ዘሕፍር ተግባር! ተጋሩ ውን ተጠንቀቑ!

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 10 ก.พ. 2025

ความคิดเห็น • 456

  • @hiwilove19
    @hiwilove19 ปีที่แล้ว +9

    መምህረይ ከመይድየ እነስ ዝሕበን ተዋህዶ ከማኻ ድበለ ሰብ እዩ ላድልያ ኩሉ ግዜ ንሓቂ ጦጦዉ ትበል ናይተዋህዶ ዑንኪ መምህረይ ፀግኡ ያብዝሐልኻ

  • @SelamMebrahitom
    @SelamMebrahitom ปีที่แล้ว +2

    ቃለ ሂወት የስማዓልና ጸጉኡ የብዛሓልካ መምህረይ ብሓቂ ተጋሩ እውን ከሙኡ ከይትገብሩ

  • @zereslaseweldemaryam3770
    @zereslaseweldemaryam3770 ปีที่แล้ว +11

    ኣብ በተክርስትያን ናይ በተክርስትያን ንጠቀም ማለትካ ጽቡቅ'ዩ እንተኾነ ግን ናይ ንጉስ 'ዶ ናይ ሓደ ሰብ እንዳበልካ ኣይተቃልሎ ኩቡር' ዩ ዋግኡ.

    • @ንለውጢኢየዝወፍር
      @ንለውጢኢየዝወፍር ปีที่แล้ว +2

      Bandera ke mas eyu kbur zkone bzeyka melelyi nay hanti hager kemey eyu eti natkum badera ztefelye kab nay kale hager

    • @tekleshishayabraham4696
      @tekleshishayabraham4696 ปีที่แล้ว

      Emo nay kale hagerdo men husur elu eyu kuber sle zkone edyu nay hager mlwlyi kyunu kab kale xerq dma kbuer eyu

  • @samuelemaha8615
    @samuelemaha8615 ปีที่แล้ว +21

    እቶም ኣቦታትካን ኣሕዋትካን ሂወቶም ከፊሎም ንታሃገር በታ ዘምጽእዋ መፍለጢ ናይታ ሃገር ኣብ ቅድስቲ ቤተክርስቲያን ኣቦታትን ካህናትን ንዓዓ ሂዞም ምምስጋን ምዝማርንስ እዚዶ በዚሕዎም ነቶም ዝሓለፉ።❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ❤

    • @wudasieshishayi1904
      @wudasieshishayi1904 ปีที่แล้ว

      😢

    • @wudasieshishayi1904
      @wudasieshishayi1904 ปีที่แล้ว

      Gega eyu ab kidsty batekirstan badera ,

    • @samuelemaha8615
      @samuelemaha8615 ปีที่แล้ว +3

      እንታይ ኢዩ እቲጌጋ ?
      ብእንተ ሃገረ ኤርትራ እንዳተባሃለ ይቅደስን ስብሃታት ይበጽሕን ይምስገንን ኣሎ።

    • @amanelfekad8173
      @amanelfekad8173 ปีที่แล้ว +2

      Aygermekan

    • @wintagebremichael934
      @wintagebremichael934 ปีที่แล้ว +4

      Xbuk aleka zhawey ezi memhr hawna lomi ntaemi tegagiu nseb zmhir zexdk neger dea kzareb neyruwo ember ab mengo sebat flly zfetr neger kzareb ayneberon,nhagerna ente akberna entay hatiyat alewo kndey kdusan zefreyet kdsti hager endiya seb entay eu zkewn zelo giega tray zhasb😢😢

  • @beleri9119
    @beleri9119 ปีที่แล้ว +8

    Hawna Hagerka Mkbar Yekbr Ember AyehsrnEu 🙏🏾

    • @yirgalemteame9352
      @yirgalemteame9352 ปีที่แล้ว

      Hgri mekebern haymonten frlina nerayo zehawy odo keybezhana😢

    • @ንለውጢኢየዝወፍር
      @ንለውጢኢየዝወፍር ปีที่แล้ว

      Haymanot wey Emnet Hager alewo dyu hagerka entekberkas ab betkirstyan dika ketekbro atehasabkum kemey eyu

    • @beleri9119
      @beleri9119 ปีที่แล้ว

      Jesus he coming for love🙏🏾

  • @ተመስገን-ሸ2ቐ
    @ተመስገን-ሸ2ቐ ปีที่แล้ว +1

    በሓቂ እግዚአብሔር መስተወዓሊ የሃበና ተጋሩ ባንዴራ ንጠንቀቅ

  • @kobizefishaye5737
    @kobizefishaye5737 ปีที่แล้ว +8

    ሰላምካ ይብዝሕ መምህር ሓውና፡ ምእንቲ ህዝብኻን ሃገርካን ምጽላይ ሰናይን ንኣምላኽውን ባህ ዘብል ክሳብ ዝኾነ፡ እታ ምልክትናን መለለይትናን ዝኾነት ባንዴራ ሒዝካ ምምስጋንን ምጽላይን ጸገሙ ኣይረኣየንን፡፡ ደሓር ከኣ እዛ ባንዴራ ናይ ህዝብን ሃገራዊትን እምበር ናይ ውልቀ ሰባት ኣይኮነትን፡ ንነገስታት ከሐጉሱ እዮም ከምኡ ዝገብሩ ዘለዉ ምባልካ ፍጹም ጌጋን ስምዒታውን መልስን እዩ፡፡ ክሓተካ እስኪ፡ እታ ሰበን(ቅናት) ኣደይ ማርያም ብልክዕ ዓይነት ጨርቃን ሕብራን ከመይ ነበረ??? ብርግጽ መልሲ ኣይክህልወካን እዩ፡፡ ስለዚ እቲ ኣምርን ምልክትን ቃልኪዳንን እዩ እቲ ቀንዲ እምበር ካልእ ኣይኮነን፡፡ ንዓይ ናይታ ቤተክርስትያን መለለይቲ ባንዴራ እንተትኸውን ደስ ምበለኒ፡ ይኹን እምበር ባንዴራ ኤርትራ ምዃናውን ኣይከፍኣንን እዩ፡፡ ክቡር ሓው ጎይታ ጸግኡ ኣብዚሕልካ ጽቡቅ ትምህር ኢኻ፡ በጃኻ ጎይታ ጥራይ ስበኽ፡ ፖለቲካ ይስሕበካ ከይህሉ ይፈርሓልካ፡፡

  • @selteneyohannes6469
    @selteneyohannes6469 ปีที่แล้ว +4

    Ata kndey tzareb ika . Serihika zeytbela, kahnat do yelewun iyom abti zelekayo Adi , ageb zblu , medenageri

    • @yesusgoytayu7794
      @yesusgoytayu7794 ปีที่แล้ว +1

      ሰሪሕካ ኣብልዓኒ ኣይበለካን፥ መደናገሪ ዶ በልካዮ😂😂? ስልጣነይ ቀያሪ ሂወተይ በዚኦም ኣይትገደስ፥ ንቕድሚት ጥራይ ሰጉም

    • @selteneyohannes6469
      @selteneyohannes6469 ปีที่แล้ว

      @@yesusgoytayu7794 memhr haqi, nebotatna menafq zbl diyu memhr haqi

    • @yesusgoytayu7794
      @yesusgoytayu7794 ปีที่แล้ว +1

      @@selteneyohannes6469 ንመን'ዩ መናፍቕ ኢሉ? እዋይ ዘይተባህለ ኣርእስቲ ትዛረብ?

