🛑ጉድ ስማዕ ! ኤርትራዉያን ንጓል ራያ ንክቀትልዋ ትጽዉዕ | ጽባሕ እንታይ እዩ ክፍጠር

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 13 ธ.ค. 2024

ความคิดเห็น • 586

  • @ኦአምለከየብመገዲኻምርሐኒ
    @ኦአምለከየብመገዲኻምርሐኒ ปีที่แล้ว +27

    አነስ ማግዋየይ ብስራሕኻ ብጣዕም እየ ዝፈትወካ ዘድንቀካ ቃፅለሉ እግዚአብሔር አምላክ ካብ ግንኻ ኣይፈለ እመብርሃን ሓሳብ ልብኻ ታስምረልኻ ከማኻ ዝበለ ልባም ሰብ የብዘሐልካ።💙💖

  • @Endrtaweit
    @Endrtaweit ปีที่แล้ว +1

    ኤርትራዋያን ሓሳዳት ገጾም ትርሓቅ ፈእ
    ናይ ቲኩቶክ ኣኽላብ አዘን ሸራሙጥ ምስደቂ መሓዙተን ዝውዕላ

  • @danielkassa9802
    @danielkassa9802 ปีที่แล้ว +1

    1000%. I agree with you this guy he don’t have any responsibility

  • @MomMom-nt8vc
    @MomMom-nt8vc ปีที่แล้ว +1

    ወይጓል ራያ ለግነየቶ ኣብ ዓዳ እናሃለወትስ ሓደ ነገር ግበሩዋ ያ ብሰላም ከይትምለስ😏🤔

  • @RedwanOsman
    @RedwanOsman ปีที่แล้ว

    ወላሂ በሓቂ ኤርትራውያን በጣዕሚ ካሕዳማት ና ጠላማት እዮም

  • @azebtigray6298
    @azebtigray6298 ปีที่แล้ว +22

    እዘን ኤርትራዋይን ብተጋሩ ተፀልለን እየን 😢

  • @RShaN-kiki
    @RShaN-kiki ปีที่แล้ว +8

    እንኳዕ ብደሓን መፃእካ ማጊዋይ ሰላምካ ይብዛሕ ወድኖ ❤

  • @danielkassa9802
    @danielkassa9802 ปีที่แล้ว +1

    You are absolutely right it was alarm for everyone I don’t know what he’s talking about❓

  • @ChdjdhhdHdbxxjxj
    @ChdjdhhdHdbxxjxj ปีที่แล้ว +2

    በይዛ ጋል ራያ ድፍእ የብለን ዘን ኩፍኣት ፀጉሪ

  • @yousfYousf-bq1ns
    @yousfYousf-bq1ns ปีที่แล้ว +3

    ማግየ ፁቡቕ አለኻ ቐፅለሉ ታይድየ ክብለካ ደልየ አብ ሱዑድ ኡሱር ዘለዉ አሕዋትና ድምፅ ኹኑና ይቡሉ አለው በጃኹምባ ገለ በሉ አብ ማሕበራዊ ምድያ ትነጥፉ ሰባት

  • @zewidibuxamlak5730
    @zewidibuxamlak5730 ปีที่แล้ว +7

    ኣታ ሙቁረይ ኣነስ ቡዙሕ እየ ዝፈትወካ ሓንቲ ነገር ግና ኣላ ደጊመ ንኻላኣይ ግዜ ክጽሕፈልካ እዛ ሻካ ራካ ትብል መእተቢት እንተ ትሓድጋ እቲ ቡም ትብሎ ጸላኢና ቡም ይበል ሙቁረይ በጃኻ ግደፋ ናይ ጠንቆልቲ ዓይነት እዩ ከሙኡ ኢሎም ዝዛረቡ ንዮ በላ

