ደምሒት መን አዮም፧ ብ መን ይምወሉ፧ ስርሖም ከ ኣብ ውሽቲ ኤርትራ እንታይ ነበረ፧ ዝብልን ካሊእ ብዙሕ ዘይንፈልጦም ምስጢራት

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 21 ต.ค. 2024

ความคิดเห็น • 95

  • @tefetawitalkshow
    @tefetawitalkshow  2 ปีที่แล้ว +9

    ንዕብየት መድያ ክትሕግዙ ትደልዩ👇
    Let’s support TEFETAWI TALKSHOW SATELLITE 📡 🎩donorbox.org/tefetawi-talkshow

    • @snaytfukad9523
      @snaytfukad9523 2 ปีที่แล้ว +2

      Malty.atbeka.tfalto.deka.nohat.zytkmo.nana.aytkommm
      .eum

    • @Iwillcallyoulater1991
      @Iwillcallyoulater1991 2 ปีที่แล้ว

      ሰልጠነ እዚኣ ተገዲስካ መልሰለይ ብዛዕባ እዛ ናይ ብርሃነ ዝበላ ኣቀታትላ ንሱ ድዩ ኣይኮነን ርግጸኛ ኣይኮንኩን ሓደ ግዜ ግን ኣብ መስመር ጎልጅ ተሰነይ ኣብ ጥቓ ለይለይ ትበሃል ስንጭሮ ሓደ ትግረ ጓሳ ዓቢ ሰብኣይ ኣብ መሸማዕ ዝመልአ ዝተቖራረጸ ሰብ ረኺቡ ናብ ፖሊስ ጎልጅ ኣመልኪቱ እታ ወረ ውን ናብ ተሰነይ በጺሓ ኣነ ከኣ ዝፈልጦ መርማሪ ፖሊስ ስለዝነበረ ኣብ ተሰነይ እዛ ጉዳይ ኣበይ በጺሓ ቀታሊ ኣይተረኽበን ኢለዮ ንሱ ግን እዛ ጉዳይ ከምሰብና ብወረ ኢና ሰሚዕናያ እሞ ፖሊስ ናይ ጎልጅ ጸብጻብ ናባኹም እንድዮም ዝሰዱ ኢለዮም ሱቕ ጥራይ በል እዛ ጉዳይ ሕክያ ኮይና ኢያ ተሪፋ ኢሉኒ።
      ከም ካልኣይ ነዚ ናይ ደምሂት ሓላፊ ኣቃታትላ ሓደ ኣባል ሓሬና ኣብ ድጓና ባረንቱ ተራኺብና ኔርና ጉዳዩ ሲቪላዊ ገበን ስለዝኾነ እምበር ናቶም ቤትማእሰርቲ ኣለዎም። ምስቲ ኣባል ብዕላል ዕላል ዘምጽኦ ናይቲ ሓላፊ ኣቀታትላ ክዘናጋዕ ወትሩ ንጎልጅ ይኸይድ ከምዝነበረ ክልተ ምሩጻት ኣባላት ሓለውቲ ኔሮሞ እቲ ቀታሊኡ ግን ካብ መጀምርያ ብዕላማ ካብ ኢትዮጵያ ስለዝመጸ ኣብ ዝጥዕሞ መዓልቲ ነቲ ሓላፊ ቀቲሉ ነቲ ካልኣዩ ሓላዊ ከኣ ብጥይት ሃሪምዎ ከይዱ ደሓር ግን ኣብ ዶብ ተታሒዙ ናባና ግን ኣየምጽእዎን ኢሉኒ።
      ስለዚ እዚ ብርሃነ ዝበሃል ዘሎ ምስጢራዊ ኣባል ፍጹም ኢሳቕ (ለኒን) ኢዩ ክኸውን ዝኽእል ምኽንያቱ ኣባላት ሓሬና ኣይፈልጥዎን ኢዮም።
      ኣብ መወዳእታ ክብለካ ዝደሊ ብዛዕባ መዓስከር ሓሬና መደብ ፈሊኻ መጽናዕቲ እንተትገብር ምኽንያቱ ብዙሕ ምስጢር ዝሓቖፈ ቦታ ኢዩ ኣዝዩ ብዙሕ ዓመታት ዝተኣስሩ እሱራት ኣለዉ ድሕሪ 6ወይ7 ዓመታት ብካብ ካልእ ቦታ ዝመጹ እሱራት ኢዮም ዝትክኡ።
      ንኣብነት ሓደ ዓቢ ሰብኣይ ወዲ ኦምሓጀር ን13 ዓመታት ደሃይ ዘይነበሮ ተቐይሩ ናብቲ ቦታ ምስ መጸ ሓደ ወዲ ኦምሓጀር ኣባል ሓሬና ስለዝነበረ ሰታይ ከኣ ስለዝኾነ ክሕብር ይኽእል ኢዩ ኢሎም ስለዝጠርጠርዎ ናብ ናቕፋ ቀይሮሞ ብዝኾነ እዛ መዓስከር ብወተሃደራዊ ስለያ ትፍለጥ ዝነበረት ኣብ 2014 ብወግዒ ኢሰያስ መጽዩ ወኪል ሃገራዊ ድሕነት ኮይኖም መንነትን ታሴራን እውን ተዋሂብዎም ከም ካልኣይ ስርሖም ከኣ ምክትታል ተቓወምቲ ውድባት ኢትዮጵያ ላዕለዋይ ሓላፊኦም ወዲ ካሳ ተኽለ ማንጁስ ከኣ ብቐረብ ዝከታተሎም ናይ ቀረባ ሓላፊኦም ከኣ ፍጹም ኢሳቕ ብለኒን ዝፍለጥ ኣዝዩ ሓደገኛ ሰብ ክሳብ ንሶማል ዝተላእኹ ኣሸበርቲ ኮማንዶ ሶማል ናይ ፈንጂ ስልጠና ዝሃበ ኢዩ።

