Tedalo - Nmntay [ Official Video ] / ተዳሎ - ንምንታይ - New Eritrean music 2023

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 9 ก.ย. 2024
  • New Eritrean music 2023 - Nmntay by Tedalo
    #neweritreanmusic2023 #Eritreanmusic #Tigrignamusic #ተዳሎ #Tedalo
    #NewEritreanMusic2021 #Eritreansong #tiktok #habeshatiktok
    ℗ Copyright © Tedalo. All Rights Reserved. Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.

ความคิดเห็น • 655

  • @onelove2718
    @onelove2718 11 หลายเดือนก่อน +347

    #ንምንታይ#
    🎶ቖርበት ፍቅሪ ለበስ ሃነይነይታ
    ናይ ዓይንኪ ጌጋ ሓበሬታ
    ኣደናጊሩኪ.....
    ኣደናጊርክኒ....
    ልበይ ጸያይቀ ንዘይትኮንኒ
    ተመኔ ፍቅሪ ፈቲነ
    ተመኔ ርእሰይ ኣድኒነ
    🎶ግዳ የጋጥም ለ እሱር ዩ ልበይ ሒዘ
    ነገሩ ከም ደም ስኒ ንውሽጢ ውሒጠ
    ኣቲ ክሓልፎ ናልኩ ትደግምኒ ለኪ
    ገና ከይሓወኩስ ትደግስኒ ለኪ
    🎶ክርትም ኢሉ ተሴሩ ከሎ ልበይ
    ክርትም ኢሉ ዝስሕቅ ይእከሎ ልበይ
    ጓይላ ኳ ዝውንዘፍ ንሓዘን ንጎሮቤት
    ቸይ ቸይ ይጽንሓልኪ ኣብፊተይ
    🎶ኣብቲ ፈለማ ፍቅሪ ክንጅምሮ
    ኣብደረተይ ይተርፈኪ ሕድሮ
    ዘክርዮ ክፋነወኪ ክልተ
    ደቂቅ ኢልኪ ክመስየኪ
    🎶በብጥዑም ከምዘየንባዕኩኪ
    በብሕሱም ተንብዕኒለኪ
    ከምዛ ብተይ ትዕንድሪ ለኪ
    እሞ ብፊተይ ቀታሊት ከለኪ
    🎶ጎራሕ ዘይምኳነይ
    ስምዒታተይይ
    ኣማኒ ምኳነይ
    ስምዒታተይይ
    ኣቲ ዚ ባህርያተይ
    እዚ ዶ ፈዲክኒ ዘይናተይ
    ኣቲ ንምንታይ.....
    ኣቲ ንምንታይ.....
    ኣቲ ንምንታይ ....
    ቲ ትም ምባል ዘይኣክለኒ ንምንታይይ
    🎶ብዓቢኡ ተቀቲለ ከለኩ
    ብካልአይ ይከሰኪ ለኩ
    ቁሱል ልበይ በሰላ ኩነልኪ
    በድልኒ ሽዑ ከምድላይኪ
    🎶ፍቅሪ ኣይኮነን ኔሩ ሃነይነይታ ዩ
    እነሀ ንዶ ልብኪ ጥራዩ
    ሕጂ ግዳ ልቢ ከይትሃስይ
    ሃነይነይታን ፍቅርን ፈላልይ
    🎶ኣብቲ ፈለማ ፍቅሪ ክንጅምሮ
    ኣብደረተይ ይተርፈኪ ሕድሮ
    ዘክርዮ ክፋነወኪ ክልተ
    ደቂቅ ኢልኪ ክመስየኪ
    🎶በብጥዑም ከምዘየንባዕኩኪ
    በብሕሱም ተንብዕኒ ለኪ
    ከምዛ ብተይ ትዕንድሪ ለኪ
    እሞ ብፊተይ ቀታሊት ከለኪ
    ኣቲ ንምንታይ ......
    ኣቲ ንምንታይ ......
    ኣቲ ንምንታይ......
    ኣቲ ንምንታይ ......
    ኣቲ ንምንታይ .....
    ኣቲ ንምንታይ.....
    ትደግምኒ ንምንታይ .....
    🎶ሃነንን ዝበልኩሉ ሕቅፎኪ ከሎ
    ሃነንን መበሊኪ ኩፉት ተሎ
    ፍቅሪ ምሳይ ከለኪ ካልእ ልቢ ኣይትጸይቂ
    ኣቲ ምንታይ,,,,,,,,
    ዝተጋገክዎ ግንሑኒ 😜
    ፈተውቲ #ተዳሎ ላይክ ግጨዉኒ
    ✌🏾❤️🫂❤️✌🏾

