nalali Meberhi Entay Deleka ?
ወዲ ኘሮ ቆልዓ ክሳብ ዝዓቢ ክርስትያን ኣይኮነን ማለት እዩ።
@@kibrommilash9937 እወ ንሱ ዳኣ ከምኡ ኢዩ ኣጋላልጹኡን ሓሲብዎን ዚንሄለን፡ እንታይከ ትብል ንስኻ ብኡኡ ቅኑዕ ኣሎዶ ትብልስ ተጋጊዩ።
@@samuelemaha8615እቲ ሕቶይ ናባኻ ዘቕነዐ እንድዩ: ምኽንያቱ ነቲ መጽሓፍ ቅዱሳዊ ትምህርቲ ትቃወሞ ስለ ዘለኻ። ሓወይ ዝኣመነ ጥራሕ እዩ ክጥመቕ ዘለዎ ትብል እንተኮይንካ: ካብ ጥምቀት ዝርከቡ ጥቕምታት: ማለት ጎይታ ዝመሃሮም: ዝኣዘዞም ትእዛታት: ዩሃ 3:5 1ጴጥ 3:21 ሮሜ 6:3-5 ማቴ 28:19 ወዘተ
1- ህጻናት ( ደቂ ክርስትያን ) ክሳብ ዝዓብዩ ንብል እንተኮይና ካብዚ ጸጋታት ተኻፈልቲ ኣይክኾኑን እዮም ። ኣብ ቅ መጽሓፍ ቤተሰብ ብሓንሳ ክጥመቑ እውን ርኢና ኢና።
2- ናይ ኣእምሮ ሕሙማን ከ ?
3- ምስማዕ ዝተሳእኖም ከ? ብፍላይ ቋንቋ ናይ ዘይሰምዑ ኣብ ዘይነበረሉ ግዜ።
4- ክዛረቡ ዘይክእሉ ኸ
እዞም ኩሎም ካብ ናይ ጥምቀት ዝርከቡ ጸጋታት ኣይረኽቡን እዮም ማለት እዩ?
ንመርምር ሓው።
ጎይታ መንፈስ ቅዱስ ንኹላትና ይግለጸልና።
ኣምላኽ ዓኒ ልባና ልድያ ዝኸፈት ዓኒ ልባናና ይኽፈተልና መምህር ካሳሁን ሓዉና ❤❤❤ ❤❤❤ ❤❤❤
ዓቢ ትምህርቲ ዩ ነቲ ዝጣራጠር ሰብ ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልካ ካሳሆን ሓውና ቃል ሂወት የስምዓልና
ቃል ሂወት የስምዓልና ኣቦና ጸጋ በረከቱ የብዝሓልኩም
ቃለ ሂወት የስማዓልና እቶም ንጣራጠር ክኣ ምሕረት የዉርደልና ፈጣሪ ።
መምህረይ ኩሉ ግዜ ቡሉፅ እግዚአብሔር አምላክ አብዙሑ ፀጋ ጥበቡ ይግለፀልካ ❤❤
ሰልጠነ ሓወይ ጽቡቅ አለካ.መንፈስ ቅዱስ እዮ ኣዛሪቡካ ዝኣመነ እዮ ዝጥመቅ
ብከመይ ጽቡቅ ክህሉ ኣረድእኒ
_ማለት?መናፍቃን ለባ ሰብ ከተሠሓሓቱ ናይ ቅዱሣን ስእሊ ፕ/ይትገብሩ ኢኩም
አነ ከኣ ክሓተኪ/ካ እቲ ሰብ ከይተጠመቀ ኣብ 30ዕድሚኡ ከይበጸሐ ተሞተሥ ዕጭኡ ሲኦል ትፈርድዎ ለኹም ማለት እዩ ብምድሪ ፍተና ብሠማይ ሲኦል ኣይተፍርድዎም_
Amlak mesgen sele kalatu amlak xega ybzhalka kasahun hawna 🙏🏻✝️
ጡዑም ቃል ቃል ሂወት የስምዕኻ
ናይ ብሓቂ ጽፍፍ ዝበለ ቅኑዕ ትምህርተ ወንጌል ኩላትና ብልቦናን ብጽሞናን ክንሰምዖ ይግበኣና ክቡር መምህርና ድማ ቃለ ህይወት የስምዐልና ጸጋን በረከትን የብዝሓልካ ንበረልና❤❤❤❤
ክቡር ሓውና ሰልጠነ ድማ ብልቢ ሰሚዕካ ክትርደኦ ተስፋ ንገብር❤❤❤
ቃለ ሕይወት የስምዓልና ክቡር መምህርናን ሓውናን ሰ/ወ ካስሁን ኣምላኽ ጸጋኡ የብዝሓልካ። ንዓና ድማ ዝርኢ ልብን ዘስተውዕል ኣእምሮን ይሃበና።
ተባረኽ መምህርናን ሓውናን ካሳሁን