  • @sarahss386
    @sarahss386 ปีที่แล้ว +2

    ፈጣሪ ኣቦይ ካብዙይ እኩይ ተባር ኣውፀኣና ናብ ሰላም መገዲ ምርሓና ይኣክለኩም በለና 😭😭😭👆🙏

  • @ሓዊእሱራት
    @ሓዊእሱራት 2 ปีที่แล้ว +3

    TEFETAWI TALKSHOW thank you 🌹

  • @teklehaile4908
    @teklehaile4908 2 ปีที่แล้ว +8

    ሰላም ሰልጠነ ብኸምይ መንገዲ ኣብ ዓዲ ጥያን ዘለና ገንዘብ ንብሪጌድ ንሓመዳ ነወፊ ሓብረና ። ኣነ ኣብ ሚላኖ ንድምጺ ኣሰና ገንዘብ ዝኣከብክዎ ብ Paypal ይሰዶ ኔረ ሕጂ ግን Gofundme ብኸመይ ይወጽእ ክሓትት እየ ። Bravo ሰልጠነ ግርማይ ንህግደፍ ራዕ ራዕ ኣቢልካዮም ኣንታ ጂግና ።

  • @dawittesfaye8325
    @dawittesfaye8325 ปีที่แล้ว

    ሰልጠነ ናይ ወድሰብ ፉትሃዊ 😍🙏🙏🙏👨‍❤️‍👨👨‍❤️‍👨🙏✅✅

  • @ኤርትራድሕሪ2ዓመትክልልኢ
    @ኤርትራድሕሪ2ዓመትክልልኢ 2 ปีที่แล้ว +5

    እዚ ወዲ ጽቡቅ ጌሩ ኢዩ ዝፈልጦ ሓርቦኖች ኣዘኪርካኒ ኣስመላሽ ሃይሉ መዲሚዳይ ኣማውታ ክትፈልጡ ትደልዩ ላይክ ግበሩ ኣሕጽር ኣቢለ ክጽሕፈልኩም ብኣካል ስለ ዝነበርኩ ኣብቲ ግዜ ንሱ

  • @mizanmiz5323
    @mizanmiz5323 2 ปีที่แล้ว +2

    ተሓባበረኒ ክረክቦ

  • @michaelteckle4219
    @michaelteckle4219 2 ปีที่แล้ว +3

    Keep it up Seltene

  • @kbromgher9281
    @kbromgher9281 2 ปีที่แล้ว

    Hi Seltene, i'"m always follows your program kab A.A

  • @zerayohannesghebreyesus8466
    @zerayohannesghebreyesus8466 2 ปีที่แล้ว +2

    He speaking the trueth

  • @ekkkkethiopiakahdamtigrayt6681
    @ekkkkethiopiakahdamtigrayt6681 2 ปีที่แล้ว +1

    Bzehzn tegarusi entenhabrs entai teamr kon mserahna baeli baelka mnkat 😭 kb demhitn hwehatn nmahr nlebm tegaru☝️👂❤