    • @EriHome-fu2zq
      @EriHome-fu2zq ปีที่แล้ว

      ​@@selteneyohannes6469 ነቶም መናፍቅ ኢሎም ኣቦና ዝኣሰሩ ከማ ትሰግደሎም ኣለካ

    • @selteneyohannes6469
      @selteneyohannes6469 ปีที่แล้ว

      @@yesusgoytayu7794 kela abey amo kreadaka iyu neaka awur lbi, n aba astifanos do do menafq anda bel ho ybl ayneberen , temahar pls

  • @lidiahabte3354
    @lidiahabte3354 ปีที่แล้ว +6

    Ezi natka rieto kkewn alwwo... nay Ukraine 🇺🇦 church alo ab Canada within degen Bandera eyu. Ezi kea meleleyi iyu.... nay ayenay hbreteseb mkanu. Kabu wetsi mtshir yelen. Hagern haymanotn kea ayfelalen eyu. Beal dawit solomon nhagerom zqalesu jejanu eyom nerom.

  • @እቲዝምካሕብእግዚኣብሔርይ
    @እቲዝምካሕብእግዚኣብሔርይ ปีที่แล้ว +27

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስምዓልና እግዚኣብሔር ኣምላክ ዘስተውዕል ልቦና ይዓድለና ወላ ተጋሩውን ይጥቀምዎ እዮም በተለይ ኣብዘን ክልተ ዓመታት ኣነ ብባንዴራ ኣይምካሕ ብሃገር ኣይምኻ ለእግዚኣብሔር ኣምላከይ እየ ዝምኻሕ ኣርማ ቤተ ክርስቲያን ከአ ባንዴራ ዘይኾነ ጎይታይን ኣምላኸይን መድሓንየይ ኢየሱስ ክርስቶስ ዝተሰቀለሉ መስቀል እዩ
    ስራሕይ ~~እግዚኣብሔር ምምስጋን
    ኣዴና ቅድስቲ ድንግል ማርያም
    ኣርማ ቤተ ክርስትያና መስቀል
    ሃይማኖትና ኦርቶዶክስ ተዋህዶ
    ርስትና መንግስተ ሰማይ እዩ ስለዚ ብባንዴራ ተመካሕና ብዓልት ዓዲ ተተመካሕና እግዚኣብሔር ኣምላክ ዝሓዝነሉ እበር ዝሕጎሰሉ ኣይኮነን ስለዚ ኣነን ንስኹምን ብባንዴራ ወይ ብዓልየት ዘይኮነስ መመኺሕና ብእግዚኣብሔር ይኹን ሰላምኹም ከአ ይብዘሐለይ❤

    • @ቃንዛኣለኒቃንዛወገነይ
      @ቃንዛኣለኒቃንዛወገነይ ปีที่แล้ว

      ብሓቂ እግዚአብሄር መስተውዓሊ ልቦና ይዓድለልና ሎምስ ይፈርሕ ኣለኹ እግዚኦ ማሓረና ክርስቶስ😭😭😭😭ኣንታ ኣምላኸይ ንዓኻ ብቻ ክነምልኽ እንዶ ዓይነ ልቦናና ክፈተልና😭😭😭🙏🙏🙏

  • @halezgigebremedhin4781
    @halezgigebremedhin4781 ปีที่แล้ว +12

    ኣንስ ማራ እየ ዝተፈትወ መኽንያቱ ሓቒ ስለ ተዛርብ።💟💟💟

    • @yesusgoytayu7794
      @yesusgoytayu7794 ปีที่แล้ว +1

      ብሓቂ ኩላትና ብኸምኡ ኢና ንፈትዎ

    • @halezgigebremedhin4781
      @halezgigebremedhin4781 ปีที่แล้ว

      @@larshans1044 ሃለውለው ኣይትበል ቅድምም መጽሓፍ ኣንቢብካ ወድእ።

  • @ማርያምኣደጎይታ-ጀ1ኰ
    @ማርያምኣደጎይታ-ጀ1ኰ ปีที่แล้ว +3

    ናይ በሓቂ መራሕቲ ሃይማኖት ኣብ ክንዲ
    ሰማያዊ ምድራዊ ከሓስቡ ክትሪኢ ተሓዝን።
    እቲ ናይ ቤተ ክርስትያን ስርዓቱ ዘሓለወ ናይ ጥንቲ
    ዘሎ ቅናት ናይ ኣዲና ቅድስቲ ድንግል ማርያም ከ ንመን ክህብዎ እዮም ።? !

  • @እቲዝምካሕብእግዚኣብሔርይ
    @እቲዝምካሕብእግዚኣብሔርይ ปีที่แล้ว +10

    እግዚኣብሔር ኣምላክ ይክበር ይመስገን ሰላምካ ብክርስቶስ ይብዛሕ እንዃዕ ብሰላም መጻእኻ ሓውና ስልጣን እንዃዕ ንባእታ ማርያም ብሰላም ኣብጸሐኹም/ና በረከት እመ ብርሃን ይሕደረና ጾሎታ ኣይፈለየና ናይ እመቤቴ ማርያም ኣሜን/፫/

    • @ማማየወለሎ
      @ማማየወለሎ ปีที่แล้ว

      👏👏👏👏👏👏
      ኣሜን ኣሜን ኣሜን

    • @okubaygebre9434
      @okubaygebre9434 ปีที่แล้ว

      Even Ethiopian they do too why is talking about Eriteran only

  • @akibertasli5367
    @akibertasli5367 ปีที่แล้ว +4

    Ayeska emo yelen tigraweyti sebeytka hizka nitgrawet ketehgous kolel aytbel 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷tebareki hagerey

    • @medekalyahoigadeia651
      @medekalyahoigadeia651 ปีที่แล้ว +1

      😂😂😂😳ወይ ጣጣ ሓቂ ስለዝተዛረበ ድዩ ትግራወይቲ ሰበይትካ ትብል ዘለካ ኣቤት ርእሲ😌😳🤔

  • @DnglwahseyDnglWahasey
    @DnglwahseyDnglWahasey ปีที่แล้ว +1

    ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ፀግኡ የብዝሕ ኩቡር መምህርና❤❤

  • @SubsHhdd
    @SubsHhdd ปีที่แล้ว +1

    እግዚአብሔር ይመሰገን ክቡሩ ሓውና ብሓቅ ቃል ህይወት ያሰምዐልና ❤መሰተውዓል ልቦና ይፍጠረልና

  • @TeddyTeda-uo2tz
    @TeddyTeda-uo2tz ปีที่แล้ว +1

    ሰላምካ ይብዛሕ መምህርና ግን ሕቶ አላትኒ ሕቶ ሕጂ ማይ ከሓርም ከሎ ኣብ ሰማይ ዝረኣይ ሕብርታት እታይ እዩ ?