ናይ ብሓቂ ቃለ ሂወት የስምዓልና ካሳሁን ሓውና እግዝኣቢሄር ኣምላኽ ጸጋ ኣብ ሊዕሊ ጸጋ የብዝሓልካ
ቃለ ህይወት የስመዓልና ክቡክቡር መምህርና ጽቡቅ መግለጺ ኩሉ ክርድኦ ዝኽእል ጥዑም ቃል ኣምላኽ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣምላኽ
ክቡር ሓውና ሰልጠነውን ነዚ ጽቡቅ ትምህርቲ ክትወስዶ ጽቡቅ እዩ ምስቲ ጽቡቅ ሰናይ ጽቡቅ ተግባር ንዝተሸገረ ንዝጠመየ ብሰብኣዊ ስራሕ እትሕግዝ እትሰርሕ እናመስገና ነዚ ቅዱስ ቃል ኣምላኽ መምህርና ዝገለጾውን ተትቀመሉ ጽቡቅ ምስቲ ሰናይ ስራሕ እቲሰርሖ ክጠቅመካን በረኽት ክበዝሓልካም እዩ
Lomis aytewahitetileyn timirtika gin God bless u Kasahun hawina 🙏❤
Right ygermeni eyu kulom kalehiwet yesmealn yblu alewu
@samuelemaha8615 hakika ane buzuh eya temahera kab hawina abti zeytewahitely kea yixihifelu eya. Kab kulu nay haymanot simet yebilun haki zxuruy wengel u zimihir zibeziha gizea .ziterefe kea goyta yebirehalu / yebrehalina 🙏.
ስምዒ ክብርቲ ሕፍተይ በዓል ቀሺ ገብረሚካኤል ስ/ኣ ዘሎ መእመናን ንምስሓብ ይምህሩ ኢዮም ካብታ መሰረት ኦርተደክሳዊት ቅዱስ ሲኖዶስ ተውጺኻ ግን ጥዑይ የለን ስለዚ ጽቡቅ ኢዩ ። ዝምህር ነይሩስ ትብልዮስ ኣለኺ ኣካይድኡ በየን ኢዩ ዝምራሕኸ ትፈልጥዮ ዲኺ።
@@samuelemaha8615 abehahilaka ko buzuh ayteredianin hawey gin buzuhat memharan indeyom zelewu abzi media nay kasahun des zibileni gin bifirhat ti haki wengel u zimihir ane kea kemu eya zifetiwo mis gegatata orthdox keytitinikef zibilu aydigifemin eya neti gega inda tmaharinalu bi mengedi haki Mikad eya zifetu niabinet buzuh gegatat alo ab dirisanatin tamiratin nimintay nihizibi tenegeru zeyire. Haymanot orthdox keytinikef elom gin sik yibilu kassahun gin mis mului respect haki u kimihir zifitin.
@@LuwamAmanuelTsegai እንታይ ጌጋታት ኣለዎ ዘይወጸ ቅዱስ ሲኖዶስ ወይስ ጽግዕተኛ ዲኺ ምስቶም ተሃዱሳውያን ጥንተኣብሶ ኣለዋ ድንግል ማርያም ፡ ስእሊ ኣጋእተ ስላሴ ኣየድልን ኢዩ ዝብ?