  • @abrahammehari4259
    @abrahammehari4259 2 ปีที่แล้ว +2

    Wellcom Tefetawi

  • @kahsufitsum2900
    @kahsufitsum2900 2 ปีที่แล้ว

    ሰላም ሰልጠነ

  • @Iwillcallyoulater1991
    @Iwillcallyoulater1991 2 ปีที่แล้ว

    ሰልጠነ እዚኣ ተገዲስካ መልሰለይ ብዛዕባ እዛ ናይ ብርሃነ ዝበላ ኣቀታትላ ንሱ ድዩ ኣይኮነን ርግጸኛ ኣይኮንኩን ሓደ ግዜ ግን ኣብ መስመር ጎልጅ ተሰነይ ኣብ ጥቓ ለይለይ ትበሃል ስንጭሮ ሓደ ትግረ ጓሳ ዓቢ ሰብኣይ ኣብ መሸማዕ ዝመልአ ዝተቖራረጸ ሰብ ረኺቡ ናብ ፖሊስ ጎልጅ ኣመልኪቱ እታ ወረ ውን ናብ ተሰነይ በጺሓ ኣነ ከኣ ዝፈልጦ መርማሪ ፖሊስ ስለዝነበረ ኣብ ተሰነይ እዛ ጉዳይ ኣበይ በጺሓ ቀታሊ ኣይተረኽበን ኢለዮ ንሱ ግን እዛ ጉዳይ ከምሰብና ብወረ ኢና ሰሚዕናያ እሞ ፖሊስ ናይ ጎልጅ ጸብጻብ ናባኹም እንድዮም ዝሰዱ ኢለዮም ሱቕ ጥራይ በል እዛ ጉዳይ ሕክያ ኮይና ኢያ ተሪፋ ኢሉኒ።
    ከም ካልኣይ ነዚ ናይ ደምሂት ሓላፊ ኣቃታትላ ሓደ ኣባል ሓሬና ኣብ ድጓና ባረንቱ ተራኺብና ኔርና ጉዳዩ ሲቪላዊ ገበን ስለዝኾነ እምበር ናቶም ቤትማእሰርቲ ኣለዎም። ምስቲ ኣባል ብዕላል ዕላል ዘምጽኦ ናይቲ ሓላፊ ኣቀታትላ ክዘናጋዕ ወትሩ ንጎልጅ ይኸይድ ከምዝነበረ ክልተ ምሩጻት ኣባላት ሓለውቲ ኔሮሞ እቲ ቀታሊኡ ግን ካብ መጀምርያ ብዕላማ ካብ ኢትዮጵያ ስለዝመጸ ኣብ ዝጥዕሞ መዓልቲ ነቲ ሓላፊ ቀቲሉ ነቲ ካልኣዩ ሓላዊ ከኣ ብጥይት ሃሪምዎ ከይዱ ደሓር ግን ኣብ ዶብ ተታሒዙ ናባና ግን ኣየምጽእዎን ኢሉኒ።
    ስለዚ እዚ ብርሃነ ዝበሃል ዘሎ ምስጢራዊ ኣባል ፍጹም ኢሳቕ (ለኒን) ኢዩ ክኸውን ዝኽእል ምኽንያቱ ኣባላት ሓሬና ኣይፈልጥዎን ኢዮም።
    ኣብ መወዳእታ ክብለካ ዝደሊ ብዛዕባ መዓስከር ሓሬና መደብ ፈሊኻ መጽናዕቲ እንተትገብር ምኽንያቱ ብዙሕ ምስጢር ዝሓቖፈ ቦታ ኢዩ ኣዝዩ ብዙሕ ዓመታት ዝተኣስሩ እሱራት ኣለዉ ድሕሪ 6ወይ7 ዓመታት ብካብ ካልእ ቦታ ዝመጹ እሱራት ኢዮም ዝትክኡ።
    ንኣብነት ሓደ ዓቢ ሰብኣይ ወዲ ኦምሓጀር ን13 ዓመታት ደሃይ ዘይነበሮ ተቐይሩ ናብቲ ቦታ ምስ መጸ ሓደ ወዲ ኦምሓጀር ኣባል ሓሬና ስለዝነበረ ሰታይ ከኣ ስለዝኾነ ክሕብር ይኽእል ኢዩ ኢሎም ስለዝጠርጠርዎ ናብ ናቕፋ ቀይሮሞ ብዝኾነ እዛ መዓስከር ብወተሃደራዊ ስለያ ትፍለጥ ዝነበረት ኣብ 2014 ብወግዒ ኢሰያስ መጽዩ ወኪል ሃገራዊ ድሕነት ኮይኖም መንነትን ታሴራን እውን ተዋሂብዎም ከም ካልኣይ ስርሖም ከኣ ምክትታል ተቓወምቲ ውድባት ኢትዮጵያ ላዕለዋይ ሓላፊኦም ወዲ ካሳ ተኽለ ማንጁስ ከኣ ብቐረብ ዝከታተሎም ናይ ቀረባ ሓላፊኦም ከኣ ፍጹም ኢሳቕ ብለኒን ዝፍለጥ ኣዝዩ ሓደገኛ ሰብ ክሳብ ንሶማል ዝተላእኹ ኣሸበርቲ ኮማንዶ ሶማል ናይ ፈንጂ ስልጠና ዝሃበ ኢዩ።

  • @asmeretyohannes6987
    @asmeretyohannes6987 2 ปีที่แล้ว +2

    Hi Seleten, you have not inform someone from England to collect the money to support finance for beget nhamedu.
    Thanks

  • @resomoscar6112
    @resomoscar6112 2 ปีที่แล้ว +3

    Ab mai mine zneberu kemyehwatna ena nrieom nerna bhansab kuesho nxawet bdhrieu bhade ndrer ngezana ka nedmom nsom ka yhguzuna nerom zeyrseom yerkutna nerom mokonen keman hade alalye aleku

  • @wintahabtom9894
    @wintahabtom9894 2 ปีที่แล้ว +4

    ኢሳያስ ካብ ተጋሩ ንላዕሊ ትግራዋይ ኢዩ። ህዝቢ ኤርትራ ተስእ ተባራበር ካብ ከማ (coma)!!