    • @truthme332
      @truthme332 11 หลายเดือนก่อน +2

      ሃነን ዝበልክሉ ሑቕፎ እንተሎ
      ሃነን መበሊኺ ክፉት እንተሎ፡ ኣርማ ዝተረፈ ክምልኣልካ የ

    • @Wede-Smera_xaeda
      @Wede-Smera_xaeda 11 หลายเดือนก่อน +5

      Armuni sile zibelka wede'dey abzia kemzi zbelenkoynu tesemiuni 1:11 "ልበይ ኣጋጢመ ለ እሱር ዩ ልበይ ሒዘ" elkaya zeleka kemzia keytkewin 'ግዳ የጋጥም'ዩ ኢለ እሱር ልበይ ሒዘ' ✌️

    • @Erey647-l9p
      @Erey647-l9p 11 หลายเดือนก่อน

      ❤❤❤❤❤

    • @simontekie5675
      @simontekie5675 11 หลายเดือนก่อน +1

      We appreciate it ... thanks a lot ☺️☺️☺️

    • @ilove_you_mama9113
      @ilove_you_mama9113 11 หลายเดือนก่อน +1

      ኣብ 2፣35 ዘላ ቲ ትም ምባል ድያ ዘላ ወላ ቲ ትምዕናን ርግጸኛ ኣይኮንኩን 😁

  • @mafiaasmerinobella3040
    @mafiaasmerinobella3040 11 หลายเดือนก่อน +419

    Let's hit 1 million views guys, welcome back king🔥🤴

    • @user-zj6dw6zb5d
      @user-zj6dw6zb5d 11 หลายเดือนก่อน +7

      Yeah guys we must support him

    • @hannaangesom7618
      @hannaangesom7618 11 หลายเดือนก่อน +4

      Okay ✅

    • @Semere-lu4rm
      @Semere-lu4rm 11 หลายเดือนก่อน +10

      Leminka diyu 1million tiemti ente koyna ktbexhallu eya bezi zria zeleku gn its below our expectation

    • @luwamgebrehiwot1882
      @luwamgebrehiwot1882 11 หลายเดือนก่อน +1

      Yes❤

    • @amanuelalem9404
      @amanuelalem9404 11 หลายเดือนก่อน

      Yes ❤❤❤

  • @user-xx7py9jo6b
    @user-xx7py9jo6b 11 หลายเดือนก่อน +140

    ተዳሎ በል ክትድረር
    ሰለይ እናለ ዝመጽእ ቃላት ክፍሕትር
    ዜማ ዘማቃርሕ
    ዝጸመመ እዝኒ ከንቅሕ
    እስከ ሰማይ ጠቀስ ነብጽሓያ እዛ ደርፊ
    ንተዳሎ ዝፈቱ ክኣ ላይክ እስከ ይርገጽ ኣብዚ ቤተይ

  • @meditationhub4077
    @meditationhub4077 4 วันที่ผ่านมา +1

    ኣንበሳ ተዳሎ! ኣብ ዘበነ ደርፊ ዛጠፈኣሉ፡ ንስካ ኢካ ተስፋኣ ነዛ ደርፊ ዓድና። Be limitless!

  • @soloshellela1546
    @soloshellela1546 11 หลายเดือนก่อน +39

    ብሉጽ ስራሕ ❤ ን ተዳሎ ተደንቅ ረጊጽካ ሕለፍ

  • @heripink9282
    @heripink9282 11 หลายเดือนก่อน +76

    ከማይ ክትወርድ ተተመላሲኩም ክጽበዩ ዝጽናሕኩም 👍 ርገጹ luv this music 😢

    • @brged885
      @brged885 11 หลายเดือนก่อน +2

      ስራሕ ኣለና ንሕናስ😂😂😂

    • @henoshenos4503
      @henoshenos4503 11 หลายเดือนก่อน

      ​@@brged885Entay tbl research tgebru alekum semie nay dulan betrn 😂😂😂😂

  • @NaNuNa1
    @NaNuNa1 11 หลายเดือนก่อน +18

    Jema ezi wedi gn tedalo aykonen hawu diyu wela bdmxu eyu zderf zelo nsu aykonen tblu like rgex😊😊😊

    • @barryraffi6558
      @barryraffi6558 10 หลายเดือนก่อน

      Yeahh....

