ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ተባረኽጠቓሚ ትምህርቲ እዩ ፣እንተኾነ ባዕላ ጥራይ ሰሚዕካ ናትካ ትርጉም ጥራይ እንተተቕርቦ ዝሓሸ ሙኾነ፣
ጎይታ የሱስ የዕዚዙ ይባርኽካ ቴዲ ሓወይ ብሩኽ፡ኣብ ኩሉ ነገራትካ ኸኣ ምክንዋንን፡ምቅንናዕን ይኹነልካ፡ንስኻ በረከትና ኢኻ።
ተባረኽ ቴዲ ሓወይ ዘመንካ ይባረኽ እዞም ኩሎም ክብሎም ዝጸንሐ ኣብ ሂወተይ ኣለዉ ብጸሎት ሓግዘኒ ክናገፍ ዘመንካ ይባረኽ
Ezi kulu zibelkayo haki eu neay yegatimeni neyru shue gn ms texeleyeley kab nebsey zikone menfes kiwexie tesemiuni shue nab nubr hiwetey temelise hmak gze yhlife kisab nebsey ketifie ab babur kiatwu gele yhasib gn amlak rediuni tefewise thank u jesus ❤️🙏❤️
አምላኽ ይባርካ ብጣዕሚ ጠቃሚ ትምርቲ እቲ ዝምዕደና እግዚአብሔር ሱሙ ይባረኽ🙏🏽❤️❤️❤️
Teddy hawey barkatina eka tebark haki eu zizarb zelo goyta aimrona yikfat
Tedi hawey Selam amlak naka ykun.tedi hawey goyta Jesus ybarkka
Wawwww ቴዲ ተባረኽ፡ ብጣዕሚ ጠቃሚ ፍልጠት ኢኻ ኣምጺእካልና፡ ነዚ ክትሰርሕ ከቢድ ዋጋ ከም ዝኸፈልካ፡ ፍሉጥ እዩ፡ ካብ'ዚ ቃል ብዙሓት ኣበይ ከምዘለና ፡ ክንፈልጥ ክኢልና።ብሽም የሱስ ጸጋን ጥበብን ፍልጠትን ይብዝሓልካ።ደገ ጸላእትኻ ውረስ።
አምላክ ይባርካ ጊዜካ ሂብካ ተርጉምካ ክንሰምእ ክንርዳእ ስለ ዝገበርካ ሂወትና ክንፍትሽ ስለ ዝገበርካ ጎይታ እየሱስ ይባርካ ❤️🙏
bhaki blux tmrti eyu emo tebarek .memeliska tegelex.you are blessed through christ
Ahwat Eten 10 tiezazat eba kululen xehafuley🙏🏻
Amlak ybarkika teddy Hannah vlad Hawna kea amlak ybarkika God bless you & your minstry
Wawww Amlak Abuzuhu ybarka Pedro's hawna btami ktkekelu zela tmhrtiy tebarek❤❤❤❤
Kab mntay mo kettnkeki eki agannti wireless eiu yblki alo zeytxahfe zenbb, kal Amlak anbebi whsenet ksmaki mare kndey agedasitn kbrtn mkanki nAmlak ketfelti kalu mnbab yhsheki tebareki!!
Waw waw amazing teddy blessed thank you I learnt a lot a very wonderful teaching waw God bless him too ❤️
ኣምላክ ኣብዚሑ ይባርካ ❤
ተባረኽ ቴዲ :
Wawwww Amennnn nay wedey hashishi yewesid biemnti yexili aloku Hallelluya🎉🎉🎉❤❤🙏🙏🙏🙏🙏
Your translation is amazing God bless 🙏
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ኣምላክ ይባርኽካ ሓወይ ናተይ
ኣነ ግን ሕቶ ኣላትኒ ኣብዚኣ ኣምላክ ኣባና ንሕና ኣብ ኣምላክ ተኮይና ሰይጣን ኣበይ ዩ ዝነብር ዘሎ ማለት ብመንፈስቅዱስ እንድር ተሓቲምና ሲ ብከመይ ኢኩን ሰይጣን ኣብ ኣማኒ ክሓድር ይክእል ኢዩ ትብሉ ዘለኩም
Wooow what an amazing mglax zelewo pastor God bless you abundantly, thank you Tedy for sharing this vital God’s words.
