ไม่สามารถเล่นวิดีโอนี้
ขออภัยในความไม่สะดวก

🛑ሎሚ ስነ-ስርዓት ቀብሪ ደሴት ኪዳነ ተፈጺሙ!ሓጺር ታሪኽ ሂወታን መግለጺ ጋዜጠኛታትን 9 November 2021

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 8 พ.ย. 2021
  • #eritrea #neshneshtv #sports #ethiopia #tigray #eritreamusic
    ደሴት ኪዳነ ፤ ዘንትእለት ዝዝከር ታሬኽ ገዲፋ ትኹለፍ!
    ግርማ ነይርኺ-ጽባቐ ሃገር
    ጸዳል ስድራ-ዘይብላ ኣበር
    ስም ነይርኪ-ወለዶ ተጸውዕ
    ደሴት ኩሉና-ፍጽም ዘይትርሳዕ
    ውልዶ ኤርትራዊት ፕሮፍሽናል ተቐዳዳሚት ብሽክሌታ ኤርትራ ደሴት ኪዳነ፤ ኣብ ልምምድ እናሃለወት ትማሊ ሰኑይ 8 ሕዳር ብዘጋጠማ ናይ መኪና ሓደጋ፤ ኣብ መበል 21 ዕድሚኣ ድሕሪ ምዕራፋ፤ሎሚ 9 ሕዳር 2021 ድማ ብኣሽሓት ዝቊጸር ህዝቢ ኣብ ዝተረኸበሉ ኣጋጣሚ፤ ሓመድ ኣዳም ለቢሳ።
    ደሴት ኪዳነ ፤ ዘንትእለት ዝዝከር ታሬኽ ገዲፋ ትኹለፍ!
    ግርማ ነይርኺ-ጽባቐ ሃገር
    ጸዳል ስድራ-ዘይብላ ኣበር
    ስም ነይርኪ-ወለዶ ተጸውዕ
    ደሴት ኩሉና-ፍጽም ዘይትርሳዕ
    ውልዶ ኤርትራዊት ፕሮፍሽናል ተቐዳዳሚት ብሽክሌታ ኤርትራ ደሴት ኪዳነ፤ ኣብ ልምምድ እናሃለወት ትማሊ ሰኑይ 8 ሕዳር ብዘጋጠማ ናይ መኪና ሓደጋ፤ ኣብ መበል 21 ዕድሚኣ ድሕሪ ምዕራፋ፤ሎሚ 9 ሕዳር 2021 ድማ ብኣሽሓት ዝቊጸር ህዝቢ ኣብ ዝተረኸበሉ ኣጋጣሚ፤ ሓመድ ኣዳም ለቢሳ።
    #Eritreanews #Ethiopianews #tigraynews #Breakingnews #Neshneshtv #Eritreamusic #tigraymusic #ethiopiamusic #tigrinamusic #gereemun #rufta #hdmona #lye #ella #hope #love #peace #youtube #habeshatiktok #Eritreatiktok #ethiopiatiktok #tiktok #Germany #eritrea
    Copyright © Neshnesh Tv 2021
    An unauthorized use, distribution, re-upload or transmitted in any form or use without the prior written permission of the publisher is strictly prohibited.
    © All rights reserved.
    - - - - - Connect with us - - - - -
    Facebook Page:bit.ly/2JGrOaO
    ☆Neshnesh Tesfalem☆ Facebook (Personal): bit.ly/2M2J9MM
    Instagram: bit.ly/2Z34ZmP
    😘ሼር. ... ሳብስክራይብ. .. ኮመንት ኣይትረስዑ ፡ስለ ትህቡኒ ሞራል ምትብባዕ ብልቢ የ ዘመስግን 🙏🙏🙏

ความคิดเห็น • 672

  • @user-ot6dd4wx4v
    @user-ot6dd4wx4v 2 ปีที่แล้ว +33

    እግዚአብሔር ኣምላክ ኣብ ሕቁፊ የንብርኪ ደሴት ሓፍተይ😢 ንመላእ ቤተሰባ፣ መሓዙታ፣ፈተውታ ኣክእሎ ይሃብኩም ፈጣሪ! ይኩን በከመ ፍቃድከ🙏

  • @user-qg2jf2js6n
    @user-qg2jf2js6n 2 ปีที่แล้ว +38

    ወትሩ ኣብ ልብና ብዓልቲ ዓቢ ራኢ ከሲሪና ፈጣሪ ብየማናይ ኢዱ ይቀበልኪ ንእስቲ ሓብተይ ንሙሉእ ስድራቤት ጽንዓት ይሃብ💔😭😭😭🙏🙏🙏🙏