  • @yemanebeyene5548
    @yemanebeyene5548 ปีที่แล้ว +4

    በጃካ ባዕልካ ትርጉም ሂብካ ኣይትሃውትት ባንዴራ መለለይት ሃገር እምበር መጽረፊ ኮይና ኣይትፈልጥን ባንዴራ ስለ ዝሓዙ ጌጋ ዩ ክትብል
    ጎይታ ዓለም ክርሱቶስ ኣማላዲ ድንግል ማርያም ጥንተ ኣቡሶ ኣለዋ ንዝበሉ ሞ ሲኖዶስ ስለ ተቃወሙ ኣቦታት እንዳበልካ ክትዝርግሖ ኮለካ ከ ቅኑዕ ዲዩ ተሕዝን ስቅ ከኣል ኣብ ክንዲ ትስተር ሲ ትግተር ምሕረት የውርደልካ

  • @romaweldu2400
    @romaweldu2400 ปีที่แล้ว +5

    Neseka ketebas eber wala hade tekeme yebelkan badera tegeray etetekewen I mesetezarebekan. Tehezen

  • @Goytay
    @Goytay ปีที่แล้ว +5

    መምህረይ ተባዕ

  • @zenawimebrahtu4165
    @zenawimebrahtu4165 ปีที่แล้ว +4

    መቸም ተጠዋዊኻ ኣብ ፖሎቲካ እንዲኻ ታኣቱ ዘለኻ ልዕለኻ ንዘለዉ ካህናት ይኹን ዓበይቲ ጳጳሳት ካብ ምፍራድ ድሕር ዘይትብል ደፋር ፍጥረት ኢኻ ዛዓቅምኻ ሚሂርካ ስቅ ዘይትብል ኣይ ካሃን ኣይ ዲያቆን ሰባት ክትፈርድ ትውዕል እምበር ኩሉ ኣብ ሃገሩ ባንደሩኡ የንበልብል ፈሪሳዊ ኣይትኹን

    • @ንለውጢኢየዝወፍር
      @ንለውጢኢየዝወፍር ปีที่แล้ว +2

      Atum Hizbi entay eyu xegebkum gega nzbele Seb ktmgut eyu zgbea enber mxraf snfet eyu poletika ke kemey dyu wala wala zrdakum aykonkumm

    • @zenawimebrahtu4165
      @zenawimebrahtu4165 ปีที่แล้ว

      @@ንለውጢኢየዝወፍር ኩብር ሓው ታይ ትብል ኣለካ ኣይሓዝኹኻን ዘለኹ ግን እታ ዝጻሓፍኩዋ እንዲያ ትዛርበካ ዘላ? ንልዕሌኻ ዘለዉ ኣይትፍረድ ንሶም ጽቡቕ ጌሮም ይበልጹኻ ይብሎ ኣለኹ (ብመንፈሳዊ) ማለተየ ሕጂ ታይ ኢኻ ክትብል ደሊኻ ኩሉ ጊዜ ምስ ፈረደ ቀሺ ኩስቶ ቅኑቅ ኩስቶ ጌጋ ዶ ኣይኮነን ክብል ዝውዕል ኣነ ከኣ ቡዝሕ ይማሃርየ ካቡኡ ? ግን ንሊቃውንቲ ክውንጅል ከሎ ዓገብ ምባል ከኣ ግዴታ ኣለኒ ማሲሉ ናይ ንጉስ ባንዴራ እንዳበልካ ግን ካብ ፖለቲካ ሓሊፉ ካልእ ኣይኮነን ኣፍካ ዛሃበካ ኣትዛረብ ይብሎ ኣለኹ ሕጂውን እምበር ኩሉን ሃገራት ኣብ ዝኮነ ባዓል እቶም መፈሳዊያን ኣቦታት ባንዴራ የውለብሉቡ ርሑቅ ከይከድካ ኢትዮጵያ ኣይራኩን በሉኒ ሕጂ?

  • @dc8625
    @dc8625 ปีที่แล้ว +2

    ህዝቢ ኤርትራ መራሕቲ ሃይማኖት ተስፍ ቀቢጸ መራሕቲ ሃይማኖት ተዋሕዶ ተጋሩ እምበር ❤
    ካብ ኤርትራ ተስፍሲኢነ ኢየ።

    ቤተ-ክርስትያን ከማን ገዲፈዮ
    ሳሓል ቅትለትን ሽዕቢያ ሞት ይርኣየኒ ከምዚ ዝኣመሰለ ጽልኢ ካልእ እዚ ባንዴራ ኖ ኣብ ቤተ-ክርስትያን።
    ኣብ ማበራዊ እኮ ቅትለት ኢዩ ዝራኣየኒ።
    ቀይሕ
    መይሕ ባንዴራ ሽዕቢያ።
    ተጋሩ ከኣ ሕጂ ጽኑዑ ባእ

  • @dodoz7014
    @dodoz7014 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህወት የስመዐና ክቡር ሓዉና 🙏🙏🙏ዓይኒ ልቦና ይኽፈተና😭😭

  • @ትግራይዓደይመዓረይ
    @ትግራይዓደይመዓረይ ปีที่แล้ว +2

    እመቤቴ ማርያም ካብዚ ንላዕሊ ጥበቡ ፀግኡ ተብዝሐልካ ስልጣን መዓረይ ፅሩይይይ ሓወይ ናተይ ።
    እንታይ ዓይነት ጊዜ በፂሕና አታ ኦ አምላክ ልቦና ሃበና

  • @elsaniraya6745
    @elsaniraya6745 ปีที่แล้ว +2

    ነደይ ማርያም ከይ ተረፈ አጎልቢቦም ሲኢለማ አለው ስልጣን አውና ዓገብ ምባልካ ነመስግነካ። 🙏🌼💕🌺🌻

  • @ጓልዓጋመእየ
    @ጓልዓጋመእየ ปีที่แล้ว +1

    ስልጣነይ ኣቦ ሓቂ መን ሞ ከማኻ ዕንቍ ናይ ተዋህዶና
    ቤተክርስትያን ኣርመኣ መስቀል እምበር ሓንጀመንጂ ጨርቂ ወድ ጨርቂ ኣይኮነን ነሩ

  • @እየሱስመገድንሓቅንህይወት

    ብሓቂ። መምህረይ ባዴራ ልየው ይበል ናይትግራይ ዩኩን ገለ ይኩን ብስሩ።

  • @selam801
    @selam801 ปีที่แล้ว +3

    እውነት በጣም ይገርማል ለኔም ጥያቄ የሆነኝ ነገር ነው ግን ወዴት እየሄደን ነው😢 የቤተክርሰትያን አርማ መሰቀል ብቻ ነው እናሰተውል

  • @matigebrekidan5556
    @matigebrekidan5556 ปีที่แล้ว +4

    በጃኻ እባ ሰልጠነ ሓወይ ኣይግባእን እዩ ኣይትበል ቅድም ካብ ሊቃውንቲ ሕተት፡ኢትሁር በዘመሰለከ በዘኣእመርኮ ዳእሙ።ስለዝብል❤❤❤