Amen Amen Amilak yibarka buruk paster Abriham❤🎉
God bless you, brother
11:20 yes.Amen❤️❤️❤️🙏🙏
Thank you Tedi hawey bless you 🙏
What Amazing message Tedi blessed
Tebareki tedi buruki ❤
❤ great work ❤ 🙏 🙏 🙏 ❤
Amen tebark tedi hawna
GOD BLESS YOU BLESSED 8
tebarek Tedi hawena
ብጣዒም ኣገዳሲ መልእክቲጎይታ ያርክ
Tebarek Ata natom link sdeda
God Bless You Tedi ❤
❤❤❤❤❤wawwww kbri namlk xbuq agelalxa
Thank uuu
Waw kibri niamlak Goyta yesus Agelglotkum yibarikiburukat ekum.
Amem amem amem amem ❤️ ♥️
Amen ✝️🙏🏽
Yes🎉🎉🎉
ንኹልኩም ኣካየድቲ እዛ ማዕከን ሓበሬታ ብክርስቶስ ሰላም እና በልኩ: ብትሰርሕዎ ስራሕ ጎይታ ይባርክኩም: እና በልኩ::ግን ንምንታይ ዕላማ ኢኩም ብዛዕባ ክርስትያናት{ኣብ ኤርትራ ዝርከቡ}ዝገጥሞም ግፍዕን ኣደራዕን ጭኾናን ዘይተቃልዕዎ ??ብዛዕባኩም ዝስማዕ ዘሎ ጽቡቅ ኣይኮነን ኣብዚ ጎዳይ :ነቲ ምግባር ነቲ ዉን ዘይ ምሕዳግ ይግባእ:: ኣምላክ ጥበብ የብዝሓልኩም!!!!!
Goyta ybarka Tedi hawna
❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏❤
GBU Teddy hawey❤
Amennn
Please do it in Amharic too, I didn’t understand Tigrigna please please 🙏
Naybehaki Christian aganenti yebelun
How do interpret that a Christian is a dwelling of the Holy Spirit , so where does the evil spirit dwells ? Can both the evil and the Holy Spirit dwell on the same body ? B Kemey nezi tgxelna bruk hawi.
Amargna Binor tir neber
Nay bhaki temahire haki eyu kea ab hiwetey keman temahire,kibri n yesus ykun
ኣየ ትምህርቲ ??? ሕቶ ዘለዎ ትምህርቲ ዘየዕርፍ ትምህርቲ ርእሲ እቶም ዘይበጽሑ ብፍልጠት ሓቂ ገና ሓራ ዘይወጹ ሰባት ብራዕድን ፍርሕን ክነብሩ ዝገብር ትምህርቲኣብ ሓቀኛ ኣማኒ ኣጋንንቲ ክኣትዉ ኣይክእሉን እዮም1 Corinthians 6 ትግ - 1ይ ቆረንቶስ13: ብልዒ ንኸብዲ፡ ከብዲ ኸኣ ንብልዒ እዩ፡ ኣምላኽ ግና ነዝን ነትን ኬጥፍኦም እዩ። ስጋ ንጐይታ፡ ጐይታውን ንስጋ እዩ እምበር፡ ስጋስ ንምንዝርና ኣይኰነን።መንፈስ ቁዱስን ሩኩስ መንፈስን ብሓደ ይነብሩ ትብሉ ኣለኩም?1ይ ጴጥሮስ 1 - 18 ካብቲ ኻብ ኣቦታትኩም እተቐበልኩምዎ ኸንቱ ንብረትኩም፡ ከም ብደም እቲ ኣበርን ርኽሰትን ዜብሉ ገንሸል፡ ብኽቡር ደም ክርስቶስ እምበር፡ ብጠፋኢ ነገር፡ ብብሩር ወይስ ወርቂ፡ ከም ዘይደሐ ስለዝደሓና ኢና ማሕደር መንፈስ ቁዱስ ዝኮና።ራእይ ዮሐንስ 7 - 14 ኣነውን፡ ጐይታይ፡ ንስኻ ትፈልጥ፡ በልክዎ። ንሱ ኸኣ፡ እዚኣቶም ካብቲ ብርቱዕ ጸበባ ዝመጹ እዮም፡ ንኽዳውንቶም ከኣ ብደም እቲ ገንሸል ሐጺቦም ኣጻዕደዉስሬት ሓጥያትና ብደሙ ምስረከብና ኢና ዝጸደቅና ምጽዕዳው ክዳን ምጽዳቅና፡ምንጻህና ኢዩስለዚ ንቃል ኣምላክ ዲኩም ትሰምዑ፡ ትኣምኑ ነቲ ትርእይዎ?ኣይትታለሉ ርእስኩም ኣይትጠብሩኣብ እምነትኩም ጹንዑ። ተባረኩ።❤ እዚ ህዝቢ እንታይ ገሩኩም ወደይ