  • @ኤርትራሃገረይ
    @ኤርትራሃገረይ 2 ปีที่แล้ว +18

    ኣንታ እዞሞ ተጋሩ ሲ ለዉሃት እዮም ኩሎም መንግስተ ሰማይ የዋርስኪ እንበር ሕማቅ ከይ ጸሓፉ belu eske selam yewrdelna neta haftna ka mengste semay yewarsa btami zehzn eyu💔💔💔🇪🇷

    • @eritreanblackmanhabitilove142
      @eritreanblackmanhabitilove142 2 ปีที่แล้ว +4

      Fetiyom do mesilka neshnesh sle zdgfom eyom

    • @sadorhaftu7906
      @sadorhaftu7906 2 ปีที่แล้ว +3

      @@eritreanblackmanhabitilove142 ሃሳስ

    • @eritreanblackmanhabitilove142
      @eritreanblackmanhabitilove142 2 ปีที่แล้ว

      @@sadorhaftu7906 teref hamharu sorry ms kll aymlsn eye

    • @nuranura5953
      @nuranura5953 2 ปีที่แล้ว +3

      @@eritreanblackmanhabitilove142 እንታይ ዓይነት ርእሲ እዩ ዝለኩም ኤርትራዋይን ፎእእእእ ሞቶ እዩ እኮ መርዓ ኣይኮነንነ ልቢ ግቡሩ👎💔😥😥😥

    • @eritreanblackmanhabitilove142
      @eritreanblackmanhabitilove142 2 ปีที่แล้ว

      @@nuranura5953 aye kll qumal sekti eske Neal merea wahid

  • @nahomentertainment3633
    @nahomentertainment3633 2 ปีที่แล้ว +32

    ንደሴት ሓፍትና መግስቲ ሰማይ የዋርሳ!😭😭😭

    • @samrawityosan1188
      @samrawityosan1188 2 ปีที่แล้ว +3

      Haftey natey Egziabher abe genetu yekebelki

  • @herangualagame7447
    @herangualagame7447 2 ปีที่แล้ว +19

    ንእስተይ እግዚኣብሔር ኣብ
    ሕቅፉኡ የንብርኪ ካብ ሓደጋ ሞት
    ሰዉረና አምላክ ኣቦይ😭💔🙏

    • @tdf9455
      @tdf9455 2 ปีที่แล้ว

      ኣሜንንንንን
      ኣሜንንንን
      ኣሜንንን🙏

  • @rahelasmerinabelalifestyle5566
    @rahelasmerinabelalifestyle5566 2 ปีที่แล้ว +38

    መንግስተ ሰማያት የዋርስኪ ዕሸለይ ንስድራኪ ድማ ምጽንናዕ ይሀቦም ኹሉ ከም ፍቃዱዩ 😭😭

  • @user-ni9py5si2l
    @user-ni9py5si2l 2 ปีที่แล้ว +25

    መንግሰተ ሰማይ የዋርስኪ ምዓረይ🙏😥🥀😭😭😭😭😭😭

  • @user-xx9ib1lo6l
    @user-xx9ib1lo6l 2 ปีที่แล้ว +4

    ወላዲት ኣምላክ ኣብ ሕቁፋ ተንብርኺ ምዓረይ 💔😭😭

  • @abagobyeabagobye7883
    @abagobyeabagobye7883 2 ปีที่แล้ว +1

    መንግስተ ሰማማይ የዋርስኪ ደሴት ሓብትና እግዚኣቢሄር ኣምላክ ኣብታ ዘለላለዋዊት ገነቱ የስፍኪ ምሉእ ሰድራን ቤተስብን ከመኡዉን መሳርሕትኪ ጽንዓት ይሃብ ።

  • @ttyy7566
    @ttyy7566 2 ปีที่แล้ว +21

    መንግስተስማያት ይዋረስኪሓፍተይ😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @semugalltgray1775
    @semugalltgray1775 2 ปีที่แล้ว +27

    እፍፍፍ አምላክ ብየማን ኢዱ ይቃበልኪ መዓረይ💔😥😥😥😥

  • @user-mn2fn5ou5l
    @user-mn2fn5ou5l 2 ปีที่แล้ว +20

    መንግስተ ስማያት የዋርስኪ ሓፍትና😢😢💔

    • @ybrahhabte1267
      @ybrahhabte1267 2 ปีที่แล้ว

      Mengiste semay yewarski haftey natey

  • @abrahamberakiabrahamberaki1730
    @abrahamberakiabrahamberaki1730 2 ปีที่แล้ว +19

