ጕዕዞ ሳሙኤል ብሓጺሩ፤ ኣመሪካ - ካርሸሊ - ኣመሪካ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 21 ต.ค. 2024
  • ኤርትራዊ-ኣመሪካዊ ሳሙኤል ወልዳይ፡ ኣብ 2019 “ለውጢ ንምምጻእ” ኢሉ ከም ዝተወደበ ዝሓበረ ሳሙኤል፡ ናብ ኤርትራ ድሕሪ ምኻዱ ብኣሃዱ ጸጥታ ኤርትራ ተኣሲሩ ኣብ በበይኑ ኣብያተ-ማእሰርቲ እታ ሃገር ንኣስታት ሰለስተ ዓመታት ጸኒሑ። ኣብ ወርሒ መስከረም ግን ካብቲ ዝጸንከረ ምዃኑ ዝንገረሉ ብልምዲ “ካርሸሊ” ተባሂሉ ዝጽዋዕ ቤት ማእሰርቲ ሃዲሙ። ብዛዕባ ጻንሖቱ ኣብ ማእሰርቲን ምስኡ ዝተኣሳሰር ጉዳያትን ዕላል ኣካዪድናሉ ኣሎና።
    » ሳብስክራይ ድምጺ ኣሜሪካ ቋንቋ ትርግኛ: bit.ly/3u1DtWs
    » ንተወሳኺ ቪድዮታት ንናይ ዩቲብ ቻነልና ተኸታተሉ: bit.ly/3e1Wcvz
    ድምጺ ኣሜሪካ ሓደ ካብ ዓበይቲ ዓለለኸ መሓውራት ዜና ኣሜሪካ ኮይኑ ዜናን ሓበሬታን ብ40 ቋንቋታት ን236.8 ሚልዮን ሰሙናዊ ሰማዕቲ ይበጽሕ:: ድምጺ ኣሜሪካ ትሕዝትኡ ብራድዮ: ቲቪን መርበብ ሓበሬታታትን ይዝርግሕ:: ትሕዝቶ ድምጺ ኣሜሪካ ብናይ ቴሌፎን ኣፕን ማሕበራዊ መራኸቢ ብዙሃንን’ውን ክርኸብ ይክኣል:: ብተወሳኺ ብሳተላይት: ብቴሌቭዥን ማእከላይን ሓጺር ማዕበል ሬድዮ ይመሓላለፍ::
    ድምጺ ኣሜሪካ ኣብ 1942 ዝምስረት ጀሚሩ ኩሉ መዓዝናዊ ሸፈነ ዘለዎ ሓቀኛ ሓበሬታ የመሓላልፍ:: ኣብ እዋን ካልኣይ ኹናት ዓለም:ዝሑል ኹናት: ኹናት ኣንጻር ግብረሽበራ ከምኡ’ውን ኣብ መላእ ዓለም ንዘሎ ቃልሲ ንናጽነት ድምጺ ኣሜሪካ ኣብነት ናጽነት ፕረስ’ዩ::
    » ንተወሳኺ ሓበሬታ መርበብ ሓበሬታና tigrigna.voane...
    » ማሕበራዊ መራኸቢ ፌስቡክ / voatigrigna
    » ኢንስታግራም / voatigrigna
    » ትዊተርን / voatigrigna ክትከታተሉና ትኽእሉ::

ความคิดเห็น • 33

  • @yikealotukue4759
    @yikealotukue4759 ปีที่แล้ว +1

    Waw God bless you and happy to be in the us

  • @Hager330
    @Hager330 ปีที่แล้ว

    Issayas due egzabheir malet???

  • @danielteklit7705
    @danielteklit7705 ปีที่แล้ว +1

    Samuel our hero.