  • @tekleabmedhane597
    @tekleabmedhane597 2 ปีที่แล้ว +1

    ሰለጠነ ዓረከይ ካብ ጉሊጀ ዝነበሩ ደሚሂድ ሓደ ሰብ መራሕ ብርገድ ነይርና

  • @ekkkkethiopiakahdamtigrayt6681
    @ekkkkethiopiakahdamtigrayt6681 2 ปีที่แล้ว +1

    Hgdef tarik hzbi Eritra yebalashwuwo alewu bzehzn neger☝️💔😭😭

  • @ኤርትራድሕሪ2ዓመትክልልኢ
    @ኤርትራድሕሪ2ዓመትክልልኢ 2 ปีที่แล้ว +2

    ኣሎ ካልእ በዚ ካልእ ባዓል ሞሎቮር ሩባ ሆሚብ ዝተገብረ ብዓይንና ዝራኣናዮን ዝሰማዕናዮን ክንዛረብ ንደሊ ንፈርሕ ሰብ ከይንልክም ሓንቲ ማዓልቲ ግን ኣይ ሆብ ሰልጠነ ሓወይ ሓንቲ ማዓልቲ ተቢዐ ኩሉ ዝፈልጦ ክዛረብ ኢየ

    • @danielaraya8473
      @danielaraya8473 ปีที่แล้ว

      Nkonerel fxum tfelto dika haw yifelto eye bzeabu kitnegreni

  • @berekearaya9011
    @berekearaya9011 2 ปีที่แล้ว +1

    Hzbi Tigrna nsltana knbl marine kndey chekanat mqana trdaei

  • @fevengebreyesus3076
    @fevengebreyesus3076 2 ปีที่แล้ว +1

    Good job ❤️❤️❤️❤️❤️

  • @genetisaak8371
    @genetisaak8371 2 ปีที่แล้ว +2

    👋👋👋👋👋👋👋

  • @kibreabgebremeskel3220
    @kibreabgebremeskel3220 2 ปีที่แล้ว +2

    አቶም ተገፊፈ ዝብሉ ዘለዉ ከ ሓቅነት ኣለዎም ድዩ ሰልተነ

  • @dc8625
    @dc8625 2 ปีที่แล้ว +1

    ሰልጠነ ኣዛራርብካ ቁሩብ ልዝብ ዝበለ ግበሮ
    ትምህርቲ ጋዜጤናንነት ትምህርቲ ዉሰድ።

  • @gebrekidanberaki479
    @gebrekidanberaki479 2 ปีที่แล้ว +1

    እዚኦም ምሳና ቦሊቦል እጻወቱ ኔሮም ኣብ ከባቢ ጾሮና እንዳ ኣባ ቲፋኖስ ማለት እየ

  • @asmeretyohannes6987
    @asmeretyohannes6987 2 ปีที่แล้ว +4

    We need your colleagues to collect the money for berged nhamedu

  • @yared_mg4465
    @yared_mg4465 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣብ ንኡስ ዞባ ማይ ምነ ምምሕዳር ዓዲ ባሓይላይ ኣብ ጥቃ ቤት ትምህርትና ማዓስከር ነይርዎም ከም ዝመስለኒ ካብ 2005 ክሳብ 2007 ኣብቲ ዝነብርሉ ዝነበሩ ማዓስከ ቦም ቀቢሮም ከይዶም ድሕሪ ዝተወሰነ ኣዋርሕ ናብቲ ናቶም ዝነበረ ማዓስከር ቆልዑ ክጻወቱ ምስ ከዱ እቲ ተቀቢሩ ዝነበረ ቦም ለኪምዎም ከይዱ 4 ቆልዕ ካኣ ሞይቶ።
    ኣግራብ ናይ ዓድና ካኣ ቆራሪጾም ወዲኦሞ ኢዮም ዝዝራቦም ኣይነበረን።
    ብዝያዳ ትፈልጦም ደቂ ቆሓይን ተለሙካ ኣምጻኣልና። thanks

  • @zenebegebremicael6235
    @zenebegebremicael6235 2 ปีที่แล้ว

    Hesubey hasawey have tazrebey

  • @mebrahtutsegahe7358
    @mebrahtutsegahe7358 2 ปีที่แล้ว +5

    Ane kabti zeftwelom haki eyom zefetwu

  • @kidusGebriel2011
    @kidusGebriel2011 2 ปีที่แล้ว +1

    I like this guy . He is very worthy

  • @searehafte5120
    @searehafte5120 2 ปีที่แล้ว

    ሳዓሉግ አዩ

  • @berekethagoshagos4889
    @berekethagoshagos4889 2 ปีที่แล้ว

    ስለዝፈርሑ ደኣምበር ሰብ ከይረኤዮ ዝፍፀም ነገር የለን። እንተሃለወ'ውን ክፉእ ዝፈፀመ እንተዘይሞይቱ ሓንቲ ምዕልቲ ምስ ሰኸረ ወይ ምስ ሓረቐ በጨቅ ከብሎ ይግደድ። ካብኡ ሓሊፉ ግን "ሰብያ ዝገበሮስ ምድሪ ነገሮ" ዝበሃል ምስላ ኣሎ።