    ደሴት ሓብተይ ናተይ መንግስተ ሰማይ የዋርስ ብየማናይ ኢዱ ይቀበልኪ ፈጣሪ ስድራ ሞዋቲት ክኣ ጽንዓት ይሃብኩም

  • @johnchelsawi1801
    @johnchelsawi1801 2 ปีที่แล้ว +6

    እግዚኣብሄር ኣምላኽ ብየማናይ ኢዱ ይቀበልኪ ደሴት ሓበን ሃገር ፈጣሪ ንእስነትኪ ይርኣየልኪ ሓፍተይ ናተይ

  • @1abahta
    @1abahta 2 ปีที่แล้ว +15

    Dont know what words to use to express my grievness and sadness of the untimely passing of our beautiful sister Dessiet Kidane. This is painful and I am sure this is the hardest to her immediate family and friends. God bless her soul. May God give enough strength to her family, parents and friends. Abraham.

  • @kiflomhabtegiorgis4814
    @kiflomhabtegiorgis4814 2 ปีที่แล้ว +1

    ኡፍ ልቢ ዝሰብር ነገር እግዝኣብሔር ኣብ የማናይ ጎኑ ይቀበልኪ

  • @user-kt7cb7yz1d
    @user-kt7cb7yz1d 2 ปีที่แล้ว +25

    እግዚአብሔር ኣምላክ አብ ሕቁፉ የንብርኪ ንኡሰተይ

    • @tsadkangalabrha1682
      @tsadkangalabrha1682 2 ปีที่แล้ว

      ሎቃምጥ ን ህግደፍ ሓሊኽን ድዩ

    • @merhawitembaye7473
      @merhawitembaye7473 2 ปีที่แล้ว

      @@tsadkangalabrha1682ዋይ ንዛ ክንቱ ኣለም ህማቅ ኣይትዛረቡ ኡፍ

  • @user-ms9gi5ye3k
    @user-ms9gi5ye3k 2 ปีที่แล้ว +14

    እፍፍፍ ሓፍተይ አብ ንኡስ ዕድመኪ ኩሉ ፍቃድ አምላክ እዩም ንእስነትኪ ሩኡ ኣብ ሕቁፉ የንበርኪ

  • @user-xe4gq4gg7w
    @user-xe4gq4gg7w 2 ปีที่แล้ว +21

    መንግስተ ሰማያት ይዋርስኪ ሓፍትና😢

    • @kahsaykool1026
      @kahsaykool1026 2 ปีที่แล้ว

      ለባም ክትባሃሊ ድዩ ኣደታት ትግራይስ ኣጋዲሞም ሓሪዶመን ኤረትራውያን ንስኽን፡ነብስኽን ሸይጥክን ትሓድራ ሕሳራት ብሰንክኽን ኣደታት ትግራይ ሸራሙጥ ተባሂለን

    • @trhastsegay9889
      @trhastsegay9889 2 ปีที่แล้ว

      MenGste semay yewarski haftey

    • @nuranura5953
      @nuranura5953 2 ปีที่แล้ว

      @@kahsaykool1026 እሂ እንታይ ኮይንካ

    • @kahsaykool1026
      @kahsaykool1026 2 ปีที่แล้ว

      @@nuranura5953 ህዝብና ዝሓረዱ ህዝብስ ኤረትራዊት ሞይታ ኢለን ይሓዝና ለባማት ክትባሃላ የዋሃት እየን፡ክትባሃላ ትፅዕራ ክክክ ኩሉ እዩ ዝንዕቐክን ተጋሩ ጋሓቡ እናበሉ የዋሩዱኽን ኣለዉ እምበር

    • @zerithadgu832
      @zerithadgu832 2 ปีที่แล้ว

      @@kahsaykool1026 ጋሕ አንተትብል ንስካ ኣታ ቆማል

  • @user-lc9fg1lk7m
    @user-lc9fg1lk7m 2 ปีที่แล้ว +3

    መንግስተ ሰማያት የውርስኪ ንእስተይ😢🙏
    ጽንዓት ይሃብኹም ንመላእ ቤተሰብ

  • @ove6164
    @ove6164 2 ปีที่แล้ว +7

    የሕምም😥ብሰላም ዕረፊ ንእስተይ
    ጽንዓት ንመላእ ቤተሰብ

  • @ljalemtsegehans2828
    @ljalemtsegehans2828 2 ปีที่แล้ว +1

    ዓሕ እዋይ ሓፍተይይይይ ማዓረይይ ኣምላክ ኣብ የማናይ ኢዱ የንቢርኪ

  • @armanimedia1997
    @armanimedia1997 2 ปีที่แล้ว +4

    ኣሕ ደሴተይ ቁሩብ ቀልጢፍክና::ምእማኑ ዘጸግም ካብ ኾነ ግን ኣብ ገነቱ ይቀበልኪ ፈጣሪ::😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @mamaameninterferenz8948
    @mamaameninterferenz8948 2 ปีที่แล้ว +6