  • @ጓልባሕሪሰገንኤርትራ
    @ጓልባሕሪሰገንኤርትራ ปีที่แล้ว +3

    Kemey gerka de’a neti mendq nay karaheli hakurkayo? Kemey gerka 🪜 rekbka? Men eyu tisti, gemed, emni, hebuka askala ketserh?… way hasot 😂

  • @egeg9373
    @egeg9373 ปีที่แล้ว

    Wey gud inqua Amlak bselam awseaka tiena yhabka netom abiu zelewu esurat kea mewasio yfterelom.Ab Amlak zeleka Emnet kea btaimi adnikeyo keep it up.

  • @habtomhadgu1369
    @habtomhadgu1369 ปีที่แล้ว +3

    V.O.A Shame on you to broadcast a fake news. As your interview you are around 70 years old kkkkkk Rmbo part #2 in Eritrea

  • @MN-zv9gi
    @MN-zv9gi ปีที่แล้ว

    He is playing game. He is one of eplf

  • @izzypitsum4551
    @izzypitsum4551 ปีที่แล้ว +1

    Credibility?

  • @hope3005
    @hope3005 ปีที่แล้ว +5

    Prison break 😅😅😅😅😅😅 fake story

    • @Aba-Gobyee
      @Aba-Gobyee ปีที่แล้ว +1

      ኣታ ስዲ ከምኡ ኣይበሃልን እዪ ክክክክ ጅግና ጥራይ ንበሎ እንበር ካብ ኢድ ሻዕብያ ኣምሊጥና ዝበሉ ክንደይ ዘይሰማዕና

  • @redsea2181
    @redsea2181 ปีที่แล้ว

    Welcome

  • @henokghebremikael2486
    @henokghebremikael2486 ปีที่แล้ว

    Eza hawey nmntay ezi tarik ydgem alo. Mulue tariku ab Asena 4 kfal + ab nay seltene TH-cam alo. Kabeu Download gierka mmsae aymhashekan? Mknyatu ezi Tarik btaemi hasir eyu zelo. Eti semaei kea krdeo aykielen eyu kab mejemerta tariku ente zeyfelete.

  • @redwannurredin530
    @redwannurredin530 ปีที่แล้ว +2

    Enkoae bselam wexaka jigna nzterfu wu kemuu mewaxoo yfterelom

  • @kibromghirmay4389
    @kibromghirmay4389 ปีที่แล้ว

    ዓዲ ኳላ እሱር ቤት ከቢድ ይብልዎ እንኳዕ ናብኡ ኣይወሰድዃ

  • @MN-zv9gi
    @MN-zv9gi ปีที่แล้ว

    I don't trust him. He is working for shabeya

  • @nazrethmichael2332
    @nazrethmichael2332 ปีที่แล้ว

    Enke kabzi belai Seb sebya beslam wetska VOA ketselulu 🧭🧭🧭

  • @MihreYeAb
    @MihreYeAb ปีที่แล้ว +1

    Enqua emo mewatseo feterelka.

  • @ህላዊኣማኒ
    @ህላዊኣማኒ ปีที่แล้ว +1

    እንታ ክንደይ ይሓምቕ እዚ ጋዜጠኛ
    ኣይ ካብ ሕቶ ኣይ ካብ ድምጺ
    ፊደል እናኣረኻ ባእ ባእ እናበልካ ዘረባ መስልቸዊ:.......

  • @tesfakibrom2447
    @tesfakibrom2447 ปีที่แล้ว +1

    ስምካ እሸቱ ወልዳይ ኢዩ አይታሐሱ መዳናገሪ
    ንመን ከተዳናግር ኢካ ከም አሪትራዊ እውን አይንፈልጠካን ኢና አትዮጵያዊ ኢካ፡

  • @tm.h.3262
    @tm.h.3262 ปีที่แล้ว

    ኩሉ ሓሶት ታሪኽ እዩ ዝገለጾ ። ንደላይ ፍትሒ ዕዮ ገዛ ሒዙ መጺኡ ካብ ህግደፍ ሎምስ ዝታለለሉ አይክረክብን እዩ ክትሰምዕዎ ከማን የብልክምን ።

  • @Eritrea_2013
    @Eritrea_2013 ปีที่แล้ว +1

    Hasawi Akinka Hasu !

