ዝተፈትወት ዕለት ||

แชร์
ฝัง

ความคิดเห็น • 27

  • @ዋይዜማ
    @ዋይዜማ  หลายเดือนก่อน +12

    #Subscribe and #Share
    ዝተፈትወት ዕለት ዝተፈትወት ዓመት
    ዝተመለስኩላ ናብ ናይ ኣምላከይ ቤት
    ዝተሸለምኩላ ኣምባር ምስ ቀለበት
    ዝተፈትወት ዓመት
    ኣምስዩ ዝመጸ ኣይእቶ ኣይትበሉ
    ደንጉዩ ዝመጸ ይጽናህ ኣይትበሉ
    ፍቕሩ እኹል ኢዩ እግዚኣብሄር ንኩሉ
    ውሉድ ክርስተ'ዩ ከምቲ ተስፋ ቃሉ
    ካብ ናዝሬት'ዶ ሰናይ ? የለን እንዳበሉ
    ፊሊጶስ ናትናኤል ንኣንፎም የዕልሉ
    ቀይርዎ ኢዩ ነቲ ማይ ናብ ወይኒ
    ንልበይ ወሲዱ ብፍቅሩ ማሪኹኒ
    ኣነየ ሕማሙ ኣነየ ሓሳቡ
    ኣቦይ ሓላል ፈቃር ቦቅቧቅ ኢዩ ልቡ
    ተስዓን ትሸዓተን እማን ከለውዎ
    ነኣይ የናድየኒ ካብቲ ዘለክዎ
    ንኩሉ መርሚረ ደምዲመ ክውስን
    እንትርፎካ ኢየሱስ ዓለም ሕልፊ የብላን
    ፈጺሙ ዘይቅየር እቲ ኣቦነትካ
    ጠፊኤ ምስ መጻኩስ ርእየዮ ወድካ
    ናይ ቀሲስ ኣሸናፊ ገብረማርያም

  • @HerolSonofGod
    @HerolSonofGod หลายเดือนก่อน +3

    ናይ በሓቂ ልቢ ደረስርስ ዝማሬ ኢዩ ሓውና ድያቆን ኣብርሃም ፀግኡ የብዝሕ ብፀሎትኩም ዘክሩና ናብዚ ከብቅዓኒ።🙏🏼🥹❤️‍🩹❤️‍🩹

  • @ንግዜ
    @ንግዜ หลายเดือนก่อน +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽት የስማዓልና እግዚኣብሔር ኣምላኽ ጸጉኡ የብዝሓልኩም ኣሕዋት

  • @azyeb3119
    @azyeb3119 หลายเดือนก่อน +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ💕💕
    መላእክት የስምዓልና🙏🙏🙏

  • @musseteklit2860
    @musseteklit2860 หลายเดือนก่อน +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽቲ ይስማዓልና።እግዚአብሔር ጸግኡ የብዝሕ ።

  • @shewitsium5514
    @shewitsium5514 หลายเดือนก่อน +2

    ኣሰይይይይይይ እልልልልልልልል ዝማረ ማላእክቲ የስመዓና ነዓይ ሊካ ዘሚርካለይ ጥዑም ኣንደነት❤

  • @kifletsehai4899
    @kifletsehai4899 หลายเดือนก่อน +3

    ልብካ ትትንክፍ መዝሙር ዝማረ ምላክት የስመዓልና ፍትዋት የሕዋተይ.❤❤❤

  • @merhawiteame3402
    @merhawiteame3402 หลายเดือนก่อน +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዘመሬ መላእክት ዝተቐበለ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ዝማሬኻ ይቀበለልካ ድያቆን ሓወይ
    ጸግኡ የብዝሓልካ

  • @efremreda7954
    @efremreda7954 หลายเดือนก่อน +2

    ዝማረ መላእክቲ የስማዓልና

  • @nigistihaile8323
    @nigistihaile8323 หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤❤ዕልልልልልልልልል ዝማሬ መላእኽቲ የስመዓልና እግዛቢሀር ጸጉኡ የብዛሓልኩ ዞም ደቀይ❤❤❤❤

  • @MenaAmday
    @MenaAmday หลายเดือนก่อน +2

    ዝማሬ ማላእክት የስመዐልና❤

  • @JurommKefelaa-qu6ym
    @JurommKefelaa-qu6ym หลายเดือนก่อน +2

    ኣሜን(3) ዝማሬ መላክቲ የስመኣልና❤❤❤

  • @MustWith-w1u
    @MustWith-w1u หลายเดือนก่อน +2

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤❤

  • @ሰላመይኢኪድንግልማርያመይ
    @ሰላመይኢኪድንግልማርያመይ หลายเดือนก่อน +2

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክቡር ሓውና❤

  • @BetelihemGenanaw
    @BetelihemGenanaw หลายเดือนก่อน +2

    Amne amne amne 🙏🙏🙏🙏

  • @ተዋህዶዩቱብ-ጠ8ጠ
    @ተዋህዶዩቱብ-ጠ8ጠ หลายเดือนก่อน +2

    ዝማሬ መላእክት የስመዐልና

  • @alawitmhreteab6994
    @alawitmhreteab6994 หลายเดือนก่อน +1

    Zmare melaekti yesmaena kbur hawna ❤❤❤

  • @FreweyniMahari
    @FreweyniMahari หลายเดือนก่อน +2

    Zmarie melakti yesmolna Burk hawey kemzi temsgno zeleka noay awen nabau yebqoni bexlotkum degfeni 🎉🎉🎉

  • @merihamenay5588
    @merihamenay5588 หลายเดือนก่อน +2

    ዝተፍተወት ዕለት

  • @rimaalem3139
    @rimaalem3139 หลายเดือนก่อน +2

    Zmare melaekt yesmealna kbur hawna ❤❤ xegeu yebzehalka

  • @Sara-d4n5t
    @Sara-d4n5t หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤

  • @ተመስገንኣምላከይ-ቘ9አ
    @ተመስገንኣምላከይ-ቘ9አ หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ተዋህዶዩቱብ-ጠ8ጠ
    @ተዋህዶዩቱብ-ጠ8ጠ หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @kabrontube
    @kabrontube หลายเดือนก่อน

    ከም ንጥፉእ ወዲ … ሰሚዕካ ዘይምኖ መዝሙር ........... ዕረፍቲ ንልቢ kem ntfue wedi bzemari bereket tkue
    th-cam.com/video/kI09vsNeW78/w-d-xo.html

  • @mdsoleman3351
    @mdsoleman3351 หลายเดือนก่อน +2

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና❤❤❤❤❤

  • @LetenkielTeklebrhan
    @LetenkielTeklebrhan หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤

  • @RomaGoitom
    @RomaGoitom หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