  • @weldemaryamtesfagergs2773
    @weldemaryamtesfagergs2773 2 ปีที่แล้ว +2

    ከምዚ ኢልካ ባ ሕተቶ ሰልጠነ ሓወይ
    ኣብ ሰመሃር ዓይን ዝበሃል ሩባ ትፈልጦ ዶ ኣብ 2011/10 ብፈረንጂ ነርካሉ ዶ በሎ መራሒኦም ነተን ኣዋልዶም በይነን ፈልዩወን ብመንጹሩ ደቀንስትዮ ሳሆን ትግረን ትግሪኛን ክገፉዑ ምስ ጀመሩ 3ተ መንእሰያት ሳሆ ክሕብሩ ምስ ነቲ ሓላፊኦም ክዛረቡዎ ምስ ከዱ ንሳ ዘኣፎም ተሰዊሮም ኢዮም
    ሕተቶ ስልጡን ኣብ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ
    ኣብ ጎልጎል ሰመሃር ሩባ ዓይን ዝበሃል ቦታ ኢዩ

  • @Habesha28
    @Habesha28 2 ปีที่แล้ว

    ካብ ሰብ ናብ አራዊት ከም ተቐየረ ኤርትራዊ ጽቡቕ ጌሩ አርዲኡና

  • @kesetegedey6728
    @kesetegedey6728 2 ปีที่แล้ว

    ኣታ እዚ ወዲ ይጋገ ኣሎ በረኸት ተክለ ይብሃል ተጋግዩ ኣሎ

  • @wintahabtom9894
    @wintahabtom9894 2 ปีที่แล้ว +2

    ሕጂ ግርም ሰልጠነ👍❤️👏🥰 ኢሳያስ ትግሬዋይ ሙዃኑ ንህዝቢ ትግራይ አብ ኤርትራ አኪቡ ንደቀባት ኤርትራ ይጭፍጭፍ ከምዘሎን ዝነበረን ሕጂ ዘይ ፈለጠ ይፍለጥ!!

    • @ስላም-ጸ2ቐ
      @ስላም-ጸ2ቐ 2 ปีที่แล้ว +1

      😂😂😂ችድ ደንባር ትግራዋይ ኣብ ዓድኩሙ ይጭፍጨፍ ይፅረፍ ኔሩ ኤርጥሪ ክዓ ኣብ ትግራይ ተክቢርኩሙ ክም ድሌትኩሙ ትነብሩ ኔርኩሙ እነ ባዕልኩሙ ዘዕበክምዋ ገበል ሐዚ ትግራዋይ ታይ ኣይትበሉነ ኢሳይስ ትግራዋይ ኮይኑ ኣይፍልጥይ ስነፍት 30 ዓመት ትግራዋይ ወይነ

    • @wintahabtom9894
      @wintahabtom9894 2 ปีที่แล้ว

      @@ስላም-ጸ2ቐ ተጋሩ ናይ ኤርትራ ምስ ምስ ወያነ ብምስጢር ተሳማሚዖም ንመንእሰያት ኤርትራ ናብ ትግራይ ብብዝሒ አኢቲዮሙዎም። ወያነ ኤርትራውያን ሰደተኛታት አለውና ብጃኹም ውሰዱልና ኢላ ኢላ ንሕቡራት መንግስታት ነጊራ ግን ንኤርትራውያን አብ በረኻ ዓሺጋ ንተጋሩ ኤርትራውያን ኢዮም ኢላ አመዝጊባ ተጋሩ ብሽም ኤርትራውያን ናብ መላእ ኣውሮጳ ካናዳ አመሪካን ኣውስትሬሊያን ከምዝውሰዱ ገራ እዞም ከሎም ተጋሩ ዳያስቦራ ብስም ኤርትራውያን ዑቕባ ዝተዋሄቡ ኢዮም። በባሐደ ጉድኩም ክቅላዕ ኢዩ አቱም ወረበላታት ሐሰውቲ ሰረቅቲ

    • @ስላም-ጸ2ቐ
      @ስላም-ጸ2ቐ 2 ปีที่แล้ว

      😂😂😂😂ስረቅቲ ምስ በልካስ ዞም ጀነራላት ነይ ኤሪጥራ ኣስታዊስ ዛጀሪካን መክደን ግበረላ ክብሉ ነታስይ ንሓማታ ስርቂ ኣብ ዓድካ ኣሎ ማንካ ድስቲ ዝስርቅ ላህማም ሓንቲ ኮላሊቱ ኪድ እምባሕ በል ዘይትቅበረላ ዓዲ ሒዝካ