  • @mendelay4g
    @mendelay4g ปีที่แล้ว +2

    ማጋይ ንስካ ጋል ሃገርካ ስለ ዝኮነት ትጣበቀላ ኣለካ ነታ ኤራትራዊት ከኣ ንጣበቅ ኣለናያ ሰላም ተመነ broy

    • @samera-v5k
      @samera-v5k ปีที่แล้ว

      እንታይ ትብል ወደይ ኣሕዋትካ ዝፈፀሙዎ ግፍዒ እዩ እኮ 😢😢😢

  • @vvvv9130
    @vvvv9130 ปีที่แล้ว +2

    ኣነስ ክፈትወካ እቲ መልእክቲ ኣማሓላልፋካ ደስ ክብል

  • @GufThhh
    @GufThhh ปีที่แล้ว +6

    እንካዕ ብዳሓን መፃኣካ ማጊተይ ትምህርትካ ፁቡቁ ኣለካ ቀፅለሉ 🥰🥰🥰🥰

  • @TsigeAraya-yg7zd
    @TsigeAraya-yg7zd 11 หลายเดือนก่อน

    ኣነስ ንልቦናኻ በግለጺ ስኢነሉ ደላዩ ፍቅርን ሰላምን❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @mebrihat5349
    @mebrihat5349 ปีที่แล้ว +9

    እንካዕ በሰላም መፃካ ማጊየይ ❤❤ኣንሕና ኣብ ምድሪ ክንነብር ኣይደልዩናን እንታይ ኢና ጊን ገይርናዮም 😐🥺 ግን ኣዞና እግዚአብሔር ኣሎና 👏

  • @FgHf-uj8op
    @FgHf-uj8op ปีที่แล้ว +4

    ኣምላክ ኣቦይ ሓልወና ባዕልካ ምሕረትካ ለኣከልና እምበይ ታይ እሞ ክንብል

  • @mirymmo2237
    @mirymmo2237 ปีที่แล้ว +1

    ማግዋይ ፅሩይ ❤❤❤❤❤❤

  • @jggehgd6433
    @jggehgd6433 ปีที่แล้ว

    አንካዓ ብሰላም መፃካ ወዲ ርመይ❤🎉

  • @akezaberhe6216
    @akezaberhe6216 ปีที่แล้ว +5

    _ማግዋይ ፅሩይ ጓል ራያ ጀግና ዕድመን ጥዕናን ያሃብኪ ፀላእኽ ሽህ ቆርብዓት ይቃፀሉ ጠብናማት ጎረቤት_

  • @mericho
    @mericho ปีที่แล้ว +4

    እንካዓ ብሰላም መፃኣካ ማጊተይ 💙🦋

  • @medhin8187
    @medhin8187 ปีที่แล้ว +5

    ማጊሻ እንኳዕ ሰላም መፃእኻ ወድዓደይ❤

  • @MaedinKiros-tq9dc
    @MaedinKiros-tq9dc ปีที่แล้ว

    ማጊተይ ሽኮር ማራ አየ ዝፈትወካ ቀጽለሉ ዝሓወይ ባዓል ሓቂይ ኢካ❤❤❤

  • @ሮዚራያ-ቸ8ዸ
    @ሮዚራያ-ቸ8ዸ ปีที่แล้ว

    የኔ ቆንጅ አነግን ብጣእሚ ኢየ ዲፈቲየካ የኔ ውድ ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤❤❤❤

  • @vdhudhrfsgsghe5728
    @vdhudhrfsgsghe5728 ปีที่แล้ว +2

    ማጊተይ እንካዕ ብዳሓን መፃኻ ብጣዕሚ ፅቡቅ ስራሕ እዩ ኣምኽ ምሳኻ ይኹን ቀፅለሉ ❤❤❤❤❤ግን ሓንቲ ነገር ከቸግረካ እዛ ትሕቲ ዕድመ ዘለኹም ትብል ግደፋ ማለተይ ኣነንዓርሰይ ቲክ ቶክ ኣይጥቀምን ከምዙይ ክብል ኣይግባኣንን ግን ይቅሬታ ማጊተይ❤❤❤❤