  • @ተመስገንአምላክ-አ2ጸ
    @ተመስገንአምላክ-አ2ጸ ปีที่แล้ว +1

    ብሓቂ ቃል ህይወት የሠመዐልና ክቡር መምህርና እና ሕቶ ክሓተካ ደልየ ምስ ሰናይ ይቅርታ
    ነብሲ ዝቀተለ ሰብ ንስሓ ኣይግበኦን ተብሂለ አብርህ ኣብልካ መልሰለይ ካልኣይ ድማ ሰበይቲ ካልኣይ ስብኣይ ተደሪባስ ንስሓ ኣይግባኣን ድዩ ብስሩ ከ ሓጥያት ዘይ ቅበሎ ኣሎ እግዚአብሔር ኣሎ ድዩ? ስለ እትህበኒ መልሲ ብልቢ እየ ዘመስግን ስልጣን ሓወይ ተገዲስጋ መልሰለይ ይቅርታ ብምድፍረይ

  • @ጓልትግራይ-ሰ9ዀ
    @ጓልትግራይ-ሰ9ዀ ปีที่แล้ว +3

    ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ፅጉኡ የብዘሐልኩም ክቡር መምህርና ❤ መሰተውዕሊ ዓይኒ ልቦና ይሃበና ፈጣሪ 😢

  • @msginatewolde1521
    @msginatewolde1521 ปีที่แล้ว

    እቲ ከምኡ ምግባርካ ጽቡቅ እዩ ተጋሩ ተጠንቀቁ ምባልካ ግን እይግድን ቀዳሞት ድኣ ተጋሩ እንድዮ ከምኡ ዝገብሩ ኣብሎሚ በጺሕካ ግን የግዲ ወረ ኣነሲ ይገርመኒ ፍቅሪ እንዳበልኩም ትምሩ ፥ጽልኢእውን ትምህሩ ከመይ ኣክልቲኡ ትምህሩ ኣብ ሓዲኡ ርገጹ ከምዚ ናይ ነፍሓቶ ትምልኩም ትቃያያሩ ኣብ ሓደ ጽንዑ ፥እንተ እቲ ክፍእ ኮይኑ ተገይሩ ዘሎ ግን ክፊእ ቤትካ ኣብ ደገ ዘይ ኮነ ኣብ ውሽጢ ኮንካ ነቦታት ሓቢርካ ምዝራብ እዩ ነይሩ ነገሩ ምስማዕ ምስ ኣበዮ ከኣ ናብ ህዝቢ ተውርዳ ይመስለኒ፥ ምስ እነይ ይቅሪትኡ

  • @komaistekle4512
    @komaistekle4512 ปีที่แล้ว +21

    ቃለ ሂወት የስመዐልና መምህርና በአውነት ዓይነ ልቦናና ይክፈተልና 😢ሃይማኖት ተገዲፋ ብዘረኝነት ዝቅየረሉ ግዜ በፂሕኒ አቤቱ ጌታ ሆይ ማረን ሰላምህን ናፈቀንን😭😭😭

  • @nohimini750
    @nohimini750 ปีที่แล้ว +7

    Nmntay eu gna ab nay Eritrea 🇪🇷 kibexh kelo kindizi mechem Egziabihear amlak kekem ngebron nzarebon yfredd enqa kab seb aykone eti frdi mechem maranata maranata Egziabihear qeltifu kimexena nxeli bmhretu ytemtena goyta 🙏🙏🙏

  • @goitombokretsion6475
    @goitombokretsion6475 ปีที่แล้ว

    ካብ ቀደም በተክርስቲያን ብመንግስቲ ብባንደራ ማኣሪጋ ኪንሪአ ድነበረን ደሎን ኣንድዩ

  • @hagazitfitwi5896
    @hagazitfitwi5896 ปีที่แล้ว

    Qale hiwet yesmealna Egziabher xegiu yebzehalka burukey 🥰🥰🥰
    Eta widase mariam b1996 zitehatemet abey kirekba ykiel?
    Thank you!!❤️

  • @ROZAROZA_
    @ROZAROZA_ ปีที่แล้ว +3

    ናይ ኩሉ ግዜ ሕቶይ እያ ነይሩ አብ ቤተክርስትአን ባንዴራ ዝአቱ ዝብል ሕቶዝማላለሰኒ እዩ ነይሩ

  • @elsaniraya6745
    @elsaniraya6745 ปีที่แล้ว +2

    ኦ አምላከ ይቅረ በለልና እቲ ናይ ሀገር ንሀገር እቲ ናይ እምነት ንእምነት እባ ሀብዎ እታይ ንርኢ አለና እቶም ዝመርሑና እበር ገዲዶምና። 🙏

  • @amlakiesmani3149
    @amlakiesmani3149 ปีที่แล้ว

    ሱልጣን ሓዉናን መምህርናን እዚ ቪድዮ ምናልባት ኤዲት ጌሮሞ ከይኮኑ አጻሪ ምክንያቱ ሎሚ ን አቦታትናን ሃይማኖትናን ከቃልሉን ከቛሽሹን ከይደቀሱ ዝሓድሩ ብዙሓት ኢዮም እንተዘይ ኮይኑ ከምቲ አምላኽና ዎ አቦይ ዝገብሩዎ አይፈልጡን ኢዮም እሞ ይቅረ በለሎም ዝበሎ ንኩላትና ይቅረ ይበለልና 🙏🙏🙏❤❤❤

  • @BrhanBrhan-wc4zu
    @BrhanBrhan-wc4zu ปีที่แล้ว

    ኣነስ እዞም ዓበይቲይ እዉን ልስሙ ቃሽታት ኮይኖም ስርሐም ናይ ሰጥናኤል
    ስልጣነይ ዕደመይ ጥዕናን ይሃብካ

  • @wedibereqe4131
    @wedibereqe4131 ปีที่แล้ว +1

    ስለ ኩሉ ትምህርቲ ብጣዕሚ ነምስግን ክቡር ሓዉ ቃል ሂወት የስማዕልና

  • @tv-gc1yx
    @tv-gc1yx ปีที่แล้ว

    ጳጳሳት ኤርትራ ኣምላኾም ኢሰያስ ኣፈወርቂ እንድዩ፡፡ኣይትሕፈር ኣይትሕዘን ንቅዱስ ፓትርያተክ ኣቡነ እንጦንዮስ ኣይተኣስሩን ኢሎም ክሕስዉ ዘይሓፈሩ ባንዴራ ክገብሩ ብኸመይ ክሓፍሩ፡፡

  • @filimongebre8553
    @filimongebre8553 ปีที่แล้ว +1

    እዞም ሰባት ኢዚኦም ቀስ ብቀስ ባህሪ ኣምሓራ ናብ ህዝብና የታኣታትውዎ ኣለው ጽንሕ ኢሎም ዓባይ ኢትዮጲያ ንኤርትራ ዝጸበረት ካርታ ከርእይና ኢዮም ስለዚ እዞም ባይረስ ስጉምቲ ክውሰዶም ኣለዎም ኦርተደክስ ናይ ክርስቶስ እንበር ናይ ኢሰያስ ኣይኮነትን ክርስትና ሃገር ኮይኑ ኣይፈልጥን ኢዩ እዞም ሰባት ግን ገለ የርኡይና ኣለው ጉዳማት ።

  • @misiambeyene2568
    @misiambeyene2568 ปีที่แล้ว +1

    ኣነስ ቅናት ኣደይ ደማርያም ኢዩ ዝመስለኒ ምክኒያቱ ሓደ ሓደ ግዜ ኣብ ሰማይ ዝርኤ በብሕብሩ ቅናት ኣደይ ማርያም ይብሃል።
    ነዚ ከ እንታይ ኢዩ?
    ብዝኾነ ኣምላክ የክብረለይ!