    • @mahazhaz980
      @mahazhaz980 6 หลายเดือนก่อน

      Ewur

    • @NaNuNa1
      @NaNuNa1 6 หลายเดือนก่อน

      @@mahazhaz980 Eihi dea txaref mesilka zetkeyd

  • @OjoOjoj-ub9yr
    @OjoOjoj-ub9yr 11 หลายเดือนก่อน +88

    ሓወይ ሓፍተይ ነዛ ጽሑፍ ተንብብዋ ዘለኹም ፈጣሪ ካብ ክሉ ሕማቅ ይሓልወኩም ሓሳብ ልብኹም የስንረልኩም ኣብ ቤትኩም ፍቅሪን ስኒትን ኣብ ሂወትኩም ሰላምን ጥዕናን ኩሉ ከም ትደልይዎን ትብህግዎን ይግበረልኩም ፈጣሪ🙏😘😍

  • @user-yp8wp2rq1r
    @user-yp8wp2rq1r 11 หลายเดือนก่อน +22

    ጽብቅ ስራሕ ተዳሎ
    ኣብዛ ክሊብ ግን ተዳሎ ኣይኮነን ዘሎ ንዕኡ ዪ ዝመስል 👏👏👏

    • @alexanderalexander7126
      @alexanderalexander7126 11 หลายเดือนก่อน

      Ya

    • @brged885
      @brged885 11 หลายเดือนก่อน

      ኣብኡ ኢዩ😂😂😂

    • @eriboy62833
      @eriboy62833 11 หลายเดือนก่อน

      Am confused too 😂😂😂

    • @user-rg7gp5lk9m
      @user-rg7gp5lk9m 11 หลายเดือนก่อน +1

      Eylud u

  • @SemiraSied-ln2wo
    @SemiraSied-ln2wo 11 หลายเดือนก่อน +56

    ብሽም ተዳሎ like ርገጹ ደቂ ዓደይ

  • @yonigrmay-hq9ty
    @yonigrmay-hq9ty 11 หลายเดือนก่อน +5

    ዶክ. ተዳሎ የውሃንስ እንቃዕ ብሰላም መጻካ መተዓብይቲ ዘቢሄረ ጊንዳዕ

    • @eldanamusgun2021
      @eldanamusgun2021 11 หลายเดือนก่อน +2

      Am from gindae mayadkomom xaeda ❤🥺

  • @brktiselemun3495
    @brktiselemun3495 11 หลายเดือนก่อน +15

    ዶክተር ስነጥበባዊ ተዳሎ እግዜኣቤሔር ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣብ ስራሕካ ዓወትን🙏🙏🙏 ኣሳልጦን ይሃብካ ኣጆኻ💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷
    ኩላትኩም ኤርትራዉያን ኣብ ደገ ዘለና ላይክ ኮመንት ኣይንሕመቕ ንሓግዞም ነዞም ጀጋኑ💪💪💪 ኣሕዋትና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @LamekLamek-hr4vi
    @LamekLamek-hr4vi 3 หลายเดือนก่อน +3

    ሰሚዐ ደይመንዋ ደርፊ Good job ተዳሎ ዓወትን ኣሳልጦን ይምነየልካ ❤💛💚💙🤎🧡🩷🖤🩶🤍👏👏👏👏👏

  • @wakeupandlive91
    @wakeupandlive91 11 หลายเดือนก่อน +7

    እታ ኩሉ ግዜ ዝብላ እየ ክደግማ " ተዳሎ ስነ-ጥበብ ሃገርና ብሂወቱ ዘሎ ዝሕብር ህያው ኣብነት እዩ"። እቶም ሰማዓቲ ግን ነቶም ዝጽዕሩ ገዲፍና፡ ነቶም ገፈጥ-መፈጥ ሕዞም ዝመጹ ኣድህቦ ንህቦም ኾይና። ብራቮ ተዳሎ ከም ዘለካያ ንስለ ጥበብ ጸዓር።

  • @elilitansangualan5948
    @elilitansangualan5948 11 หลายเดือนก่อน +9

    ወፊርካ እቶ ኣትረግጾን እትኾዶን መንገዲ ሰላምን ሰናይን ይኹነልካ ጻዕራም ።

  • @ErdiTemesgen
    @ErdiTemesgen 11 หลายเดือนก่อน +13

    ተዳሎ ምስ በልኩ እንድየ ፈተውቱ ናይ ተዳሎ ላይክ ደቂ ዓበይቲ🎉

    • @ErdiTemesgen
      @ErdiTemesgen 11 หลายเดือนก่อน

      🎉🎉🎉🎉

  • @asmeromtasfazgi5807
    @asmeromtasfazgi5807 10 หลายเดือนก่อน +23

    Brother trust me this era of our country music will be defined by you. Bravo Tedalo.

  • @user-wl7je5zf9b
    @user-wl7je5zf9b 10 หลายเดือนก่อน +4

    Eritreans let's hit 2 million....forsa Eritrean let's appreciate tedalo....