  • @khangkhan6646
    @khangkhan6646 ปีที่แล้ว

    ማርያምን ዋላ አነ ብጣዕም እየ ዝፈትወካ ♥😪🤕

  • @VgfffGggt-ny3jp
    @VgfffGggt-ny3jp ปีที่แล้ว

    አረ ማርያምን ይመችካ bro 😍😍😍😍

  • @ዮዳሄንኹሉእግዝኣብሄር
    @ዮዳሄንኹሉእግዝኣብሄር ปีที่แล้ว

    ኣነስ ንልቦናኻ በግለጺ ስኢነሉ ደላዩ ፍቅርን ሰላምን❤❤

  • @dinu_dinu
    @dinu_dinu ปีที่แล้ว +9

    እንኳዕ ደሓን መጻካ ማግየ ንኡስን ብሉጽን 👑🥰

    • @kusukidane
      @kusukidane ปีที่แล้ว

      12:53 12:54 12:55 12:55

  • @TekaGeberkidan-lv6wm
    @TekaGeberkidan-lv6wm ปีที่แล้ว

    ማንጁስ በሰሃቅ አሃጎስካና ቀፅለሉ መመህሪይ እዩ ማግይ ሃገረ ተጋሩ አግዓዝያን ንህብር ቃልስና ህብረትና እዩ ልፅቡቅ አላማ ነዉዕሎ ሃገረ ተጋሩ ህበሩ !!!!

  • @susususu-w9q
    @susususu-w9q ปีที่แล้ว +3

    እወይ እዛ ደራፊት ሰበይቲ ደቃ የብላን ናብ ማጨሎት ዝወስዳ እንታይ መዓቱ እዩ እዚ😂😂😂

  • @melataskal9201
    @melataskal9201 ปีที่แล้ว +1

    እዛ ሉሊን ምኒካን ብጣዓሚ እየን ፀጊበን ዘለዋኣ ናይ ባሓቂ

  • @berihu07
    @berihu07 ปีที่แล้ว +8

    ቀደሙ ኸ መዓዝ ሓጊዘንኣ ንሰን፣ እንኳዕ ኸ ከም ገሊኦም ዘይኮነት ክሕገዝ እየ እኳ ዘይበለት፣ ጓል ራያ ዋዕሮ ንበርልና ጥራይ ንስኽስ🙏

  • @angelayosef6425
    @angelayosef6425 ปีที่แล้ว

    Eheta mukrey selam deu tenan yhabek mearey xebuek serahe ❤i🇪🇷🤗🙏🙏

  • @ሃገረይመንግስተሰማይእያ
    @ሃገረይመንግስተሰማይእያ ปีที่แล้ว +4

    ካብ ኣፍና እነውፅኦሞ ኣፍና ንጠንቀቅ ፈጣሪ ስለ ዝፈተወና መርፅና እንበር ፈጣሪ ኣይፀልአናን እዩ መግየ ሶ ይመቸካ❤

  • @hrititsegay242
    @hrititsegay242 ปีที่แล้ว +2

    እንካዕ ብሰላም መጻኻ ማጊተይ መህረር 😊❤️❤️❤️ወዲ ሪመይ ፀሓይ ገጹ 😊❤️❤️❤️🥰🥰🥰

  • @shxb228
    @shxb228 ปีที่แล้ว +2

    ሓቅካ ወደይ ርእሲ ደርሆ😥ማጉየ መቅሰን❤❤

  • @amankedist
    @amankedist ปีที่แล้ว +2

    Thank you so much 🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤

  • @Eritrean543
    @Eritrean543 ปีที่แล้ว

    ماشاءالله عليك

  • @berhemashu1174
    @berhemashu1174 ปีที่แล้ว

    Hiii maggy shwo ብእትሰርሖ ስራሕ ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ ኢዩ ብተወሳኺ ብዛዕባ ናይ ጉኣል ራያ ከመይ ጌርካ ትሕለቀላ አሎኻ ጋአል ራያ ብሐገዝ ኤርትራዊያን ገንዘብ ተሐጊዛ ን ኢትዮፕያ ትግራይ ከይዳ እንታይ ሰሪሐ ትፍልጥ ዶ ? ካብ ሕማቅ ስራሕ ምስራሕ ነቲኦም ዓቢ አቦ መደብ ዘምጽአኻዮም ነዴታት ትግራይ እንተትሕግዝ እግዝአቢሔር ምትሐጎሰ አነ እንተትረኽባ ካልእ ነይሩ

  • @amnaslama4484
    @amnaslama4484 ปีที่แล้ว +1

    እግዚአብሔር ከመይ ከምድፀለአና ያ ሃሃሃሃሃሃ ዋእእእ ሃሙኡ ኣይባሃልይ ክብር ሓውና ስም እግዚአብሔር ኣምላኽኻ ብከንቱ ኣይታልዕል እዩ ዝብል መፃሓፍ ቅድስና ክብር ሓውና ምስ ይቅርታ ቅር ስለዝበለን ይኡ ካቡኡለ ርይቶ ሸገ ይኡ