ሰላም ንዓኻ ኣብ ሓደ ዳግም ዝተወልደ ማሕደር መንፈስ ቅዱስ ዝኾነ ብፍጹም ኣጋንንቲ ክኣትዉ ኣይክእሉን እዮም። ሰይጣን ግና ስለዘይዓርፍ ክዋግኣና ይክእል እዩ ኣባና ክኣቱ ግን ስልጣን የብሉን ንሕና ዘርኢ ናይ ክርስቶስ ኢና። ሰይጣን ኣባና ግደን ስልጣንን የብሉን። Colossians 1 ትግ - ቆሎሴ13: ንሱ ኻብ ስልጣን ጸልማት ዘውጽኣና፡ ናብታ መንግስቲ ፍቁር ወዱውን ኣእተወና።Galatians 5 ትግ - ገላትያ1: ሓራ ምእንቲ ኽንከውንሲ፡ ክርስቶስ ሓርነት ኣውጺኡና እዩ። ስለዚ ጽንዑ፡ ከም ብሓድሽውን በርዑት ባርነት ኣይትቈረኑ።
ፓስተር መራሕቲ ጴንጥየ ንባዕሎም ጋንየን ጠንቆልቲ እዮም
ተባረኽ
ጠቓሚ ትምህርቲ እዩ ፣እንተኾነ ባዕላ ጥራይ ሰሚዕካ ናትካ ትርጉም ጥራይ እንተተቕርቦ ዝሓሸ ሙኾነ፣
ጎይታ የሱስ የዕዚዙ ይባርኽካ ቴዲ ሓወይ ብሩኽ፡ኣብ ኩሉ ነገራትካ ኸኣ ምክንዋንን፡ምቅንናዕን ይኹነልካ፡ንስኻ በረከትና ኢኻ።
ተባረኽ ቴዲ ሓወይ ዘመንካ ይባረኽ እዞም ኩሎም ክብሎም ዝጸንሐ ኣብ ሂወተይ ኣለዉ ብጸሎት ሓግዘኒ ክናገፍ ዘመንካ ይባረኽ
Ezi kulu zibelkayo haki eu neay yegatimeni neyru shue gn ms texeleyeley kab nebsey zikone menfes kiwexie tesemiuni shue nab nubr hiwetey temelise hmak gze yhlife kisab nebsey ketifie ab babur kiatwu gele yhasib gn amlak rediuni tefewise thank u jesus ❤️🙏❤️
አምላኽ ይባርካ ብጣዕሚ ጠቃሚ ትምርቲ እቲ ዝምዕደና እግዚአብሔር ሱሙ ይባረኽ🙏🏽❤️❤️❤️
Teddy hawey barkatina eka tebark haki eu zizarb zelo goyta aimrona yikfat
Tedi hawey Selam amlak naka ykun.tedi hawey goyta Jesus ybarkka
Wawwww ቴዲ ተባረኽ፡ ብጣዕሚ ጠቃሚ ፍልጠት ኢኻ ኣምጺእካልና፡ ነዚ ክትሰርሕ ከቢድ ዋጋ ከም ዝኸፈልካ፡ ፍሉጥ እዩ፡ ካብ'ዚ ቃል ብዙሓት ኣበይ ከምዘለና ፡ ክንፈልጥ ክኢልና።
ብሽም የሱስ ጸጋን ጥበብን ፍልጠትን ይብዝሓልካ።
ደገ ጸላእትኻ ውረስ።
አምላክ ይባርካ ጊዜካ ሂብካ ተርጉምካ ክንሰምእ ክንርዳእ ስለ ዝገበርካ ሂወትና ክንፍትሽ ስለ ዝገበርካ ጎይታ እየሱስ ይባርካ ❤️🙏
bhaki blux tmrti eyu emo tebarek .memeliska tegelex.you are blessed through christ
Ahwat Eten 10 tiezazat eba kululen xehafuley🙏🏻
Amlak ybarkika teddy Hannah vlad Hawna kea amlak ybarkika God bless you & your minstry
Wawww Amlak Abuzuhu ybarka Pedro's hawna btami ktkekelu zela tmhrtiy tebarek❤❤❤❤
Kab mntay mo kettnkeki eki agannti wireless eiu yblki alo zeytxahfe zenbb, kal Amlak anbebi whsenet ksmaki mare kndey agedasitn kbrtn mkanki nAmlak ketfelti kalu mnbab yhsheki tebareki!!