  • @ንዑንእግዚአብሔርነመስግኖ
    @ንዑንእግዚአብሔርነመስግኖ ปีที่แล้ว +1

    ኣምልከ ክምዙ ሐዚ ግዜ ዝሓዘነሉስ ግዜ ይህሉዶ ይክውን የፍረሐካ ግዜኡ ኣምላክ ዘስተውዕል ልቦና ይሃበና

  • @Meriamhuah1863
    @Meriamhuah1863 ปีที่แล้ว +2

    አታ ከዳዓ ጽልኢ ሀገር ዘለካ ዓሉል ከዳዓ ኤኻ አንበር ኩሉ ሀገሩን ባንደርኡዘየኽብር ሕብረትሰብ የለን አብ ምድሪ ኮለካ አኻ ሀገር የድልየካ አዩ ብሐይማኖት ሸፈን ሰረ ሰላምን ሀገርን አኻ

    • @biniamkesete9566
      @biniamkesete9566 ปีที่แล้ว

      Suk bel lahasi entay hager alka husur sedetena 😂

    • @EriHome-fu2zq
      @EriHome-fu2zq ปีที่แล้ว

      ስደተኛ ሃገር ብዘይካ ህግደፍ ዝከድዓ የለን ኪድ ናብታ ትኮርዐላ ሃገርካ ተመለስ ተዘይኮይኑ ስደተኛ ኣልቦ ሃገር ኢካ ሱቅ ኢልካ ምኒን ኣይትበል

  • @NRYYonas
    @NRYYonas ปีที่แล้ว +3

    ባንዴራ ምስ ዝኾነ ዘተኣሳስር የብሉን እንተ-ዘይተጋግየ?.

  • @romaweldu2400
    @romaweldu2400 ปีที่แล้ว +3

    Aneta hasawe badera eretrea sele zehazu ameselu nay Ethiopia daane kemeu dey tebeloum

  • @ግረማነሸጓልተዋህዶ
    @ግረማነሸጓልተዋህዶ ปีที่แล้ว +1

    እግዚኦ ብሰላም ምፅእካመምህረይይ

  • @kirostesfahans
    @kirostesfahans ปีที่แล้ว +7

    ናይ ባሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና መምህረይ ማዓረይ ዕድመን ጥዕናን የሃበካ እግዚኣብሄር ኣምላክ ጸጉኡ የብዝሐልካ ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @_Godolyas7696
    @_Godolyas7696 ปีที่แล้ว +9

    እግዚአብሔር ይመስገን እንኳዕ ዳሓን መጸአካ ኩቡር መምህርና ስልጣን ባሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና

  • @MaryamMaryam-xj7rb
    @MaryamMaryam-xj7rb ปีที่แล้ว +5

    ጨርቂ ዝኸብረሉ ሃይማኖትን ሰብን ዝረክሰሉ ዘበን በፅሕና ፈጣሪ አቦይ ልቦና ሃበና😢😢😢

    • @HaniRomay
      @HaniRomay ปีที่แล้ว

      ኤርትራዊ ተኮንካ መቸም ጭርቂ ክትብል ኣይጽበየካን እየ ፡ዋጋ ዝተከፍላ ብጨርቂ ክትብላ፡ዝጸላእካዮም መራሕቲ ሃይማኖት ሒዞማ ኢልካስ ክብሪ ባንደራ ከተነኣእስ ኩሉ ዘዝግብኦ ክብሪ ኣለዎ

    • @MaryamMaryam-xj7rb
      @MaryamMaryam-xj7rb ปีที่แล้ว

      @@HaniRomay አነ ጨርቂ ክክበር እየ ርእየ እምበይ መስዋእቲ ዝኸፈሉ ክክበሩ ኣይረኩን ክግፋዑን ክጋላቱዕን እምበይ

    • @BiniyamWeldu
      @BiniyamWeldu ปีที่แล้ว

      @@HaniRomay neta badera zmetu eko sebat eyom hzibom ke kebiru do feqedo bahri libya nmot alena:: etom sdream zesewie waga zey rekebz degefti hgdef donaqir gn ms hzibom zexint zelo koyinom yhigosu alewu donaqir 😢 merehati haymanot win kab tzaz amlak tzaz eseyas yekbru alewu:: nklu gn zge alewo Ezom kedemti eseyas merehati haymanot neana aywkilun eyom sle eseyas eyom eko ab met meqdes ztikueu 😢 very sad 😢 Badera hizka etay delika bet meqdes teatu. Sle hzbika hagerka ktxli eko ykeal eyu ab met meqdes gn dyu badera hzika kitqids zeleka 😢 ageb badera kbri alewa gn ab met meqdes hizkaya mtaw neger tna aykenen neay 😢

    • @BiniyamWeldu
      @BiniyamWeldu ปีที่แล้ว

      @@MaryamMaryam-xj7rb eta cherqi tbilya zeleki hzbi Eritrea eya krdeaki alewo::🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️ Eta badera win kem hzbi Eritrea aykeberetin zela ksab hji gn ktkebir eya dehan ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @asterkidane3093
    @asterkidane3093 ปีที่แล้ว +1

    ንሰካ ድያቆን ኢካ እምበር አምላክ አይኮንከን ኩለን ሐገር ናይ አደን ባንዴር አብ ቤተ ክርሰትያነን ይሰቅላ እዚ ኩሉ ጌጋ ማለት ድዩ እሞ እቲ ጽልአት መንግሰቲ ኤርትራ ንአካ ይምልከት ግን አገብ ንአካ መን ፈራዲ ገይሩካ እዚ ቃል አምላክ አይኮነን

  • @dahlak3739
    @dahlak3739 ปีที่แล้ว +2

    ክብረት ይሃበልና ጸጉኡ የብዝሓልካ ሓዉና በቃ ደንጺና ኣሎ ንብሎ ጠፊእና እዚኦም ነዚ ህዝቢ ሒዘሞ ይጠፉኡ ኣለዉ ንስለ ኣምላኽ ዘገልግል ይፈርህ ድዩ? ሃዋርያት፡ነብያት ስለ እምነት መስዋእቲ ከፊሎም ዮም ነዛ እምነት ኣጽኒሖማ ዳበሉና እዚኦም ከኣ ንሓደ ሰብኣይ ፈሪሆም በቃ ስለዚ ክቡር ሓው ስለ ሃቂ ደው በል ነዚ ህዝቢ ጓሳ ክንዋ ካብዞም ኣቕሽሽቲ ዶ ጳጳሳት ኣይትጸበዩ።