    Eway haftey Tekolifki amlak mengste semay yewarski 😭😭😭😭😭💔😭😭🙏🙏🙏

  • @hayelomhanis7263
    @hayelomhanis7263 2 ปีที่แล้ว +1

    መንግስተ ሰማይ የዋርስኪ ሓብተይ ምስኪነይቲ

  • @tsgiegalhageretigrey1192
    @tsgiegalhageretigrey1192 2 ปีที่แล้ว +1

    መንግስተ ሰማይ የዋርስኪ ንመላእ ቤተሰብ ፅንዓት ይሃብኩም

  • @habtomalem853
    @habtomalem853 2 ปีที่แล้ว +13

    Rip our hero 😭😭😭😭

  • @user-pl1os8jx1b
    @user-pl1os8jx1b 2 ปีที่แล้ว +9

    መንግስተ ሰማይ የዋርስኪ ሓፍተይ

  • @akberetamne6714
    @akberetamne6714 2 ปีที่แล้ว +7

    Mengesti semay yewarski😭😭😭🙏🏽🙏🏽🙏🏽🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @yordanoshabtay2495
    @yordanoshabtay2495 2 ปีที่แล้ว +1

    በሐቂ ንፉዕ ጋዜጠና ኣመስጊነካ

  • @user-kq1mb2hd3j
    @user-kq1mb2hd3j 2 ปีที่แล้ว +3

    መንግሰተ ሰማይ የዋርሰኪ መዓረይ እህህ😭

  • @user-mg8hs6im9g
    @user-mg8hs6im9g 2 ปีที่แล้ว +13

    ምስኪነይቲ ኣብ ዕሸል ዕድምኪ 💔😭

    • @kahsaykool1026
      @kahsaykool1026 2 ปีที่แล้ว

      ኣቲ ሓፍተይ ኣብ ዕሸል ዕድመን እንድየን ህፃውንቲ ተደፊረን ተሓሪደን ዓለም እስካብ ዝዝግንኖ ታይ ኢኽን ሕሱራት ለባማት ክትባሃላ ድዩ

    • @heri2068
      @heri2068 2 ปีที่แล้ว +3

      @@kahsaykool1026 ናይ ብሓቂ ኣርኪብካ ደኾን ትኸውን ኣብ ዘዝጸሓፍዎ ከይድካ ገስረጥ ሓሳብ ትህብ ዘለኻ ? ካብ ከመይ ዝበሉ ስድራ ኢኻ ተወሊድካ በጃኻ ? በል ጽቡቕ ጌሩ ክፍለጠካ ኣብ ሓፍትኻ ርኸቦ።

    • @kahsaykool1026
      @kahsaykool1026 2 ปีที่แล้ว

      @@heri2068 ኣቲ ረሳሕ ማህፀን ክንዲ ኤረትራዊት ዘሪኽስ ን ትግራወይቲ ሓፍተይ ሞት ትምነይላ ስድራኺ ብ ኤረትራዊያን ስለዘይተሓርዱ እዩ ፀገም የለን

    • @kahsaykool1026
      @kahsaykool1026 2 ปีที่แล้ว

      @@abelteklit8791 ክላ ደናቑር ንስኹም ሞይትኩም ሰብ ዝሞተ ኣይመስለንን

    • @zerithadgu832
      @zerithadgu832 2 ปีที่แล้ว +1

      @@heri2068 አዚ ዶንቆሮ አዩ ንባዕሉ ይግበረሉ ዝሐፍተይ ብሞት ዝሕጎስ

  • @ezgomarefe1132
    @ezgomarefe1132 2 ปีที่แล้ว

    😭😭😭😭እዋይ ጋለይ ዘመተ እዩ :ንኡሰይ አዝዩ መሪር እዩ ሞ :እግዛአቢሄር አምላኽ አብእቲ ዘይሐልፍ መንግስቱ የዕርፍኪ:ንወለድን ፈተውታን ጽንዓት ይሃብ አሜን 🙏🙏🙏🌿🌺🌿