Waw waw amazing teddy blessed thank you I learnt a lot a very wonderful teaching waw God bless him too ❤️
ኣምላክ ኣብዚሑ ይባርካ ❤
ተባረኽ ቴዲ :
Wawwww Amennnn nay wedey hashishi yewesid biemnti yexili aloku Hallelluya🎉🎉🎉❤❤🙏🙏🙏🙏🙏
Your translation is amazing God bless 🙏
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ኣምላክ ይባርኽካ ሓወይ ናተይ
ኣነ ግን ሕቶ ኣላትኒ ኣብዚኣ ኣምላክ ኣባና ንሕና ኣብ ኣምላክ ተኮይና ሰይጣን ኣበይ ዩ ዝነብር ዘሎ ማለት ብመንፈስቅዱስ እንድር ተሓቲምና ሲ ብከመይ ኢኩን ሰይጣን ኣብ ኣማኒ ክሓድር ይክእል ኢዩ ትብሉ ዘለኩም
Wooow what an amazing mglax zelewo pastor God bless you abundantly, thank you Tedy for sharing this vital God’s words.
Amen Amen Amilak yibarka buruk paster Abriham❤🎉
God bless you, brother
11:20 yes.Amen❤️❤️❤️🙏🙏
Thank you Tedi hawey bless you 🙏
What Amazing message Tedi blessed
Tebareki tedi buruki ❤
❤ great work ❤ 🙏 🙏 🙏 ❤
Amen tebark tedi hawna
GOD BLESS YOU BLESSED 8
tebarek Tedi hawena
ብጣዒም ኣገዳሲ መልእክቲጎይታ ያርክ
Tebarek Ata natom link sdeda
God Bless You Tedi ❤
❤❤❤❤❤wawwww kbri namlk xbuq agelalxa
Thank uuu
Waw kibri niamlak Goyta yesus Agelglotkum yibarikiburukat ekum.
Amem amem amem amem ❤️ ♥️
Amen ✝️🙏🏽
Yes🎉🎉🎉
ንኹልኩም ኣካየድቲ እዛ ማዕከን ሓበሬታ ብክርስቶስ ሰላም እና በልኩ: ብትሰርሕዎ ስራሕ ጎይታ ይባርክኩም: እና በልኩ::ግን ንምንታይ ዕላማ ኢኩም ብዛዕባ ክርስትያናት{ኣብ ኤርትራ ዝርከቡ}ዝገጥሞም ግፍዕን ኣደራዕን ጭኾናን ዘይተቃልዕዎ ??ብዛዕባኩም ዝስማዕ ዘሎ ጽቡቅ ኣይኮነን ኣብዚ ጎዳይ :ነቲ ምግባር ነቲ ዉን ዘይ ምሕዳግ ይግባእ:: ኣምላክ ጥበብ የብዝሓልኩም!!!!!
Goyta ybarka Tedi hawna
❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏❤
GBU Teddy hawey❤
Amennn
Please do it in Amharic too, I didn’t understand Tigrigna please please 🙏
Naybehaki Christian aganenti yebelun
How do interpret that a Christian is a dwelling of the Holy Spirit , so where does the evil spirit dwells ? Can both the evil and the Holy Spirit dwell on the same body ? B Kemey nezi tgxelna bruk hawi.