  • @rttr3992
    @rttr3992 ปีที่แล้ว

    ❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹💪💪💪💪💪💪💪

  • @honestintentions7674
    @honestintentions7674 ปีที่แล้ว +1

    🤣🤣🤣007

  • @solomonmosazgi8385
    @solomonmosazgi8385 ปีที่แล้ว

    እቲ ፊስቶስ እንታይ ክገብር ኣብቲ ሸላ ሳሙኤል ነበረ? ኣስካላ ይኹን ጥስቲ ብሓደ ምዓልቲ ክስራሕ ኣይክኣልን እዩ፣ ስለዚ ኣብቲ መስርሕ ከሎ ከመይ ጌሩ ሰብ ንሳሙኤል ዘይርኣዮ? እቲ ንእሱራት ዝህቦም ዝነበረ መደቅሲ ከኒናኸ ካበይ መጸ? ሳሙኤል ምስ እሱራት ዘይራኸብ እንተኔሩስ እቲ መደቀሲ ከኒና ነቶም እሱራት ንሳሙኤል መን ይህበሉ ኔሩ? ምዓት ብኮታትዩ ዘለዎ እዚ ዛንታ። ኣነ ከምዝመስለኒ ንህግደፍ ዝል ኣኾ ስርሒታት ንምፍጻም ወይ ድማ እዝኒ ህግደፍ ኮይኑ እዩ ኣብ እስርቤት ኔሩ።

    • @henokghebremikael2486
      @henokghebremikael2486 ปีที่แล้ว

      Eza hawey nmntay ezi tarik ydgem alo. Mulue tariku ab Asena 4 kfal + ab nay seltene TH-cam alo. Kabeu Download gierka mmsae aymhashekan? Mknyatu ezi Tarik btaemi hasir eyu zelo. Eti semaei kea krdeo aykielen eyu kab mejemerta tariku ente zeyfelete.

  • @yonasyemane3756
    @yonasyemane3756 ปีที่แล้ว

    እግዚአብሔር አምላክ ሰናይ ነገር ገይሩካ እዩ ።
    ተመስገን🙏 እግዚአብሔር አምላክ ኒኩሎም አብ ጸልማት አብ ኡሱርቤት ዝነብርሩ ዘለው መዋጽኦ ይፍጠረሎም