  • @ጓልወየንቲ-ሸ3ኸ
    @ጓልወየንቲ-ሸ3ኸ ปีที่แล้ว +2

    ❤❤❤ማግዋይ ዝፈትወካ ሓወይ❤❤🎉

  • @tiegestiteame6610
    @tiegestiteame6610 ปีที่แล้ว

    Thank you so much hawey

  • @ngistibrhane2002
    @ngistibrhane2002 ปีที่แล้ว +11

    ኣነ ኤሬትራዊት ኢየ ኢዚኣተን ግን ርእሲ ዘይ ብለን ኢየን

    • @miraclemiracle3216
      @miraclemiracle3216 ปีที่แล้ว +1

      Kitelo hierdo zibile tigrawy semika sle zeyi tifelit dika tegerimka
      Welasi lehasi hasie eyu

    • @Yohanasenafe
      @Yohanasenafe ปีที่แล้ว

      ኤርትራዊ ኣይኮንካን በሓቅ ኤርትራዊ እንተኮንካ ብዛዕባ ኣህዋትክ ይህመምክ ነሩ

  • @سليمه-ص3ذ
    @سليمه-ص3ذ 4 หลายเดือนก่อน

    ማግየይይይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @JsjsskSzs
    @JsjsskSzs ปีที่แล้ว +8

    ጋል ራያ ጅግና ደላዬት ሰላም ማጊተይ ማዓረይ❤❤❤❤❤

  • @HeriWediAmelak
    @HeriWediAmelak ปีที่แล้ว +1

    Magi arkey qexlo eski mara eka kef tehbeni zarkey ajoka kab 🇪🇷

  • @ሄሩ-በ8ነ
    @ሄሩ-በ8ነ ปีที่แล้ว

    እንኮዕ ብሰላም መፃኣካ ማጊተይ♥️🥰

  • @yes6292
    @yes6292 ปีที่แล้ว +1

    ጋል ራያ ጅግና ቃውቃው ኣበልክዮም ህግደፍ መንደፍ

  • @ለዘዉስዩም
    @ለዘዉስዩም ปีที่แล้ว

    የኔ ጣዕማም❤❤❤❤❤

  • @DydgdKgxg
    @DydgdKgxg หลายเดือนก่อน

    ሜጊየ ሽኮር ንዘን ኤርትራውያን ፁቡቅ ጌርካ ኣስሚዕካየን ኣሐጊስካኒ ቀፂለ ክላወየካ ልደሊ ንዞም ኡሳራት ሱዑዲ ዓረብ ዘለዉ ዝካኣለካ እንተኮይኑ ድምፂ ኩኑና ይብሉ ለው ንስካን ካማካን ዝበሉ ማሕበራዊ ሚድያ ትነጡፉ ኩሉኩም ንላዎየኩም ኣለና

  • @DekemhareSweet
    @DekemhareSweet ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ እየ ዝፈትወካ፡ ኢሂ እዛ ፊሊም ክንቃተል እያ ግን ተተባብዕ፡ ኣነ ኤርትራዊ ፈታዊኻ እየ ሕጂ ግን ይጠራጠረልካ ኣለኩ ማጊ ሓወይ፡ ተትምልሰለይ ደስ ምበለኒ፡ Luv u so much ዝዓርከይ😊 u

    • @wsjh7579
      @wsjh7579 ปีที่แล้ว +1

      ኢሂ ሞ ፈሊም ኣይትስርሑ ክትብሎም ደሊካ ወይ ጉድ

    • @DekemhareSweet
      @DekemhareSweet ปีที่แล้ว

      @@wsjh7579 ኣነ ኣይትስርሑ ኣይበልኩን፡ ግን ዝስርሑ ፊልምታት እንታይ እዩ መልአኽቶም ንፍቅርን ሰላምን ዝሰብኩ ክኾኑ ኣለዎም፡ ድሓን ጸገም የለን ዋላ ስርሑ ደይ ሕጅስ ጌና 1 ሚልዮን ክትከፍሉ ዝደለኹም ኢኹም ትመስሉ