  • @user-bp6jp4qh3j
    @user-bp6jp4qh3j 2 ปีที่แล้ว +1

    ኡፍ ሐፍተይ ህጻን ቆልዓ ጽንዓት ንቤተሰባን ፈተውታን

  • @lulaarefe6223
    @lulaarefe6223 2 ปีที่แล้ว +4

    rest in peace my daughter❤️🙏🏾🇪🇷

  • @user-qy8vf3zb1i
    @user-qy8vf3zb1i 2 ปีที่แล้ว +18

    እህ ሓፈተይ ኦ አማላኪ ጎይታ ዝውስዲ ስእንካ ንእሳያስ ከይወስዲካ ንዕሽላት ካብ ኮነ አብ ገነት የንብርኪ ዕሽለይ

    • @mrkudusgebrenugus2032
      @mrkudusgebrenugus2032 2 ปีที่แล้ว

      Tdf rugum seb do yemewt eu

    • @ydcsyvsjs4199
      @ydcsyvsjs4199 2 ปีที่แล้ว

      ጥሩ ኣልቃሽ በለ ሰታሊን

    • @samilmiki7755
      @samilmiki7755 2 ปีที่แล้ว

      ሩግም ሰብ ኣድሚ ነዊሕ አዩ ኣምላኽ ባሉ ሰላም የውርደልና

  • @Natuya.yemane9295
    @Natuya.yemane9295 2 ปีที่แล้ว +5

    Very sad may The lord bless her soul in jesus christ name my beautiful Desu RIP 😭😭😭

  • @trhasgbrhans1877
    @trhasgbrhans1877 2 ปีที่แล้ว

    መንግስተ ሰማይ የዋርስኪ ክብርተይ

  • @user-tl9nh8cg2d
    @user-tl9nh8cg2d 2 ปีที่แล้ว +3

    መንግሰት ሰማይ ይዋርሰኪ

  • @user-ut7ei6uj4u
    @user-ut7ei6uj4u 2 ปีที่แล้ว

    መንገስተ ስማይ የዉርሳኺ 😭😭ንመለእ ቤተስብ ፅንዓት ይሃብኩም 🙏😭

  • @godgraces2093
    @godgraces2093 2 ปีที่แล้ว +1

    God Got U Sister U was Loved By Ur people Sister victory Will Always Be Ours The Marathon Continues 🇪🇷🏁😥✊ Peace To All 🌏

  • @user-lw6oe6bo9u
    @user-lw6oe6bo9u 2 ปีที่แล้ว +2

    መንግስተ ሰማይ የዋርስኪ ንእስተይ

  • @jdjdjhshhsh9021
    @jdjdjhshhsh9021 2 ปีที่แล้ว

    እዋይ ሓፍተይ መዓረይ መግስተ ሰማይ የዋርስኪ ኣብ የማኑ ይቀበልኪ

  • @temelsoluaula8420
    @temelsoluaula8420 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣሕሕ ጎይታ ይቀበለኪ 🇪🇷 ዓቢ ክሳራ 🥺💔😭😭R.i.p🙏 ጽንዓት ይሃብኩም ስድራቤት🙌🙌🙌

  • @hugfjfuhhg1555
    @hugfjfuhhg1555 2 ปีที่แล้ว +2

    ፅንዓት ይሃብኩም ንመላእ ቤተሰብ

  • @shheehhr7242
    @shheehhr7242 2 ปีที่แล้ว +4

    መንግስተ ሰማይ የዋርስኪ ሓፍተይ😥😥

  • @yordanosgrmay2969
    @yordanosgrmay2969 2 ปีที่แล้ว

    Weturu ab lib eritreawuyan eik kokob eritrea🇪🇷🇪🇷🇪🇷 desety 😭😭amlak ab yemanay edu ykebelik🙏🙏🙏 mearey 😭😭🇪🇷🇪🇷