  • @biniamandegiorgis3879
    @biniamandegiorgis3879 2 ปีที่แล้ว +2

    ደምሕት ይቕንጽል ነይሩ ይገፊፍ ነይሩ ባዕለይ ይፈልጥ እዚ ወዲ ሓሳዊ እዩ

    • @luldanyiom3355
      @luldanyiom3355 2 ปีที่แล้ว

      tekekel aleka kerub yehesu alo ane ab meketetal dobat nere ye ab harena

    • @Iwillcallyoulater1991
      @Iwillcallyoulater1991 2 ปีที่แล้ว

      @@luldanyiom3355 ሓሬና ኔርካ

  • @wintahabtom9894
    @wintahabtom9894 2 ปีที่แล้ว

    እዚኣ ጽብቅቲ መደብ ኢያ ሕጂ ንተጋሩ ስለ ዝሐገዝኩም ብቁሉዕ "ተጋሩ" ትባሃሉ አለኹም ግን ትግራዋይ ብዓቢዪ አብ ዓዲ ሃሎ ዘሎ ሰብኣይ ግን ብተጋሩ ገሩ ኢዩ ይጭፍጭፎምን የጽንቶምን ነሩን ዘሎን። እዛ ወዲ አባል ደምሒት ትሕሱ አላ። ሐወይ ብደምሒት ኬብ አስመራ ተጎፊፈ ኢዩ ዝብለና ዘሎ።

  • @tesfayetiffo623
    @tesfayetiffo623 2 ปีที่แล้ว

    it was old scenario

  • @samyemane4904
    @samyemane4904 2 ปีที่แล้ว +1

    Besmeab beweld wemenfes qudus eyu zbehal

  • @biniamandegiorgis3879
    @biniamandegiorgis3879 2 ปีที่แล้ว

    ከምዚ ወዲ ሓሳዊ ኣይራእኹን ወይ ኣይፈልጥን ይበል ኣብ ኣስመራ ቤት ጽሕፈት ነይርዎም መቐበሊ ጋሻ ዝኸውን ኣለዎም ቦታ ናቶም ድማ ሳንፍራንሲስኮ ጥቓ ሳባና ሆቴል

    • @vxivs1023
      @vxivs1023 2 ปีที่แล้ว

      ኣብ ኣስመራ መዓስከር ኣይነበረናን ግን እስታፍ ነይርና እንዳ ዜና እኮ ኢሉ እዩ ብደምቢ ስምዓዮ

  • @mebrahtomhaile9780
    @mebrahtomhaile9780 2 ปีที่แล้ว +2

    ኣብ ጎልጅ ብ2008 ብመራሒ ቦጠለኒ ሻዕብያ ንኣቦወንበር ቀቲልዎ

  • @shisaytekle4094
    @shisaytekle4094 2 ปีที่แล้ว +1

    እዚ ወዲ ፍርሂ ኣለዎ ብዛዓባ ግፋ ዝገበርዎ ኣብ ኤርታራ ከምዚ ንሰምዖን ንምልከቶን ዘለና? ምኽንያቱ ምሉእ ብምሉእ ግብሪ ናይ ደሚሂት ዝነበረ ኣብ ኤርትራ የሕሊፉ ክህብ ኣይደልን ይመስል ከመይ ንዝብል ሕቶ? ሕቶ ንባዕሉ ናይ ባዕሉ ሕቶ ስለ ዘለዎ? ስለዚ ነዚ ዝሕተት ዘሎ ሓውና ውን ኣይንኽሕዶ ኣይንኣምኖ? ስለ ምንታይ መወከሲ እዩ ዘድልየና? መወከሲ ድማ? ልዕሊ ሕቱራት ሂግደፍን ስርዓት ሳሕል ሻዕብያን ዝኸፍእ ስለ ዘየለ? ካብዚ ንላዕሊ መወከስን ሓበሬታን ኣይመድለየን ኔሩ።
    ብዝኾነ መወከስን ሓበሬታን መጽናዕትን ሓቂ ኮነ ሓሶት ምስማዕን ምንባብን ጽቡቕ እዩ? ግን ተመሊስካ ምጽራይን ምስትውዓልን ድማ የድሊ ማለትዩ።

  • @brhanegideay3574
    @brhanegideay3574 2 ปีที่แล้ว

    ሓሳዊ በሎ ሎቅማጽ ኣብ 2013ኣብ ከባቢ ሲነማ ዳንተ ቢያሳ ሚከኤለ ግፍ ኣካይዶም ኣይጸንሑን ከባቢ ሰዓት ኣይትከውን እያ ናዕቢ ክላዓል ምስ ጀመረ ቀሊጢፎም ኣውጺኦም ቤትገርግሽ ሓቢኦም ዊዒሎ ንጽቢሓቱ ብለይቲ ወሲደሞም

  • @meronhbsl17
    @meronhbsl17 2 ปีที่แล้ว

    ጸቕቲ ዚበሃል ኣይነበሮምን ከማን ኣብ ዚኮነ ቀዳምነት ይወሃቦም ኣብ ጋሽ ባርካ ዚነበሩ ኣብ መዓስከር ሓሬና ዚነበሩ

    • @vxivs1023
      @vxivs1023 2 ปีที่แล้ว

      ኣብ መዓስከር ሓሬና ኣይነበሩን ንሳቶም ኢህአግ እዮም ዝባሃሉ ፈላሊኻ ምፍላጦም ፅቡቕ እዩ

  • @tiebeghebru2649
    @tiebeghebru2649 2 ปีที่แล้ว

    ናይ ኢሰያስ እከይ መጋብር ደንጉዩ ስለ ዝፍለጥ እምበር ተጋሩ ወይ ደምሒት ሓቒፉ ዋላ ተቃወምቲ ይኹኑ ንህዝቢ ትግራይ ከጽንት ስጉምቲ ኣይምወሰደን