  • @kibrakflom4901
    @kibrakflom4901 ปีที่แล้ว +1

    እሸቱ ወልዳይ መዓስ እዩ ሓቂ ክዛረብ ኣነ ከም ዝመስለኒ እሸቱ ምስ ሞተ እዩ ሓቂ ክዛረብ ኢለ ክድምድም ይሓይሽ ንዝርዝር መዳናገሪ ባህርያቱን ንካፕተን ኣስረስ ዘዳናገሮን ከይኣኽሎ ኣብዚ ድማ ንዘይፈልጥዎ ግርሃት መንፈርፈር ዘይብሉ ጻድቕ ክመስል ምፍታኑ ኣይገርመንን ንዓይ ካልእ ይትረፍ እሸቱ ብሕጊ ወይ ብኽእለቱ ናብ ኤሪትራን ኤር ላይንስ ተመዲቡ ይሰርሕ ከምዝነበረ ዘስምዕ ዘረባ ይነግረና ኣሎ እዚ ግን ከምኡ ኣይኮነን ንሰባት ኣደናጊርካ ምንባር ዕላማይ ኢሉ ዝሓዞ ብምንባሩ ብመንገዲ ዓርኩ ተኽለ ህንጻ( ቦዲ) ንሓላፊ ጋራጅ ኣብ ኤርፖርት ኣብቲ እዋን ዝነበረ ተኽላይ ጎነጽ ለሚኑ ዝተጸንበሮ ክፍሊ ወይ ስራሕ እዩ ነቲ ቦታ ሓላፍነት ደልዩ ድሒሩ ንተኽላይ ጎነጽ ዘይኮነ ክሲ ኣቕሪቡ ከም ዝእሰር ዝገበረ እዩ፥ እንተኾነ ግን ዝቐረበ ክሲ ኣብ ሕጺር እዋን ተጸርዩ ሓሶት ምኻኑ ተፈሊጡ ተኻላይ ጎነጽ ንቡር ስርሑ ቀጺሉ እዩ፥ እዚ እሰቱ ወልዳይ ዘየኣተዎ ዘይሰርሖ ጉድ የለን ንኣብነት ኣብ ኤርትራን ኤርላይን ኣብ ዓመት ነጻ ቲኬት ይፍቀደሎም ስለዝነበረ ብነጻ ቲኬት ተጠቒሙ ሓደ እዋን መገሽኡ ናብ ኣሜሪካ በጺሑ ክምለስ ከሎ ናይ ዘምኡ ( ሓፍቲ ሰበይቱ) ፓስፖርት ሒዙ ተመሊሱ በዚ ናይ ዘሙኡ ፓስፖርት ንሰበይቱ ካብ ኤሪትራ ከውጽእ ፈቲኑ ስለዚ ገለ ንመደናገሪ ባህርያት ንኸብርህ እንብር ዝርዝራቱ ኣብዚ ስለዘይከኣል ንኣንባቢ ዳሓን መብገሲ ይኸውን እዩ ይብል እታ ሕጂ ዝጥቀመላ ዘሎ ሽም ውን ሓንቲ ካብ ንምድንጋር ዝፈጠሮ ምኻኑ ኣንባቢ ክርድኣለይ ይደሊ ( ሓቀኛ ሽሙ እሽቱ ወልዳይ) እዩ

    • @awetkidane3227
      @awetkidane3227 ปีที่แล้ว

      VOA shame on you completely this media is Juniata media.

    • @senayzemen2226
      @senayzemen2226 ปีที่แล้ว

      ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዝኾነ ሓጺን ነገር ኣይፍቀድን ኢዩ። ሳእኒ የለን ቁልፊ የለን ፍርናሽ ውን ኣብ መሬት ኢዩ። ኣብ መደቀሲኡ ከመይ ጌሩ ፍስቶ ጥስቲ ኣትዩ። እሞ እቲ ገበኑ ከኣ ናይ ፖሎቲካ ገበን። እንታይ ኢዩ እቲ ዕላማ ዘይነበርካዮ ዘይኮንካዮ ከም ዝነበርላዮን ዘጋጠመካን ኬንካ ምዝራብ። ሕራይ ክትሕሱ ደሊኻ ሰበት ብዝኣምንዎ ጌርካ ኸ ዘይተቕርቦ። ሓስትካ መጽናዕቲ ጎዲልዎ ኣሎ።ግዜ ድዩ ሓጺሩካ ብግቡእ ምድላዋት ዘይገበርካሉ? ብዝኾነ ካብዚ ናይ ሎሚ ተማሂርካ ክትከውን ተስፋ ይገብር ድሕሪ ሕጂ ከም ዘይትግጠም ጌርካ ክትሕሱ የቐንየለይ።

    • @henokghebremikael2486
      @henokghebremikael2486 ปีที่แล้ว

      Eza hawey nmntay ezi tarik ydgem alo. Mulue tariku ab Asena 4 kfal + ab nay seltene TH-cam alo. Kabeu Download gierka mmsae aymhashekan? Mknyatu ezi Tarik btaemi hasir eyu zelo. Eti semaei kea krdeo aykielen eyu kab mejemerta tariku ente zeyfelete.

  • @simonmengstab2620
    @simonmengstab2620 ปีที่แล้ว

    Ata kndey yhsu eyu bitweded abeu neru ybl bog bel