Mark 16 ትግ - ማርቆስ
16: ዝኣመነን እተጠምቀን ኪድሕን፡ እቲ ዘይኣመነ ግና ኪዅነን እዩ። ሕጂ ውን ኣስተውዕል ምእማን አዩ ዘቀድም
ኣነ እኮ ናትኩም ነገር ብጣዕሚ ዩ ዝገርመኒ ነቲ ጽንሲ ሓሰብ ተረዲእካ ከተስተግብር ድዩ ዝግበኣካ ወላስ ኣይንቲ ቀዲማ ተጻሒፋ ኣላ እንድሕር ደኣ ነታ ቀዲማ ዘላ እየ ዝገብር ዝብል ሓሳብ ሃልይካ ከኣ እሞ ኣብ ወንጌለ ማቴዎስ 28/19 ከም ዘሎ ከኣ ስለዚ ኪዱ ንኩሎም ኣህዛብ ብስም ኣብን ወልድን መንፈስ ቅዱስን እና ኣጥመቅኩም ደቂ መዛሙርተይ ግበርዎም ይብል ከምቲ ንስካ ትብሎ ዘለካ እንተኮይኑስ ኣብዚኣ ከ ጥምቀት ኣቀዲሙ ከም ዘሎ ጥምቀት ከነቀድም ኢና ማለት ዩ በጃኩም ንህልክ ዘይኮነስ ንድሕነት ንሕሰብ
በሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ኩቡር መምህርና❤
Amen kale hiwet yesmalna
ካሳሁን ሓወይ ንቓል ኣምላኽ ኣይተሓዋውሶ ነዚ ህዝቢ ሒዝካዮ ከይትጠፍእ ቅኑዕ ቃል ኣምላኽ የሕልፈሉ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስና ቆልዓ ብንእሽቶ ከለ ይጠመቕ ዝብል የለን ኣይትረክብን ኢኻ ኪድ ግብሪ ሃዋርያት ኩሉ ኣምብቦ ኩሎም ቃል ኣምላኽ ሰሚዖም ይጥመቑ ከምዝነበሩ እዩ ዝነግረና ሃዋርያ ጳዉሎስ ውን ኣሳጋጊ ነታ ማሕበር ክርስቶስ ዝነበረ ጎይታ ምስ ረኸቦ ናብ ሃናንያ ከይዱ ከምዝተጠመቕ ኢና ነንብብ ስለዚ ኩሎም ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ዘለው ሰብኡትን ኣንስትን ይጥመቑ ከምዝነበሩ እዩ ዝነግር ቃል ኣምላኽ ኣይትሓዋውሶ በጃኻ ተመለስ
ቃለ ሂወት የስመዓልና🙏
Egzeabher yemesgen kale hiwet yesmalna hawna egzeabher yebareka
🙏🙏🙏🙏Amannnn
Kale hiwet yesmelna edmen tionan yhabkum amlak memhrey ❤❤
ንኣምላኽ ፍራህ ንሰብ ኣይትፍራህ፡ ንሓቂ ከምዘላቶ ግለጻ፡ እቲ ልብን ኮላሊትን ዝምርምር ኣምላኽ ደኣሉ ዝፈልጥ እምበር ሓቂ ጠፊኣትካ ኣይብልን። ቅድም እምነት ድሓር ጥምቀት ምዃኑን ከምኡ ውን ጥምቀት ማለት ብሞትን ትንሳኤን ንየሱስ ምሕባርዩ፡ ሞቱ (ብምጥላቕ) ትንሳኤኡ ከኣ ካብ ዛተለቕካዮ ማይ ብምውጻእ ምሕባር ማለትዩ፡ ኦርቶዶክስ ዘያመነ ህጻን እሞ ድማ ኣብክንዲ ምጥላቕ ማይ ምግጫብ ወይ ምሕጻ እንታዩ?