  • @sgrbietna374
    @sgrbietna374 2 ปีที่แล้ว

    Ata seltene zeytezarbo hkot. Kulf kulf ktfetu

  • @berbere4478
    @berbere4478 2 ปีที่แล้ว +1

    ውትድርና ድኣ እንታይ ደሊኻ ጭካነ ብጭካነ ኢዩ ናይ ካልኦት ሃገራት ካብዚ ዝኸፍእ ኣሎ ኣብ ዓለም ከምዚ ተሰሚዑ ጌርካ ኣይተጋንን

  • @rezeneandebrhan6173
    @rezeneandebrhan6173 ปีที่แล้ว

    Bitami nitufatin meniesayatin nerom kolieeu neromom

  • @mebrahtutsegahe7358
    @mebrahtutsegahe7358 2 ปีที่แล้ว +2

    Abal demihit aye husun

  • @dc8625
    @dc8625 2 ปีที่แล้ว

    ኣብ ሽዕቢያ ዘይተገበረ የለን ዘይተነገረ እምበር ን ብዓል ሙሴ ተስፍንኪኤል ኣቃታቱሉኡ

  • @abrahamabay4056
    @abrahamabay4056 ปีที่แล้ว

    PRF GELAWUDIYOS

  • @temsgenfetari3433
    @temsgenfetari3433 2 ปีที่แล้ว

    Demht zewsedwo beitseby kab tigray askyom emen endablu ab gudegade aetyom askyomo melku atyu cekanat hegdef endmwolom entay fethi kemxeu

  • @sileshimelles8688
    @sileshimelles8688 2 ปีที่แล้ว

    ሚድሚዳይ ተጋዳላይ ህወሓት ኮይኑ ክፍሊ ባህሊ ወቃዒ ክራርን ድምፃዊን ትውልዱ ሰራየ ኮይኑ ዕባይ ትግራይ እዩ።ድሕሪ ዓወት ምስ'እታ ባህሊ ቁሩብ ግዘ ፀኒሑ ተፋንዩ አብ ኣብ ሓንቲ ብውልቂ ትውነን ቤት ትልሂት ብውልቀ ይሰርሕ ድሕሪ ምፅናሕ ኣብ ግዘ ውግእ ኢትዮ-ኤርትራ ናብ'ታ ክፍሊ ባህሊ ተፀዊዑ ኣብ ግበምባራት ጎስጓስ እንዳገበሩ ድሕሪ ምፅናሕ ኣብ ዶብ ሃዲሙ ናብ ሰራዊት ኤርትራ ኢዱ ዝሃበ ልዕል ዝበለ ፖለቲካዊ ይኹን ወታደራዊ ፍልጠት ዘይነበሮ ክራር ዝፃወት ገባር እዩ ነይሩ።ኩነታት ኤርትራ ስለዘይፈልጦ አብ አስመራ ከፍ ኢሉ ብኡ ኣቢሉ እንዳደረፈ ክነብር ዝደሊ እምበር ሻዕቢያ ምስ ደምሒት ተሰለፍ ስለዝበልዎሞ ስለዘይደለያ ተመሊሱ ናብ ትግራይ ክሃድም ስለዝፈተነ ሻዕቢያ ከምዝቐተሉዎ እዩ ዝፍለጥ

  • @peaceisneeded8383
    @peaceisneeded8383 2 ปีที่แล้ว

    who are those people?using cookies and disturbing by asking donation in Arabic language?pls stop them,this is not an Arab country.shame on them.

  • @rezeneandebrhan6173
    @rezeneandebrhan6173 ปีที่แล้ว

    Ezi wedi haku eu ab kebabi xorona bihansab nerna bihansab esom kiatwu kelewu yhberena neru bihaxiru tikana eyom neróm bélibol bihansab nxswat nerna bialat bihansab nehlifo nerena yiedmuna neróm menababieriom cabina zibelexe amagagbin yshirefu nerom

  • @mmomma1737
    @mmomma1737 2 ปีที่แล้ว

    If you claim to be Eritrean, why promote such hate towards Eritreans? Why do you violate their rights to be Eritreans? Why are you obsessed with Eritrea if you hate being Eritrean!?