  • @bereketeabrufael1261
    @bereketeabrufael1261 ปีที่แล้ว +3

    ናይ ትግራይካ ዘይተገብረት ዲካ ሓሪቃ ጌና ድላያና ክንገብር ኢና።

    • @EriHome-fu2zq
      @EriHome-fu2zq ปีที่แล้ว

      ኣብርሃ ካሳ ኣባት ነብሱ ወላ ዘይትሰግደሉ መን ዶ ሓሲቡካ እዩ

    • @bereketeabrufael1261
      @bereketeabrufael1261 ปีที่แล้ว

      @@EriHome-fu2zq ከምዚ ከማካ እሞ ኣብ ሰብ ዘይዉከል

    • @EriHome-fu2zq
      @EriHome-fu2zq ปีที่แล้ว

      @@bereketeabrufael1261 ኣብ ኣብርሃ ካሳ ተዘይተወኪልካ ድኣ ኤሱ ኤረትራውነትካ ከሕድገካ እንድዩ በፍንጫ እምበር ትውከል

    • @bereketeabrufael1261
      @bereketeabrufael1261 ปีที่แล้ว +1

      @@EriHome-fu2zq ኣጆካ ብዛዕባ ኤርትራውነተይሲ ደሞም ኣፍሲሶም ዝሃቡኒ ኣለዉ

  • @venireichert161
    @venireichert161 ปีที่แล้ว

    ሃቅኻ ባንደራ አብ በተክርስትያን ክግበር የብሉን ኩሉ አብ መጽሓፍ ቁዱስ ዘሎ ንከተል ቃልሂወት የስም አልና አምላክ ዝባርኽካ አሜን 🙏

  • @estifanosmassias686
    @estifanosmassias686 ปีที่แล้ว

    Waw thanks sultan very constructive 🙏

  • @jfty3ye441
    @jfty3ye441 ปีที่แล้ว

    እዋይ ስልጣን ሓወይ ከይፈለጥካ ኣብ ትግራይ ዳኣ ገጠር ከይቃረየ ቤቴክርስትያን ብባንደራ ዝተሸለመ እዩ

  • @SalamSalam-fg6tg
    @SalamSalam-fg6tg ปีที่แล้ว +1

    ስላም እግዚአብሔር ኣምላክ ይብዝሐልካ ስልጣን ❤❤❤❤
    ኦ ጎይታይ ማሓረና ይቅረ በለልና ብዓይኒ ምሕረትካ ጠምትና 😢😢

  • @ትግራይዓደይዓዲሊቃውንቲ
    @ትግራይዓደይዓዲሊቃውንቲ ปีที่แล้ว +2

    ናይ ብሓቂ ክብር መምህርን ኣብ ቤተ ክርስቲያን መስቀል እንበር ባንደራ ዓገብ ❤❤ቃል ህይወት የስምዓልና ክቡር መምህራን❤❤

  • @dawityemane9732
    @dawityemane9732 ปีที่แล้ว +3

    ኣንታ እንታይ ዝቦልኻ ኢኻ ንሙኻኑ ከመይ ዝበለ ድፍረት እዩ እሞ እዚ ናይ እትዮጵያ ካብ ዛለኣንበሳ ጀሚርካ ክሳብ ኣዲስ ኣበባ ዘሎ ናይ ቤተክርስትያን ጉልላት እኮ ብባንዴራ ዝወቀበ እዩ እሞ ንተጋሩ ድኣ ቤተ ክርስትያንኩም ኣፍርስዎ በሎም እንበር ከምቲ ድርሳነ ሚካኤል ኣቃጽልዎ ዝበልካዮም ( ማዕረ ኽንደይ ናን ፖለቲካ ግዙእ ምኻንካ እዩ ዘርኢ)

    • @ንለውጢኢየዝወፍር
      @ንለውጢኢየዝወፍር ปีที่แล้ว +1

      Nsu eko Eritrawi eyu bzaba ab Eritrea gega ztegebre kzareb zgbo

    • @dinglmaryameyadegoytay9328
      @dinglmaryameyadegoytay9328 ปีที่แล้ว

      ​@@ንለውጢኢየዝወፍር esk¨ k tebka dika 😂😂😂

    • @weldehiwetmeharinaizghi799
      @weldehiwetmeharinaizghi799 ปีที่แล้ว

      ​@@ንለውጢኢየዝወፍር
      ናትካ'ባ ይገድድ፡ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ'ኮ ናይ ኤርትራ ጥራይ ኣይኮነትን፡፡ ሃገር ብዘይገድስ ኦርቶዶክስ'የ እንዳ በለ፡ ስርዓት ኦርቶዶክስ ዘፍርስ ሰብ ክንቀፍ ጥራይ'ዩ ዘለዎ፡፡

  • @qanapage5712
    @qanapage5712 ปีที่แล้ว

    ባንዴራ ናይ ሃገርካ ምሓዝ ኣይፍቐድን ዲዩ ታይ ጸገም ኣለዎ ዲዩ

    • @eyob951
      @eyob951 ปีที่แล้ว +4

      ኣበይ ይተሓዝን ዘይትሓዝን ክትፈልጥ ኣለካ፡ ኣብ ቤተ ክርስትያን ምስ ፈጣሪ ትራከብሉ ቤት ኢዩ፡ ባዲራ ትሕዘሉ ኣይኮነን

    • @qanapage5712
      @qanapage5712 ปีที่แล้ว

      @@eyob951 ስቕ ኢልካ ኢዩ ናትና ነገር ምህውታት ጥራሕ። ንትቕመጠሉ ሃገር ወይ ድማ ንንጉስካ ትጽልየሉ ትዝክሮ ዝብል ከ ኣበይ ኢና ክንገድፎ ኣብ ክብሪ በዓላት ናይ ሃይማኖትናስ ዕዱማት ፖሎቲከናታት ኣለዉ ባንዴራ ትስቐል ኢያ ኣበይ እዩ እቲ ነውሪ ሕጂ

  • @qedamesemaet7582
    @qedamesemaet7582 ปีที่แล้ว +2

    ኢትዮጵያውያን ዳኣ ኣብ ልዕሊ ጉልላት ጌሮሞ ክጸንሑኻ ኢዮም

  • @ስለኩሉነገርተመስገንመድሃ
    @ስለኩሉነገርተመስገንመድሃ ปีที่แล้ว +10

    ኣሜን ቃለ ሂወት ይስመዐልና ስልጣነይ ኣቦ ሓቂ ንሓቂ ብትብዓት ስለዝትዛረብ ኣዝየ ኢየ ዘድንቀካ እግዚአብሔር ኣምላክ ይባርክካ ፀጋኡን በረከቱን የብዘሐልካ ብዛዕባ እዚ ባንዴራ ኢትዮጵያ ቅናት ቅድስቲ ድንግል ማርያም ዝባሃል ሓቂ ድዩ ኢለ ሓቲተካ ነይረ ኣብ 8 ወርሒ መልሲ ብኢደእግራ መፅያ ኣምላክ ጥዑም ዋላ ናይ ድንግለይ ቤተክርስቲያን ቅናታ ኢዩ ናተብሃላ ብካምኡ ሕብሪ ኢዩ ዝቅለም ኣምላክ ይቅር ይበለልና ዓይነ ልቦናና የብረሃልና 🙏🙏🙏❤❤❤❤❤

  • @wegibere5458
    @wegibere5458 ปีที่แล้ว +1

    Hi Deyakon. That is why we didn't accept them here in Brisbane Australia in what happen the last couple days a go . about your video regarding un respectfully by what happen I gree with you it was wrong but this for onside has posted and you didn't see for the other side what action happen during the protesting . We do believe in truth and those people put flags in the church denie the truth. God have Mercy on all of us.