ስለዚ ሓወይ ንሓቂ መስቀልና ኣልዒልና ደው ምባል ከድልየናዩ፡ ሰብ ከይጸልኣና ኢልና ፖሊቲካ ኣይንዛረብ፡ ዕድመ ብዘየገድስ ሰብ ምስኣመነዩ ዝጥመቕ ነቲ ቅኑዕን ኣብ ሓቂ ዘሎን ሰልጠነ ኣይነስሕቶ፡
ካብ ብዙሓት ናይ ኦርቶዶክስ መምሃራን ዝሓሸ ቃል ኣምላኻዊ ( መጽሓፍ ቅዱሳዊ ) ትምህርቲ ግን ኣለካ።
ዝኣመነን ዝተጠመቀን ማለት ክኮ ክልተ ዝተፈላለየ ኢዩ
ዝጠመቀ ክድሕ ዩ ንበይኑ ዩ
ከምኡ ካኣ ዝዘተጠመቀ
ዝኣመነ
እታ ሓቂ ገሊጹልካ ኣሎ፣ሰሚዕካ ተማሃር
hiii bro kemey wielka ,,ኣብ ዘሌ 12:1_5) ግ ሓ 2:38_39)1ይ ቆሮ 10:1__)ዘሎ ኣንብቦ
@ bro wedi klte 2 amet tetrmiku temote do yhaysh keytetemeke
ቃል ሂወት የስምዓልና❤🤍🙏🏽
ቃለ ህይወት የስማዓልና
ቃለ ህይወት የስምዓልና መምህርና❤❤❤❤❤❤❤
ልዕሊ ኣእምሮ እዩ ጥበብካ መን ይርደኦ መድኃኒአለም አባቴ❤🎉ስለ ቃላቱ ቅዱስ ልዑል እግዚአቢሔር ይክበር ይመስገን✝️🤍🤲 ክቡር ሓውና ሓታቲ ሰልጠነ ቃል አምላክ ትሕት ኢልና ብስርዓት መንፈስ ቅዱስ ተዘይሪእናዮ ቃል መጽሓፍ ቅዱስ ውን ከጥፈአና ይክእል እዩ።። ክኮን አለዎ ኢልካ ዝውሰድ ነገር መጥፊኢና ብቻ እዩ ዝከውን😥
Amen amen amen qalihiwete yesmana ❤❤❤❤
አሜን ቃል ህይወት የሰማዐልና
Qale hiwet yesmoalna memhrna Kasahun egziabhiar xegu yebzhalka ❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏
Acts 22 ትግ - ግብሪ ሃዋ
16: ሕጂኸ ንምንታይ እትድንጒ፡ ተንሲእካ ተጠመቕ፡ ስም ጐይታ ጸዊዕካ ኻብ ሓጢኣትካ ተሐጸብ፡ በለኒ። ዝሓወይ ሕጂ ውን ተነሳህ ደሓር ተጠመቅ አያ ትብል ሓቂ ኣይትሽፍና
ቃለ ሂወት የስመዓልና ክቡር መምህር ካሳሁን 🙏🙏🙏🙏
Kale hiwet yemealna kubur memhrna amen 🙏
ቃለ ህይወት የስማዓልና ልዑል እግዚኣብሔር ኣምላክና
አሜን 🙏🏼ቃለ ሂወት የስማዐልና 🙏🏼
Kale hiwet yesmalna memhr 🙏
nay behqi kale hiwet yesmalna kubur hawna
I agree with Seltene Grmay::44
ካብ ኣመንቲ ኣይኮንካን ዲኻ ተወሊድካ?
ብከመይ
@@lululove6054 me too
Kale hiwet yesmalna memhrey bhaki ayne lbonana ykfetelna❤
ቃል ሂወት yesmelna❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏
አሜን አሜን ቃለ የሰመዐልና
በሐቂ ካሳሁን የቐንየልና❤🎉🎉🎉🎉 አወ ወዲ ሰብ መዓስ ከምዝመዉት ስለ ዘይፈልጥ ንቖልዑት ወለዶም አብቲ ቅኑዕ ሃይማኖት ብህጻንነቶም ከተጠምቖም ዉላድካ ተድሕኖ አለኻ !!!ልቢ ምስ ገበረ ኪሒድዶ ???አዋእ ንሱዩ ዝሕተተላ አብ ዳሕራይ ምጽአት ወለድ ግን ግቡኦም ጌሮም አለዉ❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🙏🙏🙏🙏🍁
Quale hiwet yesmalna zemen agelgltkum yebarek memhrey
memhrey kalehiwet yesmealna egziabiher nay agelglot zebenkum ybark💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙👋👋👋👋👋👋👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
ኣሜን ቃለሂወት የስማዓልና
Amen Amen Amen 🙏 🙏 🙏 🙏
Jesus is the way the truth and the life "
Jesus is the answer "
Kale hiwet yesmealna
ሕጻናት ንኣምላክ ይፈልጥዋ እዮም ንከይ ጥመቁ ካኣ ዝክልኩሎም የለን 1 John 2 ትግ - 1ይ ዮሃንስ
13: ኣቱም ኣቦታት፡ ነቲ ኻብ መጀመርታ ዝነበረ ፈሊጥኩምዎ ኢኹም እሞ፡ እጽሕፈልኩም አሎኹ። ኣቱም ኣጕባዝ፡ ነቲ እኩይ ስዒርኩምዎ ኢኹም እሞ፡ እጽሕፈልኩም አሎኹ። ኣቱም ቈልዑ፡ ነቦ ስለ ዝፈለጥኩምዎ፡ ጽሒፈልኩም አሎኹ።
እግዚኣብሔር ጸግኡ የዝሃልኩም ኣቦና
ቃለ ሂወት የስመዐልና
ሰላም ሓውና ከሳሁን ጽፉፍ ንጹርን ትምህርቲ ቃለሂወት የስምዓልና ተባረኽ🙏✅✅
Kal hiwet ysmelnaaa 🙏🙏🙏❤
Betami mehari 🙏🙏🙏🇪🇷
Egzabher edmeka yebarik memhrna 🙏
Amen 🙏🙏 kalehiwet yesmealna ❤❤❤❤❤❤
Egziabher ymesgen xubk timhrti memhr.