  • @mussieteklay24
    @mussieteklay24 2 ปีที่แล้ว +2

    መንግስተ ሰማይ የዋርስኪ ሃፍተይ ናተይ

  • @selukiros4887
    @selukiros4887 2 ปีที่แล้ว +1

    መንግስተ ሰማይት ይዋርስኪ ንኡስተይ

  • @brikitytesfazghi2904
    @brikitytesfazghi2904 2 ปีที่แล้ว +3

    ይዋእ ወላዲ ዘይረኽቦ ዘይብሉ
    ጻንዐት ይሀብኵም
    ዋይ ጓለይ

  • @medhaniehaile1557
    @medhaniehaile1557 2 ปีที่แล้ว +1

    ደሴት ንኤርትራውያን እያ ጠፊኣትና ፈጣሪ ኣብ የማናይ ኢዱ የንብራ፣ ግን ንበዓል ከማኻ ኣይምልከተኩምን እዩ ደቂ ትግራይ ትዕወት

    • @samitesfay3618
      @samitesfay3618 2 ปีที่แล้ว

      Menkeskes sk bel nay tgrayka gber

  • @user-uh7sy9uy6j
    @user-uh7sy9uy6j 2 ปีที่แล้ว +1

    መንግሰተ ንሰማያት የዋርስኪ ሓፍተይን 😭😭😭😭😭😭

  • @gebreslasieliewawi6786
    @gebreslasieliewawi6786 2 ปีที่แล้ว +1

    ብጣዕሚ ኢዩ ዘሕዝን፡ ኣምልኽ ንስድራቤት ኣኻእሎ ይሃብ፡ ብልጽቲ ኢያ ኔራ ፡ ግን ኣምልኽ ካብ ጸወዓ ዝግበር የለን።

  • @semereabrah8427
    @semereabrah8427 2 ปีที่แล้ว

    እዋይ ሕማቕ ስማዕ እዋይ ኣነ ሓፍተይ ኣቲ ቁሩብ ደይትጸንሕልና ሓበን ሃገርናን መኹሪዕትናን በሊ ፍቓድ ፈጣሪ ካብ ኮነ እንታይ ክንብል ኮይና መንግስተ ሰማይ የዋርስኪ ሓፍተይ ማዓረይ ንመላእ ስድራ-ቤትን ንመላእ ህዝቢ ኤርትራን ጽንዓት ይህብ ፈጣሪ ኩሉ ዓለም

  • @kachucachu2724
    @kachucachu2724 2 ปีที่แล้ว

    እዋይ ዓለም ንእስነትኪ ሪኡ ፈጣሪ ኣብ ሑቁፍኡ የምብርኪ😭😭😭

  • @rahelgebremedhn8310
    @rahelgebremedhn8310 2 ปีที่แล้ว +3

    Rip haftey natey nzmotet haftna mengste semay yewarski nkulu sdrabietn mekrebn ka xnat yhabkum

  • @galkidun5287
    @galkidun5287 2 ปีที่แล้ว +3

    Ufffffffff eway alem godelo haftey natey Amlak ab yemnay edu yekblki nesdra dema tsnat yehb 😭😭😭😭😭😭😭😭😭💔

  • @abelgerezgiher2021
    @abelgerezgiher2021 2 ปีที่แล้ว +1

    ደሴተይ ኮይንኪ ተፈሊኽና በሊ እስከ ፍቃድ ኣምላኽ ካብ ኮነ እንታይ ይብሃል ኬይኑ መንግስተ ሰማይ የዋርስኪ ንስድራቤት ንኹሎም መሳርሕትኺ ጽንዓት ይሃቦም

  • @HhHh-hr5if
    @HhHh-hr5if 2 ปีที่แล้ว

    መንግስተ ሰማይ የዋርስኪ ቤተሰብ ከኣ ጽንዓት ይሃብኩም

  • @aeyerostadese2472
    @aeyerostadese2472 2 ปีที่แล้ว

    ኣምላክ ኣብ ሕቁፉ የንብርኪ

  • @abites4399
    @abites4399 2 ปีที่แล้ว +2

    R i p 😭 mengste semay yewrski haftey natey

  • @user-qb1rc9lm3r
    @user-qb1rc9lm3r 2 ปีที่แล้ว

    መግስተ ሰማይ የወርስኪ ንእሰተይ 😥😥 ንቤተሰብ ፅንዓት ይሃብኩም

  • @samilmiki7755
    @samilmiki7755 2 ปีที่แล้ว

    😭😭😭😭 ዋይ ኣነ ሓፍተይ ፈጣሪ አብ ገነት ይከበልኪ ንመላ ቤተሰብ ጽንዓት የሃቦም

  • @user-yh8lu5cd7j
    @user-yh8lu5cd7j 2 ปีที่แล้ว +6

    አፍፍፍ ንቤተሰባ ፅንዓት ይሃቦም

  • @fethihaje6822
    @fethihaje6822 2 ปีที่แล้ว +2

    R.i.p haftna ...