  • @BrhanBrhan-wc4zu
    @BrhanBrhan-wc4zu ปีที่แล้ว

    አር ስልጣነ ሓዉና ፀግኡ ጥበቡ የብዝሐልካ ብሓቂይ ናይ ክርስቶስ ወታደር ኢካ እና ኣብቲይ ኣደስ ኣበባ ዝተሓተመ ዉዳሴ ማርያም ብትግርኛስ ልልቦይኑ ዝሓተምዎ ከዓ ኤርትራዉያን እዩ እና ልምንታይ

  • @EskielWediKebari-tq2tb
    @EskielWediKebari-tq2tb ปีที่แล้ว

    ቃለ ሂወት የስማዓልና ብመጀመርታ ሰላምታይ የቀድም ካብኡ ምቅጻል ከም ፍቃድ ኣምላክ እምባኣር ሃንቲ ሕቶ ክሓትት ህዝቢ ሲ ንዘማራይ በረከት ትኩእ ይቃወሞ ኣሎ ኣብ ዓለማዊ ስነ ጥበብ እንዳ ነጠፍካ መንፈሳዊ ስነ ጥበብ ርእስካ ራስታ ጌርካ ምዝማር ፍቁድ ድዩ ኮይና ነዞም ናይ ኣዲስ ኣበባ ስነ ጥበባውያን አሪትራውያን ዘይተነቀፉ ኩቡር ወዲ ክርስቶስ ሓውና ዲያቆን ሰልጠነ ብስም እግዚኣብሔር ሕቶይ ክትምልሰለይ ይላበወካ እግዚኣብሔር ኣምላክ ብዓይኒ ምሕረቱ ይጠምተና Amen Amen Amen

  • @አቤቱ.በበቁጣህአትቅዘፈኝ
    @አቤቱ.በበቁጣህአትቅዘፈኝ ปีที่แล้ว

    አብ ኢትዮጵያ እማ ገይሩ ሕፍር ዝብል ክዳኖም ማቋምያ ግቢ ብሙሉኡ ሙሉእ ክንኢ ተለኹ ይሓዝን

  • @AbelDawit-ql3vg
    @AbelDawit-ql3vg ปีที่แล้ว

    ሕቶ ኣላትኒ'ሞ ብትሕትና ክትምልሱለይ ብስም እግዚኣቢሄር ኣምላኽ ይሓተኩም።
    ሓደ ድያቆ ንሓንቲ ምስ ክብረ ንጽህንኣ ዘየላ ሰብ እንዳ ፈለጠ ንክምርዖ ፍቁድ ድዩ።እዚ ክኸውን ከሎ እታ ጓል ኣቀዲሙ ዓመጽ ኣጋጢምዋ ንስሓ ዝገበረት እያ።
    መልሲ ክጽበየ ክቡራን!

    • @senaithailemichael1563
      @senaithailemichael1563 ปีที่แล้ว +1

      ፍጹም ኣይክውን ኢዩ ዝሓወይ ድያቆን ምስ ንጽህናኣ ዘላ ምስ ማንም ዝይትርክት ክትከውን ኣለዋ ትዘይ ክይኑ እቲ ድቆን ድቁኑ ክስበር ይክእል ኣዩ

  • @aboduhaftu9140
    @aboduhaftu9140 ปีที่แล้ว +17

    ቃለ ህይወት የሰመዐልና ክቡር ሓውና ሰልጠና የ አቤቱ ገታየ ሆይ

  • @shisaytekle4094
    @shisaytekle4094 ปีที่แล้ว +1

    ንፉዕን ውፉይን ንሓቂ ክትምስክር ዘብቅዓካ? ክቡር ሓውና መምህር ስልጣን ሓውናን ወድናን? እግዚኣብኄር ኣምላከ እስራኤል ንሓቂ ክትምስክር ከም ቅዱስ ዮውሃንስ ፍቁረይ እናበለ ጎይታ ካብ ኣፉ ዘየዕርፍ? ነዓኻ ውን? እግዚኣብኄር ኣብዚሑ ፍቕሩን ብርታዔ ሓይሉን ጥበቡን የብዝሓልካ ፈጣሪ ኣሜን።
    እምበር እዚ ነገርዚ ዝተኣታቶ ዘሎ ኩነታት ኣዚዩ ጌጋን ጥፍኣትን እዩ። እዚ ኹሉዚ ድማ? ብባዓል ኣባሉቃስን ከምኡ ድማ? ካብዛ ብደምና ትጥጥዕ ሃገረ ሚሊሊክን ጠንቋሎን እዩ ዝብገስ? ብዝኾነ ግን ክቡር ሓውና ሰጡት ልጣን ኣብ ግዚኡን ሰዓቱን ንህዝብኻ ምንቃሕ ዝመስልዎ ነገር የለን'ሞ ኣዚና ድማ ነኽብረካ ንፈትወካ ነፍቅረካ? ካባና ንላዕሊ ድማ? እቲ ተፍቅሮን ተምልኾን ትስዕቦን ተገልግግሎን ዘለኻ እሙን ኣምላኽካ/ ጎይታናን መድሓኒናን ኣምላኽናን ኢየሱስ ክርስቶስ/ ኣዚዩ የፍቅረካ'ዩ እሞ ኣጆኻ ቀጽል ክንብለካ ንደሊ ንቁሕ ሓውና መምህር ስልጣን።

  • @tarikadem7893
    @tarikadem7893 ปีที่แล้ว

    ናይ ባንደራ 🇪🇷 መዝራብ ኣይድልን ኢዩ. ን መንታይ ደኣ አትይፕያውያን ኣብ ኩሉ ቤተክርስትያን እንዱ ዘተቀምሉ ተዛርብኽኣሉ ኣይተፈልጠን ኢኻ.