ተሓዋዊሱካ ዝሃወይ ናብ ካልእ ኣርእስቲ ኣቲካ ዚኣመነን ዝተጠምቀን ክድህን አዩ
Qale hiwet yesmalna xegiu yebzhalka fetari
Kale hiwet yesmalna kubur memhrna
Egzabhir admen Tanana yhabka memhirna🎉🎉🎉❤
Kale. Hiwet. yesmalena. Memhar. ⛪🙏🙏🙏❤️✔️
ኣማላክ የኽብረልና መምህር ኣብ ማሕበራዊ መድያ ዘጋጥም ዘደናግር ሓሳባት ንቀጻሊ መብርሂ ክትህቡና ንላቦ እግዚኣብሔር ኣምላክ ኣብእምነትና የጽንዓና ።
ቃለሂወት የስምዓልና ።
እቶም ወለዱ ኣመንቲ እንተ ኮይኖም እቲ ውላድ ውን ክሳብ ልዕሊ ዕድመ ዝከውን ብናይ ወለዱ ይከይድ ካብኡ ዘሎ ሃይማነቱ እንተ ቀይሩ ናቱ ጉድለት እዩ ❤❤❤🎉🎉🎉
Thank you 🙏
🙏🙏🙏Kale hiwet yesmalna
ቃለ ሂወት የስመዓልና ብኡነት🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤😂❤
Aman 🙏🙏🙏❤❤❤❤
Kal hiwet yesmalna zitedefne ayne lbonana ykfetelna
መምህር ካሳሁን ንጥምቀትን ስርዓተ ኣምልኾ ንዝሃብካና ትምህርቲ የመስግን
Nice 👍 preaching
Ktem tmrti Aseyyy xegu yebzhalka 🙏
Uaye. Gud. Egziabher. Mehaeret. Aurdelena. ⛪🙏
Amen 🙏🏾🙏🏾🙏🏾✝️
ኣሜን ቓለሂወት የስምዓልና መ.ካሳሁን ሓውና ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባርኽ 🙏🙏🙏
🙏🙏🙏
ሰልጠነ ገብራይ
Amlke ayne lebunane yekefetelna ezgoyo eu zebhaile hixne ketmkie alowe wedy abe 40 malety kai galie kaia abe 80 tetmkie 🙏🙏🙏
Welcome bloved brother Orthodoxy Tewahdo Mhimer! Kale Hiwte Ysmana. Thank you for explain without confusion for these Protestants brothers and sisters. Hopefully can learn from you and from Orthodoxy Tewahdo believers. Christianity Orthodox biggest religion, based on the life and teachings of Jesus Christ in the first century AD. Protestants are confused with one-to-one bible verse about baptized?
Way kolel!This why everyone needs to read Bible & the Holy sprit can give the right answer.
ቅኑዕ መልሲ ስለ ዝሃበና እኮ ብኡ ንከይድ ኣለና ኣንቲ ሓፍተይ
ቃለ ሂወት የስመዐልና መንግስተ ሰማያት የውርሰልና ክቡር መምህር ካሳሁን❤❤❤🙏
Seltkalu ztekbren ztemsgenen ykun
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
Kolel aytbel, bsmiet aykonen zzareb zelo seltene. Nbaelka tegagika seb aytegagi.
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Kale Hiwte Yesmalna des Zeble meglaxe ,, nay Faytawo Zema malete nayti Mesu Zetskle Chefta )Abay Tetmku nezble
Aba Meskele kelewi Mes Goyta Hade Kabtom Wethadrate Nagyta ala do Yelon Meytu do alo elu meswego Lugwos Zetebahale Kab Godni Goyta ትኹስ ማይን ደምን wexyu Neti Shefta Xeykuwo So Sha eu Tetemku ,,
Ba Geru ka nab Gente Atyu …. Tezkrne Egzo Bewste mengste ke kedeste .
Kashun hawuna kale hiwet yesmialina.