    • @DekemhareSweet
      @DekemhareSweet ปีที่แล้ว

      @@wsjh7579 እምበር ኤርትራውስ ሳላ መንደላይ ኣይኮነን ንስኹም ብገንዘብ ዝሞቱ ደቅኹም ትንገሩ ምዕራባውያን ከማን ምስ ሚሳይላተን ኣየውደቓኣን፡ ደይ ኤርትራውያን ኣመንቲ ኮይንና እምበር ንስኩም ደኣ ዝተነጸፍኩማ ኣንሶላ ሰሪቕኩም ትኸዱ ለማጻት መልሓስ ምስ ተመን ዝኾነ ትንኩልናኹም ትነብሩ እንደኣልኩም

  • @edeneden889
    @edeneden889 ปีที่แล้ว +5

    ማጊ ዋላ ኣነ ኢየ ፍትው ዘብለካ ብሓቂ ሽኮር ኢካ ለባም ኢካ ቀጽሎ ኣብሰባት ዘለካ ኣክብሮት ቀጽሎ 🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤

  • @ገኒጋልትግራይ-ጐ1ቨ
    @ገኒጋልትግራይ-ጐ1ቨ ปีที่แล้ว +5

    ማጊተይ ማዓተብ የብልካይ❤

  • @NgufcbhfchXhfxbgxbbc
    @NgufcbhfchXhfxbgxbbc ปีที่แล้ว

    ዪመችካ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Asd-ru8is
    @Asd-ru8is ปีที่แล้ว +1

    ማወዋይ አነ አድናቅትካ እየ ቀጽለሉ አሕዋትካ ደማ አብ ጎነኻ አለና ጅግናየ ደቂና ደማ ብመንፍሳዊ ክንዕብዮም እግዚአብሔር ይሓግዘና ❤

  • @Biniyam-u9d
    @Biniyam-u9d ปีที่แล้ว

    አንኳዕ ዳሕና መፃካ😘😘😘😘😘😘😘❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @SwSwi-m9l
    @SwSwi-m9l ปีที่แล้ว +1

    እንኳዕ ብሰላም ምፂኻ ማጊ ሓወይ ላባመ ሰብ❤❤❤

  • @zekariasbrhane
    @zekariasbrhane ปีที่แล้ว

    ንዓይ ድኣ ዘይተተባባዓኒ ማጊ

  • @rer7189
    @rer7189 ปีที่แล้ว

    maziy shikor eka❤

  • @SadorMebrahtom-n5w
    @SadorMebrahtom-n5w ปีที่แล้ว +1

    ማጊ ሓወይ እግዚአብሔር ንኩለና ይፈተውና እዩ ኣስተካክል ማጊ ሓወይ

  • @danielkassa9802
    @danielkassa9802 ปีที่แล้ว +1

    This guy is so funny where did you get this informations❓You should go back to school📌🤣🤣🤣🤣🤣🤣

  • @tebebehareya
    @tebebehareya ปีที่แล้ว +2

    ማጊተይ ናዘናጋዕካ😁ቁምነገር ትዛረብ ቀፅለሉ ቡሉፀይ❤

  • @tsegahagos9951
    @tsegahagos9951 ปีที่แล้ว

    ማጊ ንዛ ደራፊት ዝሃብካዮ ርእይቶ ብጣዕሚ ኢኻ ኣስሒቅካኒ፡፡

  • @DanielDebessay-lo5ye
    @DanielDebessay-lo5ye ปีที่แล้ว

    Dihan eto wedey kulu seb haki ayzarebin eu Nay timhirtom gullet diu ways subscriber nimirkab eu miridaie sienayo eti hasabomin hassotomin. Seb panic aytigberu. Thank you nezi Hasson zegaletsika hawina