  • @ግረማነሸጓልተዋህዶ
    @ግረማነሸጓልተዋህዶ ปีที่แล้ว +2

    አምላክ አቦይ ይቅርል ይብልልና ኤምገነትና ግደፈ

  • @ቃንዛኣለኒቃንዛወገነይ
    @ቃንዛኣለኒቃንዛወገነይ ปีที่แล้ว +9

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና🙏🙏🙏እግዚአብሄር ኣምላኽ ኣቦይ ንዓኻ ብቻ ክነምልኽ እንዶ ሓግዘና መስተውዓሊ ልቦናና ክፈተልና ኣንታ ሎምስ ፈሪሐ እኮ😢😢😢 እግዚኦ ማሃረና ክርስቶስ😭😭🙏🙏🙏

  • @ሰላምንኹሉወዲሰብ
    @ሰላምንኹሉወዲሰብ ปีที่แล้ว +6

    ተባረኽ ስልጣን ሓወይ ኣብ ዘመና ዘይነበረ ተግባራት ክንርኢ የሕዝን😢😢😢

  • @floragebrea5mlak437
    @floragebrea5mlak437 ปีที่แล้ว

    ሐደ ዘይትረብሕ ሰብ ኢኻ ተግራወይ ኢኻ አበ ናይ ትግራይ ድግበር ዓኒ የብልካን ናበ ኤሬትራ ዝግበር ከተነዉር ከተኽፍእ ጥራይ ኢኻ እሞ ብአምላኽ ኩፉእ የዉርደልካ አቶ ትግራይ ትዕወት ረሳሕ

  • @senaitgebremedhin7460
    @senaitgebremedhin7460 ปีที่แล้ว +8

    ❤ስለ ሁሉ ነገር እግዚአብሔር ይመስገን ❤️
    አሜን (3) ቃለ ሂወት ያሰማልን ክቡር ወንድማችን 🙏
    አቤቱ ጌታ ሆይ ይቅር በለን ማረን ራራልን 🤲🤲🤲

  • @ምስጋናዩኡዓቅመይ
    @ምስጋናዩኡዓቅመይ ปีที่แล้ว +2

    እግዚአብሔር ይመስገን መምህርና

  • @rahelzerazion7617
    @rahelzerazion7617 ปีที่แล้ว

    Kibren mogosen nezom nezi bandera🇪🇷🇪🇷🇪🇷zemxulna jeganuna Eritreawiyan abutatnan adetatna:: bzuh aytshegerelom pepasat abutatnan yabyu kabana mo zgebrwo xebuq gerome yfebtuyom kabaka zabyu aytheferelom ajoka fiqri yabi aythfer

  • @edeneden889
    @edeneden889 ปีที่แล้ว +1

    ገሪምና ስልጣን ሓወይ ብጣዕሚ ኢዩ ዘሕዝን እግዝኣቢሄር ምሕረቱ የውርደልና ኤርትራ ናበይ ገጻ ኢያ ትከይድ ዘላ እንዱዒ እግዝዮ ማሓረና ኩርስቶስ ኤልካ ምምህላል ኢዩ ዘዱሊ እዚ ግዜ🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲⛪

  • @hanayemaryam12
    @hanayemaryam12 ปีที่แล้ว +2

    እግዝአቢሄር ዓይነ ልቦናና የብርሃዮ

  • @tesfay1497
    @tesfay1497 ปีที่แล้ว

    ሓዉናን መምህርናን ዕድመ ጥዕና ይሃበልና

  • @hab3hmbeselambsl79
    @hab3hmbeselambsl79 ปีที่แล้ว +2

    Memhrey eziom nay amharu bahli eyom zesasyu zelewu
    Zehzn eyu.

  • @tgraweyti-g2r
    @tgraweyti-g2r ปีที่แล้ว +1

    ኣብ ኢትዮጵያ ዳኣ ዋላ ነፀላ ገይሮሞ እንድዮም ዝኣትው ዘለው ዓገብ ዝብል የለን እምበር መምህረይ

  • @yohanaaregay3101
    @yohanaaregay3101 ปีที่แล้ว +1

    Qal hiwet yesmaelna kbur hawina
    Amlak mestawaeli lbn aynn yhebna

  • @ኪዳንኪዩኣደይ
    @ኪዳንኪዩኣደይ ปีที่แล้ว

    Bhaki kale hiwet yesmalna Entay aynet gzie eu wedey Egziabher ayne lbonaom ykfetelom ykfetelna🙏

  • @ተመስገንኣምላክይ-ፐ4ቐ
    @ተመስገንኣምላክይ-ፐ4ቐ ปีที่แล้ว +9

    ብሓቂ ቃለ ህይወት ክብር መምህርና ጸጉኡ የብዘሐለካ እግዚአብሔር ኣምላክ❤

  • @samrigrezihr.3352
    @samrigrezihr.3352 ปีที่แล้ว +1

    ክብረት የሃበልና ስልጣን ሓውና❤❤❤

  • @gxf2081
    @gxf2081 ปีที่แล้ว +7

    ናይ ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር ምመህርና ፀጉኡ ይበዘሐሊኻ እግዚአብሔር ኣምላክ😢 🙏🙏🙏

  • @kflomgereziher2072
    @kflomgereziher2072 ปีที่แล้ว +1

    ብሓቂ ቃለ ህወት የስመዐልና ክቡር ሓዉና ሰልጣን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ❤️ ✝️🙏

  • @medhaniekifle1169
    @medhaniekifle1169 ปีที่แล้ว +1

    ATA temahirka dika tilifliflif zeleka

    • @yesusgoytayu7794
      @yesusgoytayu7794 ปีที่แล้ว

      ስለዝተማህረስ ክንደይ እኳ ኣፍርዩ ኣሎ። ንስኻ ውን ክንደይ ተማሂርካ ኣለኻ

    • @helensemere9131
      @helensemere9131 ปีที่แล้ว

      ​@@yesusgoytayu7794
      Politiker do temahirna kal amlak gn aytemaharnan

  • @musemamilove4519
    @musemamilove4519 ปีที่แล้ว +1

    እግዚአብሔር አምላክ ምስትውዓሉ ይዓድለና

  • @bereketbeyan6066
    @bereketbeyan6066 ปีที่แล้ว

    እዚ ባንዴራ ምግባር ኣብ ኢትዮጵያ ከም ሉሙድ ንሪኦ ኣለና

  • @senaitberhane3248
    @senaitberhane3248 ปีที่แล้ว +1

    Qal hiwet yesmealna

  • @اممحمد-ظ8ض9د
    @اممحمد-ظ8ض9د ปีที่แล้ว +1

    ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና❤

  • @MK-rg1og
    @MK-rg1og ปีที่แล้ว +1

    እቲ ሓቂ እዙይ ኢዩ የቐንየልና ሓወይ
    እዛ መጽሓፍ ኣበይ ረኺብካያ

  • @bdhr2752
    @bdhr2752 ปีที่แล้ว +9

    ኣንስ ብጥዕምይ እዩ ዝፈትውካ ማዓረይ መኽንያት ሐቒ ስለ ተዛርብ ።።❤❤❤

  • @gumashame
    @gumashame ปีที่แล้ว

    ባሓቂ ስልጣነይ ብጣዓሚ እዩ ዝገም

  • @mlatmlat5031
    @mlatmlat5031 ปีที่แล้ว

    ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ስልጣን ሓውና እግዚአብሔር አምላክ ልበነና ይክፍተልና

  • @MhretGebremeskel
    @MhretGebremeskel ปีที่แล้ว +1

    Baelkum tebaesu baelkum tetaerku hasewti