  • @tsbahalenitesfa8905
    @tsbahalenitesfa8905 2 ปีที่แล้ว

    Ezi wedi hasawi eyu seb ketilom trah ymlesu nerem

  • @kudusyohanes5816
    @kudusyohanes5816 2 ปีที่แล้ว

    demhet mesana ab tekana nerom ab barentu 2008 betem sebut eyom

  • @henostezare8223
    @henostezare8223 2 ปีที่แล้ว

    Nska eka tikurex neruka ata resah kehadi

  • @heyletekle6974
    @heyletekle6974 2 ปีที่แล้ว

    Hasaw

  • @sgrbietna374
    @sgrbietna374 2 ปีที่แล้ว

    Ata dmsus seletene suq ilka smae kndey tebloqloq tbl aleka

  • @keleteasfaha3462
    @keleteasfaha3462 2 ปีที่แล้ว

    ደሚሒትን ኦነግን ጉንቦት 7ን: ፕሮጀክት ስለላ መርበብ ኢስራኤልን እንግሊዝንዩ! ህግደፍ አውትሶርሲን ጥራይ እዩ!

  • @meronhbsl17
    @meronhbsl17 2 ปีที่แล้ว

    ደምሒት ሕንቁቃት ኢዮም ኔሮም ሰልጠነ ። ወላ ኣብ ናይ ግንባር ሆስቢታል ዚነበረ ኣብ ተሰነይ ናይ ሰራዊት ኤርትራ ኣገልጉሎት ጥዕና ቀዳሞት ተጠቀምቲ ኢዮም ኔሮም።

    • @Iwillcallyoulater1991
      @Iwillcallyoulater1991 2 ปีที่แล้ว

      ተሰንይ እንተኔርካ ክሓተካ ደሌ ኔረ

  • @ኤርትራድሕሪ2ዓመትክልልኢ
    @ኤርትራድሕሪ2ዓመትክልልኢ 2 ปีที่แล้ว

    ኣቱም ሰባት ናይ ህግደፍ ባህሪ ጠፊእኩም ፈሊጡ 5 6 ሰባት ሕውስ ኣቢሉ ይግፍፍ ዳሓር ሓደ ትግራዋይ ክዛረብ ተሰሚዕና ደምሂት ገፊፎሙና ንብል ህግደፍ ጽልኢ ጥራይ ኢዮም ዝተኽሉ

  • @sgrbietna374
    @sgrbietna374 2 ปีที่แล้ว

    Aqetatla menkae wn kemu yu neyru mqurrax

  • @berihudagnhoy844
    @berihudagnhoy844 2 ปีที่แล้ว +1

    ሻዕብያ ናይ ባዕላ ሕጊ ዘይብላ ፀረ ትግራይ ዝኾነት ዲምህቲ ዘተባህለት ውድብ ብሓይልን ብዓፈናን ወዲባ ንዝኣበዮ ዝቐትል ሕጊ ኣውፂኣ ከምኣመላ ብዘይፍርዲ ትቐትል ነይራ::

  • @martamekonenn4975
    @martamekonenn4975 2 ปีที่แล้ว

    Tigraway can't be bull again because we a bullet

  • @mizanmiz5323
    @mizanmiz5323 2 ปีที่แล้ว +1

    ሰልጠነ ሓወይ ዚወዲ ክሓቶ ደልየ ብከመይ ክረክቦ

  • @aradomkahsay5018
    @aradomkahsay5018 2 ปีที่แล้ว

    ሰልጠነ የእምሮኻ ኣስርሓዮ መሕለፊ ከልእካ እዚ ወዲ ነቲ እስኻን ከማኻን ትነዝሕዎ ዝነበርኩም ኣብ ግንባርካ ሓሶት እሉ ይማጎተካሎ ነዚ ድማ ልዕሊ ቲ ዝውዓለ ኮንካ ትማጎት ኣለኻ ሕልኩስ

  • @wintahabtom9894
    @wintahabtom9894 2 ปีที่แล้ว

    ሕጂ ግርም። ኢሳያስ ጹሪይ ትግራዋይ ምዃኑ ብተጋሩ ገሩ ከም ገፈፎም ስአሰሮም ዝጨፍጨፎም ይፈልጡ ኢዮም ኢዚ አባል ደምሒት ግን ይሽፍነሎም አሎ።

    • @tyohannetbare7816
      @tyohannetbare7816 2 ปีที่แล้ว

      ኢሳያስ ጹሩይ ትግራዋይ ምኳኑ ንኤርትረዊየን ወለዲ ደቆም አብይ ከምዘይአተወ ዝይፈልጦ እነታይ ኢዮ ክጠቀሙም?

    • @wintahabtom9894
      @wintahabtom9894 2 ปีที่แล้ว

      @@tyohannetbare7816 ጽቡቕ አለኻ👍❤️

  • @tigistiberhe4513
    @tigistiberhe4513 2 ปีที่แล้ว

    Bull shist.

  • @yonnnavy9669
    @yonnnavy9669 2 ปีที่แล้ว

    ሻዕቢያ ባዶ ስለስተ ጌይሩ ኢዩ ፍምሂት ይገፍለዉ ኢሉ።

  • @wintahabtom9894
    @wintahabtom9894 2 ปีที่แล้ว

    ሰልጠነ እዚ ወዲ አባል ደምሒት ይሕሱ አሎ።

  • @genetisaak8371
    @genetisaak8371 2 ปีที่แล้ว +2

    👋👋👋👋👋👋👋