  • @blackbulltrex
    @blackbulltrex ปีที่แล้ว +1

    ኣታ ሑልኩስ ጋል ራያ እንታይ ኢያ ተዋዓውዕ ዘላ መልሓስኩም ክትሕይኩ ኢኩም መረካትኩም ምስ ሃብናኩም ጨነውቲ

  • @AdiamAdu-ow5dw
    @AdiamAdu-ow5dw ปีที่แล้ว +1

    Btaimi ye zftwka ✌🥰🥰🥰🥰💋

  • @gነኝየእናቴዋመሳይ
    @gነኝየእናቴዋመሳይ ปีที่แล้ว

    እንካዓ ብስላም መፃኣካ ማጊተይ❤❤

  • @abiabi-vl6qz
    @abiabi-vl6qz ปีที่แล้ว

    ማጊዋኒ የኔ ውድድድድድ ናይ ሕማመይኮ❤😢😂

  • @sabatesfay1801
    @sabatesfay1801 ปีที่แล้ว +1

    Gual Ray sweetie, don't worry they're are empty of mind. 💙💙💙💙💙💙

  • @mareyiove8024
    @mareyiove8024 ปีที่แล้ว

    💔ዎይ

  • @kisanet4715
    @kisanet4715 ปีที่แล้ว

    ዛ ሓሳድ ጓል ራያ, ሓሚመ ኢላ ሰብ ኣታልላ ኣምላኽ ብ ኩፉእ የጥፋያ

  • @لوليعبدلي-ز6ج
    @لوليعبدلي-ز6ج ปีที่แล้ว

    ማጊተይ❤❤

  • @eritreaadey24591
    @eritreaadey24591 ปีที่แล้ว

    They did in England about 4 months ago. Just it is for emergency.

  • @Lima-mj6ie
    @Lima-mj6ie ปีที่แล้ว +1

    የህ ኤረትራ ስ ደም ትግራይ ውሑጅ ኮይኑ ይሰዳ ሩጉማት

  • @freweinyzewde7243
    @freweinyzewde7243 ปีที่แล้ว

    Megga hawey lebam eika (I love you so much marey) I'm from Eritrea 🇪🇷

  • @tsegabutsamlak9976
    @tsegabutsamlak9976 ปีที่แล้ว

    Hi magyi🎉🎉🎉 anes ezom xelim tekdinom zedenesu xeleyom keyrom beyzaka❤

  • @senayt202
    @senayt202 9 หลายเดือนก่อน

    የኔ ማር ቆንጅት ማጊየየ የኔ ማር ይባርክህ

  • @dgfg754
    @dgfg754 ปีที่แล้ว

    እንዃዓ ብሰላም መፃኻ❤❤❤

  • @ddfg4109
    @ddfg4109 ปีที่แล้ว +2

    እንካዕ ብሰላም መፃኻ❤❤

  • @ኣሱጋልትግራይ
    @ኣሱጋልትግራይ ปีที่แล้ว +7

    ማጊተይ ዝፈትየካ ለባመይ እንቃዕ ደሓን መፃካ ❤️
    ማጊተይ ጥንቅቅ እንዳበልካ ኣብ ምንቅስቃስካ ሓላለይ 🙏❤️

  • @MeriYube
    @MeriYube 9 หลายเดือนก่อน

    ማጊተይ አነስ ክፎትየካ ወለላይ❤❤❤❤❤

  • @ጓልሰብዓእንደርታ
    @ጓልሰብዓእንደርታ ปีที่แล้ว

    ማጊተይ ለባም❤️👏

  • @ራኬቭ-ፐ6ነ
    @ራኬቭ-ፐ6ነ ปีที่แล้ว +1

    Magg ሓወይ ጎበዝ ቀጽሎ 🫶🫶😍😍😍💛💊

  • @melataskal9201
    @melataskal9201 ปีที่แล้ว +3

    እንካዓ ብሰላም መፃኣኻኣ
    ❤❤

  • @YosiefAsefa-bo9oh
    @YosiefAsefa-bo9oh ปีที่แล้ว

    ❤ብናትኩም ወዲ ናትኩም ጹቡቁ ስነሓሳብ እዝ ሕዝቢ ሰላም ክፈጥረሉ ይኽእል ኢዩ ።ኩሉ ግዝየ እተጽዕኖም ቢዶታት ጹቡቃት ኢዮም ቀጽሎ

  • @letsgo-n1i
    @letsgo-n1i ปีที่แล้ว

    Well come brather ❤
    ezem eritrawyan hasadat arawit edl ayahabom adna abrisom gena