  • @user-ts5st9ti9m
    @user-ts5st9ti9m 11 หลายเดือนก่อน +26

    ሓወይ ሓፍተይ ነዛ ጽሑፍ ተንብብዋ ዘለኹም ፈጣሪ ካብ ክሉ ሕማቅ ይሓልወኩም ሓሳብ ልብኹም የስንረልኩም ኣብ ቤትኩም ፍቅሪን ስኒትን ኣብ ሂወትኩም ሰላምን ጥዕናን ኩሉ ከም ትደልይዎን ትብህግዎን ይግበረልኩም ፈጣሪ

  • @user-mg7rd4px9b
    @user-mg7rd4px9b 11 หลายเดือนก่อน +11

    ሓቂ ዘረባ ደርፈታትካ ኩሎም ጡዑማት እዮም ግን እዚኣ ካብ ኩለን ብልፅቲ 🔥🔥🔥❤️

  • @Minbar855
    @Minbar855 5 หลายเดือนก่อน +3

    ብልጽቲ ደርፊ እዛ ደርፊ ትሰምዓዶ ትኮዊን ንልባይ ንብዓት ዝእንገደት😢Aleka do 31/03/2024 ዚሰምዓካያ 👍

  • @m.j9886
    @m.j9886 หลายเดือนก่อน

    😭😭😭😭 mamayyyyy ናፊቀኪ ብጣሚ ሓደ ማዓልቲ ክንራከብ ኢና ኣብቲ ዝከድክዮ 🙏🙏

  • @simontekie5675
    @simontekie5675 11 หลายเดือนก่อน +49

    This Dude never disappoint.. I'm already in love 🔥🔥🔥 let's help it reach 1 million......

  • @peace-1900
    @peace-1900 11 หลายเดือนก่อน +2

    TSbuk Srahh Tedalo forsa one love ❤ deki Erey 🇪🇷

  • @dj_hazeka.
    @dj_hazeka. 11 หลายเดือนก่อน +15

    Kefu zelewa zema tedalo sbuk srah
    አንታይ ድኣ video clip ሰብ ቀይርካላ ብዝኾነ ቅምጥ ኢሉ ንዓኻ አዩ ዝመስል 😂😜👑

  • @miliongebrasilase1715
    @miliongebrasilase1715 11 หลายเดือนก่อน +1

    Mar akoya kxabay zxanhko welcome tedalo hawey nay bhaki xabkti sarh ab sarhka Malo aslto ymnyalka tedalo hawey ❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @milamori6664
    @milamori6664 11 หลายเดือนก่อน +18