Selitene hawuna azi kulu aboy keschy yeaibiyukas bizaba timiket key temaharka abyka wey hawy hazinelki azi sirat kiristinan siriat betekiristiyan kitimahar yigbaka burukey.
ጽቡቅ ትምህርት ግን ን 40 days ke men wihsinet hibu?
@@niceman1099 xibok aleka tewesaki weledu tezey atemekomo hade kolia temoyitu ke nay men halafinet u . Goyta fithawi u zifeltiwo zeybilom bezi kifiredu hixanat. Tirigum yebilun nay hixanat timiket . Kasahun hawina pls hade tesfu nezi hibreteseb eka mo pls ni Goyta gilexely belo. Hade nisika eka zeleka bi xibok hakena wengel timihir.
ሰብ ወንጌል ሰሚዑ ብእምነት ንክርስቶስ ኣብ ህይወቱ ኣንጊሱ ክነብር ምስ ወሰነ እቲ ክፍጽሞ ዘለዎ መንፈሳዊ ስርዓት ምስጢረ ጥምቀት ይፍጸመሉ።
እቲ “ሕጻናት ብእምነት ወለዶም ይጠመቑ” ዝብል ስርዓት ትርጉም ዘለዎ: ወለዲ ኣመንቲ ክኾኑ ይግባእ። ኣብርሃም ብእምነቱ እግዚኣብሄር ዝመስከረሉ ኣቦ ከምዝነበረ ኩልና ንርድኦ ኢዩ። ስለዚ ኩሎም ካብ ሐጻን ከስዕ ዓቢ ኣብ ቤቱ ዝነበሩ፣ ዝተገዝሩ ብእመነት ኢዩ።
Ykaal enbar qnue alo
❤️
❤❤❤
Mark 16 ትግ - ማርቆስ
15: በሎም ድማ፥ ናብ ኵላ ዓለም ኪዱ፡ ንብዘሎ ፍጥረት ከኣ ወንጌል ስበኹሉ።
16: ዝኣመነን እተጠምቀን ኪድሕን፡ እቲ ዘይኣመነ ግና ኪዅነን እዩ።
Selten ka ab kulu kitatu egziabhr amilk mengdi yeman yemrhka 😢😢
ገንዘብ ሂቦም ስበከልና ኢለሞ ከይኮኑ ጴንጠ እምበር ሰልጠነ ደኣ ኤናይ ኢልዎ ብዛዕባ መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ ፖለቲካ ተዛረብ ጥራይ በሎ::
ጽቡቅ ትንታነ ገይርካ ግን ነታ ሕቶ ብምልኣት ኣይመለስካያን ክቡር ሓው። ኣብ እምነተ ኦርቶዶክስ ህጻን ኵውለድ ከሎ ርኹስ መንፈስ ኣብ ዉሽጡ፣ ቅዱስ መንፈስ ድማ ኣብ ዙርያኡ ኮይኑ ይመጽእ። ድሕሪ ጥምቀት ድማ እዞም መናፍስቲ ስፍራ ይቀያየሩ፣ ማለት ድማ ቅዱስ መንፈስ ኣብ ዉሽጡ ርኹስ መንፈስ ድማ ኣብ ዙርያኡ ይኾኑ። በዚ ድማ ኣብ ኦርቶዶክስ ህጻን ከይተጠመቀ ከይመውት ኣብ ኣርባዓን ሰማንያን የቀላጥፍዎ። ካቶሊክ ናብ ሾብዓት ዓመት ፕሮተስታንት ድማ ዓሰርተ ሹዱሽተ ዓመት የጠምቁ። እቲ ንስኻ ክቡር ሓው ዝገበርካዮ መደረ ብቀጥታ ነታ ሕቶ ኣይመለሸትን። ኦርቶዶክስ ጥራይ እዩ ነዚ ስፍራ ምቅይያር መናፍስቲ ዝኣምን እምበር፣ ካሎኦት ክርስትና ሰብ ምስ ቅዱስ መንፈስ ኣብ ውሽጡ እዩ ዝውለድ ኢሎምዮም ዝኣምኑ።
'Holy Illumination' is a term used by the Orthodox faith to describe Baptism because it is through the holy sacrament of Baptism that Christ, the Light of the World, enters in our hearts. Candles are lit after the baptism to symbolize this newly acquired Light of Christ that will carry us throughout our lives. The baptized child has opened its eyes to the light of creation and is called to see all things through the eyes of Jesus Christ.