  • @ndgsr2892
    @ndgsr2892 ปีที่แล้ว +2

    *_ማግየ ደንቆሮ ኣይብሃልን እግዚአብሔር አምላክ ደንቆሮ ሰብ ኣይፈጠረንሞ ልቦና ይሃበና አምላከ ቅዱሳን😢😢😢_*

  • @almaz1448
    @almaz1448 ปีที่แล้ว

    ጰጋል ራያ ቆማል ለማኒት በቲ ጅግና ሰራዊትን ከይተልዒሊ ዋርሳይ ጀጋኑ አለዉኣ ይሕዋቱ ንዓኪ ቆማል ቡዕንጨቲ አትክፈክን እዩ እንዳ ሐሳት ሰንቆም ገና አምላኽ ክርኤና እዩ ቆንዳፍት ደኣ ረሲሐት

  • @nurturingglobal2local473
    @nurturingglobal2local473 ปีที่แล้ว

    ባዕሉ ብልጌት ብ8ቢሊዮን ሕዝቢ ዓለም ስለ ዝተጨናነቐት ጽቡቕ ገርና ክትባት ብምሃብ ክንቅንሶ አለና ክብል መግለጺ ሂቡ ኢዩ።ማዕኸናት USA ጻባሕ ዕለት Oct 4, 1:30 telephone, TV ክቋረጽ ኢዩ ይብሉ አለዉ።አብዛ አሜሪካ ዝርከቡ ሃብታማት ሸፋቱን፣መንግስቲን ወዲሰብ ንምጥፋእ ንድሕሪት አይብሉን።ንኹሉ ጽባሕ ንሪኦ።

  • @blackbulltrex
    @blackbulltrex ปีที่แล้ว

    ተጋሩ ምልማን ባህላዊ ጸወታኩም ይኩነ ለመንቲ ሓስወቲ ሰረቅቲ ይኮንቅክቁም።ቅ

  • @anowerethopoa-em1xt
    @anowerethopoa-em1xt ปีที่แล้ว +2

    ኣነብጣዓሚ እየ ልፈትየካ ሓወይ ናተይ ግን እቱ ቅምነገር ክትናጎሮ ክሰመዐካ ይህንጠ እሞ ግን ቅንጣምንጢ ላብዛሓካ ትቅምነገር ተይሰማዓኩወይ ዉፂ ዉፂ የመፀኒ በጃኻ ቅንጣምንጢ ኣተብዝሕ ይፈትወካ እየ😮

  • @rshanzeray2253
    @rshanzeray2253 ปีที่แล้ว +1

    ንሥካሥ ፍሉይኢካ ❤❤❤❤❤ ተባረክ ሐቀኛ ሚዛናዊ ካብ ናይ ዘመና ዓሌታዊነት ዝረሐቅካ መንሰይ በርትዕ❤❤❤❤😂

  • @KkKk-n3c1c
    @KkKk-n3c1c ปีที่แล้ว

    እንኳዕ ብሰላም መፃእካ ማጊ ሓወይ ለባም ❤❤❤❤❤

  • @ምቅናይጥዑም
    @ምቅናይጥዑም ปีที่แล้ว +1

    የቀኒየለይ ማጊየ ናብ ምርጫ ዘእተካኒ ለተማርያም እየ ቀልጥፍካ ሕሰበል❤

  • @ArsuMan-sz7uk
    @ArsuMan-sz7uk ปีที่แล้ว +1

    ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣይኮነን ሕጂ ቀደም ምስ ፖሊስ እናተሃዳደምና ውን ሱቅ ኢሎም ዮም ገለ ኣይገብሩን ደቂ ሽጋራማት

  • @hermonrobel4451
    @hermonrobel4451 ปีที่แล้ว +3

    Maggy am from Eritrea 🇪🇷 and i like you,and then kekesel please ne adetat tegaru hezenu belom ageb belom fkri eyu zeheshena seb eritrawi selezekone tigraway selezekone kesela yebelun sorry abzihelka.

  • @Melawitchanel
    @Melawitchanel ปีที่แล้ว +2

    እዘን ወድኣፌ ዳህስሶ ዝብላ ዘለዋ ሰበይቲ ምዕባያ ንEritrea shikor እየን😂🤣🤣

  • @wdhg7998
    @wdhg7998 ปีที่แล้ว

    ማጊተይ🥰

  • @FritaKeshi
    @FritaKeshi ปีที่แล้ว

    Fyeri ተሓሸካ ማግዋይ 😂❤ፕሊስ