    Woww gele aynet lyrics and melody...unique...Good job tedalo

  • @tomiwedieri
    @tomiwedieri 11 หลายเดือนก่อน +18

    Lyrics 10/10
    Melody 10/10
    Video clip 10/0
    ኩሉ ዴቺ ተዳሎ ቸንቶ💯

  • @nahomgebremichael6140
    @nahomgebremichael6140 11 หลายเดือนก่อน +2

    Kedamay rieya yessss🤩🤩🤩 ktsbeya ztsenahku

  • @sham3872
    @sham3872 11 หลายเดือนก่อน +3

    በብጡዑም ከምዘይንባዕኩኺ፡ በብሑሱም ተንብዕኒ'ለኺ።
    ዋው....እዚኣ ንባዕላ መጽሓፍ ኢያ።

  • @user-yh1hb4hr5g
    @user-yh1hb4hr5g 11 หลายเดือนก่อน +2

    Ajoka Tedalo hawey marey🥺❤️

  • @natughrimay7132
    @natughrimay7132 20 วันที่ผ่านมา

    Legends still listening to this masterpiece ❤❤

  • @ShamiTewelde
    @ShamiTewelde 11 หลายเดือนก่อน +4

    (ንምንታይ)
    ቖርበት ፍቅሪ ለበስ ሃነኔይታ
    ናይ ዓይንኺ ገጋ ሓበረታ
    ኣደናጊርኪ....ኣደናጊርክኒ
    ልበይ ጸያይቀ ንዘይትኾንኒ
    ተመንየ ፍቅሪ ፈቲነ ተመኔ ርእሰይ ኣድኒነ
    🎶🎶🎶🎶🎶🎶🎶🎶🎶🎶🎶
    ግዳ የጋጥም ኢለ ሕስው'ዩ ልበይ ሒዘ
    ነገሩ ንኽድምጽኒ ንውሽጢ ውሒጠ
    ኣቲ ክሓልፎ እንዳ'ኣልኩ ትደግምኒ ለኺ ገና
    ከይሓወኹስ ትደግስኒ ለኺ
    🎵🎵🎵🎵🎵🎵🎵🎵🎵🎵🎵🎵
    ክርትም ኢሉ ተሰሩ ከሎ ልበይ
    ክርትም ኢሉ ዝስሕቅ ይከሎ ልብኺ
    ጋይላ'ኮ ዝውንዘፍ ንሓዘን ንጎረቤት
    ጨይጨይ ይጽንሓልኪ ብፊተይ
    🎶🎶🎶🎶🎶🎶🎶🎶🎶
    ትፈለማ ፍቅሪ ክንጅምሮ
    ኣብ ደረተይ ተርፈኪ እሕድሮ
    ዘክርዩ ከፋንወኪ ክለተ ደቂቅ ከድኪ ክመልሰኪ
    በብጥዑም ከም ዘይየንባዕኩኺ
    በብሕሱም ተንብዕኒለኺ
    ከምዛ ብተይ ትዕንድሪ'ለኺ
    እሞ ብፊተይ ቀታሊት ከለኺ
    🎼🎼🎼🎼🎼🎼🎼🎼
    ጎራሕ ዘይምኻነይ ኣብቲ ስምዒታተይ
    ኣማኒ ምኻነይ ኣብ ዘይ ስምዒታተይ
    ኣቲ እዚ ባህርያተይ እዚ ዶ ፈዲኽኒ ዘይናተይ
    ቲ ንምንታይ(3) ቲ ንምንታይ(3) ቲ ንምንታይ(3)
    እቲ ትምናው ዘይኣኽለኒ ንምንታይ
    🎵🎵🎵🎶🎶🎶🎵🎵🎵🎵🎶
    ብዓቢኡ ተቀቲለ እንከለኹ
    ብኻልአይ ይከሰኪ'ለኹ
    ቁስሊ ልበይ በሰላ ይኹነልኪ
    በድልኒ ሽዑ ከም ድላይኪ
    🎼🎼🎼🎼🎼🎼🎼🎼🎼
    ፍቅሪ ኣይኮነን ኔሩ ሃኔኔይታ'ዩ
    ክንዲ ኹሉ ልብኺ ጥራይ'ዩ
    ሕጂ ግዳ ልቢ ከይተቃጽዪ
    ሃኔኔይታን ፍቅርን ፈላልዪ
    🎶🎶🎶🎶🎶🎶🎶
    ትፈለማ ፍቅሪ ክንጅምሮ
    ኣብ ደረተይ ተርፈኪ እሕድሮ
    ዘክርዩ ከፋንወኪ ክለተ ደቂቅ ከድኪ ክመልሰኪ
    በብጥዑም ከም ዘይየንባዕኩኺ
    በብሕሱም ተንብዕኒለኺ
    ከምዛ ብተይ ትዕንድሪ'ለኺ
    እሞ ብፊተይ ቀታሊት ከለኺ
    ቲ ንምንታይ(3) ቲ ንምንታይ(3) ቲ
    ንምንታይ(3)
    ቲ ንምንታይ ትደግምኒ ንምንታይ
    🎼🎼🎼🎼🎶🎶🎶🎵🎼🎼
    ሃነን ዝብድሉ ሕቁፍኺ ከሎ
    ሃነን መበሊኺ ህፎት እንተሎ
    ፍቅሪ ኣይምሰልኪ ካልእ ልቢ ኣይትጸይቂ
    "ቲ ንምንታይ"
    Ţëđãĺø ❤❤❤❤

  • @PETERMiCHAEL-lk4ny
    @PETERMiCHAEL-lk4ny 11 หลายเดือนก่อน +2

    Haxiratni 😠beka nay 15min kerkaya mara mara Tedalo ☹️ am speechless!!!!!👍👍aytetfeiana!!!!wedi erey🇪🇷🇪🇷

  • @BingoReggae
    @BingoReggae 11 หลายเดือนก่อน +16

    Here we go tedalo......
    The way you convey emotion and Your ability to represent the character in each of your songs with your tone of vocally are incredible....keep the hard work❤

  • @user-it2hs2nr1j
    @user-it2hs2nr1j 11 หลายเดือนก่อน +5

    The king 👑 of music ever❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @hagosabraham8694
    @hagosabraham8694 11 หลายเดือนก่อน +2

    Tedalo bel Ata wedi wwwwwww❤❤

  • @ezanaezana9947
    @ezanaezana9947 11 หลายเดือนก่อน +24

    ያላ ኩልና ን ተዳሎ ሓውና ነተባባዓዮ ኩላትና ሳብስክራይብ ላይክ ሸር ንግበሮ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @midnightmoon1318
    @midnightmoon1318 11 หลายเดือนก่อน +1

    Ya niseka tedalo zeykonka duluw eka !