  • @teklityemane9951
    @teklityemane9951 2 ปีที่แล้ว

    መንግስተ ስማይ የውርስኪ ደስት ሓብተትና ግርማ ሃገር ንስድራ ጽንዓት ይሃብ ኣሕሕሕሕሕሕሕሕሕ 😭😭😭😭

  • @kudsandesta4958
    @kudsandesta4958 2 ปีที่แล้ว +2

    Mengste semay yewarski haftey mearey 😭😭😭😭😭

  • @aronbrhane374
    @aronbrhane374 2 ปีที่แล้ว

    መንግስተ ሰማይ የዋርስኪ

  • @genetbeyene1730
    @genetbeyene1730 2 ปีที่แล้ว

    እውይይይይይይ ጓለይ ኣባይኪ ዕሸል ንስድራቤትኪ ምሉቕ ኢልክዮም ትረኒን ገርኪ ዘይትምለሲ ጓለይ እንዳተጸበዩኺ ከም ኩሉ ግዜ ብሰላም ክትምለስዮም እንዳተጸበዩኺ በሊ ኣብ ሕቑፉ ይቀበልኪ ፈጣሪ ንእስቲ ክንደይ ይመርር ጓለይ ነዞም ስድራኺ ኣምላኽ የጽንዓዮም ኣኻእሎ ይሃቦም

  • @dejentekle8481
    @dejentekle8481 2 ปีที่แล้ว

    እግዝኣብሄር ኣምላክ ኣብ የማናይ ኢዱ ይንብረኪ ደሴት ሃፍተይ ስድራበት ጽንኣት ይሃብኩም

  • @Dandani21
    @Dandani21 2 ปีที่แล้ว

    ዓለም ርግምቲ ኣሕ ኣብ ንኡስ ዕድሜኣ 😭😭😭😭😭🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @meley2k18
    @meley2k18 2 ปีที่แล้ว

    Ufff💔😥msakin sdraki leli kulu😢abi hazen u ab neus edmiki tfelikna kab kone gn egziabiher ab yemanay eidu yenbrki🙏.

  • @simonbrhane8315
    @simonbrhane8315 2 ปีที่แล้ว +3

    Rest in peace young legend 😭😭

  • @bywbywbyw8413
    @bywbywbyw8413 2 ปีที่แล้ว +2

    መንግስቲ ሰማይ ይዋረስኪ😭😭😭😭

  • @user-jf3ri3nn8s
    @user-jf3ri3nn8s 2 ปีที่แล้ว

    ደሴት ሓብትና መንግስተ ሰማይ የዋርስኪ 😭

  • @isakmicheal4214
    @isakmicheal4214 2 ปีที่แล้ว

    ኣሕ ሓፍተይ ናተይ መንግስተ ሰማይ የዋርስኪ

  • @germaramtadese8103
    @germaramtadese8103 2 ปีที่แล้ว

    መንግስተ አምላኽ የዋርስኪ ዕሸለይይይ😭😭😭😭😭😭😭 🙏🙏🙏🙏🙏

  • @weinibrhaneissayas2044
    @weinibrhaneissayas2044 2 ปีที่แล้ว

    ኣምላኽ ኣብ ሕቅፎ ኣቦና ኣብራሃም ይሳቅ ያቆብ የምብርኪ መንግስተ ሰማይ የዋርስኪ ሓፍተይ ምዓረይ

  • @rozitsegaye3802
    @rozitsegaye3802 2 ปีที่แล้ว

    May God of all gives strength & comfort to her family's.

  • @fachekiros7017
    @fachekiros7017 2 ปีที่แล้ว +2

    Mengste semayat yewarski Desiet haftey egziabhier amlak byemanay eidu yqebelki😭😭😭 nkulom sdrabiet dma xnat yhabom.

  • @mg-kb9cr
    @mg-kb9cr 2 ปีที่แล้ว

    አብ ገነት የንብርኪ

  • @filigunners2268
    @filigunners2268 2 ปีที่แล้ว +1

    ኮኾብ ወዲቃትና !!!! መንግስተ ሰማይ የዋርስኪ ደሴት ሓፍተይ !!!

  • @user-nz7bb4yk2z
    @user-nz7bb4yk2z 2 ปีที่แล้ว +3

    R.i p😭😭

  • @LiliKing-ku6dt
    @LiliKing-ku6dt 2 ปีที่แล้ว

    መንግሰተ ሰማይ የዋረሰኺ ማዓረይ 🙏😢😢😢

  • @merrym4812
    @merrym4812 2 ปีที่แล้ว

    ኣፍ ሓፍተይ ኣብ ንኡሰ ዕድመኪ ኩሉ ፍቃድ ኣምላክ እዮ ሞ ንሰነትኪ ሪኡ ኣብ ሕቁፉ የንበርኪ 😭😭😭💔

  • @mhretgebru8657
    @mhretgebru8657 2 ปีที่แล้ว +1

    Meryam Ayrefeda ms weda btsebuq the Elkington zhaftey merey Amen.