Amargna Binor tir neber
Nay bhaki temahire haki eyu kea ab hiwetey keman temahire,kibri n yesus ykun
ኣየ ትምህርቲ ???
ሕቶ ዘለዎ ትምህርቲ ዘየዕርፍ ትምህርቲ ርእሲ እቶም ዘይበጽሑ ብፍልጠት ሓቂ ገና ሓራ ዘይወጹ ሰባት ብራዕድን ፍርሕን ክነብሩ ዝገብር ትምህርቲ
ኣብ ሓቀኛ ኣማኒ ኣጋንንቲ ክኣትዉ ኣይክእሉን እዮም
1 Corinthians 6 ትግ - 1ይ ቆረንቶስ
13: ብልዒ ንኸብዲ፡ ከብዲ ኸኣ ንብልዒ እዩ፡ ኣምላኽ ግና ነዝን ነትን ኬጥፍኦም እዩ። ስጋ ንጐይታ፡ ጐይታውን ንስጋ እዩ እምበር፡ ስጋስ ንምንዝርና ኣይኰነን።
መንፈስ ቁዱስን ሩኩስ መንፈስን ብሓደ ይነብሩ ትብሉ ኣለኩም?
1ይ ጴጥሮስ 1 - 18 ካብቲ ኻብ ኣቦታትኩም እተቐበልኩምዎ ኸንቱ ንብረትኩም፡ ከም ብደም እቲ ኣበርን ርኽሰትን ዜብሉ ገንሸል፡ ብኽቡር ደም ክርስቶስ እምበር፡ ብጠፋኢ ነገር፡ ብብሩር ወይስ ወርቂ፡ ከም ዘይደሐ
ስለዝደሓና ኢና ማሕደር መንፈስ ቁዱስ ዝኮና።
ራእይ ዮሐንስ 7 - 14 ኣነውን፡ ጐይታይ፡ ንስኻ ትፈልጥ፡ በልክዎ። ንሱ ኸኣ፡ እዚኣቶም ካብቲ ብርቱዕ ጸበባ ዝመጹ እዮም፡ ንኽዳውንቶም ከኣ ብደም እቲ ገንሸል ሐጺቦም ኣጻዕደዉ
ስሬት ሓጥያትና ብደሙ ምስረከብና ኢና ዝጸደቅና ምጽዕዳው ክዳን ምጽዳቅና፡ምንጻህና ኢዩ
ስለዚ ንቃል ኣምላክ ዲኩም ትሰምዑ፡ ትኣምኑ ነቲ ትርእይዎ?
ኣይትታለሉ ርእስኩም ኣይትጠብሩ
ኣብ እምነትኩም ጹንዑ። ተባረኩ።❤
እዚ ህዝቢ እንታይ ገሩኩም ወደይ
ሰላም ንዓኻ ኣብ ሓደ ዳግም ዝተወልደ ማሕደር መንፈስ ቅዱስ ዝኾነ ብፍጹም ኣጋንንቲ ክኣትዉ ኣይክእሉን እዮም። ሰይጣን ግና ስለዘይዓርፍ ክዋግኣና ይክእል እዩ ኣባና ክኣቱ ግን ስልጣን የብሉን ንሕና ዘርኢ ናይ ክርስቶስ ኢና። ሰይጣን ኣባና ግደን ስልጣንን የብሉን።
Colossians 1 ትግ - ቆሎሴ
13: ንሱ ኻብ ስልጣን ጸልማት ዘውጽኣና፡ ናብታ መንግስቲ ፍቁር ወዱውን ኣእተወና።
Galatians 5 ትግ - ገላትያ
1: ሓራ ምእንቲ ኽንከውንሲ፡ ክርስቶስ ሓርነት ኣውጺኡና እዩ። ስለዚ ጽንዑ፡ ከም ብሓድሽውን በርዑት ባርነት ኣይትቈረኑ።
ፓስተር መራሕቲ ጴንጥየ ንባዕሎም ጋንየን ጠንቆልቲ እዮም