  • @user-vv9wl7py2e
    @user-vv9wl7py2e 11 หลายเดือนก่อน

    Enkae bselam temeleskan ❤❤❤ natika srah bkemey zgeltso ytefani btbbae zedlyo seb eu ajoka kexlo bhji bzuh srhat kserh zxbeyo seb eka emo ajoka 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤

  • @banaentertainment3891
    @banaentertainment3891 11 หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤

  • @awetghebru551
    @awetghebru551 11 หลายเดือนก่อน

    Ab sata nay lbey derfi tnxs Tedalo xbuk srah kexlo🥺🥰🥰🥰

  • @ELLAabashawel
    @ELLAabashawel 11 หลายเดือนก่อน +17

    ድምጻዊ ኤልዩድ ዳዊት ኣብዛ ክሊፕ ዘሎ ተዳሎ ዝመሰለኩም ኣበይ ኣለኹም😂😂 ብዝኾነ ይብል ስራሕ🎉🎉🎉

    • @asmerashikor
      @asmerashikor 11 หลายเดือนก่อน +1

      wela ane tedenagiere ko ktmto rebriebe kkkkkk

    • @dimalad9817
      @dimalad9817 10 หลายเดือนก่อน

      Ewe aykonen gn nmntay bsmu yderif alo

  • @user-ff7fd6fm1g
    @user-ff7fd6fm1g 6 หลายเดือนก่อน +1

    Waww kef alewa za music ❤❤❤

  • @tsegayamanuel
    @tsegayamanuel 11 หลายเดือนก่อน +2

    ተዳሎ ብሳላካ ናብራ ስደትና ክንጸሮ ኢና ከምዚ ዓይነት ስራሕ ካብ ምስራሕ ጥራይ ንድሕሪት ኣይትበል 😢😢😢😢

  • @AbduHarun-yo7ng
    @AbduHarun-yo7ng 10 หลายเดือนก่อน +8

    This is the music 🎶 🎶 our ears was waiting tedalo your at the top 🎩 keep going up more and more 🤞🤞

  • @samueleyasu3531
    @samueleyasu3531 11 หลายเดือนก่อน +8

    Tedlo have you been scanning out our hearts 💕 💔 💔 💔 💔 as for the song it's quite marvelous bro 💗🇪🇷😍

  • @user-ph3vv3zp5n
    @user-ph3vv3zp5n 11 หลายเดือนก่อน +1

    Mara gele aynet serah beqa❤. daniteyy Ka enqwa gexka arayena I am so proud of you,❤ Charmay ✌️

  • @user-wi3qb2gp6g
    @user-wi3qb2gp6g 11 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤ I Love you muzic tedal👌👌👌👌💫💫💫💫💫

  • @KebuBinyam
    @KebuBinyam 11 หลายเดือนก่อน

    Wow blxeti Derfi welcome tedalo gn ezi abzi wedi actor zelo tedalo du yeqreta.

  • @Happyto-gg6dx
    @Happyto-gg6dx 11 หลายเดือนก่อน +2

    👌ተዳሎ ተዳሊና ረክበናያ 👍👍👍 የምችሀ

  • @TichelLe1995
    @TichelLe1995 11 หลายเดือนก่อน +1

    ayttfeana tedalo bejaka. Well done.

  • @omeranderhoy6961
    @omeranderhoy6961 11 หลายเดือนก่อน +6

    ተዳለው ሓቢቢ ደስ ዘብል ስራሕ ቀጽሎ ሓበን ጊንዳዕ ዳባሊቆ ያሆ ❤❤❤❤❤❤

  • @ebnodiamanuel378
    @ebnodiamanuel378 11 หลายเดือนก่อน +5

    Tedi u so special... Every time I see u in this u turn me back to 2017 in Ur graduation, I was amazed by Ur voice and then I see u in 2018 @ auditorium of ACHS in shingrwa, it was yeman barya's song msay zneberet. By that time I knew that u could be an amazing singer. Yoo am Ur big fan. Love u man

  • @sesinatey150
    @sesinatey150 10 หลายเดือนก่อน +1

    Tedalo xbuk srah.....❤❤❤❤

  • @hermonteklu212
    @hermonteklu212 5 หลายเดือนก่อน +1

    ቡሉጽ ስራሕ ተዳሎ ዓርከይ ❤❤❤❤❤

  • @fnothabte9230
    @fnothabte9230 11 หลายเดือนก่อน +2

    100%🌟🌟🌟🌟🌟fluyn blutsn👌🎶🎼🌹

  • @Motivational-channel466
    @Motivational-channel466 11 หลายเดือนก่อน +6

    Tedalo yohannes when I am hearing your songs all my days so blessed, your songs looks like a medicine 💊 for me even for all the same my generation 💖 if you want given to us your medicine don't be late please