  • @mihretabghebremedhin900
    @mihretabghebremedhin900 2 ปีที่แล้ว

    መንግስተሰማይ የዋርስኪ ጽብቕቲ ጓል ሃገረይ፥ ዓዲቆንጺ ሓማሴን።

    • @peaceforever8115
      @peaceforever8115 2 ปีที่แล้ว

      እንታይ ኣምጾ ኣውራጃ ምጥቃስ ገጽኪ ትርሓቅ ደምብያ

  • @shamceyahsoso8852
    @shamceyahsoso8852 2 ปีที่แล้ว +3

    ነብስ ይማር

  • @tdf9455
    @tdf9455 2 ปีที่แล้ว

    ኣብ ገነት የንብርኪ ሓብተይ😭🙏

  • @fyfgtvchc4508
    @fyfgtvchc4508 2 ปีที่แล้ว

    መንግስተ ስማይ የዋርስኪ ሓፍተይ ኣብ ሕቅፎ ኣብራሃም ኢሳቅ ያቆብ ይቀብልኪ እግዚኣቢሄር

  • @sarateklemaryam5767
    @sarateklemaryam5767 2 ปีที่แล้ว +3

    R.i.p 😭😭😭

  • @mantes7
    @mantes7 2 ปีที่แล้ว

    ታይ ሞ ክብል እየ 😢 በቃ ፍቃድ ኣምላኽ ካብ ኮነሲ ኣብ ሕቅፉ የምብርኪ ፈጣሪ ንመላእ ስድራቤት ንመላእ ፈተውታ ጽንዓት ይሃበና ፈጣሪ ።

  • @mknaytsbuk4048
    @mknaytsbuk4048 2 ปีที่แล้ว +1

    አብ ገነት የንብርኪ ፅብቅተይ,, ንወለድኽን ደገፍትኽንውን ፅንዓት ይሀቦም።

  • @She36
    @She36 2 ปีที่แล้ว

    መንግስተሰማይ የዋርስኪ ኣብሰማይ ይጥዓምኪ

  • @EiBackDiamnd
    @EiBackDiamnd 2 ปีที่แล้ว +2

    Rip 😭😭😭😭😭😭

  • @tighistiyemane3275
    @tighistiyemane3275 2 ปีที่แล้ว

    Ahhhh eway ana haftey mearey 💔💔😭😭😭😭 R. I.P you have a Big place in our heart😭

  • @ghshsghshsyhhw8370
    @ghshsghshsyhhw8370 2 ปีที่แล้ว +2

    ምንግስተ ሰማይት የዋርስኪ ሓፍተይ💊😭😭😭

  • @wedigermowedigermo8266
    @wedigermowedigermo8266 2 ปีที่แล้ว

    መንግስቲ ሰማይ የዋርስኪ እቲ ሉኡል ፈጣሪ ኣብ የማናይ ኢድ የንብረኪ ፈጣሪ

  • @user-pl1os8jx1b
    @user-pl1os8jx1b 2 ปีที่แล้ว +10

    ግን ናይ ደሴት ኪዳነ ዘይበረሃለይ ፡ንሳ ድያ ካብመስመር ፡ወጽያ ወይ በዓል መኪና ድዩ ካብ መስመር ወጽዩ ሃሪሙዋ ፡ ብከመይ ኢዩ ክፍጸም ኪኢሉ እቲ ሓደጋ ጽቡቕ ዘየብራህካልና። ነሹ

    • @hidatalem6543
      @hidatalem6543 2 ปีที่แล้ว +11

      Esu du nsa hadega hadega yu entay waga alewo

    • @senaynekun1878
      @senaynekun1878 2 ปีที่แล้ว

      Nesu eyu harimowa meste setiyu neru elomo

    • @abelkael7281
      @abelkael7281 2 ปีที่แล้ว +1

      ነምታይ ግን አብ ግዜ ለመድ ብሽግልታ መንግዲ ብሕግታት ትራፍክ ክዕጾ ነርዎ.

  • @rutahagos1514
    @rutahagos1514 2 ปีที่แล้ว +1

    🤔🙏🙏🙏😭💔😭💔😭💔my best sister 💓 qalat yeblen egzabhier ab yemanay gonu aqemti Queen 👸 ♥ natey ✌ Rip 🙏