  • @user-it2hs2nr1j
    @user-it2hs2nr1j 11 หลายเดือนก่อน +2

    Wowwwwwww ooohhhhhh 🧎🏾‍♀️everything is the best good job and good luck ❤

  • @user-hd8zm7xd5i
    @user-hd8zm7xd5i 11 หลายเดือนก่อน +1

    Xbuk srah deki erey

  • @user-nr1np1nt9l
    @user-nr1np1nt9l 11 หลายเดือนก่อน +2

    ናይዛ ጠፊአካያ ዝነበርካ ክህስካና ኣለካ,,, nice ❤❤❤❤❤

  • @user-gk1lt1cu4i
    @user-gk1lt1cu4i 11 หลายเดือนก่อน

    Tefikana endika tedalo habibi like gierna ntebabayom jama

  • @semhartekle7741
    @semhartekle7741 27 วันที่ผ่านมา

    Tedalo hayet !!! Keff alewo sirahka tesfana ezuz eyu

  • @maekelemeasho3700
    @maekelemeasho3700 11 หลายเดือนก่อน +3

    TEDALO KING OF MUSIC.WELCOME BACK KING.ካብ ዘሐጉሰኒ ኩርናዕ ግጥሚ ብጣዕሚ ኢኻ ትረክብ ዜማ ከኣ ህዱእ በቃ።እዛ ደርፊ እዚኣ ግና ብዘይ ዝኾነ ዘረባ ብልክዕ ንዓይ ዘጋጠመ እያ ትገልጽ , ሃረር ኢለ ይጽበያ ኔረ እናሰማዕክዋ ክቃዝም እዚዩ ኸኣ ካብ ኩለን ዘድንቀን ደርፍታትካ ፍልይቲ ዝገብራ።THANKS TEDALO ,ኣጆኻ በርትዕ ቀጽሎ ብዝለዓለ ክንጽበየካ ኢና።ኩልኻ ኣፍቃሪ ሙዚቃ ክተት ሕጂ LIKE COMMENT SHARE OVER 1MILLION.

  • @SamuelG.tsadkan
    @SamuelG.tsadkan หลายเดือนก่อน

    From ትግራይ 🇻🇳
    ገለ አይነት

  • @yohannesgmeskel401
    @yohannesgmeskel401 11 หลายเดือนก่อน +1

    Welcomeback Wedi Erey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @Eri_Heroz
    @Eri_Heroz 11 หลายเดือนก่อน +1

    Bila srah tedalo hawey im prod of you my bro🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @gualhager9030
    @gualhager9030 11 หลายเดือนก่อน +2

    Finally Ohhh🥰🥰🥰🥰

  • @ABLEL
    @ABLEL 11 หลายเดือนก่อน +4

    ጽቡቕ ስራሕ ቶዳሎ ሓወይ ግን ንምታይ ኢኻ ብተዋሳአቲ ጥራይ ተስርሖ ማለት ኣብ ዝሓለፈ ክሊብካ ውን ከምኡ ኔሩ
    ገጽ ንፈትዎ ክንርአ ምደለና ብዝተረፈ ጽቡቕ ስራሕ አናሻዕ ብረቕ ።

  • @Robi-94
    @Robi-94 11 หลายเดือนก่อน +4

    ተዳሎ ግን ፍሉይ ኢኻ ❤❤

  • @barryraffi6558
    @barryraffi6558 10 หลายเดือนก่อน +2

    "YOU are being ICONIC Tedalo" ❤

  • @user-ib7tu3xi1g
    @user-ib7tu3xi1g 11 หลายเดือนก่อน

    Kef alewa tedi shkor❤❤❤❤

  • @soloman9025
    @soloman9025 11 หลายเดือนก่อน +2

    ክሕልዋ እንድየ ቐንየ ተዳሎ ናተይ ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

    • @user-wm3km9rh4v
      @user-wm3km9rh4v 11 หลายเดือนก่อน

      Men mo tehagislka u ta bruk

    • @Alexanderzemikael
      @Alexanderzemikael 11 หลายเดือนก่อน

      😂😂😂😂😂

  • @kisanetgaim6780
    @kisanetgaim6780 11 หลายเดือนก่อน +3

    Welcame ንጉሰይ❤we love you so much from Tigray❤❤

  • @SweetaHeni-yz4hm
    @SweetaHeni-yz4hm 11 หลายเดือนก่อน +1

    Tedalo Anbesaaaa ❤🙏🙏🙏

  • @asumabeyenekisun1953
    @asumabeyenekisun1953 10 หลายเดือนก่อน +1

    Amazing music tedalo kexelo🎶🎶🎶🎶

  • @user-rx1pt2mq3q
    @user-rx1pt2mq3q 9 หลายเดือนก่อน

    Tedalo nay lbi ❤❤❤❤😘😘😘😘😘💋💋💋💋💋

  • @one.love..
    @one.love.. 11 หลายเดือนก่อน +2

    Wow tedalo hawey tsbuk sirah

  • @user-zp2hm1kl8f
    @user-zp2hm1kl8f 11 หลายเดือนก่อน +1

    Kemzi natey smiatu zgelexetlu yhlu do😢😢

  • @user-ht6if6nc2e
    @user-ht6if6nc2e 10 หลายเดือนก่อน +1

    A like is not enough for my appreciation!

  • @faithborn5174
    @faithborn5174 11 หลายเดือนก่อน +2

    Just amazing like usual 🥰😍🥰😍🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @bbre....5963
    @bbre....5963 5 หลายเดือนก่อน +1

    ካብ ንሰብ ንሂወት ምኽሳስ ይሓይሽ😢

  • @suzigebrehiwet
    @suzigebrehiwet 11 หลายเดือนก่อน +1

    Wedi erey you killed it keep going ✍️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @SaronAbraha-wz7lv
    @SaronAbraha-wz7lv 11 หลายเดือนก่อน +2

    Good job 👏 tedalo hawena

  • @user-sq4it1qr6b
    @user-sq4it1qr6b 11 หลายเดือนก่อน +1

    Woww❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🔥🔥🔥🔥🔥

  • @yoyoqueen5306
    @yoyoqueen5306 11 หลายเดือนก่อน +2

    You're so special tedalo❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @amanuelalem9404
    @amanuelalem9404 11 หลายเดือนก่อน +3

    My favorite singer tedalo❤❤❤

  • @user-tf2vm7dp7h
    @user-tf2vm7dp7h 3 หลายเดือนก่อน

    🔥🔥🔥🔥🔥🔥🔥🔥

  • @eritrea6227
    @eritrea6227 11 หลายเดือนก่อน

    Wedi remey shikor xibuk serha 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️👑💯💯👌

  • @user-sc2fm2wz5q
    @user-sc2fm2wz5q 11 หลายเดือนก่อน +2

    Nice job ❤ hade nska ika zeleka❤❤

  • @rihamnourdin6151
    @rihamnourdin6151 11 หลายเดือนก่อน

    Tedalo kef zelwo derafay love ❤ 😍 💖 ❣

  • @Naohberaki-sn9jv
    @Naohberaki-sn9jv 10 หลายเดือนก่อน +1

    the king tedalo ❤❤❤❤❤

  • @michialegiovanni3599
    @michialegiovanni3599 10 หลายเดือนก่อน +1

    Legend of modern Eritrean music keep it up .I love all your work.

  • @user-df9os3sy8c
    @user-df9os3sy8c 11 หลายเดือนก่อน

    Tdalo shkorrr xbuqq srahh nice wedi ereyy shkor

  • @hanibalmogos2059
    @hanibalmogos2059 11 หลายเดือนก่อน

    Welcome back 🙏 Edmen tenan yhabka hasab lbka yesmrelka amlak wededey mearey Ajoka Forsa endiyamo ❤❤ ❤

  • @henokzerabruk6662
    @henokzerabruk6662 11 หลายเดือนก่อน +1

    Ted Good job🙏🙏🙏

  • @anekemane7943
    @anekemane7943 11 หลายเดือนก่อน +2

    ዋው ብሉጽ ከም ኩሉ ግዜ ትዳሎ ❤❤❤ ፎርሳ እስኪ ነታባባዕዮ ።

  • @user-mg4xq1mz7k
    @user-mg4xq1mz7k 11 หลายเดือนก่อน +1

    ብራቮ ተዳሎ እዚንና ኮ ሰላም ረኺቡ ትነኣድ ስራሕ ብሓቒ ብጣዕሚ ጥዕምቲ ከም ሙኻና መጠን ኣዝያ ሓጺራትኒ

  • @betikidane4440
    @betikidane4440 11 หลายเดือนก่อน +1

    King 🤴 back nice tedalo ❤❤❤

  • @ninublg2203
    @ninublg2203 11 หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤❤❤❤ well come back tedalo as always 👍👍👍amazing